EMNA ጅግንነት ኤርትራዊት ቦጦሎኒ፡ ኣብ ዓዲ ሃኪን።ERITREAN HISTORY ERITREAN MEDIA NET ASMERA

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 พ.ค. 2023
  • EMNA ጅግንነት ኤርትራዊት ቦጦሎኒ፡ ኣብ ዓዲ ሃኪን።ERITREAN HISTORY ERITREAN MEDIA NET ASMERA
    Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
    #EMNA #Eritrea #Eritrean_news
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 289

  • @emnaentertainment
    @emnaentertainment  ปีที่แล้ว +30

    "ክቡራትን ክቡራንን ተኸታተልቲ'ዛ ቻነልና። ኣብ'ዚ መደባትና ሃገራዊ ደርፍታት እነብዝሓሉ ምኽንያት፡ ሃገራዊነት ዝኹስኩስ ምዃኑ ብምግንዛብ እንገብሮ ዘሎና ምዃኑ ክትርድኡልና ንደሊ። ነቶም ደርፊ ዘሰልችወኩም ተኸታተልትና ድማ፡ ዝበዝሕ ነቲ ሃገራዊ ደርፍታት ይፈትዎ ስለዘሎ፡ ክትዕገሱና ምስ ኣኽብሮት ንሕብር። EMNA"

    • @weldudawit9357
      @weldudawit9357 ปีที่แล้ว +2

      Kubur hawi eti medebi xebqiu endu aqirbkalina gen eti tabatat etien medfia tankatatn ab adhikin alowa adehakin seferi jegnu eu etnte tekiydi netobta bekali bekmraka gerka selika entetqerbos xebuqi neyru xelim resu gobo haylu balu kingrka terkum sfra jegnu taba semay werdi dembi tusch kanschlay kisabi grime ayekonein sebi eti agrabu kiznetwelka eu kulu eti gerbi teharmu eu

    • @shewittewelde117
      @shewittewelde117 ปีที่แล้ว

      Amazing history of our hero

    • @habenbighy7496
      @habenbighy7496 ปีที่แล้ว

      😅

    • @simonasrat5098
      @simonasrat5098 ปีที่แล้ว +3

      ዝኸበርካ ሓውና ኤፍሬም ግደ ፡ እዛ ታሪኽ ኣባል 381 ኮይነ ዊዒለያ ኢየ ። ሕጂ ኮይኑ ይረኣየኒ። ።መጀመሪያ ንሕና ኢና ኣቲና ሓንቲ ቦጦሎኒ ካብ ናይ ሸገግ ብርገድ ኢና። እቲ ታሪኽ ነዊሕን ብዙሑን ኢዩ። ምሁሩን ዓቃልን ናይ ሎሚ ጀነራል ናይ ኤሪትራ ክኸውን ዝግብኦ ሚኪኤል ቀዳማይ ስውእ ናይ 'ታ ቦታ ኢዩ። ኤፍሬም ሓወይ ንዝያዳ ንተኽለማሪያም እምባደርሆ ናይ ሹዑ ኣዛዚ ቦጦሎኒ ዝነበረ ተወከሶ 381 ኣብ ናይ ሸሸገግ ብርጌድ። ናትና ናይ 381 ውዕለት ከዘንትወልካ ኢዩ ። 525 ቀትሪ ከባቢ ሰዓት 03 ፥ 00 - 04 ፥ 00 አዮም መጺኦሙና ። እቶም ናቶም ስውኣትን ውጉኣትን ካብ የዒንታይ ክሳብ ሕጂ ኣይህሰሱን ፡ እሞ ከኣ ኣብ ውሑዳት ሰዓታት።

    • @GebremedhinWoldekidan
      @GebremedhinWoldekidan ปีที่แล้ว

      ​@@weldudawit9357 6:52 e for

  • @highlightsest_afro
    @highlightsest_afro ปีที่แล้ว +27

    ትረኻ! ብዛዕባ ኣብ ዓድ-ሃኪን፥ ብዋርሳይ ዝተፈጸመ ትብዓትን ጅግንነትን፥ ብጣዕሚ ኢንዲኹም ደንጊኩም! ብዝኾነ ሕጂ' ከተቕርብዎ ብምኽኣልኹም'ውን ጽቡቕ'ዩ! እዚ ንኡስ ወለዶ፥ ኣብ ታሪኽ ሃገርና፥ ንሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕልን፥ ንእግሪ መከልን፥ ጥራይ'ዩ ዝፈልጥ፥ እዚ ድማ ኣብ ኤሪ-ቲቪ ብቀጻሊ ስለዝርእዮ'ዩ፥ ስለዚ እዚ ወሎዶ ኣብዚ ጥራይ ቀይንሓጽሮ ፥ ስክፍታ ኣለኒ። ንብዓል ዓዲ-ሃኪን ከባቢኡን ' ውን ክፈልጦን፥ ንዝኽሪ እቶም ስሌና ዝሓለፉ ጀጋኑ ኣቦታቱን ፥ ኣያታቱን ፡ ዓመታዊ ክበጽሖን፥ ክነግዶን ዝግባእ ታሪኻዊ ቦታ'ዩ! ኣብዚ ቦታ፥ ብፍላይ ድማ ጸሊም ርእሱን ከባቢኡን ፥ ኣብ ትሕቲኡ ዝርኸብ ሰፊሕ ሓውሲ ወላኻ ዓይነት ሓመድ ዝሓዘለን ፥ መከላከሊ ዘይብሉ ቀላጥ ጎልጎልን ፥ ብዙሓት ኣብ ክሊ ዕድመ 22- 25 ዝነበሩ መላምል ደቂ-ተባዕትዮን፥ ደቀ ኣንስትዮን መንእሰያት ኢና ኣጥፊእናሉ ። ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና! ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማኣታትና!

    • @weldudawit9357
      @weldudawit9357 ปีที่แล้ว +3

      Adihkin adey kindey jeganu eya wesda xelim resu bezhutii tanktatan rescraschan alowa kigermeka

    • @selamg3325
      @selamg3325 ปีที่แล้ว +6

      ኣብዚ ቦታ እዚ ውዒለ እየ 5'ዙር ኣብ ክ /ሰ 27.2111 ኔረ ካብ መጀመርያ ክሳብ መወዳእታ 3'ይ ወራር ተሳትፈ ከምናይ ዓዲ ሃኪን ዝመርር ኩናት ኣይራኣኹን ዝብዝሑ ብሉጻት ስውኣት ዝኸፈልናላ ዕለት ከኣ ኔራ ዕለት 29/3/1999 ስለዚ ሓቅኻ ኢኻ ኣብ ናይ በዓል ውቃው ናደው ፈንቅል ተዘይ መሪሩ ኣይሓምቅን እዮ

    • @WeiniSolomon-pt1vj
      @WeiniSolomon-pt1vj 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@selamg3325💔🕯️🇪🇷

  • @redseaeritrea6232
    @redseaeritrea6232 ปีที่แล้ว +12

    Thank you For sharing our story Ephar. I was there in Elala june 10- 1999 17th Division we paid our blood to defend our beloved Eritrea. we love you Eritreaaaaa❤❤❤❤❤❤.

  • @meheretgilamicheal9520
    @meheretgilamicheal9520 ปีที่แล้ว +5

    Proud to be Eritrean 👍👍🌺❤️❤️❤️💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @semerebrhane1978
    @semerebrhane1978 ปีที่แล้ว +5

    ኣየ ጀጋኑ ኤርትራውያን ዘይተነግረ እንበር ዘይተገብረስ የለን 💪💪💪💪💪💪💪

  • @ehabhaile467
    @ehabhaile467 ปีที่แล้ว +7

    ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና ::
    ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊️🇪🇷

  • @awtefiseha1766
    @awtefiseha1766 ปีที่แล้ว +7

    Thank you for sharing our story Ephrem.kibren mogosn nsemaetatna Awet nehafash.❤❤❤

  • @user-rn3fi2fs1o
    @user-rn3fi2fs1o ปีที่แล้ว +4

    ክብርን ሞጎስን ነቶም በጃ ዝሓለፉ ጀጋኑና ሳላኹም ሃገር ኮርአ ♥️🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹🙏🙏♥️🇪🇷🌹🌹🌹

  • @yordanos77
    @yordanos77 ปีที่แล้ว +8

    🙏🏽🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤❤ን ሰማእታትና ይቅሰኑ ኤርትራ ልምዕትን ውሕስትን ኮይና እያ ሳላኻትኩም 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @awet2002
    @awet2002 ปีที่แล้ว +1

    Thank you Eritrean media net . i was there 10-06-1999 🇪🇷❤️🇪🇷

  • @selamhadgu4628
    @selamhadgu4628 ปีที่แล้ว +2

    ንሱ እዩ ጅግነንት ኤርትራውያን ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማታትና 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gw4841
    @gw4841 ปีที่แล้ว +5

    🇪🇷🇪🇷❤❤ እበሕ በል ጅግና ወዲ ጅጋኑ አየ ማዓንጣ ❤ዕሸል ጎብለለይ ናይ መን ወሰደ ጅግና ነመስግነካ ኤፍረም በሐቂ መሃርካና ታሪክና ቀጶሎ ❤❤🇪🇷🇪🇷🐅🐅🐅🇪🇷🇪🇷💪💪👍

  • @meheretgilamicheal9520
    @meheretgilamicheal9520 ปีที่แล้ว +4

    I’m proud to be Eritrean ❤️🎈💕🌺🌺❤️💕💕🌺❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎈👍

  • @nimrod6964
    @nimrod6964 ปีที่แล้ว +17

    ኣቱም ሰባት ብፍቅሪ ናይ'ዛ ቻነል እምበር ክመዉት ኢለ..... 🇪🇷💪🏾

  • @tedrosabraham739
    @tedrosabraham739 ปีที่แล้ว +7

    Glory to our Martyrs 🇪🇷

  • @wedidenden
    @wedidenden ปีที่แล้ว +13

    Thank you Epha, for sharing our gallants' matchless bravery.
    The highest praises and respect for our Defence Forces and eternal glory to our beloved Martyrs.
    As always, kudos to brother Epha and his team of EMN!

  • @zwabealene4191
    @zwabealene4191 ปีที่แล้ว +6

    የቐንየልና ኤፍሬም 🇪🇷🇪🇷 ኩሉ ኣዘክርካና

  • @edkihaedkiha9640
    @edkihaedkiha9640 ปีที่แล้ว +6

    Eternal glory to all our beloved Martyrs. May God bless Eritrea and its people and grant us peace .

  • @akliluzemed9904
    @akliluzemed9904 ปีที่แล้ว +4

    I am proud to brother of Eritrean heroes! Keep up a good work Effrem. Thanks for your big contributions.

  • @user-jh9du7qd8t
    @user-jh9du7qd8t ปีที่แล้ว +7

    መዳርግቲ ኣልቦ ስርሒት ቅያ ጀጋኑና።እዛ ርምስቲ ርምስቲ ወያነ ብሉጻት ቀያሕቲ ኣኽፊላትና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ወትሩ ዕወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽

  • @aronogbay72
    @aronogbay72 ปีที่แล้ว +21

    እዚ ውግእ ቅጅል ኢሉ እዩ ዝዝከረኒ.....ኣሕ.....እዛ ጠራሪት ወያነ ጀጋኑ ለኪማትልና እንበር፡ ዓወት ኣይረኸበትን። ዓማጺ መዓስ ይዕወት ኮይኑ።

  • @habtom7889
    @habtom7889 ปีที่แล้ว +7

    Thanks a lot Ephrem brother my hero .

  • @tedros88
    @tedros88 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ድስ ዘብል ታሪክ እዩ ዘለና ኤርትራዊያን እሞ አጆኩም ቀጽልዋ ዓወት ናትና እዩ ሽም ደራፋይ አይሰማዕክዋን
    ኩሉ ጊዜ ጀጋኑ

  • @hailemehari4107
    @hailemehari4107 ปีที่แล้ว +6

    ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና ❤🇪🇷❤EMNA ክኣ ጽቡቅ ተበግሶዩሞ ቀጽልዎ😢

  • @dinraringhahah4947
    @dinraringhahah4947 ปีที่แล้ว +12

    ኢፍ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽሉዎ ኢኩም ኢቲ ቦታታት ኩሎ ነረዮ ስለ ዝበበርኩ ንድሕሪት ኢካ መሊስካና ። Thank you

  • @falefremiyoab5083
    @falefremiyoab5083 ปีที่แล้ว +2

    Thank you for sharing all the great heroes ❤❤❤❤

  • @zwabealene4191
    @zwabealene4191 ปีที่แล้ว +6

    ኣነ ንባዕለይ ምስ ኣሃዶይ ኣቡ ውዒለ ኔረ ኣዳሃክን ቡዙሓት ቡጾትና ዝወሰደት ጨካን ኢያ 🇪🇷🇪🇷 ጽፍሪ ከኣ ሓውበይ ኢዩ እንተኾነ ምእንቲ ኤረና ስለ ዝኾነ ኩሉ ሓላል ኢዩ ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷

    • @NMra.2023
      @NMra.2023 ปีที่แล้ว

      Hawey Mohamed Saeed zbahal merahi ganta Abu tesawiu. Nay 86 tegadelay iyu tfeltho inte konka kbur haw?

    • @zwabealene4191
      @zwabealene4191 ปีที่แล้ว

      እንዳ ክንደይ ኔሩ ኣነ እንዳ 28 እየ ኔረ ምክንያቱ ቡዙሓት ኣሃዱታት እየን ተሳትፈን ኣብቲ ኩነታት ኩቡር ሓው ወይ ሓፍቲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @NMra.2023
      @NMra.2023 ปีที่แล้ว

      @@zwabealene4191 inda 525 neru. Qdmi kunetat 98 siliya kifleserawit 381 neru. Mis dagme muqam 525 nab 525 tesahibu kem merahi ganta neru ab adi hakin kalay werar tesewiu.

    • @weldudawit9357
      @weldudawit9357 ปีที่แล้ว

      Ahh adhikin da buzhuti beluxti belia eya seferi jeganu

  • @teweldeshiker1707
    @teweldeshiker1707 3 หลายเดือนก่อน

    We always stand with our country

  • @eritrawits3307
    @eritrawits3307 ปีที่แล้ว +4

    OMG, who is the singer. It’s perfect for today but it sounds old. Eritreans have and will always fight for our country. Beautiful song❤❤❤

  • @user-vy7wk1vu4k
    @user-vy7wk1vu4k ปีที่แล้ว +3

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ታሪክና መሪርን ምቁሩን ዩ ክብሪ ንስዋኣትና

  • @awettesfandrias3395
    @awettesfandrias3395 ปีที่แล้ว +4

    Selamtay gene abu zeytkado neze zeyflto Seb bezhu Eritreawi alo

  • @user-li3rx4oh9b
    @user-li3rx4oh9b ปีที่แล้ว +3

    ኣየወ.....ጅግንነት ኤርትራውያን ማዓሰ ገሊጽካ ይዉዳእ ኮይኑ እዚ ባሕሪ ብጭልእ ዩ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷

  • @meheretgilamicheal9520
    @meheretgilamicheal9520 ปีที่แล้ว +1

    Awet Nihafash Deki Eriay jeginu lord bless you all guys and all Eritrean people ❤❤❤❤❤❤🌺👍🌺🙏🙏💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕🙏

  • @lameksamra
    @lameksamra ปีที่แล้ว +5

    ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤

  • @tasfutewolde6516
    @tasfutewolde6516 ปีที่แล้ว +4

    አየ እወ ኤፍሬም ሓወይ ❤ተጋዳላይ ማለት ስጋብ ሕጂ መግለጺ አይረኸብኩሉን ጅግነቱ ከምኡ ውን እቲ ምእንቲ ልኡላውነት ዘርከበ ዋርሳይ ናይ ዘላአለም መቃብር ሸውዓተ ማዕሙቅ ኸኣ መንደላይ ቀበሮም ።ሕጅስ እሶምን እቶም ገና ናጽነት ኤርትራ ዘይተዋሕጠሎም ተማህሮም ክኮኑ ተስፋ ይገብር ።
    ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ"🙏🙏🙏
    ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ💪🇪🇷👈

  • @TesfuGerye-cn5dp
    @TesfuGerye-cn5dp ปีที่แล้ว +3

    እንቃዕ ኣብቃዓና ን 32 ዓመት ናጽነት ኤርትራ !!!!!!
    ኤርትራውነት ኩቡር መንነት !!!!!!

  • @user-ny8lv5vu1n
    @user-ny8lv5vu1n 8 หลายเดือนก่อน

    yesss❤❤❤❤❤❤

  • @aarushabravo8869
    @aarushabravo8869 ปีที่แล้ว +8

    ኣቐዲመ ከመስግን ይደሊ ስለቲ ተገዲስኩም ነዚ ኩቡር ታሪኽ መስዋእቲ የሕዋትና ኣብ ዓዲ-ሃኪን ከባቢኡን ዘቕረብኩሞ። እንተኾነ እዚ ትሕዝቶ ታሪኻዊ ፍጻሜ መስዋእቲ ኣብ ዓዲ ሃኪን ኣስፍሕ ኣቢልኩም እንተተቕርብዎ ሕልናና መዕረፈ ኔሩ እቲምንታይ ፡ እቲ ዝነበረ ኩናት ከቢድ መስዋእቲ እዩ ጠሊቡ ። ኣብቲ ዝነበረ ከቢድ ጥምጥም ፡ ድማ ሓደ ካብቶም ስዉኣት በጃ ሃገር ካብ ዝኾኑ" ስዉእ ስምኦን በላይ" ሓኪም ብሪጌድ ኣባል 5ይ ዙሪያ እዩ። ስምኦን እቲ ዘይድገም በሊሕ ጽቡቕ ተፈታዊ ንኡስ ሓወይ ወዲ ኣቦይን ኣደይን እዩ ኔሩ። ብሓቂ እዚ መስዋእቲ ስለ እዛ ሃገር ክብሉ ኣብ ንኡስ ዕድሚኦም ናይ ዓለም ዝበሃል ነገር ከይፈለጡ ብዘይ ሓድጊ ውላድ በጃ ህዝቢ ኤርትራ ኮይኖም ንሓዋሩ ተፈልዮምና ፡ ዘንተ እለት ዝኽሪን ክብርን ንሰማእቲ ኤርትራ!!

  • @araiafamily5328
    @araiafamily5328 ปีที่แล้ว +3

    Kbrn megosn njeganu sweatna Awet nhafash ✊️ 🇪🇷 ♥️

  • @hadassolomon1326
    @hadassolomon1326 ปีที่แล้ว +1

    ናይብሓቂ ድሕሪት መሊስካና ኤፊ ቀጵሎ

  • @gerrywelderufael2481
    @gerrywelderufael2481 ปีที่แล้ว +2

    Awet NHAFASH peace for our sacrificed 🌹🌹❣️🌹🌹🌹🇪🇷🌹🌹🌹🌹🇪🇷👈🌍

  • @mhrettsige
    @mhrettsige ปีที่แล้ว +4

    ርሑስ በዓል ናጽነት ደቂ ኤረይ

  • @Ghebrhiwethabtay
    @Ghebrhiwethabtay ปีที่แล้ว +1

    Eritrean media net thanks for information❤❤❤

  • @desaleteklemariam
    @desaleteklemariam ปีที่แล้ว +4

    Ezai medbkum azu sbuk alo tarik kikisil tarik merimuru. Wetru Eritrea 🇪🇷

  • @fitsumnegash9266
    @fitsumnegash9266 ปีที่แล้ว

    Xbka serha ❤❤❤

  • @yonaskinfe9420
    @yonaskinfe9420 ปีที่แล้ว +1

    Eritrea under God bless love gizae zwutato aeyknaen helifom 🎉 eyoom

  • @teklehaimanotrossom1753
    @teklehaimanotrossom1753 ปีที่แล้ว +2

    Merhaba deqe eri Jeganu anabayekum yedefen admen tanan yhabekum anbes 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤💯✊💯

  • @marybrhan4922
    @marybrhan4922 ปีที่แล้ว +1

    thanks our martye's our forces military, you gave as freedom,light,life,respect, God will but you in hevean, we will remmber you for ever ,🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵🏵

  • @eriwedihezhez
    @eriwedihezhez ปีที่แล้ว +5

    ሰላም ደቂ ኤረይ ሩሑስ ብዓል ናጽነት ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ወትሩ ዝክሪ ንስዋአት ዓወት ንሐፋሽ ❤❤❤❤

  • @tsegisheeritrean530
    @tsegisheeritrean530 ปีที่แล้ว +15

    ንይዛ ቦጦሎኒ አባል ብምንባረይ ሓበን ይስምዓኒ ንድሕሪት ተመሊሰ ንኹሎም ጀጋኑ ሰማዕታት ብምዝካህ ንብዓት ይስዕረኒ ከም መእረምታ አብ ዓድሓኪን ዝተሰውእ ምልክት ዳንኤል 8ዙሪያ ከኾነ ዳዊት ኣባል 7ይ ዙሪያ እዩ ንሕና አባላት 8ይ ዙሪያ አገልግሎ ዕለት 27/03/1999 ናብ 525/2/3 ተጸንቢርናዩም ዕለት 29/03/1999 ኢና ቀዳመይቲ ኩናት ዓዲ ሓኪን ዝአተና ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰመዕታት ኤርትራ ካብ UK

    • @tehabenhizbey2778
      @tehabenhizbey2778 ปีที่แล้ว +6

      @Tsegishe. መስዋእቲ መሪር እዩ። ግን በዚ ዘሕዝን መስዋእቲ ሀገርን ህዝብን ኤርትራ ብወያነ ኣይተደፈረን እሞ በዚ ሐበንን ኩርዓትን ክስመዓካ ግቡእ እዩ።🙏🇪🇷👍✌️🇪🇷🌹🇪🇷

    • @tsegisheeritrean530
      @tsegisheeritrean530 ปีที่แล้ว +6

      @@tehabenhizbey2778 ጽቡቕ አለኻ ክቡር ሓው አብቲ እዎን ዝነበሩን ዝተፈለዩንን አብኡ ዝነበረ ፍቅርን ሓልዩትን ዘኺረ እምበር ሳልኦም ሃገርና ከም ሃገር ከምትቅጽል ዘለዝገቡ ሚሂር እህበን የቐንየለይ

    • @amanuelhabtayeyenumberone1581
      @amanuelhabtayeyenumberone1581 ปีที่แล้ว +6

      Thankyou for your service.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Kemzi geirkum hager zewhaskum.

    • @hailenteklen
      @hailenteklen ปีที่แล้ว +4

      ​@@tsegisheeritrean530 ናይ 90 ተጋዳላይ ስዉእ ምችዊ ( ወዲ መራጉዝ ) ፡ ስዉእ ወዲ ኢለ ( ጎበዝ ወዲ ስመጃና ) ኣባላት 1ይቲ ቦጦ ድማ በጃ ሓሊፎም

    • @tsegisheeritrean530
      @tsegisheeritrean530 ปีที่แล้ว +7

      @@hailenteklen ወዲ ኢለ ነብሲ 25/5/2000 አብ ከባቢ ሰብኦ እዩ ተሰዊኡ ሰብኣይ ስብኡት ጅግና እዩ ኔሩ

  • @teklugergar707
    @teklugergar707 ปีที่แล้ว

    ክብር መጎስን ንጀጋንና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senaitgeremedhin6515
    @senaitgeremedhin6515 11 หลายเดือนก่อน

    ጅግንነት ዋርሳይ ብድሙቕ ተገሊጹ። ኣዝዩ ዘሕጉስ ኢዩ። ንጋዜጠኛታት ኣዳላዊ ታዓገስ ፍረዝግን ንኣንባባይ ኤፍረም ግደን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እብል። ኣጆኹም በርትዑ።ጀጋኑ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ኤርትራ። ዕረፍቲ ዘይህብ ስራሕ ከምዘለኩም፡ ንኩሉ ውልቃዊ ስራሕኩም ግዜ ከምዘይትረኽብሉ ይርደኣና ኢዩ።ምእንቲ ነታ እነፍቅራ ኤርትራ፡ ነቶም በጃ ክንሓልፈሎም ዝመሓልናሎም ህዝብና ስለዝኾነ ብምሉእነት ንታሪኽ ውዕሎ ጀጋኑና ትስንዱዊ ምህላውኩም፡መጻኢ ወለዶ ንክመሃረሉ ጽቡቕ ባይታ ትፈጥሩ ኣለኹም።
    ልዑል ምስጋና ይብጻኩም ሚኒስትሪ ዜናን፡ ኣዳለውቲ'ዚ መደብ'ዚን።

  • @awettesfandrias3395
    @awettesfandrias3395 ปีที่แล้ว +3

    history haqey amxekayo Betami germne

  • @amlosomkidane5770
    @amlosomkidane5770 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤👌👌👌👌👌👌👌ጀጋኑና ቅሰኑ መሬት ኣብ አድና አያ ወትሩ ሕድሩኩም ክንድብስ ደቅኹም ላልን ታሕትን አና ንብል ዘለና ወትሩ ኤሪ ብደቅኺ ተሓበኒ ጠላም ናመሉ አዩ አቶም ንመረቶም ጉምቡዉ ዝብሉላ ኣለዉ ሕድሮም ከይ ደቀሱ ይግስግሱ የቀነልና ነዚ መደብ ብኽብሪ ኣብ ግዚኡ ዘቕረብኩምሉና

  • @mielaabtsegai5878
    @mielaabtsegai5878 ปีที่แล้ว +1

    Thank you Efrem meliskana ndhrit.

  • @russomsemere4250
    @russomsemere4250 ปีที่แล้ว

    Deki eray jaganu Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ for ever

  • @selemonfishaye388
    @selemonfishaye388 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ Selam selam deki Erey ruhus bal natsnet wetru awet nhafash

  • @redaebemnet6062
    @redaebemnet6062 ปีที่แล้ว +1

    Martob hade kabtom jeganuna eyu emo
    Hade malte ab medebka aqrbelna Efar ❤❤

  • @freweinihaile1406
    @freweinihaile1406 ปีที่แล้ว

    Glory to our Martyrs🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @goitommehari6390
    @goitommehari6390 ปีที่แล้ว +1

    Bitami tsubuk meglexi kndey jeganu zwedekulu tarik adi hakinn kebabiy u n ketsluwo ❤❤❤❤grazie mille

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 ปีที่แล้ว

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @awettesfandrias3395
    @awettesfandrias3395 ปีที่แล้ว +2

    Ane zegrmne nay Eritrea history Naybhaki Naybhaki ayqyern u /100/00

  • @okbayhabteab4131
    @okbayhabteab4131 ปีที่แล้ว

    ኣሕ ጅጋኑ ኤርትራዊያን ፍሉይ ጽንዓትዝ ዝልላኣምውይ ዝይኽርይ ንስማታት ኤርትራ ዓወት ንሓሽ

  • @tabetumenghistu7802
    @tabetumenghistu7802 ปีที่แล้ว +3

    አቲ ዝገርምሲ ካብ ሓንቲ ጅግና ኣደ ዝተውልድኩም ኩሉኹም ጀግንነትኩም አንቀብ ዘይርከቦ ጥምረታዊ ስራሕ ሰሪሕኩም ተሰዊኩም .... ሓበን ዘሎዎ ነጻነት ኤርትራ ኣብ ኣለም ኣምጽኹም. ንዘልኣለም ሰላምን ቅሳነትን ህዝብን መሬትን ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽ኩሉ ጊዜ ታርኩም ከም ወርቂን ሉልን ዘይሃስስ ነባሪ ኮይኑ ክነብር አዩ. 🌹🌹🌹

  • @mohamedsouleman9760
    @mohamedsouleman9760 ปีที่แล้ว +1

    Peace for our family

  • @fesehesionhailo8945
    @fesehesionhailo8945 ปีที่แล้ว +1

    Thank you for oll

  • @user-hj7ns4yp1c
    @user-hj7ns4yp1c 4 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @teklitandebrhan5749
    @teklitandebrhan5749 ปีที่แล้ว +1

    ገብረሏኡል

  • @semhareritreanvlogzzz9844
    @semhareritreanvlogzzz9844 ปีที่แล้ว

    Eritrea adi jeganu jegnenet tewrares koynu yekalo warsay AWET NAFASH🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💗💗💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @awettesfandrias3395
    @awettesfandrias3395 ปีที่แล้ว +2

    Oh Ane abhu endya Efrom Entay Emo Wayane ab Hezbena Betami u hemaki haseb u neru

  • @user-Eri
    @user-Eri ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም

  • @user-fm6rl2zy1m
    @user-fm6rl2zy1m หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉❤❤❤❤❤

  • @elsewould8181
    @elsewould8181 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊️🌹💐

  • @David-du4pk
    @David-du4pk ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @lucchi3902
    @lucchi3902 ปีที่แล้ว +1

    Ruhus knyat bali naxanet ygbrlna 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷

  • @giromkidane2994
    @giromkidane2994 ปีที่แล้ว +3

    💔💔💔💔💔💔💔💎💎💎💎💎💎💎💎😭😭😭😭😭ኽብርን ሞጎስን ንስዋአትና ዓወት ንሓፋሽ 😭😭😭😭❤❤❤❤525🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Easylife-2024
    @Easylife-2024 ปีที่แล้ว +2

    Lomis tekeyefuni zelekum emna efi hawey kea good job ❤❤❤❤

    • @misganapawlos7300
      @misganapawlos7300 ปีที่แล้ว

      2🙏🇪🇷🐆🇪🇷🐆🇪🇷🌲💐🌹💐🌹🇪🇹

  • @mehrteabberhane8396
    @mehrteabberhane8396 ปีที่แล้ว +5

    ሰላም ኤፍረም ከመይ ቀኒኹም? እዚ ብቀጻሊ እተቅርብዎ ዘለኹም መደባት ብዝተካእለኹም መጠን ቀጽልዎ ምክንያቱ እዚ ውሎዶ ንክማረሉ ።
    ዘልአለማዊ ክብርን ሞጓስን ንሰማእታትና
    ክብርን ሞጓስን ነቲ ዘይጻዓድ ምክልካል ሰራዊት ኤርትራ
    ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ

  • @amakidane1464
    @amakidane1464 ปีที่แล้ว +1

    መዳርግቲ ኣልቦ ጅግንነት ኤርትራዊ
    ጽቡቅ ስራሕ ኤፊ

    • @amakidane1464
      @amakidane1464 ปีที่แล้ว

      ክብርን መጎስን ነቶም ክብርቲ ሂወቶም ዝከፈሉ ሰማእታት።

  • @Nimrodwedifedayn
    @Nimrodwedifedayn ปีที่แล้ว

    ፍጹም ዘይምኖ ኣሃዱ ኣሃዱና

  • @egrimekel7054
    @egrimekel7054 ปีที่แล้ว +2

    እዚ ከባቢ ዝዓበኽሉ ከም ጽፍሪ ኢደይ ዝፈልጦ ንድሕሪት መሊስኒ መሪር ኩናት ዝነበሮን ሽዑ ወዲ 6 ዓመት ኔረ ግን ክሳብ ሕጂ ምረት ኩናት ካብ ኣእምሮይ ኣይተፈልየን ኣብዚ ቦታ ኣኮይን ምንኣስ ኣቦይ ሓወቦይን ተሰዊኦም ኣቦይ ብድሕሪኦም ኣብ እግሪ መኸል ተሰዊኡ ወያኔ ጠራሪት ኣናብስ ጀጋኑ ቀያሕትን ጸለምትን ኣያታትናን ኣቦታትን የሕዋትናን ኣኽፊላትና ።
    ኤፋር ቀጽሎ ጅግንነት ይካኣሎን ዋርሳይ ይሰነድ
    ክብሪ ንጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻልና
    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ❤️🇪🇷
    ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ✊🏾❤️

  • @yonasgrmay5660
    @yonasgrmay5660 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @fikadusolomon322
    @fikadusolomon322 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @negstihabtu6788
    @negstihabtu6788 ปีที่แล้ว

    ዘላአለማዊ ክብርን ዝክርን ንሰማአታትና ሰማእታትና ብስራሕና ይደበሱ ቁሰኑ ሰማታትና

  • @tighistimelake9449
    @tighistimelake9449 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤

  • @aeqlitiray
    @aeqlitiray ปีที่แล้ว

    ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና ብጣዕሚ ነመስግነካ ታሪኽ ጀጋኑና ከምዚ ጌርካ ምቅራብካ ሃገር ብኸመይ ከምዝመጸት ዘይፈልጡ ክፈልጡ ቀጽሎ ብዘይ ሃገር ክብረት የለን ዓውት ንሐፋሽ።

  • @dawityemane3207
    @dawityemane3207 ปีที่แล้ว

    Glory to our martyrs 🇪🇷

  • @tesfay7622
    @tesfay7622 ปีที่แล้ว +2

    ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ሞጎስን ንሰማታትና ዓወት ንሓፋሽ ። እዛ ደርፊ ንድሕሪት መሊሳትና

  • @milietetekia3818
    @milietetekia3818 ปีที่แล้ว +2

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤

  • @Nimrodwedifedayn
    @Nimrodwedifedayn ปีที่แล้ว

    ኣሃዱና ነበልባል ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንስውኣት

  • @BahreNeGash
    @BahreNeGash ปีที่แล้ว

    Keep up the great work. 👍

  • @freweinikahsay4671
    @freweinikahsay4671 ปีที่แล้ว

    Thanks Eprem hagerawo derifi yegbom tarkom eiye smaetat ykisneu Eprem kexlo medbatia tekika Aleka

  • @mahdereteklay4918
    @mahdereteklay4918 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EfarHidray
    @EfarHidray ปีที่แล้ว

    ንዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማአታትና 2023

  • @tekluhabtemiehael3271
    @tekluhabtemiehael3271 ปีที่แล้ว

    Martop jgna ❤❤❤❤ zelalemawi zkri nsematet Eritrea ❤❤❤❤

  • @arongabremeskel4087
    @arongabremeskel4087 ปีที่แล้ว +1

    🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @awettesfandrias3395
    @awettesfandrias3395 ปีที่แล้ว +2

    Heji Betami xubq amxka ab adie hakine Betami u hemaki konate neru .

  • @fitsumgebrehawariat1193
    @fitsumgebrehawariat1193 ปีที่แล้ว

    gazetena Efirem bitgebro zeleka xaery enanesgenku ajoka kexlo ybil!

  • @mariamawit
    @mariamawit ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪❤️❤️❤️🌹🌹🌹

  • @GhirmaySahle
    @GhirmaySahle ปีที่แล้ว

    ናይ ወራር ወያነ ክሰምዕ ከለኹ ብጠዓሚ ከብደይ ለምገለ ኢዩ ዝህርብረኒ ኣነ ወዲ 8 ዓመይ ኢየ ነይረ ቆልዓ ግና ጽቡቅ ገይሩ ይዝከረኒ ኢዩ ፍቆዳ በረኻታት ምስ ዓባየይ ክንሕባእ ኣየ ግዜ ኣብ መወደኣታ ሪኢቶ ክህቦ ዝደሊ ነዞም ኣዳለውቲ መደብ መብዛሕትኡ ግዜ ናይ ቅድሚ ናጽነት ዝነበረ ኢዩ ዝትረኽ ኣብ Eri tv ናይ ዋርሳይ ከኣ ካቡኡ ብዘይ ንእስ ተዝቀርብ ጽቡቅ ነይሩ ወድሓንኩም ዓውት ነሓፋሽ !!!!!!!!