Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur - Mariam Ade Goyta - Kidanemihret Edmonton/Children/ ማርያም ኣደ ጐይታ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 25

  • @ቅድስትድንግልማርያምኣደፍ
    @ቅድስትድንግልማርያምኣደፍ ปีที่แล้ว +6

    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አኃዱ አምላክ አሜን።
    ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ መዝሙር ማርያም ኣደ ጐይታ
    ማርያም ኣደ ጐይታ ትምክሕተ ቅዱሳን
    ዘይትሕፍር ጸግዒ ናይ ፀሎቶም ልሳን
    እንቋዕ ኣደይ ኮነት ኢለ እንተ ዘመርኩ
    ምኽንያት ኣሎኒ በዚ እንተመስከርኩ
    ኣደም ብበደሉ ንሞት ምስ ተሓጸየ
    ኣብ ሱባኤ ኣትዩ ቆይሙ እንዳ ፀለየ
    ዝድሕነላ ብርሃን ኣብ ከርሱ ርኢዋ
    ኣደ ጎይታይ ኢሉ ሂወተይ ኢልዋ
    ኣነ ውን ብናተይ ትምክሕተይ ንክብላ
    ምኽንያት ኣለኒ እንተዘመርኩላ
    ማርያም ኣደ ጐይታ ትምክሕተ ቅዱሳን
    ዘይትሕፍር ጸግዒ ናይ ፀሎቶም ልሳን
    እንቋዕ ኣደይ ኮነት ኢለ እንተ ዘመርኩ
    ምኽንያት ኣለኒ በዚ እንተመስከርኩ
    ካብ ዘይምሕር ኣይሂ ዋሕስ ህልውናይ
    ከልካሊት መዓተይ'ዛ ቀስተ ደመናይ
    ኣምሳል መርከብ ናይ ኖህ ሞት ዝተረፈላ
    ዑቕባ ነፍሰይ እንድያ ሂወት ዝረክበላ
    ንሳ'ያ ጠበቓይ እናበልኩ ክምስክር
    ምኽንያት ኣሎኒ ስም ስማ ንክዝክር
    ማርያም ኣደ ጐይታ ትምክሕተ ቅዱሳን
    ዘይተሕፍር ጸግዒ ናይ ፀሎቶም ልሳን
    እንቋዕ ኣደይ ኮነት ኢለ እንተ ዘመርኩ
    ምኽንያት ኣለኒ በዚ እንተመስከርኩ
    ኣብቲ ከረን ሲና ሙሴ ምስ ረኣያ
    ኣሮን ብጸናጽል ክውድሳ ርእያ
    እዝራ ብመሰንቆ ዳዊት ብበገና
    ብእምነት ርኤዮም ከብጽሑ ምስጋና
    ውሽጠይ ቀስቂሱኒ ልበይ እንተ ወደሳ
    ምኽንያት መዝሙረይ ዜማይ እንድያ ንሳ
    ማርያም ኣደ ጐይታ ትምክሕተ ቅዱሳን
    ዘይትሕፍር ጸግዒ ናይ ፀሎቶም ልሳን
    እንቋዕ ኣደይ ኮነት ኢለ እንተ ዘመርኩ
    ምኽንያት ኣለኒ በዚ እንተመስከርኩ
    መልኣከ ብሥራት ብፅእቲ ምስ በላ
    ኤልሳቤጥ ሰጊዳ ኣደ ጎይታይ ኢላ
    ያሬድ ብማህሌቱ ኤፍሬም ብውዳሴ
    ሕርያቆስ ስዒቡ ምስ ሰርዐ ቅዳሴ
    ብሰማይን ብምድርን ምስ ተገልፀ ክብራ
    ምኽንያት ኣለኒ ዘዘምር ንክብራ
    ማርያም ኣደ ጐይታ ትምክሕተ ቅዱሳን
    ዘይትሕፍር ጸግዒ ናይ ፀሎቶም ልሳን
    እንቋዕ ኣደይ ኮነት ኢለ እንተ ዘመርኩ
    ምኽንያት ኣለኒ በዚ እንተመስከርኩ
    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና።
    ወስብሐት ለእግዚአብሔር ልዑል
    ወለወላዲቱ ማርያም ድንግል
    ወለመስቀሉ ክቡር ወኃያል
    አሜን
    አሜን
    አሜን።

  • @SelamabrahaSelu
    @SelamabrahaSelu 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen 🙏 zemar melakiti yesmalina ❤❤❤❤❤

  • @YonasBereket-g4z
    @YonasBereket-g4z 9 วันที่ผ่านมา

    ማርያም ኣደየ ጾሎትኪ ኣይፈለየና⛪👏👏👏🙏🙏🙏

  • @dinglmariamey387
    @dinglmariamey387 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብጥበብ ብጸጋ ብሞጎስ የዕብይኩም አብ ቤቱ የንብርኩም እመ ብርሃን ትከልልኩም

  • @rahwagebremariam-fx8xx
    @rahwagebremariam-fx8xx 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና 🙏🙏🙏❤

  • @Samuel-3838
    @Samuel-3838 5 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡክ ልኡል እግዚኣቢሔር

  • @AdiamHabtom-de3jp
    @AdiamHabtom-de3jp 2 หลายเดือนก่อน

    Zmarie melakt yesmalna 🙏🙏🙏

  • @saroneyob9715
    @saroneyob9715 ปีที่แล้ว

    Zmarie melaikt yesmealna🙏🙏🙏

  • @flower525af4
    @flower525af4 ปีที่แล้ว

    Zimare melaekti yesmialina🙏🙏🙏

  • @tesfamariamkfle9028
    @tesfamariamkfle9028 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ ቅዱሳን መላእክት የስመዓልና።

  • @tamiratm1028
    @tamiratm1028 ปีที่แล้ว

    Zimmare melaekt yasemalin. EgzeAbbhier Yasadigacehu.

  • @KisanetKahsay-m5t
    @KisanetKahsay-m5t 11 หลายเดือนก่อน

    zemarie melakit ysmalna ❤️❤❤

  • @EfremTesaEfata
    @EfremTesaEfata ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zmarie melakt yesmalna ezgabiher xegu yebzhalkum

  • @temesgenamlakey2695
    @temesgenamlakey2695 ปีที่แล้ว

    Amlak xego yebzhalkum dekey marey

  • @RezeneTekeste-z7c
    @RezeneTekeste-z7c 5 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen zemare mealeti yesemealena nehetsanat delina edimen tenan yehabena eti lual fetarina eziabiher amelakina

  • @KisanetKahsay-m5t
    @KisanetKahsay-m5t 11 หลายเดือนก่อน

    Amen Zemarie melakit ysmalna ❤❤❤

  • @zaidhadera6661
    @zaidhadera6661 ปีที่แล้ว

    Zemare Melakt ysmaelna ezom deqey

  • @elsatsegay1988
    @elsatsegay1988 ปีที่แล้ว

    ዝማሪ መላአክት የስምዓልና እዞም የሕዋተይ. ኤልልልልልልል

  • @frewoinisequar4973
    @frewoinisequar4973 ปีที่แล้ว

    Zemare melakt yesmalna zemdoky❤❤❤

  • @SaronGebramlak
    @SaronGebramlak ปีที่แล้ว

    Zmare melaekti yesmalna mqurat hxanat Des ktblu qxlwo

  • @habenhaben9681
    @habenhaben9681 10 หลายเดือนก่อน

    Ellllllllll ellllllllll❤❤❤

  • @weleshsolomon4034
    @weleshsolomon4034 ปีที่แล้ว

    This is amazing
    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @kibretrezene
    @kibretrezene ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤

  • @tekeateklay2546
    @tekeateklay2546 ปีที่แล้ว

  • @TerraNovaSpirit
    @TerraNovaSpirit ปีที่แล้ว

    🙏🏼🌼🌸🌹🌻♥️🇨🇦🌺🙏🏼