EMNA ኤርትራዊት መረብ፡ ኣብ መወዳእታ መዓልታት ERITREAN HISTORY ERITREAN MEDIA NET ASMERA

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024
  • EMNA ኤርትራዊት መረብ፡ ኣብ መወዳእታ መዓልታት ERITREAN HISTORY ERITREAN MEDIA NET ASMERA Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
    #EMNA #Eritrea #Eritrean_news

ความคิดเห็น • 121

  • @emnaentertainment
    @emnaentertainment  ปีที่แล้ว +3

    "ክቡራትን ክቡራንን ተኸታተልቲ'ዛ ቻነልና። ኣብ'ዚ መደባትና ሃገራዊ ደርፍታት እነብዝሓሉ ምኽንያት፡ ሃገራዊነት ዝኹስኩስ ምዃኑ ብምግንዛብ እንገብሮ ዘሎና ምዃኑ ክትርድኡልና ንደሊ። ነቶም ደርፊ ዘሰልችወኩም ተኸታተልትና ድማ፡ ዝበዝሕ ነቲ ሃገራዊ ደርፍታት ይፈትዎ ስለዘሎ፡ ክትዕገሱና ምስ ኣኽብሮት ንሕብር። EMNA"

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436 ปีที่แล้ว +10

    ነመስግነካ : ኤፍሬምግደን : ምስ : መሳርሕትኻ : አባላት ENMA !!!.❤ 🇪🇷 🎉 !!!

  • @dl4055
    @dl4055 ปีที่แล้ว +4

    Eru adey 🇪🇷🇪🇷 naki eyu ezikulu,zelalemawi kbrn megosn nsemaetatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @merhawiyermanu62
    @merhawiyermanu62 ปีที่แล้ว +8

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት።EMNA ብጣዕሚ እናመስገና ቀጽልዎ።ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልካል ኤርትራ።ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና።

  • @solomonzere4294
    @solomonzere4294 ปีที่แล้ว +5

    Ones The Almighty God approved the victory no one can prevent. This is that to the Eritrea struggle. 🇪🇷 please please continue to tell Eritrea 🇪🇷 History. God bless you to express a lot which is reminded untold.

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 6 หลายเดือนก่อน

    Keep up the good work EMNA and team your relentless hard work is much appreciated!! 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫

  • @senait4255
    @senait4255 ปีที่แล้ว +2

    ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 ♥️ 😍🤩🥰‼️‼️

  • @eriart5057
    @eriart5057 ปีที่แล้ว +4

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ኣሰናዳእቲ Eritrean Media Net Asmara.ከም ናይ ኩሉሳዕ መደብኩም ማሕረ ኢዩ ዘሎ።ስለ እቲ ኣስማት ቦታታት ኣብ ስክሪን ስለዚጸሓፍኩሙልና ኣዝየ ኤመስግነኩም።ሂወት ዘሕለፍኩሉ ከባቢ ድማ ብዓይኒ ፍቕርን ናፍቖትን ቃንየዮ።ከባቢ ጎዳይፍ👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷

  • @user-Eri
    @user-Eri ปีที่แล้ว +8

    መርሓባ ኤርትሪያን ሜድያ ኔትዎርክ ኣስመራ🙏 መደብኩም እናመዓረ ኢዩ ዝኸይድ ዘሎ ቀጽልዎ የቐንየልና።

  • @ibrahimidris5914
    @ibrahimidris5914 ปีที่แล้ว

    Yeqenyelna EMNA media, nezi zehebin tarikh zazami kunat qalsi hizbi Eritra.
    Zehebin tarikh, zekhurie tarikh.
    Qexiliwo nezi hayal medeb, mehari medeb. 🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷

  • @asterzerazionwawwwww
    @asterzerazionwawwwww ปีที่แล้ว +4

    Thank you for Every Story that you tell us We are learning a lot Keep it up Awet Nehafash Long live Our government our strong people Our Mothers Fathers Sisters Brothers that payed there life for all of us ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤they will be RememberedFor ever and Ever May The Lord God Lord Bless out Home Land Eritrea 🇪🇷 Amen 🙏

    • @yordanoswedaeb7021
      @yordanoswedaeb7021 ปีที่แล้ว

      💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇸🇪🇸🇪

  • @liyatekie1068
    @liyatekie1068 ปีที่แล้ว +1

    Thank you EMN Awet Nihafash

  • @hailemehari4107
    @hailemehari4107 ปีที่แล้ว +11

    ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑና ምዕባለን ብልጽግናን ዕብየትን ንዘይሕለል ህዝብና👉❤🇪🇷❤✊✊✊

    • @kemaitsemharay2753
      @kemaitsemharay2753 11 หลายเดือนก่อน

      Nethelealem Kiberu Jeganunna Amen Amen ❤❤❤❤

  • @ramadansilemanmohammed8267
    @ramadansilemanmohammed8267 ปีที่แล้ว +2

    تحياتي اهلا وسهلا 🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷❤❤❤❤❤❤

  • @streetcorner1738
    @streetcorner1738 ปีที่แล้ว +3

    Great historical document!

  • @abebasiumsium4302
    @abebasiumsium4302 ปีที่แล้ว +3

    Viva👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🎂

  • @breathingexcercises4909
    @breathingexcercises4909 ปีที่แล้ว +2

    Eritrawinet kubur meninet btami nemesgnekum kexluwo awet nhafash 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @tseggafecadu52
    @tseggafecadu52 ปีที่แล้ว +1

    ናይ በሓቂ መመሊሱ ሓበንን ትብዓትን ዝህብ ኣብ መትከልካ ዘጽንዕ ነቅ ዘየብል ታሪኽ ።የቀንየልና ተቅርቦ ዘሎኻ ሰሚዕናዮ ዘይንፈልጥ ናይቶም ጀጋኑ ኣብዝኸድዎ ዓወት ዘይፍለዮም ጀጋኑና ።ቀጽሎ ከይሰልከኻ ሓደራ።ኣብ መትከልናን ኣብ ዕላማናን ኣሎና ኣጆኹም ንሰኹም ብኡ ንሕና በዚ ።ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና
    ዓወት ንሓፋሽ!

  • @araiafamily5328
    @araiafamily5328 ปีที่แล้ว +2

    Zelealemawi kbrn megosn njeganu sweatna Awet nhafash ✊️ 🇪🇷 ♥️

  • @frehasab6516
    @frehasab6516 ปีที่แล้ว

    ዋው ኣዝዩ ዝድነቕ ታሪኽ
    ሰማእታትና ወትሩ ብግብሪ ይደበሱ

  • @luwamtesfay4479
    @luwamtesfay4479 ปีที่แล้ว +1

    Mesati agedasn zatana thanks

  • @yitbarekwoldu6931
    @yitbarekwoldu6931 ปีที่แล้ว

    ኤረየ ኲሕሎ ንዒንዶ ቶሎ
    ኤረየ ኤረና ቦዂሪ ገዛና
    ናብቲ
    ጋዜጠኛ ኤፍረም ግደ! ዘገርም ታሪኽ፣ ዘገርም አናብባ፣ ዘገርም ተዘክሮ፣ ብጣዕሚ ከም ወትሩ ደስ ዘብል ፈነወ፣ነቶም ጀጋኑ ፈጸምቲ ቅያ፣ ምሉእ አኽብሮት፣አብ ቀጻሊ።
    ዓወት ንሓፋሽ! !

  • @tsehaynetsereab7521
    @tsehaynetsereab7521 ปีที่แล้ว +3

    ❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹💯💯💯💯

  • @galaxy7056
    @galaxy7056 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @marybrhan4922
    @marybrhan4922 ปีที่แล้ว +1

    thanks 🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁

  • @letinagimie539
    @letinagimie539 ปีที่แล้ว

    Thank you aziu mehari haqeyna tarik

  • @yordanosasmelash2635
    @yordanosasmelash2635 ปีที่แล้ว +2

    ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾

  • @liamicael1633
    @liamicael1633 ปีที่แล้ว

    Wetru hagerna 🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @negashghebremariam7258
    @negashghebremariam7258 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @teamrgomida7834
    @teamrgomida7834 ปีที่แล้ว +2

    ዘዅርዕ ታሪኽ ሓበን ተጋደልቲ ምዑታት ኤርትራ።

  • @menasieskwg7453
    @menasieskwg7453 ปีที่แล้ว +1

    ኤርትራ ሃገረይ ፡ ሃገር ጀጋኑ ንዘልኣለም ነጻን ልኡላዊትን ሃገር ኴንኪ ኢኺ ! ዮሃና 24 ግንቦት 2023 ! ሃሌሉያ !

  • @alemaraya4000
    @alemaraya4000 ปีที่แล้ว

    ሰሚዕካ ዝይ ጽገብ ጅግንነት ኤርትርራውያን ንኽትኣምኖ ዘደንጹ ግን ከኣ ብውላድ ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ሓላላት ዘይካኣል ተኻኢሉ ክብርን ሞጎስን ነቶም ሂወቶም ኣወፍዮም ናብዚ ብርሃን ሰላም ዘብጽሑና 🌹🇪🇷❤️ ነዞም ተካላት ጎረቤትና ተጋሩ ምስ ቶንኮልን ጥልመትን ሓሶትን ሕስድናን ክፋት ግብርን ሒዞም ዘኸዱ ጸርዮም ዘይ ጸርዩ በጃኻትኩም ንጠንቀቐሎም ብዝሓለፈ ንመሃር
    ክብርን ሞጎስን ንሰራዊትና ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @tadesetewelde4902
    @tadesetewelde4902 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mysweethomeshow4094
    @mysweethomeshow4094 ปีที่แล้ว +2

    Good

  • @elsagabramaskel4696
    @elsagabramaskel4696 ปีที่แล้ว +2

    ☮️❤️🇪🇷

  • @ftsumkidane8011
    @ftsumkidane8011 ปีที่แล้ว +1

    💪💪💪💪

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 8 หลายเดือนก่อน

    ጅግንነት ኤሪትራዊ አብ ዓለም መዳርግቲ ዘይብሉክብርን ሞጎስን ንሰማታትና አታ እዛ ጭፎራ ዋላ ናተጋደልኩም ድያ ከምዚ ዋይሓሳዳት እዳ ፍትሐት ስረ

  • @Easylife-2024
    @Easylife-2024 ปีที่แล้ว +2

    Wow ab adi nefas 2 year kem memher koyne serihe nere tum hebreteseb❤❤❤

  • @hame605
    @hame605 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷👏👏👏👏

  • @funantsegaytezare-fj9bj
    @funantsegaytezare-fj9bj 4 หลายเดือนก่อน

    Comrade king 👑

  • @kiflesolomon6333
    @kiflesolomon6333 ปีที่แล้ว +1

    EGZIABHIER AMLAK ERITREAN HZBAN!!!
    KIBRN ZIKRN NETOM HIWETOM ZIHABU HARBEGNATAT ERITREAN!!!

  • @mebrahtomhabtemichael4949
    @mebrahtomhabtemichael4949 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @misghinatiluq2054
    @misghinatiluq2054 ปีที่แล้ว

    ኣብ ዓለም መወዳድርቲ ዘይ ብሉ ታሪኽ ኤርትራዉነይ

  • @tesemadesta3026
    @tesemadesta3026 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚይ ዘደንጹ ታሪክ ጅግንነት ምዑታት ጀጋኑ ተጋደልትይ ኣዝዩ ዘገርም ፍጻሜ ኢዩ፡ እዚ ብዓበይትይ መጽሓፍቲ ታሪክ ህዝቢይ ኤሪትራ ተሓቲሙ ንውሉድ ወሎዶ ታሪኩ እንዳንበበ ኤሪትራውነቱ ክብሪ ናጽነቱን ልዑላውነቱን ንዘልኣለም ንኸንብራን ክከላኸለላን ጽኑዕ መሰረት ታሪክና ጽንዓትናን ጥርኑፍነትናን ሓድነትናን ደቂይ ሓደ ልቢይ ምንባርናን ንቅጽል ከምዘለናን ንውሉድ ወሎዶ ከሳግርዎን ኤሪትራውነትናን ማንነትናን ብዋዛ ፈዛዛ ከምዘይረከብናዮን ናጽነት ንምምጻእ ክንደይ ዓመታት ወስድልናን ክንደይ ጀጋኑ ሓርብርኛታት ሞባእ በጃ ዝከፈልናን ድሕሪ ናጽነትናን ልዑላውነትናን ምስ ኣራጋገጽና ንዝዓነወት ሃገር ክንሃንጽ ኢጅገና ሰብሲብና ኣብ ምህናጽ ሃገር ኢንዳ ሰርሓናን ኢናጽዓርናን ኣብ ውሽጢይ ውሑዳት ዓመታት ድሕሪ ናጽነትና ምስ ኣራጋገጽና ኣብ ሓጺር ዓመታት 7% ኣዝዩ ቅልጡፍ ምዕባሌ ኣምጺኢና ኣለና ክብሃል ምስ ሰምዕ ከዳ ጭፍራ ዝበልዓሉ ጸሓሊይ ዝሰብር
    ብኣሽቀልቱ ውዲትን ሕልምን ኣጀንዳታት ምዕራባውያን ሕልምታቶም ኢውን ንምግባር ቅድሚኡ ኢካ ብዙሕ ሽርሕን ምትኹታኽን ዝገብረልና እንተነበረ ጭፍራ ዕስለ ዓድዋ ኣብ 6 ግንበት 1998 ግን በቶም 8 ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤሪትራ ንክረዳድእዎም ኢይሎም ንዝኸዱ ብሃንደበት ጽላእትና ተቀቲሎም ሞባእ ሃገር ብጅግንነት ሓሊፎም ብወግዕይ ክኣ ኩናት ኣብ ልዕሊይ ኤሪትራ ኣውጆምልና።
    ኩሉ ኤሪትራውይ ክኣ ኣብ ልምዓት ዝነበረን ተጣይሱ ናብራ ክገብር ዝጀንበረን ኩሉ ድሕሪ ሃገር ኢዩ ኢይሉ ብዘይ ዋዕል ሕደር ንልዕላውነቱ ንናጽነቱን ክወራ ንዝመጸ ዓርሞሽሽ ሓይሊይ ጸላኢይ ጭፍራ ማለሊት ታንኩን ሰራውቱን ንዝተከፈተልና ብ3 ግንባራት ሓይሊ ጽላኢይ ነበር ጌርናዮ ልዕሊይ 120 ሽ ሰራዊት ጭፍራ ጉጅለ ዓድዋ ምውታት ድኽዕይ መዳበሪያ ኣብ ድንግል መሬት ኤሪትራ ተቀቢሮም ከምዝተርፉ ድራር ኣሞራ ጌርናዮም ኢይና ። ስለዚይ ጅግንነት ህዝቢይ ኤሪትራ ነነሻዕ ኢናተወልዕን ኢናሓየለን ኢናተወራረሰን ኢዩ ዝከይድ ዘሎ ምክንያቱ ክኣ ታሪክ ቃልሲይ ህዝቢይ ኤሪትራ ጅግንነት ናብ ጅግንነት ኢናተወራረሰ ክመጽእ ስለዝጸንሐ መሰረት ዓንዲ ህላወና ከም ዓረ ኢምኒይ ዝጸንዕ ስለዝኮነ ኢዩ ክኣ ንክወራረስ ዘገደዶ፡ ከምዚይ ገዛ ክትሰርሕ ኢንከለኻ መሰረት ኢንተደልዲሉ ገዛ ተሰሪሓ ካይነቀዕት ደልዲላ ትነብር ከምኡ ኢዩ ክኣ ቃልስን ጽንዓትን ሓቦን ተበጃውነትን ሓድነትን ቅያ ስሙር መስርዕን ህዝብን መሪሕነት ህግደፍን (መንግስት ኤሪትራን) ከም ማይን ጻባን ብምኻና የኽርዓና ኢዩ ክኣ ንዘልኣለም ጅግንነትና ኢናተወራረሰ ናሃሩ ኢናወሰኸ ብዘይ ምጉዳል ታሪክና ኢናተወራረሰን ክነብር ኢዩ።
    ኣብ መወድኣታ ነዛ ቻነል ተከታተልትይ ሕቡናት ሰብ ታሪክ ሰብ ቅያ ኤሪትራውያን ዝከኣለና በቲይ ዝቀለለ ብሳብስክራይብ ሽር ላይክ ካቡ ብዝሓለፈ ብስቲከርስ ካርድ ከነተባብዓ ለቦዋ ወይ ሓደራ ዘድልዩ ኣይመስለንን ኩሉ ግዱስ ብታሪኹ ሕቡንን ወዲ ደቂይ ሓደ ❤ ስለዝኮና።
    ዓውት ንሓፋሽ!
    ውድቀትን ሕስረትን
    ቅብረትን ሓመድበን
    ንጸላእቲይ ህዝቢይ ኤሪትራ፡

  • @Yyyyyyu-l5d
    @Yyyyyyu-l5d ปีที่แล้ว

  • @ሳሚሳሚ-ኀ9ጠ
    @ሳሚሳሚ-ኀ9ጠ ปีที่แล้ว +1

    ኣያና ኤፍረም ግደ ጽቡቅ ትንተና ናይ ጽልኢ ግን ጽቡቅ ገርካ ኢኻ ትኽእላ

  • @ለቲአብርሃ
    @ለቲአብርሃ ปีที่แล้ว +1

    HIJI GRM !!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @kubromghebremedhin6746
    @kubromghebremedhin6746 ปีที่แล้ว

    1977 ዝማሳሰል ታሪኽ ኣብ ቢንቶ መረብ ብ ተሓኤ ተጌሩ ነይሩ። ኣብ መንደፈራ ዝነበረ ሰረዊት ደርጊ ንትግራይ ንኽህድም ዝፈተነሉ እዋን ኢዩ።

  • @matanmatan1596
    @matanmatan1596 ปีที่แล้ว

    ኣየ ታሪክ ዪግረም እዩ

  • @michaeldebesai4878
    @michaeldebesai4878 ปีที่แล้ว

    Yohna nkulu ertrawi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹nmlae. Mklkal. Hager zewhasen. Gena ab mklkal. Zelo. Menesey. Hager 🫶🫶🫶💪💪💪

  • @hagerawitekkali4209
    @hagerawitekkali4209 ปีที่แล้ว +1

    Good job Efrem 😂😂

  • @tmnittesfazghi1503
    @tmnittesfazghi1503 ปีที่แล้ว +1

    Zgerm eritrawi tarik u bejakum tegediskum nayti jgna berhe ama tarik fetishkum akrbulna

  • @edengebrihewet8633
    @edengebrihewet8633 ปีที่แล้ว

    Eway efrem hawey etom terekiti kea jeganuna bitami subuk akerariba wedi gide dimzi belo eu kibret yhabkum kulukum Karten zisibeyen eya EMN

  • @frewinighebrekidan7469
    @frewinighebrekidan7469 ปีที่แล้ว

    Jeganu mekuraaet Aefrem
    Keae Blbiy Nemesgneka
    Kbrn megosn Njeganuna.

  • @desbelestegu3442
    @desbelestegu3442 ปีที่แล้ว

    Bitaemi zehgis zanta eu ketsilo agoka ab gonikum alena

  • @solomonzere4294
    @solomonzere4294 ปีที่แล้ว

    Swue Teklzgi abal 06 abu ab mewdaeta kem ztesewe ynger eyu. Wedi gede Aemuko

  • @candido6539
    @candido6539 ปีที่แล้ว

    ♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💯

  • @adyamkidane8557
    @adyamkidane8557 ปีที่แล้ว

    Atum anabs abotattey warotat adetatey bakum af lbna nefihna nkeyd alena wetru nzelalem kbri natkum htsubat manta

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea ปีที่แล้ว +6

    ዘላኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማኣታትና🙏ኤፍሬም ግደ ካኣ ዕድመን ጦዕናን ይሃብካ👍❤🇪🇷🐪🇪🇷❤

  • @a.t5699
    @a.t5699 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤

  • @Yyyyyyu-l5d
    @Yyyyyyu-l5d ปีที่แล้ว

    Good

  • @worldnine8153
    @worldnine8153 ปีที่แล้ว +9

    ኣብ ዓለም መወዳድርቲ ዘይ ብሉ ታሪኽ ኤርትራዉነይ❤❤❤

  • @teklitteklemariam800
    @teklitteklemariam800 ปีที่แล้ว +7

    Eritreawnet Chewnet kbur Mennet wedi hzbi. GLORY TO OUR ERITRANS MARYTERS

  • @amanueltekle7836
    @amanueltekle7836 ปีที่แล้ว +3

    EMNA ታሪኽ ኤርትራ ንብርባር ትገብርዎ ጻዕሪ እናሞገስኩ አድማስ ታሪኽ ና አስፊሕኩም ስብ ውዕሎ ጀጋኑ ሃሰው እናበልኩም ዚያዳ
    ከተዕምቁዎ ጻዕርታትኩም ንኸተዛይድዎ ይላቦ
    ሀገርናን ሕዝብናን አምላኽ ይባርኽ

  • @semaineshtewolde4360
    @semaineshtewolde4360 ปีที่แล้ว +7

    ኤርትራዉነት ክቡር መንነት ❤❤❤

  • @JjJj-rg1xo
    @JjJj-rg1xo ปีที่แล้ว +3

    መደብኩም ኣዝዩ መሳጢ ኢዩ፡ ንዓይ ወልፊ ገይርለይ ኣሎ፡ በጃኹም ታሪኽ ዘገንፎ ደሊኹም ርኸቡለይ፡ ዘገንፎ ጽሉል መሲሉ ንመንእሰያት ኣስመራ ታሪኽ ሃገሮም ዝማሀረ ኣቦ ኢዩ፡፡ ተስፋይ ተክለ ካብ ዳላስ ቴክሳስ።😊

  • @abrahamawet7245
    @abrahamawet7245 ปีที่แล้ว +4

    ንኣዘተውቲ ታርኽን ንኣቅራቢ ዛንታ ታሪኽን ነመስግን

  • @michaeldebesai4878
    @michaeldebesai4878 ปีที่แล้ว +1

    Yohana. Yohana. Nmelae. Hzbi Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹❤️🌹❤️degime degagime. Yohan. Bzyada Neti ab . Mklkhal. Hager zolo menesey. Yohana. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mebrahtomhabtemichael4949
    @mebrahtomhabtemichael4949 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @mhretabrahamrussom8976
    @mhretabrahamrussom8976 ปีที่แล้ว +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹👍❤️

  • @raeftwi7053
    @raeftwi7053 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ኤፍሬም እዚ ተቕርብዎ ታሪኽ መሃሪ ኢዩ ቀጽልዎ እቲ ሕጂ ዝትረኽ ዘሎ ታሪኽ ግን 1991 ተባሂሉ እንተዝእረም እተን ኣብኡ ዝተሳተፋ ኣሃዱታት ካኣ ካብ ግንባር ደቀምሓረን ጢዖን ጥራይ ዘይኮናስ ካብ ግንባር ጊንዳዕ ውን ሓንቲ ቦጦሎኒ ካብ ክፍለ ሰራዊት 85ን ሓንቲ ቦጦሎኒ ድማ ካብ ክፍለ ሰራዊት 61 ብርጌድ 13 ቦጦሎኒ 3 ካብ ያንጉስ ድማ ብኣዛዚ ኮር 271ሃይለ ሳሚኤል ቻይና ኢዪ ኣፋንዩና ኣነ ውን ኣባል ናይዛ ቦጦሎኒ ኢየ ኔረ እዚ ወደሓንኩም ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕናን ኣብ ስራሕኩም ካኣ ኣሳልጦ ይምነየልኩም

  • @samuelfoto1113
    @samuelfoto1113 ปีที่แล้ว +1

    መደባትኩም መሳጥን መሃርን'ዩ። እዚ ግን ነዚ ናይ ሕማመይ ኣብ እዝኑ ዝኣቱ ኣይመስለንን። ስለዝኾነ ካኣ ኢኽም ከምቲ ትደልዩዎ ሳብስክራይብ፡ ላይክ... ዘይትረኽቡ ዘለኹም። ብልማኖ ዝኸውን ስለ ዘየለ ግን ሼር ግበሩልና እናበልኩም ምድግጋም ለውጢ ኣየምጽኣልኩምን'ዩ እሞ ስቕ ኢልኩም ጥራይ ቀጽሉ። ኣይትለኑ!

  • @negstihabtu6788
    @negstihabtu6788 ปีที่แล้ว +1

    ክብርን ሞጎስን ንስውአትን ሰማእታትና ብስራሕንን ግብርናን ይደበሱ ሰላምን ራህዋን ነቲ ዘይሕለል ጅግና ህዝብና ይኩን ዓወት ንሓፋሽ
    ኤፍሮም ጊደ በቲ ተቅርቦ መደብ ነመስግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @teweldeneguse2270
    @teweldeneguse2270 ปีที่แล้ว +2

    ብታኢሚ መስደሚም ታሪክ አፍረም ኪብረት ይሃበልና ታሪክ ጀጋኑ keep up🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @genethadera.8189
    @genethadera.8189 ปีที่แล้ว +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @genetweldu385
    @genetweldu385 ปีที่แล้ว +1

    Gignnet Ertrawi mewedata yeblun 🥰🥰❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪

  • @מיכאלארעיה
    @מיכאלארעיה ปีที่แล้ว +1

    Selam deki ERI jeganu❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 ปีที่แล้ว +2

    👍
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meazatesfamicael2346
    @meazatesfamicael2346 ปีที่แล้ว +1

    Abet jegnenat alam zazaraba enda weynu hadadate dala shaebya zerakabwo naxenateka kaman zekehedu dakey may talamet dehulat esoke hezebey Eritrea lamantey

  • @solomonzere4294
    @solomonzere4294 ปีที่แล้ว +1

    Medfaji bren Tesfemariam /kab Madsawa /abu kem tesewa yzreb eyu. Ansseba zbl sagu ab Massawa neyrwo.tewkiskum glesulna

  • @abrahameyob2871
    @abrahameyob2871 ปีที่แล้ว +2

    ጅግነት ኤረተራዊ እዳሓደረ እዪ ዘኩረዕ ❤❤❤።

  • @kirosasfaha3216
    @kirosasfaha3216 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 ปีที่แล้ว +1

    ኤርትራዊ ምዃን ኩርዓት ሓበን ጅግንነት ማለት ኢዩ።

  • @asmerashikor6640
    @asmerashikor6640 ปีที่แล้ว +1

    ዕምበባ ሃቡለይ💐💐💐💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samsongebrehiwethager
    @samsongebrehiwethager ปีที่แล้ว

    ኣዝዩ ዘይጽገብን ሰሚዕካ ዘይምኖን ፡ ታሪኽ ገድሊ ኤርትራውያን ። ኩሉ ዜጋ ብጽሞና ክሰምዖ ዘለዎ ትረኻ፡ EMNA🇪🇷 ብሓፈሻ ፡ ጋዘጤኛ ኤፍሬም ግደ ድማ ብፍላይ ነቲ ኩሉ ኤርትራዊ፡ ብፍላይ ድማ መንእስይ ወለዶ፡ ነዚ ኩቡር ታሪኽ ኣቦታቱን ኣያታቱን ንኽፈልጥ ትገብርዎ ዘለኹም ጻዕሪ ኣዝየ አመስግን። ቀጽልዎ ድማ ክብለኩም ይፈቱ ። ኤርትራ ንዘልኣለም ተኸቢራን ተሓፊራን ትንበር ። ዝኽርን ክብርን ነቶም ስለ ኤርትራ በጃ ዝሓለፉ ጀጋኑና ። ዓወት ንሓፋሽ !!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @aronogbay72
    @aronogbay72 ปีที่แล้ว

    ኣየ ወያነን ተንኮልን ጥልመትን። ብርኡይን ብዘይ ርኡይን ትልም እዮም ዘብሉኻ። ሻዕብያ ኮይኑ'ምበር ዘይከኣል፡ ወያነስ....እንቋዕ ጥራይ መወዳእታኣ ኣርኣየና።

  • @yonaskinfe9420
    @yonaskinfe9420 ปีที่แล้ว

    Aednae ybrklnae Maeryam Aesamraen Aedynae 🎉 aedyan Antae rasae aetwldnae mbael yhashni Aenae jgnae fkri yemsgen ftaeri Earth turo work God Eritrwaen

  • @yoditsemere9427
    @yoditsemere9427 ปีที่แล้ว

    የቐንየልና ክብሪ ይሃብካ ነዚ መሳጥን መሃርን መደብ ብቀጻሊ ተቕርበልና ዘለኻ ኤፍሬም ግደ ብሓቂ ጋዜጠኛ ማለት❤❤❤❤❤❤

  • @tesfayhabtemicael2024
    @tesfayhabtemicael2024 ปีที่แล้ว

    ተገዳላይ ህዝባዊ ግንባር መወዳድርትይ ዘይ ብሉይ ፍጥረት ኢዩ ሃገረይ እምበር ውልቃዊ ረብሓ ዘየቀድም ወትሩ ኣብ ልብይ ነፍስወከፍ ሰብ ተስሕፉ ኢዩ

  • @dawittekle-w7d
    @dawittekle-w7d ปีที่แล้ว

    Efrme geda betiami ena nemesgnka
    Shebiya for ever🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @aregayezuznayzgi3392
    @aregayezuznayzgi3392 ปีที่แล้ว

    መርሓባ ወዲ ግደ ሓዉና!
    እወ ንኹሉ ግዝየ ክትቅጽል ወይ ክቕጽል ዘለዎ መደብ እያ እሞ መርሓባ ንበረልናን ቀጽለልናን 🇪🇷🌹❤👍🌹❤🇪🇷🇪🇷

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️👍👍👍

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane9075 ปีที่แล้ว +1

    I am proud to be Eritrean Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @akberetabraha4950
    @akberetabraha4950 ปีที่แล้ว

    Thank you Brother wedi eriy
    I,m so very proud of you
    ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Sg3f
    @Sg3f ปีที่แล้ว +1

    ሳሰ ዳዕሮ ኹንዓት ,❤❤❤

  • @habtomissak3967
    @habtomissak3967 ปีที่แล้ว +1

    Ertrawi kbur Mennet

  • @elenzere8nv253
    @elenzere8nv253 ปีที่แล้ว

    Anes eti xnatom ygermeni kbri nhayltat mklkaln mogos nsemaetatna awet nhafash

  • @tesfalemtesfamariam2387
    @tesfalemtesfamariam2387 ปีที่แล้ว

    እዚ ታርኽ ክስነ ኣለዎ ኣፈታርዝኽ ኮነ ክይትርፍ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍💪👍💪

  • @elsagabramaskel4696
    @elsagabramaskel4696 ปีที่แล้ว +2

    🙏🙏🙏🙏 EMNA ☮️❤️💪🏿🇪🇷❤️

  • @mariamawit
    @mariamawit ปีที่แล้ว

    Kibrn mogesn n suwuatna Awet n hafash 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷