ዩቱብ ክንደይ ከፊሉኒ,ምስ ሰብኣየይ ብሓደ ዲና, ካብ ኩለን መሓዙተይ ንመን ኣብሊፀ ይፎቲ🙈 መልሲ ንከበድቲ ሕቶታትኩም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 มี.ค. 2022
  • #ሰላምፀጋይ #smile #habesha #selamtsegay #ሕቶንመልስን

ความคิดเห็น • 218

  • @user-qe9tb5qq6x
    @user-qe9tb5qq6x 2 ปีที่แล้ว +16

    አነስ ተጋሩዋይ ንምትብባዕ እለ ንሰብ ሼር ገይርስ ይእዚዘን ረኤየኦ ላይክ ሳብስክራብ ገበራ እናበልኩ ምክንያቱ አብ ናማትክን አይትረኤያ ይብል ግን ኩሉ ሰብ ሓደ ስለ ዘይኮነ እምበር ሰልየ መቅሰናት 😘😘😘😘❤️

  • @user-fr8jl4my3g
    @user-fr8jl4my3g 2 ปีที่แล้ว +6

    ውቅሮ ናይ ድካታት አይኮነትን ምድረ ገነት ብልፅቲ ከተማ እያ አይተናአእስያ ሰሉ ማዓረይ

  • @user-wt7tr8mm4c
    @user-wt7tr8mm4c 2 ปีที่แล้ว +1

    ያ ሰሉ ዓይነይ ዋላ ኣነ ቅጭ እዩ ዝመፀን ሶ ሰላምኪን ይብዛሕ❤❤❤

  • @gualzalembesa3984
    @gualzalembesa3984 2 ปีที่แล้ว +12

    ብጣዕሚ ደስ ብሃልቲ ሙቁራት ቀፅላሉ ዘን ኣሕዋተይ🙏❤❤

  • @luligaltigray2233
    @luligaltigray2233 2 ปีที่แล้ว +4

    ሰሉየ መቅስን እድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ🙏♥️💓 (ኣብታ ቅጨ ድዩ ዝመፀኩም እትብእል ሕቶ ካዓ ከከም ባህርያትና ኣነ ብግለይ ደስ እተ ኢሉኒ አበር ግበሪ ተባሂለሲ ትግህ ኢለ ዘይ ገብር ዋላ ንመዳመይ ምክንያቱ ዝግበርን ዝሕደግን ስለ ዝፈልጥ)♥️💛♥️

  • @Hayat-sc5ep
    @Hayat-sc5ep 2 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ሰሉ ፅሪቲ ኩለን ማሓዙትኪ ክፅብቃ

  • @user-ut7eg7nm9u
    @user-ut7eg7nm9u 2 ปีที่แล้ว +14

    ዋይ ኣነስ እቲ ግልፅነትኪ ደስ ይብለኒ ብሓቂ

  • @user-kz1mt1sh4r
    @user-kz1mt1sh4r 2 ปีที่แล้ว +5

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ግን በጃኪባ ክልተ ቃርኒ ፀጉሪ ኣይትግደፊ መሊእኪ ንድሕሪት ኣትሕዝዮ ብዝተረፈ ደሰ ብሃሊ ሰራሕ እዩ❤️

  • @alemtella8560
    @alemtella8560 2 ปีที่แล้ว +3

    Go forward we love your show Selam

  • @maysurutube2849
    @maysurutube2849 2 ปีที่แล้ว +23

    ውቅሮ ምንባር ድክነት አይኮነንን ትዕድልቲ እዩ

    • @embayeberhanekiros8239
      @embayeberhanekiros8239 ปีที่แล้ว

      Anes ezi hizbina kihamik nihagereseb kem zeytekim niketema zedinik hibreteseb bitaemi tihazin abz8 ninebro dima keteman getern maere eyu kibri zelewo mikniatu hade eyu fililiy yebilun.

  • @user-so6xc4gr3l
    @user-so6xc4gr3l 2 ปีที่แล้ว +4

    ዋላ ኣነ ሰሉየይ ካብ ውቅሮ ዓደይ ክወፅእ ኣይምነይ ኣብኣ እየ ክነብር ዝደሊ ውቅሮዋይ ብሰላም ይምለሰና እንበር

  • @myadoniabrahaley1658
    @myadoniabrahaley1658 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣንቲ ጓል ኣብቶም ትፍንውዮም video መብዛሕትኦም ይሪኦም እየ ከም ሓደ ትግራዋይ ድማ ብተበግሶታትኪ ሕጉስን ጉሁይን የ።ሰለምንታይሲ ኣብ ኣጠቃቅማ ቃላትኪ ብዙሓት ካብ ትግርኛ ወፃኢ ክትጥቀሚ ይሰምዕ። እቲ ቃላት ትግርኛ ድዩ መግለፂ ዘይኸውን ኮይኑ ኣይተረደኣንን ዋላስ ዘይምፍላጥኪ? ንኣብነት" እንትን" ጥያቄ "እና" ካልኦት ቃላትን ክትጥቀሚ ይሰምዕ ።እዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኸም ምዃኑ ኣዘራርባና ብዙሕ ሰብ ሰለ ዝስዕበና በቢናቱ ቋንቋ ምስ ንገልፆ ዝያዳ ይፅብቅ።እነተዘይኮይኑ ግን ከምዚ ናትኪ ኣይ ትግርኛ ኣይ ኣማሓርኛ ዓይነት ዘረባ ባህልናን ቋንቋናን ካብ ምብልሻው ንላዕሊ ኣብ ልዕሊ ቋንቋና ወንጀል ትፍፅሚ ከምዘለኺ ድማ ፍለጢ።ስለዝኾነ ካዓ ትግርኛ እንተወይደኣ ዘይትጸልጢ ኾይንኪ በታ ሓምሓርኛ ተዛርቢ ።ትግርኛ ትፈልጢ እንተኾይንኪ ድማ በታ ፅርይቲ ትግርኛ ተዛረቢ። ኣብ ዘረባታትና ነእትዎም ሓደሓደ ቃላት ኣማሓርኛ ኣብ ብርሰት ቋንቋና ዓብይ እጃም ከምዘለዎም ክትፈልጢ ይግቀአኪ።ቃላት ኣምሓርኛ ንቃላት ትግርኛ ክትክኡዎም ኣይክእሉን።

    • @AaAa-cu1fg
      @AaAa-cu1fg ปีที่แล้ว

      ንፍዕቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።

  • @mikiweditesfay3170
    @mikiweditesfay3170 2 ปีที่แล้ว +1

    ንታ መሓዛኪ ሃብኒ ሓዳር ክገበረላ#
    ገብዛት ጽብቅ ሰራሕ ቅጸለሎ

  • @zewidimukiriti9894
    @zewidimukiriti9894 7 หลายเดือนก่อน

    ዋይይይ እኚአኪ ልውቅሮስ ድካ ትብሊ ሰሉዋይ ክንዲ ውቅሮ ፅርሪቲ እባ ዘየለ ተዓዲልኪ ዝያዳይ❤❤❤❤

  • @user-vd3md4wm6d
    @user-vd3md4wm6d 2 ปีที่แล้ว +7

    ፅብቃት ደቂ ትግራይ❤💛😍🙏

  • @nahomnahom9794
    @nahomnahom9794 2 ปีที่แล้ว +2

    ትክክል ፅብቅትይ

  • @user-ls1lt5xw7j
    @user-ls1lt5xw7j 2 ปีที่แล้ว +7

    ደስ ባሃሊቲ😍😍😍 ናይዛ ቻለን ተከታተልቲ ሳይስክራይብ ምባል ኣይተረስዑኒ😘

  • @yygentertainment4290
    @yygentertainment4290 2 ปีที่แล้ว +31

    ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ገጽ ስድራካ የርእየካ ኣምላክ ብሩካት ኣሕዋት ሳብስክራይብ ባ ግበሩለይ በጃኩም🙏🙏

  • @meazaabreha2897
    @meazaabreha2897 2 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤😘😘😘

  • @user-xe4gq4gg7w
    @user-xe4gq4gg7w 2 ปีที่แล้ว +1

    አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን💝💝

  • @nebinebi2574
    @nebinebi2574 2 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን

  • @azamitdebresion5455
    @azamitdebresion5455 ปีที่แล้ว

    Aseyyyyy shekerinatati Fetari edmen tuenan yhabukin❤

  • @abnetreact315
    @abnetreact315 2 ปีที่แล้ว +24

    ሰላም ንዓኩም❤💛 ድምጺ ትፈትውዎም ስድራኩም የስምዐኩም ብቅንዕና ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብትሕትና ይሓትት 🙏

    • @Alador1216
      @Alador1216 11 หลายเดือนก่อน

      የጥዕመለይ እዩ ኢልክስ ተሓዝየይ ድካ እዩ ትብሊ ንውቅሮ ስጀመር ንስኪ ጓል ወቅሮ አይኮንክን አቲ ፋራካፍቲ ካፍቲ መፂኢኪ ውቅሮ ትብሊ
      ትክክለኛ ጓል ውቅሮ ትትኮኒ ማ ድምላይት ተጥፍእዮ ነይርኪ ኢኪ አቲ ሰገጤ

  • @merigaltigraynice7841
    @merigaltigraynice7841 2 ปีที่แล้ว +2

    ቀፅላሉ ደቂ ትግራይ😍😍😍

  • @tube-di1so
    @tube-di1so 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ሰሉየ ከመይ አለኽን ❤❤❤😍😍😍😍😍

  • @hlufgebremichal-829
    @hlufgebremichal-829 ปีที่แล้ว

    ኣይዞኪ ሰሉየይ ጎብዚ

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 2 ปีที่แล้ว +5

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ዝያዳታት

  • @user-dy1du2oh9h
    @user-dy1du2oh9h 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ዘን ናተይ ኣብ ዘለክኑኡ ሰላምክን ይብዘሐለይ ምቅራተይ💘🌹💘

  • @zaydhadush9273
    @zaydhadush9273 2 ปีที่แล้ว +2

    ናሳሓቅክን ንበረለይ ተጋሩዋይ ማዓረይ

  • @SaidSaid-wc9cb
    @SaidSaid-wc9cb 2 ปีที่แล้ว +8

    ላ አታባብዑኒ ምባል እንታ ሽግር አለዎ ሶልየ አነ ዋላ ሕማቅ ይኩን ትቪዲዮ ናይ ትግራዋይ ይቱብ ተኮይኑ ስክ ኢለእየ ሳብስክራይብ ዝገብር🙄😍😂😂😂

    • @bri7094
      @bri7094 ปีที่แล้ว

      ኣነለ

  • @hansaahanssa3230
    @hansaahanssa3230 2 ปีที่แล้ว +4

    ማዝርኪ ሒዝክልና ቅረቢ

  • @user-oo9yy1wb6u
    @user-oo9yy1wb6u 2 ปีที่แล้ว +1

    ክትሰሕቂ ከለኪ ብጣዕሚ ኢኪ ደስ ትብሊ

  • @Fanu1951
    @Fanu1951 2 ปีที่แล้ว +3

    ባሕቅ ዋላ ኣነ ቅጭ ይብለን እዩ ማለቴይ ሰብ ርእሲ ኣለዎ ተተመችይዎ ባዕሉ ክገብር እዩ ማዓረይ ሱቅ ምባል ይምረፅ

  • @user-jr4jt6pn1l
    @user-jr4jt6pn1l 2 ปีที่แล้ว +6

    ውቅሮ ድኻ ድያ ብጣዓሚ ተጋጊኺ 💔 ውቅሮ ብጣዓሚ ቆንጆ እያ ማዓረይ 😍

    • @axsumawittigraweyti3970
      @axsumawittigraweyti3970 2 ปีที่แล้ว +1

      ብሓቂ መዓረይ ኩሉ እዩ ዝሃርፋ ሳክት እያ ዚኣ🥺

  • @user-lq3xp9hb7t
    @user-lq3xp9hb7t 2 ปีที่แล้ว +3

    Konaju 🥰 seluway gal.seferey

  • @user-cy2qe1nh4b
    @user-cy2qe1nh4b 2 ปีที่แล้ว +34

    ሰላመይ ይፈትወኪ እየ ግን ኩሉ ግዜ ምድናቅ ከምዘሎ ኮይኑ ነቀፊታ ደማ ክትቅበሊ ብትሕትና ይጥይቀኪ
    ሓደ ፀጉርኪ ናይ ቀልተ ኣይትሕደግዮ ናይ ስይጣን ቀርኒ ይመስል
    ኩሕሊ ድማ ኣይትግበሪ ንባዓልኪ ቆንጆ ኢኪ

  • @hgf6568
    @hgf6568 ปีที่แล้ว

    ፅብቃት

  • @selamhelya6690
    @selamhelya6690 ปีที่แล้ว +1

    ሱሉ ቋንጆ ቀፅሉሉ

  • @TheAmanuel2012
    @TheAmanuel2012 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ካባኺ ዝጽብቃ እባ ኣይተርእይና። ኣዝያ ሽኮሪና ኢያ እሞ ምልክታ ዶ ከነቅርብ? እዛ ማሓዛኺ ተመቺያትኒ ኣላ።

  • @SaidSaid-wc9cb
    @SaidSaid-wc9cb 2 ปีที่แล้ว +2

    ደስ ባሃልቲ ክፈትወክን ሽኮራት😍😍💔💔

  • @hailaygereziher4165
    @hailaygereziher4165 2 ปีที่แล้ว +16

    ሰላም ሓንቲ ጌጋ ድኻ እዩ ታሓዝየይ ኢልኪ ውቅሮ ናይ ድኻ ሞነርያ ኣይኮነትን ናይ ሃፍታም እያ

    • @user-kn1ch3ep1u
      @user-kn1ch3ep1u 2 ปีที่แล้ว

      ማዓረይ ብጌጋ አይትረድእዮ እምበይ ካብ ልዓበኩሉ አይወፅይ ማለታ እዩ ዉቅሮ ዓደይ ኩሉ እያ ተስተናግድ ካብ ኩፍእ ዘበለ ይሓልዋ

  • @hargeisawi1661
    @hargeisawi1661 2 ปีที่แล้ว +1

    Masha allah very happy 😊 😃 😀 😄 😁

  • @birgaltigry2450
    @birgaltigry2450 2 ปีที่แล้ว +1

    ቆኔጆ ናትና 🌹💔💔💔🇻🇳

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 2 ปีที่แล้ว

    ሸገታተይ ማዓረይ ክፈትወክንእኮ ሙቁራተይ ፍትውው💘

  • @user-cy2qe1nh4b
    @user-cy2qe1nh4b 2 ปีที่แล้ว +4

    ዋይ ጋል ኣይተ ዲኪ መልስለይ እባ
    ሃረግ ግን መሓዛይ መባኣስተይ ኢኪ ወለኪ ጋል ዓደይ

  • @AsdDsa-jf8pf
    @AsdDsa-jf8pf 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰልየይ ቆንጆ ❤❤❤❤

  • @sder7673
    @sder7673 ปีที่แล้ว

    ፅቡቃተይ

  • @user-oh5ye6zr4s
    @user-oh5ye6zr4s 2 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቃት ፍጥረት ኣትን ፍትዋት

  • @gamilahgamilah3329
    @gamilahgamilah3329 2 ปีที่แล้ว +3

    ሽኮራት ❤❤💊💊🥰🥰

  • @user-dm8hd5ki5g
    @user-dm8hd5ki5g 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣነስ ክፈትወኪ ሰላመይ🥰

  • @yohfvjdjdjdj1792
    @yohfvjdjdjdj1792 2 ปีที่แล้ว +3

    ሹከራት ደቅ ዓባይ ሃገር

  • @Ttt-er1el
    @Ttt-er1el 2 ปีที่แล้ว +2

    ሽኮርናታት ከጥዕመልክን

  • @fathr2711
    @fathr2711 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰሉ ሽኮር ቀፅልሉ

  • @tsegahaylemichael1399
    @tsegahaylemichael1399 ปีที่แล้ว

    ጽብቕተይ

  • @fiyorihaftey4382
    @fiyorihaftey4382 2 ปีที่แล้ว +2

    Shkorinatat ahwatey🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-pt6jt6su4k
    @user-pt6jt6su4k 2 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ብሃልቲ

  • @user-wi8wj2tx2g
    @user-wi8wj2tx2g 2 ปีที่แล้ว +3

    ምጭዋት🥰🥰🥰🥰

  • @geratsadiktaklhaymanot804
    @geratsadiktaklhaymanot804 ปีที่แล้ว

    ትክክል እኪ ካብ 205 ዓም ናይ መወዳእታ ኢጋማ ተዓፅያ

  • @haftayshla9417
    @haftayshla9417 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ናብ ካሜሪ ምጥማት ኣብዚሕኪ ናይ ሰላም ዶ ይኮን hhh

  • @messiendertawitmessiendert2490
    @messiendertawitmessiendert2490 4 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ውቅሮ ለይፈልጣስ ደስ እያ ትብለኒ ❤❤

  • @luckylucky308
    @luckylucky308 2 ปีที่แล้ว +2

    ቆናጆ 💘💘💘💘💘

  • @alemtella8560
    @alemtella8560 2 ปีที่แล้ว +4

    Gual raya ትግሪኛ ብራያ ቐፃሉ

  • @mesimesi4305
    @mesimesi4305 2 ปีที่แล้ว

    Selu mazer akrbilna

  • @abraham.9457
    @abraham.9457 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰሉ የየየየ ናይ ባህላዊ ስራሕ ታይ ኮይንኪ ገድፈኪዮ

  • @user-wl3to3yj7l
    @user-wl3to3yj7l 2 ปีที่แล้ว +1

    የኔ ማሮች

  • @user-xk5sn9he9i
    @user-xk5sn9he9i 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣንቲ ንስክሲ ምቅርቲ እኪ ኮ ክፈቱወኪ መዓት እየ ክትዛረቢ ከለኪ ኬፍ ክትህቢ መዓት እኪ ብሑጋ እስኪ ርክብ ኣብልኒ ክክክ

  • @atheeralfarsi344
    @atheeralfarsi344 8 หลายเดือนก่อน

    ሰሉየ ላይክ ሸር ከመን ሳብስክያሪብ ኣዛኻኽሪና ኣነ ይሪሰዖ ተዘክሮምን ክዓ ይገብረሎም እዛ ማ ከይትሪሰዕ ዲኣም 💘

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu 4 หลายเดือนก่อน

    ውቅሮ ላበልክስ ውቅሮ ከይንኪ ሰሉየየሸ😁❤

  • @user-cl6rl2yf5z
    @user-cl6rl2yf5z 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃደማይቲ ባዕለይ 🥰

  • @helen6112
    @helen6112 2 ปีที่แล้ว +1

    ውቅሮኮ ምድራዊት ገነት እያ❤

  • @jwje2158
    @jwje2158 ปีที่แล้ว

    ኣድናቒኺ እየ ቀፅልሉ

  • @ngstihylemaryam7540
    @ngstihylemaryam7540 2 ปีที่แล้ว +2

    Stamra❤❤❤💛💛💛 seluye

  • @estifanosnigusse5771
    @estifanosnigusse5771 ปีที่แล้ว

    How are you dear sister Selam

  • @rozifamily
    @rozifamily 2 ปีที่แล้ว +1

    Des ketebela ❤️💛subscribe geberuni deki adyi bejakum hadashi eyi

  • @hlfamilly4191
    @hlfamilly4191 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣነ ቅጭ ኣይመፀንን እቲ ትሕዝቶኦ ጥራሕ እዩ ዘመሰጠኒ ግን ሓደ ሓደ ጀመርቲ ዩትዩበር ኣርእሰቱ ካልእ ውሸጢ ኣቲካ ክትሪኦ ከለካ ካልእ ክከውን ከሎ ቅጭ የምፀአለይ

  • @user-fh6wj8ln3c
    @user-fh6wj8ln3c 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰሉ ምቅርት 😘😘😘

  • @user-ut7eg7nm9u
    @user-ut7eg7nm9u 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣነ ዝተመቸወንን ዝጠቅመኒ ነገራት ዝምህር ሰብ እየ ሳብስክራይብ ዝገብር

  • @KhanKhan-ex9fi
    @KhanKhan-ex9fi 2 ปีที่แล้ว +2

    👌👌👌

  • @hlfamilly4191
    @hlfamilly4191 2 ปีที่แล้ว +2

    ከም ኣብነት ብላዕሊ ናይ ፌመሰ ዝኮነ ፈቶ ይገብሩ እሞ ኣቲካ ክትሪኦ ከለካ ጣጢዕ ንዘርእ ኣለና ዝኮነ ትሕዝቶ ትረክብ ብዝኮነ ኣፕሪሸት ወይ የድንቀኪ እየ

  • @edulhans1455
    @edulhans1455 2 ปีที่แล้ว +3

    ቀፅልሉ ሰሉ ሽኮር ደስ በሃሊት

  • @hlufgebremichal-829
    @hlufgebremichal-829 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ኣብ ተቅርብዮም ፍድዮታት ፅቡቃት እዮም መሃርትን መዛናግዕትን ስለ ዝኮኑ ቀፅልሉ ጓል ሪመይ

  • @a.a3497
    @a.a3497 2 ปีที่แล้ว +1

    ጥያቄ ብሕቶ እሺ በሕራይ ኣባሃህላ ቀይርኪ ንዝመጽእ ንጽበየኪ።ቃላት ኣምሓርኛ ኣብ መንጎ ምእታው ኣይትጠቀሚ

    • @AaAa-cu1fg
      @AaAa-cu1fg ปีที่แล้ว

      ትኽኽል100%

  • @uestgenil
    @uestgenil 2 ปีที่แล้ว +1

    ሶሊተይ ምቅርቲ ቅጭ ኣይ ምፀኣልካን ናትክስ ክክ

  • @hab3hmbeselambsl79
    @hab3hmbeselambsl79 ปีที่แล้ว

    Eway tigrigna moyta please amahayshyo.

  • @user-fn1tc3ib5w
    @user-fn1tc3ib5w 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰል ሚቅርት ኣበይ እኽ ትቅመጥ

  • @user-ij5wo1le6j
    @user-ij5wo1le6j 2 ปีที่แล้ว +1

    ሙቅራተይ❤❤❤❤

  • @tititigray4923
    @tititigray4923 2 ปีที่แล้ว +4

    ኩሕሊ ምግባር ሕደግዮ ጦፍናቐይ🙂

  • @salama9542
    @salama9542 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰሉየይ ዛ ወቃጢት አበይ ትርከብ መልስለይ ዝያዳይ

  • @fili9331
    @fili9331 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @senaytgaltgray9316
    @senaytgaltgray9316 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ውቅሮ ደካ ድያ😔😔😔

  • @Channel-vj9tk
    @Channel-vj9tk 2 ปีที่แล้ว +3

    ምቅራት ደስ ክትብላ ደቂ ትግራይ ሽኮራት

  • @axsumawittigraweyti3970
    @axsumawittigraweyti3970 2 ปีที่แล้ว +3

    ውቅሮ ዶ ድካ እያ ጉንፍቲ ምድራዊት ገነት ዓደይ miss you❤🥺

    • @user-pj7ge7dh7w
      @user-pj7ge7dh7w 9 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤

  • @alazartsegay3429
    @alazartsegay3429 2 ปีที่แล้ว +1

    ልክዕ ኣለኪ ሰሉ፡ላይክ ንመን ዪወሃብ ተመልካቲ ሕራይ ገይሩ እዩ ዝፈልጥ። ግበር ዝብለካ ቅጭ 'ዩ ዘምጸልካ🤣

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @lilitubetgray5616
    @lilitubetgray5616 2 ปีที่แล้ว +3

    ሃረጉ ግን ዛባዓልቲ ይትበር ድያ ተቀይራትኒ?🤔

  • @rgatgaltigray2197
    @rgatgaltigray2197 2 ปีที่แล้ว +2

    nselamy Se 1000 Gze Like mehabkuki Tzekunley Se

  • @user-pk2sc3ld3s
    @user-pk2sc3ld3s 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላመይ ኡኻያ ዓቢኪስ ቂጭ ዚበሎ ኢንተሊዩ ዪታሓጎም ።
    🔯🔯🔯🔯 ትግራይ

  • @user-yx5xo6ov8m
    @user-yx5xo6ov8m 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @galtgray7198
    @galtgray7198 2 ปีที่แล้ว +1

    ቅጭ እዩ ዝመፀኒ ኣብካልእ ኣባኪ ግን ደስ እዩ ዝብለኒ

  • @destagzihar9504
    @destagzihar9504 ปีที่แล้ว

    ጥያቄ =ከዛ ላይ ታይ ማለት