ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣሰይ ደስ ክትብሉ እናሓደርኩም ሰስኑ ብሩኻት። ብፍላይ ድማ እቶም ካህናት ደስ ክብሉኻ፡ ኣብ ማእከል ኣትዮም ምስኦም ይዝምሩ ይዕልሉ፡ ኣብነታውያን ካህናት፡ እቶም ምስ ትምህርቲ ሰንበት ሓቢርካ ምዝማር ዘሕፍረኩም፡ ወይ ደረጃ ምግዳሉ ኮይኑ ዝስመዓኩም ካህናት ድማ ካብዚኦም ተመሃሩ። ዘማሪ ባህልቢ ጥዑመ ልሳን፡ ባህታ ኩሉ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይደልብከ ኀር።
qal hiwet ysmana
@@terhaskahsayg
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸጉኡ የብዘሓልኩም
@@yemanetekle7602462
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤
ደስ በሃልቲ ኣምሳል ዘመርቲ ናይ ገነትመፈጠርኩም ንምስጋና ምኳኑ ኣርኢኹም ብሕብረትኣብ ስደት ከለኩም ኣብ ዓዲ ጓኖትንኩሉ ትጸሩ ብትሕትና ብጸሎትምስጋና ተቅርቡ ንልዑል ምስ ውዳሴ ስብሃትምስጋናኩም ይቀበለልኩም ፈጣሪ ኩሉ ፍጥረትደስ ኢሉኒ ሕብረትኩም ኮይንኩም ሓደ ልሳንምስጋና ክተቅርቡ ክትመስሉ ንዳዊት ወ ቅዱስ ያሬድ ጥዑመ ልሳንእቲ መሳርሒ መዝሙር ሒዝኩሞ ጸጋ ተዓዲልኩም ካብ ሰማያትኣጆኹም በርቱዑ ዓለም ስዓርዋ ከም ሃዋርያ ጳውሎስኣብነት ግበሩ ንቁዱሳን ረስዕዎ ዴማስ ቃላት የብለይን ክገልጽ ንዓኹም ፍትዋተይካባኩም ኣይተፈለኩን ይበልኩም ኣምላክ ምብሩካት ደቀይሕብረትኩም ይኩን ሕብረት ኣብ ወልድ ወመንፈስነብስኩም የትግሃዮ ኣምላክ ናብ ቤቱ ክትግስግስዝማርርኩም ይቀበል ድምጽኩም ይሰማዕ ብኑጉስይበልኩም ብሩካት ሕቡራት መንፈስ ቅዱስ
ካብ ልቢ ነመስግን።
@@kidusmichaelutrecht ኣሜን(3) ዝማሬ መለኽት የሰማዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ይባርከልኩም
ELIiiiiiiiiii Zmare MELAEKTi Yesmaelina AMEN🙏🙏🙏
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ደቂ እመብርሃነይ ብሓ ከንደይ ቁድስ ቅንኣት ከሕድር ኣብቤቱ የፅንዕኩም ካብ ስደት መሊሳ ትኣካክበና እመብርሃን ትሓሊኩም ተዋህዶ ፀኒዓ ንዘላኣለም ትንበር ኣሜን💒💐
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmalna igziabhier amlak xegu yebzhalkum yhwateyy ✝️🙏❤️💒❤️🤲🤲🤲
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና
ዕልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዕል❤❤❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይይ ዝማሬ መልኣክቲ የስማኣልና 🙏ደስ ክትብሉ❤️❤ እግዚአብሔር ይባርኩም ጸጉኡ የብዛሓሉኩም🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም
አበይ ዓደኩም ዘሎኩም ድንግል ማር ትባርካቹ ርእየ ዊዓለ ምፀጋብ አብኩምኒ😘😘😘ዘም አሓተይ ደቂ ተዋህዶ መጨረሸኩም የፀብቀልኩም ፈጣሪ
Netherland
Ab Holland alewu egziabiher amlak ab betu yenbrom btaemi des kibluka emebrhan bereketa tebzihalkum 🙏🙏🙏🙏
ክብረት የሃበልና ፍቑራት ኣኅዋት ንሕና ኣብ ሆላንድ ከተማ ኡትርኽት ቤተ ክርስቲያን ደብረ ሳህል ቅዱስ ሚካኤል ኢና ንርከብ።
EllllllllllllElllllllllllllEllllllllllllll
Amen amen amen aseyyy edimen teanan yhabikhubikim fetari zemar melakit yesimaen
እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራተይ እሰይይይይይይይይ ክንደይከ ክፅብቑ በስመአብ ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋትና ከኣ ኣከዳድነአን ደስ ክብላ ስርዓት ዘለወን ከቕንኣ ኩላትኩም ኣቕኒኡኩምኒ ቅዱስ ቅንኢ መፈፀምታኩም የፀብቐልኩም ኣብ ቤቱ የፅንዕኩም🙏
Amen amen amen zmara melekti yesmalna 💒💒💒💒💒
Amen Amen Amen zmare melaktiYsemalna lbka ztnkf mezmur ajkumBertua amlak xeguau ybzalkum yebzhakn ❤️❤️❤️❤️❤️
Aseyyy Eliliii Eliliii Eliliii zemare meliekt yesmealina keburat ahewatey egzeabiher amlak naye agoligulet zemnekum yebareklikum xegeu yebzehalikum🤲🤲🤲💒💒💒❤❤❤
ኣሰሰይይ ዕልል ዝማሬ መልአክት የስመዐልና።
Zimare melaikti yesmealina yehiwatey ajiokum bertu kidus michael baelu yikumelkum🙏🏿 🇪🇷 ♥
ኣሰይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእኽቲ የስመኣልና እግዚኣቢሄር ጸጉኡ የብዝሕሕሕ
እልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዕና እልልልልልልልልልልል
ኣሰይ እልልልልልልልልልል ዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና ባሓቂ ክንደይ ደስ ክትብሉ ኢኩም መንፈሳዊ ቅንኢ ቀንአ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ኣብ ቤቱ የንብርኩም ደቂ እመ ብርሃነይ✝💒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷👏👏👏
አሰይ ዕልልልልልል ዝማሬ መልኣክት የስመዐልናፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚኣቤሔር ኣምላኽ👏👏👏💐💐
ኣሰይይይይይይይይይ ደስ ክብሉ ተዋህዶ ምካን እኮ ትዕድልቲ እዩ ተመስገን ፈጣሪ ጋል ተዋህዶ ዝገበረካኒ ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐና እልልልልልልልልልልልልልልልልልል እንካዕ ን2015 ዓ.ም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ርሑስ 🌻ሓዱሽ 🌻ዓመት🌻 ርሑስ 🌻ኣውዳሃመት🌻 በዓል ሃንስ 🌻ይግበረልና🌻ኣሜን🤲🌻 መስከረም 1 እየ ዝሰምዖ ዘሎኩ እግዚአብሄር ይባርኩም ክብራተይ🌻🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌸😘✝️🤲
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna 🙏💒🙏👏💕
Zmare melaekti yesmana btaemi des zbel mezamur xegu yebzhelkum
ኣሰይይይይይይ ዝማሬ መላእክቲ የስመዕና 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኢክት የስመዓልና
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 Kale hiwet yesemalna Ezighabiher amlak xegeau yebarkelkum yehwatey
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ኣሰይይይይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጉኡ በረከቱን ያብዘሐልኩም ክን እግዚአብሔር ኣምላኽ ፍቑራተይ ኣሰይይ ትዓድልኩም
ጥዑምን ደስ ዘብልን መዝሙር ዝማሬ ያሬድ ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ እግዚአብሔር ዝማሬኹም ይቀበለልኩም ፍቁራት ኣሕዋት:ወላዲት ኣምላኽ ድማ ኣብ ኩሉ ጉዕዘኹም ምሳኹም ትኹን::
አሜን፫ እልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልኩም ክንደይ ደስ ይብል ዩ
*ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ክቡራት ኣቦታትና ክቡራት ኣሕዋተይ ፀጉኡ የብዛሐልኩም/ክን እግዚአብሔር ኣምላኽ ዝማሬ መላእኽቲ ቅዱስ ያሬድ ዝተቀበለ ዝማሬኩም/ክን ይቀበለኩም/ክን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ✝️
ዕልልልልልልልልልልልዕልልልልልልልልልልልዕልልልልልልልልልልልዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና ይሕዋትና ኣምላኽ ጸጋ ዘብዝሓልኹም ናይ ኣዴና ቅድስቲ ማርያም መፍቀርቲ ኣታ ደስ ኢልኩም ዶ (3)እወ ደስ ኢልና
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልናና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደስ ክትቡሉ እግዘብሔርን ይባረከኩም ኩቡራት ኣቦታት ኣሕዋትን በርትዑልና እልልልልልልልል ኣሰይይይይይይይ
AmenAmen🙏💞🙏♥️♥️
እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፅጉኡ በረከቱ የብዘሐልኹም ክቡራት አሕዋተይ❤👏
ዝማሬ ምልኣክቲ ይስምዓልና ዞም ኣሕዋተይ
እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያሰመዕልና
ኣሰሰይይይ ዕልልልልል ዝማሬ መልክት የሰመዐና👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🤲❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏
Merhaba
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና👏💐💐💐💐
አሰይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡን በረከቱን የብዝሐልኩም ክንደይ ደስ ይብሉ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስመዐና
Amennnnnnn zmare melakti yesmalna
እቶም ንዓካ ዘፍቁሩ ቡዙሕ ሰላም ኣለዎም ኣምላከይ ❤ እዛ ዕለት ሃረር ኢለ ዝናፍቃ እያ ኣምላከይ ስደትና ኣብቀዐና❤
እልልልልልልል እልልልልልል እልልልልልል ኣሰይ ንጣዓሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ፍቱዋት የሕዋተይ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኹም ዝማሬ መልኣኽት የስምዓልና ኻብ ልቢ ዝፈትወኩም ሓውኹም
ኣሜን፡ (((3)))) ዝማረ መላክቲ የስምና ቡሩካተይ ኣምላክ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንሙም ይባርክ፡
Elllllllllllllllll elllllllllllllllll elllllllllllllllll Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna egziabiher xegueu yebzhalkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እሰይ ዕልልልል ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ጸጋኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ ኣብ ቤቱ የፅንዕኩም ልኡል እግዚአብሔር አምላኽ ቅድስት ድንግል ማርያም ወላድት አምላኽ ምሳኹም ትኹን ፍትዋተይ ድምቀት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክንደይ ይጥዕም 😍💓💖💝
ኣሰይ ደስ ክብሎ እግዛብሀር ኣምላኽ ፀጋኡ ያብዘሐልኩም ደቀነይ❤❤❤🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿❤👏
ኣስይይይይይይ ዕልልልልልልልል አሜን ፫ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ናይ አግልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክብራት ስድራ ልኡል እግዚአብሔር አምላክ 👏👏👏
አሰይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐና ብሓቂ እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ተዋህዶ ኮንና
እልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ፀጉኡ ያብዝሐሉኹም
እሰይይይይይይይይይይይይ ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና አሕዋተይ
ደስት ትብሉ ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ቀጽልዎ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልዝማረ መልኣኽት ያስማልኝ❤❤❤❤❤🌿🌿⛪
Amen Amen Amen zemare melakti yesmeoilna
ብሓቂ ደስ ዘብል ዝማሬ
እልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስመኣልና
Zimare melaktn yasemaln yegelgilot zemenachun yibark
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዠማሬየ መላአካተ የሰመዕን አሜን አሜን አሜን❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እሰይይይይይ መንፈሳዊ ቅንኢ አይከአልኩን በረከትኩም ይሕደረና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Aseyyyyyy Elllllllllllll Elllllllllllll Elllllllllllll zmarie melaekt yesmealna amlake kdusan xegeu yebzhalkum ahwatey mearey
ዕልልልልልልልልል ብሓቂ አሜን፫ ዝማሬ መልእክት የስመዐልና ክንደይ ደስ ዝብል ዝማሬ እዩ ዝማሬ ልቢአምላክ ዳዊት ፣ዝማሬ ቅዱስ ያሬድ ዝተቀበለ እግዚአብሔር አምላክ ዝማሬኩም ይቀበለኩም አብ ቤቱ የፅንዕኩም ክቡራተይ
Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll zimare melaekti yesmealna kuburat yehwateyyy egziabher amlak xegue yebzehelkum kuburat yehwateyyy ⛪️ 💒 👏 🙏 ⛪️ 💒 👏
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሓልኩም ኣብ ቤቱ የፅንዕኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ኣሕዋተይ💐
ሰላም እግዚኣብሔር አምላኽ የብዘሐልኩም ህዝቢ ክርስቲያንዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና እግዚኣብሔር አምላኽ አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን እልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልእኽት የሰመዐልና ፈጣሪ ኣምላክ ደቂ ተዋህዶዋይ💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💊💊💊😥😥😥😥😥
ደሰሰ ክትብሉ ታዓዲልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣቤቱ የፀንዕኹም አሜን❤❤❤😘
እልልልልልልልል ኣሰይይይይይይ ኣሰይይይ ደስ ክትብሉ ከምዚ ኢልኩም ክትዝምሩ ከለኩም ሲ ኣቅኒኩምና አኮ ቀጽልዎ ዝማሬ መላክቱ የስማልኩም የሕዋተይ መዓረይ ኩላትና ኣመንቲ ክርስትና ድማ ነተባብዓዮም ላይክ ኮመንቲ ሸር ንበለሎም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️💝💝💝💝💝
Egziabher ymesgen neakum zehabena God and keep it up and stay blessed 🙌 ❤ 💯 ✨ this is a light for all of orthodox church tewahdo.
Zmare meleakti yesmalna ⛪️ 💒 ☦️ des kitblu kemakum ybzhu mezmurkum semie aytsegbon eye ! Amlak mahberkum ybarkelkum 🇨🇦!!
Xegiau yebzihalkum yehwatey,zmari melaekti yesmalna, Please aresti nayten mezumur ba xihafulna ( dhri ማርያም ኣደ ጎይታ zelwa mezmurat)
አሜን
ዝማረ መላዕኽቲ የስምዕኹም ክቡራተይ:: እንተኺዕልኩም ነተን መዝሙራት እውን ንክንፈልጠን አብ ኮመንት ፀሓፉልና::
AmenAmen🙏🙏🙏
ZAMIRA MALAKETI YASMELNA DES KATABELU EGEZABHER XAGU YABZHELKUM❤❤❤❤❤❤❤
ግን ለምን ይሆን ሰደታችን ዝማሬ መላእክተ ያሰማልን ወዶቼ አብታ ቅድሰቲ ሃገርኩ በሰላም ይመልሰኩም
🙏🙏🙏
ኣሰይይይይ ደስ ክትብሉ ፀጉኡ የብዘሐልኩም መሪኣያ ና ኢኩም ደቅ ተዋሃ ዶ
Amen Amen Amen🙏🙏🙏 zmare melakti yesmealna Agzabeher amlak xegu yebzahlkum
አሜን አሜን አሜን
Amen zmarie melakt yesmalna
Allllllll kaliwet yesmalna yhwateyyyyyy
ኣሰይይይይይ ደቂ ተዋህዶዋይ ፅሩያት❤❤❤❤❤❤❤❤እልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሓልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪💗💗💗💗💗❤❤
Amen Amen Amen ❤️❤️❤️ 🙏🙏🙏
🎉🎉🎉❤❤❤
Ellllllllllllll Elllllllllllllll Ellllllllllll zemare malaet yesmealna ⛪️🙏
Amen 🙏 🙏 zmare melaekti yesmealna egziabhier xega yebzehalkum
zimare meleakti yesmikum brukat ab16 min zela mezmur iba nigeruni please. thanks much love to my Christ people
Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll zmare melaekt yesmalna egzabiher zeben agelglotkum ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወኢት የስማልና ክበርት ኣሕወትይ አዝግብሄር ኣምላኽ ኤድመን ተናን ይሕብኩኣም ፈጣር
ኣሰይይይይይ ደስ ክብሉ ተዓዲሎም እመብርሃን ምሳክም ትኩን መጀመርያ ዘይኮነስ መጨረሻኩም የርእየና ደቂ ክርስቶሰይ ኣምላክ ኣቦይ ስደተይ ኣሕፂርካ ናብ ቤትካ ኣብለኒ ዋይ ደቂ ደብረይ እምበር ናፊቀዮም ሐዝስ 😢 ተመስገን ኣምላከይ ሕጉስቲ እየ ተዋህዶ ብምካነይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ደቂ ተዋህዶይ ቃለ ሂወት የስምዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም መግለፂ ሲኢነልኩም ብሓቂ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዕልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይይይይይይ ኣሕዋተይ ታዓዲልኩም ኣፍቅርቲ ኣደ ጎይታይ ዝኮንኩም እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ተመስገን ፈጣሪ ተቅንኡ ኢኩም ቤሓቂ👏👏👏👏
ዕልልልልልልልልልልልልልል 🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen
እልልልልል ኣሰይይይይ 👏👏👏 ዘማሬ መልአኽቲ የስመኣለና
Zmare melakti yesmalna elllll elllllllllllll
Kalkidankum ybark egziabhier zmaremelakt yesmalna gn nmntay Tigryina zeytgebrwo nskum amharic tkilu ikum etom weledi gn aygdnn
ኣሰይ ደስ ክትብሉ እናሓደርኩም ሰስኑ ብሩኻት። ብፍላይ ድማ እቶም ካህናት ደስ ክብሉኻ፡ ኣብ ማእከል ኣትዮም ምስኦም ይዝምሩ ይዕልሉ፡ ኣብነታውያን ካህናት፡ እቶም ምስ ትምህርቲ ሰንበት ሓቢርካ ምዝማር ዘሕፍረኩም፡ ወይ ደረጃ ምግዳሉ ኮይኑ ዝስመዓኩም ካህናት ድማ ካብዚኦም ተመሃሩ። ዘማሪ ባህልቢ ጥዑመ ልሳን፡ ባህታ ኩሉ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይደልብከ ኀር።
qal hiwet ysmana
@@terhaskahsayg
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸጉኡ የብዘሓልኩም
@@yemanetekle7602462
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤
ደስ በሃልቲ ኣምሳል ዘመርቲ ናይ ገነት
መፈጠርኩም ንምስጋና ምኳኑ ኣርኢኹም ብሕብረት
ኣብ ስደት ከለኩም ኣብ ዓዲ ጓኖት
ንኩሉ ትጸሩ ብትሕትና ብጸሎት
ምስጋና ተቅርቡ ንልዑል ምስ ውዳሴ ስብሃት
ምስጋናኩም ይቀበለልኩም ፈጣሪ ኩሉ ፍጥረት
ደስ ኢሉኒ ሕብረትኩም ኮይንኩም ሓደ ልሳን
ምስጋና ክተቅርቡ ክትመስሉ ንዳዊት ወ ቅዱስ ያሬድ ጥዑመ ልሳን
እቲ መሳርሒ መዝሙር ሒዝኩሞ ጸጋ ተዓዲልኩም ካብ ሰማያት
ኣጆኹም በርቱዑ ዓለም ስዓርዋ ከም ሃዋርያ ጳውሎስ
ኣብነት ግበሩ ንቁዱሳን ረስዕዎ ዴማስ
ቃላት የብለይን ክገልጽ ንዓኹም ፍትዋተይ
ካባኩም ኣይተፈለኩን ይበልኩም ኣምላክ ምብሩካት ደቀይ
ሕብረትኩም ይኩን ሕብረት ኣብ ወልድ ወመንፈስ
ነብስኩም የትግሃዮ ኣምላክ ናብ ቤቱ ክትግስግስ
ዝማርርኩም ይቀበል ድምጽኩም ይሰማዕ ብኑጉስ
ይበልኩም ብሩካት ሕቡራት መንፈስ ቅዱስ
ካብ ልቢ ነመስግን።
@@kidusmichaelutrecht ኣሜን(3) ዝማሬ መለኽት የሰማዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ይባርከልኩም
ELIiiiiiiiiii Zmare MELAEKTi Yesmaelina AMEN🙏🙏🙏
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ደቂ እመብርሃነይ ብሓ ከንደይ ቁድስ ቅንኣት ከሕድር ኣብቤቱ የፅንዕኩም ካብ ስደት መሊሳ ትኣካክበና እመብርሃን ትሓሊኩም ተዋህዶ ፀኒዓ ንዘላኣለም ትንበር ኣሜን💒💐
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmalna igziabhier amlak xegu yebzhalkum yhwateyy ✝️🙏❤️💒❤️🤲🤲🤲
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና
ዕልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዕል❤❤❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይይ ዝማሬ መልኣክቲ የስማኣልና 🙏ደስ ክትብሉ❤️❤ እግዚአብሔር ይባርኩም ጸጉኡ የብዛሓሉኩም🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም
አበይ ዓደኩም ዘሎኩም ድንግል ማር ትባርካቹ ርእየ ዊዓለ ምፀጋብ አብኩምኒ😘😘😘ዘም አሓተይ ደቂ ተዋህዶ መጨረሸኩም የፀብቀልኩም ፈጣሪ
Netherland
Ab Holland alewu egziabiher amlak ab betu yenbrom btaemi des kibluka emebrhan bereketa tebzihalkum 🙏🙏🙏🙏
ክብረት የሃበልና ፍቑራት ኣኅዋት ንሕና ኣብ ሆላንድ ከተማ ኡትርኽት ቤተ ክርስቲያን ደብረ ሳህል ቅዱስ ሚካኤል ኢና ንርከብ።
EllllllllllllElllllllllllllEllllllllllllll
EllllllllllllElllllllllllllEllllllllllllll
Amen amen amen aseyyy edimen teanan yhabikhubikim fetari zemar melakit yesimaen
እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራተይ እሰይይይይይይይይ ክንደይከ ክፅብቑ በስመአብ ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋትና ከኣ ኣከዳድነአን ደስ ክብላ ስርዓት ዘለወን ከቕንኣ ኩላትኩም ኣቕኒኡኩምኒ ቅዱስ ቅንኢ መፈፀምታኩም የፀብቐልኩም ኣብ ቤቱ የፅንዕኩም🙏
Amen amen amen zmara melekti yesmalna 💒💒💒💒💒
Amen Amen Amen zmare melakti
Ysemalna lbka ztnkf mezmur ajkum
Bertua amlak xeguau ybzalkum yebzhakn ❤️❤️❤️❤️❤️
Aseyyy Eliliii Eliliii Eliliii zemare meliekt yesmealina keburat ahewatey egzeabiher amlak naye agoligulet zemnekum yebareklikum xegeu yebzehalikum🤲🤲🤲💒💒💒❤❤❤
ኣሰሰይይ ዕልል ዝማሬ መልአክት የስመዐልና።
Zimare melaikti yesmealina yehiwatey ajiokum bertu kidus michael baelu yikumelkum🙏🏿 🇪🇷 ♥
ኣሰይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእኽቲ የስመኣልና እግዚኣቢሄር ጸጉኡ የብዝሕሕሕ
እልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዕና እልልልልልልልልልልል
ኣሰይ እልልልልልልልልልል ዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና ባሓቂ ክንደይ ደስ ክትብሉ ኢኩም መንፈሳዊ ቅንኢ ቀንአ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ኣብ ቤቱ የንብርኩም ደቂ እመ ብርሃነይ✝💒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🍒🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷👏👏👏
አሰይ ዕልልልልልል ዝማሬ መልኣክት የስመዐልናፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚኣቤሔር ኣምላኽ👏👏👏💐💐
ኣሰይይይይይይይይይ ደስ ክብሉ ተዋህዶ ምካን እኮ ትዕድልቲ እዩ ተመስገን ፈጣሪ ጋል ተዋህዶ ዝገበረካኒ ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐና እልልልልልልልልልልልልልልልልልል እንካዕ ን2015 ዓ.ም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ርሑስ 🌻ሓዱሽ 🌻ዓመት🌻 ርሑስ 🌻ኣውዳሃመት🌻 በዓል ሃንስ 🌻ይግበረልና🌻ኣሜን🤲🌻 መስከረም 1 እየ ዝሰምዖ ዘሎኩ እግዚአብሄር ይባርኩም ክብራተይ🌻🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌸😘✝️🤲
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna 🙏💒🙏👏💕
Zmare melaekti yesmana btaemi des zbel mezamur xegu yebzhelkum
ኣሰይይይይይይ ዝማሬ መላእክቲ የስመዕና 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኢክት የስመዓልና
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
Kale hiwet yesemalna Ezighabiher amlak xegeau yebarkelkum yehwatey
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ኣሰይይይይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጉኡ በረከቱን ያብዘሐልኩም ክን እግዚአብሔር ኣምላኽ ፍቑራተይ ኣሰይይ ትዓድልኩም
ጥዑምን ደስ ዘብልን መዝሙር ዝማሬ ያሬድ ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ እግዚአብሔር ዝማሬኹም ይቀበለልኩም ፍቁራት ኣሕዋት:ወላዲት ኣምላኽ ድማ ኣብ ኩሉ ጉዕዘኹም ምሳኹም ትኹን::
አሜን፫ እልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልኩም ክንደይ ደስ ይብል ዩ
*ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ክቡራት ኣቦታትና ክቡራት ኣሕዋተይ ፀጉኡ የብዛሐልኩም/ክን እግዚአብሔር ኣምላኽ ዝማሬ መላእኽቲ ቅዱስ ያሬድ ዝተቀበለ ዝማሬኩም/ክን ይቀበለኩም/ክን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ✝️
ዕልልልልልልልልልልል
ዕልልልልልልልልልልል
ዕልልልልልልልልልልል
ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና ይሕዋትና ኣምላኽ ጸጋ ዘብዝሓልኹም ናይ ኣዴና ቅድስቲ ማርያም መፍቀርቲ
ኣታ ደስ ኢልኩም ዶ (3)
እወ ደስ ኢልና
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልናና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደስ ክትቡሉ እግዘብሔርን ይባረከኩም ኩቡራት ኣቦታት ኣሕዋትን በርትዑልና እልልልልልልልል ኣሰይይይይይይይ
AmenAmen🙏💞🙏♥️♥️
እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፅጉኡ በረከቱ የብዘሐልኹም ክቡራት አሕዋተይ❤👏
ዝማሬ ምልኣክቲ ይስምዓልና ዞም ኣሕዋተይ
እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያሰመዕልና
ኣሰሰይይይ ዕልልልልል ዝማሬ መልክት የሰመዐና👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🤲❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏
Merhaba
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና👏💐💐💐💐
አሰይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡን በረከቱን የብዝሐልኩም ክንደይ ደስ ይብሉ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስመዐና
Amennnnnnn zmare melakti yesmalna
እቶም ንዓካ ዘፍቁሩ ቡዙሕ ሰላም ኣለዎም ኣምላከይ ❤ እዛ ዕለት ሃረር ኢለ ዝናፍቃ እያ ኣምላከይ ስደትና ኣብቀዐና❤
እልልልልልልል እልልልልልል እልልልልልል ኣሰይ ንጣዓሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ፍቱዋት የሕዋተይ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኹም ዝማሬ መልኣኽት የስምዓልና ኻብ ልቢ ዝፈትወኩም ሓውኹም
ኣሜን፡ (((3)))) ዝማረ መላክቲ የስምና ቡሩካተይ ኣምላክ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንሙም ይባርክ፡
Elllllllllllllllll elllllllllllllllll elllllllllllllllll Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna egziabiher xegueu yebzhalkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እሰይ ዕልልልል ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ጸጋኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ ኣብ ቤቱ የፅንዕኩም ልኡል እግዚአብሔር አምላኽ ቅድስት ድንግል ማርያም ወላድት አምላኽ ምሳኹም ትኹን ፍትዋተይ ድምቀት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክንደይ ይጥዕም 😍💓💖💝
ኣሰይ ደስ ክብሎ እግዛብሀር ኣምላኽ ፀጋኡ ያብዘሐልኩም ደቀነይ❤❤❤🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿❤👏
ኣስይይይይይይ ዕልልልልልልልል አሜን ፫ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ናይ አግልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክብራት ስድራ ልኡል እግዚአብሔር አምላክ 👏👏👏
አሰይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐና ብሓቂ እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ተዋህዶ ኮንና
እልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ፀጉኡ ያብዝሐሉኹም
እሰይይይይይይይይይይይይ ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና አሕዋተይ
ደስት ትብሉ ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ቀጽልዎ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልዝማረ መልኣኽት ያስማልኝ❤❤❤❤❤🌿🌿⛪
Amen Amen Amen zemare melakti yesmeoilna
ብሓቂ ደስ ዘብል ዝማሬ
እልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስመኣልና
Zimare melaktn yasemaln yegelgilot zemenachun yibark
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዠማሬየ መላአካተ የሰመዕን አሜን አሜን አሜን❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እሰይይይይይ መንፈሳዊ ቅንኢ አይከአልኩን በረከትኩም ይሕደረና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Aseyyyyyy Elllllllllllll Elllllllllllll Elllllllllllll zmarie melaekt yesmealna amlake kdusan xegeu yebzhalkum ahwatey mearey
ዕልልልልልልልልል ብሓቂ አሜን፫ ዝማሬ መልእክት የስመዐልና ክንደይ ደስ ዝብል ዝማሬ እዩ ዝማሬ ልቢአምላክ ዳዊት ፣ዝማሬ ቅዱስ ያሬድ ዝተቀበለ እግዚአብሔር አምላክ ዝማሬኩም ይቀበለኩም አብ ቤቱ የፅንዕኩም ክቡራተይ
Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll zimare melaekti yesmealna kuburat yehwateyyy egziabher amlak xegue yebzehelkum kuburat yehwateyyy ⛪️ 💒 👏 🙏 ⛪️ 💒 👏
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሓልኩም ኣብ ቤቱ የፅንዕኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ኣሕዋተይ💐
ሰላም እግዚኣብሔር አምላኽ የብዘሐልኩም ህዝቢ ክርስቲያን
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና እግዚኣብሔር አምላኽ አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን እልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልእኽት የሰመዐልና ፈጣሪ ኣምላክ ደቂ ተዋህዶዋይ💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💊💊💊😥😥😥😥😥
ደሰሰ ክትብሉ ታዓዲልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣቤቱ የፀንዕኹም አሜን❤❤❤😘
እልልልልልልልል ኣሰይይይይይይ ኣሰይይይ ደስ ክትብሉ ከምዚ ኢልኩም ክትዝምሩ ከለኩም ሲ ኣቅኒኩምና አኮ ቀጽልዎ ዝማሬ መላክቱ የስማልኩም የሕዋተይ መዓረይ ኩላትና ኣመንቲ ክርስትና ድማ ነተባብዓዮም ላይክ ኮመንቲ ሸር ንበለሎም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️💝💝💝💝💝
Egziabher ymesgen neakum zehabena God and keep it up and stay blessed 🙌 ❤ 💯 ✨ this is a light for all of orthodox church tewahdo.
Zmare meleakti yesmalna ⛪️ 💒 ☦️ des kitblu kemakum ybzhu mezmurkum semie aytsegbon eye ! Amlak mahberkum ybarkelkum 🇨🇦!!
Xegiau yebzihalkum yehwatey,zmari melaekti yesmalna,
Please aresti nayten mezumur ba xihafulna ( dhri ማርያም ኣደ ጎይታ zelwa mezmurat)
አሜን
ዝማረ መላዕኽቲ የስምዕኹም ክቡራተይ:: እንተኺዕልኩም ነተን መዝሙራት እውን ንክንፈልጠን አብ ኮመንት ፀሓፉልና::
AmenAmen🙏🙏🙏
ZAMIRA MALAKETI YASMELNA DES KATABELU EGEZABHER XAGU YABZHELKUM❤❤❤❤❤❤❤
ግን ለምን ይሆን ሰደታችን ዝማሬ መላእክተ ያሰማልን ወዶቼ አብታ ቅድሰቲ ሃገርኩ በሰላም ይመልሰኩም
🙏🙏🙏
ኣሰይይይይ ደስ ክትብሉ ፀጉኡ የብዘሐልኩም መሪኣያ ና ኢኩም ደቅ ተዋሃ ዶ
Amen Amen Amen🙏🙏🙏 zmare melakti yesmealna Agzabeher amlak xegu yebzahlkum
አሜን አሜን አሜን
Amen zmarie melakt yesmalna
Allllllll kaliwet yesmalna yhwateyyyyyy
ኣሰይይይይይ ደቂ ተዋህዶዋይ ፅሩያት❤❤❤❤❤❤❤❤እልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሓልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪💗💗💗💗💗❤❤
Amen Amen Amen ❤️❤️❤️ 🙏🙏🙏
🎉🎉🎉❤❤❤
Ellllllllllllll Elllllllllllllll Ellllllllllll zemare malaet yesmealna ⛪️🙏
Amen 🙏 🙏 zmare melaekti yesmealna egziabhier xega yebzehalkum
zimare meleakti yesmikum brukat ab16 min zela mezmur iba nigeruni please. thanks much love to my Christ people
Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll zmare melaekt yesmalna egzabiher zeben agelglotkum ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወኢት የስማልና ክበርት ኣሕወትይ አዝግብሄር ኣምላኽ ኤድመን ተናን ይሕብኩኣም ፈጣር
ኣሰይይይይይ ደስ ክብሉ ተዓዲሎም እመብርሃን ምሳክም ትኩን መጀመርያ
ዘይኮነስ መጨረሻኩም የርእየና ደቂ ክርስቶሰይ ኣምላክ ኣቦይ ስደተይ ኣሕፂርካ ናብ ቤትካ ኣብለኒ ዋይ ደቂ ደብረይ እምበር ናፊቀዮም ሐዝስ 😢 ተመስገን ኣምላከይ ሕጉስቲ እየ ተዋህዶ ብምካነይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ደቂ ተዋህዶይ ቃለ ሂወት የስምዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም መግለፂ ሲኢነልኩም ብሓቂ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዕልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይይይይይይ ኣሕዋተይ ታዓዲልኩም ኣፍቅርቲ ኣደ ጎይታይ ዝኮንኩም እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ተመስገን ፈጣሪ ተቅንኡ ኢኩም ቤሓቂ👏👏👏👏
ዕልልልልልልልልልልልልልል 🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen
እልልልልል ኣሰይይይይ 👏👏👏
ዘማሬ መልአኽቲ የስመኣለና