መዘንግዕ ካሜራ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 206

  • @maharihagus9345
    @maharihagus9345 2 ปีที่แล้ว +59

    ✝️እንካዕ ንእሳና ኣብፀሐኩም ኩሉኩም ተከተልቲ እምነት ተዋህዶ ❤

  • @sbel7721
    @sbel7721 2 ปีที่แล้ว +36

    ተጋርዋን እንኳዕ ኣብፀሐኹም ለኣሸዐና 👏❤️💛
    ለባዓል ናይ ቤተሰብና ድምፅ ያስመዕና
    ፅቡቅ ኣውዳኣምት ያውዕለና 👏🥺
    ንህዝብና ሰላም ፍቅር ያሃበል ኩሉኹም ሰብስክራይብ
    በሉን 👏💛❤️

  • @ተመሰገንኣምላኬ-ገ7ዠ
    @ተመሰገንኣምላኬ-ገ7ዠ 2 ปีที่แล้ว +19

    እንኳዕ ኣብፀሐና ን ሆሳዕና ንተኸተልት እምነት ክርሰትና ፅቡቅ ናይ ሕማማት ግዜ ይግበረልና ንዓዲና ደማ ሰላም ፍቅር የውርደልና ኣሜን ሩሑስ ባዓል ፋስካ💒 💘❤️💛 ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበር ኣሜን

  • @zufan8097
    @zufan8097 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜን የኽብረልና ዞም ኣሓተይ🙏🙏🙏❤❤❤ብሩኽ ሆሳእና ይግበረልና

  • @rahmakmal2866
    @rahmakmal2866 2 ปีที่แล้ว +20

    ማሜ ሃንቾ ጹሩያት ስምዕንዶ ተጋሩ አሓዋተይ ኣፍቲ ናትና ክከውን ተሎ ንፈዝዝ ኣብቲ ናይ ጎርብትና ክከውን ኣሽሓት ንሪኣሎም ሽርንብልሎ ኮይኑና ድዩ እንድማትና ዝፍትወልና ኣምሓሩኮ ክንደይ ምራአይሎም ነይሮም ግን ፈትውቲ ዓዶም ስለዝኮኑ እዮም ናብ ትግርኛ አትዮም ንሕናውን ሽር ንበሎም ንራየሎም ነትባባዓዮም ደቂ ሪመይ ❤💛

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 2 ปีที่แล้ว +4

    ማሜ ፃዕዳ ልቡ ብሓቂ ወዲ ሪመይ 👑👑👑

  • @abnetreact315
    @abnetreact315 2 ปีที่แล้ว +6

    ተመስገን ንበል 🌸🌸ከምቲ ንሕና ንጉሆ👈 ተሲእና ገጽና 👈ንሕጸብ ክንደይ ኣሕዋትና ድማ ንጉሆ ተሲኦም ኩላሊቶም👈 የሕጽቡ ስለዚ ኣምላክ 💛🌸ጎይታ ካብ ኩሉ ክፉእ እኩይ ስራሕ ሰይጣን 👹ሓልዩ ዝተባረከ ዝተቀደሰ ለይቲ ኣሕዲሩ 👈ዝተቀደሰ መዓልቲ እውን ዘውዕለና ዘሎ ንሕና ድማ ካልእ ይትረፍ ተመስገን👈🌸 ኢልና ምስጋና ነብጽሕ ውህብቶ👈 ንዝሃበና ሰብ ኣመስጊና ነመስጋኒ ንህቦ ንጎይታ 🌸💛ምንም ዘይሰኣኖ "ምድርን ሰማይን ዝፈጠረ ብዘይ ዓንዲ ሰማይ ዘቆመ "👈ኩሉ ብነጻ👈 ብዘይ ምንም ክፍሊት ኩሉ ዘድልየና ዝሃበና ደኣ እሞ ዘይነመስግኖ ኣይነማርር ካብኡ ዝከፍእ ከይመጸና ኩሉ ንጽሕፎን👈 ንዛረቦን👈 ንጠንቀቀሉ ብካልእ ንገብሮ ሓጥያት 👈ከይኣክል ሕማቅ ኮመንት👈👈 ብምጽሓፍ እውን ሓጥያት ኣይነጽሕፍ ንጠንቀቅ ክቡራት ኣሕዋት ተኪእልኩም ግን ሳብስክራይብ👈 ግበሩለይ please 🙏🙏🙏 ስቅ ኢልኩም ኣይትሕለፉ ኣምላክ 🌸ድማ ሰላምን ቅሳነትን 💛❤ንመላእ ዓለም ክከውን ቅዱስ ፈቃድ ኣምላክ ኣብርሃም ስላሴ ኣጋእስትኣለም🌸❤ መድሓኒት ዓለም ይኩን 🙏🙏🙏

  • @meritesfa1522
    @meritesfa1522 2 ปีที่แล้ว +9

    ሮመዳን ከሪም ሞስሊም ተጋሩ። እንኻዕ ኣብፀሐኩም ንሆሳዕና ኦርቶዶክስ ትግራይ።💗💖💙💜💚💝

  • @galtgray12
    @galtgray12 2 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ማሚ ኣዛራርባ ክስሕቀኒ ማሚ my Love 😂🤣🤣🤣 ሃንየ ምጭውቲ ❤️❤️

  • @tigraweyti-b9c
    @tigraweyti-b9c 2 ปีที่แล้ว +5

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ምቅራት🌺😘❤👈

  • @rosevaroon2512
    @rosevaroon2512 2 ปีที่แล้ว +1

    ሸኮርናታት❤💛

  • @destafamily9277
    @destafamily9277 2 ปีที่แล้ว +20

    እንዃዕ ብሰላም መፃኩም ፀሓይ ገፆም 😍😍😍😍

  • @ميريبس-ن2ن
    @ميريبس-ن2ن 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜን ኣሜን ደቂ ዓበይቲ አግዛቢሄር የክብረልና ዘክበርኩምና ኣነሕናዉን ኣዚና ኢና ነክብረኩም ንፈትወኩም ፆምኩም አዉን ብሰላም የፈፅምኩም❤❤❤❤❤❤❤❤IloVeyou h&m

  • @ተመስገንኣምላኸይ-አ8ዠ
    @ተመስገንኣምላኸይ-አ8ዠ 2 ปีที่แล้ว +16

    ዝፈትወኹም ምቁራተይ ናይ ማሜ ዘረባ እኮ እያ ዘረኣብሩኽ. እያ በቃ 😁😁😁💔💛❤💛❤እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ንዓኻትኹም እዉን እንኳዕ ኣብፀሐኩም ክቡራተይ

  • @nuramohammed2603
    @nuramohammed2603 2 ปีที่แล้ว +9

    ደቂ ዓደይ ማዓረይ እንዃዕ በሰላም መፃምኩ ❤️❤️❤️🙏ማሻ አላህ 🌺❤️❤️

  • @asmaitemahatsion7168
    @asmaitemahatsion7168 ปีที่แล้ว

    Zerebakum ayrdeann tigrja dyu

  • @gdhhdj6780
    @gdhhdj6780 2 ปีที่แล้ว +12

    ሃኒየ ጓል ዓሞይ ርኣትኩም ፍትያትኩም ክትሞት ኢላ ሊንክ ሊኢካላ ዋላ ዘረብኦም ኣይሰማዓዮ ሰበ ኢለ ክረኦም እየ ኢላትኒ ንሓታ ነጊራተን ገዝኣ ደሰ ክብል ክትፀሪ ክትፄብቅ ዓይና ደሰ ክብል አናበለት ክትፅለል ኢላ ይብለኩም ፍትዋተይ ሃኒየ ከሉ ነብሰኪ ፅሪቲ

    • @Merimarr-w9k
      @Merimarr-w9k 2 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ በሊ ኣነለ ከርእየን እየ ኩልኽን ሳብስክራይብ ግበራሎም ክብለን እየ ክክ

    • @gdhhdj6780
      @gdhhdj6780 2 ปีที่แล้ว +1

      @@Merimarr-w9k ሓቀይ እየ ብጣዕሚ ተገሪማ ኣርእይየን

  • @mesiendertawit9608
    @mesiendertawit9608 2 ปีที่แล้ว +2

    ዝፈትወኩም ናትና💛❤️💛❤️👏👏👏🙏🙏🙏

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣነስ ክፈትወኩም ግንስ ንዑ ሃይማኖት ተመለሰ ምቅርቲ ብዝኮነ ፈቅርኩም የብዝሐየ

  • @galweyenti20adi16
    @galweyenti20adi16 2 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏💕m&H# ፁሩያት ዓለም መኪበርት ሰብ

  • @NebiLand-y7l
    @NebiLand-y7l 2 ปีที่แล้ว +3

    ማሻኣላህ ክፈትወኩም ተጋሩዋኒ

  • @Tube-zh2zb
    @Tube-zh2zb 2 ปีที่แล้ว +6

    አላሁመ🌹ተቀበል~ ፂያምና
    አላሁመ🌹ተቀበል~ ዱአና
    አላሁመ🌹ተቀበል~ ሶላትና
    አላሁመ 🌹ተቀበል~ ሩኩዕና
    አላሁመ 🌹ተቀበል~ ስጁድና
    አላሁመ🌹ተቀበል~ አህድ-ቀልብና
    አላሁመ🌹~ኢግፊር-ዙኑብና
    አላሁመ🌹~ኢግፊርለና
    አላሁመ🌹~አህዲና
    አላሁሙ🌹~ወራህመና
    አላሁመ🌹~ወአፊና
    አላሁመ🌹~ወርዙቅና👍
    አላህ~ ሱበሀኑ~ ተአለ~ ፆማችንን ተቀባይነት ~ያለው~ያድርግልን🌹ፕሮይሌን በመጫን🌹ይቀላቀሉ🌹 መልካም እነት ለራስ ነው!!

  • @Merimarr-w9k
    @Merimarr-w9k 2 ปีที่แล้ว +2

    ሓቢብቲ ሃኒየይ መቀረት ኣይትቅንኢ ኣጆኺ እስኺ እውን ፃዕዳ ልቢ ኢኺ

  • @abrahawaldameriam4451
    @abrahawaldameriam4451 2 ปีที่แล้ว +5

    ዞምናተይ ከመይደኩም ቆናጅ ደቂ ሃገር ትግራይ♥♥♥✅

  • @tigrayadey141
    @tigrayadey141 2 ปีที่แล้ว +5

    ኡፉፉፉፉ ኣነስ ክፈትወኩም ሕማቅ ኣይንካእኩም ኣሕዋተይ እንዳሰሓቅኩም ንበሩ ማሜ ንሃኒ prank እባ ግበራ😘💛❤

  • @salmasalm8448
    @salmasalm8448 2 ปีที่แล้ว +3

    ደቅ ሓላል ትግራይ ሙቁራተይ አነስ ኪፈትዎኩም ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበል

  • @mariammariam3087
    @mariammariam3087 2 ปีที่แล้ว +3

    በእውነት ማሜ ዓበይ ሰብ የቀንየና ክበረና ናዓኩም እውን ብሰላም ከምዘጀመረ ብሰላም ይፈፅምኩም ሃንቹውን ንሱ ብሊፀኪ ሰለ ክርስትያን❤❤❤❤

  • @shdu233
    @shdu233 2 ปีที่แล้ว +1

    ፍሉያት ፍጥረት እግዛቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም

  • @samuelgebretekle4660
    @samuelgebretekle4660 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን እንኴዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና መዓራት

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 2 ปีที่แล้ว +2

    ማሜ ዓይነይ ብውንኡ አይዛረብ ሎይ ድቃስ አሸኒፍወ'🤣🤣🤣🤣🤣ፍትሒ ልማሜ

  • @rayatigray8213
    @rayatigray8213 2 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ በሰላም መፃኹም ደቂ ሃገረ ትግረይ 🥰🥰🥰🥰

  • @meritgraweyti298
    @meritgraweyti298 2 ปีที่แล้ว +1

    ተጋርስ💊😍 ንዘላአለም ንበሩ

  • @KhanKhan-ex9fi
    @KhanKhan-ex9fi 2 ปีที่แล้ว +1

    አንካዕአብፅሕናአሸዕና✅

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 2 ปีที่แล้ว

    Kiltekum yifetwekum eye gin Mame melku kulu nisebayey koynu eyu zimesleni love u guys bless u more and more 🥰🥰🥰

  • @ልሳንዓድልኒድንግለይ
    @ልሳንዓድልኒድንግለይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣቱም ቡሉፃት ዘሪኢ ንበርለይ ብቻ🥀❤✍️🥀

  • @hskf4344
    @hskf4344 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ጓልራእሲኣሉላ
    @ጓልራእሲኣሉላ 2 ปีที่แล้ว +16

    ክልተ ሓደ ተፈተዉቲ❤

  • @albadralbadr3948
    @albadralbadr3948 2 ปีที่แล้ว +4

    እንኳዓ ብሰላም መፃኡኩም ኣሕዋተይ ንእሹተይ ሓወይ ኣሎ ሉኡ ትምሰል ክክክ ትሕትናካ ለባመይ ቀፅሉሉ ድቂ ትግራይ

  • @ጓልተዋህዶትግራይ
    @ጓልተዋህዶትግራይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣንኮዕ ብሰላም መፃእኩም

  • @abab8473
    @abab8473 2 ปีที่แล้ว +1

    ፅቡቃተይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም 💊💐

  • @lklk9652
    @lklk9652 2 ปีที่แล้ว +5

    አሜን እዳ ማምየ ቆናጅታት

  • @aotali8812
    @aotali8812 2 ปีที่แล้ว

    ፅሩያት

  • @ርግኣትጓልሃገረትግራይይ
    @ርግኣትጓልሃገረትግራይይ 2 ปีที่แล้ว

    I love you tegaruway 🌹💖❤💋natey

  • @tetagaltigeay4679
    @tetagaltigeay4679 2 ปีที่แล้ว

    ትግራይ ተዓውት

  • @ayu5264
    @ayu5264 2 ปีที่แล้ว +4

    ሽኳሪናታት ናትና እንኳዕ ብሰላም መፃኩም❤️💛

  • @hayahaaa9697
    @hayahaaa9697 2 ปีที่แล้ว +4

    ሓላላተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክም🥰🥰🥰🥰ማሜ ወሰዳይዶ😥😂😂😂

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 2 ปีที่แล้ว +5

    ተጋሩዋይ መቕሰናት😘😘😘😘💊💊💊💊

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id 2 ปีที่แล้ว +2

    ማሜ ለዋህ ናይ እማን ጻዕዳ ልቡ ♥♥

  • @ትግራይትግራይ-ዸ4ረ
    @ትግራይትግራይ-ዸ4ረ 2 ปีที่แล้ว +1

    ማሚየይ ፃዕዳ ልቡ ከፈትወካ ማዓትትት ❤❤❤❤

  • @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
    @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይይ ምቁራት ፍቅራት ሓላላት ክፈትወኩሙ
    👌👌💓💛💓💛💓💛💓💊💕💙💏

  • @geryegerye5300
    @geryegerye5300 2 ปีที่แล้ว +1

    ላሳሓቅኩም ንበሩ ኣሕዋተይ ናተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ

  • @የመድሃኒኣለምልጅነኝ-ዀ8በ
    @የመድሃኒኣለምልጅነኝ-ዀ8በ 2 ปีที่แล้ว +3

    ማሜ ግደፍፍፍ በሊዕካ ህራስ መርጎዲ መበሮጪ እዩ ሶ ኣሜን እንኳዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና ደቂ ዓበይቲ ፅባሕለ ቅልቅል በሉ

  • @ኣነባዕለይ-ሸ6ኈ
    @ኣነባዕለይ-ሸ6ኈ 2 ปีที่แล้ว +7

    ሰላም ሃኒ ሓፍተይ በጃኪ ሓደ ነገር ክብለኪ ንሰብኣይ ክትብሊ እምነትኪ ቀይርኪ እንታይ ዓይነት ሂወት ተሕልፊ ኣለኪ ኣይትርበሽን ?
    ኣነ ተዋህዷ እየ ዓርከይ ከዓ ኣስላማይ ካብኡ ተፈልየ ክነብር ኣይክእልን ንሱ ከዓ ናብ ናተይ እምነት ክመጽእ ኣይክእልን ዘለኒ ኣማራጺ በቃ ኣነ ኣስሊመይ ምስኡ ምንባር እዪ ግን ዘፍረሓኒ ደሓር ብጋሂ ሂወተይ ከይዝረግ ሰላም ከይስእን በጃኪ ኣማክርኒ ከመይ እዪ ናትኪ ሂወት
    እምነተይ ገዲፈ ፍቅሪ ጥራሕ ከንብረኒ ይክእል ዶ ምክንያቱ በቃ ብጣዕሚ እየ ዘፍቅሮ ካብኡ ክፍለ ኣይደልን

    • @ጓልትግራይገራዓልታ
      @ጓልትግራይገራዓልታ 2 ปีที่แล้ว +4

      ፍቅሪ ካብ እምነትካ እዩ ዝጁምር ክብረተይ መጀመርታ ንእምነትኪ ኣፍቅሪ ፍቅሪ ማለት ክርስቶስ ማለት እዩ ዝሓፍተይ ክሩስቶስ ምእንታና ክብል ቡዙሕ እዩ ካፊሉሉና ክብረተይ ዶ ሕማማት ስለ ዝኮና ፃሎት ግበሪ ክብረተይ ኣነ ፍሊጠ ዘይኮንኩስ እምነት ካ እያ ትዓቢ ንእምነትኪ ኣፍቅሪ መጀመርታ ።

    • @Abebe-gi4ev
      @Abebe-gi4ev ปีที่แล้ว

      ገልዒ

  • @ጓልመቐለፍቅር
    @ጓልመቐለፍቅር 2 ปีที่แล้ว +2

    እንዃዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሪመይ😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @ሰጋርብርኪሊሎ
    @ሰጋርብርኪሊሎ 2 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብዳሓን መፃእኹም ደቂ ሓላል መሬት ❤❤❤🤞

  • @ahmed145agshdhsh6
    @ahmed145agshdhsh6 2 ปีที่แล้ว +2

    ደስ በሃልቲ ሸኮራት

  • @galetgiray2206
    @galetgiray2206 2 ปีที่แล้ว

    kemey deye zeftwekum hain ena mim edemen tenan yehabkum fetari enkae tgiray kunkum

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይ ምቁራት💖💛

  • @ጋልትግራይ-ዐ3ኈ
    @ጋልትግራይ-ዐ3ኈ 2 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ሙቁራተይ💘💘💘💘💘💘

  • @dhdh9993
    @dhdh9993 2 ปีที่แล้ว

    Aeman(3) ደቂ ዓደይ shkorat💛♥️🙏

  • @fidleytube
    @fidleytube 2 ปีที่แล้ว +4

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ደስ ባሀሎ💕💕💕😘😘

  • @ዮስራ
    @ዮስራ 2 ปีที่แล้ว +4

    እንኮዕ ብሰላም መጻኩም ዱዓ ግበሩ ምስ በላዕኩም ጹሩያት

  • @Letushtigray
    @Letushtigray 2 ปีที่แล้ว

    💛💛💛❤️❤️❤️👍👍👍

  • @Galtgray-k1z
    @Galtgray-k1z 2 ปีที่แล้ว +5

    ደስ ባሃልቲ❤💛💕💕💕💕

  • @rozar227
    @rozar227 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤💛❤️🤴👸

  • @chbbuy2416
    @chbbuy2416 2 ปีที่แล้ว +2

    Amennnn..Amennn...Amennn...

  • @mimiraya7167
    @mimiraya7167 2 ปีที่แล้ว +1

    ምቁራት ❤️💛👍🥰🥰

  • @fjdhhdhdvehdhdhd6338
    @fjdhhdhdvehdhdhd6338 2 ปีที่แล้ว +1

    Asey mukurat ❤💛🙏🙏💊💊

  • @fhdjgkch368
    @fhdjgkch368 2 ปีที่แล้ว +3

    ተጋሩ ንዑ ኣሕወትኩም ኣተባብዑ ኣብናይ ኤርትራ ተገቲርኩም ኣይትውዓሉዊ

  • @ፍቅሪጥዑም-ዘ5ጰ
    @ፍቅሪጥዑም-ዘ5ጰ 2 ปีที่แล้ว +2

    ዝፈትዎኩም ፅቡቃት ፍጥረት❤😍😍

  • @ufrreet768
    @ufrreet768 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @ምየሪጋልትግራይ
    @ምየሪጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว

    Hani mamush

  • @lilaygaltgray
    @lilaygaltgray 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውውው

  • @amnaslama4484
    @amnaslama4484 2 ปีที่แล้ว +1

    የኔ ማሮች ውድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድድ🕊🕊🕊😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😘😘😘

  • @adugalagame5307
    @adugalagame5307 2 ปีที่แล้ว

    des bahalti shukorinatat🥰🥰😘😘😘😘😘

  • @yordigalmemher3999
    @yordigalmemher3999 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝፈትወኩም ሽኮሪናታት
    እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም
    በጃኩም እባ ኣይትጥፉኡና
    ልብና ከይጠፈአና ሽኮሪናታት::

  • @ፀጋየድንግልማርያምልጅ
    @ፀጋየድንግልማርያምልጅ 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን

  • @tigrayadey7792
    @tigrayadey7792 2 ปีที่แล้ว +3

    Beautiful family 💛❤️💛❤️🥰🥰🥰🥰

  • @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ
    @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ 2 ปีที่แล้ว +3

    መፂኹም ዶ ኣንቱም ሙቁራት❤️🥰

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 2 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ሰላም መፃኩም ፍቁራተይ

  • @ffgf6142
    @ffgf6142 2 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ጣዕምማታ😍😍😘😘😘😘💖💖💖

  • @freka5892
    @freka5892 2 ปีที่แล้ว +1

    ማሜ ሐዚ ስሕትካ ወክ ምስ ፀገብካ እዩ ፅቡቅ ምእንተ (thaw ) ክገብር ክክክክክክክ ዋይ ህክይና

  • @gjhfg7741
    @gjhfg7741 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ሰላም ፁሩይት ደቂ ዓደይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም

  • @zfanchanal7206
    @zfanchanal7206 2 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ፁርያት

  • @urdayutupiya8034
    @urdayutupiya8034 2 ปีที่แล้ว

    💕🧡💜💝

  • @loolelo8544
    @loolelo8544 2 ปีที่แล้ว

    ሃንየ ማሜ ደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት ክፈትወኩም ኣነስ ሙቁራተይ

  • @saraberhe865
    @saraberhe865 2 ปีที่แล้ว

    We love you mame and hanan😍

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሕዋተይ😘😂

  • @najstyhaylo9779
    @najstyhaylo9779 2 ปีที่แล้ว

    የጊርጊዓን ውህቶ እስኪ ሃቡና አሕዋት

  • @Gigi-hi9ix
    @Gigi-hi9ix 2 ปีที่แล้ว +1

    ደቂ ሓላል መርየት አት ደንጉይና በጃኩም ጻዕዳ ልቦም

  • @habssaby4061
    @habssaby4061 2 ปีที่แล้ว +2

    ከማክሙስ የብዘሐዮ💘💘💘💘💘💘💘ጥዕማት ላዛ💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @musxafaatube9024
    @musxafaatube9024 2 ปีที่แล้ว +2

    Masha Allah

  • @estifanosmengsteab1254
    @estifanosmengsteab1254 2 ปีที่แล้ว

    Tegaru shikorinatat bmennetom kuruat sesunu shihn waltan kunu ata ezom natna geberti si.........?

  • @lilaygaltgray
    @lilaygaltgray 2 ปีที่แล้ว +7

    ደቂ ትግራይ ሓላላት

  • @مريممسملي-ت1ذ
    @مريممسملي-ت1ذ 2 ปีที่แล้ว

    ሺኮሪናታት
    ስላምኩምይብዛሕ

  • @gualaragure8784
    @gualaragure8784 2 ปีที่แล้ว

    ብልሰመማዕኩዋ ለለ ክፅሕፍ እየ

  • @osmanmohammed9396
    @osmanmohammed9396 2 ปีที่แล้ว +5

    ሰላም ሽኮሪናታት ሓዳር ኣብ ዓዲ ዓረብ ዶ ይመቅር ካናዳ እንድየ ዘለኩ ግን ምስ በዓልቲ ቤተካ ክትዕልለሉ ግዜ ትረክበሉ ዓዲ ኣይኮነን ክልተና ንግሆ ወፊርና ገዛ ምሽት ንኣቱ ሞ ደክምና ድቃስ ህወት ምስ ዕላልን ጸወታን ዩ ጥዕም ተቅንዩኒ ኣለኩም 😂

    • @jamiendris9454
      @jamiendris9454 2 ปีที่แล้ว +1

      As wr wb የኔ ቆንጆ ሳዉዲም ያው ነው ሁለቱም በሰራ ነው የሚጠመዱት ግን ባልየው ብቻ የሚሠራ ከሆነ ሚሥት በቤት ዉሥጥ የምትሰራ ከሆነ ይመቻል ሴቱ አንዳንዴ በወር አንዴ ነው በአካል የሚገናኙት

  • @abigaltigray7411
    @abigaltigray7411 2 ปีที่แล้ว +2

    ውሰዳ ኢዶ😁🥰

  • @ጓልሓረስታይእንደርታዓዲጎ
    @ጓልሓረስታይእንደርታዓዲጎ 2 ปีที่แล้ว +3

    ማሜዋይ መዓረይ መን መሲሉ ድዩ ልስመዐኒ እዚ አብ አመል ድራማ ልሰርሕ ነበረ ባቡ ስሙ በቃ ኮፍ ኢሉ ንሱ መሲሉ ይስመዐኒ ወዲ ሪመይ መዓር አፉ😘 ሃኒቾየ ዓሳዲ ባዕላ 😍😘

  • @feedcswe290
    @feedcswe290 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣስይፅሩይት