ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እንዘ ይብሉ ወይዜምሩ በልሳን ዘኢያረምምኣማን በኣማን /2/መንግስተ ሥላሴ ዘልኣለም1.ዓለም ከይተፈጥረ ቅድሚ ኩሉ ዘመንሥሉስ ቅዱስ ነይሩ ብፍጹም ሓድነትናይ ዘመናት ቁጽሪ ኣሃዱ ከይበለልዑል ብባህሪኡ ይምስገን ነበረ ወሰን ዘይብሉ መንግስቱ ዘመን ዘይግድቦ ግዝኣቱ ሓደ እግዚኣብሔር በይኑ ዝምለኽ ንዘልኣለም ኣለም ዝስበኽ 2.ናይ ምድሪ መሰረት ብቓሉ ዘጽንዐቅዱስ ምስጉን ጎይታ ብኽብሪ ዝመልአመኻሪ ዘይብሉ ንበይኑ ፈጣሪግዜ ዘይውስኖ ዘልኣለም ነባሪ ወሰን ዘይብሉ መንግስቱ ዘመን ዘይግድቦ ግዝኣቱ ሓደ እግዚኣብሔር በይኑ ዝምለኽ ንዘልኣለም ኣለም ዝስበኽ 3.ብድንቂ ጥበቡ ሰማያት ሰሪሑጽሓይ ከዋኽብቲ ኣብ ህዋ ዘርጊሑእንዳተገረምና ዝገዝኣና ፍቕሩንሱ'ዩ ሥላሴ ንኽብሩ ዘምሩ ወሰን ዘይብሉ መንግስቱ ዘመን ዘይግድቦ ግዝኣቱ ሓደ እግዚኣብሔር በይኑ ዝምለኽ ንዘልኣለም ኣለም ዝስበኽ 4.ውሓይዝ ኣፍላጋት: ማያት ከይነበሩኣብ ዙፋኑ ነይሩ ያህዌ ብኽብሩመጀመርታ ኩሉ ፍጻሜ ዘይብሉንስመ ሥላሴ ሃሌሉያ በሉ ወሰን ዘይብሉ መንግስቱ ዘመን ዘይግድቦ ግዝኣቱ ሓደ እግዚኣብሔር በይኑ ዝምለኽ ንዘልኣለም ኣለም ዝስበኽ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እልልልልልልልልልል ኣሰይ ተባረኹ ኣምላኽ ሓሳብኩምን ዕድሜኹምን ይባርኽ ሙቁራት የሕዋተይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Asey Asey Asey xbuqat yehwatey xegeu yebzhalkum egziabiher amlak ❤❤❤
Amen
Aseyy Aseyy Elll Elllllll bhaki tam meznur asmiaukumna kburat yehwatey Egzabhir xegau yebzhalkum ..
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ወሰን ዘይብሉ መንግስቱዘመን ዘይግድቦ ግዝኣቱሓደ እግዚኣብሄር በይኑ ዝምለኽንዘልዓለም ዓለም ዝስበኽ❤❤❤❤❤
አሜን
Aseyyyyy temesgen amlakey ekaeee orthodox tewahdo konku temesgen amlakey 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ሰሚዐ ዘይመንዋ መዝሙር❤😮 ብምሕረትካ አምላክ ክሰምዕ ዝፈቀድካ ተመስገን
ዝማሬ መላእክቲ ይሰምዐልና ! ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር እዩ እቶም ደቂ ተባዕትዮ ንጽል እንተዝኽደኑ ጽቡቕ ነይሩ ።
ምጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር ቃለ ሂወት የስመዓልና ግን ነጸላ ናይ ቤተክርስቲያን መግለጺና እንዲዩ ኣብ ካልእ ስረሓት ነጸላ ኣይንረስዕ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዘሓልኩም❤❤❤❤❤❤
😢😢
Amen amen amen 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻💐💐💐💐
“ብሩክታዉያን” በርቱልን።
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና። ጸግኡ የብዝሓልኩም። እንተ ኾነ ኣወዳት የሕዋትና፡ ነጸላ እንተ ትለብሱ ጽቡቕ ነይሩ።
ርሑስ በዓል ልደት እንቋዕ ኣብጸሓና። ብሓቂ ደስ ዘብል መደብ ኢዩ እግዚኣብሄር ዓስብኹም ይኽፈልኩም!!!
qale zemare yesmalna ⛪⛪⛪🙏🙏🙏💝💝💝 Elllllllllllll
አሜን ፫ ዝማሬ መላእክት ያሰማልን የአገልግሎት ዘመናችሁን ያርዝምልን 🙏👏👏👏👏😍😍
🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹❤❤
Amen❤❤❤❤ 3:25
አሜን ዝማሬ መላ እ ክ ት ያ ሳ ማ ል ን🙏
እልልልልልልል ተባረኩልና ደቂ ተዋህዶ ኦርቶዶክs🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ዝማረ መላእከት የስምዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእክቲ ይሰምዐልና ጥሕና የሐብለይ አሜን
አሜን አሜን ❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኩቡራት ኣሕዋተይ ፅግኡ የብዝሓልኩም🙏🙏🙏
ዝማሬ መልእክት የስመዐልና ኣሕዋተይዛግጥሚ እባ ሸር በሉልና ፉቁራተይ
እልልልልልልልልልልልልል ዝማሪ መልእክት ያሰማልን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ተዓዲልኩም ነዚ ዝመስል መዝሙር ክትዝምሩ... ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና
እእእእእእእእእእእእእእልልልልልልልልልልልልል ብሰማው የማልጠግበው አጥት የሚያለመልም🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
ኣሰይ ቡሩካት ኣሕዋተይ ደስ ዘብል መዝሙር ዝማረ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ይክበር ይመስገን ።ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርከም እግዚአብሔር
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ምልኣኽ የስማዓና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣሜን (((3))) ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓና ኩቡራት የሕዋተይ
እግዚአብሔር በቤቱ ያፅናችሁ። ትግረኛውን ባልቸለውም ነፍሴ ግን ሰምታ እረክታለች
Enze ybelu weyzemeru b'lesab zeiyaremm Aman b'aman (2) mengeste silase zelalemeAlem keytefxre gedmi kulu zemen Selus qudus neru bfuxum hadenet Nay zemenat quxeri ahadu keybeleLueu bebahriu ymesgen neberWesen zybelu mengesetuZemen zygedebo gezatuHade Egziabhier bynu zemelekNezelealem alem zesebkNay medri mesret beqalu zexeneQudus mesgun goyta bekebri zemlekMekari zybelu nebeynu fetariGieze zeywuseno zelealem nebariWesen......Bednqi tebebu semayt serihuXehayt kewakebeti ab hewa zergihuEnda'tegermna zegzeana b'fkruNesu ,eu selase nekebru zemeruwesen........Wehayz afelagt mayat keyneberAb zefanu neyru yehwe be'kebru Mejemerta kulu fexame zeybeluNesem selase haleluya bluWesen........
_ዕልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብራተይ❤❤❤_*
ተባረኩልና❤
Ellllllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllllllll Amen Amen Amen zmare Melaekt yesmaalna kburat yehwatey ❤❤❤.
ተመሰገን ኦርቶዶክስ ላደረግከኝ ጌታ 🥹🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን❤
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ባሓቂ ፀጋኡ ያብዘሐልኹም አሜን ቆንጆ ይኡ ቃፅሉሉ
Mengste slasie nzelalem tekebiru ynber amen amen amen 🙏
እልልልልልል ዝማሬ ምልክት ያሰማልን እህት ወንድሞቻችን
Ellllll slasie aboy mhretka sdedelna dea aboye ❤❤
ተባረኩዝማሬ መላእክት ያሰማልንልብ የሚያረሰርስ መዝሙር
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላክቲ የስማዓና❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬመላእክትይስማልን❤❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜንንንንንንንንንንንንንንንንንንን 💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🕊🕊🕊🕊🕊🕊እልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእክት ዝተቐበለ ዝማሬኹም ይቅበል እግዚአብሔር ጸጋ በዲበ ጸጋ ይጸግውኩም።
ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና ዞም የሕዋተይ ቀጽልዎ ❤❤❤
Amen Zmarie melakti yesmealna kburat yhwat ❤😊❤😊❤😊
❤❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን
Zemare melakti yesmalna amlak xegu yebzhalkum
ዝማረ መላእክቲ የስመዕልና።ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባረክ።
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓና ኣሕዋተይ መዓረይ ናይ ኣጎልጉለት ዘመንኩም ይባረክ❤❤❤
Amin🙏🙏🙏🙏
❤❤ዘማሬ መላእክቲ የስማዕልና❤❤
Beautiful . . . . I just added it to my play list as Tigrigna version. Amharic version is also beautiful. . . . God bless you all!!
እወዳችኋለሁ ፣እግዚአብሔር ይመስገን።❤❤❤
Amen zmarie melakti yesmealna ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ ያስመዐልና ባሓቂ ንሰበሁ አማን ባአማን ፀጋኡ ያብዘሐልኹም አሕዋትና አብ ቤቱ ያንብሩኹም መጨረሽኹም ያስመረልኹም
😢😢💔 nezi gedifka do nab aboy kmles xolotkum ayfeleyeni yehwatey kemzi kemakum zemarit eye nere hji gn aygdn alem bchinqeta wihitatni😢🙏🙏🙏
አጆኪ ብጸሎት በርትዒ ሓፍተይ ምውዳቅ አዳማዊ እዩ ወዲቅኻ ዘይምትሳእ ግን ሰይጣናዊ እዩ
ኣይዘኺ ክብረተይ
Ajokie xelot tray gberie dengel mariam thagezkie and stress nay seytan slezkone bbzhi nab church kedi mezmur sbketen ka smie Egzieabiher yhagezkie
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ምርጥ መዝሙር❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬ መላዕክ ያሰማልን❤❤❤❤
(Jdhdjwq♥️♥️👁️👁️♥️♥️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን
ዕልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልል🕊🌻🕊🌻🌻🕊🌻🕊🌻🕊🌻🕊🌻🕊🌻🕊🕊🌻🌻🕊ዕልልልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐልና❤❤❤❤🎉
ዝማሬ መልኣክት የስማዓልና
ዝማሬመላእክት ያሰማልን🙏🥰🥰
ዝማሬ መላክት የሰምዓልና አሕዋተይ ፀገኡ የብዝሕልኩም❤❤❤❤❤❤
እልልልልልልልልል ቃለ ህይወት ያሰማልን መንግስትህ ዘለአለም ነው ጌታዬ
እልልልልልል👏🏽👏🏽👏🏽
Amen amen zmare melaekti yesmealna betam des yemiyasegn mezmur nwe
ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የሰማፅና
እግዚአብሔር ይመስገን።❤❤❤
I like this mezmur❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏❤️ zemare mealketn yasemalen.
Zmare melakt yesmalna yehwatey marey ❤❤❤❤❤❤❤❤ btami xbuk srah 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ጸጉ የብዝሃልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ድንቅ መዝሙር ነው 😮😮😮❤❤❤
ዝማሬ መላእክት ይስማዓልና❤❤❤
Zmare malaekt yesmealna yhawat❤❤❤❤❤❤
Zmare melaekti yesmealna fquratey ❤❤❤❤❤ellllllllllllllll
Ellllllllll Zmarie mlakti ysmana amen amen amen
Amen ❤
ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ
Zemare melakti yesmalna amlak xegu yebzhalkum Burukatey 🙏♥️
Aman beaman Mengste slase zelalem❤❤❤
Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
zmarie melaekti yesmialna!
ቃለ ሂወት የስመዐልና የሕዋተይ❤❤❤
ዝማረ መላአክት የስማአልና ❤❤❤
Elllllllllllllllllllllll. Amen zemare melakte yesmalna. Zemenkum yebark
Zimare meleakti yesmealna Amlak edmen tienan yihabkum
ጎብዞች ❤❤
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ጸጉ የብዝሃልኩም
Amen🙏 zmare melaekiti ysmiana amlak xegueu ybzhalkum aseyy elllllllllllll🙏
❤❤❤❤amen
zimare melaekt yasemalin.degmo degagmo misema mezmur
እልልልልልል እልልልልልል እልልልልልል ዝማሬ መላአክት የስማዓልና እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት አሕዋተይ ✝️
ዝማሬ መላክትን ያሰማልን 🙏🙏🙏🙏🙏
zemare melaektn yasemalen amen
ዘር መላአክት ያሰማልን
Zemar Melketi yesmena Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
Amen3 zemare melakti yesmalna
እንዘ ይብሉ ወይዜምሩ በልሳን ዘኢያረምም
ኣማን በኣማን /2/መንግስተ ሥላሴ ዘልኣለም
1.ዓለም ከይተፈጥረ ቅድሚ ኩሉ ዘመን
ሥሉስ ቅዱስ ነይሩ ብፍጹም ሓድነት
ናይ ዘመናት ቁጽሪ ኣሃዱ ከይበለ
ልዑል ብባህሪኡ ይምስገን ነበረ
ወሰን ዘይብሉ መንግስቱ
ዘመን ዘይግድቦ ግዝኣቱ
ሓደ እግዚኣብሔር በይኑ ዝምለኽ
ንዘልኣለም ኣለም ዝስበኽ
2.ናይ ምድሪ መሰረት ብቓሉ ዘጽንዐ
ቅዱስ ምስጉን ጎይታ ብኽብሪ ዝመልአ
መኻሪ ዘይብሉ ንበይኑ ፈጣሪ
ግዜ ዘይውስኖ ዘልኣለም ነባሪ
ወሰን ዘይብሉ መንግስቱ
ዘመን ዘይግድቦ ግዝኣቱ
ሓደ እግዚኣብሔር በይኑ ዝምለኽ
ንዘልኣለም ኣለም ዝስበኽ
3.ብድንቂ ጥበቡ ሰማያት ሰሪሑ
ጽሓይ ከዋኽብቲ ኣብ ህዋ ዘርጊሑ
እንዳተገረምና ዝገዝኣና ፍቕሩ
ንሱ'ዩ ሥላሴ ንኽብሩ ዘምሩ
ወሰን ዘይብሉ መንግስቱ
ዘመን ዘይግድቦ ግዝኣቱ
ሓደ እግዚኣብሔር በይኑ ዝምለኽ
ንዘልኣለም ኣለም ዝስበኽ 4.ውሓይዝ ኣፍላጋት: ማያት ከይነበሩ
ኣብ ዙፋኑ ነይሩ ያህዌ ብኽብሩ
መጀመርታ ኩሉ ፍጻሜ ዘይብሉ
ንስመ ሥላሴ ሃሌሉያ በሉ
ወሰን ዘይብሉ መንግስቱ
ዘመን ዘይግድቦ ግዝኣቱ
ሓደ እግዚኣብሔር በይኑ ዝምለኽ
ንዘልኣለም ኣለም ዝስበኽ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እልልልልልልልልልል ኣሰይ ተባረኹ ኣምላኽ ሓሳብኩምን ዕድሜኹምን ይባርኽ ሙቁራት የሕዋተይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Asey Asey Asey xbuqat yehwatey xegeu yebzhalkum egziabiher amlak ❤❤❤
Amen
Aseyy Aseyy Elll Elllllll bhaki tam meznur asmiaukumna kburat yehwatey
Egzabhir xegau yebzhalkum ..
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ወሰን ዘይብሉ መንግስቱ
ዘመን ዘይግድቦ ግዝኣቱ
ሓደ እግዚኣብሄር በይኑ ዝምለኽ
ንዘልዓለም ዓለም ዝስበኽ❤❤❤❤❤
አሜን
Aseyyyyy temesgen amlakey ekaeee orthodox tewahdo konku temesgen amlakey 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ሰሚዐ ዘይመንዋ መዝሙር❤😮 ብምሕረትካ አምላክ ክሰምዕ ዝፈቀድካ ተመስገን
ዝማሬ መላእክቲ ይሰምዐልና !
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር እዩ እቶም ደቂ ተባዕትዮ ንጽል እንተዝኽደኑ ጽቡቕ ነይሩ ።
ምጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር ቃለ ሂወት የስመዓልና ግን ነጸላ ናይ ቤተክርስቲያን መግለጺና እንዲዩ ኣብ ካልእ ስረሓት ነጸላ ኣይንረስዕ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዘሓልኩም❤❤❤❤❤❤
😢😢
Amen amen amen 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻💐💐💐💐
“ብሩክታዉያን” በርቱልን።
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና። ጸግኡ የብዝሓልኩም። እንተ ኾነ ኣወዳት የሕዋትና፡ ነጸላ እንተ ትለብሱ ጽቡቕ ነይሩ።
ርሑስ በዓል ልደት እንቋዕ ኣብጸሓና። ብሓቂ ደስ ዘብል መደብ ኢዩ እግዚኣብሄር ዓስብኹም ይኽፈልኩም!!!
qale zemare yesmalna ⛪⛪⛪🙏🙏🙏💝💝💝 Elllllllllllll
አሜን ፫ ዝማሬ መላእክት ያሰማልን የአገልግሎት ዘመናችሁን ያርዝምልን 🙏👏👏👏👏😍😍
🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹❤❤
Amen❤❤❤❤ 3:25
አሜን ዝማሬ መላ እ ክ ት ያ ሳ ማ ል ን🙏
እልልልልልልል ተባረኩልና ደቂ ተዋህዶ ኦርቶዶክs🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ዝማረ መላእከት የስምዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእክቲ ይሰምዐልና ጥሕና የሐብለይ አሜን
አሜን አሜን ❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኩቡራት ኣሕዋተይ ፅግኡ የብዝሓልኩም🙏🙏🙏
ዝማሬ መልእክት የስመዐልና ኣሕዋተይ
ዛግጥሚ እባ ሸር በሉልና ፉቁራተይ
እልልልልልልልልልልልልል ዝማሪ መልእክት ያሰማልን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ተዓዲልኩም ነዚ ዝመስል መዝሙር ክትዝምሩ... ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና
እእእእእእእእእእእእእእልልልልልልልልልልልልል ብሰማው የማልጠግበው አጥት የሚያለመልም🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
ኣሰይ ቡሩካት ኣሕዋተይ ደስ ዘብል መዝሙር
ዝማረ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ይክበር ይመስገን ።ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርከም እግዚአብሔር
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ምልኣኽ የስማዓና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣሜን (((3))) ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓና ኩቡራት የሕዋተይ
እግዚአብሔር በቤቱ ያፅናችሁ። ትግረኛውን ባልቸለውም ነፍሴ ግን ሰምታ እረክታለች
Enze ybelu weyzemeru b'lesab zeiyaremm Aman b'aman (2) mengeste silase zelaleme
Alem keytefxre gedmi kulu zemen Selus qudus neru bfuxum hadenet Nay zemenat quxeri ahadu keybele
Lueu bebahriu ymesgen neber
Wesen zybelu mengesetu
Zemen zygedebo gezatu
Hade Egziabhier bynu zemelek
Nezelealem alem zesebk
Nay medri mesret beqalu zexene
Qudus mesgun goyta bekebri zemlek
Mekari zybelu nebeynu fetari
Gieze zeywuseno zelealem nebari
Wesen......
Bednqi tebebu semayt serihu
Xehayt kewakebeti ab hewa zergihu
Enda'tegermna zegzeana b'fkru
Nesu ,eu selase nekebru zemeru
wesen........
Wehayz afelagt mayat keyneber
Ab zefanu neyru yehwe be'kebru Mejemerta kulu fexame zeybelu
Nesem selase haleluya blu
Wesen........
_ዕልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብራተይ❤❤❤_*
ተባረኩልና❤
Ellllllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllllllll Amen Amen Amen zmare Melaekt yesmaalna kburat yehwatey ❤❤❤.
ተመሰገን ኦርቶዶክስ ላደረግከኝ ጌታ 🥹🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን❤
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ባሓቂ ፀጋኡ ያብዘሐልኹም አሜን ቆንጆ ይኡ ቃፅሉሉ
Mengste slasie nzelalem tekebiru ynber amen amen amen 🙏
እልልልልልል ዝማሬ ምልክት ያሰማልን እህት ወንድሞቻችን
Ellllll slasie aboy mhretka sdedelna dea aboye ❤❤
ተባረኩ
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን
ልብ የሚያረሰርስ መዝሙር
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላክቲ የስማዓና❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬመላእክትይስማልን❤❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜንንንንንንንንንንንንንንንንንንን 💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🕊🕊🕊🕊🕊🕊እልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእክት ዝተቐበለ ዝማሬኹም ይቅበል እግዚአብሔር ጸጋ በዲበ ጸጋ ይጸግውኩም።
ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና ዞም የሕዋተይ ቀጽልዎ ❤❤❤
Amen Zmarie melakti yesmealna kburat yhwat ❤😊❤😊❤😊
❤❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን
Zemare melakti yesmalna amlak xegu yebzhalkum
ዝማረ መላእክቲ የስመዕልና።
ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባረክ።
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓና ኣሕዋተይ መዓረይ ናይ ኣጎልጉለት ዘመንኩም ይባረክ❤❤❤
Amin🙏🙏🙏🙏
❤❤ዘማሬ መላእክቲ የስማዕልና❤❤
Beautiful . . . . I just added it to my play list as Tigrigna version. Amharic version is also beautiful. . . . God bless you all!!
እወዳችኋለሁ ፣እግዚአብሔር ይመስገን።❤❤❤
Amen zmarie melakti yesmealna ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ ያስመዐልና ባሓቂ ንሰበሁ አማን ባአማን ፀጋኡ ያብዘሐልኹም አሕዋትና አብ ቤቱ ያንብሩኹም መጨረሽኹም ያስመረልኹም
😢😢💔 nezi gedifka do nab aboy kmles xolotkum ayfeleyeni yehwatey kemzi kemakum zemarit eye nere hji gn aygdn alem bchinqeta wihitatni😢🙏🙏🙏
አጆኪ ብጸሎት በርትዒ ሓፍተይ ምውዳቅ አዳማዊ እዩ ወዲቅኻ ዘይምትሳእ ግን ሰይጣናዊ እዩ
ኣይዘኺ ክብረተይ
Ajokie xelot tray gberie dengel mariam thagezkie and stress nay seytan slezkone bbzhi nab church kedi mezmur sbketen ka smie Egzieabiher yhagezkie
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ምርጥ መዝሙር❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬ መላዕክ ያሰማልን❤❤❤❤
(Jdhdjwq♥️♥️👁️👁️♥️♥️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን
ዕልልልልልልልልልል
ዕልልልልልልልልልልልልል🕊🌻🕊🌻🌻🕊🌻🕊🌻🕊🌻🕊🌻🕊🌻🕊🕊🌻🌻🕊
ዕልልልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐልና❤❤❤❤🎉
ዝማሬ መልኣክት የስማዓልና
ዝማሬመላእክት ያሰማልን🙏🥰🥰
ዝማሬ መላክት የሰምዓልና አሕዋተይ ፀገኡ የብዝሕልኩም❤❤❤❤❤❤
እልልልልልልልልል ቃለ ህይወት ያሰማልን መንግስትህ ዘለአለም ነው ጌታዬ
እልልልልልል👏🏽👏🏽👏🏽
Amen amen zmare melaekti yesmealna betam des yemiyasegn mezmur nwe
ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የሰማፅና
እግዚአብሔር ይመስገን።❤❤❤
I like this mezmur❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏❤️ zemare mealketn yasemalen.
Zmare melakt yesmalna yehwatey marey ❤❤❤❤❤❤❤❤ btami xbuk srah 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ጸጉ የብዝሃልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ድንቅ መዝሙር ነው 😮😮😮❤❤❤
ዝማሬ መላእክት ይስማዓልና❤❤❤
Zmare malaekt yesmealna yhawat❤❤❤❤❤❤
Zmare melaekti yesmealna fquratey ❤❤❤❤❤ellllllllllllllll
Ellllllllll Zmarie mlakti ysmana amen amen amen
Amen ❤
ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ
Zemare melakti yesmalna amlak xegu yebzhalkum Burukatey 🙏♥️
Aman beaman
Mengste slase zelalem❤❤❤