EMNA ኣርባዕተ ጀጋኑ ብልሳኖም ERITREAN HISTORY ERITREAN MEDIA NET ASMERA

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น •

  • @emnaentertainment
    @emnaentertainment  ปีที่แล้ว +1

    "ክቡራትን ክቡራንን ተኸታተልቲ'ዛ ቻነልና። ኣብ'ዚ መደባትና ሃገራዊ ደርፍታት እነብዝሓሉ ምኽንያት፡ ሃገራዊነት ዝኹስኩስ ምዃኑ ብምግንዛብ እንገብሮ ዘሎና ምዃኑ ክትርድኡልና ንደሊ። ነቶም ደርፊ ዘሰልችወኩም ተኸታተልትና ድማ፡ ዝበዝሕ ነቲ ሃገራዊ ደርፍታት ይፈትዎ ስለዘሎ፡ ክትዕገሱና ምስ ኣኽብሮት ንሕብር። EMNA"

  • @user-Eri
    @user-Eri ปีที่แล้ว +10

    እንኳዕ ብደሓን መጻእኩም።ጀጋኑ ኣቦታትን ኣያታትን።

  • @merhawighebre6775
    @merhawighebre6775 ปีที่แล้ว +13

    ብዙሕ ኢና ነምስግነካ ኤፍረም ግደ
    ታሪኽና ስለ እትትርኸልናን እትምህረናን
    ሞሣን ምስጋናን ይግብ ኣካ 💝ብልንቢ ብሓቂ
    🏆🇪🇷

  • @eriwedihezhez
    @eriwedihezhez ปีที่แล้ว +12

    ሰላም ዓወት ንሓፋሽ ወትሩ ዝክሪ ነስዋኣት ❤❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kirosghebrewold7080
    @kirosghebrewold7080 ปีที่แล้ว +7

    ሂወትኩም ሕብኩሙና ,ከመይ ንክሕሰኩም ጠፊኡና ክብርን ሞጎስን yihabkum

  • @rigattekeste2582
    @rigattekeste2582 ปีที่แล้ว +7

    ጀጋኑና ክብርን ምስጋናን ንዓኹም ይኹም።

  • @eyobhabte5805
    @eyobhabte5805 ปีที่แล้ว +3

    ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯🐪🐫🐪proud of you guys!!!!

  • @weinifissahazion6504
    @weinifissahazion6504 ปีที่แล้ว +2

    Thank you our hero,s May god bless you all🙏❤️🙏

  • @yodit1991
    @yodit1991 ปีที่แล้ว +3

    ተኣምር ዝኾነ ታሪኽ ጅግንነት፣ ጋዜጠኛታት ሃገርና በርብርዎ ውዕሎ ጀጋኑና ገና ኣይተተንከፈን ዘሎ፣ ክብርን መጎስን ይሃብኩም፣ ኤፊ ነመስግነካ❤❤❤❤❤❤

  • @dehabtekle6563
    @dehabtekle6563 ปีที่แล้ว +3

    Jeganuna nberulna beakum demiqa aya Eritrea

  • @busd7688
    @busd7688 ปีที่แล้ว +3

    ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና

  • @titihabte7160
    @titihabte7160 ปีที่แล้ว +2

    Btaemi zehben teqedihu zeywdae jeganuna newih Edmen tienan yhabelna efoy elkum tiqesnlu gize yemtsealna Goita
    Zelalemawi Zikrin Kibrin n Semaetatna
    Awet N Hafash 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senaitbrhane3916
    @senaitbrhane3916 ปีที่แล้ว +2

    ❤jeganuna neberu🇪🇷🇪🇷⛪️❤️🕌🇪🇷

  • @blackwhiteaforstarcosmetic7106
    @blackwhiteaforstarcosmetic7106 ปีที่แล้ว +3

    ብቀዳምነት ኤፍረም ግደ ካብ ልቢ እንዳኣመስገንኩ፤ብሰንኪ ኢዚ ድክመት እዚ ብዙሓት መናእሰያትና ኣብ ጌጋ መንገዲ ኸምዝከዱ ዝገበርኩሞ ባዕልኹም ኢኹም።ዝሓለፈ ሓሊፉ እዩ ሕጂ እዉን ዘለዉ ኣብ ምፍታሾም ዘገም ከይትብሉ ብቀዳምነት ን ሚ/ሪ ዜና ለበዋይ የሕልፍ፣ ብዙሕ እምነ ቀዳምነት ህሉዋት ጀጋኑና ዓስብኩም ትረኽብሉ ዘመን ክኸዉን።ደጊመ ኣዳላዊ እዚ መደብ ጽቡቕ ስራሕ ኤፍረም ግደ።

  • @tsigeredaocubamiceal1671
    @tsigeredaocubamiceal1671 ปีที่แล้ว

    Thank you our heroes we appreciate you all ❤❤❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 ปีที่แล้ว +2

    Nebaruuuuuuu gaganuuuuuuu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍

  • @eyerusalemtesfatsion2624
    @eyerusalemtesfatsion2624 ปีที่แล้ว +2

    ሳላኩም ኮሪእና 💪🏿💪🏿💪🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐✅✅✅👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿💯💯💯

  • @freweininegash765
    @freweininegash765 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ብልቢ የመስግነካ ክቡር ብጻይ ኤፍሬም ግደ። መዓልታዊ ብዘይ ምሕላል ታሪኽ ትብርብሮ ዘሎኻ:ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን እምነየልካ። ሰብ ውዕሎ ኣፎም ከይከፈቱ ምስ እምባ ታሪኾም ይሓልፉ ኣለው። ብሓቂ ኣዝዩ ልዑል ኣበርክቶ ኢኻ ትገብር ዘሎኻ። ኣጆኻ ኣብጎንኻ ኣሎና።

  • @semerebrhane1978
    @semerebrhane1978 ปีที่แล้ว +3

    ክስማዕ ዝግብኦ ታሪኽ ጀጋኑና እዩ እሞ ሼር ግበርዎ😢😢😢😢

  • @yordanosgebremichae8339
    @yordanosgebremichae8339 ปีที่แล้ว +20

    I am very proud to be Eritrean, I just wanted to recommend if anyone wants to know more about the history of our country, especially about this topic, please read Fnkle's book, you will understand how hard it was ❤❤❤❤❤, keep it up we love you 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @michalemichale5880
    @michalemichale5880 ปีที่แล้ว +4

    Thank you EMNA! True stories of Bravery,selfishness,and outstanding Achievement from the mouths our heroes.

    • @tsigeredaocubamiceal1671
      @tsigeredaocubamiceal1671 ปีที่แล้ว

      Yes indeed thank 🎉🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷

  • @tekaliwedi
    @tekaliwedi ปีที่แล้ว +1

    🙏ስለኩሉ ነገር ጀጋኑና

  • @alemtewlde8080
    @alemtewlde8080 ปีที่แล้ว +1

    Fulyat fetret💪💪🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @tesfomteklewoldetnssae9522
    @tesfomteklewoldetnssae9522 ปีที่แล้ว +2

    መርሓባ ወዲ ግደ ጅግና ሩሑስ ዒድ❤❤

  • @meseretmessi6141
    @meseretmessi6141 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷Kbrn mogosn nsemaetatna wetru shabya awet NHAFSH 💖🌷🌷🌺❤❤💐💐🌹🌹💖🌷🌷🌺🌺❤♥️💯💯💯🙏🙏🙏🙏

  • @tsegabaryagaber3584
    @tsegabaryagaber3584 ปีที่แล้ว +16

    ❤ ነዚ ታኣሪክ ተጋዳለይ ትብል ቃል ክሰምዕ ከለኹ ድስምዓኒ ሓጎስ ኩርዓት ምድፍናቅ ብሚሊእ ኣካለይ ይሕጎስን ይሓዝን።ንምንታ እተን ተሰውኡ ተወጊኡ ድብላ ሓረግ ብጣዕሚ ብጣዕሚ የሕምማኒ❤😢።

  • @abesabereka7566
    @abesabereka7566 ปีที่แล้ว +6

    Most countires could speak on thier history of brave soldies ; however, the history of Eritrean soldiers have not been seen or done anywhere in world their sense of self sacrifice and bravery against all odds out gunned and out numbered about 10 to 1 in most battles. The Battle of Thermopylae is defined by historians as the greatness bravery against tyranny and Eritrean soldiers are the modern soldiers who stood against all odds claimed victory.

  • @sshh5175
    @sshh5175 ปีที่แล้ว +2

    ጀጋኑና ንበሩ ክበሩ ፡ ብሳላኹም ኢና ንነብር ዘለና ።

  • @tsegaibelai3938
    @tsegaibelai3938 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ክቡራት ጀጋኑና

  • @mhretabrahamrussom8976
    @mhretabrahamrussom8976 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹👍

  • @gebreamlakkahsay9303
    @gebreamlakkahsay9303 ปีที่แล้ว +3

    ❤🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷

  • @dweldeab
    @dweldeab ปีที่แล้ว

    ክብርን መጎስን አርካናትና ክመኡ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @selamaraya5711
    @selamaraya5711 ปีที่แล้ว

    Jeganu bxotey edmen tenann yhabkum fetari 🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @lucchi3902
    @lucchi3902 ปีที่แล้ว +2

    Kbren mogosn njeganuna awet nhafash
    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🥰🥰🥰💯💯

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑና ኣመስጊናን ኣድኒቕናን ኣይንጸግበኩምን ኢና እንቋዕ ካኣ ንስኹም ውን ተረፍኩም እነኹም እኳ ተዘንትዉልና ክብርን ሞጎስን ናዓኹም ይኹን ኣሜን🙏❤💐🇪🇷🇪🇷ዓወት🐪ንሓፋሽ🇪🇷

  • @andreascarlsson895
    @andreascarlsson895 ปีที่แล้ว

    Kibri niakum jeganuna. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️

  • @mizanabraha573
    @mizanabraha573 ปีที่แล้ว

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና❤

  • @semaineshtewolde4360
    @semaineshtewolde4360 ปีที่แล้ว +2

    ኤፍሬም ግደ ንእትገብሮ ጻዕሪ ከድንቐካ ይፈቱ ንጀጋኑና የመስግንን የድንቕን ክብሪ ንስዋአትና ብተወሳኺ ክብሎ ዝደሊ ብኸመይ እታ ክእለተይ ክሕግዝ እንተትሕብረኒ ምቐሰንኩ ????
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selambfkri6476
    @selambfkri6476 ปีที่แล้ว

    Jeganuna seb wielet wlud weledo Eritrea😍😍😍😍😍

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 ปีที่แล้ว +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍

  • @negashghebremariam7258
    @negashghebremariam7258 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @Eritreaforever64
    @Eritreaforever64 ปีที่แล้ว

    🌴🇪🇷🌹🌷❤️EMNA ከም ኩሉ ግዜ ጽቡቕ መደብ.ነዞም ጀጎንና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም.ክብርን መጎስን ንሰማእታትና💙🌷🌹🇪🇷🌴

  • @hame605
    @hame605 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏our heroes 💪💪💪💪

  • @eriangelino7800
    @eriangelino7800 ปีที่แล้ว +2

    Tegadalai is a self-less and self-sufficient creature created by God to establish Eritrea.

  • @S.revolution
    @S.revolution 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤long life jeganuna ❤❤❤❤❤❤

  • @asterkidane3093
    @asterkidane3093 ปีที่แล้ว

    ጀጋኑ ተጋደልቲ እዛ ኤርትራ ክነደይ ጀጋኑ በሊአ እኳዕ ነፃነት አምጸአኩልና ክብረት ይሐብኩም የቀንየልና ሐገር ሒብኩምና

  • @ruftatv2209
    @ruftatv2209 ปีที่แล้ว

    Jeganuna nberulna ❤❤❤❤❤❤

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 ปีที่แล้ว +1

    Welcome Efar❤🎉❤🎉

  • @taz3739
    @taz3739 ปีที่แล้ว +1

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት 👍❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷👍❤

  • @bggebreyesus6179
    @bggebreyesus6179 ปีที่แล้ว +4

    መሸም ንህዝባዊ ግንባር ክገልሎ ዝከእል ቃላት ፊጹም እንዱዩ ዘየለ❤ እቲ ዝገርም ግን ዉረስ ተዋራረስ መንደላይ (ዋርሳይ ከአ ልክዕ ከም ገዲም ❤ እዋይ በሉ እስከ ሕጂ ከአ ሙሉ ሰላም ይግበረል 🐫 🇪🇷❤️🇪🇷

  • @fanushaile1136
    @fanushaile1136 ปีที่แล้ว +2

    ድምጺ ሓቂ ኣዚኩም በርትዑ

  • @habenhadera130
    @habenhadera130 ปีที่แล้ว

    I proud of you my father i miss you so much ❤️❤️

  • @eriiq8208
    @eriiq8208 ปีที่แล้ว +3

    ስላም ብጾት ርሑስ ቅነ ፋሲካ ዒድን ክኾነልኩም እንዳ ተመነኹ ። እዚ ሒዝክሞ ዘልኩም ታሪኽ ኣምበርባር ትግብርዎ ዘልኹም ክብሪ መስፈር የብሉን።
    ቀጺለ ክብል ዘድሊ ግን ክምዛ ሓርበኛ ድንሽ ኣቅሪብኩማ ዝነብርኩም ነዞም ኣርካናት ካብ ናይ ውልቆም ታሪኽ ተዘርዚሩ ክቕርብሉ ዝኽእል ምስ ኩሉ ዝሓለፍዎ መስገዳልት ገዲሊ እንተ ዝቕረብ ዲንቂ ምኾነ እዚ ተሪኾሞ ዘልዉ ዋላ ሓንቲ ኣይብሉን ምኽንያቱ እዚ ተሪኾም ዘልዎ ላህመት እምበር ዕምቆት የብሉን ። ነንሕድሕዶን ክገላልጽሉ ዝኽእሉ እንተ ዝፍጠር እቲ ቀንዲ ዓሙቕ ታሪክ ምስ ተቦንቆረ ነይሩ ።

  • @kuludhrihager7270
    @kuludhrihager7270 ปีที่แล้ว +3

    To be Eritrean is a Blessing to I am so grateful to God to have such a great leaders heroes,they give us a great Country and forever freedom peace. We are so grateful and thankful for all the sacrifice you did for us. THANK THANK THANK YOU 🙏 ALL.K M N W A N.

    • @heruy8274
      @heruy8274 ปีที่แล้ว

      You obviously don't know what blessing is because to be an Eritrean is a curse. You are a refuge in a white man's country for a reason. Eritrea never had great leaders either. Had it been governed by great leaders it would not be one of the poorest, least developed countries in the world with no universities and industries. You do not live in the prison colony any more. You have been exposed to Western civilization. Upgrade your standard.

  • @filimonzeray9885
    @filimonzeray9885 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 ปีที่แล้ว +2

    ታሪኽና:ታሪኽ ቅያን ጅግንነትን ኢዩ።ነዚ ባሕሪ ዝኾነ ታሪኽ:ተዛሪብካ ገሊጽካ ጽሒፍካ ደሪስካ ዝውዳእ ኣይኮነን።በዚ ታሪኽና ክኣ ክንሕበን ኢዩ ዘለና መንእሰይ ወለዶ።

  • @علهفقعقه
    @علهفقعقه ปีที่แล้ว

    ናይ ህዝባውግንባር ጽንዓት ኣብዓለም መዋዳድርቲ የብሉን 🇪🇷🇪🇷🐆🇪🇷🇪🇷🐅🇪🇷🇪🇷🐫🇪🇷🇪🇷

  • @edenpawlos6066
    @edenpawlos6066 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yohahmichael1442
    @yohahmichael1442 ปีที่แล้ว

    ተጋዳላይ ቃላት ክገልጸኩም አይክእልን ዩ ። ዝውዓለ ይንገር ተባሂሉዩ ንሕና ህዝቢ ኤርትራ ክንሰምዓኩም ብሃንቀውታ ዩ ዝስምዓና ሓበን ፍና ምስ አንነት ልዑልዩ ወትሩ ታሪኽኩም ዘይጽገብ መንፈሳዊ መግቢ ዩ የቐንየልና ሓርበኛታትና ዕድመን ጥዕናን አብዚሑ ይሃበልና ፈጣሪ አሜን !!! ክብርን ዝኽርን ንስውአት ዓወት ንሓፋሽ !!! 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤ . . .

  • @hiwetberhe3001
    @hiwetberhe3001 ปีที่แล้ว

    ዛንታ ናይ ገድሊ ንዎሎዶታት ዝመፅእ አስተምህሮ እዩ ሞ፡ ቐፅልዎ፡። ብሕልፊ ዛንታ ስውአት ናይጅግንነቶም ክንገረሎም ፅቡቕ እዩ፡ ምኽንያቱ ዛንትኦም ክነግሩ አይክእሉን እዮም።
    ክብረት ንስውአት ክብረት ንዐኹም። ❤💙💚💛

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 ปีที่แล้ว

    Our heroes 🇪🇷🫡🇪🇷🐪

  • @senaithagos6045
    @senaithagos6045 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና አርካናት ጀጋኑና ድኻምኩም ከይጸብጸብኩም ስዋአትና ታሪኮምን ንገሩሎም ስለ ኩሉ ጅግንነትኩም ክብሪ ይሰማዕኩም ኤፍሬም ቀጽሎ 🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏

  • @yemanehaile9648
    @yemanehaile9648 ปีที่แล้ว +2

    ጥዑማት ደሃይኩም ኣይቱሓባእ

  • @josephghebrengus7458
    @josephghebrengus7458 ปีที่แล้ว +2

    🙏👍❤️

  • @piealpha795
    @piealpha795 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ኤፋር የቀንየልና ፣ ኩላቶም እዞም ዘቅረብካዮም ጀጋኑ ብዓቅሞም ታሪኽ ከውርሱ ምፍታኖም ኣዚና ነመስግኖም ።
    ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ስሩዕ ኣዛናትዋ ፣ ክምኡውን ክእለት ኣዛናትዋ ፡ ዋሕዚ ተራ ኣለዎ ፣፣
    ናይ ሌ/ኮ ሓደራ ቀሺ ናይ ምዝካር ክእለት ውሕዘት ፣ ስሩዕነት ፣ ክእለት ኣዛናትዋ ኣዝዩ መሳጢ እዩ ኔሩ ፣፡ ደጊምካ ንውሕ ዝበለ ቃለ መሕትት እንተ ትገብረሉ ኸምዚ ኸማይ ንኡስ ወለዶ ብዙሕ ምስ ተማሃርና ፣ ከም’ኡውን ከምቲ ሓደ ካብዞም ጀጋኑ ኣቦታትና ዝጠቀሶ ዓሊ ዝበሃል ንፉዕ ዘካርን ኪኢላ ናይ ምዝንታው ክእለት ዘለዎ ሓርበኛ ኣቦ ኣሎ ዝበሎም ዓይነት ሰባት ደሊኻ ኣምጽኣልና ፣

  • @SeMhar---ASM
    @SeMhar---ASM ปีที่แล้ว

    ፕእ እዋይ ጅግንነት ❗️❗️❗️

  • @worldnine8153
    @worldnine8153 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤

  • @negussiesamson3020
    @negussiesamson3020 ปีที่แล้ว

    መርሓባ Emna

  • @kuludhrihager7270
    @kuludhrihager7270 ปีที่แล้ว

    We celebrate you and proud of you our great heroes thank thank thank you 🙏 for all the sacrifice you did for our freedom and peace.May God Bless you all and keep you safe Amen 🙏.K M N W A N.

  • @fitsumnegash9266
    @fitsumnegash9266 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤ xbka serha Well come

  • @gezachnteklegeshu9158
    @gezachnteklegeshu9158 ปีที่แล้ว

    Des zibl mezakakeri ginbar gindao inda 61 & 85 ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @stighehanaghebreyesus1696
    @stighehanaghebreyesus1696 ปีที่แล้ว +1

    መርሓባ መርሓባ መርሓባ

  • @amra5753
    @amra5753 ปีที่แล้ว +1

    Good morning

  • @tesemadesta3026
    @tesemadesta3026 ปีที่แล้ว +5

    ብመጀመርታ ኤሪትራን መድያ ነትወርክ ብትገብርዎ ዘለኹም ታሪክ ኣቦታትናን ዋዕሮ ኣደታትናን ጅግንነቶምን ቅያታቶምን ዋላእኻ ካብ ባሓሪ ብጭልፋ እንተኮነ ተበግሶኹም ብጣዕሚይ ዝንኣድ ኢዩ ብዘይ ምሕላል ቀጽልዎ ክኣ ካብዚይ ንልዓሊይ ክትቅጽልዎ ንላቦ።
    ካብዚይ ብምቅጻል ነዞም ኣርካናት ሓርበኛታትናን ኣቦታትናን ዕድመን ጥዕናን የሃበልና።
    ከም ሪእይቶ ክዛረባ ዝደሊይ ከምቲይ ኩሉ ግዜ ታሪክና ካይተተረኸ ይሓልፍና ስለዘሎ ካብ ዝልዓሉ መራሓቲ ክሳብ ታራ ተጋደልቲይ ንታሪክና ዘዘንትው ኣርካናት ተጋደልትና ስለዘለው ፈትሽኩም ብዘይ ምቁራጽ ዝፈጸምዎ ቅያታት ግድሊይ ክሳብ'ዛ ግዜ'ዚኣ ዝተፈጸመ ጅግንነት ኤሪትራውይ ናይ ኩለን ኣሃዱታትን ክፍለሰራውታትን ከተቅርቡልና ተስፋ ንገብር፡ ምክንያቱ ሓዱሽ ወለዶ ብግቡእ ጅግንነት ኣያታቱን ኣቦታቱን ሰኒቅዋ ንዝቅጽል ከቀጽሎ ምእንቲይ።
    ካልእ ኣብ ኣሃዱታትን ኣብ ክፍልታትን ከምኡ'ውን ብሰሚናራት መልክዕ ነዚይ ሓዱሽ ወሎዶ ትምህርትይን መግለጽታት ናይ ነፍሲይ ወከፍ መድረኻት ጅግንነት ቅያታት ኣብ ምምጻእ ናጽነትን ምክልኻል ልኡላውነትን ዝተሰርሐ መስተንክር ጅግንነት ወዱን ጋሉን ከም'ኡውን ናይ እጃምን ኣበርክቶን ናይ ሓከይማትናን ኤምዳትናን ሎጆስትካታትናን ኩሉ ታሪኽና ክዝንቶ ኣለዎ።
    ኣብ መወድኣታ ነዚይ ታሪክናን ቅያ ጅግንነትናን ዓሚቅ ኣፍልጦን ክንረክብ ዝጽዕሩ ዘለው መድያ ምንም ንኽፍለሉ የለን፡ ብሳብስክራይብ፡ ሽር፡ ላክ ኢንዳገበርና ዝያዳ ታሪክና ምእንቲይ ብዕምቖት ኣፈልጦ ንክንረክብ ከነታባብዕም ኣለና።
    ዋላ ሓንቲይ እነውጽኣሉ ወጻኢታት የለን፡
    ተውሳኺይ'ውን ብዝክኣለና ብገንዘብ ከነተባብዕም እንተኪልና 'ውን ዝበለጸ ኢዩ።
    ዓወት ንሓፋሽ!
    ኤሪትራውነት ክቡር መንነት
    ❤❤❤❤❤❤

  • @Annn496
    @Annn496 ปีที่แล้ว

    ❤🎉❤🎉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @henokhiyabu9981
    @henokhiyabu9981 ปีที่แล้ว

    ኤርትራውነት ኣብ ግብሪ።

  • @andyghebrechrstos9933
    @andyghebrechrstos9933 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤aeb lbey

  • @gw4841
    @gw4841 ปีที่แล้ว

    ደቂ ሪመይ ጅግና ሰራሒ ቅያ ክነብር ከበለ አወፊ መስዋእቲ ብርሃን ሐራ አዉጵኡ እቲ ኩቡር መስዋእቲ ሰማዕታእና አብልብና ሰፈሮም አለው ❤❤🇪🇷🐆🇪🇷🐆🇪🇷🐆👍💪💪🐫🐆🐫🐆🐆💪🌹💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @genetweldu385
    @genetweldu385 ปีที่แล้ว

    Geganuna kubut Abotatna Edmen tienan yhabkum nsikum kssi Ertra tark serehti ekum Nberuna🥰🥰🥰🙏🙏♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🌷🌷🌷

  • @semharhailu829
    @semharhailu829 ปีที่แล้ว

    🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @aemeromedia
    @aemeromedia ปีที่แล้ว

    good post!
    💪

  • @tedrosyemane7791
    @tedrosyemane7791 ปีที่แล้ว

    እፍሬም ግደ ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና ምክንያቱ ክትረክ ዘለዎ ታሪክ ጅግንነት ኣያታትናን ኣቦታትናንዩ

  • @internallife72
    @internallife72 ปีที่แล้ว +1

    jeganuna

  • @sabakahsay5129
    @sabakahsay5129 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @segefisahaye3086
    @segefisahaye3086 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🙏🏾❤️💪🏾

  • @מיכאלארעיה
    @מיכאלארעיה ปีที่แล้ว

    Selam Deki ERI jena jeganu yiweld EPLF Selaku hegena aewuhina kbir megos njeganuna zeaelemawu zri nswaena aewet nhefashi ❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @yonaskinfe9420
    @yonaskinfe9420 ปีที่แล้ว

    Tglaeyae nhzbaey ❤ Shimano shmae

  • @michalemichale5880
    @michalemichale5880 ปีที่แล้ว

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉! Keep it up.

  • @samiyemtek1982
    @samiyemtek1982 ปีที่แล้ว +1

    ሰብ መትከል፣ ሓውልቲ ኤርትራዊ ክብረት❤🇪🇷🌹🩸🇪🇷❤

  • @alganeshtesfay6088
    @alganeshtesfay6088 ปีที่แล้ว +1

    Jeganuna kibrin misganan niakum ykun wetru Awet Nihafash 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @kiflesolomon6333
    @kiflesolomon6333 ปีที่แล้ว

    EGZIABHIER AMLAK ERITREAN HZBAN YBARK!!!
    SALTI ZEYHLEL XARKUM ERITREAN HAGER KOYNA IYA EMO TEHABEN!!!
    KIBRN ZIKRN NETOM HIWETOM ZIHABU HARBEGNATAT ERITREAN!!!

  • @titihabte7160
    @titihabte7160 ปีที่แล้ว +1

    Zkeberkum adalewti Ephrem Ghide EMN btaemi ena nemesgen
    Kem rieto gina nayti ghize znebere sielomn video nayti ztekayede kunetat Ginbar Ghindae b video intetesenywo btaemi tsbuq neru intetekaelu maletey iye bzterefe nay behaqi ina nemesgen
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mistlalhabtu9348
    @mistlalhabtu9348 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕊🍃👍👍👍👍

  • @banaokubamariyam3853
    @banaokubamariyam3853 ปีที่แล้ว

    Meglexi ayrekbolomn nezom jeganu abotatey I love my father

  • @negstihabtu6788
    @negstihabtu6788 ปีที่แล้ว

    ምስጋና ንዓኹም ጀጋኑና ምስ ኤፍሮም ግደ

  • @negstihabtu6788
    @negstihabtu6788 ปีที่แล้ว

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @himanteklemariam8749
    @himanteklemariam8749 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane9075 ปีที่แล้ว +3

    Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔💔💔💔🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @mihretyakob9177
    @mihretyakob9177 8 วันที่ผ่านมา

    Aye jeganu frhi zeykone tgadalay hzbawi gnbari izi gere ili kem jhra geru iyu zwesda ahhhh jgnenet tegdalay kemti zbhal aywdin iyu ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 edmen tinan yhbkum

  • @asemoromweldemenekrois5063
    @asemoromweldemenekrois5063 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉