ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኩቡራት ቤተሰብ ማሁስታር፣ #like&Share ምግባር እዚ ቪድዮ ናብ ካልኦት ንክበጽሕ ሓጋዚ ስለ ዝኾነ #like&share ምግባር ኣይትረስዑ ኢኹም፣ የቀንየለይ
❤❤❤
ዓሕ ስደት ረሳሕ ንሄዋን ኣብልካልና ጋሕ ብዝኾነ ኣጆኽን ሄዋነይ ኩሉ ግዜ ኣብ ስደት ዘጋጥመክን ፈልጥክን መከላኸሊ ጥንሲ ብልዓ እዝዮም ይእድግ ሃረፍቲ ኩሎም ከይረኽብኹም
ኣጆክን 😢እንኳዕ መጨረሽኡ ኣፀበቀልክን ሰላም ዘለዎ ሓዳር ይግበረልክን
ኣጆኺይ ክብሪት ሓብተይ ኩሉ ሓላፋይ ኢዩ❤❤❤❤❤❤ እዋይ ጋል ትረኺቦ❤🎉
✴ክልተና ኣሓት ሓደ ሰምሳሪ ጠኒስና #ሓቃኛ_ዛንታ፡🫢😓
አዋይ ጉድ ናይ ሰደት ብፍላይ ናይ ሊብያ ዘይውዳእ አዞም ብልብያ ዘሓለፍኩም ጽንዓት ይሃብኩም 😢ሔው ዝበል ዛንታ 😭
አጆክን እንታይሞ ክግበር ዩ ዘይፈተክን ዘጋጥመክን ስለ ዝኮነ ምንም ክግበር አይካአልን አሜን ኢልክን ተቀቢልክ ሂወትክን ክትመረሐ ሞክራ ዝሐለፈ ሐሊፍ እዩ💔
ኩሉ ሓልፍ ፡ ግዳን ሕጂ ምሳኽን ንዘለው ኣኽብራ ።
እዋይ ጋል ትረክቦ ❤❤❤
ሒው ዘብል ዛንታ😢 እዋይ ጋል ትረኽቦ ኣጆኽን የሕዋተይ ናተይ, ተመስገን ኣምላኽ እንቋዕ እቲ ጥንሲ ከደ።
ኣጆኽን ፡ ካብሕጂ ንንየው እግዚሄር ምሳኽን ይኹን።
በስመኣም 😢😢😢 ሊብያ ንኪከይድ ክንደይ ጊዜ ዘይፈተንኩ ግን አንግዛቢሄር ኣይፈቀዶን ኣይከድኩን ለካ ከምዚ ዉን ኣሎ ክኣቱ አምበር አንታይ የጋጥም ሓቲተ ኣይፈልጥን ሕማቅ ሙካኑ ወላ ተነጊረ ከይከይድ ኢሎም ኢዮም ኢዩ ዝነበረ መልሰይ አግዛቢሄር ይመስገን ከቢድ ዩ ናብራ ሊብያ 😢😢😢
Haftey naybahaki Edlena eki Enkae Aykedki
Er haftey keytemexi HIV zehazen alewa wala ne awedat yedeferewan jamerom
ኣየ ወ እዞም ጨካናት ሰምሰርቲ ንይሕዋትና ሓሓኒቆም ክወስድወን ይዝከረኒ😢😢😢😢😢😢
ኣንታ ነዓይ ከላይ እዩ ኣጋጥሚኒ ክምዛ ናይዛ ሓፉታ ኣብ ዓመተይ እግሪ እግረይ ኣብታ ናይ ሶኦል ምድሪ ሊቢያ ደበኽ በለ ሰብ ነግርኻዮ ዘይሰሚዕ መከራ የስሞዐ ግን ንሕና እሞ ካብ ጭንቀትን ሎሚ ዶ ይቀትሎወ ወይስ ጽባሕ ዶ ይቀትሎወም እንዳበልና ንጭነቅን ነስተንትን ሕጂ ከኣ ካብዛ ቨዶ ተመሃሩ ክንደይ ኣሎ ዘይወጸ ሽግርን መከራን ብፊላይ የሕዋትና ደቂ ኣንስትዮ ንሊቢያ ዝበሃል ከይትሓስቦኦ በታ ትፈትዋ ወላዲትኽን ይልምነክን ኣለኩ ኣነ ሓውኽን
ሐራይ ብሩክ ሓወይ😢❤ነቶም ኣብ ልብያ ዘለዎ ድማ መዋጽእቲ ይፍጠረሎም😢
❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Nay behqi😢
ናይ ጋል ሽግር ዘይዉዳእ 😢😢😢እንኳዕ መጠረሻ ኣፅበቀልክን❤❤❤❤😢
ኣጀክን የሕዋተይ መኣረይ
ኦፍ ተመስገን ኣምላክ እንካ ጥንሲ ከደ ናይ ብሓቂ ተሰሚዕኒ ጸኒሑ
እዋይ የሕዋተይ ከብድኻ ዝበልዕ ሽግር ገጢምወን ሳንሳርቲ ድማ ኢድኩም ኣይትሳኣኑ ከቢድ በሰላ ገዲፍኩም ኣብ ሕብረተሰብና የሕዋተይ ካኣ ኣጆኽን መጸበቂኽን ክኸውን ኢኺ ንብዓትክን
😢😢😢 ኣየ ናትና ነገር ነቢዕካን ሓዚንካን ዘይውዳአ መጨረስታኡ አንቋዕ ኣጸበቐልክን
😢😢 btaemi kebdka zbelie zanta
ናይ ኢዶም ኣይስኣኑ ኡፍፍፍፍፍ ኣጆክን ፍትዋተይ
😢😢
ewaye gual terekbo zebehal libyas zemehaza dkesu ayeheder. tekal zemen zehezen zanta.😭😭😭😭
2005 እየ ብልብያ መጺአ ግን ኣምላኽ ይመስገን እቶም ምሳይ ዝነበሩ ወዲ ኣኮይ, ኣዝማድ, የዕሩኽ ጎረባብተይ ኩላትና ዳርጋ 12 ንኸውን ብሓንሳብ ተበጊስና ብሰላም ኣቲና, 2 ጽቡቓት ኣዋልድ ኣዝየን ጹቡቓት መልክዕ ዝሓዛ ገንዘብ እኹል ስለ ዘይነበረን ኣብ ገለ ቦታ ወሲዶም ገለ 😢ኣጋጢሙ, ምስ ተመለሳ ክበኽያ ረኺበየን ጹቡቓት ኣዋልድ ጸወምትን መዘምራን እየን ነረን ኣብቲ እዋን ግን ጋል 15 ዓመት እየ ነረ የሕዝን እዩ 😢
Way. AAhwatey. 😢 enquae mecherestu atsebekelkn Fetari 🙏
Amlak msakn ykun Ahwatey ❤️❤️🙏🏾
Enkae ab mewedaetue axebekelken kuburet yehwatey ❤❤❤❤❤❤❤
ኣጆክን የሕዋተይ🥺😥
ኣሑሕሕሕ ታይሞ ኣሕዋትና መጻወቲ ዞም ረሳሓት ይኮና ኣለዋ😭😭😭💔💔💔👍💔
Eway ane ahwatey ❤❤❤
ንዓክን እንቋዕ ብሰላም ኣቲክን ብሂወት ሃለክን ምውቅ ቅሱን ትስፍውን መጻኢ ክትመርሓ ካኣ ይምነየልክን። ግን ኣዝያ ትገርመኒ ነገር ኣላ ከምዚ ዓይነት በደል ዕመጽ ዝወረደን የሓዋትና ኣዝየን ብዙሓት እየን .ግን ሓደ እኳ ብዚ በደል እዚ ናይ ኢዱ ክረክብ ሰሚዐ ኣይፈልጥን እንታዩ እቲ ጸገም። ሕራይ ንኩሉም ዓመጽቲ ፈጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ክትረክቦም ኣይትክእልን ግን ንገሊኦም ኣብ ኣውሮፓ ኣለው ።ስቅ በቃ።😭😭😭😭
ኣጆክን ጅጋኑ አክን❤
ኤርትራ ንደቃ ትበልዕ፡ ኤርትራዊ ድማ ንሓው ይበልዕ። እቲ ሓው ድማ ደቁ ይበልዕ፡፡😢😢 ቁስሊ ዝኾነት ሃገር!
True.... Chekan hzbi
አዋይ የሕዋይ ኣጆክን
ደሞሩኒ ኣሓዋተይ❤❤❤😂
እዋዋዋይይይይ ጉድ እዩ ለሙስ መሕዘኒ
እዋይ ኣሕዋተይ 😢😢
እዋይ ናትና ሽግርስ ንበይኑ ኢዩ🥺🥺
Eway yhwatey enka ab mewedaetu axebeqelkn 😢😢❤❤❤❤
ፈጣሪ እንካዕ መወዳእታክን ኣፀበቀልክን ኣሕዋተይ❤❤❤
Waww ajoki mewedatu gn axebikilkin 😢😢
Ahh yhwatey kulu nxubukn u ajokin
አጄኩን ማዓርይ😢😢😢
Btmi hamq tesmieni😢😢😢😢😢😢❤❤❤
ayzoch haftey❤❤❤❤
Ohh 😢😢😢😢😢😢❤ beautiful story I love mukurat yehwatey I don't know gual gdi koynes egzabher tuom iyu ❤
How is this beautiful story ?
Waww ajoki yhwatey
Ajoken kulu nsenaykn eyu ahhh sedet😢😢😢
Enka mfxmtu ayaykn ezen yhwaty ❤❤❤
Ahhh😴😴😴
thanks good❤❤❤❤❤❤❤
😢😢አሕ ጓል ትረክባ እፍፍፍ ጨካናት
Ahhha eway yhwatey libiya embr nezom menseyat yhwatna siol koynatom 😭😭😭
ኣሕ አዋይ ኣነስ ኣመና ተሰሚኒ ተፈትነ ግድ ኮይነ 😢😢😢
Ahhhh ahwatey 😂😂😂😂😂
እዋይ ጓል ትረክቦ 😢
ኣጆክን የሕዋተይ ስደት 😢😢😢😢😢 ጎሓፋ
Ahhh eway yehwatey ajokn
አጆክን ማዓረይ😢
ኣጂክን❤❤❤❤❤❤
Ahhhh ❤❤❤❤❤
ዉይ ማሓረኒ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
😢. 😢😢😢😢😢😂😂😂
ewaye gual terekbo zebehal libyas zemehaza dkesu ayeheder.tekal zemen zehezen zanta
😢😢😢😢 eway gal terkbo
ሕማቅ ዛንታ
Weldo Esu
Kebdey😢😢😢
Ahhh ajokn
😢😢😢😢😢uffff
Besmeam mearey ❤❤❤❤😭😭😭😭
So sad😢😢😢😢😢😢😢😢
Ufff😢😢😢😢😢
Nay Bahaki Zehezni 😂😂
Ajokey ❤❤❤❤❤
Ehhh sdet😭😭😭
❤
ኣብ ሊብያ ብሊብያውያን ዝዕመጻ ኣዋልድ 2 ካብ 10 ኢየን። ብሓበሻ ሳምሳሪ ዝዕመጻ ግን ካብ 50% ኢየን። እንቋዕ ንጸገምክን ኣምላክ ረኣየልክን።ቅሱን ናብራ ንምነየልክን የሕዋትና።❤
Ahhhhh ajek ahwtey marey hadrkin Ezgbehar yebriku
❤❤❤❤❤🎉
Enkae bezi halefelkin
ብጣዕሚ ዘሕዝን ዛንታ ጸገም ኣብ ዘይ መውድቒኻ የውድቕ
Ajoki sis
Iam happy for you and you sister iam sorry bout happy ending
Uffff enkua mewdatakn axebquk ftari kulu alem😢😢😢
Away yhwatey 😢😢😢😢
😢😢😢😢 but bselam mitawen ❤
ክክክክክክ
😂😂😂😂😂😊😊😊
😢😢😢😢😢ajoken jeganu yehwatey amlak alo mesjen
ኣዋልድ ብዘይ ፓስፖርት ክወጻ ቅኑዕ አይኮነን። ኩላኽን ብድሌትክን ዝተፈጸመ ዓመጽ ኢዩ!!! ሰንሳሪ አብ ሃገርክን መጺኡ አይዓመጸክን፡ ባዕልኽን ኢኽን ኬድክኖኦ!!!!
Entay bezay aden hften dka abeka qrob kbdat nbera hsam mes bzhan wa bezay dlten nab af zbe katwa we mrxan egzbhar amlk msken u ajoken hway tzrbo fley
ሕልና ኣልቦ ፕሮፋይልካ ቀይሮ ምስካ ዝከድ የኮነይ😢
Nay Shaebya Kelbi
Gol mkoney dyu zkylay derae 😭😭
😢😢😢😢😢😢😢 btami zenba eyu yhwatey hji tray zeymhmaq
حسبنا الله ونعم الوكيل 💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥اححححححححححح😢😢 هذا كل من الحكمة الله ينتقم من الظالمين
እፍ እሕዋተይ ሰደት ሕሱም😢
በስመአብ🙏😭😭😭
Ahhh sdet resah 😢😢😢
ኣየ ኣነ ኣሕዋተይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭
Ahhhh yhwatey
Ufffff
❤❤❤❤❤❤
ኩቡራት ቤተሰብ ማሁስታር፣ #like&Share ምግባር እዚ ቪድዮ ናብ ካልኦት ንክበጽሕ ሓጋዚ ስለ ዝኾነ #like&share ምግባር ኣይትረስዑ ኢኹም፣ የቀንየለይ
❤❤❤
ዓሕ ስደት ረሳሕ ንሄዋን ኣብልካልና ጋሕ ብዝኾነ ኣጆኽን ሄዋነይ ኩሉ ግዜ ኣብ ስደት ዘጋጥመክን ፈልጥክን መከላኸሊ ጥንሲ ብልዓ እዝዮም ይእድግ ሃረፍቲ ኩሎም ከይረኽብኹም
ኣጆክን 😢እንኳዕ መጨረሽኡ ኣፀበቀልክን ሰላም ዘለዎ ሓዳር ይግበረልክን
ኣጆኺይ ክብሪት ሓብተይ ኩሉ ሓላፋይ ኢዩ❤❤❤❤❤❤ እዋይ ጋል ትረኺቦ❤🎉
✴ክልተና ኣሓት ሓደ ሰምሳሪ ጠኒስና #ሓቃኛ_ዛንታ፡🫢😓
አዋይ ጉድ ናይ ሰደት ብፍላይ ናይ ሊብያ ዘይውዳእ አዞም ብልብያ ዘሓለፍኩም ጽንዓት ይሃብኩም 😢ሔው ዝበል ዛንታ 😭
አጆክን እንታይሞ ክግበር ዩ ዘይፈተክን ዘጋጥመክን ስለ ዝኮነ ምንም ክግበር አይካአልን አሜን ኢልክን ተቀቢልክ ሂወትክን ክትመረሐ ሞክራ ዝሐለፈ ሐሊፍ እዩ💔
ኩሉ ሓልፍ ፡ ግዳን ሕጂ ምሳኽን ንዘለው ኣኽብራ ።
እዋይ ጋል ትረክቦ ❤❤❤
ሒው ዘብል ዛንታ😢 እዋይ ጋል ትረኽቦ ኣጆኽን የሕዋተይ ናተይ, ተመስገን ኣምላኽ እንቋዕ እቲ ጥንሲ ከደ።
ኣጆኽን ፡ ካብሕጂ ንንየው እግዚሄር ምሳኽን ይኹን።
በስመኣም 😢😢😢 ሊብያ ንኪከይድ ክንደይ ጊዜ ዘይፈተንኩ ግን አንግዛቢሄር ኣይፈቀዶን ኣይከድኩን ለካ ከምዚ ዉን ኣሎ ክኣቱ አምበር አንታይ የጋጥም ሓቲተ ኣይፈልጥን ሕማቅ ሙካኑ ወላ ተነጊረ ከይከይድ ኢሎም ኢዮም ኢዩ ዝነበረ መልሰይ አግዛቢሄር ይመስገን ከቢድ ዩ ናብራ ሊብያ 😢😢😢
Haftey naybahaki Edlena eki Enkae Aykedki
Er haftey keytemexi HIV zehazen alewa wala ne awedat yedeferewan jamerom
ኣየ ወ እዞም ጨካናት ሰምሰርቲ ንይሕዋትና ሓሓኒቆም ክወስድወን ይዝከረኒ😢😢😢😢😢😢
ኣንታ ነዓይ ከላይ እዩ ኣጋጥሚኒ ክምዛ ናይዛ ሓፉታ ኣብ ዓመተይ እግሪ እግረይ ኣብታ ናይ ሶኦል ምድሪ ሊቢያ ደበኽ በለ ሰብ ነግርኻዮ ዘይሰሚዕ መከራ የስሞዐ ግን ንሕና እሞ ካብ ጭንቀትን ሎሚ ዶ ይቀትሎወ ወይስ ጽባሕ ዶ ይቀትሎወም እንዳበልና ንጭነቅን ነስተንትን ሕጂ ከኣ ካብዛ ቨዶ ተመሃሩ ክንደይ ኣሎ ዘይወጸ ሽግርን መከራን ብፊላይ የሕዋትና ደቂ ኣንስትዮ ንሊቢያ ዝበሃል ከይትሓስቦኦ በታ ትፈትዋ ወላዲትኽን ይልምነክን ኣለኩ ኣነ ሓውኽን
ሐራይ ብሩክ ሓወይ😢❤ነቶም ኣብ ልብያ ዘለዎ ድማ መዋጽእቲ ይፍጠረሎም😢
❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Nay behqi😢
ናይ ጋል ሽግር ዘይዉዳእ 😢😢😢እንኳዕ መጠረሻ ኣፅበቀልክን❤❤❤❤😢
ኣጀክን የሕዋተይ መኣረይ
ኦፍ ተመስገን ኣምላክ እንካ ጥንሲ ከደ ናይ ብሓቂ ተሰሚዕኒ ጸኒሑ
እዋይ የሕዋተይ ከብድኻ ዝበልዕ ሽግር ገጢምወን ሳንሳርቲ ድማ ኢድኩም ኣይትሳኣኑ ከቢድ በሰላ ገዲፍኩም ኣብ ሕብረተሰብና የሕዋተይ ካኣ ኣጆኽን መጸበቂኽን ክኸውን ኢኺ ንብዓትክን
😢😢😢 ኣየ ናትና ነገር ነቢዕካን ሓዚንካን ዘይውዳአ መጨረስታኡ አንቋዕ ኣጸበቐልክን
😢😢 btaemi kebdka zbelie zanta
ናይ ኢዶም ኣይስኣኑ ኡፍፍፍፍፍ ኣጆክን ፍትዋተይ
😢😢
ewaye gual terekbo zebehal libyas zemehaza dkesu ayeheder. tekal zemen zehezen zanta.😭😭😭😭
2005 እየ ብልብያ መጺአ ግን ኣምላኽ ይመስገን እቶም ምሳይ ዝነበሩ ወዲ ኣኮይ, ኣዝማድ, የዕሩኽ ጎረባብተይ ኩላትና ዳርጋ 12 ንኸውን ብሓንሳብ ተበጊስና ብሰላም ኣቲና, 2 ጽቡቓት ኣዋልድ ኣዝየን ጹቡቓት መልክዕ ዝሓዛ ገንዘብ እኹል ስለ ዘይነበረን ኣብ ገለ ቦታ ወሲዶም ገለ 😢ኣጋጢሙ, ምስ ተመለሳ ክበኽያ ረኺበየን ጹቡቓት ኣዋልድ ጸወምትን መዘምራን እየን ነረን ኣብቲ እዋን ግን ጋል 15 ዓመት እየ ነረ የሕዝን እዩ 😢
Way. AAhwatey. 😢 enquae mecherestu atsebekelkn Fetari 🙏
Amlak msakn ykun Ahwatey ❤️❤️🙏🏾
Enkae ab mewedaetue axebekelken kuburet yehwatey ❤❤❤❤❤❤❤
ኣጆክን የሕዋተይ🥺😥
ኣሑሕሕሕ ታይሞ ኣሕዋትና መጻወቲ ዞም ረሳሓት ይኮና ኣለዋ😭😭😭💔💔💔👍💔
Eway ane ahwatey ❤❤❤
ንዓክን እንቋዕ ብሰላም ኣቲክን ብሂወት ሃለክን ምውቅ ቅሱን ትስፍውን መጻኢ ክትመርሓ ካኣ ይምነየልክን።
ግን ኣዝያ ትገርመኒ ነገር ኣላ ከምዚ ዓይነት በደል ዕመጽ ዝወረደን የሓዋትና ኣዝየን ብዙሓት እየን .ግን ሓደ እኳ ብዚ በደል እዚ ናይ ኢዱ ክረክብ ሰሚዐ ኣይፈልጥን እንታዩ እቲ ጸገም።
ሕራይ ንኩሉም ዓመጽቲ ፈጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ክትረክቦም ኣይትክእልን ግን ንገሊኦም ኣብ ኣውሮፓ ኣለው ።ስቅ በቃ።😭😭😭😭
ኣጆክን ጅጋኑ አክን❤
ኤርትራ ንደቃ ትበልዕ፡ ኤርትራዊ ድማ ንሓው ይበልዕ። እቲ ሓው ድማ ደቁ ይበልዕ፡፡😢😢 ቁስሊ ዝኾነት ሃገር!
😢😢
True.... Chekan hzbi
አዋይ የሕዋይ ኣጆክን
ደሞሩኒ ኣሓዋተይ❤❤❤😂
እዋዋዋይይይይ ጉድ እዩ ለሙስ መሕዘኒ
እዋይ ኣሕዋተይ 😢😢
እዋይ ናትና ሽግርስ ንበይኑ ኢዩ🥺🥺
Eway yhwatey enka ab mewedaetu axebeqelkn 😢😢❤❤❤❤
ፈጣሪ እንካዕ መወዳእታክን ኣፀበቀልክን ኣሕዋተይ❤❤❤
Waww ajoki mewedatu gn axebikilkin 😢😢
Ahh yhwatey kulu nxubukn u ajokin
አጄኩን ማዓርይ😢😢😢
Btmi hamq tesmieni😢😢😢😢😢😢❤❤❤
ayzoch haftey❤❤❤❤
Ohh 😢😢😢😢😢😢❤ beautiful story I love mukurat yehwatey I don't know gual gdi koynes egzabher tuom iyu ❤
How is this beautiful story ?
Waww ajoki yhwatey
Ajoken kulu nsenaykn eyu ahhh sedet😢😢😢
Enka mfxmtu ayaykn ezen yhwaty ❤❤❤
Ahhh😴😴😴
thanks good❤❤❤❤❤❤❤
😢😢አሕ ጓል ትረክባ እፍፍፍ ጨካናት
Ahhha eway yhwatey libiya embr nezom menseyat yhwatna siol koynatom 😭😭😭
ኣሕ አዋይ ኣነስ ኣመና ተሰሚኒ ተፈትነ ግድ ኮይነ 😢😢😢
Ahhhh ahwatey 😂😂😂😂😂
እዋይ ጓል ትረክቦ 😢
ኣጆክን የሕዋተይ ስደት 😢😢😢😢😢 ጎሓፋ
Ahhh eway yehwatey ajokn
አጆክን ማዓረይ😢
ኣጂክን❤❤❤❤❤❤
Ahhhh ❤❤❤❤❤
ዉይ ማሓረኒ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
😢. 😢😢😢😢😢😂😂😂
ewaye gual terekbo zebehal libyas zemehaza dkesu ayeheder.tekal zemen zehezen zanta
😢😢😢😢 eway gal terkbo
ሕማቅ ዛንታ
Weldo Esu
Kebdey😢😢😢
Ahhh ajokn
😢😢😢😢😢uffff
Besmeam mearey ❤❤❤❤😭😭😭😭
So sad😢😢😢😢😢😢😢😢
Ufff😢😢😢😢😢
Nay Bahaki Zehezni 😂😂
Ajokey ❤❤❤❤❤
Ehhh sdet😭😭😭
❤
ኣብ ሊብያ ብሊብያውያን ዝዕመጻ ኣዋልድ 2 ካብ 10 ኢየን።
ብሓበሻ ሳምሳሪ ዝዕመጻ ግን ካብ 50% ኢየን።
እንቋዕ ንጸገምክን ኣምላክ ረኣየልክን።ቅሱን ናብራ ንምነየልክን የሕዋትና።❤