2ክፋል ብዛዕባ ፍቅርና

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 มี.ค. 2022

ความคิดเห็น • 416

  • @komaistekle4512
    @komaistekle4512 2 ปีที่แล้ว +71

    አይይ ህውከት ፍቅሪ ክርስቶስ አምበር ሰብአይ አይኮነን አብ መስቀል ዘርአየና ፍቅሪ ክርስቶስ አና አግዚአብሔር ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና በውነት ብጣአሚ አየ ዝሓዝን😭😭 አብዝ ምድሪ አንተ ነወሐ 70 ወይ 80 ዓመት አና ንነብር አት መወዳአታ ዘይብሉ ሂወት ግና አብ ሰማይ አና ምስ ክርስቶስ

    • @faryoutube735
      @faryoutube735 2 ปีที่แล้ว +3

      ብሓቂ ክብረተይ ልባ ይመልሳ እስኪ 😥😥😥

    • @yytftggt4840
      @yytftggt4840 2 ปีที่แล้ว +1

      ትክክል

    • @danayttamr402
      @danayttamr402 ปีที่แล้ว +1

      🙏💒💒💒💊💊💊🙏ኣጆናኦርቶዶክስሃይማኖትና🙏ዘለናደቃክነክብራኢና🙏ንሶምውንክስዕቡእዮም💊

    • @assass8589
      @assass8589 10 หลายเดือนก่อน

      ዓለም ክሊ ሓላፍ ብሓቂ

    • @Maaza1221
      @Maaza1221 25 วันที่ผ่านมา +1

      ኣላ ማሓዛይ ሽኮር ረኪበኪ ባ እና ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ልቢ ልድያ ልከፈተ ልብና ይክፈተልና🙏

  • @user-mo3wt9zm6d
    @user-mo3wt9zm6d 2 ปีที่แล้ว +143

    _በስመ ስላሴ "ከመይ ጸኒሕኩም አሕዋተይ "ብመጀመርታ ሠላምታ ይቅድም ሠላም ዲኩም "መቸም ሰብ ሰብ ብምኳኑ ተክብሮ ኢካ ፡ብኃይማኖትካ ንዝመጽአካ ከዓ ተስተምህሮ ኢካ፡፡እበርከ ክርስትያን ዲኪ ዘሓፍተይ_
    *_ዝሓተትኩኪ ተትምልስለይ አነም ናፍቱ ናትኪ ምመጻእኩ ነይረ እፍፍ የሐዝን_*
    *_ናይዛ ሓፍተይ ሂወት ከመይ ድያ አሕዚናትኒ ፡አብክያትንን😢😢 ዘሕዘነኒ ምክንያት ድማ_*
    _ካብ መንገዲ ጽድቅን ሓቅንስ መንገዲ ፅልመት ብምራፅኪ፡እምበርከ መጽሓፍ ቅዱስ ገሊፅኪን አንቢብክን ትፈልጥዶ ፡ሲኦልን ገነትን ከ፡አስታዊስክየን ትፈልጥዶ እዚ ንኩላትና ክርስትያን ሕቶን ድዩ ??ግን ከዓ ብዝያዳ መሊእና ካብ እምነትና ዝዘንበልና ናይ ዓለም ፍትወት ከምታ ሓፍተይ ዘሸነፈና እዩ፡ሓፍተይ ናተይ አነ ሓጥያተኛ ሓፍትኪ ጻድቃን ኮይነ ዘይኮንኩ ግን በምንም ተአምር ምስ ዘይመስለኒ ሓዳር ክምስርት ምሕሳብ ሲኦል ምምራጽ እዩ፡ማለት እምነትኪ ናይ ጌጋ መንገዲ ተትኮን ሕራይ ፡ግን ሓቀኛ እምነት እናሃለወክስ ናብ ናይ (600ሚኢቲ ዓመት ዘይአክል) ዝተመስረተ እምነት አቢልኪ፡መዓረይ ትዘለክዮ ሂወት መልአካዊ ፍቅሪ ዘይኮነ ሰይጣናዊ ፍቅሪ እዩ አርባዕተ ነጥቢ።አስተውዕሊ🧏‍♀️🧏‍♀️_
    _አነ ንባዕለይ ሓቂ የሐሽ አብ ስደት ሃገር ሓደ አስላማይ አፍቂረ ነይረ ፡ግን ዋላ የፍቅሮ ክራከቦ ነብሰይ የፈቀደለይ፡ድሕሪ ግዜ ድማ እናተዳዋወልና ናሃለና እግዚአብሔር ይመስገን ናይ ንስሃ👈መዝሙር ብምስማዕ እየ ተተንኪፈ ናብ ልበይ ተመሊሰ ።ከምኡም ቃል አምላክ ምስ አንበብኩ፡ማለት መፅሓፍ ቅዱስ ምስ አንበብኩ፡ናይ አቦታተይ ት/ቲ ምስ ሰማዕኩ ሰይጣናዊ ፍቅሪ ምኳኑ ተረዲአ፡አይኮነን ውዒለዮ ተትኮን ፡እቲ ምስኡ ዘዕለልኩዎ ከማን የድንነኒ ብሓቂ_
    *_ሓፍተይ ማዓረይ እዚ ክብለኪ ከሎኩ ግን ንዓኪ ንምቅላል ወይ ምውዳቅኪ ከም ስንፈት ምርአይ አይኮነን ፡ግዳስ🙇‍♂️🙇‍♀️ወዲቅካ ምትራፍ ሰይጣናዊ ።ወዲቅካ ምላዓል ግን አዳማዊ እዩ ከም ዝበለ ቅዱስ ዮሃንስ አፍወርቂ፡፡ካብ ዝወደቅክዮ ተልዒልኪ መፅሓፍ ቅዱስ አንብቢ ሓቀኛን ዘልአለማዊ ሂወትን ምረጺ፡እቲ ሎሚ ፍቅረይ ፍቅረይ ትብልዮ አብ ፍርዲ ጊዜ ወሓስ አይኮነክን በእውነት እየ ዝብለኪ፡፡ስላሴ ዘይአምን መንግስተ ሰማያት አይአትን።ክርስቶስ ፍጡር እዩ ኢሉ ዝአምን ሰዓቢ አርዮስን መራጺ ሲኦልን እዩ ዝኮን ዘሎ ከም ዝብል መጽሓፍ ቅዱስ፡እዚ ክብል ከሎኩ ግን መጽሓፍ ቅዱስ የስገድድ ዘይኮነስ አምላክና ናይ ነጻነት አምላክ እዩ።ማይን ሓውን ቀሪበልካ አለኩ ኢድካ ናብ ድስ ዝበለካ ስደድ እዩ ዝብል ቅዱስ ቃል፡_*
    ብዝሕ ምዝራብ ዘይኮነ ንጥበበኛ ሰብ ሓንቲ ቃልንድያ ተድልዮ ፡ሓንቲ እምነት ፡ ሓንቲ ጥምቀት ፡ሓደ ጎይታ አኣምን ኢልኪ ናብ እምነትኪ ተመለሲ ተመለሲ ተመለሲ ዘሓፍተይ ተኮነ ንዕውን መደሐንክዮ ምሳኪ፡፡ንስክስ ታይ ገደሰኪ ጎለይ ካሊእ ይትረፍ ብናይ ስጋ አተሓሳስባ"ኳ ቆንጆ ኢኪ እመብርሃን ብአማላድነታ እግዚአብሔር ብምሕረቱ ጠሚቱ ንዓኪ ዝተብሃለ ወዲ አዳም ክርስቶስ ዘፍቅር ከስካብ ዝመጽአኪ ዘይተጸበኪ፡ብዝኮነ እግዚአብሔር መስተውዐሊ ይላሃብኪ/ና
    ስለ ዝፈትወኪ እየ ነዚ ዝጸሓፍኩ አይትሓዝለይ ጾም ምድሪ ዝጎድ ቃል ተኮይኑ ይቅሬታ ግበሩለይ

    • @user-or9nf1dz9c
      @user-or9nf1dz9c 2 ปีที่แล้ว +22

      አቤት ምኽርኪ ደስ ክብል ብልቢ ኣንቢቢብ ንዘስተውዐሎ👏👏👏

    • @fjz1093
      @fjz1093 2 ปีที่แล้ว +3

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን😢😢😢😢😢

    • @user-dk6ee9eu5q
      @user-dk6ee9eu5q 2 ปีที่แล้ว +3

      ንሱ እዩ ልኾን ዝለወጠ ብግምት እየ ግን ካብ መልሶም ንፅበ

    • @merhawitgebrekidan1406
      @merhawitgebrekidan1406 2 ปีที่แล้ว +9

      በእውነት ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና መፅሓፍ ቅዱስ ዘይምንባብና ናብ ዘይ መንገድና ንስሕት ኣለናዋ አምላክ ልቦና የሃበና ካብ ሃይማኖትካ ምኽሓድ ሰውረና😢

    • @haregabraha2494
      @haregabraha2494 2 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ✝️🕊🥺

  • @LOVE-uq4jg
    @LOVE-uq4jg 2 ปีที่แล้ว +61

    ፎቶ ለቂቅኹም ሕቶ ሕቶትና በሉ ኣነ ጋሻ እየ ብዙሕ ሕቶ ግን ኣለኒ ብድሕሪኡ መልሲ ሕድሕድ ኮመንት ይመለስናልና ሶ ምሳይ ትስማዕምዑ 👍

    • @user-mo3wt9zm6d
      @user-mo3wt9zm6d 2 ปีที่แล้ว +3

      ዋላ አነ በተለይ ንክብርቲ ሓፍተይ ሕቶና ብትሕትና ትምልስና ተስፋ ንገብር

    • @zufangrmay3538
      @zufangrmay3538 2 ปีที่แล้ว +3

      ወላ ኣነ በተለይ ድሕሪ ካሜራ ናይ ዘላኣለም ህይወት። ኣቅልልካ መርአያ ምግባር ብሃይማኖት ብትሕትና ተዝምለስና እተን ናራኣያ ዝድገምለዋ እቲ ሓቃዊ ህይወት ምምህሃር ብዙሑ ሕቶ ኣለኒ

    • @sara6064
      @sara6064 2 ปีที่แล้ว +1

      ሳብስክራይብ በላኒ ኣሕዋተይ🙏💛❤️

    • @LOVE-uq4jg
      @LOVE-uq4jg 2 ปีที่แล้ว

      @@sara6064 ገይረልኪ ኣለኩ ጓል ሪመይ ቀጸልሉ

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 2 ปีที่แล้ว +45

    ኦ ፍቅርቲ ሓፍተይ እምነትኪ ብምቅያርኪ ልበይ ተሰይሩ ምክንያቱ ቅንዑትን ቅድስትን ዘለን ትነብርን መንገዲ ሓቅን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እያ ብከመይ ኢኪ ወፂኪ ሓፍተይ መፅሓፍ ቅድስ እንታይ ጌጋ ረኪብክሉ ምክንያት አለኪ ዶ ?ወይስ ብፍቅሪ ኢኪ💔ናይ ዝዓለም ፍቅሪ እኮ ጊዛዊ እዩ እንተኮነ ንዑኡ መድሓንክዮ ኦፈጣሪ ይቅር በለና💔💔

    • @user-xe4gq4gg7w
      @user-xe4gq4gg7w 2 ปีที่แล้ว +1

      ብጣዕማ የሐዝን ግን ከመይ እዩ እንዮ ቀይራዱያ ናማን ከመንቲ እየ አንቢበ

    • @sara6064
      @sara6064 2 ปีที่แล้ว

      @@user-xe4gq4gg7w እወ ቀይራ እዚ ትኽክለኛ የኾነይ እዚይ እዩ ትኽክለኛ ኢላ ተይኾነስ ንወዲ ኢላ ቀይራ ሓጥያቱ ንባዕላእዩ subscribers በላኒ የሕዋት🙏🥰

    • @user-xe4gq4gg7w
      @user-xe4gq4gg7w 2 ปีที่แล้ว +3

      @@sara6064 አምላክ አብ እምነትና የፅነዕና እስቲ ፈታኒ ዝከነ ግዘ በፂሒና

    • @danayttamr402
      @danayttamr402 ปีที่แล้ว

      🙏💒💒💒🙏🙏🙏💊💊💊🙏ኦርቶዶክስና🙏ንዘልኣለምትነብር💊

  • @mahlitlove4291
    @mahlitlove4291 2 ปีที่แล้ว +17

    በስመስላሴ ሃይማኖትካ ካብ ምክሓድ ይምሓረና 😥 ዓይኒ ልቦናኺ ይኽፈተልኪ 😥 ንሕናም አብ ሃይማኖትና የፅንዐና አሜን ዊይይይይ የሕዝን መፅሓፍ ቁዱስ ብዘይምባብና ጌጋ መንገዲ ንኸድ አለና መድሃኒአለም የድሕነና ናብ ንስሓ የብቅዐና 😥😥🤲

  • @Dy-zd2xq
    @Dy-zd2xq 2 ปีที่แล้ว +12

    ዘይሰሓሓት ሰብ የለን ኣምላክና መሓሪ እዩ ናብ ልብክይ ይምለስክይ ኣነ ንዓርሰይ ሓደ መዓልቲ ሴጣን መዓልቲ ዉዒለ እየ ግን ኣብታ ቅንዕቲ ሃይሜኖት ዘሎ ሩፍታ ❤🙏🙏🙏 ናብ ልብክየ ይምለስክይ

    • @EzgenKahsay
      @EzgenKahsay 2 ปีที่แล้ว

      🥺✝️👏👏👏❤

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 2 ปีที่แล้ว +14

    ብእውነት ብጣዓሚ ኢኹም ደስ ትብሉኒ ማሜ&ሃኒ ሙቁራት❤🕊
    ግን ወዲ ተባዓተይ ይኹን ጓል ኣነስተይቲ መልክዕ፣ጽባቀ፣ቀጥኒ፣ገዚፍ፣ቀይሕ ጸሊም ፣ስፓርት ሳራሒ/ሰራሒት ዘይኮነስ ዋና ወዲስብ እዛኣ ክህልዎ ኣለዎ።ፍቅሪ ካብ እምነት ይጅምር❤
    “ፍርሃት እግዚኣብሄር ንጥበብ መጀመርያኣ እዩ፡ ዓያሱ ንጥበብን ትምህርትን ይንዕቅዎ።”
    - መጽሓፍ ምሳሌ 1፥7 👏
    “ጽባቐ መልክዕ ጠባሪ እዩ፡ ውቃበ ኸኣ ከንቱ እዩ፡ ንእግዚኣብሄር እትፈርህ ሰበይቲ ግና ትንኣድ።”
    - መጽሓፍ ምሳሌ 31፥30
    ጓል ኣንስተይቲለ ከምዚ ጥበበኛ ሰለሞን ዝበሎ እዩ ስለ ቃሉ እግዚአብሔር ይመስገን
    ግን ሃኒ ክሓትተኪ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብቢኪ ትፈልጢ ዶ ?? ከምዚ ይብለና ቅዱስ ቃሉ
    “ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ። ፍልጠት ስለ ዝኣቤኻ፣ ኣነ ድማ ካህን ከይትዀነኒ ኽኣብየካ እየ። ሕጊ ኣምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ፣ ኣነ ኸኣ ንደቅኻ ኽርስዖም እየ።”
    - ትንቢት ሆሴዕ 4፥6
    ወንጌል ማቴዎስ 16
    ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
    ¹³ የሱስ ናብ ምድሪ ቂሳርያ ናይ ፊልጶስ ምስ መጸ፡ ንደቀ መዛሙርቱ፡ ሰባት ንወዲ ሰብ መን እዩ ይብልዎ፧ ኢሉ ሐተቶም።
    ¹⁴ ንሳቶም ከኣ፡ ገሊኦም ዮሃንስ መጥመቕ፡ ካልኦት ድማ ኤልያስ፡ ገሊኦምውን ኤርምያስ ወይስ ሓደ ኻብ ነብያት ዚብሉ ኣለዉ፡ ኢሎም መለስሉ።
    ¹⁵ ንሱ ኸኣ፡ ንስኻትኩምከ መን እዩ ትብሉኒ አሎኹም፧ በሎም።
    ¹⁶ ስምኦን ጴጥሮስ፡ ንሳኻ ክርስቶስ ወዲ ህያው ኣምላኽ ኢኻ፡ ኢሉ መለሰሉ።
    ¹⁷ የሱስ ከኣ መሊሱ በሎ፡ ስምኦን ወዲ ዮና፡ እዚ እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦይ እምበር፡ ስጋን ደምን ኣይገለጸልካን እሞ፡ ብጹእ ኢኻ።
    ¹⁸ ኣነ ኸኣ እብለካ አሎኹ፡ ንስኻ ጴጥሮስ ኢኻ። ንማሕበረይ ከኣ ኣብዛ ኸውሒ እዚኣ ኽሃንጻ እየ፡ ደጌታት ሲኦል ድማ ኣይሕይልዋን።
    ¹⁹ መርሖታት መንግስተ ሰማያት ክህበካ እየ፡ ኣብ ምድሪ ዝኣሰርካዮ ዅሉ ኣብ ሰማይ እሱር ኪኸውን እዩ። ኣብ ምድሪ ዝፈታሕካዮ ዅሉ ድማ ኣብ ሰማይ ፍቱሕ ኪኸውን እዩ።
    ²⁰ ድሕርዚ ንደቀ መዛሙርቱ ንሱ ክርስቶስ ምዃኑ ንሓደ እኳ ከይነግሩ ኣዘዞም።
    “ሰማይን ምድርን ኪሐልፍ፡ ቃለይ ግና ኣይኪሐልፍን እዩ።”
    - ወንጌል ማርቆስ 13፥31

    • @user-ff6yz6zq7r
      @user-ff6yz6zq7r ปีที่แล้ว +1

      ሰለ ቃሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ጐይታ
      ሰራዊት ይመሰገን 💘✝️💘🙏
      እግዚአብሔር ኣምላክ ጐይታ
      ሰራዊት ላብ ልባ ይመልሳ ❤🙏

  • @user-md8mp1tr5r
    @user-md8mp1tr5r 2 ปีที่แล้ว +20

    ብጣዕሚ ኢኩም ደሰ ክትብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓዳርኩም እግዚአብሔር ይባረክ❤❤

  • @netsanetwelday3931
    @netsanetwelday3931 2 ปีที่แล้ว +5

    ስምዕንዶ ማዓረይ ሰለዝጠነስኪ እና ቤተሰቡ ሃይማነትኪ ክትቅይሪ ከምዘለኪ ሰለዝሓበሩኪ ዲኪ ቀይርኪ ይገርም ልቦናኪ ይመልሰልኪ ልዕሊ ሃይማኖት ፍቅሪ ዉሉድ ዝባሃል የለን

  • @mili6964
    @mili6964 2 ปีที่แล้ว +7

    ዋይ ኣቱም ገዛ ፍቅሪ ኮ ኣትሕዝኩሙኒ መፁኡዶ ኣይመፁኡን ናበልኩ ናዓኩም ሙቁማት ኮይኑ ስርሐይ በሉስከ ሓዳርኩም ይባረክ ደቂ ሪመይ ማዓረይ💊🤴🙏

  • @user-wl8fs1zz5e
    @user-wl8fs1zz5e 2 ปีที่แล้ว +46

    ደስ ክብሉ ብእውነት 🤣ናይ ማሚ ዘረባ ክስሕቀኒ 😂❤️❤️❤️❤️❤️

    • @sara6064
      @sara6064 2 ปีที่แล้ว

      ሳብስክራይብ በልኒ ፅብቅተይ🙏🥰

    • @hadiadam4325
      @hadiadam4325 2 ปีที่แล้ว

      Hani haftey Please eta nay hamonot kemey gerki atik negrena bajaki

    • @grmayasgedom9846
      @grmayasgedom9846 2 ปีที่แล้ว

      @@sara6064 ኮይስ

  • @user-bt8cu2lv8p
    @user-bt8cu2lv8p 2 ปีที่แล้ว +18

    ብፍቅርካ ጥብ አቢልካያ ዋ ብዝኮነ እንኳዕ ተጋሩ ኹንኹም ናብታ ትክክልኛ ሃይማኖት ክትመፁ ተሰፋ ንገብር

    • @mashoaxusumawit2349
      @mashoaxusumawit2349 2 ปีที่แล้ว +1

      ሃይማኖት ናይ ግሊ እዩ ስቁ በሉ በጃኩሙ ኣብ ናይማትኩሙ ሓዳር ኣይትእተው ፈተና ኣይትኩኑ

    • @user-mo3wt9zm6d
      @user-mo3wt9zm6d 2 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ

    • @user-mo3wt9zm6d
      @user-mo3wt9zm6d 2 ปีที่แล้ว +2

      @@mashoaxusumawit2349 ፈተና ማለት ከመይ ድዩ?/
      ሓውካ ሲኦል ካብ ምእታው ምድሓንስ ሓዳር ሰብ ምእታው ተቆፂሩ
      መዓረይ፡ ክርስትያን ተኮይንኪ፡
      አፍቅር ቢጻይከ ከመ ነብስከ ማለት ትርግሙ ፍለጥዮ

    • @mashoaxusumawit2349
      @mashoaxusumawit2349 2 ปีที่แล้ว +1

      @@user-mo3wt9zm6d እወ ኣነ ኣርተደክስ ተዋህዶ እዩ እምነተይ በቃ ኣስሊማ እያ ሓዳር ገይራ ሓደ ቆላዓ ወሊዳ እግዝአቤሔር እንተኢልዎ ኩሎም ስድራ ክምለሱ ይክእሉ ብማዓልቲ እንተዘይኮይኑ ኩለና ክርስትያን ስለዝኮና ናብ ገነት ናኣቲ ኣይኮንናን ግብሪና እዩ ናብ ሓዊ ይኩን ገንት ዘእትየን።

    • @umiimayaialib769
      @umiimayaialib769 2 ปีที่แล้ว +1

      Abi hiwet seb atika ayfredin nisa disha meritsa ala habibti

  • @malatkalayu8501
    @malatkalayu8501 2 ปีที่แล้ว +8

    ቀፅሉ ሙቅራተይ ዝተወለድኽምሉ ዓዲ ኣበይ ብዝኾን ብጣዕሚ ዝፈትወኩም ዝኽብረኩም ደቂ ትግራይ❤💛

  • @netsanet7155
    @netsanet7155 2 ปีที่แล้ว +16

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ሽኮርናታት 😍💛❤️

  • @user-mx3rs3ip5o
    @user-mx3rs3ip5o 2 ปีที่แล้ว +3

    ሓፊተይ ናተይ ንዛ ዘይትረብሕ ዓለም ንስብኣይ እልኽ ሃይማኖትኽ ትቅይር ብጣዕም ያሕዝን😭 በተለይ ኣትን ደቅ ኣንእስትዮ ንወድ እልኽን ሃይማኖትኽን ትቅይራ ፈጣር ይቅር ይበኽን😭

  • @herangualagame7447
    @herangualagame7447 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣብዚ ዝበዝሕ ብዛዕባ ሃይምኖት ትዛረቡ ኣለኹም እንታይ እሞ ንሳ ናብ ዝመረፀቶ ከይዳ ኣላ ብርግፅ መፅሓፍ ቅዱስ ኣንቢባ ጌጋ ረኺባትሉ ከይዳ ዝብል እምነት የብለይን ንባዕለይ ፅቡቅ ገይረ ስለ ዝፈልጦ ግን ግደፉዋ በቃ ንኹለና ነናይ ባዕልና ፍርዲ ኣለና ተኾይኑ ዉን ኣብ ጾሎትና ንዘክራ ንሓፍትና ክትምለስ ልቦና ይዓድለና እግዚኣብሔር😓🙏

  • @user-mm4xf7ff8v
    @user-mm4xf7ff8v 2 ปีที่แล้ว +6

    ዘረብኡ ሰምዐ ዘይፀግቦ ቆልዓ ዓመት ይመስል ዘይመኖው❤❤😍😍😍

  • @micdammam5398
    @micdammam5398 2 ปีที่แล้ว +4

    ፁሩያተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @user-yn8tb8ij3c
    @user-yn8tb8ij3c 2 ปีที่แล้ว +7

    አዕኒያትኒ እያ ደቅነዋ ያ ማሜ ክክክክክክ ደስ ክትብሉ

  • @brhanbrhan7358
    @brhanbrhan7358 2 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስሓቅ መይተ አሕውተይ

  • @user-um8sj3nh9m
    @user-um8sj3nh9m 2 ปีที่แล้ว +5

    ሓዳርኩም ይባረክ ሙቁራት 🥰🥰

  • @ysyhsh5894
    @ysyhsh5894 2 ปีที่แล้ว

    Esey mukurat kemnatkum zbele fkri yhabena domo betam now mwedachu malochye😘

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 2 ปีที่แล้ว +5

    ማሜ ግን ማራ እዩ ፃዕዳ ልቡ ደስ ክብለካ ወዲ መቀለ ሽኮር ብዝኾነ ፍቅርኩም የብዝሓዮ ፈጣሪ 🙏❤💛🥰🥰🥰

  • @wedihaji8413
    @wedihaji8413 2 ปีที่แล้ว

    Welcome back habaybi.
    Father ኣዘኪርኩሙኒ በቲ ግርማ ኹሹፍኩም

  • @user-zt3yc9or9m
    @user-zt3yc9or9m 2 ปีที่แล้ว +22

    _ይፍትወኩም ነይረ ግን ንግዝያዊ ነዛ በስባሲት ስጋና ንፍቅሪ ኢልኪ ሀይማኖትኪ ብምቅያርኪ ሓዚነ ተዋህዶ ሀይማኖቴ ንዘልአለም ትንበር_

    • @user-cy2qe1nh4b
      @user-cy2qe1nh4b 2 ปีที่แล้ว +1

      ዋላ ኣነ ሓዚነ ጋለይ

  • @sarar9370
    @sarar9370 2 ปีที่แล้ว +35

    እንኳዓ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋኒ ♥️♥️♥️💊💊💊 ግንሲ ቭድዮ ተሕጽርወለኩም ሓቀይ ዶ ወይስ ናፈተኩኩም እዩ ከምኡ መሲልኒ 😁😁😁

  • @user-eh5iv3jq8p
    @user-eh5iv3jq8p 2 ปีที่แล้ว

    ደስ በሃልቲ ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩ የሕዋተይ 👍👏💋🌹🙏

  • @user-kd2dj9sp1k
    @user-kd2dj9sp1k 4 วันที่ผ่านมา

    ማሻአላህ ዓለይኩም ደስ ባሀልቲ ኢኾም ሀኒየ ሓፍተይ መዓረይ ሓፍተይ ፊላህ

  • @gdhhdj6780
    @gdhhdj6780 2 ปีที่แล้ว +1

    ፅሩያተይ ብጣዕሚ ይፈትወኩም አየ ብትግራዋይነትኩም ዋላ ብኣምልኮ ንፈላለ ብሰጋ ኣሕዋተይ ኢኩም ሃኒየይ ግን ቅሩብ ቅር ይብለኒ ሃማኖትኪ ኣፀቢቅኪ ሓቅነቱ ሰለዘይተረደኣኪ ምቅያርኪ ዋ አቲ ሂወት ንሰኪ ሰለ ትነብርዮ ንዓኺ ዝጥዕም ይኩን ፍትዋተይ

  • @mbrakmbrak1767
    @mbrakmbrak1767 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ፅሩያት ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም ብዝሕ ይበል

  • @Sebmekseb4652
    @Sebmekseb4652 2 ปีที่แล้ว +1

    Masha allah des tiblu haftikum kab Eritrea 🇪🇷

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 2 ปีที่แล้ว +2

    ማሜዋ ኣዕናያትኒ እያ ያ 😃😃😃 ፍቅርኩም ይብዛሕ💛❤️💛❤️

  • @rahmahasan7496
    @rahmahasan7496 2 ปีที่แล้ว +2

    ደሰ ባሀልቲ ፍቅሩኹም ይባረኽ ዉለዱ ዘመዱ አብ ቅም ነገር ያብፀሕኹም ደቅ ትግራይ ማዓረይ ብጣዒሚ የኤ ድፈቲየኩም 😍😍😍

  • @sdddddrrrfrfggggfr32werrt
    @sdddddrrrfrfggggfr32werrt 2 ปีที่แล้ว

    ኣነስ ማሚ ወዲ ዓድያ ይመስል ደስ ክብል አነጋግርኡ

  • @weyni2380
    @weyni2380 2 ปีที่แล้ว +9

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤️💐 3ይ ክፋል

  • @yorda277
    @yorda277 ปีที่แล้ว

    Betami des teblu nay bahaki hadarkum yebarklkum xibukat❤❤

  • @user-mt8mj5ew7y
    @user-mt8mj5ew7y 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ኢኪ ተሕዝኒ ዛሓዐየፍተይ ካብ ፍቅሪ ኩረስተስስ ፍቅሪ ወዲ ሰብ ተቀድሚ መሕዘኒ እዩ መስተዋዓሊ ዓይነልቦናኪ ይክፈተልኪ እ/ሄር ኣምላክ😢😢😢

  • @rumanaabdelalim4310
    @rumanaabdelalim4310 2 ปีที่แล้ว

    Aseyyy muqurat Meshallah des ktblu Rebelalemin Fqrkum❤❤❤ ymelalkum Xbuqat

  • @user-gi3gk9dd9y
    @user-gi3gk9dd9y 2 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ መሓመድ እና ሓናን😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @fhgf473
    @fhgf473 2 ปีที่แล้ว +4

    ብእውነት ደስ ክብሉ🥰🥰🥰🥰

  • @titisabawit3510
    @titisabawit3510 2 ปีที่แล้ว +2

    ደቂኖዋ ክትብል ከለካማ😍😍መዓር😍😍😍

  • @habsh5752
    @habsh5752 2 ปีที่แล้ว

    አሰይይይ ፅሩያት ደቂ ዓደይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም♥️💐💐💐💐💐💐

  • @user-wx7mw5un6z
    @user-wx7mw5un6z 2 ปีที่แล้ว +4

    ፍቁሩኩሙ ፈጣሪ የብዝሓይ 👏💘💊💊💊💊

    • @sara6064
      @sara6064 2 ปีที่แล้ว

      ሳብስክራይብ በልኒ መዓረይ🙏❤️💛❤️💛

  • @berhangebremedhin8150
    @berhangebremedhin8150 2 ปีที่แล้ว

    Haymanetkum nay glkum eyu wana enkae Tegaru konkum zomahwatey btami ena nfetwekum❤️❤️❤️

  • @user-nr3sy9yy3m
    @user-nr3sy9yy3m 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፍቅርይ ማለት እኾ እግዛአብሔር እዩ ንስክግን ንእግዛአብሔር ዘየፈቀርክስ ንሓደ ተራስብ አፍቅረ ትብልይ 😥😥😥

  • @user-vh2bc2sm7q
    @user-vh2bc2sm7q 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ ሞትኩ ክሎሮክስ ጌርካ ምፍሕፋሕ እዩያ😁😁😁😁😁😁እግዚአብሄር ኣምላክ ፍቅርም ብዝሕ ይበል ግን ታኣዩ ተሕፅርዎለኩም♥♥♥♥♥♥

  • @vxnn4818
    @vxnn4818 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ድስ ባሃልቲ ሓደርኩም ይባረክ ፍቅርኩም ናወሰከ ይኪድ ደቂ ዓደይ

  • @user-mp8nt1fk4d
    @user-mp8nt1fk4d 2 ปีที่แล้ว

    ክክክክክ ካርዲ መሊአ እየ ኢለ ፈጨጭያ ቆሲለ🤣🤣🤣 ሙቁራት ፍጥረት መድሃኒአም ፍቅርኩም የብዘሓዮ🙏🙏❤💛😘😘

  • @HadasBerhe-fl2jn
    @HadasBerhe-fl2jn หลายเดือนก่อน

    ፀላህየ ሃለዉ ይበል ዋላህ ያ በሰመአብናብ ልብኽ ይምለሲኽሓፍተይ😢😢😢

  • @user-nv6mn1nj3g
    @user-nv6mn1nj3g 2 ปีที่แล้ว +2

    ማሜዋይ ከፍትወካ❤❤❤ሃናን ሽኮር ለ ብጣዕሚ የ ልፈትወኪ ከይትቀንኢ😁🥰🥰

  • @user-ex2uu9wf3m
    @user-ex2uu9wf3m 2 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ዳሕ ናመፃኩም ኣይት ሕፀርጎ ምቅራት ናተይ

  • @muleredagahmus1518
    @muleredagahmus1518 2 ปีที่แล้ว

    ቅቅቅ ደሰ ክቡሉ ፅቡቅ ገበርትካ ማሜ ኣዲካማቶ

  • @eyerusalemkiflay2309
    @eyerusalemkiflay2309 2 ปีที่แล้ว

    Shkorinatat tegaru des kitblu god bless you 😍

  • @user-xn3hf2ed6g
    @user-xn3hf2ed6g 2 ปีที่แล้ว

    አሰይ ሙቁራተይ እግዚአብሔር አምላክዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም

  • @user-wh1sd6yj6r
    @user-wh1sd6yj6r 2 ปีที่แล้ว +2

    ብዛዕባ ሃይማኖትኩም ብሰላም ሙፁና❤

  • @user-ww5on5jl6i
    @user-ww5on5jl6i 2 ปีที่แล้ว +4

    ዋውውውው ደስ ኪትብሉ 😍😍😍😍💊💋

  • @user-vd3md4wm6d
    @user-vd3md4wm6d 2 ปีที่แล้ว +3

    ፅብቃት ደቂ ትግራይ❤💛😍🙏

  • @ffgf6142
    @ffgf6142 2 ปีที่แล้ว

    ደስ ብሃሎ የኔ ቆንጅታት💖💖💖💖💖💓💓💓💓💕💕💕💕💕💕❤❤❤❤💗💗💗💘💘

  • @militigraweyti6418
    @militigraweyti6418 2 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ኣሕዋተይ ሙቁራት ኣይዘኹም ኣለና ኣብ ጎንኹም ቀፅልሉ❤️💛🥰🥰

  • @user-fy6nw3rt4g
    @user-fy6nw3rt4g 2 ปีที่แล้ว +2

    ክፍትወኩም ማዓት ህያባተይ ❤❤❤❤

  • @sara6064
    @sara6064 2 ปีที่แล้ว

    ዋዉዉዉ ደቂዓደይ መዓረይ ሽኮራት እንኳዕ ሰላም መፃኹም❤️❤️❤️ ማሜ ሃኒ ፅቡቃት ፍቅርኹምን ደስታኹምን ይብዛሕ❤️💛❤️💛🥰

  • @user-sr1cs7jf2d
    @user-sr1cs7jf2d 2 ปีที่แล้ว +2

    ማሻኣላህ ፍቅርኩም ረቢ የብዛሓዮ

  • @lemlemas4783
    @lemlemas4783 2 ปีที่แล้ว +5

    ደስ ክትቡሉ ክርስትያት ተለኮኒ በተለይ ክንደይ ሰናይ ነይሩ

  • @salahnuri9564
    @salahnuri9564 2 ปีที่แล้ว

    Shet zikone wedi ika ta dona gin kef alowa.maashallah

  • @goitom5436
    @goitom5436 2 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ባሃልቲ ደቂ ትግራይ ዓደይ ሰላምኩም ይብዛሕ

  • @abdelhafizhagos1193
    @abdelhafizhagos1193 2 ปีที่แล้ว +2

    Wawwwwwwwww ማሻኣላህ ኣላህ ይሕፈዘኩሙ

  • @gualtigray2810
    @gualtigray2810 2 ปีที่แล้ว

    You guys are so cute love your show 😘

  • @hxjhgcjvvjgiugtgghvccc9083
    @hxjhgcjvvjgiugtgghvccc9083 2 ปีที่แล้ว

    ዋውውውው ደሰ ክትብሉ ተባርኩ🙏🥰🥰🥰🥰

  • @ZM-ce8yq
    @ZM-ce8yq 2 ปีที่แล้ว

    እሰይ ነት ዘይነበረኒ ናፍቀኩም ቃንየ ጥዕማት ፍሽክታ 😘😘😘

  • @user-eo5by5kt2c
    @user-eo5by5kt2c 2 ปีที่แล้ว +14

    ግን ሀኒ ልዘይ ዘልቅ ፍቅሪ ኢልኪ ሃይማነትካ ትቅይሪ ብጣዕሚ ተሕዝኒ የክርስቶስ ፍቅሪ ዘላአለም ዘላቂ እዩ ናይ ሰብ ፍቅሪ ድዩ መሪፅኪ ካባኪ ንደቂኪ ማሓሰብኪ ነይርኪ ብጣዕሚ መጀመርያ ሃይማነትኪ ተፍቅሪ ነይርኪ ማአዝ ከምንሞት አይንፈልጥን ስለዚ ናይ ዘላአለም ህይወት ሓድግኪ ናይ ሓላፉ ህይወት መሪፅኪ ማለትድዩ

    • @user-gz1gt6no2y
      @user-gz1gt6no2y 2 ปีที่แล้ว +2

      እረ ቡዙሕ ግዜ ምክንያት መቀይሪኪ ንገርና ኢልና ጽሕፍና ሪኣ እየ ስቅ ትብል? ተዋህዶ ልዝላኣለም ትንበር🙏⛪️

  • @umiimayaialib769
    @umiimayaialib769 2 ปีที่แล้ว

    Hanan habibti mashallah alhamudulillah ala nimete islam

  • @user-fu8vz4bw3z
    @user-fu8vz4bw3z 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰለስተ ኩኑ ሓደ ፅሩይ ቆልዓ ሓቦ በሉ ተበዛሕና እዩ ፅቡቅዋ ፅሩያተይ ክፈትዎኩም

  • @user-pe5yq9fs9w
    @user-pe5yq9fs9w 4 หลายเดือนก่อน

    ፍቅራቹውን እስከ ዘላለም ይቀጥል ❤❤❤

  • @brkti_tube
    @brkti_tube 2 ปีที่แล้ว

    ኣነስ ክፈትዎኩም ፅሩያት ደስ ትብሉ

  • @rahmahasan7496
    @rahmahasan7496 2 ปีที่แล้ว +2

    ልወጥ ያበለኒ ተጋሩዋ አነስ ኪፈትየኩም😘😘

  • @user-or9nf1dz9c
    @user-or9nf1dz9c 2 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ምቁራት እሺ ሃኒ ግን ናይ ብቃደማይ ሕቶይ ትምልስለይ ይፅበለኹ እየ👏❤️

  • @rayarayuma9683
    @rayarayuma9683 2 ปีที่แล้ว

    ምቁራተይ ክንደይከ ደስ ትብሉ💔🥰🥰

  • @user-yn3su1br1i
    @user-yn3su1br1i 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩብራት ኣሕዋተይ ደቂ ዓበይ ትግራይ

  • @user-iz7dl4ov4t
    @user-iz7dl4ov4t 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ደስ ትቡሉ ፅርያት ፈግፍጎ😁😁😜😜

  • @trhashagos4834
    @trhashagos4834 2 ปีที่แล้ว +2

    ትግርኛና ክጥም ገይርኩም ተዉግዕዋ😍😍😍😍💊💊

  • @awetkidane7273
    @awetkidane7273 2 ปีที่แล้ว

    alah ybarkum

  • @user-yk8rt3qo6b
    @user-yk8rt3qo6b 2 ปีที่แล้ว

    ጸርፊ ብጸርፊ ከይትገብሩናያ ማሜ😂😂😍😍

  • @user-by3py2qr6k
    @user-by3py2qr6k 2 ปีที่แล้ว +5

    ከሓምየኩም ፀኒሐ ደንጕኩም part 3 ይቀፅል

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 2 ปีที่แล้ว

    እንካዕ ብዳሓነ መፃእኩም ፅሪያት ግን ቢደዪ ኣይ ተሕፅረዎ

  • @abebaabeba2684
    @abebaabeba2684 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ምቁራት ኣነሰ ክፍትወም 😍😍😍

  • @ksugjj5696
    @ksugjj5696 2 ปีที่แล้ว +7

    ብጅክ ሕፍተይ ማዓሪየ ስል ንብስኪ ሕስቢ ስግ ሒልፍተ እዪ ብሕቂ

    • @user-mo3wt9zm6d
      @user-mo3wt9zm6d 2 ปีที่แล้ว

      በእውነት አብ ጾሎትኩም ዘክርዋ

  • @segene3171
    @segene3171 2 ปีที่แล้ว +1

    ተናፈቅቲ 😍😍😍😍

  • @MmMm-yi2mi
    @MmMm-yi2mi 2 ปีที่แล้ว

    Aseyyy deki tigray maroch ❤❤❤

  • @medimb4269
    @medimb4269 2 ปีที่แล้ว

    ቡዙሕ እየ ሪአ ግን ኣከማኩምን በቃ ንበሩልና😍😍😍😍

  • @tewahdohaymanote7072
    @tewahdohaymanote7072 2 ปีที่แล้ว

    ኣቱም ሓባይብ 🥰🥰🥰

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 ปีที่แล้ว

    KKKKበእውነት ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም፫

  • @user-ni2ck4gn3f
    @user-ni2ck4gn3f 9 วันที่ผ่านมา

    ኤረ ከመይያ ኣረድኡኒ ንሳ ድያ ቀይራ ንሱ ተከታመሎዮም ኣይፈልጥይ😊

  • @helunegasi8161
    @helunegasi8161 2 ปีที่แล้ว

    Fkrtatt zkonku anes kfetwekum ❤️❤️❤️❤️

  • @user-mq1vi6rm6j
    @user-mq1vi6rm6j 2 ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋይ ሙቁራት ኬፍ ኣለኩም ቀጽልሉ ደቂ ሪመይ ሓላላት 💛💛💛💊😘😘😘

  • @shheehhr7242
    @shheehhr7242 2 ปีที่แล้ว +7

    ሽኮሪናታት ፍጥረት😍😍

  • @SSMM-ch2is
    @SSMM-ch2is 2 ปีที่แล้ว +3

    ጣዕማማት❤👑👑👑👑❤

  • @ggffbvdf3176
    @ggffbvdf3176 2 ปีที่แล้ว

    ማሻ ኣላህ ሓባይብ

  • @user-dn9jx6fl8f
    @user-dn9jx6fl8f 2 ปีที่แล้ว

    ማሻ አላህ ፅሩያት

  • @user-kd2dj9sp1k
    @user-kd2dj9sp1k 15 วันที่ผ่านมา

    ማሻአላህ ተባረከላህ አብሽሩ

  • @ghfg9946
    @ghfg9946 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ ረቢ ይሓልኹም ናይ ዱኒያ እና ናይ አኽራ አሕዋተይ