Kemalatkum -ገሬ እሙን Part 12 -New Ethiopian Tigrigna Comedy- gere Emun -(FULL) 2019

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
  • Kemalatkum - New Ethiopian Tigrigna Comedy- gere Emun - ገሬ እሙን Part 12 (FULL) 2019
    © Copyright: Kemalatkum Entertainment . Any unauthorized use, reupload or distribution is strictly prohibited.
    Kemalatkum Entertainment Channel Enjoy!!!
    #Gereemun#ፋራ መከራ ተኸታታሊ ድራማ ትግርኛ Sitcom Drama#NewTigrignaMusic #KemalatkumSitcomSeries

ความคิดเห็น • 337

  • @Belewkelew-s9o
    @Belewkelew-s9o 5 ปีที่แล้ว +309

    ኣታ እዛ ጆኮር ትበሃል ሰብኣይ ማራ ኢያ ከተጸልለኒ ትደሊ ንጆኮር ዝፈቱ እስከ ላይክ ኣግርጭው ከየበለ ከይሓልፍ

  • @ኣቤል-መ3ፈ
    @ኣቤል-መ3ፈ 5 ปีที่แล้ว +175

    አቓ ደሓን መሻኩም በዓኣል ገሬ ሽኮርናታት.
    ንፈለማ ግዜ አየ ቀዳማይ ኮኦመንት ዝጽሕፍ ዘለኹ like ሃቡና በጃኹም 🙏😘😘😘

  • @mikimiki8097
    @mikimiki8097 5 ปีที่แล้ว +19

    ኣብ ሙሉእ ሂወት ከምዚ ገይረ ሲሒቀ ኣይፈልጥን ተጋሩ ደርፊ እምበር ፍሊም ኣይነበረኩም ሕጂ ግን ገርየ እሙን ብጣዕሚ ሓያል ኣምጺኣኹም ሓገዝ የድልዮ እዩ ሓገዝ ክብል ከለኹ ናይ ፋይናንስ ክትሕግዝዎ ይላወብኩም ተቀመጣይ ኢስራኤስ ኤርትራዊ i love u wedi keshi hawey

  • @divoras
    @divoras 5 ปีที่แล้ว +12

    ንፉዓት ደቂ ትግራይ ኣሕዋት በርትዑ ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ!

  • @ፋናጋልዞምጀጋኑፋናጋልዞም
    @ፋናጋልዞምጀጋኑፋናጋልዞም 5 ปีที่แล้ว +34

    ዌልካም ደቂ ትግራይ ዓደይ ሓባይብ ሰላምኩም ይብዛሕ ሽኮሪናታታ እቲ Like እውን ሂብናኩም ኢና 💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @ktube2655
    @ktube2655 5 ปีที่แล้ว +77

    ደገፍቲ መቀለ ስብዓ እንደርታ ቅድሚ ሒደት ስዓት ካብ ዝተዓገትሉ ማእስርቲ ኣዲስ ኣበባ ተለቂቆም።
    ዓወት ንሓፍሽ!✊

    • @samrawit7393
      @samrawit7393 5 ปีที่แล้ว +4

      💔💓💓💓👌👌👌💪💪💪💪ይቅንየልና

    • @AbCd-dy8ik
      @AbCd-dy8ik 5 ปีที่แล้ว +1

      ሳሊሕ k tube ሓቂ ድዩ

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 5 ปีที่แล้ว +3

      @@AbCd-dy8ik እወ ሓቂ እዩ ዝተአስርሉ ምክንያት እውን ንድሕንነቶም እዩ ናይ ቡና ድግፍቲ ክውቅዕወም ይፃናወተውዎም ነይሮም ተባሂሉ እኮ

    • @ሓበሻዊት-ሐ6ጠ
      @ሓበሻዊት-ሐ6ጠ 5 ปีที่แล้ว

      መልሲይ ደልየ አለኩ አንታይ ኮይኖም አዩም ተዓጊቶም ነሮም ባዓል መን ኢዩም ተቀቲሎም????

  • @zufanzufan4943
    @zufanzufan4943 5 ปีที่แล้ว +41

    .መርሓባ ደቂ ሓፍቲ ሰላም ንዓኹም ይኹን ዓወት ንጋንታ ኩዕሶ እግሪ መቐለ

  • @ዝረየለይፍቕሪጆርጆዩመምህ
    @ዝረየለይፍቕሪጆርጆዩመምህ 5 ปีที่แล้ว +54

    ጽቡቕ ስራሕ ዩ ሓላላት ቀጽልሉ እዞም ተረፍ ደርጊ ነሕዋትና ደገፍቲ ጋንታ መቐለ ሰብዓ እንደርታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጌታቸው ኣሰፋ መሲልዎም ዓጊትዎም ስለ ዘሎ ጸሎት ግበርሎም

  • @wedimiki5318
    @wedimiki5318 5 ปีที่แล้ว +23

    ሓደረኩም ዞም ዓበይቲ ስነ ጥበባዊያን
    ነዞም ተስፋ ዘለዎም ቆሉዑ ኣብ ትሰርሕዎ ፊልም ኮነ ኮመድይ ከይትገድፍዎም ናይ ብሓቂ ተስፋ ዘለዎም ኢዮም፡
    ተዘይ ተጋጊየ ደረሲ ናይዛ ኮመድይ ጆኮር ኢካ ስለዚ ነዞም ቆሉዑ ኣብዝመጽእ ስራሕካ ከተሳትፎም ኣለካ ካለኦት ደረስትዉን።
    ብዝኮነ ብጣሚ ዝነኣድ ስራሕ ኢዩ ቀጽልዎ ደቂ ትግራይ የሕዋትና ካብ Eri,

    • @akberetsemere6717
      @akberetsemere6717 5 ปีที่แล้ว

      völlig 88ioo90klg94@@gereemunentertainment vkloo

    • @wedimiki5318
      @wedimiki5318 5 ปีที่แล้ว

      @@gereemunentertainment Welcome ንብለኩም ንሕና ከኣ ላይክን ሳብስክራይብን ኣይንሓምቅን!

    • @ናይኩርስቶስባርያ
      @ናይኩርስቶስባርያ 5 ปีที่แล้ว

      ንዓይ ናብኡ ከም አእተውኒ ግርም ነይሩ አብ ስደት እየ ዘለኩ ግን ድርሰት እነደረስኩ ንሰርሕ እና ብመንፍሳዊ ድራማ

  • @ፋናጋልዞምጀጋኑፋናጋልዞም
    @ፋናጋልዞምጀጋኑፋናጋልዞም 5 ปีที่แล้ว +74

    ዌልካም ደቂ ትግራይ ዓደይ ሓባይብ ሰላምኩም ይብዛሕ ሽኮሪናታታ እቲ Like እውን ሂብናኩም ኢና 💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕

    • @ashahs3383
      @ashahs3383 5 ปีที่แล้ว +1

      Fana Gal Tgray Fana Gal Tgray Schuylkill

    • @nbgg6565
      @nbgg6565 5 ปีที่แล้ว

      ቅስንትገብረ0532159928

  • @amanhadish6878
    @amanhadish6878 5 ปีที่แล้ว +23

    ንገርየ ልፈቱ like ኣጥምኒ

  • @chegermedia
    @chegermedia 5 ปีที่แล้ว +18

    Fetewti ገሬ እሙን SUBSCRIBE esti gberuley deki tigray ADEY Kah Eluniwa!!

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 5 ปีที่แล้ว +29

    ገሬን ዘረኣብሩኽን ኣድኒቐኩም ቀጽለሉ ደቂ ትግራይ ዓደይ ጀጋኑ

  • @eblihiwet288
    @eblihiwet288 5 ปีที่แล้ว +10

    ዘረኣብሩኽ ናይዛ ፍሊም መቀረት ሂብዋ ኣጆካ ቀጽሎ

  • @ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ
    @ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ 5 ปีที่แล้ว +23

    እንቃዕ ብዳሓን መጻኩም ክብራት ኣሕዋት

  • @ፋኒወዲየማነ
    @ፋኒወዲየማነ 5 ปีที่แล้ว +42

    I am Eritrean and I 💖 love you ደቂ ትግራይ ሸኮራት

  • @haftomtesfay1475
    @haftomtesfay1475 5 ปีที่แล้ว +9

    እታ ምስ ገሪ ዘላ ጋል ትግርኛኣ ክሹኩር ካልኦትኩም ውን ከምኣ ኩኑ

    • @mahderbrhane9117
      @mahderbrhane9117 5 ปีที่แล้ว +2

      ደቂ መቀለ እዬም ይመስለኒ ርግአት ጓል ዓድዋ ሸረ አኩሱም ሑሞራ ካብኦም እያ ዘረባአ

  • @bereketgaeushun6901
    @bereketgaeushun6901 5 ปีที่แล้ว +5

    ርግኣትስ ላሃጃ ኣዘራርብኣ ጋል ኤርትራ ጥዕማ። ንፉዓት ኣጆኹም በርትዑ።

  • @yebuabu269
    @yebuabu269 5 ปีที่แล้ว +12

    ጽቡቅ ስራሕ አዩ ቀጽልዎ።
    ግን ኩሎም ተዋሳአቲ ኣስማቶም ኣይቀረበን ።

  • @Alembrhan_mengediawet
    @Alembrhan_mengediawet 5 ปีที่แล้ว +2

    ዳዊት ፀጋይ ይበሃል ኣብ ከተማ ዕ/ዓርቢ እዩ ተወሊዱ ዓብዩ ። ኣዝዮ ዝማርክ ተባዕታይ ድምፅን ብርቱዕ ናይ ሙዚቃ ስምዒትን ኣለዎ። ናይ ቀደም ደርፊ ምስማዕን ደጊሙ በቲ መረዋሕ ድምፁ ምድራፍን ከፅልሎ እዩ ዝብል።
    1. ዳዊት ፀጋይ ናይ ገ/ፃዲቅ ወ/ዮሃንስ “ይበሳጨው ኣለኩ” እናደረፈ ንምርኣይ ኣብዚ ሊንክ ቃዕ የብሉ th-cam.com/video/2JHoXtM-YVo/w-d-xo.html
    2. ዳዊት ፀጋይ ናይ የማነ ባርያ “ዘመን ተቀይርካኒ” እናደረፈ ንምርኣይ ኣብዚ ሊንክ ይጠውቁ th-cam.com/video/2JHoXtM-YVo/w-d-xo.html
    3. ዳዊት ፀጋይ ናይ ሃይለ ገብሩ “ሻላላ’ላ” እናደረፈ ንምርኣይ ኣብዚ ሊንክ ይጠውቁ th-cam.com/video/3mLDoFujonI/w-d-xo.html
    4. “ሓዘን ተሰመዓ” ዝብል ደርፊ ንምርኣይ ኣብዚ ሊንክ ይጠውቁ th-cam.com/video/7xPS8sbLLzM/w-d-xo.html
    ከምኡ ድማ ካልኦት ብጣዕሚ ዘዝናንዩ ዘምህሩን ቪዲዮታት ምርኣይ ኣብዚ ሊን ክ ብምጥዋቅ Subscribe ይግበሩ። th-cam.com/channels/Ly3M2vzrLHOtfnUxLOqFIQ.html

  • @tombest8348
    @tombest8348 5 ปีที่แล้ว +8

    ንመጀመርያ ግዜ ካብ ዉሽጢ ልበይ ተሓጊሸ ኣነ በኩም ሸይ ሸይ....keep it up

  • @richoyeyosefmist6685
    @richoyeyosefmist6685 5 ปีที่แล้ว +5

    Ata Desss Kebluka GBU All Deki Tigray Mearey 💝💝 Haftukum Richo 💝🇻🇳🇻🇳

  • @ኣይሞቱንጀጋኑናህያውእዬም
    @ኣይሞቱንጀጋኑናህያውእዬም 5 ปีที่แล้ว +65

    ዌል ካም ደቂ ትግራይ ዓይነይ ተናፊቅኩም እስኪ ከምዚ ከማይ ዝናፈቅኩሞም👍

  • @ጋልመቐለ-ኀ3ጸ
    @ጋልመቐለ-ኀ3ጸ 5 ปีที่แล้ว +8

    እንካዕ ዳሓን መፀእኹም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ሰብ ጡዕማት ላዛ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩ ሕበሩ ስመሩ ።

  • @mosesaser9144
    @mosesaser9144 5 ปีที่แล้ว +13

    ሕጋዊ ከታሪ🤣🤣🤣🤣

  • @dyakonkeleme9992
    @dyakonkeleme9992 5 ปีที่แล้ว +13

    ደቂዛ ሓላል መሬት

  • @bilalmahammed4946
    @bilalmahammed4946 5 ปีที่แล้ว +20

    I am Eritrean. Waaawwwww gele aynet comedy qexlwo kulatkum xubuk alekum bflay lemlem ayney zelewa akburot ab laeli hadaran deqan perfect .mara ga aytdonkuyna ajokzm.

  • @heluorthodox9401
    @heluorthodox9401 5 ปีที่แล้ว +10

    ንፎትየኩም ኢና ደቂ ዓድና

  • @sofiuyg4291
    @sofiuyg4291 5 ปีที่แล้ว +27

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ ትግራይ ሽኮርናታት

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว +2

    *ዘሬ ክትዛረብ ከላ ነ ከኣ ብሰሓቕ ይዝረር 🤣*

  • @megdelawitmhreteab8142
    @megdelawitmhreteab8142 5 ปีที่แล้ว +3

    Giri shcor moyti bshaq nay girin bitin sahk wediekmuni😂😂😂😂😂😂😂😂🤣🤣🤣🤣🤣😂😂😂🥰🥰🥰🌹🌹🌹😍😍😍😘😘😘😘🌹🤣🌹🌹

  • @ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም
    @ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም 5 ปีที่แล้ว +6

    ርግኣት ኣካዳድንኣ ደባሪት ጓል ዘብራኣብሩክም ብቻ ቀፅልሉ ደስ ብሃልቲ

  • @ptegegn1
    @ptegegn1 5 ปีที่แล้ว +30

    ናይ ኢትዮጵያ ባንዴራ ኣይተብዝሑ። ናይ ትግራይ ባንዴራ ኣብዝሑ።

  • @rozaa33m9
    @rozaa33m9 5 ปีที่แล้ว +7

    እንኳዕ ደሓን መገፃእኹም ማራ እየ ዝሕብየኩም ቀፅልሉ ደቂ ሓላል መሬት

  • @mosalah5462
    @mosalah5462 5 ปีที่แล้ว +1

    geriye naybahaki rigat makoran gelen wuditi kola iya 😂😂😂😂😂

  • @habtomhagos243
    @habtomhagos243 5 ปีที่แล้ว +9

    Nber Kber Jigna Hzbi TIGRAY Nice MOVIE from ERITREA

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 5 ปีที่แล้ว +6

    ቀጽልሉ ጽቡቅ ስራሕ እዪ ደቅዛ ቅድስቲ መሬት ትግራይ

  • @zufanabraha2824
    @zufanabraha2824 5 ปีที่แล้ว +6

    እዛ ናይ ኢትዮጵያ ባንዴራ ኣውፁልና ህውከት ዳኣ ይባሃል

  • @sofiat3079
    @sofiat3079 5 ปีที่แล้ว +7

    ሽኮራት ደቂ ዓደይ ንፉዓት 😘😘😘😘

  • @abrahamtsegay4557
    @abrahamtsegay4557 5 ปีที่แล้ว +2

    Velkommen Jeg Elsker alle dere Deqi Tigray adeyy adi 💝👏👏👏👏👏👏👏👏👏👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🚵‍♀️🤙🙏🤙💋💋💋💋💋💋💋🇳🇴🇳🇴🇳🇴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇳🇴🇳🇴

  • @kbromgrmay19santi30
    @kbromgrmay19santi30 5 ปีที่แล้ว +22

    በቃ ሓንቲ ኣይወጻኩምን ኢዩ ተጋሩ ሕስድናን ተንኮልን ከዲፍኩም በሉ ሃየ ድሕሪ 4 ዓመት ምስ
    ማዘረይ ተራኪበ ኢየ ዝጽሕፈልኩም ዘለኩ
    ኣጆኩም፡ቀጽልዎ ሓውኩም፡ኤርትራዊ ካብ ካናዳ
    ላይክን ሳብስክራይብን ጌርሉም፡ኣበራትዑና

    • @danitigray6813
      @danitigray6813 5 ปีที่แล้ว +21

      አረ ሕስድናን ክፋእን ሲ ናታትኩም ስራሕ ረሳሕ መልሓስ ተዛሪበ ኢልካ እኮ ኢካ

    • @selamethiopia4670
      @selamethiopia4670 5 ปีที่แล้ว +7

      ኣቲ ጓል ማማ ጉጉማ ሓማሴን ሱቅ በሊ ዘልዛል

    • @abrahamafewerkimyking8757
      @abrahamafewerkimyking8757 5 ปีที่แล้ว

      Ata kulu gezi diyu Mes mama alko tebl ba kkkk hasdnas abekom Eya zelo aytzrbna Eski deqza fnfanat

    • @ንሕናንሓድነትናሸጥምዓንጣ
      @ንሕናንሓድነትናሸጥምዓንጣ 5 ปีที่แล้ว +3

      ጋል ማማ ሩት ጊስ ንዓል ረሳሕ ከምዚ ዓይነት ቃላት እንዳ ተዛረብኪ ምሉእ ዕድሜኺ ከማት ምስ ስድራኺ ክትራኸቢ ኣይትኽእልን ኢኺ

    • @gebrekrstosembaye3186
      @gebrekrstosembaye3186 5 ปีที่แล้ว

      delya kkkkkkkkk ezi kemizuy zibele hasab hizu/a dea men kitimetso/a eta ado ekua gud zirekebet nezuy/a titsewir ayehabka koynuwa

  • @tesfutesfa5006
    @tesfutesfa5006 5 ปีที่แล้ว +5

    Sport msrah tanaka mhlewi eyu ember Tena sebat ab hadegamewdeqi aykonen aye zereba (keep it up)

  • @teddytvteddytv8191
    @teddytvteddytv8191 5 ปีที่แล้ว +4

    ተባዕታይ ፊልም አጀኩም ።

  • @teweldehadush6414
    @teweldehadush6414 5 ปีที่แล้ว +5

    ተባረኩ ደቂ ዓደይ ሽኮራት ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣለኩም ቀፅልሉ

  • @fithiqanattigre5944
    @fithiqanattigre5944 5 ปีที่แล้ว +18

    ያ ኣነ ነዚኣ ርግኣት ዝብልዋ ኣፍቂረያ ኣለኩ Fb ተሓባበርኒ ያ ጃምዓ

    • @ነብሪ
      @ነብሪ 5 ปีที่แล้ว +1

      Ebay eritrea eya t mesil tigrigha nata hakey do

    • @selam6076
      @selam6076 5 ปีที่แล้ว

      ንስካ ዳኣታ ጎል ምፋጋር ኣይፎቱን ሙሽ ትብል ነርካ ከከከ

  • @barch8945
    @barch8945 5 ปีที่แล้ว +6

    Nay lemlem ayney adnekti Abey eniakum

  • @ኦኣምላኸይካብሕማቅሰውረኒ
    @ኦኣምላኸይካብሕማቅሰውረኒ 5 ปีที่แล้ว +24

    ከመይ ሓዲርኩም ሙቁራት ደቂ ሓላል መሬት እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኩም ቀጽልዎ ምትብባዕ ክኣ ካባና.., 🙏🙏🙏

  • @Diva_Bella
    @Diva_Bella 3 ปีที่แล้ว +1

    Omg 1st time today I heard Tigray tigrigna it sounds totally different except that one girl with pink shirt speaks Eritrean tigrigna

  • @የልቤሣልስራአልቀርም
    @የልቤሣልስራአልቀርም 5 ปีที่แล้ว +6

    አይ ዘርአብሩክ ዓይነይ ኬፍ አለካ

  • @ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ
    @ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣሰይ ኣሕዋተይ ቀጽልሉ ብጣዕሚ ንፉዓት

  • @johnwick7208
    @johnwick7208 3 ปีที่แล้ว +2

    Wow 💯🥰🙏❤️💛

  • @semeretesfagebriel6690
    @semeretesfagebriel6690 3 ปีที่แล้ว +1

    Eza rigiat Ertrawit diya zerebra nxur

  • @ghnhh8615
    @ghnhh8615 5 ปีที่แล้ว +4

    እዊመፄሙለ።ታኣዲለ።ድራማ።ኣይፎቱን።እየነረም።እዚ።ድራማእዚግንገሪዋኒ።ማኣረይ

  • @ኣደይማዓረይብርሃንገዛና
    @ኣደይማዓረይብርሃንገዛና 5 ปีที่แล้ว +5

    ዌል ምቅራተይ

  • @ፀጉሸፈታዊትኩሉ
    @ፀጉሸፈታዊትኩሉ 5 ปีที่แล้ว +10

    ዌል ብሩካተይ ብድሕረይ ዝመፃኩም ላይክ ሃቡኒ

  • @kirostirhas
    @kirostirhas 5 ปีที่แล้ว +2

    እዛ ብዓልቲ ሮዛ ናይላዕሊ ጌራ ተጽላእካ ወላሓንቲ ለዛ ዘይብላ ገንጫር... እምበርከ ትግራወይቲ ድያ?

    • @jesusismylife8562
      @jesusismylife8562 5 ปีที่แล้ว +1

      እሳ እምበር ሺኮር ኒፊዕቲ በቲ ዘተወሃብዎ ገጸ ባህሪ ኩሎም ኒፉዓት

  • @tesfayteklay1695
    @tesfayteklay1695 5 ปีที่แล้ว +8

    ሳባውያን እንኳዕ ደሓን መፃኩም። እወ ሓቅኩም ኣያ ዘብራኣብሩክ ህንፃ ስላሴ ካብ ምፍራስ ይሰውረና እምበር ዘበንሲ ከፊኡ እዩ። ሠላም ንደላይኣ…

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 4 ปีที่แล้ว +1

    እስይይይ ከመይ ዲኹም መቅስነይ ደቂዛ ሓላል መሬት ስላም ቅሳነት ናዓኹም

  • @danialme400
    @danialme400 5 ปีที่แล้ว +5

    ገሬ እሙን ብጣዓሚ ፅቡቅ

  • @SR-gh5rj
    @SR-gh5rj 5 ปีที่แล้ว +9

    I am from Eritrea, this is amaizing comedy ever, keep it up

  • @malhabib357
    @malhabib357 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣድነቅቲ ገሬ ናይ ሕማመይ እስከ ላይክ ኣዱና ገሬ ናይ ሕማመይ ኣስላዊ

  • @selamhabeshatube3281
    @selamhabeshatube3281 5 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ልኩልኩም ክቡራት አሕዋተይ
    ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ቀጽልሉ
    እዛ ጓል ግን ኣካዳድናኣ ጽቡቅ ኣይኮነይ ተሰተካክል።

  • @hhcgvgh5194
    @hhcgvgh5194 5 ปีที่แล้ว +4

    አብ ኣከዳድና ደቂ ኣንስትዮ ኣስተካክሉልና ዋእ please please please

  • @alemhailay2423
    @alemhailay2423 5 ปีที่แล้ว +4

    ዌልካም ደቂ ዓደይ💐💟

  • @helenhelen6200
    @helenhelen6200 5 ปีที่แล้ว +7

    እንካዕ ደሓን መፃእኩም ❤❤❤🤔😘

    • @ursee6125
      @ursee6125 5 ปีที่แล้ว +1

      Tnx gaul the game

    • @helenhelen6200
      @helenhelen6200 5 ปีที่แล้ว +1

      @@ursee6125 😁😁😁😘

  • @zeinakahsainaibhakitumderf7925
    @zeinakahsainaibhakitumderf7925 4 ปีที่แล้ว +1

    Anbesa Rgatina

  • @ወለተመድህንየሚውደውየስላ
    @ወለተመድህንየሚውደውየስላ 5 ปีที่แล้ว +3

    ካካካካካሃሃሃሃሃሃሃሃ ዘብራኣብሩክ የሚወድ እስኪ ላክ

  • @amanbeaman5192
    @amanbeaman5192 5 ปีที่แล้ว +3

    አጆኹም ቀፅልሉ ቋንቋ ግን በጃኹም

  • @lulyaesayas3908
    @lulyaesayas3908 4 ปีที่แล้ว +1

    v.GOOD 😙😙😙😙😙😙

  • @شرعبيمحمد
    @شرعبيمحمد 2 ปีที่แล้ว

    ዋዉብጣዕሚደስክትብሉደቂሓላልመሬትኣጀኩምቀፅልሉ

  • @mahariteklit754
    @mahariteklit754 5 ปีที่แล้ว +2

    Tbuk srah tegaru shikorinatat ajokum aythmeku 👍👍👍👍

  • @ናይኩርስቶስባርያ
    @ናይኩርስቶስባርያ 5 ปีที่แล้ว +1

    ስልኮም እባ እትፈልጡ ንገሩኒ አብም ክሰርሕ ደስ ይብለኒ እዩ ብዝተክአለንም እናሰራሕኩ ይርከብ ብርሕቀት ካይኑ ንሳቶም ተሓጊዛሙኒ ብዝበለፀ ክብርትዕ ይክእል እየ

  • @merhawiberhe9713
    @merhawiberhe9713 5 ปีที่แล้ว +2

    ቧዕ ሕጂ እማ ኣይተኻልኩምን፥ ማራ ኬፋት

  • @danielkahsay5038
    @danielkahsay5038 5 ปีที่แล้ว +1

    Ab class koyne mani busuru mani kkkkkkkkk lawuzi lawuzi 13 kerowoho 26 kkkkkkkkk

  • @lewamsahle368
    @lewamsahle368 4 ปีที่แล้ว +1

    Wawwww betame xebuk serah deke tgiray sekorat beflay enda gere

  • @abrhaleygetahun3926
    @abrhaleygetahun3926 5 ปีที่แล้ว +2

    አረ ማራ ኢኩም ተምቸዉ።
    Keep it up!!!

  • @زهراءخبشي
    @زهراءخبشي 5 ปีที่แล้ว +3

    ዋውውውውው ሸኩረናታት ከመይ ዲኪም ደስ ትብሎ ቀፅልሎ

  • @ፍታዉጓልሳጅንፃዕዳዘይብላ
    @ፍታዉጓልሳጅንፃዕዳዘይብላ 5 ปีที่แล้ว +3

    ዋዉዉዉዉ እንኻን ብሰላም መፀኹም ደቂ ዓደይ መቅሰናት

  • @ናይኩርስቶስባርያ
    @ናይኩርስቶስባርያ 5 ปีที่แล้ว +1

    ክክክክክክክክክክክክክ መደገፂ ጊባቦ ዳኒኤል ሓወይ ደስ ብሃልቲ ጠንክሩ እስኪ ትግራይና ከምአ ገርኩም አሰልጥንዋ

  • @ጓልኣላጀዓድሽሁ
    @ጓልኣላጀዓድሽሁ 5 ปีที่แล้ว +3

    እዊይ ናፊቀኩም ነይረ ደቂ ኣደይ መዓረይ

  • @mashofitum5435
    @mashofitum5435 5 ปีที่แล้ว +2

    ayzokum nayna💋💋💋💋💋💋💋❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @natsenetabraham3266
    @natsenetabraham3266 5 ปีที่แล้ว +2

    zerabrok malt werqi senselt

  • @hiyabmeda
    @hiyabmeda 5 ปีที่แล้ว +2

    I love this

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 5 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ርግአት መዓኮራ ክንዲ ምንታይ እዩ ዝኮን ክክክክክክክክክክክክክ ቁመት ግን

    • @Peace-zf1br
      @Peace-zf1br 5 ปีที่แล้ว

      Ababa tay kitgbri nab makora temtki kkkkkkkj etin koynu

    • @nahomnahom5330
      @nahomnahom5330 4 ปีที่แล้ว

      Regat kef Alewa makora

    • @RodasDaniel-ff8bf
      @RodasDaniel-ff8bf 4 หลายเดือนก่อน

      Beka

  • @sdtesdi4264
    @sdtesdi4264 5 ปีที่แล้ว +2

    Walcam deki tgray xada knxhbe xenihena

  • @ridicirc1691
    @ridicirc1691 5 ปีที่แล้ว +7

    ATum geramo leledo metsakum beteley gera nefikni eya naru gera lnafeko esti like 😃😃😃😃👈✌✌😄👋😗😗😗😗😗💚

  • @haileblatta677
    @haileblatta677 5 ปีที่แล้ว +1

    Rigat 👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻

  • @helentesfahuney4054
    @helentesfahuney4054 5 ปีที่แล้ว +1

    ሽኮራ ሕዋትና ብጣዓሚይ ፅቡቅ ስራሕ ኢዩ ቀፅልሉ

  • @robeladnaqiiihermonbrhanea9800
    @robeladnaqiiihermonbrhanea9800 5 ปีที่แล้ว +1

    Uwey Uwey Uwey Entay konka Tigrna Arifa Abey Ab Tiray gen Mara Eye zfetwokum Deqi Tugray maerey

  • @ዛይድሓፍቲቲጂ
    @ዛይድሓፍቲቲጂ 5 ปีที่แล้ว +3

    ሸኮሪናታት😍😍😍😍😍😘😘😘😘

  • @AA-fw4kp
    @AA-fw4kp 5 ปีที่แล้ว +3

    Welcome ከመዓላትኩም

  • @zemenawizemenawi7305
    @zemenawizemenawi7305 3 ปีที่แล้ว

    Ab zelekumo selam nafiknakum 28/1/2021

  • @barch8945
    @barch8945 5 ปีที่แล้ว +3

    Well come

  • @ተመስገንመድሃኒኣለም-ኰ4ፀ
    @ተመስገንመድሃኒኣለም-ኰ4ፀ 5 ปีที่แล้ว +4

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ሓላላት ፍትዉ እየ እኮ ዘብለኩም ትፍልጡ ዶ ሓባይብብ

  • @brzafbrhane997
    @brzafbrhane997 5 ปีที่แล้ว +1

    Wowwww

  • @wediseraye1756
    @wediseraye1756 5 ปีที่แล้ว +1

    Wawwww gerye umun btami xbuk Film kexlwa

  • @pac-og1xz
    @pac-og1xz 5 ปีที่แล้ว +1

    Meas ya twerd. Ye kbl ye kenye kemzi kemay telekum ske like adiyuni

  • @ሜሪጋልሃገረትግራይ
    @ሜሪጋልሃገረትግራይ 5 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ደቂ ሓላል መሬት ሽኮርናታት እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም

  • @samueltesfay1400
    @samueltesfay1400 5 ปีที่แล้ว +1

    galobey zerabruk kief hibatni ala💋💖💔💓

  • @hawiliyatekila1153
    @hawiliyatekila1153 5 ปีที่แล้ว +2

    Welocme enkabselam mexakum