#ትግራይ_ቲቪ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ก.ย. 2019
  • ናይ ከተማ ሸፋቱ ንህፃን ቆልዓ ዓጊቶም ገንዘብ ንክረኽቡ ዝሰርሕዎ

ความคิดเห็น • 439

  • @powerlink6511
    @powerlink6511 4 ปีที่แล้ว +59

    ኡዙጉዮ ማሃረና ኩሩስቶስ አታ ታይ ዓይነት ግዜ እና በፅሕና ዘለና ብጣዕም ያሕዝን ፖላዉስ ትግራይን መላእ ህዝብ ትግራይን ግን ክብር ይግባአኩም ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኩም

  • @zufanhaileselaseh3647
    @zufanhaileselaseh3647 4 ปีที่แล้ว +25

    መሕፍርቲ ዓዲ ግን አብ ፋልሚ ዝረኣ ነገር እዩ በተለይ ቃና ዝባሃል ክዕፅ አለዎ።

  • @user-yk3gr4bw7w
    @user-yk3gr4bw7w 4 ปีที่แล้ว +16

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ካብዚ አድሕነና😢😢

  • @aleksanderyewhannes3148
    @aleksanderyewhannes3148 4 ปีที่แล้ว +1

    ወረ ጋና Ezi kab ቃና ዝረአይዎ እዮ ቃና ትምህርቲ ዝበሃል የብላን ዕጸዉዋ

  • @abebahailu5423
    @abebahailu5423 4 ปีที่แล้ว +14

    መዋረድቲ ተጋሩ ኢኩም ንኩሉ ትግራዋይ አሕፊርኩምዎ አባላት ፓሊስ ትግራይ የቀንየልና ቀፅልዎ ቅፅዓት ውሒድዎም ሕፍር ከዓዘይብሉ አነጋግረኦም ፅቡቅ ዝሰርሑ ይመስሉ

  • @user-ec9vs3dz4w
    @user-ec9vs3dz4w 4 ปีที่แล้ว +1

    ጅጋኖ እኩም ናይ ባሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ስሙ ዘተመስገን ይኩን አሜን

  • @user-io9qe6wi9g
    @user-io9qe6wi9g 4 ปีที่แล้ว +12

    በስመኣብ ወወልድ መንፈስ ቅዱስ ከምዚ ከ ኣሎ ድዩ 🙉🙉🙉🙉🙈🙈🙈🙈ኣታ ብኹርማጅ ዶ ኩስትር ኣብልዎምን 😢😢😢😢😢😢 ኦ ፈጣሪ ኣበሳና ገዲፍካ ተዓረቐና🙏

  • @AbCd-dy8ik
    @AbCd-dy8ik 4 ปีที่แล้ว +67

    እዋይ መሕፈርቲ መናእስይ ስርሕኩም ዘይበልዑ መፅረፍቲ ዓዲ

  • @user-vr5fy6uh3k
    @user-vr5fy6uh3k 4 ปีที่แล้ว +22

    ኢዚ ፖሊስ ጋዘጠኛ ፖሊስ ክፈትዎ ክድንቆ ብጣዕሚ ጎበዝ አዩ

  • @user-ry8ok1xj3q
    @user-ry8ok1xj3q 4 ปีที่แล้ว +47

    ሓመድ ብሉዑ ትግራዋይ ገና ሕጂ ሪኤ ሰነፍት ሰሪሕኩም ዘይትበልዑ

  • @user-be1ei3bn9x
    @user-be1ei3bn9x 4 ปีที่แล้ว +4

    ሓመድ ብልዑ መሕፈርቲ 18 ዓመት ዉሒዱዎም ከማን ክብርን ምስጋናን ነቲ ሓያል ፖሊስን ህዝብን

  • @sabasaba4228
    @sabasaba4228 4 ปีที่แล้ว +15

    ዱሁላት መዋረዱቲ ተጋሩ መሕፈርቲ ሰሪሕኩም ዘይትበልዑ ምሰ ዓይነ ብርክኩም

  • @user-sp2kk1zl7f
    @user-sp2kk1zl7f 4 ปีที่แล้ว

    እቲ ብፊልሚ እንርኦ ኣብ ሕብረተሰብና በፂሑ እግዚኦ ምሓረኒ ክርስቶስ

  • @user-ry8ok1xj3q
    @user-ry8ok1xj3q 4 ปีที่แล้ว +34

    ንሕናስ አብ ዝከድናዬ ብስራ ኢና ንፍለጥ አቱም መፅረፍትና ረሳሓት

  • @mdainahasssiii3885
    @mdainahasssiii3885 4 ปีที่แล้ว

    ውይ ግዜየ ብጣዕሚ ከብዲ እዮ ብህፃን ዶ ከንድዚ ጭካኒ ኣሉ እዮ ብዝከነ ብስላም እንቃዕ ኣረከብኩም ንዚ ብሉፅ ህፃን ናይ ፅባሕ ተስፍን ተቅባሊ ሃገረን

  • @tesfabest1344
    @tesfabest1344 4 ปีที่แล้ว +17

    ዘሕዝን ኢዩ!!

  • @koveryabro9992
    @koveryabro9992 4 ปีที่แล้ว +6

    ሀሀሀሀሀ! ይብላዕ ያ እዩ እንተበልዎስ ጥሕሎ ምስ ሽንጣሩ ደብሉ ! 9 ዓመት ዓዲ ዓረብ ሰሪሐ 80ሽሕ ዶላር ዘይ ብለይስ ዕዶሀገር ዘዕብይልካ ቆልዕ ሰሪካ ብሓደ ግዜ 80ሽሕ ዶላር ።ምቅናይ ደጉ(ግርም )ኩሉ ንምስማዕ (ንምርአይ)!!

  • @MeazaKidane-cg8qs
    @MeazaKidane-cg8qs 4 ปีที่แล้ว +12

    ታይ ዘበን ኢና በጺሕና

  • @hayatmehamed923
    @hayatmehamed923 4 ปีที่แล้ว +6

    እዚ ዶ ይሐሽ አቱም መናእስይ ፣ልከልኦት ብጣዕሚ መምሀራይ እዮ

  • @abihile4642
    @abihile4642 4 ปีที่แล้ว +8

    ታይ አይነት አታሀሳስ ተጋሩ ብስራህ ኢና ንፍለጥ ከተማ መቀለ ፖሊስ ብጣእሚ ፅቡቅ ስራህ ቀፅሉ