ቀዛሕታ ፖድካስት - ፃንሒት ምስ መምህር ኣሰፋ ገብረስላሰ - ቀዛሕታ Kezahta

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.ค. 2024
  • © Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 22

  • @MulubrhanMulubrhan
    @MulubrhanMulubrhan 16 วันที่ผ่านมา +1

    መምህረይ በሳል ሰብ👌ንግግሩ መሳጢ❤ ኣቦ ዓርከይ🙏

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 18 วันที่ผ่านมา +2

    Memher Asefa HayleSlase bitaemi adekum hizbikum etfetwu Tigray kiteabi ketlemie buzuh astewasio ,buzuh laeli tahti elkum sierikum ekum emo bitaemi kibri Misgana yigibeakum edme mis tiena temeniyelkum niberulna 🙏🙏❤

  • @almazmmy
    @almazmmy 12 วันที่ผ่านมา

    Beautiful story and congratulations ❤

  • @mulumulu3028
    @mulumulu3028 18 วันที่ผ่านมา +1

    Btaemi Jegna Memhr edmen tienan yhabkum🎉

  • @user-fl8dy2zc2u
    @user-fl8dy2zc2u 18 วันที่ผ่านมา +1

    ኩሉ ፅቡቅ ነገር እግዚአብሔር ዝሀቦን ህዝቦም ዘገልገሉ ቅኑእ ትግራዋይ እድመን ጥእና ይሀቦ

  • @DestaYbrah-tj5kf
    @DestaYbrah-tj5kf 18 วันที่ผ่านมา +1

    Teacher your contribution is sefcient enafe,

  • @girmaydesta1978
    @girmaydesta1978 18 วันที่ผ่านมา +1

    ቤኪ ብጣዕሚ ምስግና ይግበአካ እዩ ። መምህር ኣሰፋ ብጣዕሚ ተመሲጠ እየ ተኸታቲለዮም ። ዝግርም ዓቕምን ተሞክሮን እዩ ዘለዎ ብሓቂ ።

  • @NasukGeb
    @NasukGeb 19 วันที่ผ่านมา +3

    Memhir Assefa Zeytezemerelu jegna, nhzbu bnetsa zegelgl hawelti kserehalu zgbae jegna seb eyu. Egziabher edmen tienan yhabka

  • @SaronAssefa-i5r
    @SaronAssefa-i5r 18 วันที่ผ่านมา

    Ma hero ❤❤❤

  • @tedgebregzi3832
    @tedgebregzi3832 19 วันที่ผ่านมา

    Understood,I know it from Addis Abeba

  • @KidusBerhe
    @KidusBerhe 16 วันที่ผ่านมา +1

    መ/ር ፈታዊ ዓዱ

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 14 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤🎉

  • @abiyaddis970
    @abiyaddis970 18 วันที่ผ่านมา

    "ብጣዕሚ እዮም ለኽብሩኒ"ናይ ኢትዮዽያውያን ኣኽብሮት ሕጫጨ ምዃኑ ገና ኣይፈለጡይ ጎይታ መምህር።

    • @NakdIshdjf
      @NakdIshdjf 16 วันที่ผ่านมา

      ንሪኢቶኻ አመስግን።ልክዕ እዩ ብደገ ዝፈትውኻ መሲሎም ብውሽጦም ካልእ እዮም ይርደአኒ እዩ።ግን አነ እውን ኩሉ ትግራዋይ ምዃንካ ኩሉ ብትግራይ ዓይኒ ስለዝሪኦ ተጠንቂቀ እኸድ ነይረ ስለዘይረኽቡለይ ብስብእናይ የኽቡሪኒ ነይሮም ብዝብል ኽትርደአለይ።የመስግን።

  • @user-fn5gv7xi8r
    @user-fn5gv7xi8r 17 วันที่ผ่านมา

    ንዕንበባ ድዮም ፋንድሻ ዝብልዎ ዘለዉ

  • @etbarekgm1380
    @etbarekgm1380 16 วันที่ผ่านมา

    20 ዓመት አብ ቻምበር ፀኒሕካስ ምትኽኻእ ይአምን

    • @NakdIshdjf
      @NakdIshdjf 16 วันที่ผ่านมา

      20ዓመት ኣብ ቻምበር ኣይፀናሕኹን ኸባቢ 10ዓመት እየ ፀኒሐ እዙይ እውን ብዙሕ እዩ።ዝጀመርካዮም ስራሕቲ ከይወዳእኻ ምውራድ ስለዘሸግር እዩ።መቀለ 4ዓመት ፀኒሐ ትግራይን ኢትዮጵያን ደሪበ ኸባቢ 6ዓመት ምስ ዕፅዋን ክባን ሓዊስካ መሪሐ።እታ ምትኽኻእ ትብል ንመንእሰያት ተኪኤ ብዝብል ተረደአለይ።እቶም ሕዚ ዝተመረፁ መንእሰያት ስለዝኮኒ ብዝብል ተረደአለይ።የመስግን።

  • @eyobdemoz7832
    @eyobdemoz7832 18 วันที่ผ่านมา

    አክስዮኖ ባንኪ ግእዝ ቂቂቂቂቃቃቃቃቃ

    • @NakdIshdjf
      @NakdIshdjf 16 วันที่ผ่านมา

      ኣብ ግእዝ ባንክ ምንም ሓላፍነት የብለይን ኣይነበረንን እውን።ፀገም ገጢምዎ ስለዘሎ ሽግሩ ኽፈትሕ ግን እፅዕር ኣለኹ።

  • @etbarekgm1380
    @etbarekgm1380 16 วันที่ผ่านมา

    Over 20 years around chamber.....and this guy's vision is builing a Mall.

    • @NakdIshdjf
      @NakdIshdjf 15 วันที่ผ่านมา

      20ዓመት ኣብ ቻምበር ኣይፀናሕኹን 10ዓመት እየ ፀኒሐ እዙይ እውን ብዙሕ እዩ።4ዓመት መቀለ መሪሐ 6ዓመት ድማ ተግራይን ኢትዮጵያን ደሪበ መለትዩ።ዝጀመርካዮ ስራሕ ከይወዳእኻ ምውራድ ስለዘፀግምዩ እምበር ነፃግልጋሎትእዩ።ውልቀስራሕኻ ብጣዕሚ እዪ ዝብደል።መቀለ መጀመርያ ኣገልጊለ ወሪደ ድሕሪ ብዙሕ ዓመታት ድማ ትግራይ መሪሐ በዚ ተረደአለይ ።ናይ ኣገላልፃ ፀገም እዩ የመስግን።

  • @etbarekgm1380
    @etbarekgm1380 16 วันที่ผ่านมา

    Hi body, do you think he will tell you he stole money? Realy poor interviewer.