Gere emun Part 27 ገሬ እሙን ክፋል 27

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
  • ፈተውትን አድነቕትን ገሬ እሙን youtube channel subscribe ብምግባር አተባብዑና
    Gere emun part 26👉 • gere emun Part 26
    Gere emun part 25👉 • Gere Emun Part 25
    Gere emun part 24👉 • gere emun part 24
    Gere emun part 23👉 • gere emun Part 23
    Gere emun part 22👉 • Gere Emun Part 22
    Gere emun part 21👉 • gere emun part 21
    Gere emun part 20👉 • gere emun part 20
    Gere emun part 19👉 • Gere emun Part 19
    Gere emun part 18👉 • Gere emun part 18
    Gere emun part 17👉 • Gere emun Part 17
    Gere emun part 16👉 • Gere emun part 16
    Gere emun part 15👉 • gere emun part 15
    Gere emun part 14👉 • Gere emun part 14
    Gere emun part 13👉 • Gere emun part 13

ความคิดเห็น • 796

  • @ማንቻዊ69
    @ማንቻዊ69 4 ปีที่แล้ว +1113

    ሎሚ ድሕሪ 9 ዓመት ምስ ማማ ተራኺበ ከማይ የማስልኩም ገጽ ትፍትውዎም ስድራኹም የሕቅፍኩም ።

    • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
      @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 ปีที่แล้ว +10

      እንካዕ ብሰላም መፃኩም ሙቁራት

    • @hd-fm5tz
      @hd-fm5tz 4 ปีที่แล้ว +10

      ትዓድልክ ኣነ ምስ ማማ ተፈሎኹ 7ዓመት ንፊቅ ኣብለያ

    • @Seb15
      @Seb15 4 ปีที่แล้ว +6

      ማንቻዊ 69 እንካዕ ደስ በለካ/ኪ ደስ ይብል 🙏

    • @Peace-zf1br
      @Peace-zf1br 4 ปีที่แล้ว +5

      Congratulations
      Ani 12 amet gara alku ms aday kabzay reakb

    • @ጋልዓጋመ
      @ጋልዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +5

      እንካዕ ደስበለካ

  • @gginfo19
    @gginfo19 4 ปีที่แล้ว +357

    ነዛ ኮመንት ተንብቡ
    ሰናይ መዓልቲ
    ፅቡቕ ምጅማር ፆመ ነብያት
    ትምኒት ዝሰምረሉ
    ይግበረልኩም ሳብስክራይብ ኣእውዱኒ

  • @tesfayteklay1695
    @tesfayteklay1695 4 ปีที่แล้ว +629

    ፆም እኮ ኣትዩ
    ፅቡቕ ናይ ፆም ግዜ ን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ተከተልቲ 👇
    👍👍👍 ኣይትረስዑ

    • @birktaytr.e1258
      @birktaytr.e1258 4 ปีที่แล้ว +1

      Kab lemaanti jemru diyu tsom

    • @tesfayteklay1695
      @tesfayteklay1695 4 ปีที่แล้ว +5

      ኖኖ ካብ ፅባሕ ንጉሆ (ሰኑይ) ብ ግዕዝ ኣቆፃፅራ ሕዳር 15 ኩሉ ግዜ ዩ።

    • @birktaytr.e1258
      @birktaytr.e1258 4 ปีที่แล้ว +1

      thank you brother

    • @Peace-zf1br
      @Peace-zf1br 4 ปีที่แล้ว +1

      Ewayy tugdayy measy jamru
      Temali telulat balie

    • @Seb15
      @Seb15 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ዝሓወይ

  • @nahomnahom7204
    @nahomnahom7204 4 ปีที่แล้ว +470

    ደቂ ትግራይ ዓደይ ሰበይተይ ሓሪሳ ላይክ እባ ሃበንዩ

    • @zenebugebrekidan
      @zenebugebrekidan 4 ปีที่แล้ว +12

      በል ክርስትና ከይትርሰዓና😉😉😉😉

    • @nahomnahom7204
      @nahomnahom7204 4 ปีที่แล้ว +2

      @@zenebugebrekidan ጸገም የለን

    • @febenandemeskel8301
      @febenandemeskel8301 4 ปีที่แล้ว +1

      Enukae mariam mharia

    • @yordigaltigrayselammskulu2399
      @yordigaltigrayselammskulu2399 4 ปีที่แล้ว +3

      እንኳዕ ደስ በለኩም ክሳብ መፂና ንሪአኩም😍

    • @nahomnahom7204
      @nahomnahom7204 4 ปีที่แล้ว +3

      @@yordigaltigrayselammskulu2399 ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว +199

    *ተጋሩ ሽኮሪናታት ብስም ገሬ እሙን like & subscribe ኣግርጭው*
    ገሬ ሰነፍ ኣፍቂረኪ ኒኤኹ ልካ ቶግ ዘይተብለላ

    • @MrBrhan
      @MrBrhan 4 ปีที่แล้ว

      ሂበካ ኣለኩ ክቡር ሓው

    • @ድንግለይኣደጎይታ
      @ድንግለይኣደጎይታ 4 ปีที่แล้ว

      ኣግርጭው ዛሓወይ ማዓረይ👍👍👍

    • @Feven-x5b
      @Feven-x5b 4 ปีที่แล้ว +1

      Bezi kea rekibeka mehazay mearey

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray3032 4 ปีที่แล้ว +281

    Welcome ደቂ ትግራይ መዓረይ
    ናይ ለምለም ዓይነይ ዘብርኣብሩክ ዓይነይ ኣድነቅቲ Like

    • @Peace-zf1br
      @Peace-zf1br 4 ปีที่แล้ว +1

      Kulu gezza zerabrik eki tebli
      Kulom nefat Eyam
      Beayy wegen dema geri and betty best workers

    • @ermilove685
      @ermilove685 3 ปีที่แล้ว

      ሓፍተኒ

  • @lilikiros9356
    @lilikiros9356 4 ปีที่แล้ว +124

    እርጉዝ ነኝ ላይክ ናፍቆኛል ላይክ ስጡኝ👍👈

  • @ውቅያኖስብርሃነ
    @ውቅያኖስብርሃነ 4 ปีที่แล้ว +129

    ለምለም ዓይነይ ክፈትወኪይ
    ሰናይ ሰንበት ደቂ ዓባይ ትግራይ💖💛💖💛💖💛💖💛💖💛💖💛💖💛💖💛💖💛💖💛💖

    • @ድንግለይኣደጎይታ
      @ድንግለይኣደጎይታ 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን(3)ማዓረይ ዋላ ኣነ እየ ፍትው ዘብላ💖💖💖💞💓💖💖💖💞💞💕💞💓

    • @ውቅያኖስብርሃነ
      @ውቅያኖስብርሃነ 4 ปีที่แล้ว

      @@ድንግለይኣደጎይታ ትፍቶ እያኮ ጥ ዕምቲ ላዛ ወለላ መዓር ዝኾነት ምቅርቲ እያ ብጣዕሚ ዝያዳይ

  • @lovetgray8218
    @lovetgray8218 4 ปีที่แล้ว +307

    ቀዳመይቲ እየ ሎሚ like ከይጸቐጥኩም ከይትሓልፉ ፡ ሰናይ ሰንበት ፈተውቲ ትግርኛ💟❤️

    • @ጋልዞምተጋሩ
      @ጋልዞምተጋሩ 4 ปีที่แล้ว +1

      ቀዲውኪ ሓፍተይ

    • @danieshew
      @danieshew 4 ปีที่แล้ว +5

      ነዋሓቲ ኢድ ለገስቲ
      ንዝለመነኩም ዋሃብቲ ዕጽፊ
      ምእዛት እንድኹም መኻፍልቲ
      ሰብስክራይብ ደልየ ካባኻትኩም
      ቻነል ክፈትሕ ከዛናግዕ ናዓኹም
      pls subscribers
      Subscriber subscribers

    • @rahelrahel8397
      @rahelrahel8397 4 ปีที่แล้ว +1

      Bruk senbet

    • @samrawit7393
      @samrawit7393 4 ปีที่แล้ว +1

      ❤❤❤

    • @merilove8023
      @merilove8023 4 ปีที่แล้ว +1

      Breku sanbet marey

  • @ROTES1991
    @ROTES1991 4 ปีที่แล้ว +188

    ንገሬ እሙን ንቤቲ ሃይላይን ዝፈቱ ላይክ ሃቡኒ ሓውኩም ኤርትራዊ ሰናይ ማዓልቲ

  • @ritahyla4762
    @ritahyla4762 4 ปีที่แล้ว +59

    ከምዚ ከማይ አቦይ ዘብራኣብሩኽ ና ለምለም ዓይነይ ትፈትው ደለኹም

  • @geraltatube8097
    @geraltatube8097 4 ปีที่แล้ว +134

    ብቋንቋ ትግርኛ ትሕበኑ ሰብስክራይብ ግበሩና

  • @monamanoo3856
    @monamanoo3856 4 ปีที่แล้ว +113

    ዝተባረከን ዝተቀደስን ሰንበት ይግበረልና ኣንታ ስምዕዶ አብ ይቱብ ድዩ ስራሕኩም ዋእ ቀዲምኩኒ ላይክ ዝሃበኒ ኣዲኡ 1000 ዓመት ትንበረልካ/ኪ

  • @volapmedia
    @volapmedia 4 ปีที่แล้ว +60

    ነዛ ድራማ ጌና ከይራእኽዋ ከለኹ'የ like ዝብላ:: ክሳብ ክንድዚ'የ ዝህንጠያ: ጌሬ እመን: ኣያ ዘራእብሩኽ👍👍👍

  • @ሓዊሰላም
    @ሓዊሰላም 4 ปีที่แล้ว +62

    ዝተቀደሰን ዝተባረኸን ሰምበትይግበረልና ንኩሉኩም ህዝቢ ሓበሻ ስደትና የህጽረልና ፍቕርን ሰላምን የውርደልና ምረቓ ከይሃልፈካ/ኪ ምረቓ ዝፈቱ #like ረጊጹ ይሕለፍ ሓወይ ሓፍተይ ኩልኻ ።

  • @zionzion3243
    @zionzion3243 4 ปีที่แล้ว +59

    ናይ ቀዳማይ ዝራኣክዋ ላይክ ኣይትሕመቁ

  • @ggtheimmortal6394
    @ggtheimmortal6394 4 ปีที่แล้ว +70

    መን እዩ ከማይ እዛ ሲትኮም ዝተመቸወቶ?
    ስለ ገኜ እሙን ክትብሉ እስከ like ወቅጡኒ!!

  • @ማይጻዕዳወደከለኣከለጉዛይ
    @ማይጻዕዳወደከለኣከለጉዛይ 4 ปีที่แล้ว +46

    ሰላም ናይ እግዝኣብሔር ምስ ኩላትኩም ይኩን ።ዝተቀደሰን ዝተባረከን ሰምበተ ክዳን ይግበረልኩም ነዛ ኮሜንት ተንብቡ ዘለኩም የሕዋት
    ❤❤❤❤❤❤

  • @filifili4614
    @filifili4614 4 ปีที่แล้ว +100

    ሰላም ደቂ ዓደይ ምቁራት እንኳዕ ንክብረ በዓል ኣቦና ኣብነ ኣረጋዊ ብሰላም እብፀሐኹም ስደት ዘለና ስደትና የሕፅረልና ንዓድና እውን ሰላም ይሃበልና ፈጣሪ እንዳ ገሬ ደሞ ቀፅሉሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ

  • @robelrobel5823
    @robelrobel5823 4 ปีที่แล้ว +189

    ተጋሩ ኣሕዋትና ኣጆኩም በርትዑ ካብ ኤርትራ

  • @ፍቅሪሓያል-በ1ዘ
    @ፍቅሪሓያል-በ1ዘ 4 ปีที่แล้ว +43

    ቨጃኹም ወዲቶም ብመንነቶም ዝኾርዑ እየ ላይክ ሃቡኒ ማራያም ድንግል ምሳኹም ትኹን

  • @እናቴናፈቅሽኝ-ለ3ጰ
    @እናቴናፈቅሽኝ-ለ3ጰ 4 ปีที่แล้ว +41

    ስሰናዩ ናዓኹም ኣብስደት ዘለኹም ኣሕዋት

  • @yordigaltigrayselammskulu2399
    @yordigaltigrayselammskulu2399 4 ปีที่แล้ว +83

    መርሓባ ደቂ ማማ ትግራይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳
    ንኩሉኩም ህዝቢ ክርስቲያን & ሞስሊም ብሩክ ማዓልቲ ይገበረልና ኣሜን(3)🙏

  • @ባሕሪፀባ
    @ባሕሪፀባ 4 ปีที่แล้ว +93

    ዘርአብሩኽን ገብረሂወትን ካብ ዝፈትዎም ተዋሰእቲ ። ፃዲቁ አባታችን አቡነ አረጋዊ ከክፉ ሁሉ ይጠብቀን አሜን።

  • @queengaleri5184
    @queengaleri5184 4 ปีที่แล้ว +12

    I’m from Eritrea 🇪🇷
    nice work deki tgray kexlwo keep going 😀👍🏼👍🏼👍🏼

  • @ግዜተቀያሪ-ጀ1መ
    @ግዜተቀያሪ-ጀ1መ 4 ปีที่แล้ว +43

    ስደት መኚኙና ኣቱም ሰባት ኬፍ ኣለኩም እንዳ ገሬ እሙን

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 4 ปีที่แล้ว +8

    💖💖💖ክክክክ ኣታ ሎሚ ገሬ ዝረኸቦ በቱይ ቤቲ ትብላዕ ብቱይ ጆኬር ቅርሹ ተዘሚቱ
    ❤ቤቲ ሽኮር ኣይሃፀፅናን ዶ..ይይ...ተጋሩ ሓላላት ከመይ ድኹም ዉሽጠይ በቃ ኩሩዓት🇪🇷🇻🇳👍👍👍👍👍👍👍ሰላም ንዘን ኣዴታት እዚኣተን ይኹን

  • @goodplaza7603
    @goodplaza7603 4 ปีที่แล้ว +40

    ርግኣት እባ ላበይ ገዲፍኪሞዋ ከፍ ኣለዋ እዩ ኣይትግደፍዋ

    • @merrytube8231
      @merrytube8231 4 ปีที่แล้ว

      Mara Eunet keftwa

    • @alambradani2259
      @alambradani2259 4 ปีที่แล้ว

      Good Plaza: “ kef alewa eyu” 😂😂😂 eska wn kef aleka 😂😂😂

  • @ZumaTubepro
    @ZumaTubepro 4 ปีที่แล้ว +39

    ዝተባረኸን ዝተቐደሰን ሰንበት ኣውዕለና
    ደሃይ ዝተሸገሩን ዝጠፍኡን ወገናትና ጠጥዑሙ የስመዓና::ስደትና የሕጽረልና ምረቓ ወለድና ኣይፈለየና.......ደቂ ትግራይን ኤረይን ኩሑሎ Subscribe አሕፍስ አቢልኩም ተወከሱና ሓድሽ እያ ዛ 'ቻናል

  • @tesfaymesele3385
    @tesfaymesele3385 4 ปีที่แล้ว +36

    በጃኩም ነዚ ገጣማይ እየ ዝብል ዘሎ ሰብ ኣጥፍእዎ ካብዛ ፊልም

  • @እናቴህይወቴ-ኀ9ጘ
    @እናቴህይወቴ-ኀ9ጘ 4 ปีที่แล้ว +26

    እንዳ ገሬ እሙን ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና👌❤😍😍😍
    ጋል ዘጌ ተናፊቃ ነይራ😂😂😂😂

  • @ተዋህዶእዩእምነተይክሳብግ
    @ተዋህዶእዩእምነተይክሳብግ 4 ปีที่แล้ว +24

    እንካዕ ደሓን መፃእኩም ሙቁራት ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ፀሎቶምን በረኮቶምን ኣባ ኣምነኣረጋዊ ኣይፈለየና ኣብ ስደት ለለና እውን ስደትና ኣሕፂሩ ብሰላም ይምለሰና ንዓካትኩምለ ኣብ ስራሕኩም ኣስልጦ ኣብ ሂወትኩም ሰላም ይምንየልኩም ሙቁራት ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

  • @zaydgalltigray8825
    @zaydgalltigray8825 4 ปีที่แล้ว +13

    ልኮነ ኮይኑ ይፈትወኩም እየ በርትዑ
    ሃማይ ትፈትዎም ረጊፅኩም ሕለፉ😊

  • @evenmehari3938
    @evenmehari3938 4 ปีที่แล้ว +9

    I am in love wiz this movie lol 😂 good job guys keep it up. Love from 🇪🇷

  • @ኸርተትኮይኑኒሂወት
    @ኸርተትኮይኑኒሂወት 4 ปีที่แล้ว +38

    ጆኬር ግን ኣብ መንገዲ ድዩ ዝነብር

  • @ዳኒሓዊፍሽ
    @ዳኒሓዊፍሽ 4 ปีที่แล้ว +37

    እንታይ ኮይነማ ህራስ ኣቢኒ እለ ለከስ ቀዲምኩምኒ ኮሜንቲ 👍 በሉ ሃብኒ 😀

    • @Seb15
      @Seb15 4 ปีที่แล้ว

      ዳኒ ሓዊ ፍሽ ኣሕልፍዎ ንቅድሚት ክንብሎም ኢና ጸገም የለን ደቅስ ድኣ ዝሓወይ

  • @technosammsung7445
    @technosammsung7445 4 ปีที่แล้ว +16

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ እሙን ።
    ፍቅር ደስታን ዛዓሶሎ ሰንበት ይግበረልና የሕዋት።

  • @danielkidane7839
    @danielkidane7839 4 ปีที่แล้ว +119

    Ndeki tgray zfetu like eski ngber deki er meley🌏❤❤❤🇪🇷👇

  • @isakapptube4726
    @isakapptube4726 4 ปีที่แล้ว +54

    ብሩክ ሰንበት ንክላትኩም ተካታተልቲኢ gere emon !!!!!th-cam.com/video/yQzKcW5Buwo/w-d-xo.html

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 ปีที่แล้ว +20

    እንቓዕ ብሰላም መጻእኹም ደቅዛ ቅድስቲ መሬት

  • @ጓልሸረትግራይጓልቶምቶኪሶ
    @ጓልሸረትግራይጓልቶምቶኪሶ 4 ปีที่แล้ว +6

    well አንዳ ገሬ ኡሙን ረኢቶ ኣለኒ መንካሰ ዝባሃል ተተውፁኡዎ ይምረፅ።ቤቲ ካዓ ሙዳ ጠፊኡ ብሓፈሻ ካዓ ከምቲ ናይ መጀመርታ ዘሰሕቅን ዝህንጥይን ኣይኮነን ክትማሓይሹ ተሰፊ ይገብር በርትዑ የቅንየለይ።

  • @meradedeart9949
    @meradedeart9949 4 ปีที่แล้ว +13

    ፈተውቲ ኣያ ጆኬር like መጥዉለይ

  • @temesghengeremedhin491
    @temesghengeremedhin491 4 ปีที่แล้ว +8

    ውልቃዊ ሪእይቶይ ! ን ተክሊሽ ወይ ( መንኪስ ) ወይ ኣውጺዎ ወይ ካልእ ግጥሚ ወይ ስራሕ እንተትህብዎ ኣይምሓሸን ዶ ? የቀንየለይ

  • @nestgraphics9871
    @nestgraphics9871 4 ปีที่แล้ว +1

    ቐፅልሉ። ልኸበርኹም ናዙ ቻናል እዙይ ተኸታተልቲ ስለ ኤዲቲንግ(ፎቶ ኤዲቲንግ), ሎጎ ብቐሊሉ ምስራሕ ብሓፈሻ ስለ ፎቶ ሾፕ(Photoshop) ክትማሃሩ ልትደልዩ ቻናልና 👉"NEST GRAPHICS"👈 ኣትዮም ሰብስክራይብ(subscribe) ይግበሩ።
    የቐንየልና!

  • @manunited555
    @manunited555 4 ปีที่แล้ว +12

    Tegaru yehwatey kemey dikum tekeyfuni ane btaemi eye zfetwekum tfetwni like zeytfetwuni dislike

  • @ዘሪኢትወዲኣከለጉዛይጻዕዳ
    @ዘሪኢትወዲኣከለጉዛይጻዕዳ 4 ปีที่แล้ว +4

    እንቃዕ ብድሓን መጻኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ ኣጀኩም ቀፅልዎ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም
    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ።
    ብትግርኛ ጥራይ ሕዝኩም ምፅና
    ቃንቃና ኪዓቢ ኣለዎ።
    ኣነ ሓዉኩም ኤርትራዊ እዩ
    ወዲ ኣከለ ጉዛይ እየ።
    ኣነ ን ህዝቢ ትግራይ ብጣዕሚ
    እየ። ዘክብረኩምን ዝፈትወኩም
    ኣብ ትግራይ በሊዐ ሰቲየ እየ።
    ህዝቢ ትግራይ ፈቃር እዩ።
    ስደትና የሕፅረልና የሕዋተይ 🙏🙏🙏

    • @segarentertainment1212
      @segarentertainment1212 4 ปีที่แล้ว

      ኩቡር መጠን ነብሱ የኽብረካ ። የቐንየልና ወድኹቡራት 🙏🙏🙏

  • @sabasaba1323
    @sabasaba1323 4 ปีที่แล้ว +18

    ብሩኽ ሰንበት ደቂ ዓደይ ❤️

  • @nebyatlove9759
    @nebyatlove9759 4 ปีที่แล้ว +9

    ደቂ ትግራይ መዓረይ ሰናይ መዓልቲ ሰንበት ይኩነልና አብ ስደት ዘለና ውን ስደትና የሕፅረልና 💖💖💖

  • @ዊንታኤርትራዊት
    @ዊንታኤርትራዊት 4 ปีที่แล้ว +6

    ንገሬ ከምቲ ከማይ ዘፍትዎ እንትፕሃልዩ ላይክ በሉኒ ሃየ subscrib ከዓ አይንረስዕ!

  • @weldayoubuya903
    @weldayoubuya903 4 ปีที่แล้ว +13

    ክክክክክክ ቤቲ ተጠንቀቂ ናይ መወዳእታ እያ ክክክክክ ኣነ እንታይ ክገብሮ የ ኣዚ ገሬ ወዲ ቀሺ

  • @FreTube-b9c
    @FreTube-b9c 4 ปีที่แล้ว +13

    እንዃዕ ብሰላም መፃኹም እንዳ ገሬ እሙን
    ብሩክ ሰንበት ህዝቢ ክርስትያን

  • @milihabesawit3193
    @milihabesawit3193 4 ปีที่แล้ว +14

    ሰናይ ሰንበት ኣብ ስድትን ዓድን ዘለኩም መላእ ተጋሩ ኣሕዋተይ😘😘👏

  • @amantame401
    @amantame401 4 ปีที่แล้ว +8

    Amnaregawi yhalkum yehwatey buruk sunday ygberelkum hawkum eritrawi

  • @ነፃዓባይዘሃገረትትግራይ
    @ነፃዓባይዘሃገረትትግራይ 4 ปีที่แล้ว +11

    ሃሃሃሃህ ስርዓት ግበር መንኪስ ሽም ሰብ ይከበር
    እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ድማ

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 4 ปีที่แล้ว +4

    ቅቅቅቅ ወይ ሎሚ ኣያ ዘረኣብሩኽ ዛኪ ኣታዮ ከመይ ዝበልኩም መቁራት ስድራ ኢኹም👍👍🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷👍👍👍💖❤💖❤👍ሰላምኩም ይብዛሕ

  • @ለዋህልበይ
    @ለዋህልበይ 4 ปีที่แล้ว +8

    ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ይገብረልኩም ገርየ እሙን ፈውሲ ልቢ እስከ ንገረ እሙን ዝፈቱ like ኣግርጭው ብሉለይ!!!

  • @abihile4642
    @abihile4642 4 ปีที่แล้ว +11

    እሰየ ደቅአደየ ማዓረይ እንኮእ ብሰላም መፃኹም ገሪ እሙን

  • @mizigaltgray6772
    @mizigaltgray6772 4 ปีที่แล้ว +16

    Welcome enda gere emun
    Ztebareke senbet ykunelna
    Habayb

  • @ትግራይዓለመይናፈቅ
    @ትግራይዓለመይናፈቅ 4 ปีที่แล้ว +12

    ሰላም ደቂ ዓደይ ጥዑማት ❤❤❤💔💔💖💖

  • @angdaw3829
    @angdaw3829 4 ปีที่แล้ว +31

    ፍስሃ ዝዓሰሎ ምዓልቲ የውዕለና ቡሩካት❤️❤️❤️

  • @fithiqanattigre5944
    @fithiqanattigre5944 4 ปีที่แล้ว +17

    😂🤣😂 I love you 💕 Tigray 🥰 I am from Eritrea

  • @edenwinea
    @edenwinea 4 ปีที่แล้ว +9

    Aythazuley eti getami seb algswo he is not funny at all...

  • @e.s1438
    @e.s1438 4 ปีที่แล้ว +11

    ngere emun zfetu tray abzia 👉☝️👍

  • @filmontumzgi2852
    @filmontumzgi2852 4 ปีที่แล้ว +9

    Nezia tenbb zelekaka/zeleki ztebareketn zteqedesetn Senbet ms Familika ygberelka/ygberelkii❤❤❤

  • @ttsalon8106
    @ttsalon8106 4 ปีที่แล้ว +8

    እንካዕ ዳሕና መፃኩም ናይካቱምሲ ዋ ላደጋገምካ ይረእ

  • @mnasebest1948
    @mnasebest1948 4 ปีที่แล้ว +11

    Bruk senbet ntekatatelyi eza film, nana tkewn hadas amet ygberelna. Blessd Sundag

  • @danieltesfa6498
    @danieltesfa6498 4 ปีที่แล้ว +3

    መደብኩም ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዎ ማሃሪ ኢዩ ግን ኣብ ገለ መሰልቸው ኣለዎ ን ኣብነት ኣብ መስቀል ዝነበረ ብዛዕባ ናይ ደርሆ ዝተፈጥረ ባእሲ ገሪየ ክፈልጦ ይግባእ ነይሩ እቲ ሚስጢር ኣብ ዝቅጽል መደብ ማለተይ እንደገና ቤቲ ምስ ገሪየ ዝተባእሱሉ ኣብ ዝቅጽል መደብ ብዘይ ወላሓደ ነገር ታዓሪቆም ብድሕሪኡ ውን ናይ ጫት ዝሰተዮ ገሪየ መዕለቢኡ ምስቶም ሰባት ከ ሓፈሻዊ ካብ ዝተቃረጾ ክቅጽል ኣለው

  • @ጓልትግራይፃዕዳ
    @ጓልትግራይፃዕዳ 4 ปีที่แล้ว +7

    ደቂ ዓደይ ማዓረይ ከመይ ድየ ፍትውትውውውውው ዘበለኩም ቀፅልሉ

  • @e.s1438
    @e.s1438 4 ปีที่แล้ว +7

    ዝተባረከን ፡ ዝተቀደሰን ሰንበት ይግበረልና ፍቁራት የሕዋተይ

  • @መቅደስመቅደስ-ዠ7ቘ
    @መቅደስመቅደስ-ዠ7ቘ 4 ปีที่แล้ว +9

    ክክክክክ ቤቲ ግደፊ ንገሬ ተረድኡሉ

  • @lilitubetgray5616
    @lilitubetgray5616 4 ปีที่แล้ว +3

    ከተቃርፅዋ ትግራይ ዓደይ ሰላምኩም ይብዛሕ ተካታተልቲ ካኣ ላይክ ኣትሕመቁ ደስ ትብል ፍልሚ እያ።

  • @jimimassawa5857
    @jimimassawa5857 4 ปีที่แล้ว +2

    eway eza akeza kef zelewa azerarba tefetro eyuuu kkkkkkkkkkkkk 1000 likes kiki habuley

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh 4 ปีที่แล้ว +7

    Kisab zireyo enkuae bidahan metsekum. 🤗🤗
    Bruk senbet dima yikunelna deqi Tigray halal.

  • @mrteklyee.e.n.n5951
    @mrteklyee.e.n.n5951 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣታ ንመንኪስ ኢንዶ ኢለዩለይ ኬፍ ኣይህበንን ኢዩ እዚ ወዲ እዚ እዛ ፊልም ኣባላሺይዋ በቃ

  • @ፈታዊኪሮስኣስፍሃቢንጎ
    @ፈታዊኪሮስኣስፍሃቢንጎ 4 ปีที่แล้ว +23

    ካኣካኣካኣካኣካኣካኣካኣካካኣ ኣታ ሳሓቅ ሞይተ እንቁሚናኒሕ ደንሆ ዒሕ ካኣካኣካኣካኣካኣካኣ ቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ

  • @mahderbrhane9117
    @mahderbrhane9117 4 ปีที่แล้ว +7

    አይሃጸጽናን ዶ ላሎላሎ ክክክክክ

  • @Tsila_show
    @Tsila_show 4 ปีที่แล้ว +2

    ሕዳር ፂዮን ሰሙን ተሪፍዎ አኽሱም ተዓዲምኩም አለኹም

  • @fasikafasika1729
    @fasikafasika1729 4 ปีที่แล้ว +1

    ቤቲ ሃይላይ ማዕቢላ ንገሬ እሙን ክትሽንድሖ ድያ ደልያ
    ካብ ገሬ ናብ ገብረሂወይ ተቐይራ ስሙ።
    ፍቕሪ ዕውር ዝብልዎስ ክምዚ ኢዩ።
    ገሬ ሓወይ ዝሒልካ ። ቦግ ኣቢሎሙልካ ደቂ ሹቅ
    ብግጥሚ እኛኸሽከሹ ። ብዝኾነ ጽብቕቲ ድራማ ይከታተላ ኢየ
    በርትዑ ። ግርኛ ይዓምብብ።ኤርትራ።

  • @sarontekle9308
    @sarontekle9308 4 ปีที่แล้ว +5

    Bruck senbet enka bselam mesakum schkorinatat 😍😍

  • @lailalaila3509
    @lailalaila3509 4 ปีที่แล้ว +7

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ሽኮራት

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan 4 ปีที่แล้ว +27

    እንካዕ ደሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን
    #ብሩክ ሰምበት ተናገርቲ ትግርኛ ብምሉእኩም💗💗💗

  • @fentiehabtam5206
    @fentiehabtam5206 4 ปีที่แล้ว +1

    Mindmew GnaGna yemilew sewyew hahahhaha ene tinish tinsh semalhu gin bizu algebagnim betam wodachiwalhu Birkiti Beti hahahaha

  • @tewahidonateminete5227
    @tewahidonateminete5227 4 ปีที่แล้ว +7

    Like habun

  • @nestgraphics9871
    @nestgraphics9871 4 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩ ሕብረትና ካብዚኣ ትጀምር። subscribe ግበሩኒ ደቂ ዓደይ።

  • @ገራሚሁን
    @ገራሚሁን 4 ปีที่แล้ว +1

    ዝተባረከ ሰምበት ይግበረልና እግዚአብሔር አምላክህ

  • @zamamanuel3879
    @zamamanuel3879 4 ปีที่แล้ว +1

    ኖኖ ኣይግድን እንዳሰልቸኩም ትከዱ ኣለኩም እቲ ገጣማይ እንተዝተርፍ ይሓዪሽ ኣብ መንጎ ገሬን ቤቲ እናኣያጆኮር ዋላ ሓንቲ ቁምነገር ዝነበሮ መልእክቲ ኣይነበረን ኣያጆኮር ኣብ መንጎኦም ኣይትእተዉ ከም ሙዶም ገይሮም ይረዳደኡ እምበር ከምዚ ግበር ከምዚ ከረኢየካ ኣይትበልዎ ገሬ ባዕሉ እቲ ዝነበሮ ገጸባህሪ ኣጥፌኡ ተጎታቲ ናይ ኣያጆኮር ኮይኑ እቲ ስሚዒት ዝአዘዘካ ግበር ባእ ኣዮኩም ኣማሓይሽዎ

  • @ehetumulat8258
    @ehetumulat8258 4 ปีที่แล้ว +5

    ገሪ ሽካር ጉድ ረኪብካ ብት ሀላይ አምሊጣ ክክክ

  • @ጋልዞምተጋሩ
    @ጋልዞምተጋሩ 4 ปีที่แล้ว +8

    ትግራዋይ ዓደይ መለይ ኣለኹልኪ ባዕለይ

    • @habenhaben2045
      @habenhaben2045 4 ปีที่แล้ว

      ጋልዞም ተጋሩ ንኣኪ ከኣ ኣነ ኣለኩልኪ

    • @ጋልዞምተጋሩ
      @ጋልዞምተጋሩ 4 ปีที่แล้ว +1

      @@habenhaben2045 ..እሺኒ መዓረይ

  • @eyerusaraya8656
    @eyerusaraya8656 4 ปีที่แล้ว +4

    ዋው ዌልካም ደቂ ትግራይ ኣጆኩም እንዳ ገሬ በርትዑ👍👍👍

  • @henyemu6044
    @henyemu6044 4 ปีที่แล้ว +4

    መፂኩም ኣቱም ድቅዛ ሓላል መሬት
    ኣባይኩም ይደፈን ድቂ ትግራይ

  • @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ
    @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ 4 ปีที่แล้ว +5

    ገሬ ቁርፁ ዘነገራ ቤቲ ካልእ አየድልያን እዩ

  • @tikaylove
    @tikaylove 4 ปีที่แล้ว +7

    Welcome gere emun

  • @tsegaarefayne438
    @tsegaarefayne438 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣታ ዛቤትስ ክትፍተወካ ሙደኛ ተመችያትኒ ኩለኩም ገበዛት ሰስኑልና

  • @natnaelberaki8642
    @natnaelberaki8642 4 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ ዘራብሩኽን ጆከርን ማራ ዘድንቖም ተዋሳእቲ ፡ብዝያዳ ኣጆኩም በርትዑ ኩልኩም ንፉዓት

  • @zkrientertainment
    @zkrientertainment 4 ปีที่แล้ว +4

    th-cam.com/video/Z3NvVkjaqis/w-d-xo.html ዝክሪ ዜማ th-cam.com/video/Z3NvVkjaqis/w-d-xo.html ሰናይ ሰንበት

  • @zufangrmay249
    @zufangrmay249 4 ปีที่แล้ว +7

    ደቂ ትግራይ ሓላላት ከመይ ዲኩም መቅሰናት እንካዕ ሰላም መፃኩም ካበኡ እውን ካብ ፍልምታት ህንድን ቱርክን አጋላጊልኩምና ብቃንቓና ክንሕበንን ክንስሕቅን ገይርኩምና የቀንየልና አይዞኩም ቀፅልዎ አይዞኩም ሓቦ እንበር ገንዘብ አይኮነን ዓወት ትግራይ ዓደይ ናፊቀ አነውን ilove You tigray For Ever

  • @አቤጓልትግራይአድናቂትቶማ
    @አቤጓልትግራይአድናቂትቶማ 4 ปีที่แล้ว +4

    ዋው እንዳ ገሬ እሙን ሽኮሪናታት 🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍

  • @tz4848
    @tz4848 4 ปีที่แล้ว +5

    It's funny to see more comments than the views !
    Sesunilna sti deki adey weyno!

  • @medhaniealem5238
    @medhaniealem5238 4 ปีที่แล้ว +9

    ኣቱም ሰባት ን ግረይ ሓጎዝዉ

  • @ማቻማቻ
    @ማቻማቻ 4 ปีที่แล้ว +4

    እንዳ ኣያ ዘብራኣብሩክ ክፈትወኩም ኮ ማዓት የ።