ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እዋይ ኣታ ክንደይ ክትሽኩር ኢያ በጃኩም ሰሓቅ እካ ቀቲላትኒ😂😍😘 ኣይትስኣኑ ተጋሩ ኣሕዋተይ ካብ ሓፍትኩም ኤርትራዊት
ኣነ አርትራዊ የ ግና ገርየ እሙን ተስፋ ዘለኩም ተዋሳእቲ ኢኩም ኣጆኩም ሰላምን ቅሳነትን የውርደልና ትግራይ የሕዋትና ብሕም ዝበለ ይታሓጎም በሎ ደቂ 70እንደርታ
hello bro am just running youtube channel and plz help me by subscribing to my channel th-cam.com/channels/vJ3tYMBbLFprNPZmrW9nzg.html
Nay himam enetay mesilka ane eritreawi eye elka kitjimir yeblkan miknyatu ezi tewodso eyu eritreaewi mikanka tezaribka men kisemaka ryu
ዋውው እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ብጣዕሚ ናፊቀያ ቀንየ ደቂ ኣደይ መዓረይ ዝተባረኸን ዝተከደሰን ሰንበት ይኹነልና ኣሕዋተይ ደቅታ ሓላል መሬት ኣጀኹም ቀፅልዎ ኣይትደንጉዩና ከዓ በጃኹም ኣርኢኩም ኣይትጥለሙና
ብጣዕሚ ፅቡቅ ለውጢ ኣሎ ቀፅሉሉ ፅሩያት ደቅይ ጀጋኑ
Chomatat
I am from Eritrea and I love tigray so much.we are one in blood and culture.may God bless tigraay and Eritrean people.Amen Amen Amen
እንዳ ገርየ እሙን እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ዋውውውው በቲ እሞ ገለ ዓይነት ገርየ እሙን ክቅድመካ እየ ንበቲ ሽማግለ ክሰድድ እየ
ክክክክክክክክክ እሽቅድድም ዝካነ ግዜ
Kkkkkkk
Adey Alemey Like hibeka beza nay Baria profile
ኣይትድከም ትብጻሕካ ተባሂለ እየ
@@ግእዛዊኣስሊ ክክክክ ኣቅቲርካ
I am from eritrea, i love tigray ,long life for tigray.
The same to you .Thenkyou. Good Bless you. 👍👍👍❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹
🌷🌷🌷
@@alganeshberhe314 0two
እዋይ ብኡኖት ከመይዚ ተስሕቅ ርየ ኣይፈልጥእን እተበልኩ ምግናን ይመስል ይኾውን ኣጆኹም ቀጽልዎ ተጋሩ መቅሰናት
ሃዉኩም ኤርትራዊ ክብርን ሞጎስን ነዓኩም ይኩን ኤርትራት and ትግራይ ሰላምን ቅሳነትን የዉርዳልና ፈታሪ ኣመን ።
አሜን አሜን አሜን
Amen amen amen
ኣሜንንንን
አሜን ዝሓወይ
Amen
ዋውው ቢቲ ቀፅልሉ ናይ በሓቂ ትኩረት ዝግበራ ቆልዓ እያ
ተቆጺረ'ወ' መን ቆጺሩኪ ቦይ ፍሬንደይ ቅቅቅቅ ብሓቂ ንፍዕቲ እያ ኣጆኺ
ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ ቀፅሉሉ ኣብ ጎንኹም ኣለና
ዋውውው ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፁሉሉ ኣቱም ጅጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም i love you tigray❤❤❤
Love you tigray people from Eritrea🇪🇷👍
ኤረትራዊ እየ ምስ ሰምሃር ብጣዕሚ ፍቅሪ ሒዙኒ በጃኩም እባ ኣራክቡኒNice Film 💋💋💋
ዋው ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ፡ ካብኡ ድማ፡ ሓዱሽ ገፀ ባህርን ሓዱሽ ገፅን ክንደየናይ ኣድላይ ምዃኑ ካብዙይ ምርዳእ ይከኣል እዩ፡ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ግን፡ ንቤቲ ኣጥቢቅኩም ሓዙ ምኽንያቱ ነዛ ድራማ ፍሉይ ትኹረት ክትረክብ ናይ ባዕላ ውፅኢት ዘሎ ይመስለኒ፡፡
ኣታ ብቋንቋኹም ትሕበኑ ሰብስክራይብ እስኪ ኣገራጭውና ደቂ ዓደይ
ኣጋርጭወልኪ ኢየ ጋል ዓደይ
ዋይ አበይ አለካኩ ቀደም ሰብስክራይብ ዝገበርና።
ኣታ በጃኩም እባ ቴለፎን ናይ እዛ ጋል ሃቡኒ ፕሊስ
@@hailzgihailway5248 ክክክክክክ ትሕዝቲ እያ ቤቲ
🤦🏽♂️🤦🏽♂️🤦🏽♂️🤦🏾♂️
እንካዕ ብስላም መፃኩም ኩቡራት ኣሕዋተይ መቅስናት ደስ ክትብሉ ቀፅሉሉ ኣጆኩም ጀጋኑ እንካዕ ካባኩም ተፈጠርኩ ፍቅራት
ክክክክ ዘርኡ መቀረት ፍልሚ ሳሓቅ መይተ ኮ ኣንታ ረእይሎይ ታይ ዳኣ ትገብሩ ኣለኩ፡ምሳይ ኣብዚ ahaha
Ane Eritreawi hawkum eye mara eye zfetwekum ajokum kexlwo 🌺🌺🌺🌺❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
ክብረት የሃበልና ተክልሽይ አንሕና ከመን ፍትውትው
Nehena Ewon fteow Ena nebleka. Good Bless you. ❤❤❤❤👍
ሕራይ ማዓረይ
Hasawi wigen eka men eritrawi gerka
Kexlwo nay bhaki xubuk srah hawikum kab Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሰይ ምቅራተይ ሓደ ትግርኛኦም ደቂ ሓደ ማህጸን አንትርፊ ፍቅሪ ዘይብሎም ጽልኢ ኣሰይ ዕድመን ጥዕናንን ይሃበለይ ኣን ዝሃለኩሞ ምቅራተይ
ጥዕም ባሃሊ -
ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክሰሓቅ ቀቲልኩምና ፍትዋት ቤተሰብናእስከ በሉ ጥበብኩም የስፋሕፍሕ
I am from Eritrean I am proud of tgray people
Gerye Nay himmeks 😂😂😂antayy ktgebru akum mecikum💓💓💓💓💕😂😂😂
Am Eritrean but I really like the comedy keep up guys we love you
Antayy tgebr des allekum abzi😂😂😂☝️😍💕🇪🇷🇪🇹fetekum kmewt elle
Love 💕 from Eritrea 🇪🇷 and switzerland 🇨🇭.
በቲ ምቅርቲ ሽኮር
Ya beti shikor gin dima ni kulom fetiyeyom.
ክክክክክክ ኢንታይ ዳአ አብዚ ቲገብሩ አለኹስቅ ኢልካ ምጥቃዕ ግባቦ አይኮነን ኩዕሶ አጥቕዕ ክክክክክክ ንፍዓት ተጋሩ አጆኹም።
ንፈለማ ግዜ የ ርእየኩም ፈትየኩም ድማ ብዘይቀልዓለም ኣስሒቅኩምኒ ሳብስክራይብን ላይክን ድማ ኣግርጭው ኣቢለኩም ኣለኹ. ....ሳሚ የ ወዲ ኣስመራ
Aykum nayna
እንዳ ገሬ እንክዕ ዳሕን መፃእኩምቦይ ፍሬንደይ ቅመም ዝኮንኪ ቆልዓ ኣይዞኪ በርትዒዳዘረኣብሩከይ ደስስ ብሃልቲ ❤
ፁቡቅ ለውጥ ሕጅ ግርም ደቅ ታ ሐላል መሬት ቀፅልሉ
ክክክክክክክ እሰይ ሓላላት ካብ ድሕሪ ሕዚ ብደንምቢ ክክታተል እየ አይዞኹም
ዋውውውው ደቂ ዓደይ ሓላላት ማራ ኬፍ ዘለዋ ድራማ ክክክክክክክ ገብርህይወት ልቤቲ ከይትለቃ ኣስጢምካ ሓዝ 😄😄 ኣቦይ ዘውራኣውርኽ ከዓ ሰሓቅ ቀቲልኩምና ኣይትሰኣኑ ኣቱም ሰባት ዛዋንጫ ምሳድ ካብ ዘርእና እያ Hahahahahah
ንፉዓት ኣስሒቅኩምና ደቂ ትግራይ ኣይ ኣም ፍሮም ኤረ ።
ከመይ ትኮኑ ኩሉኹም ተከታተልቲ ገሬ እሙን ድራማ ተዛረብቲ ትግርኛ ብፍላይ ኣብዚ comment ትሳተፈፉ ዘለኹም ኤርትራውያን ከየመስገንኩኩም ክሓልፍ ኣይደልን ።ስለቲ ርኢቶኩምን ኣድናቆትኩም ኣነ ከም ኣነ ብታእሚ እየ ዘመስግነኩም ትግራዎት ኣበይ ኣለኩም ትዝሕሉ ኣለኹም ኣጆኩም በዓል ጆኬ/ገሬ ጎበዛት ቀፅልዎ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም መኽሰባት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Eway moyte beqa bsehak deki tgray shkorinatat kief alokum sga adey kexlwu yehwat damahare zezenagie comedi eyu hawkum eye kab ertirea🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ታማማ ተጋሩ እኮ ኢና ዋንጫ ለ ናይይና 70ለ ናይንይ ሃመይ ዲና ሓሪፋት......😍👏👏👏👏👏👏👏👏💟👏👏👏👏👏💖
እዳ ገሬ እሙን ተባረኩ ናዓይ ካብ ሂንዲን ቃናን ገላጊልኩምኒ ቀፅልሉ
ኣሰይ እዛ ደራፊት መጽያ ናብዛ ምቅርቲ ድራማ ቀጽልዎ ጽቡቅ ስራሕ !
ብጣዕሚ ተሻቂለ ቀንየ እንኻዕ ብድሓን መፃኩም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም
6:47 ድፈልጦ ተኣምራት የብለይን 😂😂😂😂❤️❤️❤️ love you Tigray
ኣታ ረእዩለይ ሰልጥን ነደካዋ ኣስልጥና ንሓፍትካውን ክክክክክክ ፅቡቅ ስራሕ
Anta ezi aya zeraeburuk kesihikeni nice job keep it up from Eritrea
ኣያ ጆኬር ሜሳ ። ገረ እሙን ይኽሽክሽ ኢዩ ነይሩ ። ተመላለሲ ገዛኺ ኢዩ። ቤቲ ሃይላይሽኮር ። ከም ቤቲ ሃይላይ ገርሂ እንተዝረክብ ዓይነይ ውን ኣየመናሕሰኹንብኾበሮ ለጋስ ብለምለም ዳስ ጋማ ምኣሰርኩ። ኣጆኻትኩም። ቀጽልዎ ። ካብ ኤርትራ ኢያ።
ቤቲይ ሽኮር ቦይፊሬንዴይ ቆጺሪኒይ ደስ ባሃሊት
ኣሰይ ክንደይ.ከ ደስ ይብልካ እዬም ረአ ምጽጋብ ስእኖዬም ኣጆክም በሉ እስከ ኣለና ምሳክም ሓዉክም ኤርትራው ዓመተ ሰላም ቅሳነት ክከነልና ናይ ወትሪ ጾሎተይ.ባህገይን እዩ ተጋሪ የሕዋትና ♥♥♥♥♥♥✔
ያ ሓጺራትና እዚ ክሉ ቀፈዘው ኢልና ክንጽበየኩም ሲ ሓጺራትና እኮ ክንደይ ክትጥዕም ኢያ ከ ኣጆኩም በርትዑ በሉ እሰብላ ናይዛ ምሕጻር ከኣ
kkkk sehaki moyt ni gerye zefotu layki
Tigerawet yehewatey betam xebikte commedy kexelewo kab hawekum wedi ere respect to alle daki tegray habayeb
ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅልሉዋይ ታ ኛኛ ግን ገይራ ደቢራትኒ ናዓይ ጥራይ ድያ
Hhhhhhhhh kabay eko eyom ziwesidu entay ..... bukuliti 😃😃😃 beti shikor. Btami des tibilu kexilu
ዳ ገሬ እሙን ቋዕ ዳሓን መፃእኩም ጠፊእኩም እምበር ኣሻቂልኩምኒ ተቆፂረ እወ እውን ቋዕ ንዳ ገሬ ብሰላም መፃእኪ
ክክክ ገርየን ዘርኣብሩኩን መራ ከፍ ኣለኩም ደቂ ተጋሩ
Keaf zalwom ezzom tigray yehwatna edmen tennnn yehnkum amlk Habetkum eritrewet
ዋይ ሳሓቅ ሞይተ ሰላም ኩም ይብዛሕ።
ኣድነቅቲ ቢቱ እስከ ላይክ ኣዱና ክአፍ ዘለዋ ዶና ምሕጎል √
ዉዉዉ ዝገርም ታዋሶኦ ምስ ግዙኡ ዝከድ ጎዛት ቃፅሉሉ ቤቲ ኡዉን መቀይሮ ገፀ ባህሪ ቱኮኖኩሞ ኢያ ኣጥቢኩም ሓዝዋ ገሪየ ኡሙን ትምጥነካ ኢያ ኡንኳዕ ላብ ፍቅሪ ዓለም ብሰላም ኣዘንገዐካ ቀፁሉሉ
ደቂ ዛሌ ❤❤❤ደቂ ልጋት❤❤❤ በሓፈሻ ደቂ ግሎምካዳ ❤❤❤ዝኮንኩም ጥራይ ላይክ አዱዩኒ👍👍😍
እዋይ ከብደይ ኣቑሲልኩምኒ , ቀጽልሉ 🤣🤣🤣
What a funny comedy😂😂😂..keep it up gere emun🤣🤣
amazing tigrigna comedy👌i am from addis abeba i love you deki adey!
ዋውው እንኾዕ ብሰላም መፃአኩም ማራ ናፊቀ ነይረ
ዋኣውው ብጣዕሚ ጽብቅቲ ኮሜዲ ብፍላይ ከም ሓደሽቲ መጠን ኣድኒቀኩም ተስፋ ዘለኹም ስነጥበባውያን ኢኹም ኣጆኹም በርትዑ ገለ ገለ ጌጋታት ገዲፍካ ድወጻ የሎን ንሱ ክኣ እዚ ዘይ ንስኻ ምምሳል ገዲፍካ ናዓይ ብወገነይ ብልጽቲ ኢያ ብፍላይ ጌሪየን ጆኮርን ካብቶም ክካታተላ ዝገበሩኒ ነዛ ኮሜዲ እዮም ናይ ባሓቂ ኣድኒቀዮም ብፍላይ ጆኬር ኣብ ኣሰጋግሙኡ ካብቲ ዝሳሓበኒ እዩ ሶ ቫንታስቲኽ ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ ኢየ ክሳብ part14 ትመጽእ ዓቅሊ መግበሪ ሃቡኒ
Ane Eritrawi hawukium eye btaemi eye zfetwekum kexluwo🇪🇷🇪🇹🙏🙏🙏
Fokush Eti Arma Endo meakeleka Neru ane Ertrawi entay abeleka
😂😂😂😂😂
Ane eritrawi ye yfetwom ye nska gen eritrawi aykonkan polotikena ika
Nay Tigray #Laza kitiem!!I love it from Asmara😍😍
Eway beti ashikatini neti danga hintay yimesil fishka hizu dedihriom zigoyi kkkkkkkkkkkk.love from Switzerland 🇨🇭
11:33 እዛ ሕሩማ ክትስሕቅ ከላ ኣብ ገለ ትእትወካ ኣይጸላኩኹምን ኣጆኹም።
ዋው እንኳዕ ብድሕና መፃኩም ናፊቅናኩም እኮ ደቂ ዓደይ ሽኮር ሰላምኪ ይብዛሕ ትግራይ
ንመሽረፈት በዛ ሰናፍጨ ገይርካ ምዕጣኑ
kkkkkkkkkk
kkkkkkkkkkk
@@laylahss5187 .ናይ ልብኺዶ ተናጊረልኺ
ክክክክክክክክክ
Kkkkkkkkkkk
ቦይ ፍሬንድ ስሓቅ ቀቲላትኒ ኣይትደንጉይና ሓደራኩም ቀልጢፍኩም ምፁና ደቂ ሓላል መሬት
welcome ጹቡቃት በዚ ትገብርዎ ዘለኩም ቲግሪኛ ንምዕባይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢዩ፡ግን ሓደ ሓደ ቃላት ናይ ኣምሓርኛ ሙላቅ ዘሎ ክእረም ኣለዎ ቲግሪኛ ንምዕባይ ተኮይኑ ቲግሪኛ ክከዉን ኣለዎ ብዝተረፈ ኣዚዩ ዝነኣድ ስረሕ ኩሉኩም ተዋሳእቲ ኣናብስ ቀጽልዎ!!!
ብድሕረይ ወሪድክስ ቤቲ ኣበይ ድዩ ዓድካ ኣብቲ ዓድና ክክክክክክክ ሞትኩ
ኣቦኻስ እንካን ልመርአዩ ሽሓነስ ልመብልዒ ሽሓነ እካ ኣይገዝኡንንን
I like this comedy movie.....I love you tgray people ❣
Helen shikor me'ar. I love the part from 8:45 - 8:48. Emmmua :).
ኣታ ራኣይለይ ኣቱም ሰባት ዘርኣብሩክ መቅሰን ስሓቅ እኮ ኣሚትካኒ
Love you 😍 from Eritrea 🇪🇷
ክክክክክክ ከመይ ኢልካ ክትፈልጥ ኣብ ኮንቲነር ተዓጺካ እንዳ ወዓልካ
ደስ ክትቡሉ ሰላምኩም የብዛሓዮ ደቅዛ ሓላል መሬት ልቤቲ ልፎቲ እስኪ ኣለዶ ብጣዕሚ እየ ልፎትያ ኣነስ ኣሕዋት
ዋውውው ዋዛ ምስ ቁምነገር #ዋንጫ ናባና መፂኣይብሉ ኣለው ደቂ ጀጋኑ ቀፅልሉ ኢኩምእዛ ብርኽቲ ደራፍት ሽኬር
😍😍
ዋውውውውው ገለ ዓይነት ደስ ክብል ግን ጀኮር መካብ ቅንስ ኣብል ብዝተረፈ ፅቡቅ እዩ ኣይተቃርፁ
ዋውውው ደቂ ትግራይ ሽኮር ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ብፍላይ ዘርኣብሩኽ ደስ ዘብል ገጸ ባህሪ ንፉዕ ተዋሳኣይ ኣቱም ሰባት እዛ ዋንጫ ምውሳድ ናይ ዘርእና ናይና ኢያ ክክክክክክ ኣጆኹም ካብዚ ንላዕሊ በርትዑ ካብ ኣድናቒኹምን ሓውኹምን ወዲ ኤርትራ
Beti is so beautiful and talented 😘😘keel it up girl 👍🏻!!
Wow ዝገርም ስራሕ። ብጣዕሚ ንፉዓት ኢኹም። ሓገዝ ተደሊኩም ዝኮነ ፕሮግራም ኣዳልዩ።
Ana wedi Adi Keyih, Eritrea iye. Nay Gere program betaami des iluni alo. Tigray kemzie mequanu ayfelitin nayre...betaami ne'fi'kum.
E. Yacob ane kea wedi marda eye
Ane wedi erey beakum kulu gzie Hubun 💌💌💌
ክኽክክክክክ ኣትስኣኑ እውይ ኣሰይ ሰብ ላዛ ኩቡራት ኣሕዋተይን ኣሓተይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏.
Abzi geza entay tgebru alekum kdu texawetu 😂😂😂😂😂😂🌹🌹Jgina abo.
እንዳ ገሬ ሽኮር ከመይ ትላዛኩም ማዓር ጥርብርብ ቤቲ ካኣሞ በቃ ፍትውትው እየ ዘብለኪ😘😘 ደቂ ትግራይ ክሕሎ ዛ ቻነል ሓድስ ስለዝኮነ ሳስክራይብ ንግበረሎም ቀፅልሉ ግን ኬሜራ ኖርማል ግበርዎ ወዳሓንኩኑ 😍😍😍😹😹
ወይኔ ደስ ትላላችሁ. በእውነት. ትግሪኛ ቆንቆ. ለመቻል ፈላጎቴ. ነው. አሁን ግን ወስኛለሁ. ምክንያቱም. ትግሪ ባል. እየፈለኩ ነው. እውነቴነው. ለወገን ደራሽ ወገን ነውና. ባል ፈልጉልኝ ወይ ኤርትራ. ወይ ትግራይ. 050ቁጥሪ በዚህ. ይጀምራል. ሌላውን. ስትስማሙ. ጨርሼ እነግራችኋለሁ. ውይ. በጣም ነው የምወዳቸውውውው
ርፈር ናብ ዕዳጋ መቀለ ዓድ ሓቂ ኣብኡ ደለይ ክክክክ
ዋዉዉዉዉ ተጋሩ ምቁራት ደስ ዝብል ድራማ እዩ ግን ሰሓቅ ናብዛሕክምዎ ።
ካልእ ትኹረት ዘድልዮ ነገር፡ ንመፃኢት ሀገረ ትግራይ፡ ብቀዳማይ ደረጃ ናይ ቱሪዝም ምስፍሕፋሕ ኣብታ ሀገር ክፈጥሮ ዝኽእል ናይ ኢኮኖሚ ዕብየት ገዚፍ ስለ ዝኾነ ካብ ብሕጅኡ ትኹረት ሂብካ ምስርሑ ኣድላይ እዩ ክብለኩም እፈቱ።
ብጣዕሚ ደስ ክትብሉ ቀፅልሉ ።ደቂ ትግራይ
ክክክክክክክ ሙቁራት ዕድመን ጢዒናን ያሃቡኩም ፈጣሪ ሃሃሃሃ
Kklkkkkkkkkk ዘራብሩኽ ናይ ሕማመይ ን ዘራብሩኽ ትፈትዉ like
ብንጹር ክትፈልጡኒ ኣነ ኤሪትራዊ እየ ነዞም ኣብዛ ጌሬ እሙን ዝሰርሑ ብምሉኦም የ ዝፈትዎም
ክብረት ይሃበልና ሐወይ ናተይ
Ayekum Nayna 😂😂😂😂❤️💛 Good job 👏
ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊ ደቂ ትግራይ ሸኮሪናታት ኣይዞኩም ቀፅለሉ💖💖💖
እዋይ ቆሲለ ብስሓቅ ዕድመኹም የንውሓዮ ንዓኹምስ ዘይክኣል ኮይኑ እምበር 1, 000 ግዜ ኮሚንት እንተዝጽሕፈልኩም እውን ይኣኽለኩም እዩ ኢለ ኣይምወሰንኩን ኣብየት ቅርጽ ቁርጽ ኣብየት ክእለት ኣብየት ላዛ መን ከማኹም 100%ኢለኩም ኣለኩ ልዑል እግዛብሄር ምሳኩም ይኹን 🙏🙏🙏እሞ ኣጆኩም ኣተናፍቁና ቀልጢፍኩም ምልስ ምባል ፍተው አነ ድሕሪ ኩሉ ሰለ ዝራኩዋ ኣይትሓዝለይ ሓጎሰይ ንምግላጽ ጥራሕ እየ ጽሒፈ እምበር ኮሚንት ኣይመስለንን ንሳካትኩም ትመስሉ ኩቡራት ምስ ላዛ ትሕዝቶኹም ክሳብ ሕጂ ምጽንሐይ እዋይ ሕርቅ እዩ ኣምጽለይ.
Ata moyte eko 😂😂😂 kef zelewa comedyAjekum eske
ክክክክክ ኣቱም ሰባት እዛ ዋንጫ ካብ ዘእና እያ ብሓቂ እናዘናግዐ ዝምህር ኮሜዲ ኢዩ ቀጽልዎ ሓውኹም ኤርትራዊ።
ክክክክክክክክክክ ኣንታ በጃኹምዎ ሰልጡኑ እዚ ወዲ ጸሊም ሰብኣይ ኮይኑ ዝዋሳእ ዘሎ ናይ ባሓቂ ኣድኒቀዮ
@@selamethiopia4670 ኣብ መንነት ኣቲየ ኣይዛረብን ኢያ ምስናይ ይቅሬቱኡ
@@ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ ትግርኛኩም ኣስተካክሉ ዝበልኪ መሲሉኒ እዩ
@@selamethiopia4670 ጌጋ ርዲኢት ተረዲኢኪዮ ሓፍተይ
Bhaki bota sinu eu tsenihu enber kielet alewo wala eta sebeyti kila eya
ya kigermeka derasi nayza film kea nau eyu
ክክክክክ ብጣዕሚ እያ ደስ ትብል ዋንጫና ናይ ቀደምና ናትና እያ ክክክክ
እዋይ ኣታ ክንደይ ክትሽኩር ኢያ በጃኩም ሰሓቅ እካ ቀቲላትኒ😂😍😘 ኣይትስኣኑ ተጋሩ ኣሕዋተይ ካብ ሓፍትኩም ኤርትራዊት
ኣነ አርትራዊ የ ግና ገርየ እሙን ተስፋ ዘለኩም ተዋሳእቲ ኢኩም ኣጆኩም ሰላምን ቅሳነትን የውርደልና ትግራይ የሕዋትና ብሕም ዝበለ ይታሓጎም በሎ ደቂ 70እንደርታ
hello bro am just running youtube channel and plz help me by subscribing to my channel
th-cam.com/channels/vJ3tYMBbLFprNPZmrW9nzg.html
Nay himam enetay mesilka ane eritreawi eye elka kitjimir yeblkan miknyatu ezi tewodso eyu eritreaewi mikanka tezaribka men kisemaka ryu
ዋውው እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ብጣዕሚ ናፊቀያ ቀንየ ደቂ ኣደይ መዓረይ
ዝተባረኸን ዝተከደሰን ሰንበት ይኹነልና ኣሕዋተይ ደቅታ ሓላል መሬት ኣጀኹም ቀፅልዎ ኣይትደንጉዩና ከዓ በጃኹም ኣርኢኩም ኣይትጥለሙና
ብጣዕሚ ፅቡቅ ለውጢ ኣሎ ቀፅሉሉ ፅሩያት ደቅይ ጀጋኑ
Chomatat
I am from Eritrea and I love tigray so much.we are one in blood and culture.may God bless tigraay and Eritrean people.Amen Amen Amen
እንዳ ገርየ እሙን እንቋዕ ደሓን መጻእኩም
ዋውውውው በቲ እሞ ገለ ዓይነት
ገርየ እሙን ክቅድመካ እየ ንበቲ ሽማግለ ክሰድድ እየ
ክክክክክክክክክ እሽቅድድም ዝካነ ግዜ
Kkkkkkk
Adey Alemey
Like hibeka beza nay Baria profile
ኣይትድከም ትብጻሕካ ተባሂለ እየ
@@ግእዛዊኣስሊ ክክክክ ኣቅቲርካ
I am from eritrea, i love tigray ,long life for tigray.
The same to you .Thenkyou. Good Bless you. 👍👍👍❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹
🌷🌷🌷
@@alganeshberhe314 0two
እዋይ ብኡኖት ከመይዚ ተስሕቅ ርየ ኣይፈልጥእን እተበልኩ ምግናን ይመስል ይኾውን ኣጆኹም ቀጽልዎ ተጋሩ መቅሰናት
ሃዉኩም ኤርትራዊ ክብርን ሞጎስን ነዓኩም ይኩን ኤርትራት and ትግራይ ሰላምን ቅሳነትን የዉርዳልና ፈታሪ ኣመን ።
አሜን አሜን አሜን
Amen amen amen
ኣሜንንንን
አሜን ዝሓወይ
Amen
ዋውው ቢቲ ቀፅልሉ ናይ በሓቂ ትኩረት ዝግበራ ቆልዓ እያ
ተቆጺረ'ወ' መን ቆጺሩኪ ቦይ ፍሬንደይ ቅቅቅቅ ብሓቂ ንፍዕቲ እያ ኣጆኺ
ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ ቀፅሉሉ ኣብ ጎንኹም ኣለና
ዋውውው ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፁሉሉ ኣቱም ጅጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም i love you tigray❤❤❤
Love you tigray people from Eritrea🇪🇷👍
hello bro am just running youtube channel and plz help me by subscribing to my channel
th-cam.com/channels/vJ3tYMBbLFprNPZmrW9nzg.html
ኤረትራዊ እየ ምስ ሰምሃር ብጣዕሚ ፍቅሪ ሒዙኒ በጃኩም እባ ኣራክቡኒ
Nice Film 💋💋💋
ዋው ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ፡ ካብኡ ድማ፡ ሓዱሽ ገፀ ባህርን ሓዱሽ ገፅን ክንደየናይ ኣድላይ ምዃኑ ካብዙይ ምርዳእ ይከኣል እዩ፡ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ግን፡ ንቤቲ ኣጥቢቅኩም ሓዙ ምኽንያቱ ነዛ ድራማ ፍሉይ ትኹረት ክትረክብ ናይ ባዕላ ውፅኢት ዘሎ ይመስለኒ፡፡
ኣታ ብቋንቋኹም ትሕበኑ ሰብስክራይብ እስኪ ኣገራጭውና ደቂ ዓደይ
ኣጋርጭወልኪ ኢየ ጋል ዓደይ
ዋይ አበይ አለካኩ ቀደም ሰብስክራይብ ዝገበርና።
ኣታ በጃኩም እባ ቴለፎን ናይ እዛ ጋል ሃቡኒ ፕሊስ
@@hailzgihailway5248 ክክክክክክ ትሕዝቲ እያ ቤቲ
🤦🏽♂️🤦🏽♂️🤦🏽♂️🤦🏾♂️
እንካዕ ብስላም መፃኩም ኩቡራት ኣሕዋተይ መቅስናት ደስ ክትብሉ ቀፅሉሉ ኣጆኩም ጀጋኑ እንካዕ ካባኩም ተፈጠርኩ ፍቅራት
ክክክክ ዘርኡ መቀረት ፍልሚ ሳሓቅ መይተ ኮ ኣንታ ረእይሎይ ታይ ዳኣ ትገብሩ ኣለኩ፡ምሳይ ኣብዚ ahaha
Ane Eritreawi hawkum eye mara eye zfetwekum ajokum kexlwo 🌺🌺🌺🌺❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
ክብረት የሃበልና ተክልሽይ አንሕና ከመን ፍትውትው
Nehena Ewon fteow Ena nebleka. Good Bless you. ❤❤❤❤👍
ሕራይ ማዓረይ
Hasawi wigen eka men eritrawi gerka
Kexlwo nay bhaki xubuk srah hawikum kab Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሰይ ምቅራተይ ሓደ ትግርኛኦም ደቂ ሓደ ማህጸን አንትርፊ ፍቅሪ ዘይብሎም ጽልኢ ኣሰይ ዕድመን ጥዕናንን ይሃበለይ ኣን ዝሃለኩሞ ምቅራተይ
ጥዕም ባሃሊ -
ክክክክክክክክክ
ክክክክክክክክክክክ
ክክክክክክክክክክክክክክ
ሰሓቅ ቀቲልኩምና ፍትዋት ቤተሰብና
እስከ በሉ ጥበብኩም የስፋሕፍሕ
I am from Eritrean I am proud of tgray people
hello bro am just running youtube channel and plz help me by subscribing to my channel
th-cam.com/channels/vJ3tYMBbLFprNPZmrW9nzg.html
Gerye Nay himmeks 😂😂😂antayy ktgebru akum mecikum💓💓💓💓💕😂😂😂
Am Eritrean but I really like the comedy keep up guys we love you
Antayy tgebr des allekum abzi😂😂😂☝️😍💕🇪🇷🇪🇹fetekum kmewt elle
Love 💕 from Eritrea 🇪🇷 and switzerland 🇨🇭.
በቲ ምቅርቲ ሽኮር
Ya beti shikor gin dima ni kulom fetiyeyom.
ክክክክክክ ኢንታይ ዳአ አብዚ ቲገብሩ አለኹ
ስቅ ኢልካ ምጥቃዕ ግባቦ አይኮነን ኩዕሶ አጥቕዕ ክክክክክክ ንፍዓት ተጋሩ አጆኹም።
ንፈለማ ግዜ የ ርእየኩም
ፈትየኩም ድማ
ብዘይቀልዓለም ኣስሒቅኩምኒ
ሳብስክራይብን ላይክን ድማ ኣግርጭው ኣቢለኩም ኣለኹ. ....
ሳሚ የ ወዲ ኣስመራ
Aykum nayna
እንዳ ገሬ እንክዕ ዳሕን መፃእኩም
ቦይ ፍሬንደይ ቅመም ዝኮንኪ ቆልዓ ኣይዞኪ በርትዒ
ዳዘረኣብሩከይ ደስስ ብሃልቲ ❤
ፁቡቅ ለውጥ ሕጅ ግርም ደቅ ታ ሐላል መሬት ቀፅልሉ
ክክክክክክክ እሰይ ሓላላት ካብ ድሕሪ ሕዚ ብደንምቢ ክክታተል እየ አይዞኹም
ዋውውውው ደቂ ዓደይ ሓላላት ማራ ኬፍ ዘለዋ ድራማ ክክክክክክክ ገብርህይወት ልቤቲ ከይትለቃ ኣስጢምካ ሓዝ 😄😄 ኣቦይ ዘውራኣውርኽ ከዓ ሰሓቅ ቀቲልኩምና ኣይትሰኣኑ ኣቱም ሰባት ዛዋንጫ ምሳድ ካብ ዘርእና እያ Hahahahahah
ንፉዓት ኣስሒቅኩምና ደቂ ትግራይ ኣይ ኣም ፍሮም ኤረ ።
ከመይ ትኮኑ ኩሉኹም ተከታተልቲ ገሬ እሙን ድራማ ተዛረብቲ ትግርኛ
ብፍላይ ኣብዚ comment ትሳተፈፉ ዘለኹም ኤርትራውያን ከየመስገንኩኩም ክሓልፍ ኣይደልን ።ስለቲ ርኢቶኩምን ኣድናቆትኩም ኣነ ከም ኣነ ብታእሚ እየ ዘመስግነኩም ትግራዎት ኣበይ ኣለኩም ትዝሕሉ ኣለኹም ኣጆኩም በዓል ጆኬ/ገሬ ጎበዛት ቀፅልዎ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም መኽሰባት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Eway moyte beqa bsehak deki tgray shkorinatat kief alokum sga adey kexlwu yehwat damahare zezenagie comedi eyu hawkum eye kab ertirea🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ታማማ ተጋሩ እኮ ኢና ዋንጫ ለ ናይይና 70ለ ናይንይ ሃመይ ዲና ሓሪፋት......😍👏👏👏👏👏👏👏👏💟👏👏👏👏👏💖
እዳ ገሬ እሙን ተባረኩ ናዓይ ካብ ሂንዲን ቃናን ገላጊልኩምኒ ቀፅልሉ
ኣሰይ እዛ ደራፊት መጽያ ናብዛ ምቅርቲ ድራማ ቀጽልዎ ጽቡቅ ስራሕ !
ብጣዕሚ ተሻቂለ ቀንየ እንኻዕ ብድሓን መፃኩም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም
6:47 ድፈልጦ ተኣምራት የብለይን 😂😂😂😂❤️❤️❤️ love you Tigray
ኣታ ረእዩለይ ሰልጥን ነደካዋ ኣስልጥና ንሓፍትካውን ክክክክክክ ፅቡቅ ስራሕ
Anta ezi aya zeraeburuk kesihikeni nice job keep it up from Eritrea
ኣያ ጆኬር ሜሳ ። ገረ እሙን ይኽሽክሽ ኢዩ ነይሩ ።
ተመላለሲ ገዛኺ ኢዩ። ቤቲ ሃይላይ
ሽኮር ። ከም ቤቲ ሃይላይ ገርሂ እንተዝረክብ ዓይነይ ውን ኣየመናሕሰኹን
ብኾበሮ ለጋስ ብለምለም ዳስ ጋማ ምኣሰርኩ። ኣጆኻትኩም
። ቀጽልዎ ። ካብ ኤርትራ ኢያ።
ቤቲይ ሽኮር ቦይፊሬንዴይ ቆጺሪኒይ ደስ ባሃሊት
ኣሰይ ክንደይ.ከ ደስ ይብልካ እዬም ረአ ምጽጋብ ስእኖዬም ኣጆክም በሉ እስከ ኣለና ምሳክም ሓዉክም ኤርትራው ዓመተ ሰላም ቅሳነት ክከነልና ናይ ወትሪ ጾሎተይ.ባህገይን እዩ ተጋሪ የሕዋትና ♥♥♥♥♥♥✔
ያ ሓጺራትና እዚ ክሉ ቀፈዘው ኢልና ክንጽበየኩም ሲ ሓጺራትና እኮ ክንደይ ክትጥዕም ኢያ ከ ኣጆኩም በርትዑ በሉ እሰብላ ናይዛ ምሕጻር ከኣ
kkkk sehaki moyt ni gerye zefotu layki
Tigerawet yehewatey betam xebikte commedy kexelewo kab hawekum wedi ere respect to alle daki tegray habayeb
ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅልሉ
ዋይ ታ ኛኛ ግን ገይራ ደቢራትኒ ናዓይ ጥራይ ድያ
Hhhhhhhhh kabay eko eyom ziwesidu entay ..... bukuliti 😃😃😃 beti shikor. Btami des tibilu kexilu
ዳ ገሬ እሙን ቋዕ ዳሓን መፃእኩም ጠፊእኩም እምበር ኣሻቂልኩምኒ ተቆፂረ እወ እውን ቋዕ ንዳ ገሬ ብሰላም መፃእኪ
ክክክ ገርየን ዘርኣብሩኩን መራ ከፍ ኣለኩም ደቂ ተጋሩ
Keaf zalwom ezzom tigray yehwatna edmen tennnn yehnkum amlk
Habetkum eritrewet
ዋይ ሳሓቅ ሞይተ ሰላም ኩም ይብዛሕ።
ኣድነቅቲ ቢቱ እስከ ላይክ ኣዱና ክአፍ ዘለዋ ዶና ምሕጎል √
ዉዉዉ ዝገርም ታዋሶኦ ምስ ግዙኡ ዝከድ ጎዛት ቃፅሉሉ ቤቲ ኡዉን መቀይሮ ገፀ ባህሪ ቱኮኖኩሞ ኢያ ኣጥቢኩም ሓዝዋ ገሪየ ኡሙን ትምጥነካ ኢያ ኡንኳዕ ላብ ፍቅሪ ዓለም ብሰላም ኣዘንገዐካ ቀፁሉሉ
ደቂ ዛሌ ❤❤❤ደቂ ልጋት❤❤❤ በሓፈሻ ደቂ ግሎምካዳ ❤❤❤ዝኮንኩም ጥራይ ላይክ አዱዩኒ👍👍😍
እዋይ ከብደይ ኣቑሲልኩምኒ , ቀጽልሉ 🤣🤣🤣
What a funny comedy😂😂😂..keep it up gere emun🤣🤣
amazing tigrigna comedy👌i am from addis abeba i love you deki adey!
ዋውው እንኾዕ ብሰላም መፃአኩም ማራ ናፊቀ ነይረ
ዋኣውው ብጣዕሚ ጽብቅቲ ኮሜዲ ብፍላይ ከም ሓደሽቲ መጠን ኣድኒቀኩም ተስፋ ዘለኹም ስነጥበባውያን ኢኹም ኣጆኹም በርትዑ ገለ ገለ ጌጋታት ገዲፍካ ድወጻ የሎን ንሱ ክኣ እዚ ዘይ ንስኻ ምምሳል ገዲፍካ ናዓይ ብወገነይ ብልጽቲ ኢያ ብፍላይ ጌሪየን ጆኮርን ካብቶም ክካታተላ ዝገበሩኒ ነዛ ኮሜዲ እዮም ናይ ባሓቂ ኣድኒቀዮም ብፍላይ ጆኬር ኣብ ኣሰጋግሙኡ ካብቲ ዝሳሓበኒ እዩ ሶ ቫንታስቲኽ ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ ኢየ ክሳብ part14 ትመጽእ ዓቅሊ መግበሪ ሃቡኒ
Ane Eritrawi hawukium eye btaemi eye zfetwekum kexluwo🇪🇷🇪🇹🙏🙏🙏
Fokush Eti Arma Endo meakeleka
Neru ane Ertrawi entay abeleka
😂😂😂😂😂
Ane eritrawi ye yfetwom ye nska gen eritrawi aykonkan polotikena ika
Nay Tigray #Laza kitiem!!
I love it from Asmara😍😍
Eway beti ashikatini neti danga hintay yimesil fishka hizu dedihriom zigoyi kkkkkkkkkkkk.love from Switzerland 🇨🇭
11:33 እዛ ሕሩማ ክትስሕቅ ከላ ኣብ ገለ ትእትወካ ኣይጸላኩኹምን ኣጆኹም።
ዋው እንኳዕ ብድሕና መፃኩም ናፊቅናኩም እኮ ደቂ ዓደይ ሽኮር ሰላምኪ ይብዛሕ ትግራይ
ንመሽረፈት በዛ ሰናፍጨ ገይርካ ምዕጣኑ
kkkkkkkkkk
kkkkkkkkkkk
@@laylahss5187 .ናይ ልብኺዶ ተናጊረልኺ
ክክክክክክክክክ
Kkkkkkkkkkk
ቦይ ፍሬንድ ስሓቅ ቀቲላትኒ ኣይትደንጉይና ሓደራኩም ቀልጢፍኩም ምፁና ደቂ ሓላል መሬት
welcome ጹቡቃት በዚ ትገብርዎ ዘለኩም ቲግሪኛ ንምዕባይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢዩ፡
ግን ሓደ ሓደ ቃላት ናይ ኣምሓርኛ ሙላቅ ዘሎ ክእረም ኣለዎ ቲግሪኛ ንምዕባይ ተኮይኑ ቲግሪኛ ክከዉን ኣለዎ ብዝተረፈ ኣዚዩ ዝነኣድ ስረሕ ኩሉኩም ተዋሳእቲ ኣናብስ ቀጽልዎ!!!
ብድሕረይ ወሪድክስ ቤቲ ኣበይ ድዩ ዓድካ ኣብቲ ዓድና ክክክክክክክ ሞትኩ
ኣቦኻስ እንካን ልመርአዩ ሽሓነስ ልመብልዒ ሽሓነ እካ ኣይገዝኡንንን
I like this comedy movie.....I love you tgray people ❣
Helen shikor me'ar. I love the part from 8:45 - 8:48. Emmmua :).
ኣታ ራኣይለይ ኣቱም ሰባት ዘርኣብሩክ መቅሰን ስሓቅ እኮ ኣሚትካኒ
Love you 😍 from Eritrea 🇪🇷
ክክክክክክ ከመይ ኢልካ ክትፈልጥ ኣብ ኮንቲነር ተዓጺካ እንዳ ወዓልካ
ደስ ክትቡሉ ሰላምኩም የብዛሓዮ ደቅዛ ሓላል መሬት ልቤቲ ልፎቲ እስኪ ኣለዶ ብጣዕሚ እየ ልፎትያ ኣነስ ኣሕዋት
ዋውውው ዋዛ ምስ ቁምነገር #ዋንጫ ናባና መፂኣይብሉ ኣለው ደቂ ጀጋኑ ቀፅልሉ ኢኩም
እዛ ብርኽቲ ደራፍት ሽኬር
😍😍
ዋውውውውው ገለ ዓይነት ደስ ክብል ግን ጀኮር መካብ ቅንስ ኣብል ብዝተረፈ ፅቡቅ እዩ ኣይተቃርፁ
ዋውውው ደቂ ትግራይ ሽኮር ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ብፍላይ ዘርኣብሩኽ ደስ ዘብል ገጸ ባህሪ ንፉዕ ተዋሳኣይ ኣቱም ሰባት እዛ ዋንጫ ምውሳድ ናይ ዘርእና ናይና ኢያ ክክክክክክ ኣጆኹም ካብዚ ንላዕሊ በርትዑ ካብ ኣድናቒኹምን ሓውኹምን ወዲ ኤርትራ
Beti is so beautiful and talented 😘😘keel it up girl 👍🏻!!
Wow ዝገርም ስራሕ። ብጣዕሚ ንፉዓት ኢኹም። ሓገዝ ተደሊኩም ዝኮነ ፕሮግራም ኣዳልዩ።
Ana wedi Adi Keyih, Eritrea iye. Nay Gere program betaami des iluni alo. Tigray kemzie mequanu ayfelitin nayre...betaami ne'fi'kum.
E. Yacob ane kea wedi marda eye
Ane wedi erey beakum kulu gzie Hubun 💌💌💌
ክኽክክክክክ ኣትስኣኑ እውይ ኣሰይ ሰብ ላዛ ኩቡራት ኣሕዋተይን ኣሓተይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏.
Abzi geza entay tgebru alekum kdu texawetu 😂😂😂😂😂😂🌹🌹Jgina abo.
እንዳ ገሬ ሽኮር ከመይ ትላዛኩም ማዓር ጥርብርብ ቤቲ ካኣሞ በቃ ፍትውትው እየ ዘብለኪ😘😘 ደቂ ትግራይ ክሕሎ ዛ ቻነል ሓድስ ስለዝኮነ ሳስክራይብ ንግበረሎም ቀፅልሉ ግን ኬሜራ ኖርማል ግበርዎ ወዳሓንኩኑ 😍😍😍😹😹
ወይኔ ደስ ትላላችሁ. በእውነት. ትግሪኛ ቆንቆ. ለመቻል ፈላጎቴ. ነው. አሁን ግን ወስኛለሁ. ምክንያቱም. ትግሪ ባል. እየፈለኩ ነው. እውነቴነው. ለወገን ደራሽ ወገን ነውና. ባል ፈልጉልኝ ወይ ኤርትራ. ወይ ትግራይ. 050ቁጥሪ በዚህ. ይጀምራል. ሌላውን. ስትስማሙ. ጨርሼ እነግራችኋለሁ. ውይ. በጣም ነው የምወዳቸውውውው
ርፈር ናብ ዕዳጋ መቀለ ዓድ ሓቂ ኣብኡ ደለይ ክክክክ
ዋዉዉዉዉ ተጋሩ ምቁራት ደስ ዝብል ድራማ እዩ ግን ሰሓቅ ናብዛሕክምዎ ።
ካልእ ትኹረት ዘድልዮ ነገር፡ ንመፃኢት ሀገረ ትግራይ፡ ብቀዳማይ ደረጃ ናይ ቱሪዝም ምስፍሕፋሕ ኣብታ ሀገር ክፈጥሮ ዝኽእል ናይ ኢኮኖሚ ዕብየት ገዚፍ ስለ ዝኾነ ካብ ብሕጅኡ ትኹረት ሂብካ ምስርሑ ኣድላይ እዩ ክብለኩም እፈቱ።
ብጣዕሚ ደስ ክትብሉ ቀፅልሉ ።ደቂ ትግራይ
ክክክክክክክ ሙቁራት ዕድመን ጢዒናን ያሃቡኩም ፈጣሪ ሃሃሃሃ
Kklkkkkkkkkk ዘራብሩኽ ናይ ሕማመይ ን ዘራብሩኽ ትፈትዉ like
ብንጹር ክትፈልጡኒ ኣነ ኤሪትራዊ እየ
ነዞም ኣብዛ ጌሬ እሙን ዝሰርሑ ብምሉኦም የ ዝፈትዎም
ክብረት ይሃበልና ሐወይ ናተይ
Ayekum Nayna 😂😂😂😂❤️💛 Good job 👏
ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊ ደቂ ትግራይ ሸኮሪናታት ኣይዞኩም ቀፅለሉ💖💖💖
እዋይ ቆሲለ ብስሓቅ ዕድመኹም የንውሓዮ ንዓኹምስ ዘይክኣል ኮይኑ እምበር 1, 000 ግዜ ኮሚንት እንተዝጽሕፈልኩም እውን ይኣኽለኩም እዩ ኢለ ኣይምወሰንኩን ኣብየት ቅርጽ ቁርጽ ኣብየት ክእለት ኣብየት ላዛ መን ከማኹም 100%ኢለኩም ኣለኩ ልዑል እግዛብሄር ምሳኩም ይኹን 🙏🙏🙏እሞ ኣጆኩም ኣተናፍቁና ቀልጢፍኩም ምልስ ምባል ፍተው አነ ድሕሪ ኩሉ ሰለ ዝራኩዋ ኣይትሓዝለይ ሓጎሰይ ንምግላጽ ጥራሕ እየ ጽሒፈ እምበር ኮሚንት ኣይመስለንን ንሳካትኩም ትመስሉ ኩቡራት ምስ ላዛ ትሕዝቶኹም ክሳብ ሕጂ ምጽንሐይ እዋይ ሕርቅ እዩ ኣምጽለይ.
Ata moyte eko 😂😂😂 kef zelewa comedy
Ajekum eske