Kemalatkum - ገሬ እሙን Part 5 -New Ethiopian Tigrigna Comedy- gere Emun - (FULL) 2019
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
- Kemalatkum - New Ethiopian Tigrigna Comedy- gere Emun - ገሬ እሙን Part 5 (FULL) 2019
© Copyright: Kemalatkum Entertainment . Any unauthorized use, reupload or distribution is strictly prohibited.
Kemalatkum Entertainment Channel Enjoy!!!
#Gereemun#ፋራ መከራ ተኸታታሊ ድራማ ትግርኛ Sitcom Drama#NewTigrignaMusic #KemalatkumSitcomSeries
ሞይተ ሰሓቅ ኬፍ ኣሎኩም ደቂ ትግራይ i am from asmara eza comedy kief zhaboto like yhabeni
ቀፅልሉ
እንቓዕ ኣብቀዓና ሩሑስ ኣውደኣመት ኩላትኩም ኣመንቲ ተዋህዶ💒💒💒
ኣሜን (3) እንካዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና 💗💗💗💗
አሜን እንኳዕ ሓቡሩ ኣብፀሐና
I am from Eritrea but we love you our brothers Ethiopian people also tigeray people
እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ አብፀሐኩም ንመላ እምነት ክረሰትና በዓለይ ፈላሚ ላይክ እሰኪ ገሬ ዝፈትዉ አግረጩዉ አቡሉና
ኣሜን (3) ደቂ ዓደይ
amen amen amen enquaie haberu abetehena
ኣሰይ ደስ ኪትብሉ መደብኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ እንቓዕ ኣብዚ ኣብቃና ደቂ ተዋህዶ ንዘላለም ትንበር ተዋህዶ።
እንኳዕ ኣብፅሓና ኣብፃሓኩም ሩሑስ ኣዉዳኣመት ይግበረና ።
ናይ ሎማዓቲ ድማ ፉሉይ እዩ ብጣዕሚ እየ ፍትዉ ፍትዉትዉዉዉ ኣድንቕ ኣድንቕንቕ እየ ኣቢለኩም ሓላላተይ ቀፅሉሉ።💓💓💓
.
ኣሰይ ተጋሩ እንካእ ኣብፀሐኩም ደቂ ቶም ሰብ ታሪክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ትግራይ ዘንትኣለም ትንበረልና 💕💕💕💕💕💕💕💕💕❤❤❤❤❤💘💘💘ፅቡቅ ስራሕ
ብሩክ እውድኣመት ይግበረልኩም ንኩሉኩም ተከተልቲ ሃይማኖት ክርስትና እንኳዕ ኣብፀሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሰይ ደስ ክብሉካ ብናይ ኣውድኣመት ስለ ዝጀመርኩም ገለ ዓይነት 💗💋🙏🙏🙏
Amen amen amen you too jesus bless you
ክብራት ኣሕዋት ኣብዛ ድራማ ትሰርሑ ኩላትኩም ርሑስ በዓል ትንሳኤ ንዓኩምን ንስድራቤትኩም ይግበረልኩም
እንኳዕ አብፀሐኩም ኩሉኩም ተዎህዶ ክርስትና ሽኮርናታት ደስ ይብል ቀፅሉሉ
Amen amen amen you too jesus bless you
Amen amen amen you too jesus bless you
የአት አገር ናው ያለው አድስ አባባ ናው ወይስ ውጭይ ታደለች Amen
ሃሃሃሃሃሃ አንታ እንታይ እዮም እዚዮም ምቁራት አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም
wwwowwwማራ ኬፈ አለኩም ተመስገን ትግረወይቲ ገይሩ ዝፈጠረኒ መኩራዕቲ ማራ እየ ዝፈትወኩም ቀፅልሉ
ኣታ ዚ ፋራ ዚ በይንካ ንዓ እንተ በልካዮ ምስ ሸውዓተ ርእሱ ይመጻ ካ ክክክክክክክክክ😁
ኣነ ደስ ዝብለኒ እዚ እንጀራ ዝጥቅልል ወዲ ሸውሃትካ ይከፍተልካ
ተጋሩ እሞ ቁጦባ ሙቁጽጻር ካኣቢም እንድዩ ከምዚ እንድሕር ኮይኑ ዳኣ ኣነ ደስ ትብለኒ እቲኣ ሓፍቱ ማራ ኪፍ ኣለዋ
حمد سالم gDJ
ማሽ ስደተኛ MDGKLLጭጅ
ንኣመንቲ እምነት ክርስትና ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና በዓሉ ናይ ጥዕናን ናይ ሰላም ናይ ፍቅሪ ይግበረልና
አሜን ንኩላትና
Amen Amen Amen
አውውው መደብኩም ብጣዓም እይ ዝካታትሉ
ናይ ለም ግን ፍሉይ እዩ ብሱሩ
አጅኩም ቀፅለሊሉ እኩም ድማ ርሑስ በዓል ፋስጋ ኣሓውትይ
ካብ ሃገር ጀርመን
ኩሉ ግዝ እንካታትለኩም እና ሽር ላይኪ ናባና ግድፍው እኩም
that's rude to say, why u brought the kids
ኩቡር ሓው ዛ ዝስዕስዕላ ዘለዎ ደራፋይ ሽሙ ትፈልጦ ዶ ትከውን
@@user-sz4kl8jc6b ddddddd way ka ggggggg
Thanks
እንካዕ ኣበፅሐኩም ሽኮረናታት❤❤❤❤❤🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
😂 ~_~≧∇≦≧∇≦≧∇≦~≧∇≦~_~_(:з」∠)__(:з」∠)__(:з」∠)_^ω^^ω^@~)~~~~
ኣየ ሓባይብና ከመይ ድኩም መቅሰናት እንካዕ ኣብፀሐኩም
Enkae abtsehkum burukat tewasaeti
Ezi bahlna ktiem 😍
ኣነስ በዛ ኮመዲ ታሕጓሰይ ወሰን የብሉን ኣጀኹም ናይና ካብ ኤርትራ
Ajukum Nayna 💝💝👍 Haftukum Kab Sweden Stockholm 💝💝💝
Ajokum kexlwo Thanks 🇪🇷
🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷ሩሑስ ብሩህ ባዓል ይግበረልና!!🙏🙏🙏
እንኮዕ አብፅሐኩም ደቂ ትግራይ ሽኮር
ንመላእ ህዝቢ ክርስትያን እንቋዕ ንለበዓለ ትንሳኤ ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ መልካም በዓል
ዋዉዉዉዉዉዉ ዳስቤሃልቲ እንኻዕ ኣብፀሐኩም
እንካዕ አብፀሓኩም አብፀሓና ናይ ዓመት ሰባት ይበለና
ተመስገን ኣምላኬ እንካንም ኣደረሳን የኣመቱ ሰው ይበለን ከስደት ያውጣን
Wowo😙😙😙
አሜን አሜን አሜን እንኳን ብሰላም አብፀሐኩም ምቁራተይ
ገራሚ ስራሕ it's really Renaissance for tigrays theater.
Gerami😂😂🤦🏽♂️
ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኩም እተ እታ ትግሪና እሞ ብኸብዳ እዲኹም ኣቲኹማ ድሓን ግን
እንኳን ኣደረሳቹ። ማረወች
very funny and excellent comedy i couldn't stop laughing. from your Eritrean brother
ዋዉዉዉዉዉ ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ👏👏👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏
ሰላም ደቂ ተዋህዶ እንኳዕ ፡ንብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም ፡ኣብፀሓኩም ኣብጸሐና ንዓመታ ሰብ ይበላና ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ሰደት ዘለና ንዓመታ ብሰላም ናብታ ቅድስቲ ዓድና ይመልስና ቤተ ስብና ብሰላም ፡ያፅነሓልና ልዑል ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ይትባረክ ኣምላከ ኣበዊነ ኣሜን ኣሜን ኣሜን Amen knmles ena nafti kdus bota abotatna
ሓራፍ ስራሕ ቀፅልዎ
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እየ ቀፅልሉ ግን እዙይ ሒዝካ ዘይመፃእካ ገለ ኣብ ባህልና የለን
Welcome deki adey marey enkae abxehekum
This is the one the best comedy I love, good job. FROM USA !!!!
ገሬ እሙን ኣጆኹም።ጥበባውያን ንፈትወኩም ኢና
እንካዕ ኣብፀሓኩም 😍😍😍😍😍😍
ካብ ሚንሌም በናና ሰጋብ ሕጂ ማንጎ አቭካዶ ዘይትቅይሮ ክክክክክክክክክክ
ተጋሩ ሽኮራት እዚ ላህጃኹም ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም
Adey alemey tegeraway sel zkonka ata komal agame cenawi alet nhena si aynfetewen ena 🖕🖕🖕
@@danielkahsay5038 በል ክነግረካ ካብ ዓገመ ዘይ ውለድ ኣይጭዋን እንድዩ ዝበሃል ግን ኣነን ንስኻን ወለዶና እንተ ዝቁጸር ንስኻ ዓጋመ ሓሊፍካ ጎንደር ምበጻሓካ ወድዛ ሓሳኽ ህግደፍ ዋሒድ
@@semere7388 nay agame hlimi eyu ezi an tegeraway ente zkowun nere nebsey metfakum nere meknatu tegaru resahat alet eyom amharu people and eritrean people xuruyat alet eyom ata sah sah agame fenfan alet harfaf egeri
I love you Eritrea : mstanaka yelekan,
Antay tfelto aleka, hgdef zebeleka aytdgem.
@@danielkahsay5038
Ata fara.com nfatherka dewilka hteto welodeka tigrawaY mkanka knegreka eYu please kab afnchaka arhiqka hseb, kem bael nska low IQ tarik mflat Yedliekum alo dehar kea kab tegaru si amaru qeribomka Malet diu amharu xuruYat aliet eYom do gele tbl deleka, btami eYu dgerm natka kea! Omg
እንኳዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም
Betami des behalit drama, please keep it up the good work👏👏👏👏👏🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
ገርየ መሕረርርር
Gere emun Yahoo, 🎬🎬
Amen
Kkkkkkkkkkkkkk Hahahahaha ሞይተ ሰሓቅ ካብ ትጅምር እስካብ ትውዳእ እንካዕ ኣብፀሐኩም ኣይፈላሊኩም ደቂ ዓደይ መዓረይ
hhhhhhh ስሓቅ ቀቲልኩምኒ ደቂ ትግራይ መቅሰነት
Wuboch deki tigray mearey 💓💓💓💓👍👍👍👍👍
ብጣዕሚ ማሃሪትን መዘናግዕን ድራማ ቀፅሉሉ ደቂ ዓደይ 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💔💝💔💞
Thanks 🙏🏻 kemaalatkum.lomi bitaemi debiruni nieru neza miritsti fimi sile zewrrdkumlna.love from switzerland 🇨🇭
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ናይናዋ
Btaemi dessssss tblu ahwatna ketsllu berteu gobezat 💖💖💖💖💖
እንኳዕ አብፅሕኩም ደቂ ዓድይ ማዕርይ
Velkommen Jeg Elsker alle dere deqi Tigray adeyy adi jeganu
እንኳዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐኹም ሩሑስ ኣውዳመት ይግበረልና ደቂ ሓላል መሬት
awdamite everyone eat and drink where is the food and drink
Sixdg
Woww betami xebuk serah yhwatye kexlelu ajhokum tgrawti hafhtkum kab nerwye
እንካዕኣብፀሐኩትግራይዓደይ
Great jobs our lovely brothers keep it up please !!
From swiss !!
Ruhs Awdeamet ygberelna deki tigray shekakur nic film
አሜን ንኩለይና
Wedatkum temxa tegaru komalat eritreawi eye neska eritreawi aykonkan wedi dhulu agame
@@danielkahsay5038 አምላክ መስተውዐሊ ይሃብካ
@@danielkahsay5038 ብጀካ ፀርፊ ካልእ የለን ደርጊ )
ባናና ኣምጺእካ ኮሙኡ ኢልካ የለን ኣራንሺ ሒዝካ ዘይትመጽእ ኣብ ባህልና የለን
በጣም ያምራል ቀጽሉለት
Zeraboruk dekey I tedehaloley ade malet 💐💐💐🙏
ሃሃሃሃ እንኳዕ አብጸሐኩም ጽቡቅ ስራሕ እዩ በርቱዑ😘💙💜💛❤
Enkae Abtsehekum deki halal meret Tigray ❤❤
አሰይ ደቂ ትግራይ ዓደይ እንካዓ ኣብፀሓና አሜን አሜን አሜን 💔😥😥❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ቀፅሉሉ
Gere mehgol, atum ztelekahkmulu dma genzebu mleslu😍
jocker man u look really good comedian
ሃሃሃሃ ደቂዓደይ ሽኮራት ኩሉ ለፀብቆሎም
Wedi keshi shikorrr kkkkkkkk sehak moyte kyaro nay tigray film hji eye jemireyo easy Super
ኣሜን እኳዕ ሓቡሩ አብፀሐና
እልልልሐልል ርሑስ ኣውዳመት
እንኳዕ አብፀሐኩም
let the kids eat too with u its awdamite
I hope they are all safe and wish to see them soon.
Amlake hoy ni tigray halwely amen 3
ክክክክክክሽኮራት
Enkae abtsehekum burkatey
ሸኮሪናታት ደቂዛ ሓላል መሬት ስላም ቅሳነት ናዓኹም ከመይ ዲኩም መቅስነይ
እንካዕ ኣብፀሐኩም ንመላእ ተከተልቲእምነት ክርስትያን
መልአክቲዘለእዩ ቀፅልሉ
Enkaei abtsehna abtsehkum deki hagerey maerey tueumat ❤💋❤👍
ብሓቂ ንፍዓት ብሓቂ
Nay behaqi des tblu kexlwo from eritrean
nice 💖💖
እንቋዕ ኣብፀሐኩም ምቁራተይ
Nay bhaki teseriha eza drama
Ms mthllay
Like eske
ruhus awdamet
እንኻዕ አብፀሕኪም ደቅ ዓዳይ
እንቓዕ ኣብጸሐኩም ኣብጸሐና
Wawwww deki tgray shekorat betami xbuk kexllu
Bezakum za muzica mecheresha thafley
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏
ገረየ ፈቅሪ💛💛💛💛
ርሑስ ኣውዳመት ደቂ ትግራይ ዓደይ
Betami kef zelewa comedy.bezkone gen ata regat tebhal gal zereba kemzi nahta nay eritrawyan yetem kemeya eritrawitda
Neas elleks antay konki eki zeytmlessi kkkkkk😂🤣🤣🤣😂gerye😍
ay deki tigray mearey
ሩሑስ ኣውዳመት ዓደይ ኣዛካኪርኩምኒ
ዬውሃንስ አለማት ፅቡቅ ተዋናይ እዩ አብኩሉ ፅቡቅ እዩ ዝዋፀኦ
ተዋሳኣይ ምባል እዩ እቲ ዝበለፀ ትግርኛና።
@@user-pq1kv8ml7s ይቅሬታ እንታይ ንገብር አብማእከል እንዳአተው እንዳዓንቀፈና እንድዩ ከምቲ ባህሪኦም እቲ ቋንቋውን ብዝኮነ የቀንየለይ