ልፃምኺ የትመስልይ እልኒ ማሜ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 เม.ย. 2022

ความคิดเห็น • 381

  • @maekeleshmezgebe3032
    @maekeleshmezgebe3032 2 ปีที่แล้ว +40

    ግልፅነቱ ደስ ክብለካ ሰላም ኣጂሚ ሰላም የፈፅምኩም እግዚኣብሔር

  • @user-yy2pz1kp4b
    @user-yy2pz1kp4b 2 ปีที่แล้ว +22

    ኣነስ ማሜ ከስሕቐኒ ኣዘራርብኡ ሃሜየ ዘረብኡ ለስሕቐኩም ላይክ ግጨዉኒ ኣሕዋተይ 🥰🥰

  • @Axumawit844
    @Axumawit844 2 ปีที่แล้ว +9

    እግዝዮ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓይኒ ልቦናኺ ይክፈተልኪ ሓፍተይ ካብ ክርስትያን ና እስልምና ምኻድ እኮ ካብ ብርሃን ናብ ፀልማት እዩ ዉይይይ ቶም ዘይፈለጡ ኣስላምስ ጨለዋ ንስኪ ኩሉ ናይ ኦርቶዶክሳዊት ቀጥተኛ መንገዲ ምካኑ ናፈለጥኪ ከምዝይ ክትገብሪ ብጣዕሚ የሐዝን ማርያምን ☝😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

    • @user-cj1xr8nz9t
      @user-cj1xr8nz9t 2 ปีที่แล้ว +1

      ብሓቂ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና ኣቤት ማሓረና ክርሰቶስ 😭😭💞🙏🙏🙏

    • @BrhanBrhan-wc4zu
      @BrhanBrhan-wc4zu 2 ปีที่แล้ว +3

      እግዚኦ (3)መሓረና ክርስቶስክርስትያን ደያ ነይራ ብጣዕሚ ሓዚነልኪ
      ዋላ እቲ ወዲ ተፍቅርዮ ትኮኒ ግን ምስይቅርታ ናብ ኣህዛብ ኢኪ ኬደኪ እንአኪ ልቦናኪ ይክፈተልኪ
      ናብ ክርስትናኪ ተመለሲ ዝሓፍተይ
      ብዝኮነ ሰናይ ኩኑ

    • @zewidimukiriti9894
      @zewidimukiriti9894 6 หลายเดือนก่อน

      ውይይይይይ 😢😢😢😢😢

    • @user-qp3sf1vn4z
      @user-qp3sf1vn4z หลายเดือนก่อน

      እግዛብሄር ናብ ልቦናኪ ይምለስኪ ሓፍተይ 😢😢

  • @user-yn8tb8ij3c
    @user-yn8tb8ij3c 2 ปีที่แล้ว +20

    ናይ ብሓቂ ማሜ ሓወይ ይገርም ህዝብና ብጥሜት ይሞውት ኣሎ ግን እንታይ ሞ ክግበር ሓድ ንኹን ኣይባሃለይ ዝሓወይ ደስ ብሃልቲ ኢኹም ደቂ ትግራይ

  • @user-wh1sd6yj6r
    @user-wh1sd6yj6r 2 ปีที่แล้ว +6

    እመብርሃን ናብ ልቦናኺ ትምለስኺ💔😭😭😭እምነትካ ቀይርካ ኳ ኣየናይ ሂወት ከይንበር ማሚ ሓወይ ክኣ ኣንቢብኩም ድኣ መርምሩ

  • @user-ub2zs9hd1u
    @user-ub2zs9hd1u 2 ปีที่แล้ว +47

    እንዃዕ ኣብፀሐኩም አጀሙሩ ይፈፅሙኩም ደቂ ትግራይ ሓላል ኩሉ ግዜ ንዓዲና ክተሉዑሉ ከለኩም ብጣዓሚ እየ ዝሕጎስ ሰላምኩም ይብዛሕ🕊🕊🕊🌹

    • @user-jn5xp1bm5i
      @user-jn5xp1bm5i 2 ปีที่แล้ว

      😂😂😂😂😂🙄🙄🙄☝☝⛪⛪⛪⛪👈👈👈👈💘💘💘💘💘✅✅✅✅✅✅

  • @netsanet7155
    @netsanet7155 2 ปีที่แล้ว +40

    ሮሞዳን ከሪም ደቂ ትግራይ ኩሕሎ 🥰🕌🕊️⛪🌿🌾🌿💛❤️🙏

    • @user-cy2qe1nh4b
      @user-cy2qe1nh4b 2 ปีที่แล้ว +1

      ተጋሩ ድዮም ህዚ እየ ዝሪኦም ዘለኩ

    • @user-jo7uy9id4b
      @user-jo7uy9id4b 2 ปีที่แล้ว +1

      @@user-cy2qe1nh4b እወ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @user-cy2qe1nh4b
      @user-cy2qe1nh4b 2 ปีที่แล้ว +3

      @@user-jo7uy9id4b እሽኒ መዓረይ

    • @user-ez9qq8hk5z
      @user-ez9qq8hk5z 2 ปีที่แล้ว

      🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-hk2tt2mn3h
    @user-hk2tt2mn3h 2 ปีที่แล้ว +33

    ኣነ ሲ ክንደኪ ብጣዕሚ አየ ዘሓዘነ ኩሉ ግዜ እመ ብርሃን ዓይነ ልቦናኪ ኣብሪሃ ናብ ሃይማኖትኪን ክብሪኪን ባህሊ ኣዴታትክን ይመለስኪ. አሜን. ብሓቂ ዲኺ ግን ልቢኺ ኣምነሉ. ሃይማኖት ክርስቲያን. ሓቂ እምነት. ምስትውዕል ስኢነኩሉ. ናብ ኣህዛብ እምነት ኣቢሉኪ. እመ ብርሃን ልቢኪ ተብረሀሊኪ ምስ ሰበኣይኪ ናብ ሓቀኛ እምነት ክተሕፂኢዮ :: ህዝበይ ስኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ት ሆሴዕ 4-6.

    • @lemlemyoutube
      @lemlemyoutube 2 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ ዝያዳይ ንኩላትና ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና

    • @user-tu4tw2pd5k
      @user-tu4tw2pd5k 2 ปีที่แล้ว +2

      Nsa dya qeyra weys nsu

    • @user-lp7yj1dy2k
      @user-lp7yj1dy2k 2 ปีที่แล้ว

      🙄መንዩ ኣህዛብ ብስምኪ ንሰብ ኣይትፀዉዒ ዳሓርካኣ ኣሚናቱሉ ተቀቢላቶ ኣላ ሓቀኛ መንገዲ ምካኑ ኣሚና ተቀቢላቶ ኣላ ንስኪ ከዚ ታይ ይምልከተኪ ዳሓርካኣ ንዛ ኣህዛብ ትብሎ መልስኪ ክህበኪእየ እንተዳኣ መፅሓፍኪ ብደንቢ ገይርኪ ኣንቢብክዮ ኣህዛብ ንዓካቱም እምበር ንዓና ኣይኮነን ትንቢተ ኤርምያስ ምዕራፍ 10*1ክሳብ 10ኣለኪ ኣንቢቢ ከየንበብኪ ዘንጠልጠል ኣይትበሊ ኣፀቢቅኪ ኣንብቢ ስቅልኪ ሰብያበለ ኢልካ ካብ ምዝራብ ምንባብዩ እት ዝበለፀ ኣምብቢ ንክትረድኢ ካብ ብእዝንካ ትሰምዖ ሰብ ዘምህረካ ብዓይንካ ገልሊፅካ ኣንብብካ ምርዳእዩ እትዝበለፀ።

    • @user-vt5wl1dw8c
      @user-vt5wl1dw8c 2 ปีที่แล้ว

      @@user-lp7yj1dy2k ምንባብ ኣይፈትውን እዮም ሱቅ ኢሎም እዮም ዝዓፍሩ እምበይ ኣብ tik tok ኮ እቶም ካልኦት ቢሂራት ዘለዉ ኣብ ማዓልቲ ቡዙሕ ሰብ እየ ዘስለም ምክንያቱ ንሶም ፅላኣት ሃይማኖት ቡዙሕ የብለሙን

    • @user-tu4tw2pd5k
      @user-tu4tw2pd5k 2 ปีที่แล้ว +1

      Men eyu Ahzab . Kab Muslim nLaeli Ahzab alo dyu . Hmak srhom Alah enda belu zhardu Kab kemzi ysewrena .

  • @lainll9080
    @lainll9080 2 ปีที่แล้ว +5

    ዝያዳየ ብዘይ ምፍላጥኪ እዩ ኩሉ ገርክዮ እነአኪ እሞ እግዚአብሔር ልቦና ልድያ ዝመለሰ ልብኪ መሊሱ ናብ እምነትኪ ይመልስኪ ጌታ እየሱስ ኩርስቶስ ንፍቅሪ ወዲ ኢልካ ክሳብ ሞት ዝሞተልካ እግዚአብሔር አይካሓድን ሞት ይሕሽ እንበር😢😢

  • @abigaltigray7411
    @abigaltigray7411 2 ปีที่แล้ว +17

    እንካዓ አብፀሐኩም ሰላም ንህዝብና እሰከ✝️💚☪️🙏

  • @tirhasadane8906
    @tirhasadane8906 2 ปีที่แล้ว +8

    ራማዳን ከሪም🙏💛❤️ እግዚአብሔር ናይ ህዝብና መከራ አርሒቁ ናይ ህዝብና ሰላም ይመልሰልና ንመላእ እሰልምና ተከተልቲ እንካዕ ንምጅማር ፆም ራመዳን አብፀሐኩም ንመላእ ኦርቶዶክስ እምነት ተከተልቲ ድማ እግዚአብሔር ናይ ህዝብና ሰናይ ትንሳኤ ንሪአሉ ባዓል ክገብረልና ናይ እግዚአብሔር ቅዱሰ ፍቃዱ ይኩን አሜን።🙏💛❤️💔

  • @solianakahsay8552
    @solianakahsay8552 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣጆኹም ሓላላት ኩሉ ብሓይሊ እግዚኣብሄር ክሓልፍ ዩ 🙏🙏🙏 ህዝብና ካብዚ ወሪዱዎ ዘሎ ምፀተ ኣለም ይምሓሮ፣ ባዕሉ ይቅር ይበለልና 🙏🙏🙏

  • @user-habeshawit
    @user-habeshawit 2 ปีที่แล้ว +5

    ሻሃር ሙባረክ ዎ ሮሞዳን ከሪም ክቡራት ማሜ ሓወይ &ሃኒ ሓፍተይ ፅቡቅ ምጅማር ፆም እናበልኩ ማሜ ዋላ ምስራሕ ኣይትሓግዛ ምቅርራብን ምልዓልን ሓግዛ ምሕፃብ እውን ሓደራኻ ብጣዕሚ እዩ ዘድክም ስለዚ ናይደገ ጥራሕ ዘይኮንካስ ኣብገዛውን ክትሕግዛ ብትሕትና ይዕድመካ ማሜ ወድነዋ ብዝተረፍ ውድድድድ ጥግድረስ ንክልቴኩም ኣሕዋተይ

  • @alsatigraweti6688
    @alsatigraweti6688 2 ปีที่แล้ว +14

    ረሞዳን ከሪም ደቂ ዓባይ ሃገር ትግራይ💛❤

  • @nurhussen1924
    @nurhussen1924 2 ปีที่แล้ว +12

    ማሻአላህ ረመዳን ከሪም አላህ ለትግራይ ህዝብ ይድረስለት ያረቢ 🙏🙏🙏🙏

  • @mahisana1809
    @mahisana1809 2 ปีที่แล้ว +13

    መልካም ፈጡር ደቂ ትግራይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትየኩም

  • @herangualagame7447
    @herangualagame7447 2 ปีที่แล้ว +8

    ይጠራጠር ኣለኹ እየ ኣየ ማሜ😂ረሞዳን ከሪም ከኣ ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ይፈጽምኩም❤️

  • @tsegatsega4101
    @tsegatsega4101 2 ปีที่แล้ว +6

    ማሚየይ ኣነስ ዙፅውኦ ካም ናዓዱ ደስ ክብለካ ሃኒየይ ለ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም🤲

  • @sofia___bint___islam7594
    @sofia___bint___islam7594 2 ปีที่แล้ว +9

    ረመዳን ሙባረክ 🕌🕋🌻🌼

  • @user-zp3wo4vi6r
    @user-zp3wo4vi6r 2 ปีที่แล้ว +5

    እንካዕ አብፀሐኩም ሙቁራተይ ሮሜዳን ከሪም
    ተጋርዋይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🌿🌿💐💐
    ፍቅርኩም ንዘልአለም ይንበር አሕዋተይ
    ግን ከዓ አቅኒእኩምና ንሕና ብስራሕ ማአዝ ከንበልዕ
    ብዝኮነ አጀሙሩ የፈፅሙኩም ረቢ ይሓግዝኩም
    ዓድና ሠላም ይግበረልና 💟

  • @betimodel6712
    @betimodel6712 2 ปีที่แล้ว +4

    ደስ ክብሉካ ፁሩያት💛❤️ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም remedal kerim

  • @user-wi3xj6gb1i
    @user-wi3xj6gb1i 2 ปีที่แล้ว +9

    ርሞዳን ከርም ሙስሉም ኣሕዋትና😍 ግን ይቅርታ ወጀራት ሙስሉም እነሆ ድዩ😳

    • @netsanet7155
      @netsanet7155 2 ปีที่แล้ว +1

      ቀይራ እያ ግን ሃይማኖት ናይ ግሊ እዩ ኣይምልከተናን።

    • @user-wi3xj6gb1i
      @user-wi3xj6gb1i 2 ปีที่แล้ว

      @@netsanet7155 ድዩ ok😟

  • @user-dy3ur1jn7w
    @user-dy3ur1jn7w 2 ปีที่แล้ว +7

    እንካዕ ኣብፀሐኩም ሙቁራት ሰናይ ናይ ፆም ግዜ ይኹነልኩም 👍❤

  • @user-jn6jl4fl3r
    @user-jn6jl4fl3r 2 ปีที่แล้ว +3

    ሮሞዳን ከሪም ኣሕዋተይ ፅቡቅ ፆም ይኩነልኩም ናዓድና ለ ሰላም ይግበረልና ኣሜን🙏🙏🙏💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️

  • @mahluhalu5915
    @mahluhalu5915 2 ปีที่แล้ว +6

    እንካዕ አብፀሐኩም ደቅነይ ማዓረይ ብሰላም አጀሚሩ ብሰላም ይፈፅመልኩም ረሞዳን ከሪም🙏❤️💛

  • @rumanaabdelalim4310
    @rumanaabdelalim4310 2 ปีที่แล้ว +3

    Meshallah Aleyna Wealekum I am from Eritrea 🇪🇷

  • @user-gl9bh9ly1m
    @user-gl9bh9ly1m 2 ปีที่แล้ว +5

    ብሩኽ ይግበረልኹም💖❤

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih 2 ปีที่แล้ว +21

    ሮሞዳን ከሪም ደቂ ሃገረይ
    ኣነስ ክፈትወኩም ዝኮነ ነገር ፅብቅ ዝበለ ተሪእኩምስ ትግራይ ተየልዐልኩም ዘይኮነልኩም ኩሉ ምሳኩም ተትከውንስ ክንደይ ምፀበቀ ሃገረይ ምዓምበበት ዕድመን ጥዕናን ንዓኩም🙏💘❤💛💛💛❤❤❤

    • @mamehanan1955
      @mamehanan1955  2 ปีที่แล้ว +12

      ትግራይ ኣብ ልብ ኹሉ ትግራዋይ እዩ ኣብዚ ሕዚ ግዜ ሰላምና ክምለስ ዩ

    • @abigaltigray-ur2ih
      @abigaltigray-ur2ih 2 ปีที่แล้ว +3

      @@mamehanan1955 ትክክል ሑቡየ ግን ናታትኩም ግን ፍልይ ኣቢለ ይሪኦ ብዝኮነ ኣጆና እወ ፅሩያተይ💖💖💖💖💖💖💖👏👏👏👏👏👏

    • @hhggcc6251
      @hhggcc6251 2 ปีที่แล้ว

      እንኳዕ ኣቡፀሐኩም ግን የቅርታ ክሓተኩም ሙስሉም ድኩም ግን ይቅርታ ብድጋሜ

    • @netsanet7155
      @netsanet7155 2 ปีที่แล้ว

      @@hhggcc6251 እወ

    • @user-lj9yh7fd6y
      @user-lj9yh7fd6y 2 ปีที่แล้ว +1

      @@mamehanan1955 ትክክል እግዚአቢሔር ንመን ኢሉዎ ኩልና በብእምነትና ብፆሙን ፀሎትን ስግዳንን ጥራይ ንበርትዕ ሃይማኖት ናይ ግሊ እዩ ሃገር ግን ናይ ሓባር እዩ ሰላምን ራህዋን ንህዝብና🙏🙏🙏

  • @rufhhfugyu262
    @rufhhfugyu262 2 ปีที่แล้ว +4

    ማሻኣላህ ካቶም ኣዲነቕቲ ሓደ ኣድናቕኹም ኣለኹ ኣነ ኣጆኹም ደቂ ዓበይቲ ዱዉዓ ግበሩ

  • @user-yn6mq5od2t
    @user-yn6mq5od2t 2 ปีที่แล้ว +3

    ماشاءالله ماشاءالله ماشاءالله تبارك الرحمن
    الله يحفظكم ويسعدكم حبابي

  • @user-bu9os7ob7q
    @user-bu9os7ob7q 2 ปีที่แล้ว +1

    Enkan be selam metsakum nhagerna ewun selam yegberelna fetari 😍❤️💛🙏

  • @vjr7453
    @vjr7453 2 ปีที่แล้ว +3

    ክርስትያን ድኻ ነይርኻ ማሜ ሓወይ🙏💊
    ፈጣር ከይርአና ንሕባ ነይርና ኣብ ትሕት ዓራት ስለ ዝበልካ እየ።

  • @user-pu5cy9gy4f
    @user-pu5cy9gy4f 2 ปีที่แล้ว +12

    ኣይይይይ ፅርያት ክፈትወኩሙ❤❤❤❤

  • @medihintadese7390
    @medihintadese7390 2 ปีที่แล้ว +8

    እንኳዕ አበጸሐኩም ንሃገረና ሰላምን ፍቅርን የወረደልና💐አነ ክሓተኩም ዝደሊ ግን ምሰ ተኣዘነ ቃልጥፍኩም ትጥዕሙ አና ትረጉም አለዎ ደዩ ኮይኑ ተሕልፍኩም ሰዓት ከ

  • @aboodynassir69
    @aboodynassir69 2 ปีที่แล้ว

    ማሻኣላህ ዎ ተባራካልህ ኣላህ ይሕፍዝኩም ሮሞዳን ሞባረክ !! From Ertirea

  • @user-bu8bt3hh3i
    @user-bu8bt3hh3i 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሰይ ፅርያት ደመዳን ከሪም ንመላእ ተከተልቲ እስልምና❤️💛❤️

  • @user-eb7vs8md8k
    @user-eb7vs8md8k 2 ปีที่แล้ว +9

    ማሜ ንጹህ ልቡ 😁❤❤❤❤❤

  • @alemhagos8695
    @alemhagos8695 2 ปีที่แล้ว +2

    ሮሞዳን ከሪም ምቁራት ኣሕዋት M&H ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @user-ut7eg7nm9u
    @user-ut7eg7nm9u 2 ปีที่แล้ว +6

    እውይ ማሜስ ተዓዲልኪ ግልፂ እዩ ዘውግዕ ገርሂ ሰብ እዩ

  • @hadiadam4325
    @hadiadam4325 2 ปีที่แล้ว +1

    Mashallha 💊💊💊💊❤️❤️💊💊💊💊💊💊

  • @mesiendertawit9608
    @mesiendertawit9608 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይ ፅቡቋተይ ቡሩኽ ፆም ይግበረልኹም❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @user-yn6mq5od2t
    @user-yn6mq5od2t 2 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ሓቡሩ ኣብፀሐና

  • @gualaragure8784
    @gualaragure8784 2 ปีที่แล้ว +4

    ሮሞዳን ከሪም ወለላታት ሙስሊም ተጋሩ ንኹሊኩም
    ሃይማኖት ናይ ውልቀ እዩ በቢሃይማኖትና ንፀሊ ነዛ ናይ ሓባር ሃገርና ትግራይ❤💛🙏

  • @user-yn6mq5od2t
    @user-yn6mq5od2t 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውው ማሻኣላህ ዓለይና ወዓለይኩም

  • @hadiadam4325
    @hadiadam4325 2 ปีที่แล้ว +2

    ረመዳን ከሪም ን ኣብ መላእ ዓለም ትርከቡ ሙስሊም ተጋሩ እንኳዕ ንረመዳን ፆም ኣብፀሐኩም። ሰላምን ቅሳነትን ህዝብና የብዘሓዮ ፈጣሪ።

  • @tigstlove3255
    @tigstlove3255 2 ปีที่แล้ว +1

    Remedan kerim burukatey tsibuk tsom yigberelina tigrayna selam yigberelina EnshaAllah

  • @kuluhlafi
    @kuluhlafi 2 ปีที่แล้ว +2

    ፁሩያት

  • @yasinahmed922
    @yasinahmed922 2 ปีที่แล้ว +1

    مشالله وتبركالله منورين

  • @Channel-vj9tk
    @Channel-vj9tk 2 ปีที่แล้ว +7

    እንካዕ ብሰላም መፀኩም ዝፈትወኩም ደቂ ትግራይ

  • @abdelkerimseid1847
    @abdelkerimseid1847 2 ปีที่แล้ว

    ማሻኣላህ

  • @solianakahsay8552
    @solianakahsay8552 2 ปีที่แล้ว +1

    ማሜ ሓወይ ብተደጋጋሚ ዓድና ኸ ከመይ ይኾኑ ኣለው ዮም፡ ዓድና፣ ዓድና ምስ በልካስ ብጣዕሚ ኣምቢዕካኒ ቡኡነት💔💔💔 ብዝኾነ ኣጆኻ ፈጣሪ ዓድና ስላምን፣ ፅጋብን የውርደልና ኣሜን💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @aaasaaas7371
    @aaasaaas7371 2 ปีที่แล้ว

    ፅሩያት 😍👌

  • @wjiwiijdjeke9760
    @wjiwiijdjeke9760 2 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ አብፀሐኩም ማዓራተይ💓

  • @saraberhe865
    @saraberhe865 2 ปีที่แล้ว

    Ramadan kerim Mame and hanan

  • @ewniteyemimeseleginwesheti8743
    @ewniteyemimeseleginwesheti8743 2 ปีที่แล้ว +1

    😂😂😂😂Habaybi Yame Honi Yame Eniwedachuwalen 😍😍😍😍🤗

  • @user-ws3ht4dc8t
    @user-ws3ht4dc8t 2 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ኣብፅሐኩም ረመዳን ከሪም
    ብሰላም ኣጀምሩ ብሰላም ያፈፅምኹም 💛❤️

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ፅሩያተይ ሮምዳን ከሪም

  • @user-nv6mn1nj3g
    @user-nv6mn1nj3g 2 ปีที่แล้ว +3

    ሙቁራተይ😘😘♥️♥️

  • @tsegatsega3419
    @tsegatsega3419 2 ปีที่แล้ว +3

    ሮሞዳን ከሪም ሓላላተይ❤🥰🥰

  • @Gigi-hi9ix
    @Gigi-hi9ix 2 ปีที่แล้ว +1

    መሻላህ መፈፀምትኡ የርእየና ረማዳና ከሪም

  • @user-pu5cy9gy4f
    @user-pu5cy9gy4f 2 ปีที่แล้ว +6

    እንክዓ ደቅ ትግራይ ኮንኩሙ 🙏🙏❤❤❤❤

  • @user-br8ov6wr8t
    @user-br8ov6wr8t 2 ปีที่แล้ว +2

    እንኻዐ ኣብጸሐኩም ጽሩያተይ

  • @misses4353
    @misses4353 2 ปีที่แล้ว

    Ramadan Kareem!

  • @user-tu5yu8xq9k
    @user-tu5yu8xq9k 2 ปีที่แล้ว

    ክክክክክ ሽድሽተ ነይረን ኣየ ማሚየይ ንፁህ ፅብቃተይ

  • @tigrayadey7792
    @tigrayadey7792 2 ปีที่แล้ว +2

    easy konjo 💛❤️💛❤️💛

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam7992 2 ปีที่แล้ว +4

    🥰💞💜🙏

  • @mihiratadese4634
    @mihiratadese4634 2 ปีที่แล้ว +3

    ሮሞዳን ከሪም ደቂ ዓደይ ሙስሊም ምስ ክርስትያን ኣፋቂሩ ኣየፃለአና

  • @ry8319
    @ry8319 2 ปีที่แล้ว +2

    ሮሞዳን ከርም ክቡራት አሒዋትና ❤❤

  • @user-hp8hl1pl5i
    @user-hp8hl1pl5i 2 ปีที่แล้ว +7

    ሮሞዳን ክሪም ዞም ናትና 🙏🥰
    ኮመንት ብድንግላ ባዕለይ ✊😁

  • @sgaltigray8354
    @sgaltigray8354 2 ปีที่แล้ว +2

    😘😘😘😘

  • @axumawitkingdom3287
    @axumawitkingdom3287 2 ปีที่แล้ว +1

    Romedan kerim mukuratey🥰🥰🥰

  • @user-vz8pf7vt9f
    @user-vz8pf7vt9f 2 ปีที่แล้ว +1

    ሮሞዳን ከሪም ማምየ & ሃኒየ ጽቡቃት❤💛

  • @user-wg4qf5zb6o
    @user-wg4qf5zb6o 2 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ኣብፀሐኩም የሕዋተይ

  • @miligaltigray1174
    @miligaltigray1174 2 ปีที่แล้ว +2

    ተጋሩ በጃኩም ምድያና ነዐቢ ናብ ናማትና ጥራሕ ኣይንርአ ነንማሜ ከኣ ማራ እየ ዝፈትወኩም ኣጀኩም በርትዑ💘💘💘💘

  • @dydu8272
    @dydu8272 2 ปีที่แล้ว

    ማሚየ ሂንየ ፍቅርኩም ይብዛሕ

  • @wedisuwue3753
    @wedisuwue3753 2 ปีที่แล้ว

    Mashalah mashalah enqae natna konkum

  • @zufan8097
    @zufan8097 2 ปีที่แล้ว +1

    ሙቁራተይ ፅቡቅ ፍጡር ይግበረልኩም ደስ ክትብሉ ዓድና ዓድና እኮ ኢልኩም ለባማት ክንበልዕ ክንብል ዝጠመየ ህዝብና ናተርአየና ምውራድ ኣብይና😥💔
    ማሜ ክኣ ኣቅሑ ሓግዛ ከምታ ብሓደ ዝበላዕክምወን ብሓደ ሕፀብወን😀😁

  • @jemalkahsay4300
    @jemalkahsay4300 2 ปีที่แล้ว

    Ramadan kareem deki tigray.

  • @amu4961
    @amu4961 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣስይይይይይይ ፁሩያት ሮሞዳን ከሪም

  • @meiridesta1364
    @meiridesta1364 2 ปีที่แล้ว

    Bselam ajemiru bselam yefetsmkum deki halal meret tegaru . Romodan kerim ❤

  • @reyta8878
    @reyta8878 2 ปีที่แล้ว

    romodan Mubarak

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 2 ปีที่แล้ว

    ረሞዳን ከሪም ፅሩያት ተጋሩ ኣነስ ማሜ ክናገር ተሎ መቐለ ለለኩ መሲሉ እዩ ልስምዐኒ ብሰላም ኣጀሚሩ የፈፅምኩም ኣሕዋተይ ❤💛🙏

  • @lamlm2777
    @lamlm2777 2 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤

  • @user-di1ef6yr3m
    @user-di1ef6yr3m 2 ปีที่แล้ว +3

    🥰🥰🥰🥰🥰

  • @khadijatunu2424
    @khadijatunu2424 2 ปีที่แล้ว +2

    😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @user-he2xr5fm5h
    @user-he2xr5fm5h 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ በረሀ ክክክክክ😉😉🌹🌹🌹🥰🥰🥰

  • @weynigaltewahdo2141
    @weynigaltewahdo2141 2 ปีที่แล้ว +2

    😘😘😘❤❤

  • @abdelhafizhagos1193
    @abdelhafizhagos1193 2 ปีที่แล้ว +2

    ሮሞዳን ሞባረኽ

  • @user-sf2tb1yd1x
    @user-sf2tb1yd1x 2 ปีที่แล้ว

    ሮሞዳን ከሪም ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የፈፅምኩም ፅሩያተይ🙏

  • @rahwajemal430
    @rahwajemal430 2 ปีที่แล้ว

    Remodan Mubarak deqi halal mereat

  • @user-cy2qe1nh4b
    @user-cy2qe1nh4b 2 ปีที่แล้ว

    ዉይ ስሓቅ ሞይተ ፈጣሪ ከይሪእና ናበልና ትሕቲ ዓራት ትሓቢእና ንበልዕ ነርናያ ሓቅካ ቁልዕነት ታይ እሞ ዘይግበር
    ሽኮሪናታት ሕዚ ንመጀመርያ ግዜ እየ ዝሪኣኩም ዘለኩ ኮለል ኮለል ክብል ኣጋጣሚ ረኪበኩም እና ተጋሩ ዲኩም

  • @yasinahmed922
    @yasinahmed922 2 ปีที่แล้ว +1

    🌹💝

  • @tsigehaylu8798
    @tsigehaylu8798 2 ปีที่แล้ว +3

    ❤💛❤😘🙏

  • @selambrhane5825
    @selambrhane5825 2 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-uy7cw1nv7z
    @user-uy7cw1nv7z 2 ปีที่แล้ว +1

    🥰🥰

  • @yfyfmfhftu892
    @yfyfmfhftu892 2 ปีที่แล้ว

    ሰላማት አሕዋተይ ደስስ ትብሉ ፅቡቅ ረሞዳን ይግበረልኩም

  • @abuand1382
    @abuand1382 2 ปีที่แล้ว +2

    ሮሞዳን ከሪም ደቂ ትግራይ ሽኮር ኣምላክ ኣጀሙሩ የፈፅምኩም ትግራይና ድማ ሰላም ይመፀኣና

  • @yordanostsegay5751
    @yordanostsegay5751 2 ปีที่แล้ว +2

    ❤️❤️☪️

  • @rahwagere4062
    @rahwagere4062 2 ปีที่แล้ว

    Tigray first ❤️✌️

  • @memomon4858
    @memomon4858 2 ปีที่แล้ว

    ኣይይይይይይይይይ ልቦና ይሃብክ