Eritrea B'Zebene Bahre Negestat-by aba Franchesco Alvarez Trgum Hayle Bokre - PART 1

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 134

  • @daniel.j9062
    @daniel.j9062 8 หลายเดือนก่อน +1

    Eritrea 🇪🇷 land of the brave and the resilient, beautiful kind people !!
    But never mistake our kindness for a weakness like so many of our adversaries did !!
    🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
    💫💫💫💫💫

    • @TZere-dh9yf
      @TZere-dh9yf 7 หลายเดือนก่อน +1

      Well said!!! 👏🏾

  • @biniam5667
    @biniam5667 5 ปีที่แล้ว +12

    ብጣዕሚ ኣዝዩ መሳጢ ጥዕም ድምጺ ኣለኪ።
    ኣጅኺ ዕድምን ጥዕናን ይሃብኪ።

  • @baburbabur7741
    @baburbabur7741 4 ปีที่แล้ว +3

    ንፍዕቲ ዛሓፍተይ ኣምላክ ጸጋኺ የብዝሓዮ

  • @samikahsai3114
    @samikahsai3114 4 ปีที่แล้ว +3

    Eziomyom nerom etom nay eritra bahrenegestat shuo zineberu.midere bahri zemahadru zineberu bahrenegestat.🇪🇷⛵🛥🌹⛪🌺🌷👍💐👏✍❤🇪🇷

  • @wediabay1982
    @wediabay1982 5 ปีที่แล้ว +17

    ደስ ዝብል ታሪኽን ትረኻን ኢዩ ቀጽልዎ ።

  • @bereketweldehanis2066
    @bereketweldehanis2066 5 ปีที่แล้ว +3

    Bravo haftey Natey

  • @AaAa-uh2rg
    @AaAa-uh2rg 4 ปีที่แล้ว +25

    እም ባሕ በሉ ደቂ ባሕሪ ነገስታት ኤርትራ ንኤርትራውያን ብኤርትራውያን።

    • @sessenme9780
      @sessenme9780 4 ปีที่แล้ว

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @malattedrose
      @malattedrose 3 หลายเดือนก่อน

      በባረ ነገስታት ገዜ ሃማሲዪን አስመራ አልነበረም ከአሉላ እኮ ነው የወሰዳችሁ 'አፋር ፤ ብሊን ፤ ኩናማን የት ልጥላቸው፤ ኪኪ ሊ ፤ሃማሲዪን ማን ነው ??

  • @lifeonmovement8061
    @lifeonmovement8061 5 ปีที่แล้ว +4

    Thenku to give old history Eritrea

  • @tsehaineshberhane6279
    @tsehaineshberhane6279 ปีที่แล้ว

    ታሪክ ኤርትራ ታሪክ ጅግንነት ❤🇪🇷🇪🇷❤

  • @theworldbreath620
    @theworldbreath620 4 ปีที่แล้ว +3

    Betaami dea zebel, Tarik abotatna eyo

  • @Sulinaist
    @Sulinaist 5 ปีที่แล้ว +3

    Thanks ❤️👏🌹❤️

  • @gorginobere921
    @gorginobere921 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ i love it

  • @semeretewelde5810
    @semeretewelde5810 4 ปีที่แล้ว +1

    Eritrea,wi, tariku kegelex tedeleyu eko deynexif baheri zekone tarik eyu zelena thank you sis,,,

  • @rezenetesfamariam1196
    @rezenetesfamariam1196 4 ปีที่แล้ว +8

    Eritrea is blessed to have a lot of Historical sites. In this respect Eritrea is only second to Egypt in Africa.We need to protect these and hand them over in good conditions to the next generation.

  • @hiweteyasu8155
    @hiweteyasu8155 5 ปีที่แล้ว +5

    Wwwwww thank God bless you sister God history wwwwww thank

  • @bbnaam9220
    @bbnaam9220 2 ปีที่แล้ว

    Brigtey ketslyo !!! 🇪🇷😘🇪🇷❤

  • @erihagerey4626
    @erihagerey4626 3 ปีที่แล้ว

    Betami nefeti belexti iki
    EZA MESHAF BKEMEY YREKEBA
    HABRENI DEKI ERI HABRUNI

  • @tesfalemtewolde8352
    @tesfalemtewolde8352 5 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ደስ ዘብል

  • @margarettesfamichael5930
    @margarettesfamichael5930 5 ปีที่แล้ว +4

    thanks for sharing our historical story!!!you have glad voice have long life kebrn Mogosn Nswatien Awet Nihafash!!!always Eriy first!!!🎋🎋🎋🎋🎋🎋🎋🎋🎋🎋🎋🎓

  • @KhanJan-vx9dg
    @KhanJan-vx9dg 4 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ የቀኔልና ከምዚ ዓይነት ሂስትሪይ እንድዩ ዘድልየና ደኣ !!!!።

  • @BhhrtGfurf
    @BhhrtGfurf หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ንፋቐርዶኣለናንታሓላለ
    @ንፋቐርዶኣለናንታሓላለ 3 ปีที่แล้ว +1

    የቐንየልና ከምዚ ጌርኩም ታሪኽና ኣፍሉጥና plz

  • @lichawerede596
    @lichawerede596 4 ปีที่แล้ว +1

    Des zbl tarik eyu qexilyo

  • @selamnikulu-ol1ul
    @selamnikulu-ol1ul 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስዝብል ታሪክ እዩ! BRAVA !!!

  • @ሰዓቢተስፋ-ሠ8ቘ
    @ሰዓቢተስፋ-ሠ8ቘ 5 ปีที่แล้ว +6

    ERITREA MEDIA በዚ ተቅርቡልና ዘለኩም ታሪክ አዚና ነመስግነኩም ቀጺለ ድማ ንደራስን ቶርጋምን ንጥዕምቲ ድምጺ ተራኪትን ነመስግን ተባረኩ ደቂ ኤረይ

  • @wedigash
    @wedigash 3 ปีที่แล้ว +1

    1962 🦁👈🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Thank yun

  • @rahwaghebretensae9512
    @rahwaghebretensae9512 4 ปีที่แล้ว

    Good job

  • @marssemay69
    @marssemay69 4 ปีที่แล้ว +2

    👍👍👍👍👍👍

  • @galerey9942
    @galerey9942 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zermariammedhani5448
    @zermariammedhani5448 4 ปีที่แล้ว +6

    Blessed my sister 🙏

  • @ygisaias5674
    @ygisaias5674 5 ปีที่แล้ว +7

    thanks Gaul ERI keep it up!!!

  • @hailegerezgiher2601
    @hailegerezgiher2601 4 ปีที่แล้ว

    Haile gerezgiher

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 3 ปีที่แล้ว +7

    ሩሑስ ኣውዳመት ኣመንቲ ክርስትና እዘን ኣፍ ኣውጺክን ን ሰራየ ትዳፈራ ወኻሩ ክርስያን ኢና ባሃልቲ ንእምነትኩምን መንነትኩልን ዝዓቀበልኩም እኮ ሰረወቶት እዮም ወራር ማሕመድ ግራይ ንሙሉእ ምድረ ሓበሻ ሰራዊቱ ኣኽቲቱ ከመስልም መንነትና ክቅይር ምስተበገሰ እኮ ሰራየ እዮም 3 ግዜ ኪናት ገጢሞም ሲዒሮሞ ሓንሳብን ንሓዋሩን ክኣ ካብ ገጽ ምድሪ ኣጥፊኦሞ እበር ሕጂ ኣላህ ውኣክባር ትብሃል ምሃለኽን ኔርክን ኢኽን ኣብቲ ግዜ ብሓይሊ ዝመስለሙ እዮም ሕጂ ዓረብ ኢና ዝብሉና ዘለው
    እቶም 3 ግዜ ነቲ ኪናት ዝመርሕዎ ዝነበሩ ኣቦታት ሰራየ እዮም
    ኣብ ቀዳማይ ግጥም፡ኪናት ዝመርሖ ዝነብረ ባሕረ ነጋሲ ያቆብ ቆራይ
    ኣብ ካልኣይ ግዜ ኪናይ ዝመርሖ ዝነበረ ክኣ ባሕረ ነጋሲ ተስፍልዑል
    ሓንሳብን ንሓዋሩን ንማሕመድ ግራይ ካብ ገጽ ምድሪ ዘጥፍኦም ክኣ ሰራዊት መረብ ምላሽ ኣኽቲቱ ቑሩብ ሓገዝ ካብ ፓርቱጋል ረኺቡ ኣዛዚ ናይቲ ኪናት ዝመርሖ ዝነበረ ባሕረ ነጋሲ ድሩይ ፍንጋጋ እዩ
    ሰረወቶት እዚ ኩሉ ኣቦታቶም ጅግንነትን ንኽንደይ ሓያል ባዕዳውያን ዝስዓሩ ክንሶም ታሪኾም ተሰሪቁን ሃገር ክብሉ ታሪኾም ታሓቢኡን ተሪፉ
    ሰራየ ዝብል ሽም ካብ ባሕረ ነገስታት ድባርባ ዝመጸ መጸውዒ እዩ እቲ ሰራየ ዝብል ሽም ንብዓሉ ታሪኽ ኣለዎ እበር እዛ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ሕጂ ባሕረ ነገስታት እያ ትብሃል ኔራ ንዘመናት ካብ ክንደይ ባዕዳውያን እንዳተኻላኽሉ ዘምሓድርዎ ዝነበሩ ክእ ኣቦታት ሰራየ እዮም ነዛ ሕጂ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ካብ ቀደም ዝመስረትዋ ሰረወቶት እዮም
    ኣብዛ ሃገር ልዕሊ ሰረወቶት ታሪኽ ዘለዎ የለን ኩልኻ ሰረወታይ ካብ ገለ ሰባት ወኻሩ ከጸልሙኻን ዘይሽምካ ክህቡኻን ምስ ዝፍትኑ ከምቲ ንሳቶም ዝገልጹኻ ዘለው ሰለ ዘይኮንካ ኣፍልብኻ ንፍሕ ዕጅብ ኣይበልካ እታ ታሪኽ ኤርትራ ጹቡቅ ጌርና ሰለ ንፈልጣ ዘታልል የለን
    ኣብ ገለ ዝሪኦም ዘለኹ ነቲ ታሪኽ ሰራየ ባዕላቶም ከምዝገብርዎ ክዛረብሉ ከለው ግርም እዩ ዝብለኒ እሰከ በል ሓደ ጥቀሰለይ ካብቶም ናትካ ተሊካዮም ክኣ ነቶም ሰረወቶት ይጠቅሱልካ ክክክክክ ታሪኽና ተሰሪቁ ብደቂ በራዩ ጣልያን በራዩ ግብጺ በራዩ ናይ ሃይለስላሴ በራዩ እንግሊዝ
    ካብ ሓውኹም ወዲ ባሕረ ነገስታት እየ

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 2 ปีที่แล้ว +1

      ሓወይ ጽቡቅ ኣለካ ምድረ ባሕሪ ትበሃል ኔራ ኤርትራ፡ ህዝቢ ሰራየ ሓማሴን ኣከለጉዛይ ከኣ ሓደ ህዝቢ ኢዩ፡ ኣውራጃ ይኩን ወረዳ ከኣ ምምሕዳር እንበር ዘፈላሊ ኣይኮነን፡ ኣብቲ ታሪክ ናይ ኩላትና ኢዩ፡ ኣነ ኢየ ልዕሌካ ኣነባ ኣይንበል ኣይናይ ኣቦታትናን ኢዩ ትዕቢትን ፈኸራን ፡ ተፋቂርናን ሓድነትና ኣጽኒዕና ከኣ ናብቲ ዝቀደመ ክብርና ክንምለስ ክንሓስብ ኣለና፡ ኣውራጃውነት ስሚ ህዝቢ ትግርኛ ኢያ።

  • @farahrobertooo4734
    @farahrobertooo4734 ปีที่แล้ว

    Eritrea Librations 1999

  • @ggmm2340
    @ggmm2340 5 ปีที่แล้ว +4

    Thank you for the audiobook! Very informative and educational to say the least. One minor comment- please rotate the pictures at much slower rates so that listeners/viewers could enjoy them better. The fast photo rotation is very distracting!
    Thanks!

  • @wedieritrea1193
    @wedieritrea1193 4 ปีที่แล้ว

    Btami xbuk tarik thank you gn eti photo display slow gberwo please

  • @ruth6614
    @ruth6614 3 ปีที่แล้ว +1

    Waw eza metshaf abey yrekba please

  • @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
    @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ 4 ปีที่แล้ว +1

    Good job EMN 💖💖💖💖

  • @andemariamlibsu3004
    @andemariamlibsu3004 5 ปีที่แล้ว

    Absina kabey nabey yzrgah neru

  • @malattedrose
    @malattedrose 3 หลายเดือนก่อน

    በባሃረ ነጋሽ ግዜ ፤ሃማስዪን አስማእራ አነበረም ፤ ከአሉላ በሃል

  • @josenivaljunior8993
    @josenivaljunior8993 4 ปีที่แล้ว +9

    Medri Bahri was the first Eritrean state?

    • @sammythegreat879
      @sammythegreat879 4 ปีที่แล้ว +1

      Yea

    • @sessenme9780
      @sessenme9780 4 ปีที่แล้ว

      Yes 🇪🇷🤴

    • @hammassieneritrea9581
      @hammassieneritrea9581 2 ปีที่แล้ว

      No mdre Hammassien was the first state of Eritrea.

    • @heruy8274
      @heruy8274 หลายเดือนก่อน

      Eritrea is creation of Italian colonialism. It has no history before Italians created it. If you want to talk about the first documented Habasa state, than it would have to be DMT before the rise of Aksum. When the strongly Sabaean influenced DMT polity declined the Aksum state rose as the dominant civilization. When Aksum declined power shifted southward and the Agäw founded Zagwe dynasty restored centralized authority over much of Tegrena-speaking lands. Amasien was the country designation of Tegrena-speaking people in present day Eritrea and it was ruled by its own dynasty of mäsafents since the Gondärine period until the political ascendancy Raes'i Alula.

  • @farahrobertooo4734
    @farahrobertooo4734 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkkkk

  • @AbrarAbdela-hc5ni
    @AbrarAbdela-hc5ni 2 หลายเดือนก่อน

    Mhzoki kab Haqi zrehaqe iyu

  • @MellionWeldemariam
    @MellionWeldemariam ปีที่แล้ว

    I do speak Portugsh so can you write the name of the book

  • @samikahsai3114
    @samikahsai3114 4 ปีที่แล้ว +1

    Bahregas Esak Eritrawiyu neru k.,kisab Ethiopian kifal botatat Hindwin yigezie neru eyu zibahal.⛪🌺🌷🇪🇷🌹❤⛵🛥✍

  • @asmerommehari6004
    @asmerommehari6004 2 ปีที่แล้ว

    Bteam xbuk kezie aynet tarki zelewo timhirt kibezih alewo eza mexehaf bkemey kirekiba ykil

  • @samikahsai3114
    @samikahsai3114 4 ปีที่แล้ว +2

    Bahregash turkway,bahregas Amenay,bahregas zeresenay,bahregas tsefena,bahregas fantay,bahregas reday,bahregasbokretsyen yibahalu neberu.eziom tiray aykonun buzuhatyom nerom.🇪🇷⛵🛥❤🌹⛪🌺🌷💐

  • @ንፋራንመከራንጊዘደይምሃብ
    @ንፋራንመከራንጊዘደይምሃብ 3 ปีที่แล้ว

    I love my people ✝️💐😘💪🏿

  • @Trendy-nd9ho
    @Trendy-nd9ho 13 วันที่ผ่านมา +1

    እንታይ ሃለውለው እዩ። እቶም ንሃይማኖት ከም መመኽነይታ ተጠቒመም ንኣፍሪካ ንክገዝኡ ዝመጹ ከም ቁዱሳት ኣምሲሎም ንዝሃቡኺ ደናቁር ሕፍረት ንዕዖም እምበር እስኺዳኣ እንታይ ኣፍሊጥኪ። ቁርሱሳት እምበር ቁዱሳት ኣይኮኑን

  • @teweldeberhe212
    @teweldeberhe212 3 ปีที่แล้ว +2

    እቲ ኣቢስንያ አንታይ ማለት ኢዩ ኣብስንያ ኢትዮጵያ ማለት ዶ ኣይኮነን ስለምንታይ ኣብስንያ ትሓዉስዮ ኣለኺ

    • @rezene7448
      @rezene7448 8 หลายเดือนก่อน

      ኣይትንሃር እትዮጵያ ኢትዮጵታ ካብ ዝተብሃለቶ፣ ኣበሲንያ ዝተብሃለቶ ይብዝሕ። ናይ ቀደም ስም ናይ ኢትዮጵያ እዩ።

  • @andemariamlibsu3004
    @andemariamlibsu3004 5 ปีที่แล้ว +3

    ህዝቢ ብፍላይ ከኣ መንእሰያት ኤርትራ ጽቡቅ መረዳእታ መታን ክህልዋና ክኢላታት ታሪክ ኣስፊሖም ምስ እዚ ዘለናዮ ጂኦግራፍያዊ ኣቀማምጣን ጎረባብትና ዝህብዎ ዝተዛበዐ ናይ ታሪክ ጽውጽዋያዊ ትንታነን እንዳ ኣነጻጸሩ እንተዝትንትኑልና ጽቡቅ ነሩ።

  • @merihhabte2063
    @merihhabte2063 4 ปีที่แล้ว +1

    እዛ መጽሓፍ ብከመይ ክገዝኣ ይክእል

  • @tesfayelemma9734
    @tesfayelemma9734 ปีที่แล้ว

    Wait a minute, you mean to tell me Eritrea had Kings and Aristocrats? I didn’t know!

  • @ጉስነት
    @ጉስነት 3 ปีที่แล้ว +2

    ህዝባዉ ግንባር ማኣስ ጀሚሩ ኣበይ ከ ተጀሚሩ ክንደይ ሰባት ከ ጀሚሮሞ ኣብ ስልጣን ዝነበረ ሽዑ መን እዩ ተገዲስኩም መሉሱለይ? ሻዕብያ ማለት ከ መን እዩ?

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 3 ปีที่แล้ว +2

      ኣቦታትና ዝነደቅዋ ሃገር ብሽፍታ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ፈሪሳ ኣቦታትና ሂወቶም ከፊሎም ዘምጽዋ ናጽነት ብሽፍታ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ተጨውያ
      ኣብቲ ኣብ 1940ታት ኤርትራ ናብ ሱዳን ኢንግሊዝ ጣልያን ኣንድነት ምስ ኢቶጵያ ኣብትማቀቀሉ ዝነብረት ወቅቲ ኣብ 1947 ኤርትራ ን ኤርትራውያን ዘቆሙ
      1/ሓርበኛ ኣጅማት በርሀ ገብረኺዳን
      2) ደግያት ኣስመሮም ወልደገርግስ እዮም
      ብፈኽራ ኢንግሊዝን ብፈኽራ ኣንድነታውያንን ከይተዳህሉ ብ 1949 ውድብ ሰልፊ ናጽነት ኤርትራ ዝመስረቱ ጀጋኑ ሓርበኛታት ኣቦታትና እዮም
      ኣሰሮም ሲዒቡ ኣቦና ወልድኣብ ወልደማርያም ንናጽነት ኢሉ ተበጊሱ ኩሉ ህዝቢ ስዒብዎ ስውራ ንኽጅመር ዓቢ መንጸፍ ዘንጸፈ ሓደ ኣቦና ወልደማርያም እዩ
      ናቱ ተኽቲሉ ውን ብደብዳበታት እንዳገበረ ሰብ ናብ ሰውራ ከምዝኽትት ዝገብር ዝነበረ ኣቦ ትግርኛ ኪዳነ ኩፍሉ እዩ ህዝባዊ ግንባር ብስነ ሓሳብ ኪዳነ ኩፍሉ እዩ ተመስሪቱ
      1/መጀር ጀነራል ኣስመሮም ገረዝጊሄር ሓደ ካብቶም መራሕትን መስራቲ ህዝባዊ ግንባር እዩ ኣዛዚ 6 ወራርን ሎጆስቲ ህዝባዊ ግንባር እዩ ኔሩ
      ካብ መስረቲ ህዝባዊ ግንባር ዝነበሩ
      2/ /ስውእ ተጋዳላይ መራሒ በጦሎኒ ዘምኪኤል ከተማ
      3/ ስውእ ተጋዳላይ ኪዳነ ጎቦዛይ
      4/ ብርጋደር ጀነራል ግርማይ ማሓሪ
      5/ስውእ መምህር ኣበራ
      6/ ስውእ ተጋዳላይ መራሒ በጦሎኒ ተስፋሂወት ስእለ
      1/ስውእ ብርጋደር ጀነራል ከሰተ ብርሃነ ገብርሂወት ሓላፊ ሓለቃ ስታፍ ሰለያ ህዝባዊ ግንባር ዝነበረ ጅግና እዩ
      2 /ጅግና ጀነራል ቢተወደድ ኣብርሃ ኣዛዚ ወደብ ዓሰብን ኣዛዚ ክፍለ ሰራዊትን ከተማታት ምሕራርን ዝነብረ ጅግና እዩ
      3/ ጅግና ስውእ መኮነን ተኽለ ጉቡጣን ኣዛዚ ኩማንዶ ፍሉይ ስርሒታት ከተማታትን ኣዛዚን መራሒ ኩማንዶ ቅያ 18 ደቂቅ ሰበል
      4/ መጀር ጀነራል ሃይለ ሳምኤል ቻይና ኣዛዚ ግንባር ፈንቅል ኣዛዚ ግንባር ጸጋማይ ግንባር ናደው
      5/ ጅግና ብርጋደር ጀነራል መብርሃቱ ተኽልኣብ ቫይናክ ኣዛዚ ፉሉይ ስርሒታት ከተማታት ደቂ ኣራዊት ሓላፊ ፈዳይን
      /6 መጀር ጀነራል ብርሃነ ገረዝግሄር ኣዛዚ ግንባር ምዕራብን ድሕሩ ክኣ ምኽትል ሓለቃ ስታፍል ህዝባዊ ግንባር ድሒሩ ክኣ ሓላፊ ሕክምና ህዝባዊ ግንባር ዝነበረ እዩ ጅግና እዩ
      7 ናይዝጊ ኩፍሉ ላዕለዋይ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ህዝባዊ ግንባር
      8/ ዘውዲ ሃይለ ካብ ላዕለወት ጻሕፍቲ ቤት ጽሕፈት ህዝባዊ
      ግንባር ቡዙሓት ደቂ ሰራየ ጀጋኑ መራሕትን ሓርበኛታትን ኣለውና ቅንጭል ኣቢለ እየ እተን ነጥብታት ዓቅሪበልኩም ዘለኹ
      ንዓይ ትገርመኒ ብገለ ደናቁር ህዝባዊ ግንባር ናትና እዩ ክብሉ ክትርኢ ከለኻ ንሕና ዘይብሉ እንታይ እዮም ጌሮም እካድኣ ብኣንጻሩ ብርእሲ ደቂ ሰራየ ይዝውሩ ኔሮም ከምኡ ክብሉም ከለው ንስኻ ውን ናትና እዩ በሎም ምኽንያቱ ጀጋኑ ኣቦታትና ኣሕዋትና ዝኽፈልናሉ ሰለ ዝኾነ
      ኣቦታትና ሂወቶም ንእስነቶምን ከፊሎም ዘምጽዋ ናጽነት ብሽፍታ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ተጨውያ ፍቆዶ ስደትን ሳሕራን ሞትን ኮይና ንርከብ

  • @andemariamlibsu3004
    @andemariamlibsu3004 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣብሲንያ ካበይ ነበይ ይዝርጋሕ ነሩ?

  • @huruykesete828
    @huruykesete828 3 ปีที่แล้ว

    Hto alatni mrawyan men eyom
    Romis ke men eyom abzia ketenexruley

  • @dontblameme596
    @dontblameme596 ปีที่แล้ว

    አዚ ታሪክ ናይ ደቂ ባሕሪ ትሪክ ዩ ካብይ ኣምጺእክዮ አዚ ናይዞም አንዳ ቀቢላ ጀልጃላት ኣስላም ስአልታትት ጌርኪ ትርካ ትትርኪ ዓዋን ጸያቂት ታሪክ

  • @saidawel
    @saidawel 5 ปีที่แล้ว

    Are the pictures form the book?

  • @EshayasEshayas
    @EshayasEshayas ปีที่แล้ว

    አብስንያ፡ማለት፡ማአዲ፡ሃዋርያት፡ማለት፡ከምዝኾነ፡ክትፈልጡ፡እፈቱ፡ብፆት።

  • @ghirmaihaile502
    @ghirmaihaile502 4 ปีที่แล้ว

    Emba tarika emba metera emba sayem below kelow kulu kebabi senafe zelo kirxi meret zeraku yemesel. Kolkal alo ..masswa wichti baxi.

  • @AbrahamWeldeyesus-wc2ut
    @AbrahamWeldeyesus-wc2ut 2 หลายเดือนก่อน

    C est aba Francesco qui vas raconte l histoire d erythrée.c n impore quoi,

  • @ghirmaihaile502
    @ghirmaihaile502 4 ปีที่แล้ว

    Wichti baxi mesghid abti kedem tarik zebehaze yeneber kemzinebere tarik yenegrena alo ab 20 kifle zemen kae hizbi zexentelu ghize kone

  • @lilmaefrem1482
    @lilmaefrem1482 4 ปีที่แล้ว +1

    Sereqti abey alo eti nay tigrina silitat sile mintay ke nay aslam sili tiray teqrebu eritrea agazianawit eya

  • @kinglion4970
    @kinglion4970 2 ปีที่แล้ว

    Entay da eti photo nay Muslim tegebro

    • @helenteklu4254
      @helenteklu4254 2 ปีที่แล้ว

      🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮

  • @huruykesete828
    @huruykesete828 3 ปีที่แล้ว

    Des zebl zanta eyu

  • @AbrahamWeldeyesus-wc2ut
    @AbrahamWeldeyesus-wc2ut 2 หลายเดือนก่อน

    C'est un étranger qui raconter votre histoire.

  • @abe7478
    @abe7478 5 ปีที่แล้ว +4

    እዚ ታሪኽ ኣብ ቦቱኡ ከሎ፣ ንምንታይ እዩ እዚ ግፍኢ ዝግበር ዘሎ ኣብ ልእሊ ሕዝቢ ኤርትራ?
    ጀብሓን፣ ድሕር ሻዕቢያ ክንጋደል ዝበሉ መሰል ሕዝቢ ኤርትራ ብግዝኣት ኢትዮጵያ ስለተጋሕሰሰ መሰልካ ክነምጽኣልካን፣ ሃራ ክነውጽእ ኢሎም ኣይኮነን ዶ?
    ንምንታይ ደኣ ሕጂ እዚ ዘይበሃል ግፍእታት፣ ካብ ገዛእቲ ዝነበሩ ዝግበረ ዘሎ?
    እሞ ዝጋደሉ ዝነበሩ ውሑዳት ኣጋዲሎም ብዙሓት ክእምጹን ብምዳልይ እዩ፣ እዚ ድማ ይረኤ ኣሎ።
    ዘሕዝን፣ ዘሕፍር ታሪኽ ጌሮም ህግደፍ ።

    • @semeretewelde5810
      @semeretewelde5810 4 ปีที่แล้ว +1

      Ezi gefehi tebelo zeleka neseka terah ika tefeleto selezi kabaka nabaka not eritreans,,

  • @berekearaya9011
    @berekearaya9011 4 ปีที่แล้ว

    ab hade bota koynu niEritrea bmleita kem hager zmerha bahregasi ab Tarik yelen lkai eu nenay kbabau bahregasitat nerom eyom nenkebabaom kea ab thti mesafnti tgray amharan gbri enagberu shmetom ysdkelom neru kabzy Wessel zeynebre tark aytngeruna Eritrea nezi hji zelato jograf zhazet kab megzaeiti tilyan ndehar eya hzbawn zbezh kab Ethiopya sagmu zmese eu ezi malt hji hager eya marbleblast demekrasawit hager ktkewn kea kulna hzba bertaena nsrah

  • @farahrobertooo4734
    @farahrobertooo4734 ปีที่แล้ว

    And you want to colonies shame pleas

  • @farahrobertooo4734
    @farahrobertooo4734 ปีที่แล้ว

    Eritrea is not french colonies crazy people shame on you

  • @alizeray3569
    @alizeray3569 4 ปีที่แล้ว +6

    Eritrea is a country which is founded by European colonazation as all african countries. Therefore it is very important that we Eritrean should put our efforts to keep our unity as country not to bring false narratives as mentioned Bahare Negasi and so on because this does not include all Eritrean and there were many other tribe leaders in Eritrea. If you try to establish such history does not strengths the coexistence of Eritrean Ethnic group together. Before Italian whole the world know which kingdoms were there.

    • @ambeseat
      @ambeseat 3 ปีที่แล้ว +8

      History does not begin with colonization. People were there for thousands of years before the Italians came. How do you think the ancient cities Adulis, Zula, Metera, Below Kelo, Quohaito, whose ruins are underground exist there. Your comment lacks sincerity.

    • @fightingspirit3512
      @fightingspirit3512 3 ปีที่แล้ว

      u sound tigraway.. get lost

  • @nonsonoio4953
    @nonsonoio4953 5 ปีที่แล้ว +1

    ታሪኽ ድዩ ወይስ ጹጽዋይ ብዘይገድስ ንኽሰምዖ ደስ ኢሉኒ.ብተወሳኺ ውን ኣገላልጻኺ ብጣዕሚ ንጹር ስለዝኾነ እየ ደስ እናበለኒ ሰሚዐኪ.... የቐንየልና

    • @biniam5667
      @biniam5667 5 ปีที่แล้ว +1

      ታሪኽ ኢዩ።
      ጽንጽውይ ኣይኮነን።

    • @wediabay1982
      @wediabay1982 5 ปีที่แล้ว +2

      ንጽሩን ብርሁን ታሪኽ ኢዩ

    • @6257-r4y
      @6257-r4y 5 ปีที่แล้ว +3

      እንታይ ጽውጽዋይ? ታሪኽኩም ብኻልእ ቓንቃ ክንገረኩም ኢዩ ሓቂ ትብልዎ ምሽ ኣይ ኤርትራውያን ነሕዝን

    • @biniam5667
      @biniam5667 5 ปีที่แล้ว

      @@6257-r4y
      ኣናታ ጨናዊ ቆማል
      ረሳሕ ትግራዋይ
      ናይ ኣኽስም ናይ ኣቢሲኒያ
      ታሪኽ መን ድዩ ጽሕፋዋ ?
      ጻዕድ ኣውሮጳዎያን እንድዩም !!
      ንመን ድኣ ክትዋራዝዩ
      ረሳሕት ጋሓፍት ህዝቢ

    • @6257-r4y
      @6257-r4y 5 ปีที่แล้ว

      @@biniam5667 kkkkkkkkk ኣንታ እዚ ጽሑፍ ንታሪክ ኤርትራ ዘራጉድ ኢዩ

  • @tesfaidessukubrom2597
    @tesfaidessukubrom2597 4 หลายเดือนก่อน

    Behinderung.xebuk.axleto.nezi.daheray.weldo.adelayn.agedasen.u.mokexelwo.

  • @yordanostafla4557
    @yordanostafla4557 ปีที่แล้ว

    Anee Ikuaa, Tzeeadaa Zithfo Tariik Ayiaminiin IYEE. Alvarez, vl AbaalbJeusii diyouu Neyirouu. So I don't think this Srltory is True. t

  • @luelabay833
    @luelabay833 15 วันที่ผ่านมา

    1000%;lying

  • @farahrobertooo4734
    @farahrobertooo4734 ปีที่แล้ว

    Asmara Massawa Assab samara hawash Addis abbé harrar zus For Somalis Same Time You Eritrea Take Somalis .Photo Amhara Eritrea Tiger Oromo Danakilo They’re Are Not Ethiopia They Refuges In Ethiopia

  • @Eriintel
    @Eriintel ปีที่แล้ว

    This is wrong history!

  • @fesshawoldu7191
    @fesshawoldu7191 5 ปีที่แล้ว +2

    bizaaba nay Alvarez gizei kabtizareb nay Isaias gizei zeytizareb gohaf!