gere emun Part 23

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • ፈተውትን አድነቕትን ገሬ እሙን youtube channel subscribe ብምግባር አተባብዑና
    Gere emun part 22👉 • Gere Emun Part 22
    Gere emun part 21👉 • gere emun part 21
    Gere emun part 20👉 • gere emun part 20
    Gere emun part 19👉 • Gere emun Part 19
    Gere emun part 18👉 • Gere emun part 18
    Gere emun part 17👉 • Gere emun Part 17
    Gere emun part 16👉 • Gere emun part 16
    Gere emun part 15👉 • gere emun part 15
    Gere emun part 14👉 • Gere emun part 14
    Gere emun part 13👉 • Gere emun part 13

ความคิดเห็น • 995

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray3032 4 ปีที่แล้ว +648

    ለምለም ዓይነይ ኣያ ዘብርኣቡሩክ ኣድነቅቲ Like

    • @bbbjjj6791
      @bbbjjj6791 4 ปีที่แล้ว +3

      Eseyyyyy shikorat deki tgray

    • @wediadkemewedimilga6885
      @wediadkemewedimilga6885 4 ปีที่แล้ว +13

      ከም ለምለም ዓይነይ በዓልቲ ቤት ክውንን ዝደሊ like ሃቡኒ

    • @zerayzeray3203
      @zerayzeray3203 4 ปีที่แล้ว +1

      Buruk senbet ahwat

    • @merilove8023
      @merilove8023 4 ปีที่แล้ว

      Ganat ayenay nakey tadenkaksa taye kayeblake gale adeya meray

    • @user-wh2up2mj9h
      @user-wh2up2mj9h 4 ปีที่แล้ว +1

      Genet Gerye Iam proud of tigray genet ayney seamni eski abziatey 😁

  • @user-fo3bb3ng1p
    @user-fo3bb3ng1p 4 ปีที่แล้ว +121

    ሰላም ተኸታተልቲ ገሬ እሙን ቡሩኽ ሰንበት ይኹነልኩም ይኹነልና
    ዝሓመሙ ይምሓረልና
    ዝወፈሩ ይኣክበልና
    ሃገርና ሰላም ይግበረልና መድሃኒኣለም ኣሜን🙏

  • @alihamdulilah6475
    @alihamdulilah6475 4 ปีที่แล้ว +100

    ዝፈልጦ ተኣምራት የብለይን መፂኦም ኣለው እንዳ ገሬ እሙን ንቀደም በሉ 😍😍😍
    ኣይ ገሬ ደስ ዝብል ኣበሃህላ ዘይርኪ ዘይርኪ ኣብ ትግራይ ምሕዳርኪ👍👌😁😁😁😁😁😁 ዘይርና ዘይርና ናብ ትግራይ ሽኮር ዓድና።

  • @user-cy9kx9em9h
    @user-cy9kx9em9h 4 ปีที่แล้ว +339

    ኣነ ጀመራት ኮሜንት ንኩሉኩም ስምዒት ትግሪኛ ኣብ ዘለኩም ሃለኩም ባዒላ ማሪያም ፆዮን ታሓልኩም አሜን 🙏

  • @user-ki6wj6im5b
    @user-ki6wj6im5b 4 ปีที่แล้ว +38

    ክክክክክክክክክክክክክክ ክደይ ጠስሚ እዩ ዝኒኤ አብዙይ ዚሒላስ ትውዐየለይ ዶ ሞይተ ስሓቅ ገሬ ሽካር

  • @azemeraazemar1543
    @azemeraazemar1543 4 ปีที่แล้ว +90

    አረ ብስሓቅ ምትና ጌሬ እሙን ጋዓት ብንጀራ
    ብርኩ ስንበት ይግበረልና ደቅ ትግራይ ምዓረይ

    • @user-gb6zc1to6p
      @user-gb6zc1to6p 4 ปีที่แล้ว +3

      አሜን አሜን አሜን ብርክተይ ንኩሉ ብኢድ ኣምላክ ዝተፈጠረ ብሩክ መዓልቲ ይግበረልና

    • @lamlamlamlam3792
      @lamlamlamlam3792 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen Amen

    • @merilove8023
      @merilove8023 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen

    • @mikiweditesfay3170
      @mikiweditesfay3170 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ይሕብሩ

    • @ydfuufght895
      @ydfuufght895 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @rademradi7015
    @rademradi7015 4 ปีที่แล้ว +11

    Nezia xehuf tenbebu zelekum abe hiwetekum tenan asalton yehabkum fetar.

  • @abadieri8870
    @abadieri8870 4 ปีที่แล้ว +49

    እኻዕ ድሓን መጻኩም ብሩክ ሰበት

  • @luullukas8772
    @luullukas8772 4 ปีที่แล้ว +10

    *ዘረኣብሩኽን ለምለም ዓይነይን ከጸሉልኒ እዮም ነዓይ* ቅቅቅቅቅቅ much love from Eritrea.

  • @afrikamama1096
    @afrikamama1096 4 ปีที่แล้ว +14

    ክክክክክክክክክ እዛ ፊሊም ኣዝያ መሃሪትን መዛናጊዒትን መስሓቅን ዝኮነት ኣዝያ መሳጢት ደስ ተብል

  • @user-qn6pu3zr3j
    @user-qn6pu3zr3j 4 ปีที่แล้ว +16

    Tigraweti hurma bitami eya des tblin !! Tigraweti tray like tihabin
    Kabi Asemera edga arbi
    USA thanks tgiraweti

  • @wizfugra2920
    @wizfugra2920 4 ปีที่แล้ว +64

    #ጌሬ *ኣታ ጆኾር ዓቢ ኣሕምድ እንብር ምዓት ገንዘብ ተሰሊሙ ኢለሞ*
    #ጆከር *ወየ ወየ ቴሌፎኑ ዘይ ብለይ ጻዕዳ ጸሊም ይጻወት ዶ ይኸዉን ወደይ*
    ብሩኽ ሰንበት ዞም ይሕዋተይ

  • @user-gb6zc1to6p
    @user-gb6zc1to6p 4 ปีที่แล้ว +32

    ክክክክክክክክ ጌሬ መሕጎል ንኣያ ዘብረኣብሩክ እውን ውሰድዎም ናብ እንዳ ምግቢ ሓደ መዓልቲ እስከ ንስመዓዮም
    መክሰባት ዓቀብቲ ባህሎም ንፉዓት!!!"

    • @user-je2gn5cz1f
      @user-je2gn5cz1f 4 ปีที่แล้ว +1

      ናይ ማርያም ባርያ....አያ ዘብራአብሩክ ንደገ እንተወፅዩ ዳአ እቲ እንጀራ ከ መን ክቆፅሮ

    • @user-gb6zc1to6p
      @user-gb6zc1to6p 4 ปีที่แล้ว +1

      @@user-je2gn5cz1f ሃሃሃሃሃ ሕጂ እኮ ደሓን እዮም ዘለው ምቁፃር እምጀራ ስርሖም ናይ ኢኮኖሚ ቁጠባ እዩ ኮይኑ ዘሎ ስርሖም ክክክክ ተዝወስድዎ ከመይ ከም ዝብል ተራእዩኒ

  • @user-ik1yv8qf5t
    @user-ik1yv8qf5t 4 ปีที่แล้ว +16

    ኣታ እንካዕ ደሓን መፃኩም
    ደቂ ዓበይቲ እንዳ
    ……ጆኬርን ገርየ እሙንን
    ኣያ ዘብርኣብሩክን ለምለም ዓይነይ
    ን ምስ ደቆምን i LOVe You

  • @brged.nihameduda
    @brged.nihameduda 4 ปีที่แล้ว +5

    From Eritrea tigray i love u Ethiopian tigray GBU eri !$ethi

  • @mahiyemikitanash6471
    @mahiyemikitanash6471 4 ปีที่แล้ว +14

    ዘብራኣብሩክ ዓይነይ💓
    ለምለም ዓይነይ💓
    ኣያ ጆኮረይ
    ርግኣት💓
    ገሬየ💓
    ቤቲየ💓 ፍትዉትዉ እየ ዘብለኩም በርትዑ

  • @Mulue844
    @Mulue844 4 ปีที่แล้ว +115

    ኣታ ከምዚ ከማይ ንበቲ ሃይላይ ዝናፈቕኩማ ኣለኩም ዶ

    • @emnetkeshi6856
      @emnetkeshi6856 4 ปีที่แล้ว

      Anta anes were afkireya betihaylay nay hemamey kmerawa do maryam adey?

  • @yisakkifle3431
    @yisakkifle3431 4 ปีที่แล้ว +34

    I'm addicted to this comedy drama 😍😍😍😍😍😍

  • @user-vv5zm6tm1n
    @user-vv5zm6tm1n 4 ปีที่แล้ว +31

    እንካ ብሰላም መጻኩም ክንጽበየኩም ጸኒህና ኣብ ስደት ዘለኩም ኣሕዋተይን ኣሓተይን ከማይ የማስልኩም ኣብ 10 ዓመተይ ምስቶም ዝፈትዎም ደቀይ ተራኪበ

    • @younatanyoun4874
      @younatanyoun4874 4 ปีที่แล้ว +1

      AMEN AMEN AMEN

    • @user-gb6zc1to6p
      @user-gb6zc1to6p 4 ปีที่แล้ว +1

      እግዚአብሔር ይመስገን ንኳዕ ደስ በለካ ንፈጣሪ እንታይ ይሰኣኖ

    • @user-vv5zm6tm1n
      @user-vv5zm6tm1n 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን(3)

    • @raniarania9284
      @raniarania9284 4 ปีที่แล้ว +1

      amen amen amen

    • @js2974
      @js2974 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜንንን

  • @kokobmessimessi6634
    @kokobmessimessi6634 4 ปีที่แล้ว +32

    Waawwwww 🙏ዝተቐደሰ ሰምበትን 🙏
    🙏 ዝተባረኸ ምዓልቲ ይግበረልና 🙏ኣሜን🙏

    • @user-lc6yc6od7m
      @user-lc6yc6od7m 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @mlat9280
      @mlat9280 4 ปีที่แล้ว

      Kokob messi messi amennn

    • @user-dt8og2du4q
      @user-dt8og2du4q 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @bifikirininber695
    @bifikirininber695 4 ปีที่แล้ว +15

    Waaaaw enkoe biselam mesaekum bruk sembet yigiberelina tezarebiti tigrina beka lomi anti bishim zeriaburuk wekutuley kab hawikum eri

  • @weditigray3834
    @weditigray3834 4 ปีที่แล้ว +7

    Zerabruk ayney you so a great actor keep doing this wedi adi

  • @user-pc9wk2vf1k
    @user-pc9wk2vf1k 4 ปีที่แล้ว +13

    Enqae dehan mexakum enda gere buruk senbet ygberelna teketatelti Gere emun👍👍👍👍♥️♥️♥️

  • @fullpower1391
    @fullpower1391 4 ปีที่แล้ว +375

    ገሬ እሙን ዝፈቱ ጥራይ like ያ ጀምዓ

  • @atekingrolaatekingrola7455
    @atekingrolaatekingrola7455 4 ปีที่แล้ว +11

    ኪኒያ ከይደ ሱዳን ኸይደ አዲስ አበባ ኸይደ ዋንኡ ትግራይ ምሕዳርኪ እዩ ዓዲ ሰላም።

  • @hanibalgebar9535
    @hanibalgebar9535 4 ปีที่แล้ว +228

    ኣንታ ኢዙ ሰብ ሎሚ ተጸሊሉ ድዩ like ሃቡኒ ዝብል ኢንበር ፊልም ጽቡቅ ኣሎ ወይ ከምዚ ጎዶልዎ ኣሎ ዝብል ሰብ ዘይትሪኢ ኢቱ like ንምንታይ ስለ ዝጠቅም ዩ ኮይኑ

    • @capijhon8566
      @capijhon8566 4 ปีที่แล้ว +3

      Btaemi iyu zgerm

    • @zeresenaytekle4818
      @zeresenaytekle4818 4 ปีที่แล้ว +5

      እዚኣሲ ወላ ንዓይ ያ ትገርመኒ ላይክ ንዖም ዩ ዝጠቅም እበር ኒ ተዓዛባይ ወልሓንቲ መክሰብ የብሉን

    • @user-qi2vi5by7s
      @user-qi2vi5by7s 4 ปีที่แล้ว +1

      like habuni pls ab ewropa,kab zato,tirat ne tirat kuyni alku

    • @user-fn4hs5vk9c
      @user-fn4hs5vk9c 4 ปีที่แล้ว +1

      habuni maltka diyu

    • @merrytube8231
      @merrytube8231 4 ปีที่แล้ว +1

      Hakika dea men zyrakb zebra yezarfu filmu esu aykonen zedgfo gn yaw eu seb leme

  • @salilove6510
    @salilove6510 4 ปีที่แล้ว +64

    ቤቲ ሃይላይ ናበይ ከይዳ ?"
    ናፊቀያ❤👈👭❤👈🙌

  • @staystrong2369
    @staystrong2369 4 ปีที่แล้ว +127

    ሞራል ንሃቦም፡ ሞራል ንሃቦ ንገሬ፡ ሞራል ንሃቦም እንዳ-ዛራኣብሩኽ፡ ሞራል ንሃቦ ንጆኬር፡ ሞራል ንሃባ ንቤቲ፡ ሞራል ንሃባ ንርግኣት
    .
    .
    .
    ሳብስክራይብ ጌርኩም ከኣ ንዓይ ሞራል ሃቡኒ....ዝተባረኸ ሰንበት።

    • @abude2626
      @abude2626 4 ปีที่แล้ว +1

      Anta zeytigedfuna

  • @binijoy9670
    @binijoy9670 4 ปีที่แล้ว +91

    መጀመርታ ከመይ ቀኒኩም ጎሮቤት ሃገረይ ነዛ ፊልም ከይትውድእዋ ንሕና ክኣ ኣብ ጎኑኩም ኣለና ትቀጽል ስቅ ኢላ ካብእ ብምቅጻል ነዛ ፊልም ትርእያ ዘለካ ኣብ ሂወትካ ብዝሕ ኣሳልጦ ይግበረልካ ፍቅሪ አግዛቢሄር ምሳካ ይኩን🇪🇷 ደቂ ሓደ ኢና

  • @hggg9894
    @hggg9894 4 ปีที่แล้ว +11

    ክክክክክክክክክክክክክ ኢሂ ዝሓወይ ከበሮ ዶ ከምጽኣልካ ክክክክክ ከበሮ መንድ ኣ ነጊሩኪ ወናም ምዃነይ

  • @shabaylegese3911
    @shabaylegese3911 4 ปีที่แล้ว +2

    Welcome daqe Ethiopia enka beselam mexakum yhwatey edmen tenan yhabkum fetari ajokum from Ertriea

  • @user-wj1tp5ek5f
    @user-wj1tp5ek5f 4 ปีที่แล้ว +93

    ሓፍቲ ገሬ እሙን እየ ላይክ ሃብኑ በጃኹም ዝተባረከ ሰንበት ካኣ!

  • @ttsalon8106
    @ttsalon8106 4 ปีที่แล้ว +6

    አያ ጆኬር እውነት ግን ፍተሃነገስ ብጣዕሚ ኢካ ጎበዝ ዋይ ዙ ድምፅካሲ ችላወድያ

  • @fili.ahferom4713
    @fili.ahferom4713 4 ปีที่แล้ว +4

    ዘረኣብሩኽ ኣክተር ናይ ሓቤሻ funny ቐዳማይ መሪጸካ ኣለኹ እስከ ናይ ዘረኣብሩኽ ደገፍቲ ላይክ ኣብሉ ኣንቱም ደቒ ዓደይ

  • @gghvvh2491
    @gghvvh2491 4 ปีที่แล้ว +5

    Wel come አንደ ጌሬ እሙን እንካዕ ዳሓን መፃኩም ብሩክ ሰንበት ይግበረል ልአመንቲ ክሪስትያን 🙏🙏🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳😍😍😍

  • @tadelumeresu9689
    @tadelumeresu9689 4 ปีที่แล้ว +8

    ዋይ ኣታ ንሓንቲ ኣስኪሪም 50 ቅርሺ እዝነይ ድዩ ዋላስ ብሓቂ እዋይ ዝሃገርናስ ዘገርምን ዘስካሕክሕን እዩ ናብርኡ ብሓደ ቅርሺ ዝግዛእ 50 ተባሂሉ

    • @user-sg7ps6kk3z
      @user-sg7ps6kk3z 4 ปีที่แล้ว

      ብጣዕሚ ገሪምኒ ኣብዚ ቅርሽን ሓሙሳን ንገዞኦ ኣብ ዓዲ ሓበሻ ካኣ ሓሙሳ ሚኢቲ እዋይ ናይ ጸወታ ከይከዉን ግን ምናልባት

  • @selamwe4962
    @selamwe4962 4 ปีที่แล้ว +12

    bati nayby keyda bati zeybulu aytemune zble Lik

  • @user-pn7sj1hp6w
    @user-pn7sj1hp6w 4 ปีที่แล้ว +45

    ፊልምስ ኣብዚ ነሀለ እንዳ ኣስሓቀ ዝምህር እምበር እና ዳ ድወ ዶ ጅኒ ዕፍሪት ኢልኩምኣብ ዘይ ቦልቦላኹም ደኪልኩም ክክክክክ ገሬ እሙን

    • @danielkahsay5038
      @danielkahsay5038 4 ปีที่แล้ว

      Ezi si film ata entay konka wedey haqi zey tezareb tegaru sebat deyom ke tegaru resahat alet eyom

    • @user-pn7sj1hp6w
      @user-pn7sj1hp6w 4 ปีที่แล้ว +2

      I love you Eritrea ብዛዕባ ፊልም እምበር ብዛዕባ ትግራወት ኣይተዛረብኩን 21 ክ.መ እየ ዘለኩ ኣርክበኒ

    • @danielkahsay5038
      @danielkahsay5038 4 ปีที่แล้ว

      @@user-pn7sj1hp6w sk bel komal resah alet entay aflitka eyu komal qondaf egeri

    • @user-pn7sj1hp6w
      @user-pn7sj1hp6w 4 ปีที่แล้ว +3

      I love you Eritrea ሓማሴን ንሙኻንካ እዩ ረሳሕ መልሓሶም ስውራጃ ፍንፋናት መዋስብቲ ኣልቦ

    • @user-qs7cg2xo6m
      @user-qs7cg2xo6m 4 ปีที่แล้ว

      @@danielkahsay5038
      እዋይ ፀዊዕካ ጸርፊ ¡

  • @adammedia2995
    @adammedia2995 4 ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ ቀፅልሎ ሀንቲ ርእሲ ልተንቅሕ መልእኽቲ ልቸ
    ተሕልፍ ምሰራሕኹምለ ጨለ ነይሩ ብዛዕባ እዞም ሓደሓደ ተለዋጢ ነብሲ አብ ገዛ ዘቅመጡ ልመስሉ ናይ መኪና ቦታ ሒዞም ጎሰስ ልብሉ ስልጣነ ልመስሎም ድሑራት መመሀሪት ትኾን።

  • @seblegoitom3719
    @seblegoitom3719 4 ปีที่แล้ว +1

    Betami dase zabel

  • @teagesanday3302
    @teagesanday3302 4 ปีที่แล้ว +4

    Enqae bdehan metsaekum tigray
    Hawikum kab Eritrea

  • @luwamhans437
    @luwamhans437 4 ปีที่แล้ว +15

    Eway mstu film ekum twrdu ymeslen welcome wedey enda gerye

  • @shewitdubale2405
    @shewitdubale2405 4 ปีที่แล้ว

    Enda gere Emun nay bahaki dess bahalti ane adnakikum shewit kb Jermen like agrchiw neblekum long live all of you deki adey@

  • @lovemyselflovemyself1984
    @lovemyselflovemyself1984 4 ปีที่แล้ว +3

    Tena hably enda gere emun berok kedame senbt yegbrlna 😘❤👉👍🙏

  • @wedibaba143
    @wedibaba143 4 ปีที่แล้ว +35

    *እንበር ከ ደቂ ትግራይ ይከታተልዎ ድዮም ነዛ ፊሊም እንታይ እዩ እዚ comment ኩሉ ናይ ኤርትራውያን ጥራይ ተጋሩ ጥራይ እስከ ንዓይ like ሃቡኒ ጽቡቅ ስራሕ ከኣ በርትዑ*

    • @mahderbrhane9117
      @mahderbrhane9117 4 ปีที่แล้ว

      ኤርትራውያን ይኩኑ ተጋሩ ብከመይ ለሊካና

    • @wedibaba143
      @wedibaba143 4 ปีที่แล้ว

      @@mahderbrhane9117*ቅድሚ comment ምንባብካ ኣስማት ናይቶም ሰባት ተዓዘቦ ዋላ ኣብ ኣጻሓሕፋ ውን ቁሩብ ፍልልይ ኣለና እዚ ክብል ከለኩ ግን ናይ ዝኮነ ጸግዒ ክከውን ደልየ ኣይኮንኩን ኤርትራውያን ኢና ኣዚና ከኣ ንፈትዋ ነዛ ፊልም ዝብሉ ከማን ውሑዳት ኣይኮኑን*ተስፋ ይገብር ተረዳዲእና ክንከውን

    • @user-ff6gl2ix3b
      @user-ff6gl2ix3b 4 ปีที่แล้ว +1

      ተጋሩ ስደት ሰለ ዘይወፁእዮም ኣብ ዓዶም ይልምዑ እለው ሓቂ ሓይሽ ደቂ ኤሪ ኩሉ ስድት እዩ ዘሎ ብከምኡ እዩ ካኣ ኣብ ኮሞንተ ዘሎ ሶ ዳሓር ካኣ ክዛነጉዑ ኢሎም እምበር ሓልዮም ኣይኮነንን

    • @wedibaba143
      @wedibaba143 4 ปีที่แล้ว +1

      @@user-ff6gl2ix3b *ደሓርስ እኮ ፈሊጠ ዋ*

    • @user-ff6gl2ix3b
      @user-ff6gl2ix3b 4 ปีที่แล้ว

      @@wedibaba143 ሰይ እንኳዕ ፈለጥካ ዑንጁሉ ነገር🙄

  • @zekariyasgezahegn3196
    @zekariyasgezahegn3196 4 ปีที่แล้ว +17

    Who is here to see beti haylay 🤦🏽‍♂️😏

  • @thomasaraya6691
    @thomasaraya6691 4 ปีที่แล้ว

    😃😁😃Ja Ane Beza FILM Ktslel Eye Mara Eye Zfetwa Eza Film Deqi Tigray Tsaeda Ayni Abaykum Ydefen.Kab Hawkum ERITREA AKELE'GUZAY 👍👏🤝🥰

  • @hhgg-ro8eg
    @hhgg-ro8eg 4 ปีที่แล้ว +2

    ztekedesen ztebareken elete senbet ygberelna ahwatey

  • @habtomabrhale6736
    @habtomabrhale6736 4 ปีที่แล้ว +35

    ቤቲ ጸውዕለይ ዝጎደልኒ ክትምላእለይ

  • @saye9sm470
    @saye9sm470 4 ปีที่แล้ว +25

    🌟ኣታ ተሰልችውና ኣለኹም ይዓኾ #ቤቲሃይላይ ታይኮይንኩም ተህስስዋ ኣለኹም 🌟ንሳ እያ'ኮ መቀረት🌟 ወላ ኣብቲ ድርሰትኩም ኣይከምናይ ቀደምን ድኽመታት ይበዝሕ ኣሎ🌟
    #ኣይትጽሉኡኒ ዝተነቅፈ ነቀፊትኡ ኣስተኻኺሉ ስለዝዓቢ ስለዝኣምን'የ 🌟
    ኣጆኹም ✊🇪🇷✊

  • @Mm-hy3fk
    @Mm-hy3fk 4 ปีที่แล้ว +3

    ክክክክክክክክክክ ገጣሚ ኣይኮንካን ንስካ ገጣጢ ኢካ ቅቅቅቅቅ እፉ ሳሓቅ ሞይተ😃😃😃😄😆😆

  • @user-ec9zx4ob9r
    @user-ec9zx4ob9r 4 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ዳሓን መፀእኹም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ናይ ብሓቂ ደስ ባሀሊ ስራሕ እዩ ቀፅልዎ ን ልቢ ዝበለ ናይ ብሓቂ ፅቡቅትን ፅፍፍትን መለአኽቲ ሶ ሰሰናዩ ናዓኹም መኽሰባተይ

  • @tigigualtigray7047
    @tigigualtigray7047 4 ปีที่แล้ว +4

    ደቂ ትግራይ ምቁራት እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ ንፉዓት ኩርዓት ናይና

  • @danielaman3054
    @danielaman3054 4 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ኣምላክ ምስ ኩላትኩም ይኩን ናይ ገርየ ኡሙን ተዋሳእቲ እንቃዕ ብደሓን መጻኩም ኣጋጣሚ ምስ ናይ ስራሕ ምክንያት ኣይራኣክዋን ዊዒለ።
    ሪኢቶ ንገርየ፡ንጆኬር፡ንኣያ ዘርኣብሩክ በዘን ክዳውንቲ 22 ክፋል በጺሕኩም
    ቅያር ናይ ክዳውንቲ እንተ ትገብሩ ጽቡቅ ኔሩ።
    ዳኒኤል i am from ertirean

  • @rasmichaelshul9642
    @rasmichaelshul9642 4 ปีที่แล้ว

    Btaemi des zbl.

  • @danielwedishuk9748
    @danielwedishuk9748 4 ปีที่แล้ว +35

    tigraway zifetu like eske Habuni

  • @awettsegay7love
    @awettsegay7love 4 ปีที่แล้ว +4

    Anta eze shigeortey kab kabikeyani eyu kkkkkk ne Zerabruk ne lemlemeyn zefatu eska liken disliken gerkum yeheguseni habayeb bruk senbat kea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kab hawekum wedi era tagaru shikorat 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😘

  • @user-ox3dr3sj4o
    @user-ox3dr3sj4o 4 ปีที่แล้ว +3

    ብሩኽ ሰንበት ይገበረልኩም ኣሕዋተይ🙏🙏

  • @fqriuemuneteyfqriuemunetey610
    @fqriuemuneteyfqriuemunetey610 4 ปีที่แล้ว

    Wawwwwwwwwwww Ata kemey aynet Film eya seni u and 100%100

  • @biniamandegiorgis4065
    @biniamandegiorgis4065 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣምሓሪኛ ምርኣይ ኣረስዑኹምና ንፉዓት ብድሕርት እዩ ሓይልና

  • @rahiel2662
    @rahiel2662 4 ปีที่แล้ว +119

    ቢንጎ ቀዳመይቲ ኮይነ Like ባ ግጨውኒ ማሚ ሓሪሳ ገዓት ይበልዕ ኣለኩ😍

    • @almazgiday9935
      @almazgiday9935 4 ปีที่แล้ว +1

      አካዕ ሐጎሰኪ እኳዕ ማርያም ማሐረትኪ

    • @user-jj1gx2ei5j
      @user-jj1gx2ei5j 4 ปีที่แล้ว +2

      እንኳዕ ደስ በለኪ ምቅርቲ

    • @salm8093
      @salm8093 4 ปีที่แล้ว +2

      Enka des beleki zyaday

    • @user-wh2up2mj9h
      @user-wh2up2mj9h 4 ปีที่แล้ว +1

      ጓልቶም ወየንቲ እየ። ኣብዛ ቲዝኪ ላይክ ኣግርጨኪ ኣለኹ😁

    • @rahiel2662
      @rahiel2662 4 ปีที่แล้ว +1

      @@user-jj1gx2ei5j አኣሜን ዝያዳይ

  • @user-jj1gx2ei5j
    @user-jj1gx2ei5j 4 ปีที่แล้ว +13

    እንዳ ገሬ ተናፈቐቲ ከም ገለ ለምለም ዓይነይ ትኽእልሉ ከመይ ድኺ ወሓለ

  • @geez1media
    @geez1media 4 ปีที่แล้ว +1

    ገሬ እሙን Channel ዝፈቱ subscribe ይግበሩ my Channel እና ከኣ ነበረታታዓዮም♥♥♥♥♥

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 4 ปีที่แล้ว +1

    ቅቅቅቅቅቅቅ ኣያ ዘብራኣብሩኽ ዋላ ቁርሲ እዉይ ኣይህቦይዋ !!!
    ኣይ ኣይ ቅቅቅ ዮኾነይ ኮማኡ ከምቲ ልሓስቦ ኣይኮነይ ኣየር ላይ ሰማይ ኣይኮንኩይ ኣየር ላይ ሰማይ ክብል ዳኣኾነይ ኣያ ጆኮር ሻርኔራ ኔኺስዎም ጉድ ረኺቦም

  • @tesfaldetgurum7132
    @tesfaldetgurum7132 4 ปีที่แล้ว +4

    Eritrawi ye gn tigringa keabi zserh seb degafi ye xbuk srah tegaru ahwat ajokum gize neakum tbel

  • @emakehawta4213
    @emakehawta4213 4 ปีที่แล้ว +14

    Kkkkk kedamay

  • @nahomjebye1786
    @nahomjebye1786 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣየ ገሬ ኣርኩ ኣውዕያ ክክክክክ

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 4 ปีที่แล้ว

    ኣያ ጆከር እና ገጣሚው ብመንገዲ ሩባ ተገራጭዮም ክክክክክክክክክክ ያዓውይ ያውዬ ርዳእዬ ኡይ ኡይይይይ ሽንጉርቲ ክክክክክክክክ ዋይ ብስሓቅ ምትንፋስ ሲኢና ከም ሎማዓንቲ ብጣዕሚ ካብ ካብዝስሕቅ ነዊሕ ጊዜ ኮይንኒ ዋውውውው ተባረኹ ማራ ኣስሒቅኩምኒ ብሓቂ ብሉፃት ተዋስእቶ ኢኹም ደቂ ትግራይ ወለላ ፍትውውወውው፣፣፣፣፣፣፡፡፡፡።

  • @merihabashy7341
    @merihabashy7341 4 ปีที่แล้ว +9

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ምቁራተይ

  • @emamedia5051
    @emamedia5051 4 ปีที่แล้ว +133

    ብሽም ገሬ እሙን like ሃቡኒ

  • @271223miss
    @271223miss 4 ปีที่แล้ว

    Omg this part so funny. Love lemelem ayenye zeraiburuk hawey des kibelu😆😆😆😆

  • @user-vb1pm6rx6e
    @user-vb1pm6rx6e 4 ปีที่แล้ว

    Wow enda gere emun selamkum ybzah

  • @drogba200
    @drogba200 4 ปีที่แล้ว +95

    እዛ ድራማ እዚኣ ክተፀልለኒ እያ ማማ ትምት እስኪ ነዛ ድራማ ገሬ እሙን ዘለኩም ፍትወት በዚኣ ግለፁ👍

    • @habenhaben2045
      @habenhaben2045 4 ปีที่แล้ว

      Mskinay adeka ketilkaya halay

    • @drogba200
      @drogba200 4 ปีที่แล้ว +1

      @@habenhaben2045 ገልጣም ነቲ ድራማ ዘለኒ ፍትወት ሓሶት ተኾይኑ ማማየ ቀቲለያ አለኹ ማለት ዩ ነቲ ደራማ ዘለኒ ፍተውት ሓቂ ስለዝኾነ ግን ኣይቀተልክዋን ሰባብ ሓማሰን ከከከከ

    • @habenhaben2045
      @habenhaben2045 4 ปีที่แล้ว

      @@drogba200 ጽልኣት ነብስካ አዩ ከምኡ ዝገብረካ ዘሎ ጸርፊ ስኢነልካ

    • @drogba200
      @drogba200 4 ปีที่แล้ว +1

      @@habenhaben2045 ክንቲት መፂኻኒ እምበር ኣይመፃኹኻን አፍካ ሒዝካ ስቅ በል ሰብ ትለክፍ ኣብኣ ትረኽባ ✔

    • @habenhaben2045
      @habenhaben2045 4 ปีที่แล้ว

      @@drogba200 wae ata kideleyi nay men ሚትሚታ ኢካ ወድዪ

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh 4 ปีที่แล้ว +4

    Enkuae bidahan metsekum
    Tesfatat Tigrayina.
    Bruk senbet yikunelna dima.💕😘💗💓🥰🤗

  • @rasmichaelshul9642
    @rasmichaelshul9642 4 ปีที่แล้ว

    Bsahak moyte. Gerea umun.

  • @hager39
    @hager39 4 ปีที่แล้ว +2

    21:18 semwa bejakum na endo ABzi konka reayo gexka 😂😂😂😂😂😂

  • @BrgedNhamedu.91
    @BrgedNhamedu.91 4 ปีที่แล้ว +8

    Kedem shgurti ktmetro keleka yenbie neru, lomi gn ktgezeo keleka eyu zenbie kkkkkk fara zeykone 👍👍yrgex

  • @user-nk6em3sq2w
    @user-nk6em3sq2w 4 ปีที่แล้ว +7

    ግሬ,,, ዓ ይ ነ ይ,, ና ይ,, ሕ ማ መ ይ

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 4 ปีที่แล้ว

    ሎምስ ብስሓቅ ሞይተ ብሓቂ ዋውውው ናይ ሕጅስ ማራ ዘስሕቅ ምሩፅ ኮሜዲ እዩ ዋውውው ቀፅልሉ ደቂ ዓበይቲ ትግራይ ወለላ፣፣፣፣ ።።።። 😍😚😎😚😘😘😘

  • @yosefhagos7139
    @yosefhagos7139 4 ปีที่แล้ว

    Wow azuy mestin maharin eyiu deki adey ketsiliwo kiblekum dima yifetu

  • @berihuhailu5758
    @berihuhailu5758 4 ปีที่แล้ว +49

    like ደሊየ ይፍቀድ ዲዩ

    • @abadieri8870
      @abadieri8870 4 ปีที่แล้ว +2

      ክላ ስቅ በል ምሕላፍ እኮ ከሊእኩምና

    • @berihuhailu5758
      @berihuhailu5758 4 ปีที่แล้ว

      @Merih Tekleክብረት ይሃበለይ ለምለም ዓይነ

    • @mahderbrhane9117
      @mahderbrhane9117 4 ปีที่แล้ว

      አይፍቀድን እዩ

    • @berihuhailu5758
      @berihuhailu5758 4 ปีที่แล้ว

      @@abadieri8870 ቖርማድ ታይ ሓሲሙካ

    • @abadieri8870
      @abadieri8870 4 ปีที่แล้ว

      @@berihuhailu5758 እታይ ገዘብ ድየ ክሰደልካ ደሊካ ወይለይይ

  • @kesetegeresus3020
    @kesetegeresus3020 4 ปีที่แล้ว +1

    Gere jegna

    • @opaopa5360
      @opaopa5360 4 ปีที่แล้ว

      Kesete Geresus I

  • @ykaloabrha3710
    @ykaloabrha3710 4 ปีที่แล้ว

    Waww nic Job

  • @Tigrigna_React
    @Tigrigna_React 4 ปีที่แล้ว +5

    ሓንቲ ናይ እሜርካ ጉዕ ከም ገለ ኢላ ተሓሊፋ እብዚ ሓደ ኪሎ ጉዕ ኾይና ኮፍ 😆😆😅😁 እየ ዘርእብሩኽ

  • @abrahamybchelsea5276
    @abrahamybchelsea5276 4 ปีที่แล้ว +16

    Enqaun bedehana mexaekum enda Gerie, jocker, end aya Zebreabruk

  • @freweinizeray8426
    @freweinizeray8426 4 ปีที่แล้ว +2

    ቆንጆና አስተማሪ ድራማ እናመሰግናለን ገሬ እሙን!!

    • @kuflomtesifamrym7163
      @kuflomtesifamrym7163 4 ปีที่แล้ว

      ተቆንድፍክ ጥፍእ ወንቤዴ ትግርኛ ተዛረብ ድኩማት ተጋሩዐ

  • @user-mh7ei7fe8w
    @user-mh7ei7fe8w 4 ปีที่แล้ว +1

    Nice job ketslwo ajokum nfat💚💚💚👏👏👏❤❤❤❤

  • @johnandebrhan4779
    @johnandebrhan4779 4 ปีที่แล้ว +7

    ለምለም ዓይነይ።

  • @oflakeren8586
    @oflakeren8586 4 ปีที่แล้ว +8

    እዋእ ኣነ ዝብለኩም ቤቲ ሃይላይ እንታይ ኾይና ድያ??? በጃኹም ንሳ ነዚ ድራማ ከም ጨው እያ ግድን ሕድሕድ ፓርቲ ክትህሉ ኣለዋ!!!! እስቲ ቤቲ ዝፈቱ

  • @zenebeshzenebesh2916
    @zenebeshzenebesh2916 4 ปีที่แล้ว

    ወይ እንዳ ገሬ ሽኮራት ዛንሮስ ሓቂ ሰብ ኣሳቅያ ኢያ ዘላ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሓሳብ እዪ ቀፅልሉ

  • @rahelilove7756
    @rahelilove7756 4 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩ ሙቁራት እንኳዕ ደሓን መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅልሉ

  • @fdfd1318
    @fdfd1318 4 ปีที่แล้ว +16

    Am first here😁

  • @desbele.tsegay4630
    @desbele.tsegay4630 4 ปีที่แล้ว +6

    ድሓን ፈሊጠዮ አለኩሞ "ሓፍቶም "ሓብኒ ክክክክክ ብሹም ገሬ እሙን Like ሓቡኒ

  • @user-yt8im9sc5s
    @user-yt8im9sc5s 4 ปีที่แล้ว +1

    Wuy tsbuk alekum beteley gerye n

  • @erihagerey
    @erihagerey 4 ปีที่แล้ว

    Nice movie deki Tigray yehwatey

  • @user-ff6gl2ix3b
    @user-ff6gl2ix3b 4 ปีที่แล้ว +22

    ቤቲ እንተዘይ ሃልያ ክንባኣስ እና ብሩክ ምሽት ይኮንልኩም ኣሜን ዘይበለ ሞይቱ ይሕደር
    ኣሜን😍😍🙄

    • @kokobmessimessi6634
      @kokobmessimessi6634 4 ปีที่แล้ว +1

      ንክብረትኪ ክስዋእ እየ ትግራይ ዓደይ ኣለናልኪ Amen Amen Amen 🙏 🙏🙏

    • @user-ff6gl2ix3b
      @user-ff6gl2ix3b 4 ปีที่แล้ว +1

      @@kokobmessimessi6634 😘😘😘

    • @abadieri8870
      @abadieri8870 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣታ ክደይ ትሓስም ካንንን

    • @user-ff6gl2ix3b
      @user-ff6gl2ix3b 4 ปีที่แล้ว +1

      @@abadieri8870 እሞ ላይክ ኢለ እንዲኩም ዘይትሁቡኒ ኮይንኩም😏😁😁 ዳሓር ካኣ ኣሜን እንተ ኢልኩም እኳ ኣይትሞቱን🙄

    • @apaoo705
      @apaoo705 4 ปีที่แล้ว +2

      Amen Amen Amen👏👏👏 Gn Kemeu Aybehaln

  • @samuelbahlbi7421
    @samuelbahlbi7421 4 ปีที่แล้ว +4

    Kem gere emun geyre zefetwa comedy yelan behanqeweta iye zexebeyekum kulu gize qxlewa xebuq serah 🤴

  • @simongs21
    @simongs21 4 ปีที่แล้ว +2

    Ayokum nayna

  • @merontesfalem5905
    @merontesfalem5905 4 ปีที่แล้ว

    Very nice

  • @ahforomhaileahforomhaile
    @ahforomhaileahforomhaile 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣነ ዝገርመኒ ዘሎ ናይ ሓበሻና ነገር፡ ክንርእን ክንማሃርን ኢልና ክንዲ ጎይና ሪጋ ንሕዝ፡ ኮመንት ክንጽሕፍ ሪጋ ንማሓዝ ንቃዳደም፡ እንታይ ኢዩ ወሪድና ዘሎ፡ ሪጋ ምሓዝ ኢኮ ልምድን ወልፍን ገርናዮ።
    ስለዚ መጀመርታ ቅድሚ ኮመንት ምጽሓፍና፡ ንስማዕን ንርአን፡፡ ምስ ራኣናን ምስ ሰማዕናን ድማ፡ ዝሰማዕናዮን ዝራኣናዮን ንጽሓፍ፡ ንቃፌታ ይኹን ምትብባዕ።

    • @user-gb6zc1to6p
      @user-gb6zc1to6p 4 ปีที่แล้ว +1

      ናይ ብሓቂ ሰብ ምስትውዓል ተሳኢንዎ እቲ ዝሰርሕዎ ዘለው ድራማ ትርጉም ዘለዎ ምኳኑ ዳርጋ ይርሰዖ ኣሎ ሰብ