I do not know Tigrigna, but I know my MOM Virgin Mary. I enjoyed the song without knowing the language. Just listening to her name made my day! Thank you God bless you for singing for our MOM Weladite Amlak!
What a beautiful mezmur!!! I'm so glad that there was a song that was made on the holiday; I watched it as soon as it came out but I'm commenting just now. Egziabheir ybarekum!!!🇪🇷💖
St Mery family's, the melody it was biting too fast & beautiful. The video was selectivity amazing, & ur all blessing I can see God greace reflecting on you. Love you all stay safe always in the hand of God.
ማርያመይ እንዳበልኩ ተጸዋዕኩ ስምኪ 🤍🤍
ኣዴኻ እያ ኢሉ ጎይታ እዩ ሂቡኒ🥰🤍
ክዝምረልኪ እየ ሎሚ ኮነ ጽባሕ 🙏🤍
ጽዮነይ እንዳ በልኩ ንስምኪ ክውድስ🤍🤍
---------------------------------------------------------------
ንጽህቲ ኣዳራሽ ናይ ምድሓነይ በሪ🤩
መርከብ ናይ ኖህ ኢኺ መዓት እተቁርሪ🙏
ምኽንያት ሰላመይ ናይዛ ነብሰይ ትርፊ 🥺
ኢሳያስ ርእዩኪ ፈጣሪ ክትሓቅፊ (2)❤️
ማርያመይይይ
ትንቢቶም ንነብያት ናይ ድሕነተይ ተስፋ 💛
ድንግለይይይ
ናይ ቅዱሳን መጎስ ዘለኪ ሓለፋ 😍
ንዓኺኺኺ
ንስምኪ ክዝምር ምስ ሰራዊት ሰማይ🙏
ጽዮነይይይ
ኣየቃርጽን እየ ኦ እመ ኣዶናይ🥰
---------------------------------------------------------------
ዘይተሕፍር ኣደ እዛ መርከብ ሰላመይ 🛶
ኣይሂ እንተዘነበ ንሳ እያ ጽላለይ 🚣
እቲ ቦታ ዕረፍታ እራራት ወደባ
ድንግል ማርያም ኢኺ መዕቆቢተይ እንባይ(2)🥰
ማርይመይይ
ናይ ሓደራ ኣደ ናይ እምነተይ ህያብ 🎁
ድንግለይይይ
ብዘይካኺ ድንግል ናበይ'ሞ ክጥምት ♥️
ንስኺኺኺ
መምህር ናይ ትሕትና ካብ ኩለን ሕርይቲ 😍
ጽዮነይይይ
ብሰማይ ብምድሪ ማርያመይ ብጽእቲ 🥰
-------------------------------------------------------------
ከምቲ ዑፍ ንደቃ ተጽልል ብክንፋ 🕊️
ክፉእ ከይቀርበኒ ኣላይተይ ንሳ 🥹
ኣብ ግዜ መከራይ ስማ ይጽውዖ 🙏
ማርያመይ ምስ በልኩስ ቃንዛይ ትርድኦ🥺
ጽዮነይ ምስ በልኩስ ንድምጸይ ትሰምዖ❤️
ማርያመይይይ
ዝቅረብ ስኢነ ሽሻይ ክጎድለኒ😔
ድንግለይይይ
ዝገብሮ ስኢነ ዓለም ክትጸበኒ 🥰
ንስኺኺኺ
ንስኺ ኢኺ ማርያም ንስለይ ዝቆምኪ 😍
ጽዮነይይይ
ንፍቁር ወድኺ ምሕረት ዝለመንኪ 🙏
-------------------------------------------------------------
ፍኖት ሂወት ኢኺ ናይ ሰላመይ ሃመር 💛
ማዕበላት ኣህዲኣ ገነት እተሳግር 🙏
ወላዲት ሂወተይ ኣደ እግዚኣብሄር ♥️
ህፍቲ ዘይተረክባ መንፈሳዊት ሃገር (2)
ማርያመይይይይ
ወንጌል ዝፈረኪ መሶብ ወርቂ ኤልያስ 🥰🥰
ድንግለይይይይ
እጸ ሂወት ኢኺ ጥበብ ናይ ሲሎንዲ 😍😍
ንስኺኺኺ
ሓዘን ካብ ሂወተይ ካብ ልበይ ተርሕቂ❤️❤️
ጽዮነይይይይ
ንዓኺ ኣሚነ ክለብስ እየ ጽድቂ❤️🤍🤍🤍🤍
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
💞🙏
ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና የህዋተይ መዓረይ ብጣዕሚ ደስ ትብል መዝሙር🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰
Qql
Matthew 23 (ትግ) - ማቴዎስ
27: ኣቱም ግቡዛት ጸሓፍትን ፈሪሳውያንን፡ ወጻኢኡ ጽቡቕ ኰይኑ ዚርኤ፡ ውሽጡ ግና ኣዕጽምቲ ምዉታትን ርኽሰትን ዝመልኤ ልቕሉቕ መቓብር ትመስሉ አሎኹም እሞ፡ ወይለኹም።
28: ከምኡ ድማ ንስኻትኩም ብላዕሊ ንሰብ ጻድቃን መሲልኩም ትረኣይዎ፡ እቲ ውሽጥኹም ግና ግብዝናን ዓመጻን ምሉእ እዩ።
ነዛ መዙሙር ኽሰምኢ ከለኹ ወላ ሓሪቐ ከለኹ ሙሉ naxnetn ሓጎስን ይስምዓኒ ክብርን ምስጋናን ንድንግል ማርያመይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️🌹🌹🌹🌹
ከእስልምና ወደ ክርስትና ቀይሪያለሁ! ቤታችን ዝብርቅርቅ ያለ ነገር ነው የእናቴ ቤተሰቦች ሙስሊም ናቸው የአባቴ ደግሞ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክርስቲያን ናቸው። እናቴን ሲያገባ አባቴ ሙስሊም ሆነ! እኔም ከልጅነት ጀምሮ የእስልምናን ትምህርት እየተማርኩ ነው ያደግሁ። ቁራንን በአረበኛ ትርጉሙን ሳላቅ እቀራ ነበር በአማረኛ ሳነበው ደግሞ የሌለ ነገር ነው የሆነብኝ ምንም ህግና ስዓቱም አይጥመኝም ነበር። እና በቃ ትክክለኛዋን ሀይማኖት ኦርቶዶክስን አገኘሁ እግዚአብሄርን እመቤቴ ማርያምን አልቅሼ ለምኛቸው ነበር ነገሮችን ቀላል እንዲያደርጉልኝ። እመቤቴ በምልጃዋ እረዳችኝ አላሳፈረችኝም አምላኬም እግዚአብሄር እረዳኝ እግዚአብሄር ይመስገን! ክርስቲያን ሆኛለሁ አሁን ቁራንን እንኳን ልነከው ሳስበው እራሱ የገማሁ ይመስለኛል! ከቤተሰቦቸ ወጥቻለሁ የምኖረው ለብቻየ ነው! እራሴን እደግፍበትና ሰዎችንም አስተምርበት ዘንድ ዩቲዩብ አካውንት ከፍቻለሁ እየገባችሁ ሰብስክራይብ አድርጉኝ! ሠዎችንም እንዲያደርጉኝ ጋብዙልኝ! በዚህ ሳምንት 1k እንደምታስገቡኝ ባለሙሉ ተስፋ ነኝ! እርዳታችሁ ያስፈልገኛል! እምዬ ማርያም አለሁ ትበላችሁ አሜን አሜን አሜን!እርዳታችሁ ያስፈልገኛል! እምዬ ማርያም አለሁ ትበላችሁ አሜን www.youtube.com/@sdetegnawahewan
እሰይ እልልልልልልልልልል እንካን ወደየጥንት ቤታችን ተመለስሺ የኔ ውድድድድ በቤቱ ያፅናሽ እግዚአብሔር ሉሩሉኝ ማርያም ማርያም ብለን መቸ ኣፍረን ናውቃለን ተመስገንንንን
Eshi
እግዚኣብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር ንዓኻ ክኣ ልብኻ ርኡ እዩ ንድሕነቱ ዓዲሙካ ስለ ቤተ ሰብ ጸሎት ግበር
Temsgen fetari nabe orthodox deateki haftey natey denge maryam mes kulda tekun Amen Amen Amen ❤️❤️❤️
TH-cam Account yet ale
ኣነስ ክፈትወኻ...መዝሙርኻ ስንቀይ እዩ...በጃኻ ኣይትጥፋና...መመሊስኻ ብሓድሽ መዛሙር ምጻእ...እግዚኣብሄር ይባርኽኻ😍❤✝❤😇
ናይ ኣዴና ድንግል ማሪያም ረዲኤታን በረኸታን ኣይፈለየና😊 ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓና🙏🙏🙏
I do not know Tigrigna, but I know my MOM Virgin Mary. I enjoyed the song without knowing the language. Just listening to her name made my day! Thank you God bless you for singing for our MOM Weladite Amlak!
What is your language?
God bless you my dear.
እልልልልልልልልልልልል
እልልልልልልልልልልልል
እልልልልልልልልልልልል
መግለጺ ቃላት ዘይረኽበላ ዝማሬ. . . ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ኣምላኽ ክቡራት ኣሕዋት!!!
ዝማረ መላክት የስማዓልና እመ ብራሃን ትሓልወና መዝሙራን
ኣሜን ❤ ዝማሬ መላኣክት ❤ የስማዓልና ❤ ኣደይ ማርያም❤ ጽላላ ተምብረልካ
ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዓልና በረከታን ረዲኤታን ጣዕማን ፍቅራን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና።
ዝማረ መልኣኽቲ የስማዓና ኩቡራት ኣሕዋት
ማርያም እናቴ ዕልልልል ዝማርየ መላክቲ የስምዕና❤❤❤❤
ማርያመይ እዳበልኩ ተጸዋዕኩ ስምኪ❤
ኣዲኻ አያ ኢሉ ጎይት አዩ ሂቡኒ❤
ክዝምረልኪ እየ ሎሚ ኮነ ጺባሕ❤💒💒💒 ዝማረ መላእኪት የስማአለና አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓና ፈጣሪ ናይ ኣዴና ቅድስት ቅዱሳን ድንግል ማርያም በረኸታን ኣማልደታን ኣይፈለይና ኣሜን፡ ዘማሪ ሓውና ብሓፈሻ ኣብዚ ስራሕ ዝትውሳተፍኩም ኩሉኹም ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ኣይፈለኹም ኣይፈለየና ንዓይ ንድኹም ሓውኹም ክኣ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ ኣሜን🙏🙏🙏።
ንሰማ ጸዊዐ ኣብ ዝጽልየሉ ሓፊረ ደኒነ ኣይፈልጥን እየ።
መን ሞ ከም ኣደ ጎይታይ
መን ሞ ከም ኣደ መድሕነይ
መን ሚ ከም ኣደ ኣምላኸይ 😍😍😍😍😍
Asey nay libey mezimuri 🍀🍀🍀
Zimare melaekity yesimaelina 🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀
ብኪ ድኅነ ዓለም ወበወልድኪ ኮነ ሰላም/ ዓለም ብኣኺ ደኃነ፡ ብወድኺ’ውን ሰላም ኮነ።እለ ትወርዱ ታሕተ ወእለ ተዐርጉ ላዕለ። ፍቕረ ማርያም ድንግል ኢይ ምሰልክሙ ቀሊለ ለለጊዜ ይጼውዕ ስማ በፍቅረ ማርያም ዘተወከለ። ታሕተ ጽላሎታ ዘተጸለለ። ዘማዊ ወደነሳዊ ይከውን ድንግለ። amen amen zmarie melaikti yesmialna hawana henok.
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሕ ፈጣሪ ጸሎታን በረኸታን ናይ እምበርሃን ኣይፈለየና!!!
ማርያም ኣደይ ☦️🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ቅሱነይ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዝማሬ መላእክት የሰምዓልና❤❤❤❤❤❤
Rrrrr
❤❤❤ኣደይ ቅድስት ድንግል ማርያመይ🙏
ዝማሬ መላኽቲ ያስመዐልና🕊🕊❤🙏
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና🤲🤲🤲ርሑስ ሓድሽ ዓመት። ዓመተ ራህዋ ዓመተ ሰላም ይግበረልና ስደትና የሕጽረልና🙏🙏🙏
ኣደይ ማርያም ባዕላ ትሃልካ ዲያቆን ሄኖክ ምስ መሳርህትካ
I have no words!!
very happy to hear this hymn
I have been waiting so much
May God bless you guys well done !!!
💞🙏
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ሄኖክ ሓወይ ብሩኽ
ጸጋኡ ይብዝሓልካ ዝዓርከይ
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ።
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ፍፃሜዎ ይመር 🇪🇹🇪🇹🇪🇹
What a beautiful mezmur!!! I'm so glad that there was a song that was made on the holiday; I watched it as soon as it came out but I'm commenting just now. Egziabheir ybarekum!!!🇪🇷💖
Amen, zhawey/haftey amlak yibarek just to correct you it's called mezmur not song God bless you
@@niyattsegaye3336 Thank you. I said song instead of mezmur so non-habesha understand, but God bless you for the correction!
Wow temesgen amlakhey marimey nabelku texewaku smki lbkha teresrs mezmur zmarie melakt ysmealna
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና🙏🏽
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ።
Amen Amen Amen
@@ezgeamneyeab5218l😊l
Amen 🙏 🙏 🙏 🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Asey enda zemerkum yenbrkum brukatey 👏🙌🙏⛪️💕
ዝማረ መላኣክቲ የስማዓልና።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🌺🌺🌺
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላዕክት የስምዓልና እግዚአቢሄር አምላክ ይባርከልና
Zmarie melakti yesmalna qexlo hawey amlak xegu yebzhalka
Ewe haqi maryamey maryamen maltawi degimkayo zeymno sma 🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ።
ሄኖክ ሓውና ጎይታ ኣዕዚዙ ይባርኽካ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ
ክብሪ ን ኣምላኽ
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ።
ጥዑም ዝማሬ ጸጉኡ የብዝሓልኹም
ቶማስ ሓዉና ዝማረ ማላእክቲ የስምዓልና ኣብ ቀጻሊ ብካልእ መዝሙር ክትመጸና ክጽበ ኢና❤
EllllllllllllllEllllllllllllElllllllllll Ata kndey ttem eya eza mezmur zmare melaekt yesmealna xegau yebzh 🙏
Zmarie Melaka yesmalna 😘😘😳😳🥰🥰⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኩቡራት የሕዋተይ 🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡር ሓወይ እመ ኣምላኽ ናይ ዘመን ዕድሚኻ ትባርኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣብ ቤቱ የንብርካ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝማሬ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማርየ መላእክቲ የስምዕና❤❤❤❤❤
Zmarie melakti yesmolena aseyyyy eillllllll eillllllll maryam xyoney andabelku kweds❤💒🙏🙏🙏❤💒🤲🤲🙏🙏🙏❤❤💒💒🤲🤲🤲
ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን፡ በረከታ ናይ ኣዴና ቅድስቲ ማርያም ድንግል ወላዲት ኣምላክ ኣይፈለየና።
ዝማሬ መልኣክት የስመዓልና!
እግዚኣቢሄር ይመስገን!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ።
Zemare melaket yesmalna heniye hawey and kulkum ahwat azyu Tum mezmur kea 😩❤️❤️bflay Mariamey da belku !!!
ማርያመይ ማርያመይ ማርያመይ ኢለ ትፀዋዕኩ ኹሉ ብርሃን ኾነ ብሓይልኽ ማርያመይ እናቴ ክብርን ምስጋናን ይብጻሕኽ ❤❤❤እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስመዕልና ❤❤❤
Amen 🙏zmare melakti yesmalna Egziabher Amlak zemenka ybarkelka henok hawey 🙏🌹 nkulkum sdra Egziabher Amlak Dngl maryam xlala tmrelkum 🙏
ዝፈትዋ መዝሙር
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ሄኑ ሓወይ
እመ ብርሃን ጸጋካ የብዝሓልካ ❤❤❤❤
ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዐልና ኣዝየ ዝፈትያ መዝሙር❤❤❤
አሜን አሜን አሜን
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን
የተዋሕዶ ልጆች🥰😍🥰
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣህዋተይ ጸጉኡ የብዝሓልኩም እመብርሃነይ ትባርክኩም
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ።
ነፍስን የሚያለመልም ድንቅ ዝማሬ😍
ዝማሬ መላክትን ያሰማልን🙏🙏
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Mama abeba 🙏🙏🙏⚓
ዝማሬ መላአክቲ የስምዓልና ገን ደንጊኹምና ክጽበ ስለ ዝቀነኹ አየ መስለኒ ጡዑም መዝሙር በአዝነይ ዘይኮነስ ብልበይ ክሰምዓ ጸኒሒ ናይ ብሓቂ ደስ ዘበል መዝሙር
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ።
ኣሜን🌿 ኣሜን 🌿ኣሜን🌿 ዝማሬ 🌿መላእክት 🌿 የሰማዓልና 🌿 ❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰💐💐💐🙏🙏🙏🙏
May God bless you brother ✝️
ዝማሬ መላእክት ይሰማዓልና ናይ ብሓቅ ደስ ዝብል መዝሙር ጸጊኡ የብዛሓልኩም
ኣሜን ዝማሬ መላእት የስመኣልና❤❤❤
ማርያመይ በረከትኪ ኣይፈለየና ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓውና
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ።
ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ይመስገን ኣምልኾን ውዳሴን ምስጋናን ንኣምላክናን መድሐኒናን ፈጣሪናን እየሱስ ክርስቶስ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏👏👏🤲🤲🤲🙏🙏🙏🍀🍀🍀🌸🌸🌸🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌷🌷🌷🍁🍁🍁🌿🌿🌿❤❤❤ክብሪን ምስጋናን ንቅድስቲ ድንግል ማርያም ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏👏👏🤲🤲🤲🙏🙏🙏🍀🍀🍀🌸🌸🌸🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌷🌷🌷🍁🍁🍁🌿🌿🌿❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማርፍያመይ። እንፋጸውዓኩ ስምኪ ጎይታይይይ ድንግለይይይይ መቅብየይይይይ ጽየነይይይይ እንዳ በልኩ ክዝመርኪ እየ ዝማሬ መዓልና የስመዓልና ሙቁራት የሕወተይይይይ ጸግኡ ይብዝሓልኩም 🙏🙏🙏♥♥♥🍇🍇🍇🌺🌺🌺🍄🍄🍄🌸🌸🌸🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌳🌳🌳
Kal hiwet yesmealna. Zemari Henok. Btaemti tiemti mezmur... Gtmi riesu zkeale nay biete krstiyana tmhrti eyu. Gele kabti ztemeharkuwo, msalietat nay emeberachn neabnet merkeb nay noh, and tbeb nay silondis zbl malet eyu... zema- aziyu tuemn hduen... video clip- lieli meten xbuk... sm emebetachn maere kndey fshan hagosn kem zfetrnelna Kab kulom abzi video ztesatefu... ( n kulkum kale hiwet yesmealna). Btaemi xbuk... keep up doing the good work zemari Hawna. Xelot nay adena kdsti dngl Maryam ms kulatna ykun.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወኢት የስማልና ክበርት ኣሕወትይ አዝግብሄር ኣምላኽ ኤድመን ተናን ይሕብኩም ፈጣር
አደ አምላከይ❤ድንግል ማርያም ❤⛪️❤⛪️🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዘማሪ ሄኒ ሓወይ ተባረኽ ፍቕራን ጣዕማን ይብዝሓልካ❤❤❤❤
ዝምረ መላኣክቲ መላኣክቲ የስማልና ብሩክ ሃወይ ብር ክትብል ትሃጎ ድንግል ማርይም ፅድመን ትፅናን ተብዝሃልካ ኣሚን ኣሚን ኣሚን!!! ✝ ⛪ 💒🌈 💐✝
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ።
Eza 🌈👈 gerkiya/ya zeleku/ka bzey flat kkewun tesfa ygebr
Dngeley ⛪️ ❤zmare melakti ysmalna burukat amen(3)
Zythefer ade za merkeb selamey ayhi ente znbe nsa ya xlaley 🥰😥 xegeu ybzhalka
💒💒Amen amen amen zmarie melakti yesmaelna egzaber amlak xegu yebzhalka❤️❤️🙏🙏🙏❤️💒💒
ከምቲ ዑፍ ንደቃ ተጽልል ብክንፋ ክፉእ ከይቀርበኒ አላይተይ ንሳ...........zmarie melaekt yesmalna xegan bereketan redietan ayfeleyn...God bless you hieni hawna
Maryamey ❤❤❤xiyoney ❤❤❤❤❤zmarie melikiti yesimialna xegueu yebizhalkum fetari
ዝማሬ መልኣክቲ ይስምዓልና ደስ ዝብል መዝሙር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ይወስካ ኣምላክ ሄኖክ ሓውና
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ።
amen zemar melakti yesmalena xegu yebzhkekum mareyamey enableku sema kexwe ❤🎉❤🎉
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏👏👏🌾🌾🌾🌾🌾🌾 ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾
St Mery family's, the melody it was biting too fast & beautiful. The video was selectivity amazing, & ur all blessing I can see God greace reflecting on you. Love you all stay safe always in the hand of God.
Zemarie melaeekti yesmealna egziabiher amlak xegeu yebzhalka Heni hawey 👏🏻👏🏻👏🏻 maryamey tehalka ❤️
Aseyyyyyyyy ellllll selam thbeni mezmur melakti yesmealna maramey ms belku ❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዐና
ኣሜን ዝማሬ ማላእክት የስምዐልና በረከት ድንግል ኣደ ኣምላኽ ምሳና ይኩን
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጋኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ክቡራት አሕዋትና🤲🤲🤲
Amen, zemare Melaket yesmealna 💙🙏
Amen amen zemare melaekti yesmealna nay agolgulot gezakum amlak yebarekelkum yehwatey
ኣሜን ዝማርየ መልኣክቲ የአስምኣልና❤❤❤🙏
ዕልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና በረከኸታን ረደኤታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ኩሉ ህዝቢ ክርስቲያን ይኹን
Zmare melaekti yesemaelna xegu yebzehalka hawey🙏❤️❤️❤️
ዝማሬ መለእክቲ የስምዐልና ክቡር ሓወይ 🥰👏🥀🥀🥀
Zmarie melaekt yesmealna btaemi blux mezmur fetari xegaeu yebzhalka emebrhan ab bietu texneika heni hawey
God bless you Bro and for all Orthodox Christians .
Amen (3) zmare meliakiti yesimialina dyakon hawuna
Zmare melaekt yesmalna des zbl mezmur qexlo zemari henok fqadu
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሔ እግዚኣብሔር ኣምላክ ደቂ እመብርሃነይ♥️✝️♥️♥️♥️❤️🥰🥰🥰
Zmare melakti yesmalna ❤️🙏🏾☦️💒🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
Zmarie melaekt zteqebele egziabhier zmariekum yqebel
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጣዓማን ፍቅራን ኣይፈለየና።ፍቁራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ነዛ መንፈሳዊት ቻነለይ Subscribe ኪትገብሩለይ ብትሒትና ደገፍኩም ይሓትት ስለ ምትሕብባርኩም እግዝኣብሄር የክብረለይ።
ዝማሬ መላአክት ያሰማልን ወንድማችን በተዋሕዶ ቤት ለዘላለም ያኑርልን⛪🙏❤ ቋንቋውን ባላወቀውም መሠማት ደሰ ይለኛል ትግሬኛም ኦሮሞኛም መዝሙር ነፍሴ ትሰማለች🙏
Ellllllllllll zemare melekti yesmana henke hawey egzabher xegu yebzhalku mareyamey negsti lebey bedeqki kulu gize keberi adeyey
AMEN AMEN AMEN Zmare Melaekt Yesmaelna.
Kale hiwet yesmalna egzabiher xegiu yebzehalkum
Zemri melkity yasmaalina ⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏
Mariyamey Adu kulu❤❤❤❤❤