ተመሳሳሊ ኣካላዊ መጉዳእቲ ግን ድማ መርኣያ ፅንዓትን ተስፋን
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 12 มิ.ย. 2020
- እዘን ተመሳሳሊ ኣካላዊ መጉዳእቲ ዘለወን 2 ኣዴታት ልዕሊ እቲ ሙሉእ ኩለመዳይ ጥዒና ዘለዎ ሰብ ኮይነን ብሙሉእ ተስፋን ፅንዓትን ህይወት ባዕለንን ስድራአንን ክመርሓ ክትርኢ ከለኻ ንነብስኻ ትወቅስ። ትምህርቲ ወሲድካ እውን ናብ ነብስኻ ክትምለስ ይገብር!! Ethiopia Orphan & Family Assistance ዝተበሃለ ኣብ ኣሜሪካ ኣፍልጦ ዘለዎ ኢትዮጵያዊ ትካል ውሻጠና ሚድያ ስፖንሰር ስለዝገበረልና ካብ ልቢ ነመስግን።
ልዑል ኣምላኽ ብጥበቡ ይሓግዝክን
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
የይይ ምስ ዓይነብርክና ነማርር መመሃሪት እያ ዛ ኣዶ ትግራወይቲ ይገርም
ተጋሩ ኣዴታትና ነይ በሓቂ ጅግኑ አየን ዕድመ ጥዕናን ይሃብክን አሜን
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ሉዑል እግዚአብሔር ብጥበቡ ይሓግዝክን
መምህርይ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ብጣዕሚ ደሰዝብል ሓገዝ እዩ ንዋሃቢ ኣብዚሑ ይሃበኹም ሙሉዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ😍😘😘
እግዚአብሔር ይሓግዝኪ ሓፍተይ መምህር ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ኦ አምላክ ጽጋብና ብደዒናን ሐዲግካ ይቅረ በለልና ካብቲ ምስጋናካን ጸሎትካ ዝረሐቅና ይቅረ ግበረልና ሐፍትና ከአ መዱሃኒ አለም ኸም ቀደሙ ይሐሎክን መምህር ሙሎ ከአ እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሐልካ
እግዛቤር ምሕረት የውርደልክን ዘንኣሕዋተይ ሙሉየ ክፉእ ኣይርከብካ
ኩቡር መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ገበርቲ ሰናይ ፈጣሪ እተትኩም ይባርከልኩም🙏🙏መምህር ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ🙏🙏🙏❤❤❤
እፍፍፍ ኣየ እንሕና ሙሉእ ዓይነ ብርኪ ሒዝና ነማርር መምህር ሙሉዋይ ለምለም ርገፅ ክፉእ ኣይንካእካ
Uffff ዓለም ጸዋር ብሓቂ
ሰብ ንዝተፀገመ ስብ ምሕጋዝ ዓብይ ዕግበት እዩ
እግዚአብሔር አምላክ ባዕሉ ይሐግዝክን መምህር ሙሉ ድማ ብደቅካ ትሐጎስ
ልዑል ፈጣሪ ብጥበቡ ይሓግዝክን ማሚየ ምሉእ ምሕረት የውርደልክን መ/ር ሙሉየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ፀግኡ የብዘሐልካ🙏
እግዛቢሄር ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን
Ethiopia Orphans & Family Assistance, Inc
Stopping the Cycle of Poverty
ልኡል ፈጣሪ ምስኩም ይኩን
Egziabher Amlak ybarka bereketka yekaflena kubur haw 🙏
እግዚአብሔር አምላክ ብጥበቡ ይሓግዝክን መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ
Egziabher Amlak ymesgen 🙏 Senay gbri ybzah
Senay zigebere senay ytsineheyo Luel Feteri yhagizkum🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
Eway natkas tezaribe aywdeon 🙏🏾🙏🏾🙏🏾egziabiher hasab lbka yesmrelka nakale gudaet egziabher yhalwom
What a worrier woman, BRAVO 👏 sister
ክብረት ያሃብካ
ተመስገን ኣምላክ
መምህር ሙሉየይ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ኣምላክ ድማ እቲ ትግብሮ ዘላካ ብኣምላክ ርካባ ከማካ ዝበለ የብዛሓዮ
Ezgabiher amlak mskatkum ykun!!!!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አቱም ጽቡቕ ስራሕ ትሰርሑ አሕዋትና አሓትና እግዚአብሔር አምላኽ ብዝወጸ ይተከልኩም እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይዓደለልና መምህር ሓውና እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይዓድለልና ንዓኽን አሕዋትና ድማ እግዚአብሔር አምላኽ ምሕረት የውርደልክን እግዚአብሔር ሙሉእ ጥዕና ይዓድልክን ንፍዓት ጠንካራታት አሕዋትና ንኹሉ ወዲ ሰብ መርአያ እትኾና ኢኺን ብሓቂ
Our peoples very strong.stay healthy 🙏😍 thanks muluy
M.m Mulu Edmen tenane yehabka 😘
Mamaher mulu hawuna Edaman tenan yehabka nuroka yelamalam
Adetate ajokin egzabher nezfetro fetre ayresen u emo nezhabe kea fetary yehabom🙏🙏🙏
Ewayyy mama Egzabhir amlak edmen teninan yehabkin fetari abit tnkare ajokin 💪🏾🇪🇷
ኣቲ ጅግና እግዚኣብሄር ብዙሕ ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ ኣምበሲት እግዚኣብሄር ይሓግዝኪ ማማይ
ኣሕሕሕ ኣየ እግዚኣብሄር ይቕረ በለልና ኣንሕና ድማ ምሉእ ዓይነ ብርኪ ሒዝና ነማርረካ ብዝኾነ ጎበዝ ኢኺ ማማየ. ደቂ ትግራይ ዓደይ ድማ ፈጣሪ ብዘውፃእክሞ ፈጣሪ ይተካኣልኹም መምህረይ ድማ ንህዝብኻ ክንደየናይ ተገዳስነት ከም ዘለካ ብእምነትኻ ብተግባርኻ ሕጉስቲ እየ ዕንቅፋት ኣይትርኸብ
እግዚአብሔር ይሓግዝኩም ኣሕዋተይ
ኣምላክ ይሓግዝኪ ሓፍትና ዋውውውው ትድነቅ ሰብ እያ
ብጣዕሚ ዝገርማ ኣዴታት ብውልዱክን ተሓጎሳ ዋዕሮታት ሙሉዋይ መዓረይ ሕማቅ ኣይርከብካ ሳዕሪ ኣየዐንቅፍካ እመ ኣምላክ ትሓልውካ ፍትወይ
ዋይ ሓፍተይ ማዓረይ እፍፍ ምስ ዓይነ ብርኪና ነማርር ምምህረይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
እውይ እግዚአብሔር ይቅረ በለለይ ይገርም እዩ ምስ ምሉእ ዓይነ ብርከይ ኣይይ
እግዚአብሄር ይሓልውክን ማማሚየይ ምስ ስድራክን ሙሉየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
መምህረይ ፅንዓት
ይሃብካ
ፈጣሪ ምሕረቱ የዉርደልኺ መዓረይ
ሙሉ መምህርይ ፀጋኣ ይብዘሐልካ
Amen amen amen adey mearey
الله يكون في عونك
እግዚአብሔር ብጥበቡ ይሓግዝክን አሕዋተይ
Wowowo 💞 wowowo 💞 wowowo 💞 💋❤️
amenn Amène
ሙሉኤይ ሙሉእ ይሃብካ
እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሐልና ሐውና
መምህር ሙሉ እንታይ ኢለ ከምዝገልጸካ ብቻ እድመን ጥዒና ይሐብካ ደ
ኣምላክ ኣብራሃም ይሰሃቅ ያቆብ ይምሓርኪ(ክ)ምሕረት የውርደልክን
Amlak msaku ykun🙏🙏🙏💒💒💒
Egziabher entay ysano bklte yegarki tetew kemtbli ygberki haftey
ewayy Amlak edmeen tenan yhabka nay bhaki zimsgen srah yu asbii nayzomm weledii ayfelekaa.
❤️❤️😭❤️🙏🏼
❤❤❤❤
❤❤🙏🙏
Egzaber mehrt yerdlkn
ሙሉ ሐውና እግዚአብሔር ጉልበትካ ይፅናዕ
Mh
💖💖💖💖💖🙏🏾
❤😢
ዉይ ኣዶዶ ትበኪ ሙሉ ሓዉና ሒዝና ጉዑዘና ንቅድሚት ሙሉ ሓዉና ኣብ ስደት ለለና ርኣይ ስኢንና ብፍላይ ኣብ ቤሩት በጃኻባ ቆላሕ በለና
💔💔
የቀንየልና ትካል ገባሪ ሰናይ ኢትዮ ፋሚሊ
Egzbhire yamsegn ❤❤❤❤❤❤
tsbuk sirah
ሳላካ ህዝብና ፀጊቡ ይሐድር አሎ አምላክ ፃማካ ይክፈሎ ( ካብ ጎንደር ካብ ኦሮምያ ዝተፈናቀሉ 170 ሚለን ቅርሺ ማሕበራዊ ሚድያ ንትግራይ ንአልማዝ እቲ ቅርሺ በሊዕቶ ንዕካ ተዝዋሀብ ኔሩ ህዝብና አይትፀገመን ኔሩ እምነት አለካ መምህር ሙሉ አምላክ ምሳካ ይኩን።
Egziabher Amlak misaka ykun
Memhir mulu hawina nehwatna kea mihretu yilakelkin Fetari
Egziabher Amlak yhagzki
amlg edu ybrlki mehr mulu senay yhbka
Edeman tana yesthe tabarke
Muluye abo dka fetar mharet ywrdelkum na getaye
🙏🙏💔💔💔😭😭💔💔💔💔
እግዚአብሔር ዝወፀ ይተክአልኩም ኩሉኩም ግዱሳት ተጋሩ ስብ ንምህጋዝን ስብ ምካን እኩል እዩነመስግን
Haftey mulu mihret ygberelki
እሩ ለብሬክስ ላኩለት እሩዳታ እድደረግላት ጥንካሩዋን ሳላደቅ አላልፍም
Kem mulu Ken zbele entezbezh ab hagerna zteshegeru seb ayhlwenan neru emo mulu Ken haben tgray eka ntegaru Kea zebtsho melekti aleni tegaru btedegagami mulu nab hageresebatn keteman btedegagami tsgumat himumatn khgz b taxi kmelales yrio eye emo bejakum tegaru ahwatey awatsena mekina ngzealu ajekua nbelo nmulu Ken jigna please ezi natey areaeya 🙏
Aseyy naybhki izen aray skulan zkona yehwatna imo fuhuk inda bela kemzi
Gerin tekaisen znebra yhwats hade kofi
Elen ziserhalu nistey dkan mesali intezrekbas kemey mkona bzkone
Ajokin aythmeka amlake kudusan
Haylu yebzhalkin amlake kudusan
Ztemesgene ykun mulu hawna kemu
Win kulukum gebert senayn yhwatna
Xegau yebzhalkum
Amlak misaken yikun m.mulu amlak yibrkeka
Emebirahan gulubet tekunikin
ሙሉ ሓወይ እውን በረኸት ናይ ቅዱሳን አዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣማላጅነት ኣይፈለኻ
Egzbher aboy kulu tekile eka emo 🙏🙏🙏🙏🤦♀️🤦♀️🤦♀️🤦♀️💔💔💔💔🤎
Temesgen fetar zhasebikayo semirulka mulu abo tsigumat
Egziabher ymesgen
Mulu hawey meglexi sinelka kab amlak rkebo asbka
ኣነ ንሠበይቲ "ኣረጊት" ንሠብኣይ ድማ "ሽማግለ" ከመዝብሃል'የ ዝፈልጥ። ንዝኣረጋ ደቂ ኣንሥትዮ "ሽማግለ" ክብሃላ ሠሚዐ ኣይፈልጥን።
ፀበልብትሄደ ትድናለች ፀበልወሰዱኣት ፈጣረምንይሳነዋል
ናይባንኪ ስልኪ ክትልእኹለይ ዶይቅርታ
0914722907 ሙሉ
@@WushatenaMedia እሺ እግዝኣብሄር ብዓይነልቦና ይርአኻ ፀጋን አደ መን ይሃብካ ፈጣሪ ኩለኣለም አሜን(፫)
በይዛካትኩም ናብ ኣባ ግርማ ውሰድዋ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ክትድሕን ያ ብዘይ ምጥርጣር
ልዑል ኣምላኽ ብጥበቡ ይሓግዝክን መምህር ሙሉ እድመን ጥዕናን ይሃብካ
ፈጣሪ ምሕረቱ የዉርደልኺ መዓረይ