ሰላም ንሃገርና/SELAM NEHAGERNA/New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ብ ቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 174

  • @KbrabAsmelash
    @KbrabAsmelash 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኢኽቲ የስመኣና ❤❤❤❤❤

  • @YohannisLibsewerk-z9j
    @YohannisLibsewerk-z9j 11 วันที่ผ่านมา +6

    ኣሜን! ሰላም፡ንሀገራትና፦ ንኢትዮጵያ፡ንኤርትራ፡እግዚኣብሔር፡የሀብልና!!!

  • @RuftaiLabiey
    @RuftaiLabiey 4 วันที่ผ่านมา +1

    Elilililili Elilililili Elilililili Elilililili ❤️❤️❤️🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @myGodPleasehelpme-g6l
    @myGodPleasehelpme-g6l 13 วันที่ผ่านมา +8

    ግጥሚ እባ ተሓባበሩና ጸሓፉልና እቶም ደቂ ማሕበር ነዚ እንተኣንቢብኩም እቲ ሰብና ግጥሚ እንዳረኣየ ክዝምር ኢዩ ኣዝዩ ዝሕገዝ

    • @NebuAyney-w9l
      @NebuAyney-w9l วันที่ผ่านมา

      ሰላም ንሃገርና ሰላም ንማህበርና(2)
      ይልኣኸልና (3)ልዑል ፈጣሪ (2)
      ናይ ነገስታት ንጉስ እንኮ ኣምላኽ ንስኻ ኢኻ ጎይታ
      ብዘይ ኣፈላላይ ንምሕረትካ ተብዝሓልና ኮታ
      ዝጸልመተት ዓለም ብርሃን ዘውረድካላ
      ሎሚ ምስ ስድራና ሰላምካ ኣብዝሓላ
      ብውሽጥን ብደገን ጸጋኻ ከልላ።
      ሰላም ንሃገርና ,,,,,,እዝማች
      ከም ህዝቢ እስራኤል ተግባራትካ ውዕለትካ ረሲዕና
      ኣብ ዙርያ ናይ ዓለም ብፍታውና ኮለል እንትውበልና
      በታ ዘይትልወጥ ርህርህቲ ልብኻ
      ናባኻ ክንምለስ ሓጥያት ከልለልና
      ንፍትን ኣሎና ምስትውዓል ሃበና።
      ሰላም ንሃገርና ሰላም ንማሕበርና.,,,ኣዝማች
      ከምታ ንትስፈዋ ገነት ኤዶም ናይ ሰላም ርስትና
      ንኤርትራ ሃገርና ግበረልና ፍጽምቲ ስፍራና
      መታን ክንሃርፈካ ቤትካ ክንመላለስ
      ብዋዜማ ማህሌት ንስምካ ክንውድስ
      ሎሚ ለኣኸልና ጸጋ መንፈስ ቅዱስ።
      ሰላም ንሃገርና ሰላም ንማሕበርና .....ኣዝማች
      ዘመንና ክባረኽ ፍቐደልና ጽድቂ ከነዋህልል
      ንሓድሕድና ሰባት ተፋቒርና ክንፍጽም ቃል ወንጌል
      ብቋንቋ መላእክት መታን ክንረዳዳእ
      ናዓ ኣብ ማእከልና ሕሰምና ክትገትእ
      ከም ናብራ ቅዱሳን ሂወትና ክረግእ።
      ሰላም ንሃገርና ሰላም ንማሕበርና,,,,,, ኣዝማች

  • @NebuAyney-w9l
    @NebuAyney-w9l วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና።ብሩኻት።ጸግኡ የብዝሓልኩም።ደስ ኢላትኒ ግጥማ ክጽሕፎ ፈቲነ።ዝተጋገኽዎ ብ ኣፍትጉሃት መላእኽት ዪተኣረመለይ።
    ሰላም ንሃገርና ሰላም ንማህበርና(2)
    ይልኣኸልና (3)ልዑል ፈጣሪ (2)
    ናይ ነገስታት ንጉስ እንኮ ኣምላኽ ንስኻ ኢኻ ጎይታ
    ብዘይ ኣፈላላይ ንምሕረትካ ተብዝሓልና ኮታ
    ዝጸልመተት ዓለም ብርሃን ዘውረድካላ
    ሎሚ ምስ ስድራና ሰላምካ ኣብዝሓላ
    ብውሽጥን ብደገን ጸጋኻ ከልላ።
    ሰላም ንሃገርና ,,,,,,እዝማች
    ከም ህዝቢ እስራኤል ተግባራትካ ውዕለትካ ረሲዕና
    ኣብ ዙርያ ናይ ዓለም ብፍታውና ኮለል እንትውበልና
    በታ ዘይትልወጥ ርህርህቲ ልብኻ
    ናባኻ ክንምለስ ሓጥያት ከልለልና
    ንፍትን ኣሎና ምስትውዓል ሃበና።
    ሰላም ንሃገርና ሰላም ንማሕበርና.,,,ኣዝማች
    ከምታ ንትስፈዋ ገነት ኤዶም ናይ ሰላም ርስትና
    ንኤርትራ ሃገርና ግበረልና ፍጽምቲ ስፍራና
    መታን ክንሃርፈካ ቤትካ ክንመላለስ
    ብዋዜማ ማህሌት ንስምካ ክንውድስ
    ሎሚ ለኣኸልና ጸጋ መንፈስ ቅዱስ።
    ሰላም ንሃገርና ሰላም ንማሕበርና .....ኣዝማች
    ዘመንና ክባረኽ ፍቐደልና ጽድቂ ከነዋህልል
    ንሓድሕድና ሰባት ተፋቒርና ክንፍጽም ቃል ወንጌል
    ብቋንቋ መላእክት መታን ክንረዳዳእ
    ናዓ ኣብ ማእከልና ሕሰምና ክትገትእ
    ከም ናብራ ቅዱሳን ሂወትና ክረግእ።
    ሰላም ንሃገርና ሰላም ንማሕበርና,,,,,, ኣዝማች

  • @AkliluKaleab-e3c
    @AkliluKaleab-e3c 2 วันที่ผ่านมา

    ዋና ገዛ ግጥሚ ጸሓፈልና ❤

  • @elaminale-h3
    @elaminale-h3 13 วันที่ผ่านมา +28

    ሰላም ለኢትዮጵያ ሰላም ለምድር ሁሉ ፀልዮላት ለኢትዮጵያ ከአማራ ነኝ

  • @MehariAbraham-u7b
    @MehariAbraham-u7b 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Zemari melakit zetqbli Ezgabhri zemarika yeqbrilika qali hiwet yesmealina nay ageliglot zemineka yebariki Dakuon hawena

  • @luwamgebrehiwot1882
    @luwamgebrehiwot1882 13 วันที่ผ่านมา +6

    እልልልልልልልልልልልልልልልልል እሰይይይይይይይይይይይ ሰላም ንሃገርና ሰላም ንኩሉ ዓለም ይውርደልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣሜን ስደትና እሕጽርካ ዝርሓቀን ዝቀረብን ዝዕበይን ዝነኣሰን ሃገርና ይምለስና እንታይ ይስኣኖ ንዕኡ ኣሜን ተዋህዶ ሃይማኖትና ንዘልኣለም ብመንፈስ ቅዱስ ይኽለልና ኣሜን❤❤❤❤❤❤ጸግኡ ይብዝሓልኩም ቡሩኻተይ ❤❤❤

    • @meazasemereab
      @meazasemereab 13 วันที่ผ่านมา +1

      ❤❤❤Amen ❤❤❤Amen❤❤❤ Amen ❤❤❤

    • @galmam-p4f
      @galmam-p4f 12 วันที่ผ่านมา +1

      አሜን አሜን አሜን

  • @kidanghebrelassie3627
    @kidanghebrelassie3627 9 วันที่ผ่านมา +1

    AMEN 🙏🏾 AMEN 🙏🏾 AMEN 🙏🏾❤️💛💚💙👍

  • @tesfalemtesfamichael1802
    @tesfalemtesfamichael1802 7 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen selam yewrdelna goyta

  • @SamsomYonas7
    @SamsomYonas7 7 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰላም ይግበረልና

  • @LetinaAsfwa
    @LetinaAsfwa 10 วันที่ผ่านมา +1

    Amen ❤❤❤❤❤❤❤amen ❤ ❤ ❤ ❤ amen ❤❤❤❤

  • @FitsumBirhanFitsum
    @FitsumBirhanFitsum 2 วันที่ผ่านมา

    Amen yelakelna ❤🙏

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 13 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜንኣሬ መላእክት የስምዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ዝማሬኹም ይቀበለልኩምን ይቀበለልናን ማሕደርናን ቤትናን ይባርኽ ሰላም ለሃገርና ❤🎉😊

  • @tbletsandu6848
    @tbletsandu6848 11 วันที่ผ่านมา +2

    እልልልልልልል ዝመሪኢ መልእኽቲ የስመኣና❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤲

  • @mihreteabandebrhan8615
    @mihreteabandebrhan8615 13 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ጸሎትኩም ምስጋናኩም ይቀበለልኩም። ገበርቲ ሰላም ውሉድ ኣምላኽ ክበሃሉ እዮም እሞ ብፅኣን እዮም ከም ዝበለና ጎይታ፡ ገበርቲ ሰላም ንክንከውን የብቅዓና።ንሰላም ድለይዋ ሰዓብዋ ከም ዝበለ ቅዱስ ጳውሎስ፡ ብክፉእ ተግበርና ዘጥፋእናያ ሰላም ብንስሓ ናብ ኣምላኽና ቀሪብና ንለምኖ። እቲ ሰማያዊ ኣምላኽና ከምዚ ይብለና እቲ ዓለም እትህበኩም ሰላም ግዚያዊ እዩ። እቲ ኣነ ዝህበኩም ሰላም ግን ካባኩም ዝወስዶ ማንም የልቦን። ንዓለም ዘፍቀርና ብዙሓት እና፡ ሕጂ ግን ሰላምና ተገፊፉ ከም ዓሳ ንሓድሕድና ንባላዕ ኣሎና። ጸሎት ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ቅዱሳን ኣዴታትናን እዩ ዘንብረና ዘሎ እንበር ከም ተግባርና ደኣ፡ ስፍራና ኣበይ ይመስለኩም፧ ኦ ጎይታ ወዲ ዳዊት መሓረና ንበሎ። ጎይታ ለዋህ ስለዝኮነ እንታይ ክገብረልኩም ትደልዩ ክብለና፡ ንሕና ከኣ ጎይታይ ብርሃንካ ክንርኢ ክንብሎ። ኣእዳውና ንዘርግሓዮ እቲ ሓደ ንበረኸት እቲ ሓድር ከኣ ንምጽዋት።

  • @senayetasfeha4426
    @senayetasfeha4426 11 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜን 🙏አሜን 🙏ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @user-iz3ct8fv8m
    @user-iz3ct8fv8m 9 วันที่ผ่านมา +1

    Amen Amen Amen ⛪️♥️⛪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏

  • @tsehayetekeste6753
    @tsehayetekeste6753 13 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና እግዝኣቢሄር ንሃገርና ሕጽርቲ መንፈስ ቅዱስ ይግበረልና ንህዝባ ንሰራዊታን መንግስታን ይባርኽ

  • @SalinaDaniel-g8z
    @SalinaDaniel-g8z 13 วันที่ผ่านมา +2

    ዝማሬ መላአክት የስማዓልና ብሩኻት 🙏🏿🙏🏿🙏🏿❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ሰላሙ የብዝሓልና❤️❤️❤️❤️❤️❤️ አግዚኣብሄር ኣምላኽና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yohanagebrehiwet2047
    @yohanagebrehiwet2047 12 วันที่ผ่านมา +1

    Ellllllllllll zimare melaekt yesmaelna kburat deki egziabhier ❤❤❤

  • @ZemenfesAnbala
    @ZemenfesAnbala 13 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዕልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @DanayAbraham-z3r
    @DanayAbraham-z3r 13 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ንሃገርና ሰላም ንማሕደርና እንተትኸውን መሊሳ ምጸበቐት ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

  • @meazasemereab
    @meazasemereab 13 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤Zmare melakt yasmalna ❤❤❤

  • @gebemeskelfikadu4198
    @gebemeskelfikadu4198 12 วันที่ผ่านมา +1

    Amen amen amen zmare Melakyi yesmalna Egzabiher Amlak selamun mhretun ylakhelna amen(3).

  • @MebrihitYemane
    @MebrihitYemane 8 วันที่ผ่านมา

    Eeeeeeeellllllllllllllllllllll zmarie melaekti amen amen amen

  • @FurtunaGebrihiwet
    @FurtunaGebrihiwet 12 วันที่ผ่านมา +1

    Amen 🙏🙏🙏selamu yewrdena fetari

  • @kidstweldeamlak2617
    @kidstweldeamlak2617 12 วันที่ผ่านมา +1

    Amen amen amen

  • @christinemabratu5053
    @christinemabratu5053 13 วันที่ผ่านมา +2

    እወ ሰላም ንሃገርና ሰላም ንኩሉ አለም🇪🇷❤️🙏

  • @filimonteklesenbet456
    @filimonteklesenbet456 13 วันที่ผ่านมา +2

    Elll Elll Elll Amen Amen Amen Zmare melakti yesmeala 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ፍቕሪክርስቶስ
    @ፍቕሪክርስቶስ 11 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና፡ ኣምላኽ ዘመን ኣገልግሎትኩም ክባርኽ ቅዱስ ፍቓዱ ይኹን

  • @Shabyawi
    @Shabyawi 13 วันที่ผ่านมา +1

    እልልልልልልል ኣሰይይ ኣምላክ ጸጉኡ የበዝሓልኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @danielhadgu7527
    @danielhadgu7527 12 วันที่ผ่านมา +1

    አልልልልልልልልልልልል አልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመኣልና❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ሰላም ንሃገርና❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Wiwi802
    @Wiwi802 12 วันที่ผ่านมา

    Zmarie melakti yesmalna zmarie lbi amlak kdus dawit zteqebele Egzabiher amlakna zmariekum yqebelelkum ❤❤❤❤Fxum selamn brhann nay selamawi amlakna mskulu alemnan hzbnan hagernan mahberatnan ykun ❤❤❤❤❤

  • @merontekleabwedisaryam
    @merontekleabwedisaryam 13 วันที่ผ่านมา +3

    እዋይ ቡኡነት ዝሕጎሶ ዘለኩ በኣኹም ኣጎልጉሎትኩክ ይባርክ

  • @asmeretberaki300
    @asmeretberaki300 13 วันที่ผ่านมา +2

    Asey elll ellll elll zmare melkty yesmlna deki kdsti Eritrea hagere nagrana semaeta Libya deki tewhado ❤🎉🇪🇷🌴🌸🍀🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fusfv877
    @fusfv877 12 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል 🤲🤲🤲👏👏👏❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💒💒💒❤❤❤❤❤❤😢❤😅❤😊❤

  • @Ffffff-s3z
    @Ffffff-s3z 13 วันที่ผ่านมา +2

    Amen 🙏🙏🙏selamu ylakelna xegu yebzhalkum debre selamey

  • @akalasia
    @akalasia 12 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤ኣሜንንንን

  • @NebiRezene-g9b
    @NebiRezene-g9b 11 วันที่ผ่านมา

    ኣምላኽ ልመና ንጹሃት ልቢ ይስማዕ

  • @suzanftsum1223
    @suzanftsum1223 13 วันที่ผ่านมา +3

    Amen amen amen zmarie melakti zteqebele zmariekum yqebel leul fetari xegeu yebzhalkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lidusabit8773
    @lidusabit8773 13 วันที่ผ่านมา +1

    Zmarie melakt yesmalna amen 🙏🙏🙏 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Wintana.Kibreab
    @Wintana.Kibreab 12 วันที่ผ่านมา +1

    ዝማሬ መላአኽት የስምዓልና ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤍🤍🤍

  • @rshantesfancial1392
    @rshantesfancial1392 12 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen zmare melakti yesmelna Selamu yleakelna fetari kulualem

  • @Miletemhari
    @Miletemhari 12 วันที่ผ่านมา +1

    Aseyyyy Aseyyyy Aseyyyy Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll zmare melakti yesmalna 🙏❤️🙏❤️🙏❤️

  • @ZebibBereketab
    @ZebibBereketab 13 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰይይይ ቃለ ህይወት የስምዓልና ❤❤❤

  • @filiposhaile7738
    @filiposhaile7738 13 วันที่ผ่านมา +1

    Xega goyta bumulu adimkum ysiabkum aehwatey zmare melakt yesimealna ✝️ ✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️

  • @LunaFitsum-wi5gl
    @LunaFitsum-wi5gl 12 วันที่ผ่านมา +1

    Amen 🙏 🙏 🙏 ..zimarie melaekti yesmialna kuburat ahwat❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Mahilet-n6b
    @Mahilet-n6b 8 วันที่ผ่านมา

    አሜንንንን

  • @niyatyohannes5572
    @niyatyohannes5572 13 วันที่ผ่านมา +2

    Amen amen amen 🙏🏽 ❤💒🩵💐🌿☘️🌺 zimariye melaktie yesmialna. Egziabhier amlak xeghu yebzhalkum, kexilwo!

  • @FeruzWeldu
    @FeruzWeldu 13 วันที่ผ่านมา +2

    Aeyyy selam weselamu yeleakelena zemar meleaketi yesemealekom xegu yebezehalekum yehawatey

  • @kiflaygebreslasie6094
    @kiflaygebreslasie6094 11 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ደስ ከተብሉ ብጣዕሚ ሰላምኩም የብዝሓዮ እግዝኣብሄር ብሩኻተይ ❤❤❤❤

  • @MeriBokuray
    @MeriBokuray 13 วันที่ผ่านมา +1

    Asey elllllllll zemar melaket yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @NatnaelSemerab
    @NatnaelSemerab 12 วันที่ผ่านมา +1

    Zmarie melakt yesmalna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤

  • @MabelAbrham
    @MabelAbrham 12 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 aseyyyy elllllk ellllll elllllllll zmarie melakt yesmealna atum maheber kndeyyy des tblu abiet smretkum shbshbebokum mezmrukum amlak xegu yebzhelkum

  • @dinglmariamey387
    @dinglmariamey387 12 วันที่ผ่านมา

    አሜን: ሰላም ንሃገርና ሰላም ንማህደርና ሰላም ንዓለምና ይልአከልና ልዑል ፈጣሪና
    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም አብ ቤቱ የንብርኩም
    ተባረኩ

  • @FreweyniMahari
    @FreweyniMahari 13 วันที่ผ่านมา +1

    Nay bhaqi selam ylakelba zmarie melakti yesmaolna🎉❤❤❤❤❤❤

  • @Sara-tb4ty
    @Sara-tb4ty 12 วันที่ผ่านมา +1

    Amen amen selamu ylakelna🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @biniamtekeste3875
    @biniamtekeste3875 10 วันที่ผ่านมา

    God Bless You 🙌🙏❤️

  • @tk-xx9lz
    @tk-xx9lz 13 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ❤❤❤❤❤❤

  • @Alganeshhabesha
    @Alganeshhabesha 13 วันที่ผ่านมา +1

    Ellllllllllllllllllllll elllllllllllllllllllllll elllllllllllllllllllllllAmen amen zimare melaekti yesmealna🙏🙏🙏

  • @banaWeldegergish
    @banaWeldegergish 12 วันที่ผ่านมา +1

    Zmare melakt yesmealna ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MikalGezae-s6f
    @MikalGezae-s6f 13 วันที่ผ่านมา +1

    Amen amen amen
    Zmare melakti yesmalna ♥️

  • @myGodPleasehelpme-g6l
    @myGodPleasehelpme-g6l 13 วันที่ผ่านมา +1

    ብሩኻት ኣምላኽ ሰላሙ ይልኣኸልና መዝሙርኩም ይቀበለልኩም

  • @gebreabselemun3207
    @gebreabselemun3207 13 วันที่ผ่านมา +1

    ዝማረ መላእክት የስምዓልና

  • @adiamshishay2438
    @adiamshishay2438 12 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤amen selam ylakelna .zmare melaekti yesmealna

  • @fevenrezene7282
    @fevenrezene7282 13 วันที่ผ่านมา +1

    Amen❤ Amen❤Amen❤selam nihagerina nimela aem yigberelna zimare melak yesmealina yehiwat

  • @hagerabraham962
    @hagerabraham962 13 วันที่ผ่านมา +1

    Ellllllllll ellllll elllllllll zmare meaekti yesmeal. Sim egziabhier nizelalem zikeberen ztemesgenen ykun ❤❤❤❤

  • @AwetSamuel-w5c
    @AwetSamuel-w5c 11 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን መዝሙርኩም ይቀበል እግዚኣብሔር ❤❤❤

  • @KesanetTesfalem
    @KesanetTesfalem 12 วันที่ผ่านมา +2

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MebrhititTesfamaryam
    @MebrhititTesfamaryam 12 วันที่ผ่านมา

    Zemare melakti yesmalna xegu yebzehalkum.
    Selam nehgrna❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሶሊጋልሱዳን
    @ሶሊጋልሱዳን 12 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen selam nkulu alem yhabena egzabher ❤❤❤❤❤❤

  • @tsenat4889
    @tsenat4889 13 วันที่ผ่านมา +1

    Elllllll🎉🎉🎉❤❤❤❤Zemare melakti ysmalna!!!!!🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🥰🥰🤞

  • @binibini-n2i
    @binibini-n2i 12 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን እግዝኣብሄር ኣምላኽ ሰላም ይላኣከልና ንኩሉ ዓለም

  • @natsnethagos282
    @natsnethagos282 12 วันที่ผ่านมา +1

    EIIIIIIIII Ellllll Ellllll zmare melaekti yesmalina❤❤❤🙏🙏🙏

  • @Berhanekiflu3065
    @Berhanekiflu3065 13 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማኣልና በረከት ጸሎት ዮውሃንስ መጥመቅ ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን 10 ቅዱሳን እንተ ኣሊዮም ሚእቲ ብሰላም ይነብሩ እዮም እሞ ብርሃንኹም እንዳ በርሄ ይንበር ኣሜን ፥ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን

  • @KibreabTesfandrias
    @KibreabTesfandrias 13 วันที่ผ่านมา +1

    Zmarie melaekt yesmalna ❤❤❤

  • @LydiaFilmon
    @LydiaFilmon 13 วันที่ผ่านมา +1

    Amien Amien selam yleakelena egziabhier amlak 🙏🙏🙏

  • @teklaytesfay5064
    @teklaytesfay5064 13 วันที่ผ่านมา +1

    Amen Amen Amen zmare melaekt yesmealna Egzabhier Amlak tsegu yebzehalikum

  • @filimonghebrekrstos2248
    @filimonghebrekrstos2248 11 วันที่ผ่านมา +2

    Zmarie melakt yesmealna

  • @Acnt12
    @Acnt12 13 วันที่ผ่านมา +2

    Aseyyyy metaebiyti miss you 😢
    Amen(3) ☦️☦️☦️☦️☦️☦️

  • @aklishteweld3807
    @aklishteweld3807 13 วันที่ผ่านมา +1

    Zimare melaekte yesmealna

  • @KabielRusom
    @KabielRusom 13 วันที่ผ่านมา +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MeronTesfu-r1h
    @MeronTesfu-r1h 3 วันที่ผ่านมา

    አልልልልልልልልልልልል

  • @lemlemsengal6270
    @lemlemsengal6270 13 วันที่ผ่านมา +1

    AMEN AMEN AMEN ZEMARIE MELAKTI YESMALNA

  • @DanayAbraham-z3r
    @DanayAbraham-z3r 13 วันที่ผ่านมา +1

    Zmarie melaekt yesmalna senay

  • @YohannesBokure
    @YohannesBokure 12 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬🥬🥬 hiwet yesmalna EGZABHER AMLAXNA zemare melax yesmalna EGZABHER AMLAXNA ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @AdaneTadele-e4h
    @AdaneTadele-e4h 13 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ህይወት ያሠማልን❤❤❤

  • @WintaWeldeslasie-r8h
    @WintaWeldeslasie-r8h 13 วันที่ผ่านมา +1

    Amen amen amen 🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @NgstiTekle-h3s
    @NgstiTekle-h3s 12 วันที่ผ่านมา

    Ellllllllllllll Ellllllllll Ellllllllll❤
    Zmare melaekti yesmalna❤

  • @LetekidanGebrezgabher
    @LetekidanGebrezgabher 13 วันที่ผ่านมา +2

    Elllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllll nay behaki Selam ylakelna ggzabheramlakna.❤ Zmare melaekti ztekrbele zmarekum ykebelelkum fkurrat yhwateyn abotateyn

  • @adyamteklay4121
    @adyamteklay4121 13 วันที่ผ่านมา +1

    Aseyyyyy Elllllllllllllll ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @negusieberhe502
    @negusieberhe502 13 วันที่ผ่านมา +1

    Amen ❤

  • @yordi1683
    @yordi1683 12 วันที่ผ่านมา +1

    Elllllllllll ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @mekonentekle1206
    @mekonentekle1206 13 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen zmare melaekt yesmealna egzeabhier selamu yebzehalna

  • @HadishTekletsion
    @HadishTekletsion 13 วันที่ผ่านมา +1

    Aseyyyy zmare melakt ysmalna ahwat

  • @Nebiat-b9y
    @Nebiat-b9y 13 วันที่ผ่านมา +1

    Zimar melakiti yesmana ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kalkidantesfay1221
    @kalkidantesfay1221 13 วันที่ผ่านมา +1

    Zmarie melakti yesmalna ❤❤❤

  • @SemharTesfahiwet-ic3pb
    @SemharTesfahiwet-ic3pb 13 วันที่ผ่านมา +2

    Amen Amen Amen🙏🙏🙏🙏🙏Elllllllllllllll Ellllllllllllll Ellllllllllll❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷