Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur/ መዝሙር ብምኽንያት በዓል ልደት 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 21

  • @taklitbahata8578
    @taklitbahata8578 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና❤❤❤❤

  • @ወዲተዋህዶ-ሸ4ኘ
    @ወዲተዋህዶ-ሸ4ኘ 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም❤❤❤❤❤

  • @tomasteklebrhan6623
    @tomasteklebrhan6623 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እቲ ኣብ ግዜ ስደትኩም ንሂወትኩም ዝቀብአ ኣምላክ ስብሓት ይኩን ዝማረ መላእክት የስምዓልና ኣሜን :: ብፍቅሪ ኣምላክ በርትዑ

  • @kinfetareke6703
    @kinfetareke6703 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
    ናይ ኣገልግሎት ዘመንኹም እግዚአብሔር የብዝሓልኹም ኣሜን።

  • @ገቡርማርያም
    @ገቡርማርያም หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጢዕም መዝመር የቀኔልና ዞም የሕዊተይ ❤🎉❤🎉❤

  • @elsaembaye1019
    @elsaembaye1019 10 หลายเดือนก่อน +1

    እልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና ኣብ ቤቱ የጽንዕኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤

  • @yonassebi3199
    @yonassebi3199 5 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen Nay baqi zemare melakti yesmalna ajokum zemhiwate ❤❤❤❤❤

  • @zainabaaa1897
    @zainabaaa1897 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬመላእክትየስመዕልና❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @fyoritesfaldet5863
    @fyoritesfaldet5863 10 หลายเดือนก่อน +1

    Yehwatna mezemran zmare melakti yesmealna❤❤❤

  • @AnenyaDelina.
    @AnenyaDelina. 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @yonastekle8090
    @yonastekle8090 9 หลายเดือนก่อน +1

    Zmare melaekt deki chidane mhret.

  • @Mohan.Tewahdo.027
    @Mohan.Tewahdo.027 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️‍🔥🙏🏽መን'ከ ንበሎ ብመን ንመስሎ🙏🏽❤️‍🔥
    መን'ከ ንበሎ ብመን ንመስሎ
    ካብ ድንግል ዝተወልደ ኣብ ሰማያት ዘሎ
    ንጉሥ በረኻ ድዩ ክንብሎ ኣንበሳ
    ወይሲ ከራድዮን'ዩ ዘይብሉ ኣበሳ
    ንጉሥ በረኻ ድዩ ክንብሎ ኣንበሳ
    ወይሲ ከራድዮን'ዩ ዘይብሉ ኣበሳ (2)
    ፍጽም መለኮቱ ምስ ኣቡኡ ማዕረ
    ቅድሚ ምፍጣር ዓለም ኣልፋ ዝነበረ
    ዕፅብ ድንቂ ሥራሕ ሡሩ መሠረቱ
    ካብ ሥነ ፍጥረቱ ሰገረ ድኅነቱ
    መገዲ ሓብሩ ጎሶት ቤተልሔም
    ክንሰግደሉ ኢና ንመድኃኔ ዓለም
    መን'ከ ንበሎ ~~~👏🏽
    ኣንቲ ቤተልሔም ምድሪ ናይ ይሁዳ
    ንጉሥ ተወለድኪ ኣወፍዩ ጋዳ
    ግዛቱ ኣብ መንኩቡ ዘለዓለም ነጋሢ
    ብበትሪ ናይ ሓጺን ንሕዝቡ ዝጋሲ
    ዘመነ ምንግሥቱ መወዳእታ ኣልቦ
    ግሩም መካር ኣምላኽ ናይ ዘለዓለም ኣቦ
    መን'ከ ንበሎ ~~👏🏽
    ሰብን መላእኽትን ብሓደ ዘመሩ
    ምስጋና ንእግዚአብሔር ኣብ ሰማይ ናበሉ
    ኣምልኮ ንዓካ ኦ ኣማኑኤል
    ቅድምን ዳኃራይን ብሉየ መዋዕል
    ሎሚ ሓጎስ ኮነ ብልደት ጎይታና
    ደጊም ጸልማት ይርሃቅ ብርሃን ነጊስልና
    መን'ከ ንበሎ ~~👏🏽(2)
    ❤️‍🔥🫶🏽ድንግል😍ማርይም😍ንግስትና🫶🏽❤️‍🔥
    ❤️‍🔥🙏🏽🙏🏽🙏🏽ናይ ወልድ ከተማ🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️‍🔥
    ድንግል ማርይም ንግስትና
    ድንቂ ፍጥረት ናይ ወልድ ከተማ
    ጥፍኣት ዓለም መዐገሢት
    ሰላማዊት ናይ ቅዱሳን ግርማ
    ሃብቲ ናይ ሰማያት ኩሉ ተዓዲልኪ
    ጸግዒ ናይኩልና ብፅዕቲ ንብለኪ
    ብርኽትን ቅድስትን ንጸህቲ ኣደ ኢኺ
    ከምታ ናይ ኖህ መርከብ መድኃኒትና ኢኺ
    ድንግል ማርያም ንግስትናን~👏🏽
    ሰላም ለኪ ኢልና ክንጽውዕ ንስምኪ
    ብቃላትኪ ጌርኪ ኣብድና ኢኺ
    ወድኺ ለምኒ ደው በሊ ስሌና
    መድኃኒናይ ዓለም ምሕረት ክህበና
    ድንግል ማርያም ንግስትናን~👏🏽
    ናይ ኣቤል ልውሃት ናይ ሴም ሕያውነት
    ናይ ይስሓቅ መኣዛ ናይ ሙሴ ጽላት
    ንዓና'ወን ተስፋ ነዛም ዝደኸምና
    ናይ ስምኪ መቐረት ያም'ዩ ንነፍስና
    ድንግል ማርያም ንግስትናን~👏🏽
    ንዓኺ ዘይኣኑ ዋላ እንተተንስኡ
    ቅዱስ ቃል ጠዋውዮም ንነፍሶም የጥፍኡ
    ክብርኺ ምስ ረኣዩ ጸጋኺ መሊኡ
    ሰምቢዶም ርዒዶም ቅድሜኺ ይድፍኡ
    ድንግል ማርያም ንግስትናን~👏🏽
    ንዓኺ ዘይኣኑ ዋላ እንተተንስኡ
    ቅዱስ ቃል ጠዋውዮም ንነፍሶም የጥፍኡ
    ክብርኺ ምስ ረኣዩ ጸጋኺ መሊኡ
    ሰምቢዶም ርዒዶም ቅድሜኺ ይድፍኡ
    ድንግል ማርያም ንግስትናን~👏🏽(2)
    ❤️‍🔥🙏🏽ስብሐር ለእግዚኣብሔር በሰማያት🙏🏽❤️‍🔥
    ስብሐር ለእግዚኣብሔር በሰማያት(2)
    ወሰላም በምድር ሰምረቱ ለሰብዕ ሃሌ ሉያ(4)
    ኣሜን ሃሌ ልያ(2)
    ስብሃት ለእግዚኣቢሄር፡ ወወላዲቱ ድንግል፡
    ወመስቀሉ ኩቡር፡ ኣሜን።ንወዲ እሰይ 🙏🏽
    ክትመስሉ እግዚኣቢሄር ይባርኩም ኣሕዋተይ

  • @kisanettesfazgi4294
    @kisanettesfazgi4294 10 หลายเดือนก่อน +1

    Zemariye melakti yesmealna

  • @piterosamare3058
    @piterosamare3058 10 หลายเดือนก่อน +1

    Eiiiiiiiiiiiiiiiiiii Eiiiiiiiiiiiiiiiiiii Eiiiiiiiiiiiiiiiiiii zmare Melakti yesmalna egzabiher Amlak xeguu ybzhlkum fqrateyy entay bselam abxhna

  • @RozeKaba
    @RozeKaba 10 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @adiamfre7628
    @adiamfre7628 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤💯❤️🎉🎉🎉❤💯❤🎉🎉🎉❤💯❤🎉🎉🎉

  • @wintakahsay6619
    @wintakahsay6619 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @teshayearaya1712
    @teshayearaya1712 8 หลายเดือนก่อน

    Too much show be humbled

    • @LiduKidu-l8h
      @LiduKidu-l8h 7 หลายเดือนก่อน

      Praising God is counting as show now?

  • @Mercylove302
    @Mercylove302 9 หลายเดือนก่อน

    𝕍𝕖𝕣𝕪 𝕘𝕣𝕖𝕒𝕥 𝕛𝕠𝕓 𝕘𝕦𝕪𝕤 𝕜𝕖𝕖𝕡 𝕚𝕥 𝕦𝕡✞

  • @medakidz6319
    @medakidz6319 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤