EMNA ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ነተጉቲ ኣብ ኤርትራ ብጸላኢ ተዘሪኡ። ነዚ ከነውጽእ ብፈንጂ ናብ ሃፋ ዝተቐየሩ ስውኣት ብጾት ነይሮምና ERITREAN HISTORY
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024
- EMNA ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ነተጉቲ ኣብ ኤርትራ ብጸላኢ ተዘሪኡ። ነዚ ከነውጽእ ብፈንጂ ናብ ሃፋ ዝተቐየሩ ስውኣት ብጾት ነይሮምና ERITREAN HISTORY
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news
ዕላል ጀጋኑ ካብ ቃላቶም ብጣዕሚ ነመስግን EMNA❤❤❤❤❤
😅
Eritrean fighters one in a kind we are behind you rest assured. Thank you for uploading a great documentary interview. Jemal hero.
ኣቤት ጽንዓት ትብዓት ጀጋኑ የሕዋትና፡ ጀማል ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።🎉 🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷
ጆማል ኣያና thank you for your service ❤🇪🇷🤩😍✅
ፈጣሪ ብርሃይ ዓይንኻ ይፍጠረልካ ጀግና ሓው።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Welcome Jemal ❤❤❤ ብጣዕሚ ተሃዊኽና ንጽበ ቀኒና ❤❤❤ ብዙሕ ታሪኽ ክትነግረና ንጽበ ቀጽሎ ጅግና
Thanks EMNA for providing this wonderful and informative programme as usual 👍 👏 🙏✌️🇪🇷✌️🇪🇷✌️
I hope aynika ketrie ab tehtie fatari 🙏🇪🇷
በሰንት ዎጋ ነው ኤርትራን ነፃ ያወጦት ይኸን ታሪክ ትውልድ መለማት አለበት
ዕላል ጅግና ጀማል አይሙኖን ኢዮ
Thank you for your service
Eritrea live for ever god bless eritrea🇪🇷
Nice presentation ❤❤❤😂
Thanks for your effort
መርሓባ ኤፍሬም !!! ከም ወትሩ በቲ ተቕርቦ ዘለኻ እና መስገንኩ ግዜን ዕለትን ናይ ስንክልንኡ ፍጻመ 1989 ወርሕን ዕለትን ሰዓትን እንተዝህልዎ ግርም ምኾነ ደጊመ የምስግነካ።
ጀማል ናቕፋ መተዓብይቲ ሰለቲ ረዚን ዛንታኻ ንድሕሪት መልስካኒ ብፍላይ ኣብ እንዳ ዛይድ ከለና ኣብ ትሕቲ ዛይድ ርእሶም ኮይኖም ጠርነፍትና ዝነበሩ ግን ከማና ተመሃሮ ብርሃነ ዛይድ (ወዲ ዛይድ) ጅምዓ ራኪ ፡ ኣልማዝ ንርኣዮ ንጡፋት ነይሮም ።
ብዛዕባ ተሽኪል (መደቀሲና) ናይታ ጃንጥላ መንጸፍና ዝነበረት ትዝክሮ እንተኮይንካ ሓደ ንግሆ ምስ ተሳእና ቡርቱዕ ንፋስ መጺኡ ኣልዒልዋ ንሰማይ ሰቒልዋ ንስክላ ድማ ወጺእና ። ኣዘኪርካኒ እባ 78 ምዝላቕ ምስ ኮነ ቀያሕቲ ዕምባባ ምስ መጹና መሻርፍና ተቓጢና ዝበልካያ በዓል ኣራንቺ ጻባ ዒላበርዕድ ጠፊኦም ንሕና ድማ ነቶም ቀያሕቲ ዕምባባ ፡ ቀያሕቲ ኣምበጣ ኢልና ሳጋ ኣውጸኢእናሎም ። መተዓብይቲ ጀማል ናቕፋ ዓርከይ ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ።
ኣይተነጸረን!
ማናልባት ናይ ውትህድርና ምስጢር ክከውን ይክእል ግን እታ ፈንዲ ንምንታይ ተፈንጂራ፡ ኣብ ካልኦትከ ሳዕቤን ዘከተለቶ ኣሉታ ኣሎዶ፡ ዝብል ሕቶታት ዘላዕል ይመስለኒ ነገሩ፡ ንምካኑ ዕላማ ፈንጂ ንጸላኢ ኣዳናጊርካ ጉድኣት ምውራድ እንተኮይኑ፡ ንምንትይ ደርጊ ዝተከሎ ፈንጅታት ዝግጠም ምልክታት ይገብረሉ፡ ብዝኮነ ምስ ብዙሕ ኣክብሮትን ምስገናን፡ ንሓርበኛ ይከኣሎ ተጋዳላይ ጀማልን ብጾቱን🙏
ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
❤❤❤❤🇪🇷👌🌹
እግዚአብሔር ንመን ኢልዎ ኣጆኻ እታ ሓንቲ ዓይንኻ ክትሓዌልካ እያ ኣምላኽ እሙን እዩ❤
❤❤❤❤ jeganunaaaa edmen tenann Yhabkum ❤❤❤
Welcome EMNA & jimi
Thank you for sharing ♥️ 🇪🇷
❤🎉❤🎉❤🎉
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
Welcome deqi Eriyyy Good job ❤❤❤❤❤❤
Grazie mille 🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Mestenkir jignnet eri adey zihelefe mekera helifu senay zemen ykuneliki
ጅግና ተጋዳላይ ጂሚ ዋጋ ከፊልኩምልና ኢኹም እንቅዋዕ ተዓወትኩም እቅዋዕ ከምቶም ዕድገሊኦም ገድልኹም ዋጋ ኣይሳኣነ
መሪሕነት ህዝባዊ ግምባር ሩህሩህ ከም ከብዲ ወላዲት ከምዝኾን ክርዳእ ኪኢለ ክቡር ፕሬዝደንትን መሳርሕቱን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጂሚ ሐውና ጂግና ❤🇪🇷
Jemal jigna bhabon tsineatn zguaz fetari brhan ayni yhabeka
🇪🇷🫶🏼🇪🇷
ታሪክ ኤርትራና ኣዘንቲኻ ዝውዳእ ኣይኮነን ዝገርም ዩ ፡እግዛቢሀር ንሃገርናን ህዝባናን መንግስትናን ይባርኸልና 🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Selfless sacrifice!
Zagre
ኤፍሬም ግደይ!! ናብ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ብዛዕባ ኣዎል saeed ( saeed) ኣዋጅ ኣብ እምባሥይ ኤርትራ ርያድ / ፍጻአኡ ግን ኣብ ልዕሊ መማህራን ቤት ትምህርቲ ኤርትራ ጅዳ ካብ 1995-- ክሳብ 2020= n25 ዓመታት ብጉድለት ምሕደራ ዝተፈሰመና / ዝተፈጸመኒ በደል ብቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ብብልሽዉና / ምጥፍፋእ ገንዘብ ክሳረየይ ኣብስሑለይ ኢለ ክሳብ ሕጂ የእዊ ኣለኹ :: ሕጂዉን ኣብስሑለይ እብል ኣሎኹ :: መም / ተኽለ :: ወረቐተይ ኣበላሽየሙለይ ኣሎዉ :: ካብ ስራሕ ዘውጽኣኒ ምኽንያት የብለይን ::ኣብሹልይ እብል ኣሎኹ ::. መም /
Ane ab hiwetey zeyrsiom abalat handesa wudub dihri natsinet sdriom kayriau fenji mwutsa ms jemerna ztesewunan dsenkelun bzuhat eyom neyrom krisiom zeykiel btsot jeganu deki hzbawi gnibar ❤ zelalemawi zkrin mogosn nsemaetatna awet nihafash nzelewu edmen tinan yhabkum 🙏🇪🇷❤⛪🕌🙏🇪🇷❤
Grazie mille 🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤
ሓይሊ ህዝባዊ ግንባር ክሳዕ ክንደይ ሓያል ምኻኑ ዝፈለጥናዮ ኣይመስለንን።
ምሉእ ጥዕና ይምነየልካ ጀማል ጅግና።
EMN የቐኔልና በርትዑ፡።
I can't believe some people they need to change this history 🇪🇷
ብተእምር ኣምላኽ ምሉእ ርእየት ንምነየልካ ጅግና ተጋዳላይ ጀማል
You can die without doing anything in your life but you are a hero to the Eritrean people and future generations
Jimmy ARKEY kibur BTSAYE EDMIEN TIENAN YIMNEYELKA 🇪🇷👍🏻👍🏻👍🏻🇪🇷
❤🎉❤🎉like like 👍
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጀማል ሓቢቢ ክሳብ ሕጂ ከይትሓለልካ ምእንቲ እዛ ሓላል መሬት ትቃለስ ኣለካ::ኣብ ሓሽከርከብ ስለዝነበርኩ ኣባላት ሃንደሳ ዳርጋ ብምልኦም ይፈልጦም ኔረ:: ናይ ብሓቂ ምልሙላት ካድራት ኔሮም::
Egzeabher edmen tenan yhabkum❤🇪🇷❤zelalemawi zikri nsemaetatna ❤🇪🇷🇪🇷❤
Jemal (zagre) jigna edmen tienan. 🇪🇷✌️🇪🇷✌️
❤❤
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤
Yegna Gemal
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪✊💪
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Xbuq srah abertiekum kexlwo .
Thank you! ❤️🇪🇷❤️
❤❤❤❤❤❤❤
Jegna wedi Jeganu
❤❤❤❤❤❤
❤
❤❤❤
God bless Eritrea 🇪🇷
enqoa mexeca wxao maot 🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉
Jeganuna abzeilkmo kulu sebuk neakoum ykun
Jemal we love you our hero ,long life❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤efrem gdey
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤