ችዲ ብኡ ገይሪኺጥፍኢ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 เม.ย. 2022

ความคิดเห็น • 343

  • @ttdyfgufy6716
    @ttdyfgufy6716 2 ปีที่แล้ว +42

    ክሊ ዝክሉ ፅባቀስ ሃይማነትኪ ቀይርኪ 😥😥😥😥😥ኣምላክ ልቦነና ይሃብኪ😥😥😥#🙏

    • @uftdwr2095
      @uftdwr2095 2 ปีที่แล้ว +3

      ተዋሃዶ ድያ ነይራ😥

    • @ttdyfgufy6716
      @ttdyfgufy6716 2 ปีที่แล้ว +1

      @@uftdwr2095 አወ ተዋህዶ😥😥

    • @uftdwr2095
      @uftdwr2095 2 ปีที่แล้ว +5

      @@ttdyfgufy6716 ከምዝይ ክትጠልመንስ እዘን እነማርያምስ ኣብ ምሳኣላ ውዕለን😥

    • @user-wt4hp3ln5m
      @user-wt4hp3ln5m ปีที่แล้ว +1

      ​@@uftdwr2095 😂😂

    • @user-hk1bq7tr7t
      @user-hk1bq7tr7t ปีที่แล้ว +1

      ተዋህዶ ድያ ነይራ ዋይ ሓፍተይ😢ወለላዋ አሰትውዕል ማዓረይ❤❤❤

  • @user-mq3up5pm2p
    @user-mq3up5pm2p หลายเดือนก่อน +3

    መስተዉዓሊ ልቦና ይሃብኪ ሓፍተይ ናብ ሃይማኖትኪ ተመለሲ መስተዉዓሊ ልቦና ይሃብኪ❤❤❤

  • @user-gr2qw4tt8z
    @user-gr2qw4tt8z 8 วันที่ผ่านมา

    ገፅክን ንውዲስ ሃይማኖትካ ምቅያር ፈጣሪ ኣብ ፈተና ኣይትእትወና

  • @samuelgebretekle4660
    @samuelgebretekle4660 2 ปีที่แล้ว +25

    ከም ክርስትያን እስላምን ተጋሩ ተፋቒሩ ዝኸይድስ ይህሊ ዶ ብዝኾነ ደስ ይብል ፍቕርኹም ይባረኽ

  • @user-xz1bd4uu9x
    @user-xz1bd4uu9x 2 ปีที่แล้ว +18

    መቁራት ደስ ክትብሉ ኣሕዋተይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤️❤️

  • @user-yx5vw1xb6b
    @user-yx5vw1xb6b 2 ปีที่แล้ว +2

    ፅሩያት ደስ ብሃልቲ ነተባባዓዮም ተጋሩዋይ ቋንቋና የሕሸና ኢሎም እዮም ምበር ኣምሓርኛም ይሰርሑ ነይሮም ዮም ሽዑ ብዙሕ ይክተሎም ነይሩ እዩ ኣይነውሕደሎም ድኣ

  • @mesiendertawit9608
    @mesiendertawit9608 2 ปีที่แล้ว +7

    ማርያምን ድስ ክትብሉ ፅቡቋተይ ናተይ❤️❤️❤️😘😍😘🤩😍😘

  • @user-js9nf4uf9y
    @user-js9nf4uf9y 2 ปีที่แล้ว +21

    ዋይ ማሜ ፅሩይ ፍቅርኩም ይብዛሕ💖💖💖💖💛 ኣቤት ወዳት ቅንኢ 😁😁

  • @Sara-en3gb
    @Sara-en3gb 2 ปีที่แล้ว +21

    ተጋሩ እኮ ቀባጳት እዮም ❤😆😆

  • @rahaelreda552
    @rahaelreda552 2 ปีที่แล้ว

    Yena konjo ab kulu mare eu bezkone betami eye ziftwum

  • @user-ob9bh7qh7c
    @user-ob9bh7qh7c 2 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ በሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ኣይትጥፈኡና

  • @Hagos1018
    @Hagos1018 2 ปีที่แล้ว +9

    ማሜ ኤእ ንትፈትዋ ሰበይትኻ freedom ምሃብ ጽቡቅ እዩ ማሻአላህ ከይትቀንእ እንበር ኑር ዝኾነት ሰበይቲ አላትካ ንስኻ ለ ማሻአላህ ጻዕራም ሐዳሩ ፈታዊ ረቢ ይሕፈዝኩም ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ❤️ ካብ ስግር ማዕዶ ሓፍትኹም ✌️ 💕💕💕❤️

    • @user-vt5wl1dw8c
      @user-vt5wl1dw8c 2 ปีที่แล้ว

      ክክክክክክ እሞ መንጥሎ ከይድካ ተባኢሲኦም ኣለዉ ክክክ ወዲ ጎሮቤትና

  • @user-ru3ei1iz7t
    @user-ru3ei1iz7t 2 ปีที่แล้ว +16

    ፍቅርኩም የብዛሓዮ❤️❤️❤️ ደስስ ባሃልቲ

  • @dhxgdhdtdc8667
    @dhxgdhdtdc8667 2 ปีที่แล้ว +1

    ሃን ሽከር ደስ ባህልት እየእኩም ስባይ ዝየብልና ስባአይ ናአት ናበና ገን እስርበት እነሀወ ድዩ ዋይ ህዋከት

  • @user-xn5nt7mt5h
    @user-xn5nt7mt5h 2 ปีที่แล้ว +5

    ዋው ማራ ቀውጢ ገይርዋ ማሚሲ ካልኣይ ማዓልቲ ኣይዳግምን

  • @AaBb-np3sy
    @AaBb-np3sy 2 ปีที่แล้ว +32

    ሞይተ ማሜ ለዋህ ግን ከይትኹርይዮ ድሕሪ ካሜራ ምክንያቱ ኣብ ስደት ስለዝኾነ ሓቁ እዩ ብፍላይ ተጋሩ ንሰብኡት ተኣዘዝቲ ኢና ካብ ወለድና ጀሚሩ እና ፍቅርኹምምም ብዙሕሕሕሕሕ ይበለለይ ምቁራት 😘

  • @gdvh9917
    @gdvh9917 2 ปีที่แล้ว +15

    ምቅራት 🥰 🥰 ደስ ባሃልቲ ❤️❤️🥰

  • @user-ff8zm1eq1j
    @user-ff8zm1eq1j 2 ปีที่แล้ว +10

    ሙቁራት ሰላምኩም ብዝሕ ይበለለይ🙏😍😍😍

  • @user-gl9bh9ly1m
    @user-gl9bh9ly1m 2 ปีที่แล้ว +19

    ልምንታይ እዮምባ አወዳት ነፃነት ዝኸልኡና ጉድ ዳአኾነይ ረኺብናዮ ዘለና ናኹልና ከምኡ እዮም ሃኒየ ኻአልዮ እንግዴ ማሜ ፃዕዳ ልቡ 😃😂😂😂

  • @user-mg1zy9wt7r
    @user-mg1zy9wt7r 2 ปีที่แล้ว +6

    ብሓቃ አዩ ሜሜሜሜ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-if7bl2gy9b
    @user-if7bl2gy9b 2 ปีที่แล้ว +11

    ማሜ ሎማዓንቲ ኣሐጉስካኒ ኢካ ሃኒየይይ ካዓ ብዘይፍቃድ ኣይትውፅኢ ማዓረይ

  • @user-mf4of3ru1l
    @user-mf4of3ru1l 2 ปีที่แล้ว +9

    ፍቅርኩም የብዝሓዮ ❤️❤️❤️

  • @zewidimukiriti9894
    @zewidimukiriti9894 7 หลายเดือนก่อน

    ዋይይይ ሓፍተይ ኮላይ ታነክያ ልቦና ይሃብኪ ዛሓፍተይ ዋይይ ምቅርቲ ናብ ወለዳ ትከዶ ትኮን ማዓረይ

  • @user-bz8fb4si8u
    @user-bz8fb4si8u 2 ปีที่แล้ว +11

    ደቃ ዓደይ ወለላ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tdf9673
    @tdf9673 2 ปีที่แล้ว +10

    ሃኒ ሓፍተይ ግን ንምንታይ ኢኺ እምነትኪ ቀይርኪ ንወዲ ክትብሊ ተኾንኪ ዋላ ተፍቀርክዮ በቢእምነትኩም ዘይትኾኑ ማለተይ ወይ ክኣ ኣብ እምነትኪ ዝኮነ ተልዩ ንዓበይቲ ሓቲትኪ መልሲ ከምትረኽቢ ዘይትገብሪ ንወዲ ኢልኪ ተኾይንኪ ግን ካብ ፍቅሪ እግዝኣብሄር ፍቅሪ ወዲ ኣይዓብን ማለተይ ኣመዛዝኒ ሃኒ ሓፍተይ እስልምና ምዓዝ መፂኡ ክርስትና ከ ትኣዩ መጀመርያ ኣፀቢቅኪ ኣመዛዝኒ ቅድሚ ናብ ውሳነ ክትኣትዊ ኣምላኽ ናብ ልብናኺ ይምለስኪ ሃኒየ

  • @gjhfg7741
    @gjhfg7741 2 ปีที่แล้ว +3

    መጀመሪያ ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ኩለኹም ደቂ ዓደይ ክርሰቲያን ን ሞስሊማት አሕውትይን እንኾዓ አብፀሐኹም ህዘብና ከብ ጭንቂ ዝግላግለሉ ይግብረልና ሰላምና ይምለስና ፈጣሪ 🙏 ማሜ ቆራፅ አብ ገዛ ምሰ መፀ ግን ሃኒ ወይ ሃኒ ወይ ክትብል እካ 😜 ብጣዕሚ እና ንፈትኩም👍👍👍👍

  • @kemare5536
    @kemare5536 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣሰይ ፅሩያት ማሜ ሕኑኡያ ዘይፈድስ ወዲ __?እዩ ዋ ማሜ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎኩም❤❤❤

  • @gjhcvf6058
    @gjhcvf6058 2 ปีที่แล้ว +6

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ፅብቃተይ

  • @Grma_Tigray
    @Grma_Tigray 2 ปีที่แล้ว +8

    ኡይይ ሓዳር ለካ እስሪቤት እዩ ጉድ🙆 ኣወዳትና ከርና ነገር መካበዶ ኣይትኹኑ😪🤣እንዳ ማሜ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ቀፅልሉ❤️🥰

  • @ismaelbadaa7500
    @ismaelbadaa7500 2 ปีที่แล้ว +5

    😄😄😄 intay kimaalelka😉 shukrey love you

  • @user-yn8tb8ij3c
    @user-yn8tb8ij3c 2 ปีที่แล้ว +4

    ወይለከ ዓድዋ እኮ ኢላ ሃኒ ክክክክክ ግደፊ ኣይተሕርቅዮ ለማሜ

  • @user-gq5gx4iq9c
    @user-gq5gx4iq9c 2 ปีที่แล้ว

    እንዳ ማሜ ፁሩያት ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም💚

  • @Alsa7442
    @Alsa7442 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይ ደስ ክትብሉ ማርያምን❤❤

  • @selamselam9188
    @selamselam9188 2 ปีที่แล้ว +19

    ሃሃሃሃሃሃሃ ልኮነ ነገር አዘኪርኩምኒ ደቂ ዓበይቲ ሓደ ወዲ ሓው አቦይሲ ተመርዕዩ ካብኡ ናዳ ኣዲኣ ሰፈር ኩስሚ ነይሩስ ንማዘራ ደዊላ ከመፅእየ ገለ ኢላታ ካብኡ ክዳውንታ ዘድልያ ነገር ሒዛ ሰብኣያ ምስ መፀ ምሳሑ ሂባ ክከድየ ትብሉ ያኔ ኣነ ንእሽቶንየ ነይረ ካብኡስ ናበይ ደሊኪ ናብ ማዘረይ ትብሎ እእ መን ፈቂድልኪ ዋ ታይ ማለትካዩ ናብ ማዘረይ እዩኮ ልከድለኩ በሊ ወይ ባኣ ገይርኪ ምስ ማዘርኪ ትቅመጢ ወይ ዓሪፍኪ ተቀመጢ ኢሉዋ ለይርስዓ በክያ ንብዓታ ሓሲሳ ተሪፋ ማርያምን 🙈😁😁😁

    • @user-bm1jx8zb4p
      @user-bm1jx8zb4p 2 ปีที่แล้ว +3

      😁ሓዳር ዳር ዑውውውው ሲንጊል ንቅድሚት😭😁

  • @user-uh8ss8zb6t
    @user-uh8ss8zb6t 2 ปีที่แล้ว +2

    ኡፍፍፍ ኣነስ ተዕቡድኒ ❤ኢኩም ብፍላይ ናይ ማሜ ኣዛራርባ 😄😄😄😄😄

  • @user-vh2bc2sm7q
    @user-vh2bc2sm7q 2 ปีที่แล้ว +4

    በቃደማይለ ምስታ ዓርክኪ ተይኑገርክዮይ ወፂእኪ እ ኣቲ 😂😂😂😂😂😂😂So ክፈትወኩም እኮ ብስሩ♥♥♥♥♥♥♥♥

  • @user-fu8vz4bw3z
    @user-fu8vz4bw3z 2 ปีที่แล้ว +5

    ከማይ ዝፈትዎም የለይ ዞም ኣሕዋተይ❤❤❤

  • @tasfaayusnmey1175
    @tasfaayusnmey1175 2 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ቅድም ስብኣየ ይመስል ማሜ ደገ እንተ ወፅእ ከምዚ ይብለኒ ነይሩ😥💔💔

  • @user-fh6wj8ln3c
    @user-fh6wj8ln3c 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣንኾዕ ዳሓን መፃእኪ😘😘😘

  • @user-if6tm3dj8j
    @user-if6tm3dj8j 2 ปีที่แล้ว +11

    አይ አነስ ክፈትወኩም ኮመንት እየ ለይ ፅሕፍ እበይ እና ማምየይ ገይሩ ዘሕዝነኒ አነስ እና አነውን ሰበይትስ ስብአይ ክመልካ አለዎ እየ ዝብል ተጋሩዋይ ትሕት ንበል አንሕና ብዝተረፈ ፍቅርኩም ይብዛሕ

  • @mebrihitkidanu9362
    @mebrihitkidanu9362 2 ปีที่แล้ว +5

    ባኣ ገይርኪ ቅረይ ኣይ ሜሜ😅😍

  • @AlAl-wn8qv
    @AlAl-wn8qv 2 ปีที่แล้ว

    Das baheltay dakay tigray shkorantat💝💝

  • @user-tz3iu5qx6c
    @user-tz3iu5qx6c 2 ปีที่แล้ว +40

    ሜሜ የዓክ ደስስ ክብል ማርያምን ፍቅርኩም ይብዛሕ❤🖇

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣነ እንዴ ኢለዮ ማሜ ፃዕዳ ልቡ ቀኒኡ እዩ እምበር ዋላ ሕጂ ፃዕዳ ልቡ እዩ 🥰😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @user-tr3cs7tl2q
    @user-tr3cs7tl2q 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣየ ማሜ ቀዊጥዋ እኮ 🤣🤣🤣

  • @hiyabhabtom2406
    @hiyabhabtom2406 2 ปีที่แล้ว

    Hanan mikrti naki timesl habti entelyatki alaliyni bezaki🥰🥰🥰

  • @user-vf1ue7hs4e
    @user-vf1ue7hs4e 3 หลายเดือนก่อน +1

    ግን ኣነ ዝገርመኒ ነገረ ሲ ኩሉ ነገርካ ኣወፊካ ምስኦም ናነበርካሲ ሰለ ምንታይ እዮም ዝቀንኡ ኣጆኩም እንዶ ነፍቅረኩም ኢና ዋ ዋይ😂😂

  • @jejjeur6252
    @jejjeur6252 2 ปีที่แล้ว +4

    ما شاء الله ما شاء الله تبارك الله الرحمنሰበትዲሲባኣያታፊቅደግደንዮኡ

  • @fghughij3275
    @fghughij3275 2 ปีที่แล้ว +3

    ደስ ትብሉ ፍቅርኩም ይዓንብብ

  • @user-bd9tb2cp5v
    @user-bd9tb2cp5v 2 ปีที่แล้ว +10

    ናል ኣያየ ግዜየ ድኡ ሓዳራኩም እምነት እንተሃልዩ ናብ ዝኸድክ ክዲ

  • @user-qd8ee8zt2g
    @user-qd8ee8zt2g 2 ปีที่แล้ว +3

    ስለ ዝፈትወኪ እዩ ሃናነይ ሽኮር. ማሜ ኦፍፍፍ ኮይኑ ክክክክ. ሰላምኹም የብዝሓዮ ቆናጁት❤💛🇻🇳💔

  • @aaaall7364
    @aaaall7364 2 ปีที่แล้ว +3

    ሜሜየይ ሓላለ ሰበ💖💓💖💓

  • @jflm989
    @jflm989 2 ปีที่แล้ว

    ባኣገርኪይ ቅረይ ሃኒየይ ሽካር

  • @user-js9nf4uf9y
    @user-js9nf4uf9y 2 ปีที่แล้ว +9

    ኮሞንት ብድንግልናኣ ኣግንየያ😁😁😁😁🙈💖💖💖💖💛💛💛

  • @user-zh8bk4xc9f
    @user-zh8bk4xc9f 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሕዋተይ ማሜ ሃኒየይ😂😘💊

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 2 ปีที่แล้ว +25

    እንዃዕ ብሠላም መጽኣኹም ተጋሩዋይ ብሩካት ዘርኢ🥀😍እና ሃኒየ ናማኑ እዩ ማሜ ሰብኣይ ርእሲ ሰበይቱ እዩ ።ግደታ ንሰብኡቱና ንእዘዞም በተለይ ብኣና ብኦርተደክስ ተዋህዶ ስብኣይና ልዕሌና እዩ ንዝኮነ ነገር ንእዞዞ ኣለና🥀
    ከምዚ ይብለና👇
    ኤፌሶን 5
    ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
    ²²-²³ ከምቲ ክርስቶስ ርእሲ ማሕበሩ ዝዀነ፡ ንሱ ምድሓን ስጋኡ ኸኣ እዩ፡ ሰብኣይ ከኣ ርእሲ ሰበይቱ እዩ እሞ፡ ኣትን ኣንስቲ፡ ከም ንጐይታ ጌርክን ንሰብኡትክን ተኣዘዛኦም።
    ²⁴ ከምቲ እታ ማሕበር ንክርስቶስ እትእዘዞ፡ ከምኡ ድማ ኣንስቲ ንሰብኡተን ብዅሉ ይተኣዘዛኦም።
    ²⁵-²⁷ ከምቲ ክርስቶስ ንማሕበሩ ዘፍቀራ፡ ኣቱም ሰብኡት፡ ኣንስትኹም ኣፍቅሩ። ክርስቶስ ብቓሉ ገይሩ ብምሕጻብ ማይ ምስ ኣጽረያ ምእንቲ ኪቕድሳ፡ ርስሓት ወይስ ዕጣር ወይስ ገለ ነዚ ዚመስል ዜብላ፡ ብዘይ መንቅብ ቅድስትን ክብርትን ማሕበር ገይሩ ንእኡ ምእንቲ ኬቕውማ ኢሉ፡ ርእሱ በጃኣ ሃበ።
    “ንስኻትኩምውን ከምኡ ነፍሲ ወከፍኩም ነታ ሰበይቱ ኸም ነፍሱ ገይሩ የፍቅራ፡ እታ ሰበይቲውን ንሰብኣያ ትፍርሃዮ።”
    - ኤፌሶን 5፥33

    • @Dankemile403
      @Dankemile403 2 ปีที่แล้ว

      Suk beli trgum alowo kal bkalu ayttergumi haymanotna naxinet u nkulu nsebay ke men kwexie afkidlu

    • @tdf9673
      @tdf9673 2 ปีที่แล้ว

      እሞ ንሳ ኣብ እምነት ክርስትና ዘይላ ቀይራ እንድያ😢😢😢

    • @bahlbtesfalem5905
      @bahlbtesfalem5905 ปีที่แล้ว

      @@tdf9673 እዋይ ኣነስ ኣስላመይቲ መሲሉኒ እዩ ጸኒሑ ናይ ወለዳ ማለተይ ኢየ ካብ ሕብረት ክርስቶስን ሕብረት መላእክትን ተኣልያ ንፍቅሪ ሓደ ሰብሲ ብጣዕሚ እየ ሓዚነ እንግዲ እግዚኣብሀር ንስሓ ይሃባ እምበር እንታይ እሞ ይበሃል

    • @dnglmaryameyarfutalbey1494
      @dnglmaryameyarfutalbey1494 12 วันที่ผ่านมา

      ​​@@Dankemile403ewo trgum alewo abotatna bbzuh eyom ztrgmwo ab bete Christian ab Christos ewun ytrgmwo sebayn sebeytn ka gn kem zbelkayo haymanotna naxinet eyu kemzi nay Muslim aykonen ldeqi anstyo ab thti sebeut teregexa ayblenan sorry tegagye ente aqeymeka 🙏ember deqi tewahdo ms sebayna hade akal eina ayekabdun❤ kem Muslim 😉

  • @kadmielhalefom
    @kadmielhalefom 2 ปีที่แล้ว

    ኣምሓርኛ ኣይትሓውሱ

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 ปีที่แล้ว

    ሰላም እግዝኣብሔር የብዘሐልኩም ፅርይተይ

  • @rahmakmal2866
    @rahmakmal2866 2 ปีที่แล้ว +31

    ሰላም ኢና ጸሪተይ ማሜ ናበይከይዱ ክንስሕቅ ❤💛

    • @sarasara7592
      @sarasara7592 2 ปีที่แล้ว

      ooopoooopiooooooooooooooopopoopooooooopoooooooooopooooooopopiopoopoooppopoopppoopppopooppppoppopppppo

    • @sakeimahsakeim4662
      @sakeimahsakeim4662 2 ปีที่แล้ว

      @@sarasara7592 😁😁😁🤣🤣🤣ዋይ።ddddddddddddddd

  • @user-uw8tf5bw4r
    @user-uw8tf5bw4r 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሰይ ሙቁራተይ💓

  • @user-bn3om9pl4b
    @user-bn3om9pl4b 2 ปีที่แล้ว +3

    ክልተ መቁረት🥰🥰🥰

  • @asmerinonatey3503
    @asmerinonatey3503 2 ปีที่แล้ว

    ኣቲ ሓፍተይ ሎሚ እንድየ videoki ሪኤዮ ደስ ትሕትናኺ ደስ ኢልኒ ንዒ እንዶ ግዳ ነታ ሰበይተይ ከምኢዩ ዝግበር ኢልኪ ምዓድለይ ኣይይይይ 😍❤😂

  • @user-ei2ie6ll5n
    @user-ei2ie6ll5n 2 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመ ይሃብኩም

  • @zedhabeshawit6397
    @zedhabeshawit6397 2 ปีที่แล้ว +4

    ሙቅራት ክፈትወኩም ማዓት እያ ፍቅርኩም ይብዛሕ 💍💏

  • @user-jo7uy9id4b
    @user-jo7uy9id4b 2 ปีที่แล้ว +2

    ተጋሩዋኒ ክፈትየኩም ማዓት 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💊💊💊💊💊💊💊🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @brkti_tube
    @brkti_tube 2 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክክክክ ደስ ክትብሉ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎኩም

  • @genet761
    @genet761 2 ปีที่แล้ว +10

    ፍቅርኩም የብዝሓዮ ምቁራት ደቅ ትግራይ ቅጭን

  • @user-vy4jn3gl9w
    @user-vy4jn3gl9w 2 ปีที่แล้ว +6

    ዋየ አወዳት ብስሩኮ እትቃንኡ🤣🤣🤣🤣

  • @weyni7527
    @weyni7527 2 ปีที่แล้ว +3

    ክክክክ ማሜ ተቃጠለ ፊቱን ባየነው በዚህ አቆጣጡ😅😅😅😅

  • @selamberihu4085
    @selamberihu4085 2 ปีที่แล้ว

    ፅሩያተይ

  • @user-yf7gg5ns4w
    @user-yf7gg5ns4w 3 หลายเดือนก่อน

    ኣቤት ቅንኢ 😁😁😁😁😁🤣🤣🤣🤣🤣 ማሜዋ ለዋሃ ይመችዮ 🤣😋❤❤❤❤❤

  • @ffgf6142
    @ffgf6142 2 ปีที่แล้ว +4

    እንኳዕ ብስላም መፃኡኹም❤❤❤❤😁

  • @mekelemekele8449
    @mekelemekele8449 2 ปีที่แล้ว +4

    ♥️♥️♥️የኔ ማሮች ♥️♥️♥️♥️💛💋🥰🥰🥰

  • @queenyoutube9161
    @queenyoutube9161 2 ปีที่แล้ว +11

    ኣነ ነጊረኪ እንየኩ ባኣ ጌርኪ ቅረይይ 😁😁

  • @user-zo3xt4ty8w
    @user-zo3xt4ty8w 2 ปีที่แล้ว +1

    😂😂😂😂❤ወለከ ዓድዋ😂😂😂

  • @ABc-iy3os
    @ABc-iy3os 2 ปีที่แล้ว +5

    ምቅራት ❤❤❤❤❤❤

  • @user-kz1mt1sh4r
    @user-kz1mt1sh4r 2 ปีที่แล้ว +8

    ፍቅርኩም ይብዛሕ እና ኮሞንት ክፅሕፍ እኳ ደሰ ኣይበለንንን ግን ተጋግኪ ዋላ ፕራንክ ይኩን ኣብ መኪና ናሃለወ ፅቡቅ ኣይኮነን ካልኣይ ኣብ ሰደት ኢናኮ ዘለና ከመይ ገይሩ ክፈቅደልኪ

  • @abdelkadirnegash6895
    @abdelkadirnegash6895 2 ปีที่แล้ว +1

    Hanan mngar Tsbuk eyu Amriy sbay lbhal neger alo eshiy 🙏

  • @galtgray7198
    @galtgray7198 2 ปีที่แล้ว

    ደስ ክትብሉ💘❤❤❤❤

  • @user-dl3tf6nh4c
    @user-dl3tf6nh4c 2 ปีที่แล้ว +12

    ክክክክክክ ሓቁ እዩ ሰበይቲ ደገደገ ክትወፅእ የብላን ሃኒየ ሰጥለበጥ ኢልኪ ሓዳርኪ ምርሒ😋😂😂😂😂so Ilove you ደቂ ሪመይ💋❤

    • @Dankemile403
      @Dankemile403 2 ปีที่แล้ว

      Sekti esribet aykonen ko nsu ke nmntay yiwexie

    • @meri3353
      @meri3353 11 หลายเดือนก่อน

      ኣይ ክክክኬ

  • @adedatafayjgfgkhg2557
    @adedatafayjgfgkhg2557 2 ปีที่แล้ว

    ሰላምኩም ይብዛሕ ፅብቃተይ

  • @missyoumam1223
    @missyoumam1223 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይ ሙቁራት 💓💛🙏

  • @selamyamenemh1100
    @selamyamenemh1100 2 ปีที่แล้ว +11

    ደቂ ዓደይ ምዓረይ ❤❤❤❤❤

  • @user-vy3bl6nx6n
    @user-vy3bl6nx6n 2 ปีที่แล้ว

    ሙቁራት ተጋሩ አሕዋተይ🍀❤🍀💛❤❤💛❤💛🍀❤💛🍀🍀❤💛❤

  • @queenyoutube9161
    @queenyoutube9161 2 ปีที่แล้ว +1

    Mksebatey 🥰🥰🙈🙈

  • @abiii5952
    @abiii5952 2 ปีที่แล้ว +2

    mukurat❤❤❤

  • @gshshshhshshshs4629
    @gshshshhshshshs4629 2 ปีที่แล้ว

    Deqa rimey halalet 🥰🥰🥰🥰

  • @AliAli-bv6lp
    @AliAli-bv6lp 2 ปีที่แล้ว

    ዋይ ብበትሪ መረአየና ማምየ

  • @senaytgtube3979
    @senaytgtube3979 2 ปีที่แล้ว +1

    ወይ ማሜ ስዑዲ ከምዚ ጌርዋቶም ተኣታትይዎን እኳ እዩ

  • @fifishiferawo5596
    @fifishiferawo5596 2 ปีที่แล้ว

    Yeni konjo amara atesadebyi anchyi konjo yehonshewu amara selehonshi newu

  • @user-lp4zd3jg1u
    @user-lp4zd3jg1u 8 หลายเดือนก่อน

    ኣምላኽ ዓይነ ልቦናኺ የብራሃልኪ ናብ ቤቱ ይምለስኪ🤲

  • @mohammedetmanmohammedetman3951
    @mohammedetmanmohammedetman3951 2 ปีที่แล้ว +4

    አኔ ዛሃር አዩ መልሰለይ ሀኒ ሓፍተይ ፀጉር ከሰርሕ ደለየ ነይር

  • @lainll9080
    @lainll9080 2 ปีที่แล้ว +9

    ሽኮሪናታት ደቂ ትግራይ

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 2 ปีที่แล้ว +8

    ሓፍተይ ናተይ ማራ እየ ዝፈትወኩም ግንስ ንዒ ናብ ሃይማናትኪ ብዝኮነ ፍትዋተይ

    • @BrhanBrhan-wc4zu
      @BrhanBrhan-wc4zu 2 ปีที่แล้ว

      ተመለሱ ናብ ሃይማኖትኪ

  • @NnNn-sk3fm
    @NnNn-sk3fm 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም በርትዑ

  • @abrhakiros8403
    @abrhakiros8403 2 ปีที่แล้ว +3

    ሽኮርናታት💖💖💖💖💖💖

  • @helenkalaytigraweyti3732
    @helenkalaytigraweyti3732 2 ปีที่แล้ว +9

    ፅሩያት ቀፅልሉ😍

  • @mkvg1082
    @mkvg1082 2 ปีที่แล้ว

    Kndey tkunjy❤💛

  • @JbbfhhFhd-ee9wj
    @JbbfhhFhd-ee9wj 4 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ናይ ሰባኣይ ነገር

  • @user-yp1ho5pj1p
    @user-yp1ho5pj1p 2 ปีที่แล้ว +1

    ፍቅሩኹም የብዘሖዮ ደቀ ዓደይ 💕💕❤️