EMN - ወፍሪ ጭርጭር ዓበደ - Eritrean Media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ม.ค. 2021
  • EMN - ወፍሪ ጭርጭር ዓበደ - Eritrean Media Network

ความคิดเห็น • 102

  • @tsegaandemicael711
    @tsegaandemicael711 3 ปีที่แล้ว +13

    The an amazing story and thank you for sharing EMN keep the amazing Job you do 👋👋👋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hagerdawit8707
    @hagerdawit8707 3 ปีที่แล้ว +8

    Xubuk xirah!! Jeganu yehwatna bakatkum nkorie.. Awet nzelalem n hzbi ERITREA👋👍

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 3 ปีที่แล้ว +12

    ጹቡቂ ስራሕ ቀጹሎ ናይ ጀጋኑና ኩሉ ሓደ ብሓደ አምጻአልና 🙏❤️🇪🇷🇪🇷❤️🙏❤️🇪🇷🇪🇷❤️🙏❤️🇪🇷🇪🇷❤️🙏❤️🇪🇷🇪🇷❤️

    • @ezrakamari8123
      @ezrakamari8123 2 ปีที่แล้ว

      I know Im asking randomly but does anyone know a tool to get back into an Instagram account??
      I was dumb forgot the password. I love any help you can offer me

  • @elk5824
    @elk5824 3 ปีที่แล้ว +7

    ኣጆኹም ቀጽልዎ በርብርዎ እግዚአቢሔር ይባርኩም ታሪኽና ጸጋታትናን ናትና ናይ. ባዕልና ንማንም ኣይንህብን ታሪኽና ንዑቁብ እምበር. ኣይንሸይ ጥን ::

  • @semereberhe5197
    @semereberhe5197 3 ปีที่แล้ว +13

    ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረስ የለን!!!!!!!!!!!!

  • @erinabella5455
    @erinabella5455 3 ปีที่แล้ว +11

    ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራውያን ተቀዲሑ ዘይውዳእ ፈልፋሊ ማይ እዩ: አቤት ስረ አናብስ ደቂ ኤረ: ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንስውአና : ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪

  • @fthawitmengstab7906
    @fthawitmengstab7906 3 ปีที่แล้ว +8

    እዋይ መስኪናይ ህዝቢ እዚ ኩሉ ሽግር እንዳወረዶስ ዘይጽዓድ መዋዳድርቲ ዘይብልካ ጅግና ኣምባሳደር ኢኻ 2💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋💋💋❤❤❤❤❤❤

  • @nevergiveup5521
    @nevergiveup5521 3 ปีที่แล้ว +11

    1) ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ ኣለኩም ቀጽሊዎ ። 2) መንእሰይ ንቃሕ ክንደይ በጽሒ መንእሰይ'ያ ስለ ኤሪ ረጊፉ እዛ ብደም ስዉኣትና ዝመጸት ሃገር ኣብ ዋጋን ዕዳጋን ኣይተእትዋ ።

    • @betawedadejegna7666
      @betawedadejegna7666 3 ปีที่แล้ว +2

      ቭራቦ ሽሕ ግዜ ንህግደፋ ንቃዎሞ ንሃገርናን ታሪኽ ጃጋኑ ኣሕዋትናን ንነቀዝ ጁንታ ናይ ዓድዎ ኣሕሊፋና ኣይንህቦን ኢና ።

    • @nevergiveup5521
      @nevergiveup5521 3 ปีที่แล้ว +1

      @@betawedadejegna7666 exactly bro

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 3 ปีที่แล้ว +3

    MerhabAa deqi eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🐪🐪🇪🇷

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 3 ปีที่แล้ว +30

    ታሪኽ ኤርትራውን ኤርትራን ተቐዲሑ ዘይውዳእ ልክዕ ከም ባሕሪ ኢዩ።

    • @eritreatebareki4750
      @eritreatebareki4750 3 ปีที่แล้ว +2

      ብሐቂ ብሩከይ ተባረክ እግዚአቢሄር ይመስገን ስለ ኤርትራን ህዝባን

    • @tesfana
      @tesfana 3 ปีที่แล้ว

      ታሪክ ብሔረ ትግርኛ ኢዩ ናይ ማንም 9 ብሄር ዶ ዶ ገለ ዶ ኢልኩም ታሪክ ኣቦታትና ኣይተባላሽዉ።

  • @saraestifanos5044
    @saraestifanos5044 3 ปีที่แล้ว +3

    ዕዲመን ጥዕናን ይሀብካ ጂግና ዉዲ ኤሬይይይይ ካብዞም ዓጀውጀው ዝብሉ ዕስባት ወያነ ዝነበሩ ሕጂ መእተዊኦም ጠፊእዎም ዘሎ የዲሕነና ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️✝️🙏🏾

  • @elk5824
    @elk5824 3 ปีที่แล้ว +5

    ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ታሪኽኩም ነባሪ ዩ ሞት ኩሉ ሰብ. ይመውት ዩ ናትኩም ሞት ግና ሓበን ክብረት ዩ. ኩሉግዜ ኣብ ልቢ. ነብሲ ወከፍ. ኤረትራዊ ተዋሓሓዱ ዘሎ. ታሪኽኩም ንዘላኣለም. ክነብር ዩ, ኣብዛ ክብርቲ ዛንታ ናይ. ጀጋኑ :ናይ ስው እቲ ሰፍያ ደበሳይ ባዕ ላ ዘዕለለትኒ ዛንታ ልብኻ ዝትንክፍ ንኻላኣይ ግዜ. ብሰፊሑ ዝርዝር ከተዘንትዉልና ዘብቃዓኩም ንእግዚኣቢሔር የመስግኖ::ንስውእቲ ሰፍያ ደበሳይ, ዛንታኺ ሰሚዔ, እሞ ናፍቀኺ ምበልኩዋ! እዞም. ሰማእታትና እግዚኣቢ ሔር ንዘላኣለም ኣብ ብርሃን የስፍሮም ስለ ሃገር. ስለ ህዝቢ ስለ ብርሃን ናጽነት ኢሎም ዝሓለፉ. ሓላላትና ጀጋኑና ወትሩ ኣብ ልብና አለው ዘላኣልማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!

  • @arayated5608
    @arayated5608 3 ปีที่แล้ว +1

    ጅግንነት ኤርትራዊ! ኤርትራ እዚ እዩ ተኽፊክዋ ደቂ ኤረይ:: ንልዘብ ንስመር ሕድሪ ስዋኣትና ነኽብር ::
    ዓዉትንሓፋሽ!
    ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና!!!

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 3 ปีที่แล้ว +5

    Awet N'Haben Hager Shabiyawian Eritrea!

  • @mulieande6205
    @mulieande6205 5 วันที่ผ่านมา

    ኣቤት ጅግንነት !!

  • @marybrhan4922
    @marybrhan4922 3 ปีที่แล้ว +2

    thanks keep sharing the history and but /write it in book thanks for all of u eritrean .

  • @yafetyafu7551
    @yafetyafu7551 3 ปีที่แล้ว +3

    ፍሉይ ጅግንነት ህዝባዊግንባር እሳተ ጎመራ

  • @tehabenhizbey4778
    @tehabenhizbey4778 3 ปีที่แล้ว +10

    ጅግንነትን ተወፋይነትን ዓቕሊ ኤርትራውያን ኩሉግዜ ዘገርምን ኣብነታውን እዩ። ሕጂ ከኣ ነዚ ጅግንነት ዕሽሽ ኢሎም ብዝተፈላለዩ መሽቀጢ ኣስማት ዕሱባት ቀንዲ ጸላእትና ክንርኢ የሕፍር። ብጀጋኑና ከኣ ንኾርዕ። ክድዓት ደቂ ሀገር ሕጂ ዝተጀመረ ኣይኮነን።

  • @merhawitkue5389
    @merhawitkue5389 3 ปีที่แล้ว +2

    Selam selam deki eri

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 3 ปีที่แล้ว +3

    ዬኒ ሓወይ ትገብሮ ዘለኻ ታሪኽና ምስናድ ቀሊል ኣይኮነን እዚ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ ጌና ብዙሕ ተሪፉ ኣሎ ዘይተሰነደ :
    ኣነ ዘጉህየኒ ሓደ ተጋዳላይ ተሰዊኡ ክሰምዕ ከለኹ ኣዝየ ይጉህይ ምስኡ ዘይተኣደነ ታሪኽ ገድልን መስገደልን ሒዙ ይኸይድ ይጉህይ እሞ ዬኒ ሓወይ እዞም ጀጋኑና ተጋደልትና ሓፋሽ ውድባትና ተጋይኹም ብጽሕዎም ብጾትና ተዛረቡ ኢልኩም እንተዘየገዲድክሞም ድዛረቡ ኣይኮኑን ዬኒ ሓወይ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን እምነየልኩም
    ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና

  • @yowhanayowhanies8831
    @yowhanayowhanies8831 3 ปีที่แล้ว +2

    መርሓባ ደቂይ ሓደ ልቢይ

  • @yerusalemmihreteab3695
    @yerusalemmihreteab3695 3 ปีที่แล้ว +4

    ስሌ ኤርትራ

  • @michlebrae8403
    @michlebrae8403 3 ปีที่แล้ว +1

    Selam deqi Eriy eritreawi hemot aede welida tmkeni aniho tarikomi nebari zelaelemawi zkiri nsiwaetna wetru aewet natka hzibeyi🇪🇷💗♥️❤️💗♥️❤️💗♥️💗🌷🌹🥀👍

  • @peterouswoldeselassie8581
    @peterouswoldeselassie8581 2 ปีที่แล้ว

    This are my two brothers first cousin Aberha and azbeha

  • @kdstimesfn1059
    @kdstimesfn1059 3 ปีที่แล้ว +1

    Btaimi mesatsn mharn hakeja tatikk bjeka btegadalay eritrea ab alem ksrahn kktrekን ziey kal adenakn ageramn srah. kbrin mogosn nswatnaን snkulatnan nkulom waga zkefelu hayltat mklkan warsayn Eritrea .Tarik tegadalay eritrea 100% bkulu maeznat wala ab snieman flmn asenika ktrekk nreielu gzien ewann kmexe balti mlue tesfan dlietn iye ♥️💚💛💙

  • @tsighehanaghebreyesus1366
    @tsighehanaghebreyesus1366 3 ปีที่แล้ว +3

    Merhaba

  • @tekleafewerki5083
    @tekleafewerki5083 3 ปีที่แล้ว

    Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @zereghebreyohannes3040
    @zereghebreyohannes3040 3 ปีที่แล้ว +4

    🇪🇷👍

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 3 ปีที่แล้ว +3

    Ahhhhhhh hagherey eri

  • @luwamnatey245
    @luwamnatey245 2 ปีที่แล้ว

    𝑬𝒓𝒊𝒕𝒓𝒆𝒂𝒏 𝒛𝒂𝒚 𝒏𝒊𝒏𝒂𝒌𝒊 𝒎𝒆𝒔𝒂𝒓𝒂𝒕𝒂 ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hybirdgenetic7096
    @hybirdgenetic7096 2 ปีที่แล้ว

    ኣየ ጅግንነት ኣደ ወሊዳ ትምከን

  • @samsomwedieri447
    @samsomwedieri447 3 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ስጋ ኣደይ መራሕትን ተጋደልትን ህግ ዝነበሮም ትብዓትን: ብልሕን እኮ ንበይኑ እዩ ዝገርመኩም ክምዛ ምስኦም ዘለኩ ልበይ ብኣፈይ ክትወጽእ ደልያ ጸኒሓ ክብሪ ንዓኩም ስዉኣት ኤርትራ ብደቃ ነጻ ዝወጸት ሃገር እንታይ እሞ ወዲ መድህን በራድ እንዶ እሞ ይጻወተልና ኣሎ🇪🇷🥰🇪🇷❤🇪🇷❤።

  • @jonimssawagodfirst8700
    @jonimssawagodfirst8700 3 ปีที่แล้ว +1

    Tarikina Tarik Abotatina

  • @fessehayehaile6244
    @fessehayehaile6244 3 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ጽቡቕን ሓጋዝን ንንኡስ ወለዶና ዩ።
    እብዚኣ ግን እተን ኣዝዩ ዕዙዝ ተሳትፎን ቀንዲ መስመራትን መበገስን ንከተማ መንደፈራ ዚበዝሑ ውፉያት ሓፋሽ ውድባት ዝነበርዋ ኣብ ተሳትፎ ናይ'ቲ ኣብቲ ክግለጽ ዝጸንሐ ተሰላሚት ወርቂ መዳልያ ዚነበረት ዓዲ ነዊሕ-ዝባን ወላ ውን ቤት ትምህርቲ ቀያሕቲ ዕንበባ ከይ ተረፈ ዝነበራ ደኣ ሸፈፍ ኢልኩማ እምበር።

    • @girmaadebo4768
      @girmaadebo4768 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ሓው።
      ነውሕ ዝባን ምስ በልካ ብዙሕ ነገር እየ ዝዝክር። ኣነ ኣብ ቅናፍና ካብ ዝነበሩ መምሃራን ቤት/ ትምህርቲ ሰውራ እየ። ካብዚ ከበባ ከነምልጥ ካብ ቅናፍና ተበጊስና ፡ እዚ ክዝንቶ ዝጸንሐ ጉዕዞ ሓሊፍና ብማይ ሰራው በቲኽና ድብያ ጸላኢ ሰጊርና ሓሊፍና። ከምቲ ዝበልካዮ ካብ ነዊሕ ዝባን ሓንቲ ተማሃሪትና ዝነበረት ቅልዓ ጓል 10 ዓመት ኣቢላ ትኸውን እንዳ ጎየየት ምጺኣ ኣምሓሩ ይመጽኹም ኣለዉ ኢላትና፡ ኣብዛ ፍጻመ እዚኣ ኣይኮነትን። ጸላኢ ብዙሕ ግዜ ኢዩ ዝወፍረና ኔሩ። ህዝቢ እቲ ከባቢ ግና ስድራና ሓብሓቢና እዩ ኔሩ። ብኸመይ ንራኸብ ድሃይ ናይ ተምሃሮናን ህዝብናን ኩሉ ግዜ ኣብ ኣእምሮይ ይመጸኒ።

    • @fessehayehaile6244
      @fessehayehaile6244 3 ปีที่แล้ว

      @@girmaadebo4768 ኖ ጸገም የለን።
      ኣነ 'ኳ ኣብቲ ሽዑ ግዜ ንእስቶይ የ ነይረ እንተኮነ ግን ቀቁሩብ ተዘክሮታትን ብዛንታ ዚሰምዖን ኣብ ሓንጎለይ ስለ ዚመላለስንን የ።
      ብ Facebook fesseha haile elka kinrakeb nkiel ena ወይ ድማ ብ email fessehaye.haile@gmx.de ኢልካ ጸሓፈለይ።
      ወድሓንካ ሰሰናዩ ክቡር ሓው።

    • @girmaadebo4768
      @girmaadebo4768 3 ปีที่แล้ว

      ኣብ email ጽሒፈልካ ኣለኹ።

  • @zemenesigntir1736
    @zemenesigntir1736 2 ปีที่แล้ว

    Anabbka btaemi keltifu

  • @merebr1404
    @merebr1404 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ ጽፉፍን ብሉጽን ኣወዳድባ ዝነበሮ ዉድብ ኣብ እዋን ናጽበት ፋእ ኢልዎ ክትርእይ ስግንጢር 'ዩ ።

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up 3 ปีที่แล้ว +1

    Aywo kinday helefu

  • @mussiemehari9168
    @mussiemehari9168 3 ปีที่แล้ว

    Sami ayqeltefkan dea

  • @abdelletifmuhammed836
    @abdelletifmuhammed836 3 ปีที่แล้ว +4

    መደብካ ኩሉ ጊዜ መሳጢ ኢዩ ኣበርቲዕካ ቀጽሎ ኢኻ ክቡር ሓዉ

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 3 ปีที่แล้ว +2

    🙏❤️🇪🇷🇪🇷❤️

  • @mhrettesfagergish3888
    @mhrettesfagergish3888 3 ปีที่แล้ว +2

    good job EMN kexiluwo deki Erey
    Eza mexhaf kya 17 dekayek dagmay tehatima do ? Ab kulu botatat stationery bet mexhafty hatite seneya. Abey knrekba nkel?

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 3 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkkkkkkkkk hizbi eritrea yetef alo mxhf nay hizbawi gnbar Mafia nay hasot eyu history nay Eritrea behj kxhf eyu

    • @wt2187
      @wt2187 3 ปีที่แล้ว

      @ mhret tesfagergish kya 18 dekayek, not 17, mes nay akebrot😊

  • @mannyseretse
    @mannyseretse 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ኣድግና እንዳ ኣቦይ ባይራይ ወልደሚካአል ኢዩ። ኣብ እንዳ ኣባሓጎዩ ገዛ ኢዩ። ብሑጋ ሰለዘመጹዎም ባዓል ጋል ሙሕጹን ብ መድሪ ቤት ወጺኣ ኣንዳ ግራዝማች ሰረጸ ኣትያ ን። ናይ ዓባየይ ኽዳን ተከዲና። በጣዕሚ ፈታኒ ለይቲ ነይሩ። ዕባየይ ክፈትዮ ኢሎማ ዓባየይ ቀደስ ኣነ ዓየነ ሰውርቲ ኢየ ኢላቶም። ገዛ ከነንድ ዶ ኢና ኢለማ። ደላይኩም ገበሩ ኢላቶ፡ ካባኡ ፈሪሖም ሃዲሞም ከይዶም። እቶ ዝመጹ ወዶ፡ገባ ካብ ከባቢ መንደፈራ ኢዮም። ኣብታ ኩነታት ዝነበረት ተበርህ ባይራይ ኣብ ኣሰምራ ኣብ ትሕቲ ፎርቶ ሰይቲ ተከስተ ከቢድ በረት ። እንተ ሓቲትኩማ ሙሉእ ሓበሬታ ከትህነኩም ትክእል ኢያ። እቲ ሱዉእ በ ባርኖስ የፍለጥ ኢዩ።

  • @amikiassamuel9060
    @amikiassamuel9060 3 ปีที่แล้ว +7

    Iseyas gebre ni eritrawyan commando merihu sembel 33 neferti zekatsele harbena ab kiya 18 dekayik alo zantue nay mewedaeta tebae sebay Ab akeleguzay you bikedeat teketilu tezeytegagye

    • @tekliazeregabir1159
      @tekliazeregabir1159 3 ปีที่แล้ว

      Ezi du kiya 18 dekik zimerhe abeyet meanta ade welida timken gin rigxena dika esu du

    • @amikiassamuel9060
      @amikiassamuel9060 3 ปีที่แล้ว +1

      Teklia Zeregabir tikikil ember teklia Ab eritrean commando alatika shimu mihretiab gebre gin Abty sirihit iseyas you eta metshaf teambibkaya Tsebuk wey kea Ab you tube alatika Behakie ye temesite bezi jigna bifilay Ab rete mes betsihu etom 2 mengedi zihibru mes tefue binatu wusane kem behadish wedibu yetiyiwom

    • @tekliazeregabir1159
      @tekliazeregabir1159 3 ปีที่แล้ว

      @@amikiassamuel9060 naybihaki jignayu malet ekoyu yekeniyeley sile haberetaka kubur hawey

    • @user-ne6py7zo3n
      @user-ne6py7zo3n 3 ปีที่แล้ว

      @@amikiassamuel9060 ሰላም ክቡር ሓው እዚ ቅያ 18 ደቂቅ ድርሰት ናይ ኢሰያስ እዩ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ እዩ ዝብል ጽሑፋት ኣንቢበ ኣለኩ እሞ እዞም በለልቲ ታሪክ ከይበላሽውልና እቶም ጽቡቅ ኣፍልጦ ዘለኩም ነቶም ከሓቲ ዓገብ ክትብልዎም ሓደራ ይብል ኣነ ንኡስ ዕድመ ስለ ዝኮንኩ ከድምዕ ስለ ዘይክእል እቶም ሰብ ታሪክ ውጹ ኣፎም ኣትሕዝዎም ክብል ይፈቱ

    • @amikiassamuel9060
      @amikiassamuel9060 3 ปีที่แล้ว

      Teame tesfay Tsebuk aloka kiya 18 dekayk mewedadirty albo Emo kea binay hade siwue zitefetseme nay commando sirihit wela ety sirihit bi kubur jeneral sebhat yimerah ember kendi nayty sirihit halafi mihretiab gebre wey bi iseyas yifilet malet ezom kehadity tinfer aytinfer telya ziaynet akayida alowom ember hizbawi ginbar mewedadirty keman yebilun eziom asmara endatedebdebet hizbi tigray yikitel alo elom selfi zigebru beal shilet yom bizikone ajoka tsegem yelen

  • @hagoskiflezgi6370
    @hagoskiflezgi6370 2 ปีที่แล้ว

    15 minutes ago
    እቲ ታሪክ መቀረት ምሃለዎ ኔሩ ክፍሊ ህዝቢ ኣባል ጸጥታ ባዶ 7 ዝነበረ ቢሂወት ኣሎ ኣብዚ ሲሪሒት እዚ ኣዛዚ ዝነበረ ብፍላይ ነተን ኣግማል ዕጥቅን ስንቅን ዝሓዛ ብመንጎ ጸላኢ ካብቶም ኣሲሊኮም ዘውጹኡ ቢሂወት ኣሎ ተስፋኪኤል ጊደ (ባህራም ) በዓል ዓዲ ደበን ኣብ ሽወደን ኣሎ በጃኩም ኣቅርቡልና

  • @zeratsiontesfayweldemichae8094
    @zeratsiontesfayweldemichae8094 3 ปีที่แล้ว

    Swe mhretab gebre kabtom bGgntomnblhatomn nzelalem knzkrekum ena zelalemawi zkri nswatna

  • @hagoskiflezgi6370
    @hagoskiflezgi6370 2 ปีที่แล้ว

    ክትምስገኑ ይግበኣኩም ብዛዕባ እዚ ታሪክ ተቅርብዎ ዘለኩም ግን ሓደ ኣቦና ኣሎ ኣብ ሽወደን ተስፋኪኤል ጊደ (ባህራም ) በዓል ዓዲ ደበነ ኣብዚ ስሙ ይጥቀስ ኣሎ ብኣካል ኣብ መደብኩም ኣቅሪቢኩም እተ ተዘራርብዎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኔሩ።

  • @siraksiku8186
    @siraksiku8186 2 ปีที่แล้ว

    ተጋዳላይ ምሕረታብ ገብረ ( ኢሰያስ ) ቅያ 18 ደቃይቅ ዝተሳተፈ ድዩ ሓቀይ? ታሪኹ መሲልኒ ተሃጥየ ጸኒሐ ግን ኣይኮነን።

  • @eritreanchannel1410
    @eritreanchannel1410 3 ปีที่แล้ว

    Resihat hji ke tiumuwa diu

  • @senayeri433
    @senayeri433 3 ปีที่แล้ว +1

    ታሪኽ ከዳዓት ክተርፍ የብሉን ልዕሊ ጸላኢ ጸላኢ ዮም፡ ደቆም ውን ይቕጽሉዎ ስለ ዘለዉ

  • @wiseman2732
    @wiseman2732 3 ปีที่แล้ว +2

    ኤረትራውያን ጀጋኑ እዚ ኩሉ ቅያ ሰሪሖም ዶ ሕጂ ሃገርናን ህዝብናን ኣብዚ ደረጃ ምወደቕና ውርደት ዩ።

  • @TEKLIT185
    @TEKLIT185 3 ปีที่แล้ว +1

    መዓስ ድኣ ኢኻ ብዛዕባ መጽዓ ህዝብና ትዛረብ?

    • @user-zm3tq7ej9j
      @user-zm3tq7ej9j 3 ปีที่แล้ว +2

      ልሙስ ድኑስ ዓጊን

    • @jklmnk9596
      @jklmnk9596 3 ปีที่แล้ว +1

      Lemsus mekbex adiu..
      Eska meas ika sebay tekwen
      Humshush sebytay...

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 3 ปีที่แล้ว

    Hizbawi gnbar Mafia Entay emo rekibu kabakum hizbi eritrea menessey eritrea

    • @alganeshkelati9124
      @alganeshkelati9124 3 ปีที่แล้ว +1

      Junta game ovet

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 3 ปีที่แล้ว

      @@alganeshkelati9124 what is your headache? Am writing the facts

    • @alganeshkelati9124
      @alganeshkelati9124 3 ปีที่แล้ว +1

      @@tesfitkubrom8730 መን ካብ መን አንታይ ክረክብ? ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር አዮም ህዝባዊ ግንባር ከኣ ተጋደልቲ አዮም, ናይ ጁንታ ሽርሒ ከተማሉኡ ትገብርዎ ኩሉ ፈሽሉ አዩ።ከም

    • @alganeshkelati9124
      @alganeshkelati9124 3 ปีที่แล้ว +1

      @@tesfitkubrom8730 ከም በዓል ንሰኻትኩም ናይ ታርኽ ሓተላ ።ን ወያነ ኣሻዲንኩም ብ ቐጻሊ ወራር ከም ዘካዪድ ገርኩም።ማሕበራዊ ፍትሒ ቀልጢፉ ከይነግስ ዕንቅፋት ኮይንኩም ኢኹም።ናይ ወያነ ኣጀንዳ ከተማሉኡ።ሕጂ ግን game over

    • @alganeshkelati9124
      @alganeshkelati9124 3 ปีที่แล้ว +1

      @@tesfitkubrom8730 I do not have headache. Why would I have? After all, When you and your boss junta become history ,the horn of africa is breathing clean air.

  • @sebkbur6019
    @sebkbur6019 3 ปีที่แล้ว

    እንታይሞ ብደም ንጹሃት ተንቤኖት ዝነግሱሉ ጠላማት

  • @hanaphoto1646
    @hanaphoto1646 3 ปีที่แล้ว +2

    ወይ ግዜ ሕጅ ውን ጢሚት ሞት
    ጭቆና ሃገር 50 ዓመት ንድሕሪት
    ከይዳ ሞይታ እንታይ
    ትብል
    ኣለካ ናይ ሕጅ ተዘንቱ
    ኣለካ)))

    • @hagerdawit8707
      @hagerdawit8707 3 ปีที่แล้ว +2

      Haftei ezi tarik yehwatnan abotatnan eyu mealtawi kinxemo zeydekmena hagerawyan alen emo entezeydelikyo aytxmeyo. Please Alutawi zkone comment aytxhafu.. Wey kea betexeb Junta eki??? 😢

    • @solomonhaile8418
      @solomonhaile8418 3 ปีที่แล้ว +2

      @Hana Junta, Ayenay elkiyo eski dea.😁😁😁🤺🤸‍♀️🤸‍♂️ kidi nab godagudki mstom ayatatki Ghibresodomawian Weyenti, fekkertti🤮haddemtti🤺->🤸‍♀️🤸‍♀️🏃‍♂️👈🏌️‍♀️😂😂😁

    • @alganeshkelati9124
      @alganeshkelati9124 3 ปีที่แล้ว +2

      Game over junta

    • @isayasambasager2453
      @isayasambasager2453 12 วันที่ผ่านมา

      WXIY ANTIY SHARMUTA RESAH GALA WOLDEGEBA TEREF MEREF DERGI ENTAY AFLIXKIY DENQORO