ህግደፋውያን ካብ ፍልጠት ነጻ ምኻኖም ተመስክር ኣጋጣሚ ተረኺቡ : ወይዘሮ ትዕበ ተሃሪሞም ዝበለቶ ተጣዒሳትሉ : ልኡል ጋይም መን'ዩ፣ ን ዝብል ዝምልስ ቪድዮ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.ย. 2024
  • ህግደፋውያን ካብ ፍልጠት ነጻ ምኻኖም ተመስክር ኣጋጣሚ ተረኺቡ

ความคิดเห็น • 194

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  2 ปีที่แล้ว +3

    መደብ ተፈታዊ ህዝብና ዝከታተሎ ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣቱ ሳትላይት እዩ። ነዚ ሳትላይት ወርሓዊ ኣሽሓት ዶላራት ኢና ንኸፍለሉ ን ቐጻልነት ሳትላይት ውሑስ መታክኸውን ኩላትኩም ዓቕምኹም ወርሓዊ ክትሕግዙ ብ ትሕትና ይላቦ። Let’s support TEFETAWI TALKSHOW SATELLITE 📡 🎩donorbox.org/tefetawi-talkshow

  • @chakurtv828
    @chakurtv828 2 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ንሉኡል ኣያና ሰልጠነ ሓዉናን

  • @abigaltigray7411
    @abigaltigray7411 2 ปีที่แล้ว +6

    ሰልጠነ ጅግና🥰

  • @meharifrewoyni9402
    @meharifrewoyni9402 2 ปีที่แล้ว +13

    ዋው ኣለዉና ኣለዋና 👍💯
    የቀነልና ሰልጠነ ::

  • @woredeimam6966
    @woredeimam6966 2 ปีที่แล้ว +3

    ሉል ጥዕና ይሃብካ ምስ ሰራውትካ።

  • @haileogbai7723
    @haileogbai7723 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣባላት ተሓ ኤ ጽቡቅ ገርና ንፈልጣ ነርና ደግፍት ስእና እምበር

  • @LamLam-ch6pm
    @LamLam-ch6pm 2 ปีที่แล้ว

    እዋ ማማ ትዕበ ከማክ ደንቀር ከአምነክ እክእል እዩ ግን ክል ከማክ ደንቀረ አይከንን ናይ ባሐቅ ህግደፍ ካብ ፍልጠጢ ናፃ ሰሊጠነ ሐወይ አምላክ ያሐግዚካ ከባዐል ትዕበ ክትቅይር ብዚሕ ሲራሕ አለካ ☝️☝️☝️🙏🙏🙏😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰

  • @melake.
    @melake. 2 ปีที่แล้ว +2

    Ayana Luel gayem jegna eyu n hegdef beewanu zefletom jegna. Seltene tsbuk medeb keep going bro.

  • @lovetigray7773
    @lovetigray7773 2 ปีที่แล้ว

    ምስክነይቲ ብገርሃን ድያ ዛሓቂ ምሊቃታ ብፍርሒ ትምልሳ ክዓ ኣይትእመነን እያ

  • @msegnabatha8832
    @msegnabatha8832 2 ปีที่แล้ว +2

    ነሩ ንልኡል ጋይም ተስዐን ክልተን አብ ደምሐኤ ኮሎ ጠበጃ አምጽአልና እልናዮ ስለማዊ ጎንጺ እና ንቃስ እልና ንሕና ግን አይን ፈልጥን ሰለማዊ

  • @rebecaeyasu5862
    @rebecaeyasu5862 2 ปีที่แล้ว +1

    Thanks 👍👍👍👍👍👍👍

  • @kuflomhadgu5532
    @kuflomhadgu5532 2 ปีที่แล้ว +1

    You are great. Akalaayom izom dikumat.

  • @abrahamtekle8763
    @abrahamtekle8763 2 ปีที่แล้ว +1

    Seltene brovo keep it up ezi hizbi zisemie aykonen

  • @Stephrahel
    @Stephrahel 2 ปีที่แล้ว +21

    My dear Brother you’re hero of our generation ! You sacrificed your time and your family time to be a peace maker between our people and our brothers TGRAYAN keep it borrow we respect you and your job darling.

  • @azebsium1880
    @azebsium1880 2 ปีที่แล้ว +4

    ትዕበ አለም በቃ እልክያ:ከምዚ ሲሒቐ አይፈልጥን ወይ ጉድ :ሰልጠነ ገለ ክንሰምዕ ኢና

  • @yklmno5617
    @yklmno5617 2 ปีที่แล้ว +2

    ህግደፍን ኮራዅሩን ወደባት ምሁር ጅግና አይፈትውን እዬም ህግደፋዊያን ምሁራት ጀጋኑ ደቀባት ከጥፍኡ ካብ ዝጅምሩ ካብቲ ንሰምዕ ዘለና ታሪኽ ልዕሊ 50 ሐምሳ ዓመት ጌሩ አሎ

  • @user-xt1hb9wq2p
    @user-xt1hb9wq2p 2 ปีที่แล้ว +1

    ስለዝፈርሑ እዮም ትርጉም ሓርነትን ናጽነትን ክዛረባ ዘይደልያ ።

  • @liyayohannes9811
    @liyayohannes9811 2 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባዩ።ናይ ልኡል ጋይም ህላውነቱ ምፍላጥና የቀምየልና ።ናይ ዳዊት ገብረእግዝኣብሔር ድሃይ ግበርልና በጃካ

  • @fishzeweldi8739
    @fishzeweldi8739 2 ปีที่แล้ว +1

    Good job Gbu

  • @maytemenay5913
    @maytemenay5913 2 ปีที่แล้ว +4

    ክብር ሓው ሰልጠነ ብትገብሮ ዘለኻ ተውፋይነት ኣብሊዕሊኻ ልዕል ክብሪ ኣሎኒ ኣብ ስራሕኻ ውን ዓወትን ኣሳልጦን ይምነ፡ ብምቅጻል ናይ ኣቦና ልኡል ጋይም ዓቢ ትምህርቲ ናይ ቃልሲ ክንምሃር ስለ ንኽእል ብዕቱን ሒዝካ ስርሓሉ የቀንየለይ።

  • @fergezberhe5860
    @fergezberhe5860 2 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ሰልጠነ ወሳብ እባ ተሓባቦርኒ በጃኩም

  • @beyenechandarge5058
    @beyenechandarge5058 2 ปีที่แล้ว +1

    Thank you Seltene hawuna

  • @tesfayasmerom8331
    @tesfayasmerom8331 2 ปีที่แล้ว

    ልኡል ጋይም ኣዝዩ በሊሕ ምሁር እዩ ኣብ ብዙሕ ንሱ ዝመርሖ ሰሚናር ተሳቲፈ፣ ምሁራት ተቓወምቲ ኣብ ቅድሚኡ ተማሃሮ እዮም፣ ኣበይ ይህሉ ኢለ እንዳሓሰብኩ ሎሚ ርኤዮ ደስ ዝብል እዩ

  • @bereketgebre8548
    @bereketgebre8548 2 ปีที่แล้ว +1

    ንኽብሪ ዝግበኦ ክብሪ ምሃብ ሓደ ካብ ጽቡቅ ትውፊታትና እዩ

  • @Stephrahel
    @Stephrahel 2 ปีที่แล้ว +5

    This people this Hgdef are pure animals

  • @natnatube8709
    @natnatube8709 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣቱም ሰባት ነዞም ኣጋልዕ ምድረ ነናቁር ህግደፍዊያን ግደፍዎም ኣንዶ ። ብዛዕባ ናትና መጻኢ ንዛተ ፡ መደባት ገርና ኣብ ማእከል ኣውራፓ ዓቢ ስንፖዝዮም ፡ ፈስቲቫል ፡ ዋዕላ ፡ ናይ ምትእኽካብ ን ምልላይን.......ወዘተ ዝዓይነቶም ነገራት ዘይነሰላስል ፡ ክሳብ ሕጂ ተቃየቅቲ ኣምበር ኣተግበርቲ ክንከውን ኣይከኣልናን ብዙሓት ክንስና ዕብየትናን ጉዕዞ መጻኢኢና ግን ይበርስ ኣሎ ሞ በጃም ነዚ ጉዳይ ኣቃላጥፍዎ

  • @user-rl4bj2di4g
    @user-rl4bj2di4g 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcome

  • @selam801
    @selam801 2 ปีที่แล้ว +1

    welome ሰልጠነ ክቡር ሰብ

  • @mebratasfeha3881
    @mebratasfeha3881 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣመተምሕረቱ ኣይዝክሮን ኣንበር ኣብ ባልቶክ መጺኡ ነይሩ ሳዋ ማለት ዝበከ ብሑቅ ስንኩት ባኒ ማለት ኢዩ ለውጢ ብውሽጢ ኢዩ ውን ኢሉ ጅግና ሉኦል ጋይም ጅግና ምስ ብዓል ዘካርይስ ዝነበረ ኢዩ

  • @asmeretaraya7755
    @asmeretaraya7755 2 ปีที่แล้ว +2

    Selam sltun hawuna bezi tigebro zeleka qalsi meglexi iye sienelka edmen tenan yhabka ms sdrabietka

  • @ruuruuer6302
    @ruuruuer6302 2 ปีที่แล้ว +3

    ብዝኾነ ሉኡል እንቃዕ ብሂወቱ ሃለወ

  • @mulughetadawit538
    @mulughetadawit538 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰልጠነ ንከም ባዓል ሉኡል ጅግና አብ ሜድያ ንቅድሚት ክመጽኡ እዩ ዝግብኦም

  • @miriamhabtemichael2393
    @miriamhabtemichael2393 2 ปีที่แล้ว +1

    Luul Gaim zelalekana btami yemesgn.Teina yiseabo, kemeom yibzehu. Inte izen ahwatna nmntay ydgfa zeyfelta gn yihaznelen. Iti hatati'wn kaben zhaysh aymesln, ab kndeom hafire. Mama Teibe kea tederbisha. Wey guuud 🤔

  • @azebsium1880
    @azebsium1880 2 ปีที่แล้ว +1

    ወይ ወልደፍደፍ :ሱቕ ጡዑም ክብረታ ዘይትሑሉ ሰብ

  • @mebratsium6875
    @mebratsium6875 2 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ሰልጠነ እዚያ ባ ግርም ናይ ደናቁር ተዋስኦ ከብድና ቆሲልና

  • @user-or5np9rg8e
    @user-or5np9rg8e 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ኣጀክም ስልጠነ ሓወይ

  • @haileogbai7723
    @haileogbai7723 2 ปีที่แล้ว +2

    ሉኡል ጋይም ተጋዳለ ተ ሓ ኤ ዝነበረ ድሓር ናብ ድምሓኤ ዝተጽምበረ ኣምበር ተጋ ህግ ኣይነበረን ከምዚ ዝኣመሰለ ሰብ ንቃሓቱን ሓሳቡን ኣብ ህግ ኣይትረክብ ኢኻ ኣብ ተ ሓ ኤ ሓሳብካ ምግላጽ ስለ ዝነበረ።

  • @sltan0030
    @sltan0030 2 ปีที่แล้ว

    ብሓርነት ከይንማላለስ ትብል ሲ ሓርነት ባቡር ተረኪባስክትሽረሽረላ ደልያ

  • @kiflomdrar1047
    @kiflomdrar1047 2 ปีที่แล้ว +5

    ተጸሪፉ መይቱ ማለት እዩ እዋይ ኣንታ ኣነ እንታይ ይኸውን ኣለኩ ኣታ ሰልጠነ ስተሮም ኽሳብ እብ ዕትሮ ነብስሎም ግዜ ምስ ረኸብና

  • @user-ms1ft4tk9i
    @user-ms1ft4tk9i 2 ปีที่แล้ว +5

    እዋይ ኣንታ ኡይይይ ዶ ክብል ኣንታ እንታይ ዓይነት ሰረገላ እዮም እዞም ደገፍቲ ህግደፍ?በቃ ኣብ ዜሮ ንቅሓት ኣንጻር ሰብኣዊ ረብሕኦም ደው ኣቢሉዎም ዘሎ ብዘይካ ረብሓን ድንቁርናን ባዶ ትምክሕትን ካልእ ኣይኮነን።

  • @Habesha28
    @Habesha28 2 ปีที่แล้ว +5

    Indeed he is hero and you are hero of This generation too!

  • @miriamhabtemichael2393
    @miriamhabtemichael2393 2 ปีที่แล้ว +1

    Luul Gaim zelalekana btami yemesgn.Teina yiseabo, kemeom yibzehu. Inte izen ahwatna nmntay ydgfa zeyfelta gn yihaznelen. Iti hatati'wn kaben zhaysh aymesln iyu. Ab kndeom hafire

  • @asmarino1520
    @asmarino1520 2 ปีที่แล้ว +3

    ነንሕድሕዶም እንዶ ሞ ይወዱኡልና ከሙኡ ኢሎም ኣበይ ክንረኽቦ ሰልጠነ ተባዕ ግን ጥንቅቕ ከኣ በል ኢኻ ህግደፍ በላዕቲ ሰብ ዮም ።

  • @DrWisdomForUSPresident
    @DrWisdomForUSPresident 2 ปีที่แล้ว +2

    Seltene Tefetawi Talk Show Media 👍 B Smiet Dew Bi Rdiet?
    Yes to Unity 🤝 and Yes To JUSTICE!
    Unity of Africa is Wise👍Eritrean Unity is Wise👍
    Division of Africa is foolish
    NO MORE!
    NO MORE Divide and Rule Colonization of Africa!!
    We the United Africans are are working silently 🤫 to Unite Africa.
    Yes to the Love ❤️ 😍 💖 ❣️ 💕 💘 ❤️ 😍 , Justice and Unity of Africa by Africans.
    YES to Freedom of Speech, Yes to JUSTICE 👍Seltene Kesilo Freedom of Speech.

  • @michaeltesfu9275
    @michaeltesfu9275 2 ปีที่แล้ว +1

    👏👏👏

  • @kiflemariamgebreslassetesf3816
    @kiflemariamgebreslassetesf3816 2 ปีที่แล้ว +2

    ውያነ ኣይሐገዝዎን እምበር ባዓል ሉኡል ቀደም ምትዓወቱ ኔሮም።
    ነዚ ኩሉ መንእስይ ናብ ሱዳንን ትግራይን ዝስገረ ናብ ረብሐኦም መምዓልዎ ኔሮም።
    ሉኡል ጋይም ሐደ ካብቶም ጅጋኑና ኢዩ። 44 ።

  • @mohammadrawashdeh5312
    @mohammadrawashdeh5312 2 ปีที่แล้ว +5

    ብመልሓስ ተዝሙየት መራሒኺ ምሞተ አንተ ፈስፋስ

  • @Hlina848
    @Hlina848 2 ปีที่แล้ว +5

    ጉዳም እዩ ናይዚኣስ ብጸርፊ እንበር ኣብ ኣይሲ ተአቱ እያ ነጻ ዘይኮነት ሰብ እያ ኣፈራርሆማ ይኾኑ መሽክነይቲ ብፍቃዳ ባርያ ዝኾነት ።

  • @lovepeace1314
    @lovepeace1314 2 ปีที่แล้ว

    ስዒድ ኣንዋር ብሕማም ኢዩ ተሰዊኡ ናይ ኣረፍይነ ግን እንድዒ

  • @okubaykidane3284
    @okubaykidane3284 2 ปีที่แล้ว +1

    ክድሚ ሰልስተ ወርሂ ተሃሪሙ አንዳበለቲስ ምጽራፍ የ ሃሃሃሃ

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 2 ปีที่แล้ว +2

    Tigrai tsier

  • @eritreanboy100
    @eritreanboy100 2 ปีที่แล้ว +1

    ማይክሮፍን ዘይትቅይራ please do samething

  • @gualeri2842
    @gualeri2842 2 ปีที่แล้ว +2

    Hji ko flut aferarihoma eyom tetaesa

  • @adbt3565
    @adbt3565 2 ปีที่แล้ว +4

    ዋይ ሸናዕ እካ ትብል ኣብ ኤረትራ ፡ ኣብ ኤረትራ ሓደ ኪሎሜተር ብዘይ መንቀሳቀሲ ክትከይድ ኣይከኣልን እዩ ወተሃደር እንተ ኮንካ መንቀሳቀሲ ናይ ወተሃደር ኣሎ ፡ ተመሃራይ እንተ ኮንካ ናይ ተማሃራይ ተርኢ ፡ ታሰራ ከማን ኣይሰርሕን እዩ፡ ብፍላይ ኣብ በዓል ናጽነት ዝብልዎ ዋላ ምስ ወረቀትካ ሸላ ኢካ ትቅኒ እንተ ተታሒዝካ ክሳብ ተሓልፍ እስርበት በቃ ፡ እዞም ሰባት ግን ናይ በሃቆም ድዮም ናጽነትን ሓርነትን ምፍላይ ኣቢዎም ፡ እሞ ሓቅና ኢንዲና ደኣ ከይ ፈለጥና ናብ እሰያስ ክንጽጋዕ

  • @landescap2262
    @landescap2262 2 ปีที่แล้ว +1

    💕💕💕💕💕💕💕

  • @user-ms1ft4tk9i
    @user-ms1ft4tk9i 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣይ ትዕበ እዛ ብዘይፍቃድ ህግደፍ ዘውጻእካ ሚስጢ ኣማውታ በዓል ስዒድ ሳሕል ወሪድኪ ተናሲሕኪ ጥራይ ኢያ ክትሕደገልኪ ትክእል።

  • @MA-xu8rn
    @MA-xu8rn 2 ปีที่แล้ว +2

    Tefetawi, the source of truth. Thank you. Great work.

  • @Aswa2000
    @Aswa2000 2 ปีที่แล้ว +2

    ካብቶም መጀመርያ ሻዕብያ ሽፍታ እያ ዝበሉ ኤርትራውያን ሓደ እዩ ።ብዝሓት እውን ካብዚ ነኡስ ወለዶ ሻዕብያ ሽፍታ ኣይኮነትን ዝብሉ ኒሮም"ዮም እንተኮነ ሻዕብያ ሽፍታ ምኳና ኣብትግራይ ምስ ኣተው'ዩ ተሰቁርዎም

  • @fitbleiben5698
    @fitbleiben5698 2 ปีที่แล้ว +1

    ከም ለማኣንቲ ስሒቀ ኣይፈልጥን አየ። ሰልጠነ ሃወይ። ቀጽሎ🤣🤣🤣🤣🤣።

  • @danielyonas652
    @danielyonas652 2 ปีที่แล้ว +1

    ✌✌✌✌✌💗💗💗

  • @meharifrewoyni9402
    @meharifrewoyni9402 2 ปีที่แล้ว +6

    ክገርመኻ አን ከኣ ንኢሰያስ 20 ሰነ 91 መደረ ምስ ጀመረ ካብ ሹዑ ሰይጣን ኮይኑ ምስተራእየኒ ስጋብ ሎሚ ዕለት ከኣ ከም ሰይጣን እየ ዝርእዮ ::

  • @habenkibreab2393
    @habenkibreab2393 2 ปีที่แล้ว +1

    Thank dear brother 🙏 for information 🙏 True 🙏 👍 ❤️ God bless you Lord with your family 👪 ❤️ 💙

  • @peterdavid9636
    @peterdavid9636 2 ปีที่แล้ว +1

    ወይ ህግደፋውያን ሓዲሽ ትግርኛ የስምዑና ኣለዉ ።ብጸርፊ ቀደም ንኢሳያስ ኣቃቢጽናዮ መሃለና ወይ ዕሽነት።

  • @mebratsium6875
    @mebratsium6875 2 ปีที่แล้ว +2

    እዞም ጉማማ ደናቁር ነዚአ ፍልልያ ዘይፈልጡ ወዲ 14 አመት ዝፈልጦ ፍልልይ ጎሃፋት

  • @furzunhagerawi1666
    @furzunhagerawi1666 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ሰልጠነ ከመይ አሎኻ ቀደም ብዓያሹ ሐፋሽ ውድባት ህዝባዊ ግንባር ከሎና አብ ንህዝቢ ዝግበር አኼባ ተሪር ሕቶ ከይትሐቱ ንባሀል ነርና ሕጂ ድማ ገሊኦም ይፉልጡ እዮም ግን መጠንቀቅታ ተዋሂቡም እዩ

  • @tekleabbrhane5412
    @tekleabbrhane5412 2 ปีที่แล้ว +1

    Yes tkil selxne Senegalese qyeraleo haqka selixna

  • @mikielteklehaymanot897
    @mikielteklehaymanot897 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰልጠነ እዛ ጋል ወይ ሰበይቲ ትብሎ ዘላ ፍልጠተይ ዘሮ እዩ ትብል ኣላ ደገፍቲ ህግደፍ ከምዚ ንፈረስ ልጋም ገርካ ትኹኩቦ ዝኸዱ እዮም ትምህርቲ ያድልዮም

  • @tsehayalemtesfit3161
    @tsehayalemtesfit3161 2 ปีที่แล้ว +1

    Sultun 💪

  • @mebratasfeha3881
    @mebratasfeha3881 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም

  • @chibromandemichel4495
    @chibromandemichel4495 2 ปีที่แล้ว +1

    ጅግና ናይ ፍትሒ ተቃላሳይ ኣያና ልኡል ጋይም እንቃዕ ብሂወት ርኣናካ ብጣሚ ዘሕጉስ እንቃዕ ድማ ካብዚ መሪር ረመጽ ኩናት ኣምላኽ ኣውጻካ ኣብ መጻኢት ኤርትራ ዓቢ ክብርን ቦታን ክህልወካ እዩ ዓወት ይምነየልካ ኣብ ጎንኻ ኣለና

  • @ksisusus2090
    @ksisusus2090 2 ปีที่แล้ว +3

    የቀኔልና ሰልጠነ ልኡል ጋይም ብህይወት ምህላዉ ኣይፈልጥን ኔረ ኣብ ደሴ ተሓባበርቲ ሻዕብያ ከም ዝቀንጸልዎ ዋላ እቲ ናይ ሕጂ ዕሉል ካድር ህግደፍ ኣባል ሳግም ዝነበረ ወዲ ጣባ እውን ሓደ ግዜ ኣቃታትላኡ ዝምልከት ኣብቲ መድያኡ ተዛሪቡ ኔሩ።

  • @user-gzieyumemhrey
    @user-gzieyumemhrey 2 ปีที่แล้ว +1

    ናትካ መግለጺኸ እንታዩ ዓቕሚ ተሃልዩካስከ ክትንትን ፈትን ዓቕሚ ተሊካ ሰብ ካብ ምክፋእ ወዲ ሓዃሪ!

  • @Stephrahel
    @Stephrahel 2 ปีที่แล้ว +6

    I never Nwe him this our treasure our black diamond for our people !!we need to encourage him and follow him in his social media please 🙏
    Thank you For bringing him to the public

    • @markosamanuel7158
      @markosamanuel7158 2 ปีที่แล้ว

      Ata saltna haway kakkkk entay garnka nazom amxkyo

  • @EreyNEriBEri
    @EreyNEriBEri 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣላ ህግደፋውያን እልፊ እኽብካብ ደናቁር። ኣደይ ትዕበ ኸኣ ንህግደፋውያን ብመልሓስና ክንቀትል ተኺኢልና ደኣ መጀመርታ ርእሲ ህግደፍ ይሁዳ ኢሰያስ ምቀተልናዮ ኔርና ማለት ኢዩ።

  • @greatstar5111
    @greatstar5111 2 ปีที่แล้ว

    is not only nay axmi tegagika

  • @hagosminia6431
    @hagosminia6431 2 ปีที่แล้ว

    Tebe ede barya.

  • @eumungueush7209
    @eumungueush7209 2 ปีที่แล้ว +3

    ሉኡሎ ጋይም ተክለ ወዲ ዓዲ ቀይሕ ኮይኑ ኣብ 1991 ኣካይዳ ስርዓት እሰያስ ኣቀዲሙ ዝነቅሓሉ ኮይኑ ብ 1991 ናብ ኢትዮጵያ ምስ ሳጋም ቀጽል ብዓል ስውእ ዘካርያስ ኣብ ከባቢ ደሴ ብሰለያ ሂግደፍ ዝተቀንጸለ ምስ ብዓል ገብረብርሃን ኣብ ከባቢ ሑሞራ ብሃሱሳት ስርዓት ሂግደፍ ብ 1997 ዓፊኖም ዝወሰድዎ ምስ ብዓል ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ነበር ስሙኦን ዝብሃል ብ ንጉሰ ወዲ እልፉ ኮይኑ ፊልም ዝሰረሓ ኣብ ግዜ ሰውራ ካብ ካናዳ ናብ ኢትዮጵያ ናብ ቃልሲ ዝመጸ ምስ ብዓል ተስፉ ኣጽብሃ ምስ ብዙሓት ንሓርነታዊት ኤርትራ ዝቃለስ ጅግና ተቃላሲ እዩ ታሪክ ሉኡል ጋይም ብጭልፋ ካባሕሪ እዩ ብስርዓት እሰያስ ቡዙሕ ፈተነ ዝተገብረሉ ዘይተዓወተሉ ጅግና እዩ

  • @hagosaraya2976
    @hagosaraya2976 2 ปีที่แล้ว +1

    እሞ ተሓሰብካዮ ከ እንስሳ ዘገዳም ደገፍቲ ህግደፍ ዳኣ ለባምን ምሁሩን ዶ ኣለወም።

  • @meharifrewoyni9402
    @meharifrewoyni9402 2 ปีที่แล้ว +3

    እዛ ኣደክስ ንዓኺ ክድትወልድ እንታይ መርገም ነርዋ እቲ ኣቦኺ ንዓኺ ከዕቢ እንታይ መርገም ኔርዎ ::

  • @dawittsegay9012
    @dawittsegay9012 2 ปีที่แล้ว +1

    Wedi Gaym well come

  • @user-kv3jg8fz5p
    @user-kv3jg8fz5p 2 ปีที่แล้ว +1

    ነዛ ማማ ትዕበስካኣ ፈራሕ ጽልልቲ እዮም ሰሪሖማ 😂 ኣብ 2ሰሙና ግልብጥ ከም ጭማ ኣስመራ ከምዘይትከዲ ኮይንኪ ናባና' በር ምጺ ጸሉል ድኣ የብልናን እምበር ቃላትና ግን ማይጭሎት እዩ

  • @mezgebgergis5775
    @mezgebgergis5775 2 ปีที่แล้ว +1

    ድምጺ

  • @merci0961
    @merci0961 2 ปีที่แล้ว +10

    ምስክነይቲ ሰበይቲ ስርዓት ህግደፍ ምስ ኣፈራርሓ ነቲ ብንጹህ ሕልናኣ ዝመስከረቶ ሓቂ ንኽትቅይር ዘልሓጥሓጥ ኢላ ኣንጻር ሕልናኣ ክትቃለስ ፈቲና. ካብዚ ኹሉ ሸበድበድ ፍርሒ ከምቲ ምእንቲ ዝተፈላለየ ውልቃዊ ረብሓኦም ኢሎም ናይ ጣዕሳ ወረቐት ዝመልኡ ምእመናን ምልካዊ ስርዓት ኢሳያስ ናይ ጣዕሳ ወረቐት መሊኣ ናብቲ ስርዓት ምስዳድ ይሐሻ. ተዘይኮይኑ ነዚ ሓቂ እዚ ኣውጺኣ ገለ ኣይመጸንን 'ዩ ኢላ ስርዓት ውልቀ መላኺ ኢሳያስ እንከሎ ዳግም ናብ ኤርትራ ክትከይድ እንተፈቲና ዳርጋ ባዕላ ናብ ሓርገጽ ዘለዎ ማይ ኣትያ ክትሕምብስ ምፍታን ማለት 'ዩ.

  • @medihanye5875
    @medihanye5875 2 ปีที่แล้ว

    I now luel in mekele he is smart man he is comitted!!!!!!!!

  • @okubaykidane3284
    @okubaykidane3284 2 ปีที่แล้ว +1

    ከምዚኦም ዝኣምሰሉ ተካለስቲ ኣይንክንርሶምን አና ነባሪ ታሪክ ዮም ዝሰርሁ ዘለዉ

  • @heasgoal6249
    @heasgoal6249 2 ปีที่แล้ว +1

    She is lost!!

  • @gabrielalem8161
    @gabrielalem8161 2 ปีที่แล้ว +1

    Entay koynom da ksab hiji zeyelaleyuna? Abona luul Gayim.

  • @abrahamtekle4944
    @abrahamtekle4944 2 ปีที่แล้ว +1

    ብመልሓስ ሰብ ዝቅተል እንተዝኸውን ንዓመታት ደለይቲፍትሒ አብ ስደት አይምነበረን ኢሰያስን ኮራኩሩን ቀቲሉ ዓዱ ምኸደ

  • @samuelghebreghiorgis5603
    @samuelghebreghiorgis5603 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣዬይ!! ጓንጓ ዝኾነ፡ መጀመርታን መወዳእታን ዘይብሉ፡ መንደረጋሕ ቃላት ትግርኛ። ግፍዒ ከይኾነኒ ደኣ'ምበር፡ እዚኣተን ክውለዳ ኣይነበረንን ወይ ከኣ ክወልዳን ክዘምዳን ኣይነበረንን። ፖሊቲካዊ ዑቕባ መን ኢዩ ሓቲቱለን ነዘን ደናቁር።

  • @humanity1st816
    @humanity1st816 2 ปีที่แล้ว

    Ms anfeska egri yeken yblu lebamat abotatna

  • @sltan0030
    @sltan0030 2 ปีที่แล้ว

    እውውይ ታይ ማዓቱ መርገም

  • @msegnabatha8832
    @msegnabatha8832 2 ปีที่แล้ว +1

    ሐንቲ መጽሐት ኤረትራ ካብ ባዕዳዊ ናጻ ወጽአ ካብ ወድ ሃገር ናጻ አይውጸትን እተብል ሂብና ከይዱ

  • @muluezerezgi4747
    @muluezerezgi4747 2 ปีที่แล้ว +2

    ነገር ባርያ 🤣🤣🤣🤣

    • @rota8742
      @rota8742 2 ปีที่แล้ว

      🤣🤣

  • @meharifrewoyni9402
    @meharifrewoyni9402 2 ปีที่แล้ว +1

    ትርጉም ናጽነት ስለ ዘይፈልጡዎ እዮም ዝዘሉ በሃማት ::

  • @abrehetbeyenewoldu2869
    @abrehetbeyenewoldu2869 2 ปีที่แล้ว +1

    Kab 19 89 eyu ab demhae eyu

  • @maharihabtestion106
    @maharihabtestion106 2 ปีที่แล้ว +1

    Seltene gobez qetslo

  • @filimontesfay4727
    @filimontesfay4727 2 ปีที่แล้ว +1

    እዋእ ሕዝ ግደፍ በይኖም

  • @bdadag9919
    @bdadag9919 2 ปีที่แล้ว +1

    Fah elata kabhiji dia temahari ember ezias kedatki eiya sry 4 u

  • @mebratasfeha3881
    @mebratasfeha3881 2 ปีที่แล้ว +2

    ዳሓን ብሂወት ጥራሕ ኣንካ ሃለወ አዚ ወድሰብ ንኡኦ ተሪፉስ ኣቦኡካ ብኽንደይ ስቃይ ሞይቱ

  • @essayasberhane7698
    @essayasberhane7698 2 ปีที่แล้ว +1

    ፎእ ደገፍትስ ሞይቶም ብደዎም ባራዩ አንታ ንመጻኢ ምዚኦም ዲና ኤርትራ ክንሃንጻ አቺደንተ።