ሃይሉ ታደሰ - ኣብ ቀዛሕታ ፖድካስት - Kezahta Podcast - Hailu Tadese

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ก.พ. 2024
  • © Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 73

  • @Tigray122
    @Tigray122 4 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ መጻኩም ኩቡራት ስድራና ❤️💛🕊️🕊️🕊️🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @berhanewoldg8322
    @berhanewoldg8322 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሀይሉ ከ ተያየን 15 አመት በኋላ ሥላየሁህና ሥለአዳመጥኩህ ደሥ ብሎኛል እደሜና ጤናይሥጥህ ብ/ወልድ ጤናይሥጥህ

  • @beana3912
    @beana3912 5 หลายเดือนก่อน +3

    እውይ ብጣዕሚ ዘድንቆ ተዋሳአይ❤ የቀንየልና ቀዛሕታ🙏🙏🙏👍💛❤️💛❤️

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 5 หลายเดือนก่อน +6

    ሃይልሽ ናበሓቂ ፅኑዕን ፈላጥን ሓቀኛን ኢካሞ አመስጊና !! ናይዞም ገበነኛታትን ዓሌተኛታትን ጆኖሳይደራትን ኩሎም ብፍላይ ዩኤስ ኤድስን ዓለም ምግቢ ፕሮግራምን ንዩኩራንያን ኩሉ ሓገዞም ፀንቂቆም ስለ ዝወድኡን ብዃናት ዘተኽአለ ህዝቢ ብጥምየት ከሰኩኑን ሽርሒን በደልን ወንጀልን ጆኖሳይድን ፈፂሞምልናን ናይ ሓሶት መፀለምታን ገይረሙልን እዮም እሞ ስነ መጎተይን ሓሌት ትግራይናን ስለ ዘቃላሕካ ቀፃሊ እዉን ኢፍትሒ አብርስና ዝወረደ ጆኖሳድ ሰኒድካ ክትፅሕፎ እምሕፀን ??? መምሃሪ ተረከብቲ ሕድሪ ስለዝኮነ !!✍️🤝💪✌️🤝

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ያህብኩም ክምዚ ለባማት ወለድና ትርእይ ተለና ደስታ ይስመዐኒ🙏💗

  • @danielbitew4335
    @danielbitew4335 5 หลายเดือนก่อน +6

    Nice to see you, Mr.Hailu Tadesse! I remember you in the movie "Firdi" this movie is an emotion. Several years ago I went Toronto to visit my friends and saw it. The movie was emotionally so powerful we were all crying. The actors are incredible, specially you, and it will remain as my favorite movie. Now you're a successful lawyer. What a brilliant man. Thank you and great to hear from you.

  • @genetgebrekrstos3215
    @genetgebrekrstos3215 5 หลายเดือนก่อน +2

    Betamii des zebel bereket hawuna Yekenelna ❤

  • @mozan7852
    @mozan7852 5 หลายเดือนก่อน +4

    ሃይሉ ስለዝረአኹኻ ብጣዕሚ ደስ እሉኒ ፣ ቀዛሕታ ( በረኸት ) ካብ ልቢ የመስግን
    ሃይሉ አብ አስመራ ሳንታአና መማህርተይ ነይሩ
    ኑር ይበሃል

  • @fanueldori9718
    @fanueldori9718 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ሃይልሽ እንቃዕ ኣረከበና ኩቡር ኣርቲስት ,ውው ጠፊኢካ

  • @loyalbelieve6954
    @loyalbelieve6954 5 หลายเดือนก่อน +2

    Nay behaki Tigraway tnx bere for having him on your podcast! Let’s all take his advice and work on Tigray

  • @nigistiaregawi1181
    @nigistiaregawi1181 5 หลายเดือนก่อน +2

    ሃይልሸይ ናይ ሞያ መሓዛይን ኣያይን ስለዝረኣኹኻ ደስ ኢሉኒ በረከትም ንድሕሪት ተዘክሮታትና ክንሪኢ ስለዝገበርካና ነመስግን🙏🙏🙏 ክበረልና❤❤❤

    • @hailutadesse2230
      @hailutadesse2230 5 หลายเดือนก่อน +2

      ንግስቲ ሓፍተይ 'ኳዕ ደሓን ሃለኽልና...ብልፅቲ ተዋሳኢት

  • @KbGg-mg9go
    @KbGg-mg9go 5 หลายเดือนก่อน +1

    Big respect 4 lawyer&artist haylsha❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-eh3eh4oe4b
    @user-eh3eh4oe4b 5 หลายเดือนก่อน

    wow Hailsh you came safely and shared many happy and sad stories with us. Kezahta podcast continue it

  • @liliamare3295
    @liliamare3295 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ዝፈትዎ ተዋሳኣይ 🙏

  • @zemenhidmo6916
    @zemenhidmo6916 5 หลายเดือนก่อน +1

    btkkl hylu kemu zbelu tegaru aftihomna eyom thank u

  • @michaelgezai9414
    @michaelgezai9414 5 หลายเดือนก่อน +1

    Ne tshay abay entekileka akeribelna

  • @user-dh4iy2kl7g
    @user-dh4iy2kl7g 5 หลายเดือนก่อน +1

    😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍 ኣቱም በጃኩም እንዶ ንቀዛሕታ እስፖንሰር ግበሩ። ሓደ ሰብ ቤኪ ኣብ ኣዋሳ ተወሊዱ ትግርኛ ከዐቢ እናተቃለሰ።ፈፈው እናበለስ ኣጆካ ምባልስ ባዓል ሃፍቲ ከኣብየኩም። ግደፋ ባ።😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @zewdu756
    @zewdu756 5 หลายเดือนก่อน

    ቢጣዕሚ ነመስጊን በረኸቲ /ቃዛሂታ ቡዙህ ዛታ ዘሎወም ሚቂርቢካ thank you so much

  • @user-mz4bk1ii3t
    @user-mz4bk1ii3t 5 หลายเดือนก่อน +1

    ንከያንትን መሳርሕቱን ንሃይሉ እንዶ መብራህቱ ታረቀ፣ብርሃነ ግደይ፣ኣታኽልቲ ነጋን ካልኦት በቲ ሽዑ ግዘ ዝነበሩ ከየንቲ እንተተቕርበልና ፅቡቕ ነይሩ።

  • @rutabelay3774
    @rutabelay3774 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ thank u ❤❤

  • @zewdu756
    @zewdu756 5 หลายเดือนก่อน

    Thank you thank you thank you so so much

  • @OneLove-kc5qu
    @OneLove-kc5qu 5 หลายเดือนก่อน

    Welcome our legendary artist !

  • @user-zg5nn6ny7p
    @user-zg5nn6ny7p 5 หลายเดือนก่อน

    Wow

  • @user-xq1mb5ov4b
    @user-xq1mb5ov4b 5 หลายเดือนก่อน

    ከብታ ቡናይ አይተዕገርገረኒ

  • @asefagerie8506
    @asefagerie8506 5 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ይብዛሕ ❤️❤️❤️👍

  • @user-uh8im1wf1l
    @user-uh8im1wf1l 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @LiAa400
    @LiAa400 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @user-zg5nn6ny7p
    @user-zg5nn6ny7p 5 หลายเดือนก่อน +2

    Big respect to memhir mircha & memhir hadush abreha ,artist hailu tadese if you want detail information about memhir mircha you can contact me!!

    • @hailutadesse2230
      @hailutadesse2230 5 หลายเดือนก่อน +1

      Glad to hear good news from you bro

    • @kezahta
      @kezahta  5 หลายเดือนก่อน +1

      የቐንየልና

  • @birukhs204
    @birukhs204 5 หลายเดือนก่อน

    በረከት ተቅረቦ ኩሉ ደሰ ዝብል እዮ በተለይ ንአምባሰደር ፉሰሓ አሰገዶም አመሰግንለይ

  • @mezagebrefe4604
    @mezagebrefe4604 5 หลายเดือนก่อน +1

    Hi❤❤❤❤❤

  • @mezekregetachew4340
    @mezekregetachew4340 5 หลายเดือนก่อน +2

    ካብ ሐደ ተጋዳላይ ዝረኸቦ ግጥሚ እዩ

  • @nigistiabadi5463
    @nigistiabadi5463 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️❤️😘😘😘

  • @user-vh7up9hc8c
    @user-vh7up9hc8c 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉

  • @user-cc1xe9dx2w
    @user-cc1xe9dx2w 5 หลายเดือนก่อน

    ❤እዚ ሰብኣይ ብምርኣየይ ደስ ኢሉኒ ኣብ እስራኤል ኮይነ ደጋጊመ ይርእያ ነይረ ግን ጠፊእካና።❤❤❤

  • @zewdu756
    @zewdu756 5 หลายเดือนก่อน

    አታ ህዝቢ ትግራይ ኒመሐር ዘሀለፈ ሰቆቋ አኒረስዕ ካም ልጨፉጨና አኒገቢርን ጊና ፊትሒ ልህዝቢና ለዓዲናናን በዕልና ኒበዕልና ኒተሐባበር ሐደራ ተጋሩ

  • @hailetesfay3313
    @hailetesfay3313 5 หลายเดือนก่อน +2

    ካብ ዘቕረብዎ ተዋስኦ ሓሪኻ ቑሩብ ወይ ድማ እቶም ዝፀርሖም ዝነበረ ናይ ቐደም ተዋሳእቲ ብምስሊ (ብፎቶ) አደጊፍኻ ንተኸታተልትኻ እንተተቕርቦ ዝያዳ ምበለፀ ኔሩ ።

  • @user-me8qe1oh6j
    @user-me8qe1oh6j 5 หลายเดือนก่อน

    🥰🥰🥰🙏🙏🙏

  • @user-dh7xu5fp9u
    @user-dh7xu5fp9u 5 หลายเดือนก่อน

    Lewti meneyu zomteo brather

  • @tglove720
    @tglove720 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @NeviDestaalem-sw9bs
    @NeviDestaalem-sw9bs 5 หลายเดือนก่อน

    Nay laza slki delyre bro lakeley

    • @kezahta
      @kezahta  5 หลายเดือนก่อน

      0962190971/0914440440

  • @alnorafilli385
    @alnorafilli385 5 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ በረከት እዛባህሪ እዚአ ተሰሩቁ እዩ ኮይንግና እናተመርመረ ረዲኤት ግን ክቋረፅ የቡሉን ዝበለ ትግራዋይ ብጣዕሚ ዉሑድ እዩ! እዞም ረዳእቲ ዝበሀሉ አብብጣዕሚ ንሂወት ሓደገኛ ዝኮነቦታ አቲዬም ዝረድኡ ብዛዓባ ስርናይ ተሰረቀ አይተሰረቀ ምንም አይሠስሎምን ኮይኑግን ንክንጠሚን ክንረግፍን ስለዝደለዩ እዩ!ብማሕበራዊ ሚድያ ብተጋሩ ምስሊ[ዕዳጋ] እናተጠቀዐረ ወፍሪ ዝግበር ዝነበረ! ስራዊት እንታይ ይበልዕ ነይሩ ዝበለካ የለን! ሓደሓደግዜ , አብዝኮነሓቂ ተጎዝጊዝካ" ሳዕቤኑ ድላዩ ይኩን!ግለሰባት አጥቂዕካ ሽዋትካ ምርካዕ ስሩት ዝኮነ ባህሊ አሎ! ሕዚዉን ብሚድያና ዝግለፁ,ፈለጥኩ እናተብሀለ ስቅኢልካ እዩ ዝዝርገፍ!
    ብቀንዲ ካብቲናይቲ ዉድብ ባህሊ ተልዒልካ ዘመኑ ዘይምጥን! ፍትሒ ዘየስፍን ዕስለ ዝኮነ ሓሳድ አስራርሓ አሎ"

    • @user-jg7sv8ff6e
      @user-jg7sv8ff6e 5 หลายเดือนก่อน

      ከይተሰረቀ ተሰሪቁ ዝበለካ ኣሎ ድዩ ግን ኮነ ኢሎም ነቲ ህዝቢ ንማአከል ኣኪቦሞ ዳሓር ተሰሪቁ ተባሂሉ ዝቢ ተህልቅ ክጅመር መንድዩ አዚ ኩሉ ኩናት ሃንዳሲኡ USA ኢያ HR 128 ደንጊጋ ካብ ስልጣን ኣባሪራ ኣቢ ዘምጸአት ብኮራኩራ ኢማራት ሱዑዲ ካብ ዓሰብ ብድሮን ተሓባቢሮም ትራምፕ ባዕሉ መስኪሩሩ ኢዩ አዚ ሽልማት ናዓይ ኢዩ ዝግባአ ኢሉ ኣቢ ምስተሸለመ

  • @samsamsun367
    @samsamsun367 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Sam-ws3cy
    @Sam-ws3cy 5 หลายเดือนก่อน

    ብሕልፊ ናይተን ክልተ አዎልድ ዘቀረበ ፍትሒ ናይ ምጥያቅ ዝገበርካዬ ፃዕሪ ክሰምዕ ከለኹ ንብዐተይ ክቆፃፀሮ አይካአልኩን ህዝበይ ካብዛ ጆኖሳይድ ሀገር እንተዘይተላቀቅና መከራና ቡዙሕ እዩ

  • @rahwamebrahtu1475
    @rahwamebrahtu1475 5 หลายเดือนก่อน

    👍👍🙏🙏❤️❤️❤️🕊🕊🕊

  • @daniel7-kq4yr
    @daniel7-kq4yr 5 หลายเดือนก่อน

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-me8qe1oh6j
    @user-me8qe1oh6j 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-mz4bk1ii3t
    @user-mz4bk1ii3t 5 หลายเดือนก่อน

    በረኸት ኣምሓርኛ ንዝዛረቡ ብቋንቋ ትግርኛ እንዳተዛረብካ ንኽትእርሞም ፈትን ልክዕ ወዲ ሮሚጥ ዝገብሮ።ንኣብነት ሃይሉ ደጋጊሙ መለስተኛ መለስተኛ እንትብል ቀዳማይ ብርኪ ክትብሎ ይግባእ።ሚድያ ማለት ክብሪን ታሪኽን ባህልን ከምኡ እውን ቋንቋን ሃይማኖትን ናይ ሓደ ሕብረተሰብ እንድሕርዘይኽብር ሚድያ እዩ ምባል የፀግም እዩ።

  • @melestesfay5687
    @melestesfay5687 5 หลายเดือนก่อน +1

    ውይይ ገይፀ ፅቡቕ አለኻ ሰብአያ ንብርሆ ብርሆስእኳ ከመከላከያ ጎን ነኝ ኢላ ሪኢናያ ሐፊርና ዋ ንስኻኸ ዳሕናዶ

    • @hailetesfay3313
      @hailetesfay3313 5 หลายเดือนก่อน

      ገይፀን ብርሆን ኻልኦት እዮም 🤔 ኣታኽልቲ እዩ ገይፀ

    • @melestesfay5687
      @melestesfay5687 5 หลายเดือนก่อน

      @@hailetesfay3313 ኦ ድዩ አብሐደድራማ ዶ ነይሮም ግን ሐቀይ እዙይ ውሽማ ኮይኑ ይሰርሕ ኔሩ ነዊሕ ገይሩስ ረሲኤዮ ደስ ዝብል ድራማ ነይሩ

  • @user-on4zr4uy9j
    @user-on4zr4uy9j 5 หลายเดือนก่อน

    ሃገረ ትግራይ እንትዘይ ኮይና ገና ንቅደሚት ኽንጠፍእ ኢና

  • @zemichaelhailu8126
    @zemichaelhailu8126 5 หลายเดือนก่อน +1

    እንትን እንትን እንትን እዋይ ሕራሮት እታ (ክስታይ) እትብል ትግርኛስ እንታይ እያ በዲላትኩም ?

  • @user-fb9bm6wj7l
    @user-fb9bm6wj7l 5 หลายเดือนก่อน

    በረኸት ዓጀውጀው እዩ ናይ ሎማዕንቲ ፕሮግራምካ ኣብ ፖለቲካ ኣይተድህብ ስለ ሰላም እና ስለ ሓድነት ቅድሚያ ግበር እንተዘይ ኮይኑ እቲ ፕሮግራምካ ኣያስቀጥሉሁም።

    • @loyalbelieve6954
      @loyalbelieve6954 5 หลายเดือนก่อน

      Halewlew aytibeleske hasad Hgdef mendef

  • @tesfayteklu5420
    @tesfayteklu5420 5 หลายเดือนก่อน +1

    Dancing a tango requires two. If your neighbors are not peaceful, you can’t be peaceful. Let us not delude ourselves. I think Tigraians should assess how, and why the various wars the region participated in. Remember, its location as a gateway to the ungrateful hinterland is part of the major problem. The other is Hgdef’s appearance on the geo-political scenario of the region, which Tigrai helped in creating. In the real world, you don’t pray for peace and peace will prevail. Tigrai has to be self independent in food and spent most of its resources in building an educated intelligent population, focusing on technology. Population size is necessary but not sufficient to have a strong and respected nation. The baggage that it has been carrying for centuries should be dropped. The marriage is very unholy. The so called “partners” are untrustworthy. They will betray you for power and money.

  • @user-mz4bk1ii3t
    @user-mz4bk1ii3t 5 หลายเดือนก่อน

    ፈለማ ብጣዓሚ ንፈትዎን ነድንቖን ተዋሳይ ቋንቋ ትግርኛ ዝነበረ ከያኒ ሃይሉ ታደሰ እንካዕ ኣቕረብካልና።ይኹን እምበር ከያኒ ሓንቲ ቀደም ንቋንቋ ትግርኛ ዝባሃል ዝነበረ ናይ ዒፍ ቋንቋ ይባሃል ነይሩ ዝበሎ ሓቂ ኮይኑ እንዳሃለዎ ኮይኑ ግና ቋንቋ ትግርኛ ክብሪ ሲኢኑ ዘሎ ብጣዓሚ ዘናእሶ ዘሎ፣ጥራሕ ንሸቐጥ ዝጥቀመሉ ዘሎ ናይ ሕዚ ትውልዲ እዩ።ዋላ ከያኒ እንተበዝሐ ግን ንሸቐጥ እምበር ንዕብየት ቋንቋ ትግርኛ ዝሰርሑ ትውልድ ከምዘየለ ብድፍረት ምዝራብ ይካኣል እዩ።ንኣብነት ዝበዝሕ ናይሕዚ ትውልዲ ኣብ ዝ/ዩ መድረኻትን መዳባትን ናይኣማሓርኛን እንግሊዘኛ ቋንቋ እንዳሓወስካ እንድሕር ትዛረብ፣ትፅሕፍ፣ተውግዕ፣ናይ ደርፊታት ርእሲ እውን ብኣምሓርኛን እንግሊዘኛን ገይርካ ናብ ህዝቢ እንድሕርዝቐርቡ ከመይ ገይርካ እዩ ትግርኛ ዓብዩ ንብል።ትግርኛ ንፍቕሪ ኣይኾንን ንኻሊእ ኣይኸውንን እንዳተባሃለ ብኣምሓርኛ ዝፅሕፍን ዝዛረብን ሰብ ኣዝዩ ብጣዓሚ ብዙሕ ትግራዋይ ኣሎ።ንስኻ በረኸት እኳ ኣብ ሓደ መደብካ ኣብ ክንዲ ዓራት ምባል ኣልጋ ዝብል ርእሲ ጠቂዕኻ ኣለኻ።ስለዚ ካብዚ እዩ ዝጅምር ትግርኛ ምቕታል።ሰለዚ ከይንታለል ቋንቋ ትግርኛ ሕዚ እዩ ዝሞውት ዘሎ።ነዙይ ብዙሕ መርቶዖ ኣሎ።

  • @ethiopiafirst6885
    @ethiopiafirst6885 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሳላ ወያኔ ዝረኸብናዮ መከራ ናበይ ናበይ ትወስዶለኻ ። ደቂ ትግራይ ንመን ይመውት ነይሩ ንገረና እስቲ ።

    • @user-jg7sv8ff6e
      @user-jg7sv8ff6e 5 หลายเดือนก่อน

      ወያኔ ዘይኮነ ኣቢ ሮቦት ኢዩ ትግራይ ረመጽ ወሊዑላ ካብ ኢማራት ትርኪ ኢራን ኤርትራ ሶማሊያ ጸዊዑ የህሊቅዋ ሃሊቁ ኢትዮ ሕጂ ኢንፍጂን ኤመሪካ ኣውሮፓን ኢዩ ተተኪልዋ ብሞግዚትነት ኢማራት ከልቢ US ኣቢ ካኣ ከልቢ ኢማራት ኮይኑ ንሱዳን ከማን ይብትና ኣሎ

  • @user-kv3sv4cj5d
    @user-kv3sv4cj5d 5 หลายเดือนก่อน

    ስንት ጀጋኑ የሚቀርብበት መደረክ እንደዚ አየነ የቀበሌ07 ጉበኛ ነው ቦታዉ አሜርካንግቤ እሱእዚ መደረክ መቅረብ አይገባውም ሌባ

  • @duliti7133
    @duliti7133 5 หลายเดือนก่อน

    በሚመጥንህ አስብ እስኪ ጠበቃ ነኝ ካልክ ክሰሳቸው

    • @Sam-ws3cy
      @Sam-ws3cy 5 หลายเดือนก่อน

      ማንን ነው የሚከሳቸው?

  • @melestesfay5687
    @melestesfay5687 5 หลายเดือนก่อน

    ከብድኻ ዓብያ አላ አጥፋአያ ከይትአርግ ሓውና

    • @hailutadesse2230
      @hailutadesse2230 5 หลายเดือนก่อน

      😂 ንሳዶ ተራእያትካ

    • @melestesfay5687
      @melestesfay5687 5 หลายเดือนก่อน +1

      @@hailutadesse2230 እወ ንሳ እንድያ ጥዕና እተቃውስ 🤣

  • @zefengorhawaria8526
    @zefengorhawaria8526 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤