ERISAT: ብሪጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ | 1ይ ክፋል| "ኣብ ምዝላቕ ናይ ባድመ እቲ ቐንዲ ሽግር መካይን ሒዝካ ክትዘምት ናብ ድኳን ምጕያይ እዩ ኔሩ"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2020
  • ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል👇🏽
    Option 1 erisat.org
    Option 2 paypal.me/erisat
    #ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #Unity

ความคิดเห็น • 581

  • @tekleh.yohannes9340
    @tekleh.yohannes9340 3 ปีที่แล้ว +53

    The way Tekeste Haile communicates and articulates the matter is outstanding. Erisat, I would like to request you to invite Tekeste Haile as frequently as possible.

    • @DBlockniss
      @DBlockniss 3 ปีที่แล้ว +5

      yes. very decent and sharp talker

    • @sababahre1463
      @sababahre1463 3 ปีที่แล้ว

      mms m»p ft

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 3 ปีที่แล้ว +1

      ተኸስተ ፡ down down ክትብል ፡ ሓንቲ ስኒ ተሪፋትካ ። ሕጂ ድማ ንሳ ሒዝካ ብኮሮና ክትመውት ኢኻ ።
      ኣብ ዓድኻ ዓጋመ ፡ ኣብ ስንቃጣ ድማ ክትቅበር ኢኻ ።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 3 ปีที่แล้ว +7

      @@danielhadgu ኤምክን ንባእልኻ ይገብረልካ ይኸውን እዝጊ እምበሪ ንስኻ ፈራዲ አይኮነን

    • @elisabethghirmay6920
      @elisabethghirmay6920 3 ปีที่แล้ว +1

      He is super hero who suffered most due to the corrupted military leadership. With utmost respect.

  • @alsatsfay7277
    @alsatsfay7277 3 ปีที่แล้ว +14

    ኩቡር ጀነራል ተከስተ በቲ ቡሱል ሐበሬታ ዝሀብካዮ ክትምስገን ይግባአካ ጀግና ተጋዳላይ 👌👍👍

  • @amlakymesgen5476
    @amlakymesgen5476 3 ปีที่แล้ว +19

    Kbur General Tekeste haile btaemi nemesgneka kemewn erisat ajokum keribna ena knewet tsaerkum ayfeleyena 🙏🙏🙏🇸🇪🇸🇪🇸🇪👍👍👍👏👏👏💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐

  • @user-ht6xy8iv1m
    @user-ht6xy8iv1m 3 ปีที่แล้ว +48

    እዛ ቃል ሓርበኛ ኣቦና ቢተው ኩሉ ግዜ ኣዘውትርዋ ሓደራ

  • @nifthiharneteritrea3989
    @nifthiharneteritrea3989 3 ปีที่แล้ว +57

    ዝኸበረካ ጀነራል ተኸሰተ ሀይለ ብጣዓሚ የመስግነካ ነዚ ታሪኸ ምገላጸካ.ቀጺለ ክሐተካ አዘ ሐቀኛ ታሪኸ ብናተካ መግለጺ ምሰ ናትካ ታረኸ ገርካ አበ መጸሐፈ አንተ ዝሕተመ ነቶመ ኩሎመ ዝለሐለፈ ዓበይቲን መንሰያተ ምተዘከሩ.
    ዝመጸአ ወለዶ ኸአ ዓቢ ትምህርቲ ምኾኖ,

  • @aronyonas473
    @aronyonas473 3 ปีที่แล้ว +59

    ክቡር ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ የቐንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስለቲ ብልሕኻን ክእለት ጽፉፍ ሓበሬታ ነመስግነካ::
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 3 ปีที่แล้ว +1

      ተኸስተ ፡ down down ክትብል ፡ ሓንቲ ስኒ ተሪፋትካ ። ሕጂ ድማ ንሳ ሒዝካ ብኮሮና ክትመውት ኢኻ ።
      ኣብ ዓድኻ ዓጋመ ፡ ኣብ ስንቃጣ ድማ ክትቅበር ኢኻ ።

    • @aronyonas473
      @aronyonas473 3 ปีที่แล้ว +4

      @@danielhadgu
      ንዓደይ እንታይ ከምዘበርከትኩን ዘበርክቶ ዘለኹ ንዓኻን ከምዝከማኻ ዝኣመሰሉ ባልዕ
      ጽግዕተኛ ዘይኤርትራውያን
      ምግላጽ ኣይምልከተካን :ባዓል
      መን ምዃንኩም ንፈልጥን
      ዘይተርፍ ዉድቀትኩም ፎእ
      እንዳተባሃልኩም ክትፍረዱን
      ብኽፉእ ከምትጠፍኡ ፍለጥ:
      ጸላእቲ ኤርትራ/ኤርትራውያን
      ህዝቢ ነቕሑሎም ዘሎ ኣይ
      ባዓል ሓጎስ ክሻ የማነ ገ/መስቀል: ኣብርሃ ካሳ: መቐለ ወድ መቐለ : ከበደ : ከበደሽ: ብዓቢኡ "ሃጸይ ቀርኒ ኣፍሪቃ" ሓለቓኹምንዮ: ክክክክክ

    • @yeabsira4357
      @yeabsira4357 3 ปีที่แล้ว +1

      ገብረየሱስ ፣-ሚስኪናይ በቃ እዚአያ አቅምኩም አኪሉኩም ወያነ ክትብሉ እፍሊ ተወልጄ ሓቂ መቸም ትመረኩምያ ብዝኮነ ኤርትራ ንኤርትራዊያን እዚ ቦታካ አይኮነን

  • @user-of9fg7fi9e
    @user-of9fg7fi9e 3 ปีที่แล้ว +31

    ሰላም ክቡር ሓርበኛ ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ
    (ወዲ ሃይለ) ጽቡቅ ኣስተምህሮ እዪ ነመስግን

    • @user-wb2id9fx5b
      @user-wb2id9fx5b 3 ปีที่แล้ว +2

      🇪🇷✌🇪🇷✌🇪🇷✌🇪🇷

  • @danlolo6711
    @danlolo6711 3 ปีที่แล้ว +10

    ፍሉይ ብልሒ ዘለዎ ጀነራል ። ዋሓዚ መግለጺ ከኣ ኣዝዩ ዝምስጥ።

  • @unity5113
    @unity5113 3 ปีที่แล้ว +7

    Welcome B/General thank you for coming

  • @samiandu4495
    @samiandu4495 3 ปีที่แล้ว +11

    Best interview ever I seen,clearly 👌👌👌🙏🙏

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 3 ปีที่แล้ว

      ተኸስተ ፡ down down ክትብል ፡ ሓንቲ ስኒ ተሪፋትካ ። ሕጂ ድማ ንሳ ሒዝካ ብኮሮና ክትመውት ኢኻ ።
      ኣብ ዓድኻ ዓጋመ ፡ ኣብ ስንቃጣ ድማ ክትቅበር ኢኻ ።

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 3 ปีที่แล้ว

      @@danielhadgu ጋዕ ጋዕ ሃዳሚ መን ኣዴኻ ዓጋመ ኢሉካ ተረፍ ደርጊ

  • @efremkibreab
    @efremkibreab 3 ปีที่แล้ว +9

    Proud of you! 🇪🇷❤

  • @betewededabraha569
    @betewededabraha569 3 ปีที่แล้ว +25

    Betamy ena nemsgeneka General Tekeste 🇪🇷😍

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 3 ปีที่แล้ว

      ተኸስተ ፡ down down ክትብል ፡ ሓንቲ ስኒ ተሪፋትካ ። ሕጂ ድማ ንሳ ሒዝካ ብኮሮና ክትመውት ኢኻ ።
      ኣብ ዓድኻ ዓጋመ ፡ ኣብ ስንቃጣ ድማ ክትቅበር ኢኻ ።

  • @kokobnegash7408
    @kokobnegash7408 3 ปีที่แล้ว +5

    Descent, hamble, informative, love it

  • @salmhumed4994
    @salmhumed4994 3 ปีที่แล้ว +41

    ahhh wedi hayle!!! I wish kulu abal k/serawit36 yreyo ezi interview I'm 100/100 sure hakenyan fithawin kem zneberka ms maskerulka! ane dma hade kabatom eye abal k/36 nere ..erisad thank you so much ! you invited very important person great job well done ! wedi hayle Jigna live long life 👍👍👍

  • @tesfaluulmichael8020
    @tesfaluulmichael8020 3 ปีที่แล้ว +27

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ። ብፍላይ ነዚ ሐድሽ ወለዶ ፥ ብዙሕ ተሀስዩ ፥ ሀገሩ ከም ዝጸልእ ገርዎ ኹናት ባድሜ ብጠንቂ እዚ ንሰምዖ ዘሎና ጸገማት መሪሕነት ። አይከሰርናን??

  • @mannieberhanu3469
    @mannieberhanu3469 3 ปีที่แล้ว +11

    General Haile. all relevant questions about the 1998 war will be answered if all the ones who played around the lives of thousands of Eritreans get caught alive....thank you for all the scarface you have made to free our people from the bondage of Ethiopia and again for the sacrifice you are making at this time to free our people from the dictatorship of Isayas Afeworki...yes, we stand with you on this fight to the end no matter how painful and agonizing the path to true freedom gets...we shall prevail..God bless Eritrea and Eritreans...

  • @bisratgoitom6279
    @bisratgoitom6279 3 ปีที่แล้ว +21

    ብሓቂ ዘይምስምማዕ ኔሩ ክብሪ ይሃብካ ክቡር ብ/ጀረናል ተኸስተ ሃይለ። ብፍላይ ንኣወዳድባን ኣታሕዛ ድፋዕን ብቀጻሊ ሓቲትና ዋላ ኣብ ፍሊጶስ ኣብ ከባቢ መኻርም እንዳዓያዪ ኣብዝተገብረ ንኣብ መንጎ ገምሃሎን ብያራን ዘሎ ከፋት ቦታ መንዩ ዝሕልዎ ስለምንታይ ተገዲፉ ተባሂሉ ተሓቲቱ ሓሳብና ክንፍጽም ኣይትሃዉኹና ኢሉ መሊሱ ሰራዊት ግን ኣብቲ ጉዳይ ቀጻሊ ሕትኡ ቀጺሉ እሞ ነደይ ድየ ጥሪጣ ኢለ ክነግረላ ኢሉ ድጊሙ መሊሱ ቃል ብቃሉ ኢየ ዝነግረኩም ዘለኹ ። እሞ ፈንጂ ይተኸለሉ ካልእ ይትረፍ ክኣትዉ ከለዉ ክንሰምዖም ወይ ስለያ ይሓልፍዎ ድዮም ኣይሓልፍዎን ውን ክንፈልጥ ወይ ብሮንዳ ክሕሎ ተሓቲቱ ስለምንታይ እቲ ቦታ ንስልኳ ኣዝዩ እስትራተጃዊ ኢዩ።
    ኣብ መጨረሽታ እቲ ንባድመ ኣብ ዕለት 21/2/99 ዝኣተወ ሰራዊት በቲ ቦታ ኣትዩ ። ስለያ ክ/ሰራዊት ጌና ክብገስን ክዋዳደብን እንከሎ ኣብ ድሕሪ ዋዕላ ንህቢ ዝብሃል ጎቦ ሓበሬታ ኣጽፊፎም ሂቦም ። ክብገስ ከሎ ውን ሓቢሮም ንሕና ንባዕልና ሓደ ገዚፍ ሓይሊ ይመጽእ ከምዘሎ በቲ ተፈጢሩ ዝነበረ ዶሮና ናይ ተሽከርከርትን እቲ ቦታ ኣዝዩ ጣሻ ስለዝኾነን ጽርግያ ስለዘየብሉ ዶዞራት ብቅድሚት ዝጸርጋ ተላይ ተሰሊፈን ስለዝነበራን ዓቢ ደሮና ተፈጢሩ ኔሩ ።
    እቲ ናባና ብፍትና ዝመጸ ክድምሰስ ከሎ እቲ ባታ መሕለፊ ቦታ ዝኣቱ ዝነበረ ግን ከይንትኩሰሉ ትእዛዝ ተማሓላሊፉ ከቢድ ብረትና ደው ከነብሎ ተሓቢርና ። ድብያ ክግበር ትጽቢት ኔሩ ግን ድብያ ክገብር ዝኽእል ዓቅሚ ኣብቲ ከባቢ ኣይነበረን ። ሓንቲ ቦጦሎኒ ናይ ኮር 161 ምሳና ኔራ ነቲ 5 ክክላተ ሰራዊት ምስ መካናይዝ ዝኣተወ ሓንቲ ክትገብሮ ዝክኣል ኣይነበረን ከምቲ ጀረናል ተኸስተ ሃይለ ዝበሎ ድማ እቲ ዝነበረና ስርዓተ ርክብ ብክሪስታል ሬድዮታት ኔሩ እሱ ድማ ከምቲ ናይ ቀደም ምስ ናይ ካልእ ኣሃዱታት ከራኽበካ ዝኽእል ኣይነበረን ስለዚ እታ ቦጦሎኒ ምስ ዋላ ሓደ ምትእስሳር ዝየብላ ኢያ ኔራ ። ድሕሪ ናይ 48 ኣከባቢ ሰራዊት ወያነ ኣብ ከባቢ ባድመ ብዘይኩናት ሓዱሽ ዓዲ ኣብ እትብሃል ንኡሽተይ ቁሸት ተኣኻኪቡ የዕሪፉ ሂልኮፕተራት ከይተረፈ ዘድሊ ስንቂ የውርዳሉ ድሓር ክዝርጋሕ ጀሚሩ ።
    ኡይ ኢልና እንታይ ኢዩ ዝኸውን ዘሎ ኢልና ግን ዝምልስ የለን ። ኣንኮራ ካብ ድሕሪኡ ተጠዊኹም ንቅድሚኡ ውጹ ተባሂልና ኣጽዋር ከቢድ ብረት ን17 -18 ስዓታት ብኣዝያ ኣጻድፍ ንወገን ገዛ ገርህላሰ ተጸጊዕና ክሳብ ደም ዝሸኑ ኣባላት ኔሮምና ነቲ ብረት ኣብ ምስካም ንጽብራ ውጺና ትኽ ኢልና ዕለት 26/2/99 ኣብታ ታባ ሰማይ ኣቲና ቦምባ ከምዘየለ ድሓር ፈሊጠ ሰራዊት ኣይፈልጥንዩ ኩናት ኮሎ ብዓቀን ክንትኩስ ይግበር ኔሩ። ገምጋም ክግበር ትጽቢት ኔርዎ ሰራዊት ግን ኣይተገብረን ።
    ኩሉ ግዜ ናይ ባድመ ስለምንታይ ዘይተላዕለ ይብል ኔረ እሞ ዕድመ ይሃብካ ጀረናል ተኸስተ ብኸፊል እቲ ሓቂ ገሊጽካ።
    ሰብ ክርድኦ እቲ ሽርሒ ብድሕሬና እምበር ብቅድሜና ኣይነበረን ።

    • @jesuswept998
      @jesuswept998 3 ปีที่แล้ว

      ተመሳሳሊ ኣብ 2ይ ወራር ውን፡በቲ ክፊት ቦታ ዮም ኣትዮም እቲ ሚስትር ግን እንታይ ዩ ኔሩ

  • @user-tu2jk9fi9b
    @user-tu2jk9fi9b 3 ปีที่แล้ว +16

    ጀኔራል፥ ብልሕኻ ዝንኣድ ኢዩ፥እድሜን ጥዕናን ይሃበካ፥

  • @eyobtes5588
    @eyobtes5588 3 ปีที่แล้ว +17

    ክቡር ብ/ጀ/ ተኸስተ ሃይለ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ! እንቓዕ ኣየሕቀቑኻ ነዚ ምኡዝን ጽፉፍን ብቑዕን መግለጽን ትብዓት ዝመለኦ ተመኹሮኻን ክንቀስም ኣይምኻኣልናን ኔርና !! ብዝኾነ ኣጆኻ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ! ቀጽል በርትዕ !!!! ።

  • @ameche-sawa5111
    @ameche-sawa5111 3 ปีที่แล้ว +2

    We love you and support you General Tekeste

  • @ZYosef-sd7wu
    @ZYosef-sd7wu 3 ปีที่แล้ว +6

    Again many thanks for this amazing interview with this remarkable General Tekeste Haile. As always, he is a fascinating person who is a highly accomplished patriot and hero of Eritrean revolution. He provided some very thought provoking account and analysis about his lived experience. While I thank the very capable interviewer, it would have been wonderful to have the opportunities to take questions from viewers [i.e. what was General Tekeste's thought about what happened to those 6 Eritreans who disappeared, (although he said 2 out of 8 were later known to be taken as hostages)? why is it that Esayas was more focused on the 'business' side than the military situation during the war? The General stated that there were provisions provided for the front line fighters, i.e. soap, food, and 'women'. On the last point, the 'women', what was that about? These and more are questions this writer would have liked to ask for the General to elaborate and give his own point of view. General Tekeste is not only brilliant and a gem, he is a credible chronicler and seemed to be a straight arrow. In addition, though he is a highly skilled military man with uncanny ability to narrate and provide very clear picture of the workings of our military and political leadership. It is very important to have accurate documentation, particularly about the war with Woyanne. I hope he has or is currently writing a book or a memoir, as it will be an important contribution to Eritrean history. Finally, it is heartening to see a true Eritrean hero giving testimony on behalf of himself and his countrymen and women.
    I look forward to Part II of this interview.

  • @asgedombeyene6176
    @asgedombeyene6176 3 ปีที่แล้ว +31

    ብመጀመርታ የቀንየልና ኩቡር ጅግና ተከስተ ሃይለ ብዛዕባ ስብእነትካ ኣሕሊፍካ ዘይትህብ ኣብነታዊ ሰብ ምዃንካ ፈለጥትኻ ቡዙሓት እዩም ንስለ ሓቀኛ ምስክርነትካ ሽሕ ግዜ ነመስግነካ እበር ብሰንኪ ህልኽ ባዓል ፍሊጶስን እቲ ዓንዘር ኣዩኡ እሰያስ ክንደይ ቀያሕቲ ከፊልና ግን ዳሓን ግዜ እንዋሕ እሕጸር ካብ ተሓታትነት ኣይከምልጡን እዮም።

    • @user-of9fg7fi9e
      @user-of9fg7fi9e 3 ปีที่แล้ว +6

      ፍሊፓስ ብናቱ ፍሽለት መንእሰይ ምስ ተወጸዐ ነቀፌታ ተባሂሉ ሰራዊት ነቂፍዎ ኔሩ ' እሰያስ ግን ከሙኡ ስለ ዘድልዪዎ መሊሱ ስልጣን ወሲክዎ

    • @tellaameno3071
      @tellaameno3071 3 ปีที่แล้ว

      @@user-of9fg7fi9el

  • @Tigrayshallprevail2020
    @Tigrayshallprevail2020 3 หลายเดือนก่อน

    ጅግና

  • @siraksiku8186
    @siraksiku8186 3 ปีที่แล้ว +15

    ሓቀኛን ቅኑዕን ሰብ ናይ ሰብ ዘይናቱ ዘይህብ ሰብ እዩ። ኣብ'ቲ ህሞት ዘይነበርካ ብሓደ ክልተ ሰብ ንጸላኢ ከተሕጉስ ወይ ውን ንሕዝቢ ኣብ ዘተደልየ ኣንፈት ንኽትጥምዝዝ ኢልካ ዝግበር ናይ ወሽለኽለኽ ኣካይዳ ቅቡል ኣይኮነን፡ ከም ሰብ ውን እምንቶ ክህልወካ ኣይገብርን እዩ። ንዝበዝሕ ጎዶሎ ኣምጺኻ ነቲ ሓቂ ክትቀብር ምፍታን ውን ጸለመ ታሪኽ ናይቶም ዘለዉ ዘይኮነ ናይቶም ዝሓለፉ'ዩ ስለዚ ንዓና ነዞም ሓድሽ ወለዶ ብኸምዚ ናይ ወዲ ሃይለ እገባብ እምበር ካልእ ዝደኸመ ኣካል ኣምጺኻ ሓንጎል ኣይነባላሹ። Thank you Henok.

    • @user-of9fg7fi9e
      @user-of9fg7fi9e 3 ปีที่แล้ว +1

      ልክዕ ኣለኻ ብሮ

    • @yemanegebrehiwot877
      @yemanegebrehiwot877 3 ปีที่แล้ว +2

      General Tekeste is fair enough, to the extent,
      "giving the devil his due".

    • @aronyonas473
      @aronyonas473 3 ปีที่แล้ว +3

      @@yemanegebrehiwot877
      absolutely right.

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 3 ปีที่แล้ว +2

      ናይ ብሓቂ

  • @eritrawitpatriot8122
    @eritrawitpatriot8122 3 ปีที่แล้ว +15

    Good job general Tekeste Haile.

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 3 ปีที่แล้ว

      ተኸስተ ፡ down down ክትብል ፡ ሓንቲ ስኒ ተሪፋትካ ። ሕጂ ድማ ንሳ ሒዝካ ብኮሮና ክትመውት ኢኻ ።
      ኣብ ዓድኻ ዓጋመ ፡ ኣብ ስንቃጣ ድማ ክትቅበር ኢኻ ።

  • @theredsealion6342
    @theredsealion6342 3 ปีที่แล้ว +12

    ስለምንታይ ስጉምቲ ዘይወሰድኩሙሉ ንፍሊጶስ ዝበዛሕኩም ጀነራላት ዝኣመንኩሙሉ ጉዳይ ክቃወመኩም ከሎ? ሕጅውን ዘድልየና ኣንጻር ህዝቢ ዝብገስ ወዲ ሃገር ይኹን ተወልጄ ምቕንጻል'ዩ ፈውሱ ! ሽዑ ንፍሊጶስ ቀንጺሎሞ እንተዝኾኑ ሎሚ ኣብ ኤርትራ ካብዚ ዝተፈለየ ኩነት ምሃለወ ኔሩ ።

    • @user-of9fg7fi9e
      @user-of9fg7fi9e 3 ปีที่แล้ว

      ሰራዊት ብዙሕ ነቀፌታ ኣውሪድሉ ን ፍሊፓስ ኣብቲ ግዜ ' እሰያስ ግን ከሙኡ ስለ ዘድልዮ መሊሱ ስልጣን ወሲክዎ

  • @fanfan8120
    @fanfan8120 3 ปีที่แล้ว +6

    ክቡር ኣቦ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ግን እዚ ሓታታይ ልኡክ ናይ ገሊኦም ይመስል ወራር ምባል ደሞዝ ተቁርጸሉያ ትመስል

  • @samsonfissehaye7807
    @samsonfissehaye7807 3 ปีที่แล้ว +2

    thank you General Tekeste.

  • @eriboy6841
    @eriboy6841 3 ปีที่แล้ว +3

    Gn slemntay ina eba thank you for your service zeynbil, thank you thank you for serving for our country, god bless you

  • @saronaman1096
    @saronaman1096 3 ปีที่แล้ว +1

    He is smart and honest,He explained all the truth thank u General.

  • @filmonteklay2622
    @filmonteklay2622 3 ปีที่แล้ว +3

    I love this hero

  • @MFish7980
    @MFish7980 3 ปีที่แล้ว +4

    Brother General Tekeste, thank you for your great testimony about the war at Badme.
    The sad part of it is, those who were supposed to be jailed are walking on the streets of Asmara. And the concerned Eritreans are either in the jail or fled the country. I hope at the END of the DAY, justice will prevail !!
    Take care big brother !!

  • @nigistibahlbi7146
    @nigistibahlbi7146 3 ปีที่แล้ว

    Very nice very clear hestry.God bless you you Rimayending. A lot...

  • @Tsere-Shabia
    @Tsere-Shabia 3 ปีที่แล้ว +1

    We appreciate General Tekeste for letting us know the truth!!!

  • @yonanhabtom2510
    @yonanhabtom2510 3 ปีที่แล้ว +1

    Thanks, Erisat, I was in 271. I got some closure!

  • @hantab1287
    @hantab1287 3 ปีที่แล้ว +8

    ብ/ጀ ወዲ ሃይለ ዘረባካ ብጣዕሚ ንጹር ክትምስገን ይግባኣካ ዩ
    Thank you!

  • @aibuyodit6749
    @aibuyodit6749 3 ปีที่แล้ว

    Betami xbuk meglaxi....kesned yegbo.....👑👑👑👑

  • @naemikahsay756
    @naemikahsay756 3 ปีที่แล้ว

    Thanks G wedi Haile bkieatka mskir mhiderakan hakinetkan eu trika xifuf eu ajoku Erisa yekeniyelna

  • @jeganewyehwatna8040
    @jeganewyehwatna8040 3 ปีที่แล้ว +6

    Jgna Wedi Haile! Eza akayda Ab Deleytey Fthey Tdgem ala Aqmna Nflet!!

  • @yordaethan652
    @yordaethan652 3 ปีที่แล้ว

    Waw lomi do aymiskonen. Thank you B/General

  • @teshomemesgun347
    @teshomemesgun347 3 ปีที่แล้ว +3

    ሕጂ`ውን ዘዕግብ መደብ። የቐንየልና ወዲ ሃይለ።

  • @wblludwigshafen1700
    @wblludwigshafen1700 หลายเดือนก่อน

    General tekeste haile
    Who makes a big Misstate at that Time?
    Please give the Right Ansewer.
    Thank you

  • @efremogbamicael729
    @efremogbamicael729 3 ปีที่แล้ว +10

    ብመጀመርያ ንብሪጋደር ጀነራል ተኸስተን አሪሳትን ዓወት እምነየልኩም። ቐጺለ ንደገፍቲ ህግደፍ ብፍላይ ነቶም G15 ብክሕደት ሃገር ዝኸሱስ "ሓባል በልያ ከይትቕድመኪ" ከምዝበሃል ኮይኑ ነገሩ ካብ ኣዛዝነት መሪሕነት ውግእ ተኣልዮምሲ ኣበይ ኮይኖምዮም ክሕደት ፈጺሞም?

    • @user-of9fg7fi9e
      @user-of9fg7fi9e 3 ปีที่แล้ว

      ዘገርም እዪ እቲ ዝገርም ንሶም እዮም ክከስዎ ዝግባእ ን እሰያስ ' ከሙኡ ክኣ ጌሮም እዮም ኣብ ኣኬባ ተነቂፍሉ እዪ እሰያስ ውን እዚ ወሪዱ ዘሎ ይሕተተሉ እየ ኢሉ

    • @efremogbamicael729
      @efremogbamicael729 3 ปีที่แล้ว

      ቀንዴል ሓርነት selam kendel sesenayu imneyelka brgx Izumi kehadi iseyas you zhtetelu

    • @aneeri6921
      @aneeri6921 3 ปีที่แล้ว

      @@user-of9fg7fi9e ዝወዓልካ ትመስል ናይ ዩትዩብ ዓሚል ።

  • @zula5753
    @zula5753 3 ปีที่แล้ว +7

    You’re our hero General we will never forget you

  • @nifthiharneteritrea3989
    @nifthiharneteritrea3989 3 ปีที่แล้ว +31

    ኩቡር ጅግና ጀነራል ተኸሰተ ሠላምን ቅሳነትን
    ይምነየልካን.

  • @nimrodtesfamicaelnimrod4672
    @nimrodtesfamicaelnimrod4672 3 ปีที่แล้ว +2

    Zur Aykann werr weyane ybhel
    Erisat xere eritrae Aytkunu
    Tarik kyhetekum

  • @danielhabte4957
    @danielhabte4957 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ጥዕናን አብስራሕኩም ዓወትን አሳልጦን ይምነየልኩም፡ ቀጺለ ክዛረበሉ ዝደልይ ዝምድና ጀነራል ተከስተ ሃይለን ጀነራል መስፍን ሓጎስን አብከመይ ኩነታ ክም ዝርከብን ከምእዉን አብ ቃልሲ ሓቢሮ ድዮም ዝቃለሱ ደለዉ ዋላስ አብ ዕላምኦ ፍልልይ አለዎም ተተካኢሉ ንክልቲኦም ዓዲምካ ፍልልዮም ክጽቡቡን ንሓደ ዕላማ ክቃለሱ ናብ ሕዝቢ ተተቅርቦም ደስ ምበለኒ ብዝኮነ ሕቶይ ክልቲኦም አብ ሓደ ሓሳብን ዕላማን ድዮ ደለዉ የቀነለይ ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር

  • @NA-bb9cb
    @NA-bb9cb 3 ปีที่แล้ว +2

    idmen teinan yehabka fetari zegerem Eyou.

  • @yaradberhe3200
    @yaradberhe3200 3 ปีที่แล้ว +2

    Thanks 🙏 I now you’re the best person thanks again Iam 61 for long time!!!

  • @amra5753
    @amra5753 ปีที่แล้ว

    Thankyou

  • @kunamawedisheraro8918
    @kunamawedisheraro8918 3 ปีที่แล้ว +1

    Badam badam emo yelan badam nay tigray eyu temarkom ekom 🇻🇳🇻🇳💪💪👈

    • @Eritreashikor
      @Eritreashikor 2 ปีที่แล้ว

      ናትና ድዩ ናይኩም ባድመ ኪድ ርኣዮ መንደላይ ክሳድካ ክቆርጹካ እዮም:: ወድዛ ቆማል ዓጋመ😡

  • @amra5753
    @amra5753 ปีที่แล้ว

    I love you all. Worlde

  • @eritro_german223
    @eritro_german223 3 ปีที่แล้ว +39

    ጠንቂ ምፍራስ ግንባር መረብ ሰቲት ኣብ ዕለት 12-05-2000 ብ እንዳ'ባ ስሞኦን --- ፋዱል ከባቢ ትኹል'ዩ 'ዝጅምር ። እዚ ቦታ እዚ ካብ ካልኣይ ወራር ኣትሒዙ ብምልሻ 'ዩ ዝሕሎ ነይሩ ። ኣብቲ እዋን ኣብቲ ቦታ ዝነበሩ ምልሻ ብዕድመ ድፍእ ዘበሉ ተሞክሮ ኲናት ዝሓጽሮም ፡ ዝዓጥቅዎ ዝነበሩ ፈዂስ ኣጽዋር ኮይኑ ዋሕዲ ሰብ ዉን ነይርዎም ። ምስቲ ጽዕጹዕ ምንቅስቓስ ስለያ ምክልኻል ኢትዮጵያ ፡ ኣብቲ ቦታ ዝነበሩ ኣዘዝቲ ኣሃዱ ምልሻ ተደጋጋሚ ሓበሬታ ናብ ልዕሊኦም ዘለዉ ሓለፍቲ ይህቡ ነይሮም ። ኣብ መወዳእታ ግን ቅልጡፍ ሲጉምቲ ከይተወስደ ዕለት 12 / 05 /2000 ኣርኪቡ ። ሓደ ብርጌድ ናይ ኢትዮጵያ ክኣ ብዘይ ኲናት ብሓደ ጸቢብ ጸዳፍ ወገን ናይቲ ግንባር ሰሊኹ ከባቢ ዱበነ ን እግሪ ትዂልን ብምብጻሕ ኣንፈቱ ንሸነኽ ምዕራብ ብምግፋሕ ነተን ኣብ ድፋዕ ዝነበራ ኣሃዱታት ሓ/ም/ኤ ብሕቖ ክሃርመን ጀመረ ። ሰራዊትና ብቕድሚኡ ሽሾ ሰራዊት ፡ ብድሕሪኡ ሽሾ ሰራዊት ክወግኦ ምስ ጀመረ -----ሓይሊ 'ቲ ኲናት ናብ ረብሓ ሰራዊት ኢትዮጵያ ተቐይሩ ። መሳኪን ኣሕዋትናን ብጾትናን ብሰንኪ ዕንደራ ሓደ ኢሳያስ ብ ሕጽረት ኣጽዋር ፡ ሎጅስቲክ ፡ ዉደባ ምስ ድኻሞም ፡ ምስ ጥሙይ ከብዶም ፡ ጽምኦም ፡ ሃገረይ ከይትዉረር እንዳበሉ ንሓዋሩ ተፈልዮምና ። መታለሊ ኢሳያስ 19 000 ተሰዉኦምና ዝብሎ ' ዉን ዝእመን ኣይኮነን ። ኣስንኳይ ኣብ መላእ ኤርትራ ኣብዛ ሓንቲ ምምሓድር ኣኽርያ ዝተሰዉአ መንእሰይ 'ኳ ማእለያ ኣይነብሮን ። ዘላለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ ።

    • @henokmoss6962
      @henokmoss6962 3 ปีที่แล้ว +3

      ክቡር ሓው ንስኻ'ውን በዓል ታሪኽ ስለዝኾንካ ፕሊስ እዚ ታሪኽ ስለዝኾነ መጽሓፍ ጸሓፎ ኢኻ እዞም ንኡስ ወለዶ ክንምሃረሉ

    • @jesuswept998
      @jesuswept998 3 ปีที่แล้ว +3

      ትክክል ዩ ግን ኮ እንዳ 18 ክፍለ ሰራዊት ናይ 281 ኮር ነበር ያ ኔራ ኣቡ ተመሳሳሊ ከኣ ኣብ ካለኣይ ወራር እቶም መራሕቲ ከሙ ጊጋ ጌሮም ዮም ማለት እቶም ኣብ 2ይን 3ይን ክልተ ጊዜ ዝተጋገዩ ሒጂ ከኣ መዓርግ ወሲኮም ፡እቲ ምስጢር እንታይ ዩ? ኮር ተገምጠል ዩ ነገሩ

    • @eritro_german223
      @eritro_german223 3 ปีที่แล้ว +7

      @@jesuswept998 ጽቡቕ ኣለኻ እቲ ግንባር ኣዝዩ ሰፊሕ ስለዝኾነ ምስ ዓቕሚ ብዝሒ ሰራዊት ኤርትራ ኩሉ መስለዂታት ረጊጥካ ክትሓዝ ዝክኣል ኣይነበረን ። እዚ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣዳህሊሉ ዝሰለኾሉ ቦታ ክኣ ኣብ ቀዳማይን ካልኣይን ወራር ዝጥቀስ ኲናት ከይተራእዮ፡ዩ ተሓሊፉ ። ዳርጋ ናይ ዝበዝሐ ሰብ ግምት ' ዉን መጥቃዕቲ ጸላኢ ብወገን እቲ ተኣፋፊ ከባቢ ዓሊተና መረብ ወይ ባድመ ክኸዉን ዩ ዝብል ኣዩ ነይሩ ። ስፍሓት ናይቲ ኣሃዱ ምልሻ ሒዞሞ ዝነበሩ ድፋዕ እቶም ኣዛዝቲ ከም ብዓል ክቡር ጀነራል ወዲ ሃይለ ዝፈልጥዎ እኳ እንተኾኑ ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ግን ነዚ ብዕድመ ዘይተዛነቐ'ሞ ኣብ 1998 - 1999 ሓጺር ታዕሊም ብምዉሳድ ኣብዚ ቦታ ዝዓረደ ኣሃዱ ምልሻ ( ዕቑር ሰራዊት ) ጽቡቕ ገይሮም ዮም መዝሚዞሞ ። በዚ ዝደኸመ ወገን ናይ ግንባር መረብ ሰቲት ብምብሳዕ ክኣ ን ክ/ሰ 18 ይኹን ንኹለን ኣብ ምዕራብ ኤርትራ ክሳብ ኦምሓጀር ዝነበራ ኣሃዱታት ብድሕሪት ክቖርጽወን ተጓይዮም ። ሰራዊት ኢትዮጵያ ዕድል ብዘይህብ ናይ ቋሕ ሰም ግዜ ብቕድመ ግንባርን ብድሕሪት ብወገን ኤርትራን ብዝሒ ዘለዎ ሰራዊት ኣሰሊፉ ክዋጋእ ስለዝጀመረ ክኣ ሰፊሕ ኣከባቢ ክቆጻጸር በቒዑ ። ተሓታቲ ናይቲ ኩሉ ክሳራ ካብ ታሕቲ ናብ ላዕሊ ናብ ዉልቀ መላኺ ኢሰያስ ስለዝድይብ ግን ክሳብ ሎሚ እቲ ምስጢር ተዓቢጡ ተሪፉ ኣሎ ። ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ታሪኽ ጅግንነት ቅድሚ ናጽነት ከውርሱ ዝኽእሉ ( ካብ 1980 ታት ክሳብ 1990 ዝተሰለፉ ) ማእለያ ዘይብሎም ኣዘዝቲ መሳርዕ ፡ ጋንታ ፡ ሓይሊ ክኣ ብፍሉይ ኣብዘን ወራራት ጠፊኦም ።

    • @SS-ck9xp
      @SS-ck9xp 3 ปีที่แล้ว

      @@eritro_german223 Achhh Eritreawan Ahiwatey Enqae Bihwet Wetsaekum Kindey Ahiwatin Diseanalu Dyrisae qusil Hayal Besela digedefe

    • @omexhabeshawi6337
      @omexhabeshawi6337 3 ปีที่แล้ว +3

      Kemzi kemay zhasb lomi rekibeka mesleni😍.
      Eritra zeamn n isias zkawem btami iye zfetu. Ane xelie zeleku ezom Eritra kem hager zeyamnu mnamin abay tgray wey andnet zeamnu eyom.

  • @amra5753
    @amra5753 ปีที่แล้ว

    I am eritrean

  • @eritrawitpatriot8122
    @eritrawitpatriot8122 3 ปีที่แล้ว +5

    Thank you General Tekeste Haile

  • @omexhabeshawi6337
    @omexhabeshawi6337 3 ปีที่แล้ว +1

    Bzuhat sebat halefti semie mo kemzi sebay gn fetafitu zneberen zelon xegemat zgelexe yelen bhaki abey neru ksab hji 😍👍🏼👌⛪🕌

  • @helen99084
    @helen99084 3 ปีที่แล้ว +24

    Please show respect to our heroes....let’s create go-fund me account and contribute money to fix his tooth 🦷. It’s very expensive to just pay it by himself. He deserves it. Thanks for the service General!

    • @Eagle1503
      @Eagle1503 3 ปีที่แล้ว +1

      Very true

    • @saronaman1096
      @saronaman1096 3 ปีที่แล้ว

      Good idea sister!

    • @heirmilaandissac2228
      @heirmilaandissac2228 3 ปีที่แล้ว

      Halal abona tekeste hails
      Hero

    • @Bereket-mi5sg
      @Bereket-mi5sg 3 ปีที่แล้ว

      I'm in

    • @161-iq3
      @161-iq3 2 ปีที่แล้ว

      Hahhaah klonnn ezennn asnanu tufff elwennn 🥰

  • @gett2345
    @gett2345 3 ปีที่แล้ว +2

    Well said and excellent explanation. Thank you memhir general tekeste Haile

  • @weiniamen2404
    @weiniamen2404 3 ปีที่แล้ว +5

    አዋይ ዓለም ስቓይ ህ ህ ህ

  • @yemanehaile402
    @yemanehaile402 3 ปีที่แล้ว +8

    ዳሓን አቶ ጀነራል ኣብለይ ዝነበረ ተዛርብካ

    • @yemanehaile402
      @yemanehaile402 3 ปีที่แล้ว +2

      ኣብ ልበይ ገራ ትታኣረመለይ

    • @user-sp6hr4dd3f
      @user-sp6hr4dd3f 3 ปีที่แล้ว

      🤮🤮🤮🤮🤮👎👎👎👎👎🤮🤮🤮🤮🤮👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @tomrial1268
    @tomrial1268 3 ปีที่แล้ว +13

    መስፍን ሓጎስ ከምዚ ናይ ተኸስተ ሃይለ ንጹርን ጽፉፉን መልእክቲ ኣይ ሃበን ክህብ ውን ንጽበዮ ጽፉፉ ውሳነ ኣይ ሃበን ክሳብ ህጂ Erisat ውን ተሪር ቃለ መሕተት ግበርሉ

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣብቲ ግዜ ኣማሓዳሪ ዞባ ደቡብ መንደፈራ ዩ ኔሩ መስፍን ካብኡ ውን ካብቶም ኢሰያስ ዘይኣምኖም ዩ ኔሩ

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 3 ปีที่แล้ว +1

      @@koala10ish feshqal dea nska emrer bexbax netah

    • @SS-bu4qk
      @SS-bu4qk 3 ปีที่แล้ว +1

      መስፍን ሓጎስ ዝበሃል ሰብ ኩሉ ነገሩ ሕቡእ እዩ ፍጹም ክታኣምኖ ዘይትኽእል ሰብ ከመይ ጌርካ ምስኡ ትቃለስ

  • @gabigunners8073
    @gabigunners8073 3 ปีที่แล้ว +4

    ዋይ ኣገላልጻ ናይ ብሓቂ ብሱል ብ/ጀነራል ጽቡቕ ሕቶ ጋዜጠኛ

  • @hantab1287
    @hantab1287 3 ปีที่แล้ว +7

    ወያነ ካብ 1986 ባድመ የማሓድሮ ተነይሩ ሲ
    ህዝቢ Eritrea ዳኣ ነየነይቲ ባድመ ዩ ዝደሊ ዘሎ?

    • @user-ne4fc4hp8p
      @user-ne4fc4hp8p 3 ปีที่แล้ว

      ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ክመውት እዩ ዝደሊ ማለት እዩ

    • @weysebdekey5369
      @weysebdekey5369 3 ปีที่แล้ว +1

      ኖን ዶ ባድመ ፡ ኣብ 1986 ኤርትራ ብምልእታ ኢትዮጵያ ኢያ ተማሓድራ ነይራ። ስለዚስ ኤርትራ ብዓባያ ኣብ ምህላውን ዘይምህላውን ግዜ ከላ ፡ ብዛዕባ ዶብ ምዝራብ ቁም ነገር ዘለዎ ኣይኮነን።

    • @tedroskahsay2841
      @tedroskahsay2841 3 ปีที่แล้ว +2

      ታሪኽ እሞ ዘይርደኣኩም። ተጋሩ ኮ ብወያነ ጸሚምኩምን ደንቂርኩምን ኢኹም። ክርደኣካ ዘለዎ ኤርትራ ንባዕላ ኣብ ትሕቲ ኢትዮጵያ እያ ነይራ። ካለኣይ ከኣ ብልዝም ንምፍትሑ ዝዓበየ ዘላኢ ንምድምሳስ ህህዝብን ውድብን ኤርታራ ክጻወሮ ፈቲኑ። እንተኾነ ወያነ ነታ ኣብ ካርታ ኤርትራ ዝነበረት ባድሚ ካልእ ሰፋሕቲ ቦታታት ኤርትራን ኣብ 1997 ኣብ ሓዱሽ ካርታ ናይ ትግራይ ብምእታው፡ ክላዘቡ ንዝኸዱ ዘገታትና ከኣ ብጥይት ተሳሂለሞም። ተጋሩ ግን ኩሉ ግዜ ሓሶት ጥራይ ስለትመሃሩ ኤርትራ መዓስ ናጽነታ ወጺኣውን ኣይርደኣኩምን እዩ። ስለዚ 1986 ኣስመራውን ኣብ ኢድ ኣያታትኩም ኣምሓሩ ኣያ ነይራ። ድምሱሳት

    • @mattysignal3921
      @mattysignal3921 3 ปีที่แล้ว

      hahahaha

    • @yonaskalayou6478
      @yonaskalayou6478 3 ปีที่แล้ว

      ንዓዓ ኢዩ ኢሰያስ ሃሰው ዝብል ዘሎ። ብሕጊ ምሕታት እውን ይከኣል ነይሩ መናእሰያት ናብ መጋርያ ካብ ምእታው።

  • @abelkidanebahram9726
    @abelkidanebahram9726 3 ปีที่แล้ว +1

    ብፍጹም ክትቅበሎ ዘጸግምዩ ኣነ ሓደ ካብቶም ድፋዕ ባድመ ዝሰርሑየ ።ብጣዕሚ ጽኑዕ ዕርዲዩ ነይሩ ቅድሚ ኪናይ 3 ወርሒ ንቅያር ወጺና።

  • @millimeter1030
    @millimeter1030 3 ปีที่แล้ว +4

    3ይ ወራር ዘይትብል ኣንታ ሄኖክ

  • @millionmicaell4768
    @millionmicaell4768 3 ปีที่แล้ว

    God job

  • @tesfa7382
    @tesfa7382 3 ปีที่แล้ว

    O My God Anbesa eka Agelalxa mesitkani 👍

  • @yesabhabteab1680
    @yesabhabteab1680 3 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ተባዕ ኣቦ ዕድመን ጥ ዕናን ይሃብካ ፡ኣነ ኣጋልልጽካ ብጣ ዕ ሚ ደስ ኢሉኒ

  • @123abc758
    @123abc758 3 ปีที่แล้ว +22

    ኣብ ዉሽጢ ምክልኻል ሀገር ከም ማንኪ ክሻ ክልተ ግጽ ዘለዎም ኣሚንካ ሀገር ክትከላኸል የዋህነት ይመስል::

    • @salmhumed4994
      @salmhumed4994 3 ปีที่แล้ว +2

      I agree with 100/100 bro!!!

  • @collegeboyfortwo
    @collegeboyfortwo 3 ปีที่แล้ว +2

    Love him he speaks as commander in chief. Full of strong and military experienced chief. Bless him

  • @fisehasbhat9708
    @fisehasbhat9708 3 ปีที่แล้ว +1

    ንጹር ዝኮነ ታሪኽ

  • @amra5753
    @amra5753 ปีที่แล้ว

    Ethiope and eritrea thé Best way

  • @sinnithm.6972
    @sinnithm.6972 3 ปีที่แล้ว

    ኩቡር ብርጋዴር ጀነራል ኣቦና ተኸስተ ሃይለ ኩሉ ብልኽዕ ነቲ ሓቂ ገሊጽካዮ ታርኽ ክሓቶም ዩ ብዝኮነ ነዚ ኑኡስ ወሎዶ እቲ ዝገበሮ ኩሉ ገሊጽካዮ ኣለካክብረት ይሃብካ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ንሃገርና ክሕሻ!!!!

  • @angesommehari3788
    @angesommehari3788 3 ปีที่แล้ว +1

    Rahba Kab Zimeskerelu Enten Nihager Wedihayle Enten Nirahba Wedlike Edmen tienan yimneyelka Ata Jegna

  • @eritreantransformation7328
    @eritreantransformation7328 3 ปีที่แล้ว +3

    ጀነራል ተኸስተ ዑጡቕ ስረ ሓርበኛ ኤርትራዊ።

  • @robrobyadolisrobrobyadolis3563
    @robrobyadolisrobrobyadolis3563 3 ปีที่แล้ว

    G/ Tekeste unlike some of the called military like Mesfin hagos , sebhat and thé clinically blind filipos, he is the most honest and professional person. G/ Tekeste is very knowledgeable military commander. Having said that however, how come the brave General did not take the necessary action to correct the while the country was heading in a wrong direction? Given the circumstances, He shouldn’t have capitulated to Isayas and his foot soldiers. He should have stood with the second man minister Mahmud Ahmed (ሸሪፎ) who led and spearheaded the opposition against Essayas ? Minister Mahmud chose to pay his life for justice, and rule of law.

  • @selomuntesfamariam1046
    @selomuntesfamariam1046 3 ปีที่แล้ว +1

    Bithami jigna beal betri haqi beal milue hilina inqae biselam mexaekana haqenia tarik bimhilafika bithaemi ena nemesgineka amlak dima aezizu mulue teanan eidimen yihabika misiluyinet zebilu tarik bimhilafka dima des yibelika. Henok hawina dima yeqniyelna nezi kubur Abo bimqrabika. Qexilwo dima

  • @mikeessen3555
    @mikeessen3555 3 ปีที่แล้ว

    ኣሕ ሰባት ወዲእክም፡ ነናይ ኢድኩም ፈጣሪ ይሃብኩም።

  • @daniandia8794
    @daniandia8794 2 ปีที่แล้ว

    Zesehabekum kunetat glexelu nmtay geliu ysger Ab mengokum zelo keysegerka glexo nsekum akum ati tenki

  • @amanuelkifle491
    @amanuelkifle491 3 ปีที่แล้ว +2

    Entay neyru ab mexhaf texahifu entezkerb emo entay ngber elkum entethatwom mahashe gzi aynetfi kab neyru zelo entekedemna yhaysh

  • @afomyasolomun3111
    @afomyasolomun3111 3 ปีที่แล้ว

    100/100 heqi b heqi Anae abti bota b Akal heyltat nara ab Geza _ Gerehlsa

  • @user-ny6up3gf2v
    @user-ny6up3gf2v 9 วันที่ผ่านมา

    Jernalt weyazezti aydelyknu so 4 kort nenyn dekmtn hmetn alwe nayterkiyu kabhsylsereiykgn twil 381

  • @user-ry6in6kh9f
    @user-ry6in6kh9f 2 ปีที่แล้ว

    تفسير حقيقة ورائع

  • @onelove4284
    @onelove4284 3 ปีที่แล้ว +1

    ሃቑ እዩ ኣብዚኣ ኣነ በዓለይ መስካሪ እየ ኣባል 525 ኔሬ ባኣታዊ ድዃን ገዛ ድሰርሑ መራሕቲ በራጊድ ኣለዉ

  • @hope3005
    @hope3005 3 ปีที่แล้ว +5

    እንታይ ዳኣ ነቲ ወራር ብዙር ጠቂስካዮ፡ኣየ ኣዘጠኛ

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 9 หลายเดือนก่อน +1

    Keselake miasi stefia .💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜

  • @dolcevitac.lassale9974
    @dolcevitac.lassale9974 3 ปีที่แล้ว +4

    ጸጸኒሕና ጉድ ኢና ክንሰምዕ ኢና። ዝገርም መግለጺ።ኩሉ ነዚ ጉዳይ ኣፍልጦ ዘለዎ ኣብ ወጻኢ ዝርከብ መብርሂ ክህብ ቀጻሊ ፍተሻ እንተዝግበር!!! ብ/ጀ ተኸስተ ዝፈልToም ኣብ ወጻ ኢ ዘለዉ ሽሞም ክጠቕሶም ዘይደለየ ሓበሬታ ዘለዎm ስለዘለዉ ናብ ፕሮግራምኩም መጺ ኦም መግለጺ ክህቡ እንተዝግበር!!! ድሕሪ ውግእ ባድመ ብምስጢር ብውሽጢ ውሽጢ ዝተዘርግሐት VHS ቪድዮ ካስት ባዕሉ ኢሳያስ መግለጺ ዝሃበላ ከምዘላ ይዝክር ፣እታ ቪድዮ ካሰት እንተትርከብ ምናልባት ሓበሬታ ምተረኽ። እቲ ቦታ ባድመ ብወያነ ክተሓዝ ዝተወደበ ሸርሒ ካብ ወገን ኤርትራ ከምዝነበረ እዩ እቲ ጭብጢ ሓበሬታ፣ኢሳያስ ?

  • @dehabamine2322
    @dehabamine2322 3 ปีที่แล้ว +2

    Obviously Isaias did every thing he could to damage Eritrea and Eritreans.

  • @dawitzere8434
    @dawitzere8434 3 ปีที่แล้ว +1

    Ezi wedi gazitena tegraway eiyu zmesel ab azerarbuau tekekel yebzeh abzerebuau dehar 1,2,3 werar znebere kemey niru eilu ab kendi zehatet, 1,2, zuriya znebere kunat yebel xuruy tezarabi tigrina ezias gele alewa dehri megareja, Eritreawiyan

  • @user-ny6up3gf2v
    @user-ny6up3gf2v 9 วันที่ผ่านมา

    Kor nor ntk 381

  • @daniandia8794
    @daniandia8794 2 ปีที่แล้ว

    Hzbi Eritrean ketelti kulakum Atom netom jegani tetikum zterefkum akum ktehtetu kelekum kea Eseyas tray aykonen kulakum akum dehan

  • @wedikiflu7784
    @wedikiflu7784 2 ปีที่แล้ว

    Kbur general wedi heyle Jigna tebia bheqi bheqi 👍👍👍👍

  • @medhaniemeskel9593
    @medhaniemeskel9593 3 ปีที่แล้ว +6

    ናይ ብሓቂ ተባዕ ጀግና ኣቦ :

  • @Eritreashikor
    @Eritreashikor 2 ปีที่แล้ว

    ንህዝባዊ ግንባር ዝጸልእ ነዚ ጀነራል ነበር ውን ንጸልኦ ኣለዎ ምክንያቱ he is one of them

  • @abdusiad8729
    @abdusiad8729 2 ปีที่แล้ว

    Welcome erisat .lake zarba .deknat narwom bar keman nero..besnke dekntom .aweld zetefa nire..😰😰😰

  • @nahomnegassi539
    @nahomnegassi539 3 ปีที่แล้ว

    Colonel Tesfamariam Haile Wedi America Men eu Ketelaliuna Des Mbeleni Neru

  • @danlolo6711
    @danlolo6711 3 ปีที่แล้ว +7

    ኣዝዩ ዝምስጥ መግለጺ። ንጹር !!!

  • @wblludwigshafen1700
    @wblludwigshafen1700 9 หลายเดือนก่อน

    And who try to distroy the Eritrean Peoples.

  • @hagushahiyab4747
    @hagushahiyab4747 3 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ መሳጢ ሓበረታ ብኑጹር ንጥፋኣትን ስዕረትን ኣብር ሂካልና ኣለኻ ናዓኻ ሙሉእ ጸጋ ጥዕና ይምነየልካ፡ ኣፍልጦኻ ንመንእሰያት ከተውርስ ውለ 1ዓመት ኣብመጻኢት ኢርትራ ከተውርስ ፈጣሪ ዕድመኻ የንውሓዮ።

  • @user-dw5rw3gl7v
    @user-dw5rw3gl7v 3 ปีที่แล้ว +13

    Geza Gerhlase Do belka!! Deki Gerhi lba Abu Terifom Alew

    • @kdnghebr7325
      @kdnghebr7325 3 ปีที่แล้ว +1

      Ya ya ya!

    • @SS-ck9xp
      @SS-ck9xp 3 ปีที่แล้ว +1

      😢😰 Eritreawan Ahiwatey

    • @user-dw5rw3gl7v
      @user-dw5rw3gl7v 3 ปีที่แล้ว

      Bafom wahale ykonu enewlki ab salon kof elom ab zweale tray yu zfelto gn habtey natey

    • @SS-ck9xp
      @SS-ck9xp 3 ปีที่แล้ว

      @@user-dw5rw3gl7v Abiy Besela😢 Sigedef Ab Eritreawan 1998 Ehwatina Tementilom 😰 Bidihrom Mensey Deynebrela Kona Eritrea,
      Wala nay Bial Abona Tekeste Haile Bitaem Dehzin Edimom Mulue Ab qalsi ____ Nay Eritrea Adey Sin Endie qanqa Sienalu. Limena Nab Egizabhar Nigebir Kulu Halifu Hizbina Ufoy Kibil Bihageru Selam Ketenfis Hizbey
      Egziabihar Limenena Yismae

    • @user-dw5rw3gl7v
      @user-dw5rw3gl7v 3 ปีที่แล้ว +1

      Nay bhaki menisey da (dainasor) endyom qeyromo bzkone gn kemti zbelkyo Ezgabiher edu ylakelna AAb zelenayo !!!