ገዳም ደብረ ስቁርታ ዓብይ ዓዲ ታርኻዊ ቦታ ትውለደ ንግስተ ሳባ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 มิ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 189

  • @user-su7he2po3c
    @user-su7he2po3c 5 วันที่ผ่านมา +14

    ኣነ ሲ ኩሉ ግዜ ኢየ ዝከታተሎ ኤርትራዊት ሓፍትኹም እንታይ ኮይንኩም ኢኹም ተጋሩ share ጌርኩም ዝይተዕብዩላ ነዛ ቻነል፡ እዚ ኩሉ እንዳዘወረት ጎቦታትን ስንጭሮ ሰጊራ ኩሉዓድታት ተዛውረኩም ዘላ
    ጋል ራያ ሽኮር ብጣዕሚ ንፍዕቲ ካብ ኩሉ ገጠራት ዓድታት ጥራይ ኣርእያና❤❤❤ ደስ ዝብል ካብ ኩሉ ሰብ ኣብ ከተማ ተሳኢሉ ጥራይ ኢዩ share ዝብሎ

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 6 วันที่ผ่านมา +21

    ጓል ራያዋይ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ታሪክ ኢኪ ኣሪእክና ዓስብኺ ካብ አምላክ ርከብዮ ብሓቂ ትግራይ ከምዚ ዝበለ ቦታ እዩ ዘለዋ ሐዚ ኣነ ትግራወይቲ ድየ ክብል እሞ ክዓ ጓል ተዋህዶ ድየ ክብል😢ኣምላከይ ስደትና ኣሕፅረልና እዚ ገዳም ክርእዮ🎚🙏

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v 6 วันที่ผ่านมา +5

    ጓል ራያ ሓላል የቅንየልና ዓደይ ስለ ዘረኣኽኒ ዛምቤተይ❤❤❤❤🍋✌

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 6 วันที่ผ่านมา +3

    ተንቤን ዓዲ ጀጋኑ ዓዲ ሃፀያት❤መኸታ ሃገር ዝኾነ ህዝቢ ተንቤን

  • @tgitsge7636
    @tgitsge7636 6 วันที่ผ่านมา +5

    ዓደነይ ዩ ሃገረ ሰላም ኣምላከይ ናብ ደጁ አብቃዓኒ❤❤❤❤❤🎉❤❤❤

  • @user-yb4ly1tz6h
    @user-yb4ly1tz6h 6 วันที่ผ่านมา +9

    ኣንቲ ንስኪ ካለአይቲ የብልክን ክትነፍዒ ቀጽልዮ ጓል ራያ ዓባይ ሰብ ❤❤❤❤ሰብ ቻነል ተመሃሩ ቻነልኩም ቁነገር ኣፍርይሉ

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 6 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ዝያዳይ ጀማሪት እየዎ

  • @user-wb8ry3cj6g
    @user-wb8ry3cj6g 4 วันที่ผ่านมา +4

    ሞኾን ናፍቅናያ ❤❤ኽድልና ትብሉ ላይክ

  • @HIfti-H
    @HIfti-H 6 วันที่ผ่านมา +19

    ሓንት ግዘ😢ሳብስክራይብ ግበሩለይ አሕዋተይ ጀማሪት እየዋ ከትሓልፉን ሓደራ ስደትና ያሕፅረልና ደሞ አሜን በሉ 🎉❤🎉ጋል ራያዋ በሪትዕ

    • @ormooapss442
      @ormooapss442 6 วันที่ผ่านมา

      አሜን አሜን አሜን ማዓርይ

    • @suadabdelwahab9559
      @suadabdelwahab9559 4 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን ገረልኪ ኣለኩ ንዓይ ውን ግበርለይ

  • @user-eb2rf2nd4k
    @user-eb2rf2nd4k 6 วันที่ผ่านมา +5

    እግዚአብሔር አምላክ የኽብረልና ጋል ራያዋ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ዓድና ዘጋለፅክልና❤❤❤

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 6 วันที่ผ่านมา

      ጀማሪት እየዋ ደምርኒ ማማየ🎉

  • @user-sr3qw5rz2v
    @user-sr3qw5rz2v 4 วันที่ผ่านมา +2

    ጓል ራያ ፅሪቲ ገራዓልታከ ኣጎብንይና😊😊😊😊❤❤

  • @user-on2wf3tl2e
    @user-on2wf3tl2e 5 วันที่ผ่านมา +2

    እግዚአብሔር አምላክ የኽብረልና ጋል ራያዋይ ፅጉኡ የብዘሐልኪ❤❤🎉🎉🎉

  • @user-hw9ui3nx2t
    @user-hw9ui3nx2t 6 วันที่ผ่านมา +3

    ደስ ዝብል ገዳማት ❤❤❤ ትግራይ ዓደይ ❤

  • @EphremBelay-xg9mj
    @EphremBelay-xg9mj ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዙ ወዲ ብጣዕሚ ታሪክ ዝፈልጥ እዩ አጋላልፃ ደስ በሃሊ

  • @wezefGalTewahdo
    @wezefGalTewahdo 6 วันที่ผ่านมา +2

    ጋል ራያ ፅሪቲ ናይ ቅዱሳን ኣምላክ ዓስብኪ ይሃብኪ ደስ ዝብል ታሪክ ዝሓዘለ በታ ኣሪእክና ❤😘

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 3 วันที่ผ่านมา

    ድንግል ማርያም ናብ ግብፂ እምበር ናብ ትግራይ አይመፅአትን ታሪኽና ብዓይኒ መፅሓፍ ቅዱስ ንተርኽ ደቂ ዓደይ

  • @shashugebremedhen9740
    @shashugebremedhen9740 3 วันที่ผ่านมา

    አመብርሃን ናብ ዝኸድክዮ ትከተልኪ ጋል ራያዋይ ❤️❤️❤️😍🥰🥰🥰

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 3 วันที่ผ่านมา

    ጓል ራያ ዋዕሮ ክብረት ያሃበልና ዓድናን ታሪኽናን ክንፈልጥ ስለ ዝሓገዝክና

  • @user-xi9en4qu3c
    @user-xi9en4qu3c 5 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ይመስገን ብዓይንና ምርኣይለ ዓዉይ በረከት ይኡ ያብቀዐና ናብ ዓድና ኣሕናውን 👏🥰

  • @tekletekle8440
    @tekletekle8440 2 วันที่ผ่านมา

    ዎዉዉ ደስ ባሃሊ ጋል ራያ ቃፅሉሉ እና ዴስአ ክትኸዲ ተስፍ ይገብር❤❤❤❤

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 5 วันที่ผ่านมา

    ዕድመይ ጥዕናይ ይሀብኪ ጓል ራያ
    ብሐደ ወገን ትሕጎስይ ትሕበንይ ብስንኪ መራሕቲ ቱሪስቲ ክትሐስብ ለ ትናደድ ትሐርቅ

  • @micheleberhehagos3502
    @micheleberhehagos3502 6 วันที่ผ่านมา +1

    ጹቡቅ ስራሕ ጋል ራያ ሓፍትና ! ቀጽሉሉ

  • @user-rc2td9fy6m
    @user-rc2td9fy6m 6 วันที่ผ่านมา +1

    መልሲ ስደትና እንሪኦ ይግበረና
    ጓል ራያ መቅሰን ቀፅልሉ💙

  • @user-ks7vk1ck1h
    @user-ks7vk1ck1h 6 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስስ በሃሊ ቀፅሉሉ 🙏🙏🙏

  • @user-md6yv9zo4i
    @user-md6yv9zo4i 5 วันที่ผ่านมา

    Gal raya fetawit bahla❤
    Bejaki L aragure leba kdi arieina😍

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 6 วันที่ผ่านมา +2

    ጓል፡ልሰለስተ፡ኣዲ፡ዴስኣ፡ደኒ፡ክተርእና፡ንፅበ፡ዝሃወይል፡ዴስኣ፡ይፎልጦ፡ይመስልም፡ኣብ፡ልሓፀረ፡መዐልት፡ትከዲ፡ንፅበ

  • @arebtaemieyetenadidenrechr3813
    @arebtaemieyetenadidenrechr3813 6 วันที่ผ่านมา +1

    ጓል ራያ ገዛና እተዊ ዳቦቆሺ ታፈሰ ዳቦጎታይ እዩ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💞💞💞💞💞💞💞

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye9978 6 วันที่ผ่านมา

    ዝተባረኸ❤❤❤❤

  • @sarasoso7541
    @sarasoso7541 6 วันที่ผ่านมา +1

    ዕድመና ጥዕናን ይሃቢኪ ጓል ራያ

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj 6 วันที่ผ่านมา

    ጋል ራያዋይ ፅሪቲ ፍጥረት❤❤❤

  • @mabRihit
    @mabRihit 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 6 วันที่ผ่านมา

    ጓል ብጣዕሚ ኢና ነድንቀኪ ቀፅልሉ ፅቡቅ ስራሕ ትሰርሒ ኣለኺ🙏❤

  • @zianhalshehri6884
    @zianhalshehri6884 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @rgvcfajxf5923
    @rgvcfajxf5923 6 วันที่ผ่านมา +1

    ❤🙏

  • @WeRr-ho5ry
    @WeRr-ho5ry 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @L.Nuguse
    @L.Nuguse 6 วันที่ผ่านมา

    nayza qdsti Meret tigray tenegiru tezerziru aywdaen btami ena nemesgneki Gal raya nab kulu botat kdi Tarik adna afltna ❤❤❤❤

  • @selamhintsa6079
    @selamhintsa6079 6 วันที่ผ่านมา

    🙏❤🙏

  • @user-rm7mt3nq4q
    @user-rm7mt3nq4q วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 6 วันที่ผ่านมา +1

    Egziabher. yemasgen. ✝️🙏🙏🙏🍀💊🌿

  • @user-wi2it9gz8l
    @user-wi2it9gz8l 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @SaSa-qx9qi
    @SaSa-qx9qi วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @tsehaygalraya
    @tsehaygalraya 5 วันที่ผ่านมา

    ጎብዝ በርትዒ ድሓፍተይ🎉❤❤

  • @user-zs2cb9nm6i
    @user-zs2cb9nm6i 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-hv4jd3zl8c
    @user-hv4jd3zl8c 5 วันที่ผ่านมา

    Gal Raya lab adey kediki kedumu yifiteki rye❤❤❤❤❤

  • @user-wx6od9dv9x
    @user-wx6od9dv9x 6 วันที่ผ่านมา

    ዛሓፍተይ ፈታውት ዓዳ ከም እቶም ሕያአያት አቦታታ በርትዕ ጋልነይ🙏❤❤❤❤❤

  • @TkAdver-uh9hf
    @TkAdver-uh9hf 6 วันที่ผ่านมา

    👍

  • @tseadebirhan1399
    @tseadebirhan1399 5 วันที่ผ่านมา

    ❤❤😍😍😍

  • @Raiwstey
    @Raiwstey 4 วันที่ผ่านมา

    ❤❤

  • @freywelay204
    @freywelay204 6 วันที่ผ่านมา

    ዛማዓረይ❤❤

  • @user-qe2gx2gy9v
    @user-qe2gx2gy9v 6 วันที่ผ่านมา +1

    😍😍😍😍😍😍😍

  • @gerietesfamariam1820
    @gerietesfamariam1820 5 วันที่ผ่านมา

    💗💙⛪🙏

  • @shashugebremedhen9740
    @shashugebremedhen9740 3 วันที่ผ่านมา

    ዋውውው ኣይተኽኣልክንጋል ራያ ❤️😍😍😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1j 6 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይይይይይ ደስ ክብል ንዓናውን ናብዚ የብቀዐና❤❤❤❤

  • @rozaroza7147
    @rozaroza7147 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋው😊

  • @alemayotadele7390
    @alemayotadele7390 5 วันที่ผ่านมา

    gul raya great

  • @TsegaMokenen-pu5bz
    @TsegaMokenen-pu5bz 3 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉

  • @sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret
    @sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ti6ru1ud6i
    @user-ti6ru1ud6i 6 วันที่ผ่านมา

    ተመሰገንአሰ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs 6 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤😊😊😊😊

  • @SlamSlam-py1tm
    @SlamSlam-py1tm 5 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤ቀፅሉሉ ❤

  • @MdsjFjdc
    @MdsjFjdc 6 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @gglll
    @gglll 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤💘💘💘💘💘

  • @TadkanBrhana
    @TadkanBrhana 5 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏☔️☔️☔️

  • @Sara-mu1hs
    @Sara-mu1hs 6 วันที่ผ่านมา

    🥰🥰🥰🥰🥰

  • @HlekaAraya
    @HlekaAraya 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-uy1tl1cq7m
    @user-uy1tl1cq7m 5 วันที่ผ่านมา

    ♥️♥️♥️♥️😘😘😘😘👏👏👏

  • @user-gp6jn2jp5u
    @user-gp6jn2jp5u 5 วันที่ผ่านมา

    Gal Raya Jigina Ajoki ኩሉ ትግራይ ኣፋልጥና

  • @tgitsge7636
    @tgitsge7636 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤ታዓዲልኪ ጋል ራያዋይ ፅሪቲ ካም ናትኪ ይግበረልና ዛ ምበተይ

  • @user-ix4vs9qq5d
    @user-ix4vs9qq5d 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @kerysss-tt1ue
    @kerysss-tt1ue 5 วันที่ผ่านมา

    ጓል ራያዋይ ዓሳዲ❤

  • @TsegaMokenen-pu5bz
    @TsegaMokenen-pu5bz 3 วันที่ผ่านมา

    🥰🥰🥰❤️💊

  • @GetanehKassa-rl3vu
    @GetanehKassa-rl3vu 5 วันที่ผ่านมา +2

    ትግራይ ለ ኢ/ያ ትልቅ ባለውለታ ናት ። ለምሳሌ በሀይማናት ቅዱሰያሬድ ሌሎችም እጅግ በጣም የላቀ ሚና አላቸው። ነገር ግን አሁን ያለው ህዝብ የነሱን በተቃራኒ ጉዳት እያደረሰ ይገኛል።

  • @user-hv4jd3zl8c
    @user-hv4jd3zl8c 6 วันที่ผ่านมา

    Gal raya shikor❤❤❤❤❤

  • @rgvcfajxf5923
    @rgvcfajxf5923 6 วันที่ผ่านมา

    ዋውውውው ትግራይ ዓደይ ዓዲ ቅርሲ ኣሰይ ጓል ራያ ክብረት ይሃብልና ዛእቤተይ ዘይንፈልጦ ስለ ዘፈለጥክና❤🙏❤❤

  • @user-hy6uq8cv7v
    @user-hy6uq8cv7v 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @tadeleasefaw
    @tadeleasefaw 4 วันที่ผ่านมา

    በሓቂ ደስ በሃሊ ጋል ራያ ዓይነይ

  • @melataskal9201
    @melataskal9201 6 วันที่ผ่านมา

    ጋልራያኣ ሽኮር ደስ ዝብል ታሪኽ ኢኺ ኣዘኪርክናኣ ይመችኺ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @user-eb1wu3hi1u
    @user-eb1wu3hi1u 6 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙💙💚❤❤❤❤❤

  • @user-dc4hx2bb6l
    @user-dc4hx2bb6l 6 วันที่ผ่านมา

    ኃል ራያ ፈታዊት ባህላ ❤❤❤❤

  • @Seni732
    @Seni732 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤artuway fetawit ada ketslilu

  • @wekj9541
    @wekj9541 2 วันที่ผ่านมา

    🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AfariAfari-ql7it
    @AfariAfari-ql7it 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-yr3se2ug6c
    @user-yr3se2ug6c 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-tm1xu8gn1q
    @user-tm1xu8gn1q 5 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊

  • @user-xn4qw1ie1o
    @user-xn4qw1ie1o 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Abdollh-qv2dn
    @Abdollh-qv2dn 6 วันที่ผ่านมา

    በርቲዒ ጓል ራያዋ❤

  • @madamray-gx5ub
    @madamray-gx5ub 6 วันที่ผ่านมา

    ጋል ራያ ፅሪቲ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @bege8567
    @bege8567 6 วันที่ผ่านมา

    ጓል ራያዋ ታዓድልኽ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz 6 วันที่ผ่านมา

    ጓል ራያ መቀረት ፈታዊት ባህላ🕊❤️💛👑😍😍😍

  • @ngusebrhane-hm3io
    @ngusebrhane-hm3io 6 วันที่ผ่านมา

    ደስ በሃሊ ጓል ራያ ሓፍተይ በርትዒ ቀፅልሉ

  • @user-ol1ie8hm4n
    @user-ol1ie8hm4n 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @bbrahnmrs7033
    @bbrahnmrs7033 5 วันที่ผ่านมา

    የቅንየልና ጋል ራያዋ

  • @user-jz8sy6tb9u
    @user-jz8sy6tb9u 6 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ይመስገን. ደስ ሲል ላብ ደጁ ይብቃን ጋል ራያዋይ አባ እንድርያስ ገዳም ደም አገውኝን

  • @user-mk4qr2op2w
    @user-mk4qr2op2w 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ce2jq4eb5i
    @user-ce2jq4eb5i 6 วันที่ผ่านมา

    ጓል ራያ ግን ትፍለ ያ 🙏🙏🙏❤️❤️🥰

  • @TamratTube67
    @TamratTube67 5 วันที่ผ่านมา

    ደምሩና ተጋርዋይ❤

  • @letebrehanhagos8455
    @letebrehanhagos8455 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @arebtaemieyetenadidenrechr3813
    @arebtaemieyetenadidenrechr3813 6 วันที่ผ่านมา

    ጓል ራያ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ዓዳይ ርኣያ
    ዝገርም ነገር እዩ ልምንታይ ኢኺ ዳመርያም ሱቁርቲ ዘትከዲ ክብለኪ ናበልኩስ ከዲምክኒ 💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞

  • @user-rj6zh1sx5d
    @user-rj6zh1sx5d 6 วันที่ผ่านมา

    በርትዒ❤

  • @ahmadk4740
    @ahmadk4740 6 วันที่ผ่านมา

    ንዓኪ የምስለና ብሓቂ ደጂ ቤት ኣምላክ ሰላም ሂወት እዩ