ዶ/ር ፋሲካ ዓምደስላሴ - ኣብ ቀዛሕታ ፖድካስት Kezahta Podcast - Dr. Fasika Amdesilasie

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ค. 2024
  • © Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    00:00 - መእተዊ
    00:54 - ዶ/ር ፋሲካ መን እዩ?
    6:21 - ቋንቋ ትግርኛን ዶክተር ፋሲካን
    11:15 - ከመይ ሓኪም ኾይኑ
    20:09 - ተጓንፎታት ሕክምና
    0:27:32 - ሹመት ዶ/ር ፋሲካ
    0:57:02 - ሓቂ ፋውንዴሽን
    1:20:36 - ሕርቃን ህዝቢ ትግራይ
    1:36:35 - ሃይማኖትን ዶ/ር ፋሲካን
    1:44:34 - ውልቃዊ ኣነባብራ ዶ/ር ፋሲካ
    1:47:31 - ቤተሰብ ዶ/ር ፋሲካ
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 90

  • @mesfingm11
    @mesfingm11 6 หลายเดือนก่อน +4

    ኩሉ እቱ ቃለ መሕተት አዳምፀዮ ፦ዶ/ር ፋስካ ዝአመሰለ ሓዉ ብምህላዉና ንኣንሕና ተጋሩ ዕድለኛታት እና።ብቅንዕና ንኹሉ ብማዕረ ይሰሪሕ ስለ ዝነበረ ሎሚ ብዘይ ዓጃቢ እንትኸይድ ምርኣይ አይኸብድን

  • @ngstik2kahsu699
    @ngstik2kahsu699 6 หลายเดือนก่อน +8

    dr ፍሲጋ ናይማን ፍሲጋ ክቡር ሰብ
    ቀዛሕታ ደማ ያቅንየልና ስለ ለቅረብካልና❤

  • @edenayele1720
    @edenayele1720 6 หลายเดือนก่อน +7

    ሰብ ብሀብቱ ብፍልጠቱ በኹሉ አለኒ ዝብሎ አይመካሕ አቲ ዝምካሕ ብአግዚአብሄር ይመካሕ! ዶር ፋሲካ ተባረኽ

  • @ramamehretab2065
    @ramamehretab2065 6 หลายเดือนก่อน +8

    የቐንየልና ቀዛሕታ ጋሻ ጌርካ ስለ ዘአንገድካዮ።

  • @loveyou-lj7qe
    @loveyou-lj7qe 6 หลายเดือนก่อน +7

    ዶ/ር ፋሲካ ነኽብረካ ሓውና ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ🙏

  • @STAMA123
    @STAMA123 6 หลายเดือนก่อน +13

    ዶክተር ፋሲካ ብጣዕሚ ነኽብሮን ንፈትዎን ሓውና ውዕለታኻ አይንርስዖን ምንምኳ ግዴታኻ ተኾነ ❤❤❤

  • @tsinatgirmay2338
    @tsinatgirmay2338 6 หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ዝብል መደብ:: መምሃሪ: ውሽጥኻ ክትርኢ:ንቕድሚት ክትእምት ብዝለዓለ ድማ ስብነት:ስብ ምኳን እንታይ ክምዝመስልን እንታይ ክትገብር ከምዘለካን ዝንፅር መደብ እዩ:: ደቂ-ስባት ምግባሮምን እምነቶም ኣጠዓዒሞም እንትነብሩ እንታይ ከምዝመስል:ብሓፈሻ ሙሉእ ሰብ ዝብሃል ስነ-ምግባርን እምነትን ወሳኒ 'ዩ:: እዚ ንምዕዋት ድማ እምነት(ፍሪሓ እግዚአብሔር)ክህልው ኣለዎ ዝብል ርድኢት ብውልቀይ ብጣዕሚ ፅቡቕ ነይሩ:: ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኻ ዶ/ር ፋሲካ::ደቅኻ(ስድራኻ) ድማ እግዚአብሔር ብፀጋን:ሞጎስን የዕብየልካ:ይሓልወልኻ::ቐዛሕታ እውን ጋሻ ገይርኹም ስለዝዓደምኹምልና የቐንየልና:ፅቡቕ መደብ እዩሞ ቐፅሉሉ::

  • @gkf14
    @gkf14 6 หลายเดือนก่อน +3

    ለባም ወዲ ለባት ናይ ባሓቂ ፈላጥ ዕድመን ጥዕና ን የመነየልካ 🙏

  • @mebratbeyene2650
    @mebratbeyene2650 6 หลายเดือนก่อน +7

    Dr. Fasika had a very special role during the struggle. Thanks a lot for supporting everyone who needed your help and becoming a voice. I like the Media also.
    What a great conversation.

  • @solomonBeyene619
    @solomonBeyene619 6 หลายเดือนก่อน +6

    Great Doctor. I will give incentive to my kids to learn Tigrigna too. Only me speak Tigrigna at home. my kids have passion to know their father's language.

  • @A.A-ec2gu
    @A.A-ec2gu 6 หลายเดือนก่อน +4

    The person who cares for his people . The doctor they are in my mind on Tigray Genocide Dr facika and the doctor in Sudan I can’t not forget them. Thank you for helping our people .❤💛

  • @berhaneberhane7241
    @berhaneberhane7241 5 หลายเดือนก่อน

    እግዝአብሄር ይባርካ ዶክተር ፋሲጋ ሐወይ ብእምነት ኡሙን ሙኻን ካ እዩ ቁኑዕ ዝኾንካ ብሐቂ ዘሐጉስ እዩ

  • @Rshanmebrahtom
    @Rshanmebrahtom 5 หลายเดือนก่อน

    ዋዉ ናይ በሓቂ ትግራይ ሰብ ኣለዋ❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ደጉተር ክብሪ ይግበኣካ

  • @rutahaile2171
    @rutahaile2171 6 หลายเดือนก่อน +3

    የቐንየልና በረኽት ን ዶክተር ፋሲካ አቅሪብካ ብዙሕ ትምህርቲ ክንረክብ ስለ ዝገበርካና። ዶክተር ከማኻ ዝበለ ሓቦኛ ተባዕ ትግራወይ እዩ ትግራይ ዘድልያ እንከን ናትና ኮንካ። ሓላፊነት ተቀቢሉ ህዝቡ ዘገልገለ ን ድምፂ ህዝቢ ዝኾነ ዶክተር ክበረለይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @surafelmesfin2237
    @surafelmesfin2237 6 หลายเดือนก่อน +4

    ደ/ር ፋሲካ ናይ ቅንዕና ምልክት

  • @user-nz3nf7rz8u
    @user-nz3nf7rz8u 4 หลายเดือนก่อน

    Dr. Fasika & Dr. Tedros, 4ever, greatful for your services. May God continue to watch over you 🙏 ♥️

  • @berhaneberhane7241
    @berhaneberhane7241 5 หลายเดือนก่อน

    ብሐቂ ከማኻ ዝበሉ ሐቀኛታት የብዝሕ ዶክተሮ ፋስጋ በሐቂ ሰብ ሐሳውን አምሶሉን ዝበዝሐሉ ከማኻ ዝበሉ ቁኑዓት ንቅን ንወድሰብን ዘኽብሩ አብ ዓለምን አብ አምላኽን ኩብራት እዮም ሂወትካን ሂወት ስድራቤትካን እግዝአብሄር ይባርኽ አምየን አምየን አምየን

  • @user-vt6jw7jw3g
    @user-vt6jw7jw3g 6 หลายเดือนก่อน +2

    ቤኪዋይ አንካዕ ኣቅረብካል በተለይ አዞም ሓደሓደ ዘለዉ ሰባት ደክቶር ይኩን መምህር ሓስብ ክህብ ዘይደልዮ ዘለዉ ፅብቅ መብራህርሂ አዩ ሂብዋም❤

  • @essete1
    @essete1 6 หลายเดือนก่อน +6

    Big respect Dr. Fasika🙏

  • @sisayt1041
    @sisayt1041 6 หลายเดือนก่อน +3

    Thank you both of you Dr.Fasika and Beki🙏👌🙏

  • @EskyasTesfay
    @EskyasTesfay 6 หลายเดือนก่อน

    ናይ ባሓቂ ጅግና ሓውና ክቡር ዶ/ር ፋሲካ ኣይንርሰዖን ኣፍቲ ሕማቕግዜ ዝገበርካዮ ሰብኣውነት ንታሪክ ክቕመጥ ይግባእ!!

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r 5 หลายเดือนก่อน

    Beautiful Dr fasika🙏💗 ዕድመን ጥዕናን ያሃብኹም ምስ ደቅኩም

  • @selamselam4829
    @selamselam4829 6 หลายเดือนก่อน +1

    ልቢንያም ዘክርስቶስ(ዶ/ር) ኣቕርበልና

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 6 หลายเดือนก่อน +3

    ክቡር ሓውና ዶ/ር ፋሲካ ትግራይ ሰብ ኣለዋ ከብዘበሉ ጀጋኑ ፈላጣት ተጋሩ ሓደ ብምኻንካ ክትኮርዓሉ ይግባእ:: ዘናስሕ ስራሕ ኣይሰራሕኻን ! ሓቀኛ ተጋዳላይ ኢኻ ዝብል እምነት ኣለኒ::❤❤❤

  • @TheCritic101
    @TheCritic101 6 หลายเดือนก่อน +5

    You are kindhearted and God fearing Dr. Thank you for your service!❤❤❤

  • @awetafera2102
    @awetafera2102 5 หลายเดือนก่อน

    ናይ ፀልማት ግዜ ብርሃን ዝኾነ ዶክተር ክብርን ምስጋናን ይብፃሕኻ🙏🙏 Twitter ናትካ Post ክርኢ ይፅበ ነይረ መቼም ኣይርሳዕን

  • @user-cx5wc2vd3p
    @user-cx5wc2vd3p 6 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ❤😊
    በረከት ሓወይ ነዚ ብሉፅ ሃናፂ ሓሳብ ከማሓላልፈልና ስለ ዘቅረብካዮ ብጣዕሚ ነመስግን ❤❤❤
    ንዶ / ር ብንያም ተወልደ እውን ከተቅርበልና ብሃንቀውታ ንፅበ ሃይማኖቱ እንታይ ምኳኑ ንፈልጥ ንደሉ ኢና የመስግን❤

  • @shidengueshtube2355
    @shidengueshtube2355 6 หลายเดือนก่อน +3

    የቀኔለይ ዶ/ር ❤ ፁቡቅ ሓሳብ

  • @joeyjefferson763
    @joeyjefferson763 5 หลายเดือนก่อน

    I really appreciate you and Dr fasika, thank you Dr for everything that you have done for the people of Tigray.

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 6 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you Dr. Fasika for the great interview. God bless you and your beloved ❤❤❤family.

  • @itsme-jg1mu
    @itsme-jg1mu 6 หลายเดือนก่อน +2

    what a superbly articulated idea ❤
    Thank you Dr. 🙏

  • @lidzer4325
    @lidzer4325 6 หลายเดือนก่อน

    Fasikye humble❤
    Much respect!
    Abti hmak gize Behaki nehezebeka beteana sector agelegileka eka.

  • @selamselam4829
    @selamselam4829 4 หลายเดือนก่อน +1

    Fasika our bold brother

  • @gjryftyftdenaytgalgeriye5603
    @gjryftyftdenaytgalgeriye5603 5 หลายเดือนก่อน

    Dr ፋስካ በሉፅ ሰብ ዓብዩ ሰብ ❤

  • @selamtesfaye5756
    @selamtesfaye5756 5 หลายเดือนก่อน

    Dr. Fasika so much love and respect!

  • @Abrilok
    @Abrilok 3 หลายเดือนก่อน

    No words just Respect Dr. Fasika also Thanks beka. " Life is goes but....... "

  • @ramamehretab2065
    @ramamehretab2065 6 หลายเดือนก่อน +4

    #ክብረት#ንወለድኻ #ቋንቋኻ ክትፈልጥ ስለዝገበሩ

  • @gkf14
    @gkf14 6 หลายเดือนก่อน +1

    ፍሲካ ሓወና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዋሕሰ ህዝቢ ኮይንካ ኣገልጊልካ ኢኻ ንፉዕ ጀግና ኢኻ 🙏

  • @user-oj9qr7rr4t
    @user-oj9qr7rr4t 5 หลายเดือนก่อน

    ክብር የሚገባዉ ሰዉ ነዉ

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 6 หลายเดือนก่อน

    ክቡራት አሕዋት ኩሉ ነገርኩም ጽቡቅን ቅኑዕን እንዲዩ ግን ድማ መሰለ ስለዝኾነ እቲ መሰልካ ዝኾነ ነገር (display) ንምግባር እዉን ጊዜን ቦታን የድልዮ ኢዩ. ንአብነት ጻዕዳ ክዳን ናብ እንዳ ሓዘን ዉን ናብ ቀብሪ ተኸዲንካዮ አይኽየድን, ሕጂ ደማ ትግራይናን ህዝብናን ገና ብኹናት ዝተሓሴ ስለዝኾነ ካብዚ ንምሕያው ጊዜ የድልየና ነንሕድሕና ተዳጋጊፍና ኢና ንዘልቆ. አምላኽ አብ ጎንና ይኹን.
    አጆና ብዝኾነ ንፈትወኩም ነኽብረኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hermonabebe
    @hermonabebe 6 หลายเดือนก่อน +2

    ሙሉእ መዓልቲ እንተትዛረብ አይትፅገብን እቲ ትአምኖ አምላኽ ይሓግዝካ ንኹሉኹም ምሳኻ ዝሰርሑ ውን!!

  • @nardos294
    @nardos294 6 หลายเดือนก่อน +2

    My hero Dr fasika 🙏🙏🙏🫶

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 6 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ሓው ዶ/ር ፋሲካ ብጣዕሚ ንፉዕ ምሁር ንህዝቢ ዝቖምካ ኢኻ ! ከማኻ ዝመሰሉ ምሁራን ሓኻይም ብምህላውኩም ብዙሕ ህዝቢ ድሒኑ እዩ:: ምስ ፀላእቲ ኾይንካ ንፁህ ስራሕ ትሰርሕ ዝነበርካ ኢኻ!!! ብጣዕሚ ንኾርዓልካ ኢና! ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ!!!

  • @kibromtesfay531
    @kibromtesfay531 5 หลายเดือนก่อน

    Dr among the best surgeons at Ayder i know him

  • @tdf7226
    @tdf7226 6 หลายเดือนก่อน +1

    Dr Fasika is an honest personality❤ Respect 🙏

  • @user-cx5wc2vd3p
    @user-cx5wc2vd3p 6 หลายเดือนก่อน

    ኣብ እምነቶም እንባሳደራት ለባ ኣለውና እዩም ተመስገንካ መድሃንኣለም ኣቦይ❤❤😊

  • @jannaibrahim142
    @jannaibrahim142 6 หลายเดือนก่อน

    Respect Dr. Fasika

  • @getachewtesfu6646
    @getachewtesfu6646 6 หลายเดือนก่อน +1

    Doc.Fasika Thank you for your service.

  • @merongetahun753
    @merongetahun753 6 หลายเดือนก่อน +1

    Bless you Dr Fasika!

  • @nigistiabadi5463
    @nigistiabadi5463 5 หลายเดือนก่อน

    Thank you Doctor 👩‍⚕️ ❤

  • @mebratbeyene2650
    @mebratbeyene2650 6 หลายเดือนก่อน +1

    The new initiative By Doctor Alula and friends is fantastic 🎉. Dr Fascia would definitely lead it very well.

  • @mulumulu3028
    @mulumulu3028 6 หลายเดือนก่อน +2

    Dor /Fasika abi seb ❤

  • @amdomGebregziabhear-kk4oc
    @amdomGebregziabhear-kk4oc 6 หลายเดือนก่อน +2

    happy to hear you dr.fasika❤❤

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes5987 6 หลายเดือนก่อน +1

    ትኽክል ዶ/ር ፋሲካ✅

  • @kibradimtsu3506
    @kibradimtsu3506 6 หลายเดือนก่อน

    እንተኺኢልካ ሓግዞ እንተዘይኺኢልካ አይትጉድኣዮ(nice & critical idea).

  • @user-dh4iy2kl7g
    @user-dh4iy2kl7g 6 หลายเดือนก่อน +2

    😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤አብ አአ ኣርኣያ ሃ/ስላሴ ኣብ እስትዮ ኮይኑ ኣብ ቀጥታ ስርጭት ኮይኑ ጠይቁካ ክሳዲ ከድንን ዝገበርካዮ ንዓና አአ እንነብር ዝተሓበናሉ ኣብ ህይወተይ ኣይርስዖን።ትግራዋይነተይ ዝኮራዕኩሉ ትግራዋይ ባንዳ ከም ዘይኮውንዘመስከርካሉ እዩ።😍😍😍😍😍😍😍😍ንበረልና።❤❤❤

  • @abbyabi7526
    @abbyabi7526 6 หลายเดือนก่อน

    I always appreciate Dr Fasika
    Good hearted human ❤
    Nberelna

  • @selamselam4829
    @selamselam4829 4 หลายเดือนก่อน

    Thank you

  • @BePatient11-b6j
    @BePatient11-b6j 6 หลายเดือนก่อน +6

    Dr. Fasika kbur haw

  • @tigray824
    @tigray824 5 หลายเดือนก่อน

    The best interview!!

  • @lets.7860
    @lets.7860 6 หลายเดือนก่อน

    I really enjoyed and appreciate this podcast. Thank you Dr. Fasika. Congratulations Bereket! ☮️💫🕊

  • @senaitasghedom9541
    @senaitasghedom9541 6 หลายเดือนก่อน

    Interesant❤❤❤

  • @user-cx5wc2vd3p
    @user-cx5wc2vd3p 6 หลายเดือนก่อน

    ስም ፋል እዩ ዝብሃል ናይ እማን እዩ ፋስጋ❤

  • @kasayareki6656
    @kasayareki6656 6 หลายเดือนก่อน

    NICE

  • @user-mj5qf4nf9r
    @user-mj5qf4nf9r 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-sw1jd7ib1w
    @user-sw1jd7ib1w 6 หลายเดือนก่อน

    ዶክተር ፋሲካ ዓብዪ ሰብ ክብሪ ነዓካ

  • @Helentube121
    @Helentube121 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዶ/ር ፋሲካ ❤

  • @mesi-ug5di
    @mesi-ug5di 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @danzkyboyvita6192
    @danzkyboyvita6192 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Maereg-
    @Maereg- 5 หลายเดือนก่อน

    ሃሪፍ ቃለመሕትት እዩ, ዶ/ር ፋሲካ ግን እቲ ቃለመሕትት አብ ሕክምናን ስድርኡን ምኮነ ፅቡቅ ነይሩ። ፖለቲካን ሓይማኖትን ምገደፎ መሃሸ። እቶም ሓይማኖተኛታት ባሕልቲ እቶም ፖለቲከኛታት ኢና ባሓልቲ እዮም ጀኖሳይድ አብ ትግራይ ፈፂሞሞ። ፖለቲካን ሓይማኖትን ናይ አፈና መሃውራት እየን። ወድሰብ ባርያ ተባሂሉ እንትሽየጥ መንግስትን ሃይማኖትን ፈቂደን ነይረን።
    ቡዳ እናተባሃለ ሕዝቢ እንትሽቁረር እንትፈናቀል ኩለን ቤተእምነት አበይ ነይረን? ኩለን ቤተእምነታት ምስ ዝመፅአ መንግስቲ ይሰርሃ, ሕዝቢ ትግራይ ክጭፍጨፍ አብይ ተራ ዝነበሮም መንግስትን ቤተክርስትያንን እዮም....ብፍላይ ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ።
    ፍልስጤም እንትድብደብ አእራብ ተቃዊዎም, ዳርጋ ኩለን እስልምና እምነት ተከተልቲ ሃገራት ተቃዊመንኦ።
    ዶ/ር ለሕዝብሕ መሬት ላይ ሆነህ የምትሰራውን ስራ አደንቃለሁ። በተግባር ተጨባጭ ስራ አለ።

  • @user-dh4iy2kl7g
    @user-dh4iy2kl7g 6 หลายเดือนก่อน +1

    😍😍😍😍😍😍❤😍❤ደክተር ኣብቲ ፀልማት እዋን ብ መንጋጋ ፀላኢ ኮይንካ ዝገበርካዮ ንህዝብና ዝተቃለስካዮ አ ኣይንርስዖን።ኩሉሻዕ ካኣ ኣብ ልብና እዩ።ጅግና።ተባዕ።ደፋር።ትግራዋይ ንሕበነልካ እና።ምስ ሙሉእ ስድራቤትካ ፀፅቡቁ ንምነየልካ።ንበረልና።😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤😍😍

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 5 หลายเดือนก่อน

    ሰብ ዝዘርኦ እዩ ዝዓፅድ እሞ ብኩሉ ነገርካ ካብ ወለድካ ዝረኸብካዮ ሞራልን ሰብኣዊነትን ህዝባዊነትን ናብ ደቅሓ ከምዝሓልፍ ካብቲ ቤተሰባዊ ሓልየትን ቀሊልን ሕጉሳትን ደቂ ኩኮኑልካ ተመንየ ንሰብኣዊ ሓገዝካን ሓቀኝነትካን አስተምህሮካን ንመናእሰይ ትግራይና ስንቂ ስለ ዝኮነ አመስጊና !!👌✍️🤝👏

  • @edenayele1720
    @edenayele1720 6 หลายเดือนก่อน

    መጀመርያ ጥበብ ፍርሀት እግዚአብሄር

  • @tsiyongebreanenya6771
    @tsiyongebreanenya6771 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @senaitasghedom9541
    @senaitasghedom9541 6 หลายเดือนก่อน

    Xebuk mrcha eyu fasika❤

  • @senaitasghedom9541
    @senaitasghedom9541 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ Nay bahaki fasika

  • @BelayneshSyum-nu2sv
    @BelayneshSyum-nu2sv 6 หลายเดือนก่อน

    ደ/ር አብዕፅዋን ክባን አነ ብቡሕ ነገር ይሰርሕ ነይሩ ሕማቅ ክሰርሕ እንተደሉ ቡዝሓት ውግአት ነይሮም አብቲ እና ሰርሐ እናሃለው ይፈልጥ እዩ ግን ወገን ሰለ ዝኮነ አሕልፊ አይሃበን ውግአቸትና ይሰራሓሎም ነይሩ እነ አታክልት ሀይለስላሰ TDF አለው እናበለ ክጥቁም ከሎ ናይ ዓይደር ደኮትሪ ግን ኩሉ ክእሎም ሓልፎሞ እዩም ግን ልፋፋት ሓይም ግን ንህልኖኦም ሰሪሖም ወይም ሰርሕና እና ኩሉ ጤና ሞያተኛ ማለተይ ክስብ መስዋኢት ከፊሎም እዩም ግን መልሱ በትር ይከውን አሎ እሞ ደ/ር ፋሰጋ አብዚአ ምስክርነቱ ክህብ አለዎ ይብል ምክንያቱ ዘገልገለ በትሪ ይውሃቦ አሎ::
    ፋስጋ

  • @mkinay843
    @mkinay843 6 หลายเดือนก่อน

    🎉ደክተር ፋሲካ የቐንየልና ። እንተ በረከት ግን ኣርም ቐዳማይ ብርኪ ኣብ መቐለ( መሠረተ) 7ይ ፣ 8 ይን ተምሂርኻ ።

  • @Elsa-xx5tm
    @Elsa-xx5tm 6 หลายเดือนก่อน

    ዶክ ❤😊

  • @tigrayadey1054
    @tigrayadey1054 6 หลายเดือนก่อน

    Dr.ፍሲካ❤

  • @user-gc5ps6ol6x
    @user-gc5ps6ol6x 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @equarenderta7521
    @equarenderta7521 6 หลายเดือนก่อน

    ዶክ ዓብዪ ሰብ ኢኻ ።

  • @melestesfay5687
    @melestesfay5687 6 หลายเดือนก่อน +2

    ብርግፅ ሓሳዳት ሕማቓት ተጋሩ የለውን ማለት እይኮነን ግን እቶም ዳሓልቲን ሕማቕ ኮሜንት ዝፅሕፉ ኩሎም ተጋሩ አይኮኑን ብዓብይኡ እቶም መፅነትና ካልአይ ዓዲ 3 እውን ብዙሓት እዮም ትግርኛ ዝዛረቡን ዝፅሕፉን ስለዝኾነ ብኮሜንት አይትሸቑረሩ ይመችኹም

  • @hiwotdagnew5666
    @hiwotdagnew5666 5 หลายเดือนก่อน

    🥰🥰🥰💪💪🙏🙏🙏⛱️

  • @macksyou3743
    @macksyou3743 6 หลายเดือนก่อน +1

    Dr fasika is 💯 real person.

  • @kirosashebir6966
    @kirosashebir6966 6 หลายเดือนก่อน

    ዶ/ር ፋስካ ነክብረካ ሓውና እኻ ንዓይን ንወደይን ኣብ ዓደር መጥባሕቲ ገይሩልና እዩ ብሞዮኡ ብቁዕ ሰርጀሪ እዩ

  • @kasayareki6656
    @kasayareki6656 6 หลายเดือนก่อน

    Don’t exaggerate guys; It doesn’t take that long to learn a language. ትግርኛ ጽቡቕ ጌርኩም ትኽእሉ ኢኹም። ትግርኛ ዘይምክኣል ሕርፍና ዝመስሎ ፋራ እዩ።

  • @melestesfay5687
    @melestesfay5687 6 หลายเดือนก่อน

    ሱቕ ኢለ ክሪኦ እንከለኹ ናይትግራይ ሽግርን ጥሜትን ከም ዲያስፖራ ብፋይናንሻልን ብሜንታልን ዝተሓሰየ የለን ይብል ሎማዓንቲ አብ FB ዝረእኹዎ እቱ ጉዳይ ሽምግልና እዩ ግን ድንኳን ተተኺሉ ከም መርዓ ጥረስጋ እናተቖረፀ ዝነበረ ጋይላ እሞ አብትግራይ እንትርኢ ፍልይ ዝበለ ሐዱሽ ፋሽን እዩ እሞ ሕፃውንቲ ሳአን ምግቢ እናሞቱ ከምዙይ ዝበለ ፍሰስ ተፋሰስ አሕዚኑኒ ላይፍ ክቕፅል አለዎ ናይግድን እዙይ ግን መሕዘኒ እዩ ዳያስፖራ ብመዋጮን ብናይ ዘመድ አዝማድ ሸጊሩና ዝብል ስልኪን ምስቱ ዘለና ከቢድ ናብራ ከፊኡና ማድያት ዘውፃእናሉ ዘመን እዩ ዝኒኤ ፈጣሪ ይሓግዘና

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤