Gere emun part 46

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 821

  • @hiwetabiel2731
    @hiwetabiel2731 4 ปีที่แล้ว +217

    እስከ ደገፊቲ ለምለም ዓይነይ 👍 ኣግሪጭው

  • @filmonzerzghi9929
    @filmonzerzghi9929 4 ปีที่แล้ว +303

    እንቓዕ ናብ በዓል ሆሳኤና በሰላም ኣብጽሓና ንሙሉእ ህዝበ ክርስትያን ነዓመታ ብሰላም ብፍቅሪ የጽንሓና ጎይታ

  • @tube41
    @tube41 4 ปีที่แล้ว +258

    ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ህዝበ ክርስትያን እንቋዕ
    ንዓመታዊ በዓል ሆሳእና ኣብ ፀሓኩም ኣብፀሓና
    ሰናይ ሰንበትን ሕማማትን ይኩነልና።
    ኣምላክ ካብዚ ቀዛፊ ሕማም ይሰውረና

  • @ኦዝያንኦዝያን
    @ኦዝያንኦዝያን 4 ปีที่แล้ว +175

    ርሑስ ሆሳእና ኩሉኩም የሕዋት ካብዚ ወሪዱ ዘሎ ምዓት ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ምሕረትቱ ይስደደልና ድንግል ማርያም ትኩን ጽላልና ኣሜን ካብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿❤️🌿❤️✝️፡#ናይ_ቅዱስ_ኤፍሬም_ሶርያዊ_ጸሎት
    ኦ ጎይታ ንስኻ ኣነ እግዚአብሔር ኣምላኽካ እየ'ሞ ኣፍካ ክፈቶ ክመልኦ እየ ኢልካ ተዛሪብካ ኢኻ።
    ናይ ባርያኻ ኣፍን:ናይ ሕልንኡ ኣፍደገውን ከምዝተኸፍተ ተመልከት፡
    ከም ፍቓድካ ዝኾነ ምስጋና ንዓኻ ምእንቲ ከቕርብ ኦ ጎይታ ብጸጋኻ ምልኣዮ:
    ኣነ ንርእሰይ ኣብ ቅድሜኻ ኣዋረድኩ ኣብ ትሕቲ እግርኻ ውን ተቐሚጠ ኣሎኹ ሞ ካብቲ ጸባ ዝኾነ ቃልካ መግበኒ:
    ኦ ጎይታ ልደትካ ብስቕታ ዝተሓትመ እዩ:
    ኣየናይ ልሳን እዩ ንዓኻ ምስጋና ምቕራብ ዝከኣሎ ?
    ባሕርይኻ ሓደ እኳ እንተኾነ: ባሕርይኻ ዝገለጽካሎም መንገድታት ግን ብዙሓት ኢዮም:
    ንሕና ንስኻ ንርእስኻ ዝገለጽካሎም መንገድታት ክንርድኦም ፈቲንና:
    ኣነ ካብቲ ናይ ጥበብካ መኣዲ ትርፍራፊ ክምገብ ተመነኹ:
    ኦ ጎይታ ናትካ ልዕልና ኣብ ኣቦኻ ዝተሰወረ እዩ:
    ካባኻ ዝኾነ ሃብቲ ውሑድ ኣብ ዝገለጽካሉ ግዜ መላእክቲ ይድነቑ
    ብዛዕባኻ ዝተነግሩ ውሑዳት ቃላት
    ኣብ ምድሪ ንዘለዉ ደቂሰባት ከም መንጫዕጫዕታ ምብዝሑ ስብከት ይኾነሎም
    እቲ ዓቢይ መልእክተኛኻ ዓው ብዝበለ ድምጺ ብዛዕባኻ
    ተንበርኪኸ ናይ ኣሳእኑ መእሰሪ ክፈትሕ ዘይበቅዕ ካባይ ዝብርትዕ ብድሕረይ ክመጽእ እዩ ኢሉ መስከረልካ:(ማር.፩፥፯)
    ስለዚ ኣነ ከምታ ሓጢኣተኛ ሰበይቲ ካብኻ ረድኤት እሓትት ኣሎኹ
    ኦ ጎይታ ብናይ ሰብነትካ ጽላል ፈውሰይ ይጀምር
    ከምታ ንዓኻ ዝፈርሓትካ ነገር ግን ስለዝፈወስካያ ትብዓት ገንዘባ ዝገበረት ሰበይቲ
    ዘፈር ክዳንካ ተንኪፈ ስለ ሰብነትካ ብትብዓት ምእንቲ ክምስክር
    ትብዓት ክረክብ ናይ ልበይ ፍርሓትን ምንቅጥቃጥን ፈውሰለይ
    ከም ክእለተይ መጠን ብዛዕባኻ ክዛረብ ኣብቅዓኒ
    ኦ ጎይታ ክዳንካ ናይ መድኃኒት ምንጪ እዩ
    አብ ውሽጢቲ ዝርአ ክዳን ብሕቡእ ዘሎ ሓይሊ ኣሎ
    ካባኻ ኣፍ ዝወጽእ ጥፍጣፍ ናይቲ ዕዉር ዓይኒ ብምብራህ ዓቢይ ተኣምራት ገበረት
    ናይ ዓይኒ ብርሃን ካብ ሓመድ ጡብ ተሰርሐ
    ኦ ጎይታ ኣብ ውሽጢቲ ዝብላዕ ሕብስቲ መለኮታዊ ሓዊ ተሰዊሩ ኣሎ
    ኣብ ውሽጢቲ ወይኒውን ክስተ ዝኽእል መለኮታዊ ሓዊ ሓዲሩሎ
    መንፈስ ኣብ ውሽጢቲ ሕብስቲ ኣሎ ሓዊ ድማ ኣብ ውሽጢቲ ወይንኻ
    እቲ ዝደንቕ ግን ንሕና ብኣፍና ምቕባልና እዩ
    ጎይታ ሙታን ናብ ዝነብሩላ መሬት ብምምጽኡ ምኽንያት
    ምድራውያን ብናቱ ተግባር ሓደስቲ ፍጥረት ብምኻን ንመለእክቲ መሰልዎም
    በዚ ዝተላዕለ ብውሽጣዊ ተፈጥሮኦም እሳታውያንን መንፈሳውያንን ኮኑ(፪ቆሮ.፭፥፲_፲፯፤ገላ.፮፥፲፭)፡፡
    ሱራፊ ብኢዱ ክሕዞ ኢሳይያስውን ክምገቦ ዘይከኣለ
    ኦ ጎይታ ንሕና ብኢድና ክንሕዞን ካብኡ ሓሊፍናውን ክንምገቦ ሂብካና
    ሰባት ዝምገብዎ መግቢ ንመላእክቲ ቀሪቡሎም
    ካብዚ ንላዕሊ ዘደንቕ ግን ጎይታ ንደቂሰባት ክምገብዎ ዝሃቦም ምግቢ እዩ
    መንፈስን ሓውን ክምገቡ ስጋ ንዝለበሱ ሃብካዮም
    ቀደም ሓዊ ካብ ሰማይ ወሪዱ ንሓጥኣን ይበልዖም ነበረ፤(ዘፍ.፲፱፥፳፬)
    ሕጂ ግን ሰባት ካብ ምጥፋእ ተኸልኪሉ ናይ ምሕረት ሓዊ ኮይኑ ወረደ:
    ብመልክዕ ሕብስቲ ነቲ ሓዊ ተመጊብናዮ ካብኡውን ሕይወት ተቐቢልና:
    ሓዊ ካብ ሰማይ ወሪዱ ናይ ኤልያስ መስዋእቲ በልዖ(፩ነገሥ.፲፰፥፴፰)
    ናይ ምሕረት መስዋዕቱ ንዓና ሕያው ዝኾነ መስዋእቲ ኮነልና
    ብሓዊ ናይ ኤልያስ መስዋእቲ ተቐቢሉ
    ንዓና ግን ኦ ጎይታ ናትካ ሓዊ ናትካ መስዋዕቲ ተቐቢሉ
    ንንፋስ ኣብ ዕምኩ ዝኣከቦ ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ኣይፈልጥን ዝበልካ ኦ ሰሎሞን! (ምሳ.፴፥፬)
    ንዓ እሞ ኣቦኻ ዝሰርሖ ተመልከት፤ (መዝ.፻፲፥፪)
    ንሱ ካብ ተፈጥሮኣዊ ስርዓት ወጻኢ ንሓውን መንፈስን ዝኾነ ኣብ ውሽጢ ስጋ ሰብነት ገበረ
    ነዚ ብኢድ ሓዋርያቱ ንደቀመዛሙርቱ ኣፍሰሶ
    ንማይ ኣብ ክዳኑ ዝቖጸሮ መን እዩ ? ዝበልካ ኦ ሰሎሞን(ምሳ.፴፥፬)፤
    ምንጪ ማይ ዝኾነ ንሱ እነሆ ኣብ ሕቑፊ ድንግል ማርያም ኮይኑ ተመልከት
    ኣገልጋሊቱን ባርይኡን ዝኾነት ድንግል ብክዳና ጠቕሊላቶ ብቕልጽማ ሓቒፋቶ:
    መሰውኢኡ ኣብ ልዕሊ ታቦት ብማህፈድ ተሰዊሩ ኣሎ
    እዚ መንፈስ ዝኾነ ኣእምሮ ክርድኦ ዘይክእል ኣብ ውሽጡ ሰዊሩ ዝሓዘ እዩ
    ኣብ ልዕሊቲ ናይ ምሕረት ዙፋን ዘሎ ማህፈድ እዚ መንፈስ ወሪዱ ይርአ
    ሓውን መንፈስን ዝኾነ ንሱ ኣብ ዝወለደትካ ማህጸን ከምዝነበረ ንሕሰብ
    ንሱ ኣብ ውሽጢታ ዝተጠመቕካላ ባሕረ ዮርዳኖስ እቲ ሓውን መንፈስን ከምዝነበረ ኣስተውዕል
    ኣብቲ ሕብስቲን ወይንን ውን ሓውን መንፈስ ከምዘሎ ነስተውዕል
    ኦ ጎይታ ስጋኻ ነቲ ንዓና ብሥስዕቲ ሕብስቱ ገይሩ ዝምገበና ዝነበረ ሞት ቀቲልዎ:
    ንዓኻ በሊዕና ንኣኻ ሰቲና :ናትና ትርፉ ግን ንዓኻ ምምጋብና ኣይኮነን
    ብስጋኻ ጌርና ሕይወት ረኺብና
    ኦ ጎይታ ናይ ኣሳእንካ መእሰሪ ገመድ ዘፍርሕ ግርማ ኣለዎ
    ዘፈር ክዳንካ ንዝተረድእዎውን ዘሰንብድ ሞገስ ኣለዎ
    ይኹን ደኣ እንበር እዚ ዘይፈላጥ ዝኾነ ወለዶ ብመንገዲቲ ንዓኻ ዘቕርቦ ጸሎቱ
    ካብቲ ሓድሽ ወይኒ ሰትዩ ከም ጽሉል ኮነ
    ኦ ጎይታ ንስኻ ኣብ ልዕሊ ማይ ብምኻድ እጹብ ዝኾነ ተኣምራት ፈጺምካ
    ነቲ ዓቢይ ባሕሪ ኣብ ትሕቲ እግርኻ ኣግዛእካዮ ፤(ማር.፲፬፥፳፭)
    ነገርግን ንርእስኻ ኣብታ ንእሽቶይ ወሓይዝ ኣትሓትካ
    ኣብ ውሽጢዛ ወሓይዝ ሰብነትካ ብምጥላቕ ተጠመቕካ
    ወሓይዝ ንጎይታ ዘጥመቐ ዮሓንስ ትምሰል
    ኣብ መንጎ ጎይታን ባርይኡን ዘሎ ምብልላጽ ድማ ትሰብኽ
    ኦ ጎይታ ነታ ንእሽቶይ ወሓይዝን ድኹም ባሕርይ ዘለዎ ኣገልጋሊኻ
    ገዛኢኦም ዝኾንካ ንስኻ ግን ተኣዚዝካ
    ኦ ጎይታይ ካብ ናትካ መኣዲ ዝወደቐ ትርፍራፊ ተመጊበ ጉልበተይ ከምዝጸንዐ ተመልከት
    ኦ ጎይታይ ከም መጠን ምሕረትካ ውህበትካ ኣብ ውሽጠይ የሕድር ንዘልኣለም ኣሜን::
    ስብሓት ለእግዚኣብሔር
    ወለወላዲቱ ድንግል
    ወለመስቀሉ ክቡር
    ኣሜን !

    • @semiryesue3587
      @semiryesue3587 4 ปีที่แล้ว +2

      ቃለ ሂወት የስምዐልና ድያቆን ሓወይ ግን ነዊሃ ኣይወደዕክዋን

    • @ኦዝያንኦዝያን
      @ኦዝያንኦዝያን 4 ปีที่แล้ว +2

      @@semiryesue3587 ሓወይ/ሓፍተይ እወ ግን ቐስ ኢልና ነምብባ ርሑስ ብዓል ክኣ🌿🌿❤️🌿❤️✝️

    • @semiryesue3587
      @semiryesue3587 4 ปีที่แล้ว +2

      @@ኦዝያንኦዝያን ሕራይ ድያቆነይ

    • @سارهمحمد-ت1د
      @سارهمحمد-ت1د 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

    • @ማርያምአደይአይትፈለይኒ
      @ማርያምአደይአይትፈለይኒ 4 ปีที่แล้ว +2

      አሜን አሜን አሜን

  • @lioneltesfagabr5546
    @lioneltesfagabr5546 4 ปีที่แล้ว +246

    ኣነ ኤርትራዊ ሓዉኹም እየ
    ሓዱሽ ነዛ ተኻታታሊት ፊሊም እየ እሞ
    ብስም ዘብራኣብሩኽ Like ሃቡኒ
    ሩሑስ ሆዉሳዓና ይግበረልና 🙏🙏🙏

  • @yowhanamehari4502
    @yowhanamehari4502 4 ปีที่แล้ว +314

    ን ዘራቡሩክ ዓይነይ ትፈቱ ላይክ የእድየኒ ካብ ኤሪትራዊ ሓውኩም

    • @alwayskeepthefaith8272
      @alwayskeepthefaith8272 4 ปีที่แล้ว +1

      ድሕሪ ሕጂ ብትግርኛ እንተዘይጽሒፍካ በርበረ ክዓጥነካ'የ። እዚ ናይ ደቂ ሰበይቲ ቋንቋ ግደፎ።

    • @tsadeydelaytifkernselamn5484
      @tsadeydelaytifkernselamn5484 4 ปีที่แล้ว

      faith ata zaketam nay atahasasiba qunqu meflat do hamake eyu mesikinay hanti qunqu eleka aleku heray

    • @alwayskeepthefaith8272
      @alwayskeepthefaith8272 4 ปีที่แล้ว

      @@tsadeydelaytifkernselamn5484 ኣንታ ቋንቋኻ ዘየጽረኻስ፡ ሕሉስ። እንታይ ማለት እዩ qunqu? Quanqua ማለትካ ድዩ?

    • @danm1829
      @danm1829 4 ปีที่แล้ว +1

      የአዴካ አለኹ፡ ምስ ከተብኩ ምርጃዕ ማእሙን ፡ ተዘይኮይኑ ክሳብ ትድውክ ክድርበካ ኢየ lklkkk

  • @shamentertainmententertain6373
    @shamentertainmententertain6373 4 ปีที่แล้ว +175

    ኣቱም የሕዋተይ ኣነስ ን ጆኪር አየ ዝፈቱ አሞ ግና አዚ ሰባይ ገዛ የብሉን መስለኒ ኩሉ ግዚ ኣብ ደገ ወይ አንዳ ሰብ ገዛ ኢየ ዝርአዮ ክክክክክ ገዛ አባ ዳም ዳም በልሉ ።
    ን ጆኪረይ ዝፈቱ ኣብዚኣ ከምቲ ልሙድ ያጀምዓ,

  • @sikublessed8147
    @sikublessed8147 4 ปีที่แล้ว +153

    እዋይይይይ ለምለም ዓይነይ ደስ ክትብለካ ናብሓቂ ኣደ ሓበሻ👍👍❤️❤️

  • @simonhagos3204
    @simonhagos3204 4 ปีที่แล้ว +722

    ን ህዝቢ ኤረትራን ህዝቢ ትግራይ ዝፈቱ ላይክ ይግቤር ካብ ኤረትራ

    • @hiwetabiel2731
      @hiwetabiel2731 4 ปีที่แล้ว +11

      ሕለፊ ፈስፋስ ከማኻ አረትራዊ የይብልናን ሑልኩስ

    • @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት
      @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት 4 ปีที่แล้ว +6

      Simon Hagos 🌺🌺🌹🌹😍😍😍😍😍

    • @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት
      @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት 4 ปีที่แล้ว +22

      Hiwet Abiel ስላም ዝፀልእ ፍጣርይኡ ክምዝፀለአ ኣዚሩ ካሓስብ ኣለዎ ምኽንያቱ ኣምላኽ ምስኻም ዘለው ዘየፍቀርኩምዎምሲ ንኣምላኽ ነፍቅረካ ተበልኩም ሓስውቲ እኹም

    • @hiwetabiel2731
      @hiwetabiel2731 4 ปีที่แล้ว +5

      ቅቅቅ ንትግራዋይ ኣድሪሮ እምበር ኣይትሕድሮ ሰረቅቲ

    • @ኢድኪተነኺስኪትግራይዓደይ
      @ኢድኪተነኺስኪትግራይዓደይ 4 ปีที่แล้ว +15

      @@hiwetabiel2731 ኪድ ሕልኩስ ልዘልኣለም ፅልኢ ክትቅስቁሱ ፖለቲካ ሒዝኩም ኮለል ምስ በልኩም

  • @mikialenguse9934
    @mikialenguse9934 4 ปีที่แล้ว +53

    እንኳዕ ኣብ ጻሓኩም ናብ ሆሳእና
    ወዲ ዳዊት ጎይታና
    ካብ ዘፍርሕ ሕማም ይምሓረና
    ምሕረቱ ይስደደልና
    ኩብራት ተፈተውቲ የሕዋትና
    ጽቡቕ ትምህርቲ ብዛዕባ ኮሮና
    መድሃኒ ኣለም ምሕረቱ ይልኣኸልና።

    • @theonly3409
      @theonly3409 4 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen

    • @netsanetsolomea9703
      @netsanetsolomea9703 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን

    • @zttgy7054
      @zttgy7054 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን

  • @smrahgazi2851
    @smrahgazi2851 4 ปีที่แล้ว +69

    ኦርቶዶክስ እምነት ተኸተሊቲ ብሙሉኹም እንኳዕ ንሆሳዕና በኣርያመ🌿🌿ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና እዚ ዓለምዘጨነቀ ሕማቅ ሕማም ካብ ገፀ ምድሪ ጠፍኡ ዚበሃል ምሕረት የስመዓና🙏🙏🙏

  • @ad-jl3kg
    @ad-jl3kg 4 ปีที่แล้ว +92

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ካብዚ ኩፉእ ሕማም ኣምላክ ይሰውረና ድንግል ማርያም ምስ ወዳ ኣብ ጎንኩም ትኩን ኣሜን

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ረ5ሰ
    @ድንግለይሩፍታልበይ-ረ5ሰ 4 ปีที่แล้ว +83

    ኣምላኽ ካብዙ ብሰሪ ሓጥያትና ዝመፀ ሕማም ይምሓረና 🙏🙏🙏

  • @mobaramobarak5256
    @mobaramobarak5256 4 ปีที่แล้ว +30

    መፅእኩም ድቂታ ሓላል መርየት ካፍቲ መፅኡ ዞሎ ወረርሽን ማርያም ፅዮን ታሓልወና ሽኮርናታት እንካዕ ንሆስዓና ባዓል ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ደቂ ዓደይ ናዓመታ ከምዚ ብሰላም ያብፀሐና ኣሜን

    • @zttgy7054
      @zttgy7054 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን

  • @aminearaya6682
    @aminearaya6682 4 ปีที่แล้ว +72

    ክክክክክ ኣታ እዛ ለምለም ዓይነይ ምቅርቲ ዝኾነት ሰበይቲ ክክክክክ

    • @ermile2091
      @ermile2091 4 ปีที่แล้ว

      yegrmeka u lewah ka mber

    • @rechorahela1460
      @rechorahela1460 4 ปีที่แล้ว

      zebreabruk ewinko Lemlem ayney mikirti silezikonet eyu eskab hiji fkrom zeytewedee kkkkk

  • @globalcell3044
    @globalcell3044 4 ปีที่แล้ว +61

    ደቅዓደይ ማዓረይ እንካዕ ንባዓል አዉሳኢና አብፅሐኩም አብተሐና ካብዙ ኩፈእ ሕማም ድማ ይሰውረና እስቲ ሎሚ ቀዳመይቲ ተራኪበ አለኩ ላይክ ግጨዉኒ

  • @samarmu7244
    @samarmu7244 4 ปีที่แล้ว +44

    ንኩሉኩም ተከተልቲ ሃይማኖት ክርስትና እንኳዕ ንሆሳእና በኣርያም ኣብፀሐኩም ኣብ ዘለክሞ ሰላም ይስፈነኩም ሕያዋተይ

  • @ጓልዘርኢራያትግራይ
    @ጓልዘርኢራያትግራይ 4 ปีที่แล้ว +158

    እስቲ ሰለ ብዓል ሆሳእና like ግበሩ
    እንኳን አብፅሐኩም ኢትዮጵያን ❤❤ኤርትራውያን

    • @blackdimond8318
      @blackdimond8318 4 ปีที่แล้ว +3

      አባቴ ኑርልኝ እንጂ የትም ይመቸኛል ❤️❤️❤️ enkua abxhana Haftey marey sle bal hoseana

    • @የቅዱስገብርኤልልጅነ-ሸ1መ
      @የቅዱስገብርኤልልጅነ-ሸ1መ 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን እንካን እህብሩ ኣብፀሐና ማር

    • @ሰላምሰላም-ወ4ዀ
      @ሰላምሰላም-ወ4ዀ 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜንንን

    • @ጓልዘርኢራያትግራይ
      @ጓልዘርኢራያትግራይ 4 ปีที่แล้ว +1

      @@blackdimond8318 እንቋዕ ሓቢሩ አብፅሐና ዝያዳይ

    • @selamberhe920
      @selamberhe920 4 ปีที่แล้ว +1

      አባቴ ኑርልኝ እንጂ የትም ይመቸኛል ኣሜን(፫) 🙏🙏🙏👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽🙏🙏🙏👏🏽👏🏽👏🏽🙏🙏🙏👏🏽👏🏽👏🏽❤️❤️❤️

  • @flasfachannel5120
    @flasfachannel5120 4 ปีที่แล้ว +39

    ኣያ ጆከር ደኣ ኣብቲ ናርማል ሂወቱ፡ ኣዛራርብኡን ትርኢቱን ኬፍ ዘለዎ። ጆኮሪኖ ያሁ

    • @hlnaeyumnbar2946
      @hlnaeyumnbar2946 4 ปีที่แล้ว +2

      አፍቅረዮ ናይ ብሓቂ ጆኮር

    • @wedimazu8018
      @wedimazu8018 4 ปีที่แล้ว

      @@hlnaeyumnbar2946 ati ana ka entay kikawen watam l love u

    • @flasfachannel5120
      @flasfachannel5120 4 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkk

  • @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ
    @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ 4 ปีที่แล้ว +12

    እንኳዕ ንበዓል ሆሳእና ብሰላም ኣብፅሐና ህዝበ ክርስትያን ብሩኽ መዓልቲ ሰንበት ይኩነልና ዘርኣብሩኽ ዓይነይ ናይ ሕማመይ ለምለም ዓይነይ ዋሓለ ለባም ኣዶ

  • @ove6164
    @ove6164 4 ปีที่แล้ว +68

    ደቂ ተዋህዶ ርሑስ ብዓል ሆስዓና ይበረልና 🙏
    ብሰላም ብጥዕና ናይ ዓመት ሰባት ይግበረና 🙏
    ሰናይ ሰንበት🙏ኮሮና ጠፊኡ ዝብል ብስራት የስምዐና

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane4559 4 ปีที่แล้ว +14

    ዳገሬ እሙን ተፈተውቲ ገለ ዓይነት በቃ 😁
    ርሑስ በዓል ሆሳእና ይኹነልና ደቂ ዓደይ
    ልዑል ፈጣሪ ሕማም ኮረና ካብ ገፅ ምድሪ ፀራሪጉ የጥፈአልና።

  • @galtigray6523
    @galtigray6523 4 ปีที่แล้ว +43

    ዋውው ሙቁራተይ እንኳዓ ሰላም መፃእኹም ሩሑስ ባዓል ኣውዳኣመት ይግበረና እዚ ሕማም እ/ር የርሕቀና ላዓመታ ሃሙዙይ ብሓጎስ ብደስታ የፅንሐና ኣብ ስደት ዘለና ውን ምስ ወለድና የራክበና🙏🙏🙏

  • @ምስጽጌናይ
    @ምስጽጌናይ 4 ปีที่แล้ว +10

    I like all of Tigray actors Gere emun!

  • @debesayzeray6130
    @debesayzeray6130 4 ปีที่แล้ว +25

    ክክክክ ኣበይ ዘርኣቡሩኽ መሕጎል ማዓንጣይ ቆሲለ🤣🤣🤣🤣

    • @GalaxyJ-qx5td
      @GalaxyJ-qx5td 4 ปีที่แล้ว +1

      debesay zeray እረ ናተይ ቶግ ኢላ ኣያ ዘበረአብሩክ ሰሐቅ ቀትልኩምኒ

  • @diamondmedia9766
    @diamondmedia9766 4 ปีที่แล้ว +5

    Nefuat tegru tehiwatna keslwo ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹✌🙏💪

  • @binim5833
    @binim5833 4 ปีที่แล้ว +1

    The best actor from tigray zerabruk 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 .

  • @ትግራይመበቆልስልጣነእያ
    @ትግራይመበቆልስልጣነእያ 4 ปีที่แล้ว +22

    እንዳ ገሬ እሙን ውቁባት እንካዕ ብሰላም መፃኩም ።ማርያም ፅዮን ካብዚ ወረርሽኝ ዝኮነ ሕማም ኮረና ቫይረስ ትሓልወና ደቂ ትግራይ ማዓረይይይይይ🙏💓💓💓😍😍😍❤❤❤

  • @nomorelove8169
    @nomorelove8169 4 ปีที่แล้ว +146

    N aya joker dfetu eske like geru kem nay abraham yentiani

    • @adyamyemane4862
      @adyamyemane4862 4 ปีที่แล้ว

      Well came gere emun

    • @tsegatsehaye5781
      @tsegatsehaye5781 4 ปีที่แล้ว +1

      Fani gere ayney gerelka aleku😂😂😂

    • @hey_sese6994
      @hey_sese6994 4 ปีที่แล้ว

      @@adyamyemane4862 türkische

    • @ቤትፍቅረ
      @ቤትፍቅረ 4 ปีที่แล้ว +1

      hhhhhhhh aya joker geza alewo,do kulu gezi du ab degi zerkib

  • @filmonzerzghi9929
    @filmonzerzghi9929 4 ปีที่แล้ว +62

    ያ ዘብራኣብሩኽ ዝብሉኻ ሰብ ናይ ከተቁስል ኢኻ ተፈጢርካ ክክክክ

  • @semerezerom4899
    @semerezerom4899 4 ปีที่แล้ว +53

    ሩሑስ ሆሳእን ይገብረልና ይሕዋትይ ኣምላክ ምሕረቱ የውርደልና

  • @MrJohnabel
    @MrJohnabel 4 ปีที่แล้ว +151

    እቲ ቅድም እኳ ንገረን : ቤቲን እየ ዝፈቱ ነይረ ሕጂ ግን ንዘርኣብሩኹን ለምለም ዓይነይን እየ ዘፍቅር ዘለኹ ሓውኹም ካብ ኤረትራ

  • @Fre_weldsh
    @Fre_weldsh 4 ปีที่แล้ว +46

    አድነቅቲ ገሬ እሙን ላይክ ሃቡኒ ኩሉ ግዝየ ለማኒት በቃ😂😝 ብሩኽ ሰንበት ካዓ ይግበረልና አሕዋተይይ ክፈትወኩም 💗💗😍😍

    • @rahelrahel8397
      @rahelrahel8397 4 ปีที่แล้ว +1

      ይርዳእኪ ኣይንብለክን ይሀው ወቂጥናልኪ ጓል ዓደየ

    • @welduandebrhan8206
      @welduandebrhan8206 4 ปีที่แล้ว

      Ab 21kiflezemen lemena yiheaw

  • @alemethiopia8394
    @alemethiopia8394 4 ปีที่แล้ว +49

    ኣቱም ሰባት ኣብ 3 ደቂቃ 561 veiw ክንደይ ደስ ከም ዝበለኒ ኣጀኩም ናይና

  • @Belewkelew-s9o
    @Belewkelew-s9o 4 ปีที่แล้ว +25

    *1)ጫማኻን እግርኻን ብስውር ሰፊኻየን 2) በል ውረድ ተሓጺብካ ደይብ ዓባይ ካልሲ ከይተምስላ እዛ ኮበርታ ክክክክክ ዘርኣብሩኽ መሕጎል*

    • @amankifle706
      @amankifle706 4 ปีที่แล้ว +3

      Kkķkk abay kalsi ewe hakika zereabruk

    • @Belewkelew-s9o
      @Belewkelew-s9o 4 ปีที่แล้ว +1

      @@amankifle706 እዛ ሰባኣይ እኮ ሰሓቕ ኢያ ትቐትለኒ

    • @alicopt4161
      @alicopt4161 4 ปีที่แล้ว

      ኮምፒውተር ብትግርኛ ክትመሃሩ ትደልዩ ኣብ ቻነለይ #ሰብስክራይብ ግበሩ።

  • @borntodie6459
    @borntodie6459 4 ปีที่แล้ว +28

    እንኳን ደህና መጣችሁ ምርጦቼ በጣም ነው የምወዳችሁ ትግርኛ ይገባኛል በደንብ ወልቃይት ስለተወለድኩ ተጋሩዎች እወዳቹሀለው ከአማራ ተወላጅ ወንድማችሁ

    • @TechTalkWithAwel
      @TechTalkWithAwel 4 ปีที่แล้ว +3

      እኔም ሰለማለሁ መናገር አልችልም የሸዋሮቢት ልጅ ነኝ

  • @ወይኩንፈቃዲከ
    @ወይኩንፈቃዲከ 4 ปีที่แล้ว +22

    ነዛ ፅሕፍቲ እተንቡቡ እዚ ዝአቱ ዘሎ ሰሙነ ሕማማት ሕማም ዓለም ዘጨነቀን ዘጨነቀናን ቀጢጥልና ይኺድ ሩሑስ ባዓል ሆሳዕና ንዓመታ ከምዝሎሚ ይዕቆረና ገፅ ዝናፈቅናዮም ስድራና የሪኤና ቡሩክ ሰንበት ሰላም ናይ ሕማማት ሰሙን ይግበረልና ንገሬ እሙን ቆፆሩኡ ዘይጠልም like

  • @ወዲሸረሓላል
    @ወዲሸረሓላል 4 ปีที่แล้ว +17

    ካብ ኾረና ሙሒሩ ብሰላም ዓድና ይምለሰና

  • @binyamgebremedhin8623
    @binyamgebremedhin8623 4 ปีที่แล้ว +8

    ጡዕማይ ጨናዊ ብጣዕሚ ለፅልእ ከምዚ ዓይነት ገፀባህሪ .

  • @ፍቅርዩእምነትይተመሰግንዩ
    @ፍቅርዩእምነትይተመሰግንዩ 4 ปีที่แล้ว +5

    አንደ ገሬ አሙን ኣንቁዕ ንብዕል ትንሰአ እብፅሓኩም ንኩለተነ ትክተልተ ኦሮቶ
    ዶኮሰ ሃይሙኖት እንቁዕ አብፅሓነ ኣሜን። እግዝብሃር ሕማም ኩሮነ ይጠፍአልን

  • @hiwet1599
    @hiwet1599 4 ปีที่แล้ว +4

    ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ፅቡቃት ኣሕዋተይ ከምዚ ንዓመታ ምስቶም ንፈትዎም ስድራና ብሰላም የራክበና🇪🇹🇪🇷

  • @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
    @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 4 ปีที่แล้ว +69

    *ርእካያ ዶ እዋኔ ኣብዘለካያ ምካነ ሃላሎይይይ እንታይ ከይከውን እንታዬ ዘር ኣብሩኽ ኮሎ ምሳዬ ሃይላሎይይይ*

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +12

    ዙ ጋሻ ስብኣይ አሕዚኑኒ ዋይ መግለሲ ሰኢነ ኢሉስ ዊዊዊዊዊ ጨካን ግዜ

    • @mahderbrhane9117
      @mahderbrhane9117 4 ปีที่แล้ว

      አነ ደማ ረሳሕ ኮይኑ ፀሊኤዬ ክክክ

  • @freweinizeray8426
    @freweinizeray8426 4 ปีที่แล้ว +13

    ኣያ ዘረኣብሩክ ሙቁር ናይሕማመይይይይይይ😘😘😘😘

  • @merrymerry139
    @merrymerry139 4 ปีที่แล้ว +1

    We live in the USA and me n my family watching it every Sunday drinking coffee 😍😍

  • @eritiktokfunnycomedy7242
    @eritiktokfunnycomedy7242 4 ปีที่แล้ว +29

    *ደቂ ኤረይ ኣድነቅቲ ገርየ እሙን*
    *ካብዚ ግናይ ሕማም ከኣ ይሰውርኩም*
    *ደቂ ኤረይ ጥራይይይይይይይይይይይይ*
    *ከይረገጽኩምኒ ከይትሓልፉ*

    • @erilifey
      @erilifey 4 ปีที่แล้ว

      Ata kab ne nay tegaru tewesaeti tedeneq ne nay hagerka zeytedeneq

    • @kbromgrmay19santi30
      @kbromgrmay19santi30 4 ปีที่แล้ว

      @@erilifey
      ክላእ ትግራዋይ መነዴካ ፍለጥ ኢልካ

    • @ጋልዞምተጋሩ
      @ጋልዞምተጋሩ 4 ปีที่แล้ว +2

      ዋይ ታይ መለት እዩ እዚይ ከ

    • @ደብሪፅጀግናወዲትግራይ
      @ደብሪፅጀግናወዲትግራይ 4 ปีที่แล้ว +1

      @@erilifeyአቤት ሓደ ሓደ ኤርትራውያን ዘለኩም እኮ ሓሳዳት ኢኩም እኮ ደነዛት

    • @rahelrahel8397
      @rahelrahel8397 4 ปีที่แล้ว +3

      ዕንዙዝ ታይ ክትገብር ደኣ ናብ ናይ ተጋሩ ትኣቱ

  • @ሰላማዊትካሕሳይኢትዮጲያዊ
    @ሰላማዊትካሕሳይኢትዮጲያዊ 4 ปีที่แล้ว +10

    ዓመት ዓመት ምስ ሙሉእ ስድራኩም ብሰላም ብጥዕና ገይሩ አምላክ ለፅነሐኩም ኩሉኩም
    እስኪ ተመስገን በልዎ ለጎይታ
    ናማረርናዮ እዩ እዝይ መዓት መፂኡና ለሎ

  • @ፍርቱናዕባይጨርቆስ-ዸ8ቸ
    @ፍርቱናዕባይጨርቆስ-ዸ8ቸ 4 ปีที่แล้ว +9

    እንኳዕ ናብ ባዓል ሆሳእና ብሰላም ኣብጸሐና
    ናዓመታ ከምዚ ሎሚ ብሰላም ብስኒት ብፍቕሪ የጽንሓና ካብዚ ሕማቕ ዘመን ካብዚ ሕማም ኮሮና ይሰውረና ፈጣሪ ብምሕረቱ ይጠምተና።
    እንዳ ገሬ ድማ ንፉዓት ቀጽልዎ ሽኮሪናታት

  • @agiazitalula3331
    @agiazitalula3331 4 ปีที่แล้ว +4

    እንቋዕ አብፀሓና ን ሆሳእና!! ብፀጋኡ ሓሊዩ ንብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም የብፀሓና!!
    ለምለም ዓይነይ ትዕበ ቅጭን ትፈትዉ!?👍👍👍👍👍👍

  • @azemeraazemar1543
    @azemeraazemar1543 4 ปีที่แล้ว +21

    ደቅ ትግራይ ምዓረይ እንኳዕ ንአውሽዕና (ሆሳእና በአርያም) ዓመታዊ ብዓል አብፀሐኩም አብፀሐና ካብ ሕማም ኮሮና እመብርሃን ትሓልወና ፈጣሪ ካብ ምድረ ገፅ ያጥፈኤልና አሜንንንንንንንን. ፫ እንዳ ገሬ እሙን ሽኮሬታት እንኳዕ ዳሕን መፃእኩም

    • @rahwarahwa2494
      @rahwarahwa2494 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen mearey nay amet seb ybelena

    • @fenkiljougar6052
      @fenkiljougar6052 4 ปีที่แล้ว

      ኣዝመራ የ ኣዝመራይ መርውኢተይ ምጥረይ ናፊቀኪ ቀኒየ ትዓራት ኣንጺፍኪዮ ጽንሒ ሚሸት

    • @azemeraazemar1543
      @azemeraazemar1543 4 ปีที่แล้ว

      @@rahwarahwa2494 አሜን አሜን አሜን ምዓረይ

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +12

    ኣቱም ተጋሩ ኣብይ ኣሕመድ ሲ ጠቂሙና ዶ ግን ኣነሲ አማርኛ እየ ዝርኢ ነይረ አሞ ሐዚ ግን ኣምሓሩ ቦሚት ክምፅእሎይ ደልዮም ዋይ ተመስገን ዋ ኣብራህም ገመድ ይዘልል ኣሎ ክክክክክክክ

    • @ጓልኣላጀዓድሽሁ
      @ጓልኣላጀዓድሽሁ 4 ปีที่แล้ว +4

      ብጣዕሚ::ብፊሊሚ ጥራሕ ግን ኣኮነን,,, ዓስተዉዒልና ተሪእናዮስ,, ስልጣን እዩ ቀሪዎም እምበይ,, ዋላ ንትግራይናሲ ትግራይ ትግራይ ክትሸትት ገይርዋ እዩ:: ዓድና ክንፎቲ ገይሮምና እዮም እንዳ መሽረፈት

    • @binyamsamsomsamsombinyam112
      @binyamsamsomsamsombinyam112 4 ปีที่แล้ว +4

      @@ጓልኣላጀዓድሽሁ ሓቂ ምዛር ተጋሩ ጸኒትኩም ኢኹም ጸኒሕኩም ኣብይ ብጣዕሚ ኢዩ ጠቂምኩም ትግርኛ እዳ ጋፍ ኢኹም ደርቢኽማ ጸኒሕኩም ስለዚ ኣስተውዕሉ ንሕና ውን ከም ኤርትራውያን መጠን ሕጂ ናባኹም ክቀርብ ጀሚርና ኣለና ማለት እቲ ባህሊ ክላዋወጥ ጀሚሩ ኣሎ ሕጂ ስለዚ ኣብ ሊዕለኹም ዝነበረና ጽሊ ብጣዕሚ ጎዲሉ ኣሎ ኣነ ብወገንይ ክጸልአኩም ማዕት ኢየ ነይረ ሕጂ ግን ከማይ ገይሩ ዝፈትወኩም የለም ሶ ቀጽሉ ።

    • @ጓልኣላጀዓድሽሁ
      @ጓልኣላጀዓድሽሁ 4 ปีที่แล้ว +4

      @@binyamsamsomsamsombinyam112 ኣይተጋገኻን/ኽን:: ግን ሕዚ ዉን እቲ ዝተረፈ ዕድሜና ብፍቅሪ ምስ ክቡር ባህልናን ቋንቋናን ብሰላም ብማዓርነት ንምንባር የኽእለና እዩ:: ንድሕሪት ዘይኮነስ ንቅድሚት ጠመቲ ክንኸዉን ኣለና 👌 ጥራይ ኣምላኽ ካብዝ ክፉእ ሕማም ይሓልየና ካብ ምድሪ ዓለም የትፈኣዮ🙏🙏🙏

  • @የቅድስትአርሴማፍቅርልዩነ
    @የቅድስትአርሴማፍቅርልዩነ 4 ปีที่แล้ว +33

    መጀመርያ እንኳዕ ኣብፀሓና የሕዋት ሆሳእና በኣርያም
    ኣታ ተመስገን ማዓፆ ገዛኹም እየ ሒዘ ይፅበ ነይረ ፩ ወፄ ዓሽኪ like ማንም ስብ ከይህበኒ ባዓልኹም ከይትድቕደቕዋ ለቢምኪ ኣይትበሉኒ ጊዜ እዩ ኣለቢሙኒ ክክክክክክክ

  • @ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ
    @ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ 4 ปีที่แล้ว +8

    ፈጣሪ ንኩልና ይሓልወና እግዛብሔር ኩሉኣይሳኣንንእሞ ምሕረቱ ይላኣከልና ቀፅልሉ

  • @ሜሮንትግራወይቲ
    @ሜሮንትግራወይቲ 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣይትሳኣኑ ማዓረተይ መልእኽትኩ ልበይ ተንኪፍኒ #ፈታኒ ግዜ ኣለና በጃኹም ብልቢ ጸሎት ንግበር

  • @user-habeshawit
    @user-habeshawit 4 ปีที่แล้ว +16

    Kkkkkkk ኣየ ዘርኣብሩክ ብ100 ቅርሽስ ፅጋበኛ እየ ኔረ ኣይትሳኣን ንስካስ

    • @alicopt4161
      @alicopt4161 4 ปีที่แล้ว

      ኮምፒውተር ብትግርኛ ክትመሃሩ ትደልዩ ኣብ ቻነለይ #ሰብስክራይብ ግበሩ።

  • @weyenilove7056
    @weyenilove7056 4 ปีที่แล้ว +1

    enkai ni hosaina bearyam beselam abetsehena ezi himam izi abzey kidah may abzey siber incheyti yerhikelina amlak amen amen amen🙏🙏🙏

  • @danielhayle9687
    @danielhayle9687 2 ปีที่แล้ว

    Aha nzerabruk haftudya aza schkor gall wowww😍😍😍

  • @samisenay
    @samisenay 4 ปีที่แล้ว +9

    ሆሳዕና በኣርያም ብ እ/ር ኣምላኽ ዝመፅእ ኹሉ ዝተባረኸ እዪ። እንኳዕ ኣብፅሐኩም ኣምላኽ ምሳና ይኹን🙏🙏🙏

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว +14

    ብሩኽ ሰንበት ስከ ታ

    • @samuelnegash6333
      @samuelnegash6333 4 ปีที่แล้ว +2

      መዓት ወረ መኽሰብ ዓለም amen 🙏

  • @ashuhabshweti2437
    @ashuhabshweti2437 4 ปีที่แล้ว +21

    እስክ ከማይ ዝፎትዎም ንዞም ጡዑማት ላዛ ብlike ግጨውን

  • @angosomyigzaw6062
    @angosomyigzaw6062 4 ปีที่แล้ว +21

    እንቃዕ ብሰላም መጻኩም እንዳ ገሬ እሙን
    እሙናት ኣብ ግዜኩም ኢኩም ትሰድዋ
    እንቃዕ ብሰላም ብጥዕና ናብ ሆሳዕና ኣብጽሃና ክቡራት ኣሕዋት

  • @خالدحجوري-ب6ع
    @خالدحجوري-ب6ع 4 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል መማሃርይ መዛንግዕይ እዩ ግን እዛ ናይ እግሪ ጨናስ ፀርፊ እያ ልዘዋም ኣድስኣበባ ዘለዉ ተጋሩ ክክክክክክክክ

  • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
    @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 ปีที่แล้ว +14

    ይይይይይ ሕማቅ ግዝየ ሓውካ ዘፃልእ

  • @wasli8257
    @wasli8257 4 ปีที่แล้ว +14

    እንኳን አብፀሐኩም ሆሳአና ጌታ ሆይ ማረን ይቅር በለን አሜን

    • @alicopt4161
      @alicopt4161 4 ปีที่แล้ว

      ኮምፒውተር ብትግርኛ ክትመሃሩ ትደልዩ ኣብ ቻነለይ #ሰብስክራይብ ግበሩ።

  • @zenithzenith8941
    @zenithzenith8941 4 ปีที่แล้ว +6

    እግዚአብሔር ሆይ ንዞም ህዝብታት እዚኦም ሓልወለይ ሓደራካ

  • @mnasiesemere5840
    @mnasiesemere5840 4 ปีที่แล้ว

    Well come endaboy Geremun u did great job great acting specially lemlem ayney keep going stay blessed and be save USA

  • @salamhammad5679
    @salamhammad5679 4 ปีที่แล้ว

    ርሑስ ሆሳእነ ኩሉኩም ያሕዋት ከብዚ ወራድ ዘሎ ምዓት ፍጠር ኩሉ ዓለም ምሕረት የወርድ አሜን. አሜን. አሜን. ገል መቀሌ ስላም የባህል ካብ ዳባይ

  • @zufanhadush3615
    @zufanhadush3615 4 ปีที่แล้ว +3

    ወይ ኣያ ጆኼር እና ኣያ ዘብርኣብሩክ ብዓበይቲ ብኣናእሽተን ብኩሉ ትክእልሉ

  • @fqriuemuneteyfqriuemunetey610
    @fqriuemuneteyfqriuemunetey610 4 ปีที่แล้ว

    Wawwww xbuk srah u senay nay hmamat yegbrelna amlak amen 🙏🙏🙏

  • @wedimisgna9259
    @wedimisgna9259 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣሰይ እና ኣቦይ ዘረኣብሩክ ዓይበይ ደስ በሃልቲ

  • @lilitubetgray5616
    @lilitubetgray5616 4 ปีที่แล้ว +4

    እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ሓላላት ግን ርግኣት ነበይ ከይድ እያ

  • @lastkingty1447
    @lastkingty1447 4 ปีที่แล้ว +16

    ጆኮረ ናሰራሕ ሰብ 😂😂😂😂

  • @ሳምራዊህይወተይ-ወ4ቸ
    @ሳምራዊህይወተይ-ወ4ቸ 4 ปีที่แล้ว +16

    *ለምለም ዓይነይ* ❤❤❤
    *ዘርአብሩክ ዓይነይ* ❤❤❤

  • @arekiareki2425
    @arekiareki2425 4 ปีที่แล้ว +18

    ዋእ እሞሲ ኣብ ገዛ ምካንስ ንኮን ግን ጥምየት ከ ኣይመፅእን ዲዩ መፍተሒ ደኣ ገንዘብካ ሂብካ እውን ኩሉ ተዓፂዩ እንታይ ኢና ንገብሮ ኣምላክ ኣቦይ ይቅረ በለልና ብምሕረትካ መሓረና

  • @mymommylife5837
    @mymommylife5837 4 ปีที่แล้ว +5

    እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ካብዚ ሕማም ክዓ ረቢ ባዕሉ የርሐቀልና

  • @ghnhh8615
    @ghnhh8615 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይ ሙቁራተይ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ቀፅልዎ

  • @tibletstewelde5138
    @tibletstewelde5138 4 ปีที่แล้ว +21

    3:26🤔 እውይ እዛ ጆኪር መንእሰይ እባያ😂

    • @ove6164
      @ove6164 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣብ ቀዛሕታ ኣለኪ ሙሉእ እንተርቪው

    • @tibletstewelde5138
      @tibletstewelde5138 4 ปีที่แล้ว +1

      @@ove6164 Thank you 😊

  • @zaidshimendi9145
    @zaidshimendi9145 4 ปีที่แล้ว +7

    ዘረአብሩኽ ሓዉ ኪሒዱ ::ክክክክክክክ ቤቲ ሃይለ በሰሮ

  • @geraltatube8097
    @geraltatube8097 4 ปีที่แล้ว +55

    ፈጣሪ ዓድና ካብ ኮሮና ይሓልወልና ሰብስክራይብ ብምግባር ስድራ ገርዓልታ ይኹኑ ንዓኹም ዝኾን ኣለና

    • @Kassael1
      @Kassael1 4 ปีที่แล้ว +1

      Subscribe ግበሩልና እሞ ክን ገብረልኩም

    • @alicopt4161
      @alicopt4161 4 ปีที่แล้ว

      ኮምፒውተር ብትግርኛ ክትመሃሩ ትደልዩ ኣብ ቻነለይ #ሰብስክራይብ ግበሩ።

    • @alicopt4161
      @alicopt4161 4 ปีที่แล้ว

      @@Kassael1 ok.

    • @Kassael1
      @Kassael1 4 ปีที่แล้ว +1

      @@alicopt4161 ኣነ ገይረልካ ኣሉኹ ንስኻ ውን ግበረለይ

    • @alicopt4161
      @alicopt4161 4 ปีที่แล้ว

      @@Kassael1 ሰብስክራይብ ገይረልካ'የ።

  • @bahabelommekonen4326
    @bahabelommekonen4326 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣምላኽ ባዕሉ ምሕረት የውርደልና ንኹላትና

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣነስ ዞም ቆልዑ ክፈትዎም በስምኣብ ኩሎም ዋይይይዮዮ ተመስገን ካብ ኣማርኛ ተጋላጊልና ኣጀኩም እስከ ደቂ ትግራይ

  • @TewahdoTube26
    @TewahdoTube26 4 ปีที่แล้ว +8

    ብሩክ ሰንበትን በዓል ሆሳእናን ይግበረልና የሕዋት

  • @سميرهسميره-ز5ط
    @سميرهسميره-ز5ط 4 ปีที่แล้ว

    ዋዉ እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ምጭዋት እንኻዕ ድማ ንበዓል አዉሽዕ ብሰላም እግዚአብሄር አምላከ ድማ ካብቲ ሕማም ባይረስ ይምሓረና አሕዋተይ መዓረይ አሜን💖💖💖💖

  • @bettytube2
    @bettytube2 4 ปีที่แล้ว +21

    አነ ኤርትራዊ ትግራዋይ እዬ እንተ ይለኩም ከመይ ከመይ እዬ ዝከውን ቀዳማይ ንዝመለሰለኝ 50 ላይክ ክቦዬ

    • @سارهمحمد-ت1د
      @سارهمحمد-ت1د 4 ปีที่แล้ว +4

      ብመጀመርያ እንኳዕ ኣብፀሐካ ካውኡ ኩለና ተዛረብቲ ትግርኛ ስለ ዝኮና ኢሪ፣ትግራይ ክትብል ትክእል ካልኣይ ከዓ ኣቦካ ኢሪ ኣዴካ ትግራይ እንተኮይኖም ወይ ኣዴካ ኤሪ ኣቦካ ትግራይ ኤርትራዊ ትግራዋይ ክትብል መሰልካ እየ ጌጋተሃልይኒ ይቅርታ ሓወይ ናተይ

    • @filitukue4415
      @filitukue4415 4 ปีที่แล้ว +2

      Zegnetka eirtrawi keynka tezrebo kanka tgrign

    • @filitukue4415
      @filitukue4415 4 ปีที่แล้ว

      Meletey abeirtra buzuh kanka slezolo

    • @mililalaozil2497
      @mililalaozil2497 4 ปีที่แล้ว

      Me too

    • @danitigray6813
      @danitigray6813 4 ปีที่แล้ว

      ኤርትራ ዜግነት ዘለካ ትግርኛ ተዛራቢ ትግራዋይ ከከምቲ ንሕና ኢትዮጵያ ዜግነት ዘለና ትግርኛ ተዛረብቲ ተጋሩ

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 4 ปีที่แล้ว +1

    እስይይይይ ሸኮሪናታት እንዳ ገሬየ ኡሙን ስላም ቅሳነት ናዓኩም ሙቁራት ፈጣሪ ቀፅሉሉ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ !!

  • @ብስራትወልዳይ
    @ብስራትወልዳይ 4 ปีที่แล้ว +6

    ካም ለማዓንቲ የሳሓቁይ መቅሰናት 😘

  • @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት
    @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት 4 ปีที่แล้ว +19

    ወልካም እዳ ገሬ
    ንኹላትኩም ኦርቶዶክስ እንካዕ ንሆሳኣና ኣብፃሓኩም ናይ ዓመት ስብ ይበለና🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺

  • @ayatinnafkshign1291
    @ayatinnafkshign1291 4 ปีที่แล้ว +5

    Lemlem ayney and zerabruka are real artists

  • @TechTalkWithAwel
    @TechTalkWithAwel 4 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ሀገራችንን ብሎም አለማችንን ሰላም ያድርግልን ማስታወቂያው በጣም ቆንጆ ነው ከስር አማሪኛ ትርጉም ቢኖረው የበለጠ መልካም ነበር በርቱ

  • @ትግራይዓለመይናፈቅ
    @ትግራይዓለመይናፈቅ 4 ปีที่แล้ว +9

    አምላክ ካብ ኮሮና ይሓልወልና

    • @zaydkiros1450
      @zaydkiros1450 4 ปีที่แล้ว +1

      amen amen amen mar

    • @kdusgebrialtebkegn7704
      @kdusgebrialtebkegn7704 4 ปีที่แล้ว +1

      ጓል ትግራይ ዋዕሮ ሰላም ንትግራይ ዓደይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን የኔ ማር

  • @ቻነልፍልጠት
    @ቻነልፍልጠት 4 ปีที่แล้ว +21

    ኣምላኽ ካብዚ ተኻል ሕማም(corena virus) የድሕነና የሕዋተይ።

  • @tigraylove2764
    @tigraylove2764 4 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክክክክክ ኣርኮል ፅቡቀረ ገይሩ ገሪ ሽኮር ዳሓርካሰሰ ፈሊጠዊ

  • @malhabib357
    @malhabib357 4 ปีที่แล้ว +2

    ደቂ ትግራይ ማዓረይ ኣጆኩ መዕባለኩም ፈትዮ ኣለኩ ኣጆኩም ኣጆኩም ብሓቂ ጽብቅ ቅጺልኩም ኣለኩ ህግደፍ ዶ ዳኣ ከምዚ ከይገብሩ ሰባት ኣብ ትሕቲ መድሪ የስፍሩ እንበር

  • @ለማርያምዘምሩ
    @ለማርያምዘምሩ 4 ปีที่แล้ว +13

    እንኳዕ ንበዓል ሆሳእና በኣርያም በዓል በሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም በዓሉ ናይሰላም ጥዕናን ካብ ዝመፀና ወረርሽን ካብ ዓድና የጥፈአልና ናይ ዓመት ሰብ ይበለና ደቂ ሓላል መሬት🙏🙏🙏

  • @سماسما-د8ص2خ
    @سماسما-د8ص2خ 4 ปีที่แล้ว +6

    💋💋💋እንኳዕ ደሓን መፃኹም ፅሩያት 💞💞💞💞

  • @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ

    _እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ዝፈትወኩም እንዳ ገሬ ጽሩያት💛❤️ __#እንኳዕ_ንዓመታዊ_ክብረ_በዓል_ኣጋእዝተ_ኣለም_ቅድስት_ስላሴ_ብሰላም_ኣብጸሐና_ኣብጸሐኩም_ህዝበ_ክርስትያን__✝️💐💛❤️__#ሰናይ_ሰንበት_ይግበረልና__💖🥰_

  • @hopesgualtigray4333
    @hopesgualtigray4333 4 ปีที่แล้ว +2

    😄😄😄Aya zebrabruk 😂😂😂 💒🌿እንኳዕ ኣብጸሓና ኣብጸሓኩም Nab ሆሳእና በኣርያም💒🌿🙏. Nice one enda Gere emun❤.

  • @tesfalembirhe5904
    @tesfalembirhe5904 4 ปีที่แล้ว +1

    ካካካካካካ ኣያ ዘብራኣብሩኽ መሐጎል

  • @rahelrahel8397
    @rahelrahel8397 4 ปีที่แล้ว +18

    እንኳዕ ድሓን መፃኩም ፅቡቃተይ ናይ ሎምዓንቲ ግን ብጣዕሚ ኣጋኒንኩምዎ ከመይሉ እዩ ገና ገዛ ከይኣተወ እግሩ ዝጨኒ ኣያ ጆከርለ ናይ ሰብ ገንዘብ ምድላይ ኣይተብዝሑ ታኢኩምከ ንዳኒኤል ተጥፍእዎለኩም ናፊቀዮኮ

  • @ekinahom8621
    @ekinahom8621 4 ปีที่แล้ว +17

    ኡፍፍ ደቢሩና እኾ ፕሊስ ሳብስኽራይፕ እማ በሉኒ ዩቱፕ ክጅምርስ ተዓጺና በቃ ሆ ፈጣሪ ይቅር በለና🙇🙇🙇

    • @friyatbrhane2172
      @friyatbrhane2172 4 ปีที่แล้ว +1

      greki aleku

    • @ekinahom8621
      @ekinahom8621 4 ปีที่แล้ว

      @@friyatbrhane2172 የቀንየለይ ማዓረይ ናተይ❤❤❤❤❤