ኣብ ንኡስ ዕድመይ ልበይ ብድንግሉ ለሕለፍክዎ ፈታኒ ናይ ፍቅሪ ሂወተይ😭😭

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 มี.ค. 2022
  • #ሰላምፀጋይ #smile #selamtsegay #tigraygenocide #habesha #tigray #tiktokvideo

ความคิดเห็น • 733

  • @kidanetekle6615
    @kidanetekle6615 2 ปีที่แล้ว +143

    ለባም መስተውዓሊት ብሓቂ ንሓደ ሓደ ደቂ አንስትዮ አሕዋትኪ ብዙሕ መምሃራይ እዩ እና ቀፅልሉ ።

  • @eldanakitchentube2369
    @eldanakitchentube2369 2 ปีที่แล้ว +42

    😍😍😍ኽቡራት ተኸታተልቲይ ነዛ ምቁርቲ ጥዕምቲይ ሓፍትና ንአይ ሓፍትኹም ክትበረታትዑኒ ብሱም አምላክ ይልምነኩም ዞም አሕዋተይ ኹቡራተይ😍🙏🙏🙏

  • @user-uu6zz9bt2z
    @user-uu6zz9bt2z 2 ปีที่แล้ว +39

    እንኳዕ ብስላም ምፃኪ ስላምይ ምቅሪተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 💗💗💗💖💖💖

  • @samitigray4537
    @samitigray4537 2 ปีที่แล้ว +31

    ሽምና ህልም ኣቢልክስ ኣወዳት ከይቅየሙኒ ግደፊ ሰሉ ዓይነይ ኩሉ ወዲ ሓደ ኣይኮነን እዩ
    ብዝኮነ ግርም ፕራንክ እዩ።

    • @user-st9ig8hx2h
      @user-st9ig8hx2h 2 ปีที่แล้ว

      ዋይ ግርም ዘረባ🙄🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

    • @azmeruaynalem5861
      @azmeruaynalem5861 ปีที่แล้ว

      ሳሚ ሓወይ ከምቲ ዝበልካዮ ኩሎም ኣወዳት ሓደ ኣይኮኑን ግን ቡዙሓት ኣለው ፍቅሪ ገንዘብ እምበር ፍቅሪ ዘይርድኦም ኣለው ኣነስ እተን ዝነብርኦ ዘለዋ እየን ዝረአያኒ ዘለዋ

  • @selam801
    @selam801 2 ปีที่แล้ว +34

    ብሓቂ በላሕ ሰብ ኢኺ ዋዛ ምሰ ቁምነገር ናይ ብዙሓት ህይወት ታሪክ ኢኺ አዕሊልኺ ውዴ thank you

    • @user-st9ig8hx2h
      @user-st9ig8hx2h 2 ปีที่แล้ว

      ብትክክል👍👍👍👍💯

  • @ucuc3125
    @ucuc3125 2 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ መሲልንስ ሃህ ኢለ ናሰማዕኩስ ኩቡዘይ ኣሕሪረ ዋ ብጣዕሚ ደስ በሃሊት ትምህርቲ እያ በተለይ ልደቂ -ኣንስትዮ ኣሕዋትና እንተ ኣነሞ ፆሞይ ሓዲረ ከዚ ታይ እዩ ካሕሳይ ካባኪ ክሰምዕ

  • @fishaleeyasu7111
    @fishaleeyasu7111 2 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ብሐቂ ኣድኒቀኪ ብጣዓማ ንፍዕቲ እኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ሰሉ ሽኮር።

  • @tuuuuyy7454
    @tuuuuyy7454 2 ปีที่แล้ว +22

    ኣየ ፍቅኚ ዝገብሮ😄በጣዕሚ ገረሚ ትምህርቲ እዩ ሰሉየይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 💘💘💘💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋

    • @user-vy2pd3sw7c
      @user-vy2pd3sw7c 2 ปีที่แล้ว

      💕💕💌💖💖💖💊💊💋💗💖💞💞💞💖💖💗

    • @fisahaberhe9063
      @fisahaberhe9063 2 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkk

  • @user-mh6rf3mp3z
    @user-mh6rf3mp3z 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋይ ማርያምን ብጣዕሚ ተመስጠ ቀፅልሉ ውቅብተይ ኣብ ህይወትኺ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ❤️❤️❤️

  • @selutube4668
    @selutube4668 2 ปีที่แล้ว +35

    ሰላም ዝያዳይ ፅቡቅ ቅፅልሉ❤

  • @yygentertainment4290
    @yygentertainment4290 2 ปีที่แล้ว +43

    ሳብስክራይብ ባ ሓጉዙኒ ኣምላክ ይሓግዝኩም🙏

  • @one-ek8gt
    @one-ek8gt 2 ปีที่แล้ว +58

    😂😂 ዋይ ምስሓቅ ሸራፋት ንመፃወድያ ፊልም ከምዚ ጌረ ተመሲጠ አይረአኹዋን 😂😂😂ትኽልዮ ኢኺ 𝖘𝖔 𝖐𝖎𝖕𝖎𝖙 𝖚𝖕 𝖑𝖔𝖛𝖑𝔂 𝓼𝓲𝓼𝓽𝓮𝓻❤⭐️💛
    ግን ሓቀኛ ናይ ፍቅሪ ታሪኽኪ ክንፅበ ኢና✋

    • @ilove_you_ereyyyyy1997
      @ilove_you_ereyyyyy1997 2 ปีที่แล้ว +1

      🤣🤣🤣🤣🤣

    • @sultankahsay9978
      @sultankahsay9978 2 ปีที่แล้ว +1

      🤣🤣🤣🤣

    • @user-hw5gr4rs8g
      @user-hw5gr4rs8g 2 ปีที่แล้ว +1

      😂😂😂😂😂😂❤

    • @ngstitsegay5452
      @ngstitsegay5452 2 ปีที่แล้ว +1

      🤣🤣ዋላ ኣነ

    • @akebrtgaletewhedogalesehul5135
      @akebrtgaletewhedogalesehul5135 ปีที่แล้ว

      አቲይ ተድግመ አነስ ዓሕሕ እለ ሕርር እለ ዉዕለ ክርእይ መጃመርያ እማ ክማአ አይትግብርን እለ ድሓር እማ ንባዓት ነብዓ

  • @ngstihylemaryam7540
    @ngstihylemaryam7540 2 ปีที่แล้ว +4

    ፅብቅ ትምህርቲ ብሓቂ ለባም መስተውዐሊት ሰሉየ❤❤💛💛❤❤💛💛

  • @luligaltigray2233
    @luligaltigray2233 2 ปีที่แล้ว +14

    ዋይ ተመስገን🙏🕊♥️ ኣነስ ኣቀዲመ ኮሞንት ኣቢበ ፀኒሐ ግና ብጣዕሚ ጠካራ ኢኪ ስሉየ ቀፅልሉ ምቅርተይ😘💓💛💓

  • @edulhans1455
    @edulhans1455 2 ปีที่แล้ว +8

    ሞይተ ሰሓቅ ሰሉየይ ወያ ልሓፀኽዋ ጓል በላዒት ኢልክያ ዋይ❤❤❤❤❤ ቀፅልሉ ብዝኾነ ኣጆኺ
    በርትዒ።ለባም ሰብ
    ዋ🙆‍♂️🙆‍♂️🙆‍♂️🙆‍♂️ሓቂ መሲሉኒ ነይሩ

  • @zaid4763
    @zaid4763 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋይ እንየካ ታኣምረ ባሓቂ ፖራክይ ገይርከኒ ሃሃ ናበልኩ ዊዒለ ብኪኪ አብኪክኒ እማን መሲለኒ በዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ሃኒትይ 💓💓💘💘💘💓💓💓💓💘💘💘💘💓💓💓💘💘💘💘💓💓💓💘💓💓💓🙏🙏🙏🙏🙏🙏💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋👈

  • @birukiros
    @birukiros 2 ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ ባ prank ኾነ!!! ከመይ ድዩ ተሰሚዑኒ ሕማቅ ነገር ናሓለምኩ ነይረስ ትልዕል ትብል ተለኹ ተመስገን እንኳዕ ናይ እማን ዘይኾነ ዝብሎ ነገር !!! BTW, you r strong and brave Tigraweyti 🙏🙏🙏

  • @user-dm8sb2rj8e
    @user-dm8sb2rj8e 2 ปีที่แล้ว +5

    ውይ ዛሠላም ናማን ሞሢልኒ ግን ናይ ባሓቂ ክንደይ ጓላት አለዋ ዘጋጥመን

  • @rakgaltagery3471
    @rakgaltagery3471 2 ปีที่แล้ว +10

    ናይ ብሓቂ መሲሉኒ ነቢዐ ብዙከነ ቀፅሉሉ🤥😥❤

  • @nebinebi2574
    @nebinebi2574 2 ปีที่แล้ว +32

    አረ ሰሉ ኣጆኺ ክትነብዒ ሪአኪ ዘይፈልጥ ከም ገለ እሉኒ 😭😭

  • @fhhcvh439
    @fhhcvh439 2 ปีที่แล้ว +3

    ስለቱ ስቁለ ልሰማዕኩኩይ ብራንክ ገይረኪ ሰሉ ቆንጆ

  • @user-nn5hw4gj8e
    @user-nn5hw4gj8e 2 ปีที่แล้ว +9

    ሰሉየይ ምቅርተይ ኣነስ ንቀድም ኮምንት የ ኣንቢበ ብዝኮነ ግን ብጣዕሚ ኢኪ ደስ ባሃሊት ቀፅልሉ ሰሉዋይ🥰❤❤

  • @user-bz1xm2ht3o
    @user-bz1xm2ht3o 2 ปีที่แล้ว +42

    ዋይይይይ አት ሰላም ሓፍተይ ብጣዕም ሓዝነ ምሳኺ እናነባዑኹ ነይረ 🤔😁 ብጣዕም ሓዝነ አየ አወዳት እለ እናተራገምኹ ተለኹስ ፓራንኪ ገይርኺና ወይ ጉዱ 😃ብዝኾነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ብዘለኹዮ እግዚአብሔር ምሳኺ ይኹን ዝፎትወኪ ሰሉ መቅሰን❤😍

    • @user-vh2bc2sm7q
      @user-vh2bc2sm7q 2 ปีที่แล้ว +2

      ገና የራኣክዎይ ፕራንክ ድዩ😂😂😂😂😂

    • @hhggcc6251
      @hhggcc6251 2 ปีที่แล้ว

      ኣነለ ብራንክ ክገብረኪ እየ ማዕልትኪ ተፀበያ ከም ለሚ በክየ ኣይፈልጥን በእውነት

  • @robichannel7718
    @robichannel7718 2 ปีที่แล้ว +42

    ጽብቅተይ ዝያዳ ዓለም ኣምላክ ምሳኪ ይኩብ ዕድመን ጥናን ያበኪ ዛ ጓለይ ማዓረትልይ ሰላም ሰላም ኩሉኩም ብሓበራ ነዛ ናተይ ጽሕፍቲ ተንቡቡ ዘለኩም ኩሉኩም ብሓበራ ኣብዛ ናተይ ኣቲኩም ሳብስክራብ ክትገብሩለይ ብትሕትና ይዕድመኩም መንፈሳዊ ዝኮነ መደብ ቀሪብና ኣለና ሞ ሳብስክራብ ክትሕጉዙና ብትሕትና ንዕድመኩም የቀኔለይ 🙏🙏🙏፡

    • @user-ro6qz5tk3x
      @user-ro6qz5tk3x 2 ปีที่แล้ว +2

      እሺ ገጭየ ንሰካ/ኪውን ግጨይለይ🤗

    • @user-ib2vz6lc8y
      @user-ib2vz6lc8y 2 ปีที่แล้ว +1

      እሺንስኺውን ግበርለይ 🥰

  • @janatja8675
    @janatja8675 2 ปีที่แล้ว +21

    ዋይይ ሓቂ መሲልኒ 😂😂ማሀሪ እዩ ቀፅልሉ❤❤

  • @slqmb2455
    @slqmb2455 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰሉዋይ ኣብ ኩሉ ነገርኪ ብጣዕሚ ፁቡቅ ስራሕ ኢኪ ትሰርሒ ቀፅሉሉ

  • @user-bm9pk9uy4g
    @user-bm9pk9uy4g 2 ปีที่แล้ว +13

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህሪቲ እዩ ሰላመይ እግዚአብሄር አምላክ መስተወዕሊ ልቢ የዓደለና ❤️❤️❤️❤️

  • @user-bh3ii9ml2d
    @user-bh3ii9ml2d 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ እንካዕ ብራንኪ ኮንልኪ ብክያተይ ወድአ ምንም ከይፈለጠት ተመልሳ እለ ሓዝነ እና ብጣዕሚ ማሃርት እያ ኣጆኪ ቀፅሊ

  • @user-zz9bt1di5h
    @user-zz9bt1di5h 2 ปีที่แล้ว +6

    ዋይ ሰሉ ዓይነይ ከም ሎሚ ጽን ኢለ አይረአኩዋን (አይሰማዕክዋን )ሐቂ መስሉኒ 😁👈ግን ክአ ሐቅኪ እኪ የጋጥም👌 እዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤እና ቀጽልሉ ብጣዕሚ እኪ ትክእልዮ ሰሉ ዓይነይ 👀👈💊💊💊💊💊💊❤❤❤💋💋💋💋❤

  • @akebrtgaletewhedogalesehul5135
    @akebrtgaletewhedogalesehul5135 ปีที่แล้ว +1

    ስልሜይይ ብሓቂይ ለባመይ ፅሪቲይ ብላሓ ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክይ

  • @user-ut7ei6uj4u
    @user-ut7ei6uj4u 2 ปีที่แล้ว +15

    ሰሊተይ ለባም ❤️💛
    ዋኝ ሓቂ መስልኒ ነይሩ 😂

  • @zainapmohamed6177
    @zainapmohamed6177 2 ปีที่แล้ว +9

    ኩሉ ሕማሙ ንሕና ኸዚ ዘሕመና ዘሎ ሃጠው ቀጠው ዘረባ ኣይኮነን ንቓልሲ ህዝቢ ትገራይ ከመይ ንሓግዝ እምበር ፍቕሪ ወዲ ፍቕሪ ኣይኮነን ዋዕሮታት ስጋአን ብጥይት እንዳተበሰዓ ትግራይ ትዕወት ይብላለዋ ኣብዚ ድማ ኣሽካዕላል ይውረ ወይ ዛ ዓለም

    • @Alador1216
      @Alador1216 2 ปีที่แล้ว

      💞💞💞💞💞

    • @heliberhane2535
      @heliberhane2535 2 ปีที่แล้ว

      ክላእ ሃላው፡ ኣብ ሱዕድያ ዘለዋ ኣሓትካከ ይጥፍኣዶ፡ ኲናት ካልእ ጉዳይ ኢዩ፡ እዚ ከኣ ካልእ ኲናት ኢዩ። ኣሓትኩም ክንዲ ኣብ ጎነን ትኾኑ ትጸርፍወን ሽዑ ኣብ ዘይተደልየ ሽግር ይኣትዋ፡ ምዃን ደይ ባዕልኹም ትጻወቱለን ዘለኹም። ንላይክ ኢልካ ኣይትጽሓፍ፡ ብኣኻ ትለምዕን ትጠፍእን ትግራይ ኣይኮነትን ዘላ ኣብ ኢትዮጲያ።

    • @zainapmohamed6177
      @zainapmohamed6177 2 ปีที่แล้ว

      @@heliberhane2535 ዝግበር ተሳኢኑ ደዩ ብሓቂ ኣብ ከምዚ ዝበለ ሃጠው ቀጠው ኣቲኻ ወይ ኣቲኺ ምጭምላቑ ዝመረፅኪ ? ካብዚ ወፃኢ ካሊእ ክንገብሮ እንኽእሎ ናይ ቃልስን ሕብረትን ብምግባር ንህዝብናን ንወገናን እንበፀሐሉ መንገዲ ተንፈጥር ኣይመሓሸን ብሓቂ ስምዒት የብልኽን ማለት ድዩ

    • @zainapmohamed6177
      @zainapmohamed6177 2 ปีที่แล้ว

      @@heliberhane2535 ኣምሓሩ ዝደልይዎ ነገር ንሕና ተጋሩ ኣብ ከምዚ ዓይነት ልክስክስ ነገር ክንፅመድ እዮም ዝደልዩ ዘለው ንሳቶም ድማ እቲ ዘርእና ምጥፋኦም ኣጠናኺሮም ብበንዚን ምቅፃል ጀሚሮም ኣለው ንስኽን ኻልኦትኸ ኣብ ምንታይ ኢኺ ዘለኺ ሕፈሪ ሐፈሪ መሕፈሪት ኢኸ

    • @heliberhane2535
      @heliberhane2535 2 ปีที่แล้ว

      @@zainapmohamed6177 እዚከ ክፋል ናይ ሂወት ኣይኮነን ማለት ድዩ? ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝቢ እንክድሕን ኣብ ደገ ዘሎ ህዝቢ ይጥፋእ ዝበለከ መንዩ። ሂወት ብሓደ ገጻ ክትጉዓዘላ ኣይትክእልን ኢኻ፡ ከምዚ ኢላ ምምሃራ ከኣ ንኩሉ ጠቃሚ ኢዩ፡ ክንደይ ኣዋልድ ኣብ ሱዕድያ ብገዛእ ኣሕዋተን ይድፈራን ይታለላን ስለዘለዋ።

  • @user-nr6vj4ts1u
    @user-nr6vj4ts1u 2 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ኣጋጣሚ በርትዒ ሰሉ ቀንጆ

  • @edenmengstu429
    @edenmengstu429 2 ปีที่แล้ว +5

    ብኡነት ናይ ባሓቂ መሲልኒ ምሳኪ በክየ ዋይ😂
    እና ቀፅልሉ ማዓረይ❤💛🙏

  • @user-gi1ly3uv1l
    @user-gi1ly3uv1l 10 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ሰሉየ ብሓቂ መሲልኒ ማራ ኸብደይ በሊዕኽኒ ዶሞ ከምኡ ዘጋጥመን ብዙሓት ኣሕዋትና ኣለዋ እየን ♥️

  • @user-ux8pp3uy2k
    @user-ux8pp3uy2k 2 ปีที่แล้ว +7

    ቀጽልሉ ሰሉዋይ!❤🔥

  • @user-fz7gb1ey9f
    @user-fz7gb1ey9f 2 ปีที่แล้ว +6

    ሓቂ ሞሲሉኒ ፀኒሑ🙄😉 ግን ንስኪ ኢኪ ተጋጊኪ ዛ ቆልዓ የኮነትን🤣🤣ብዝኮነ ፅቡቅ እዩ ጎበዝ ኢኪ ቀፅልሉ ሰላመይ

  • @user-fc1fz3fr7d
    @user-fc1fz3fr7d 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣጆኺ ሰሉዋይ ለለ ብጣዕሚ የ ልፈትየኪ

  • @user-ni3jh5un6i
    @user-ni3jh5un6i 2 ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ብሰላም መፃእኪ ሰሉየይ ወትራ ትብል ወትሩ👈 በልያ

  • @aaggss8829
    @aaggss8829 2 ปีที่แล้ว +22

    ናተይ ሂወት ገሊፅክለይ 💔💔💔😭

    • @user-st9ig8hx2h
      @user-st9ig8hx2h 2 ปีที่แล้ว

      አይዞን💔💔💔💔😥😥😥😥😥

  • @letaygabreklros4086
    @letaygabreklros4086 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰሊተይ ኣሰይይይይይይይ ዋዛ ምሰ ቁም ነገር ቀፅሉሉ ምቅርተይ ዕድመን ጢዒናን ይሃብኪ

  • @sisfkirsisfkirsisfkirsisfk4266
    @sisfkirsisfkirsisfkirsisfk4266 2 ปีที่แล้ว +4

    ዋኝኝኝ ሓቂ መስሉኒ ተመስጠ ኣምሽየ ሰሊተይ ❤❤❤😍

  • @user-kf2pe2vk2p
    @user-kf2pe2vk2p 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ወሰናይ ንኩላትና ኣወዳት ከምኡ እዮም ሃየ ንጠንቀቀ ንስለ ቀርሺ ኢሎም ዝቀርቡ ኣለዉ ዕላማክን ብቃዓ😥😥

  • @weyneyehalaley8945
    @weyneyehalaley8945 2 ปีที่แล้ว +2

    Selu genay entaye gernaki galey 💋💋💋❤️❤️🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️betami eye zeftwki marey ayegbken iyu ezi enka hasito kone marey

  • @user-rn7kr5qe8x
    @user-rn7kr5qe8x 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ዙኩላይ ጠመስጠ ስ ፕራክ 😂😂 ትብሊ ሰሉየይ ግን ብጣዓሚ ማሃሪ እዩ ቀፅልሉ ህያበይ💓💓

  • @user-yw9hq1ug6s
    @user-yw9hq1ug6s 2 ปีที่แล้ว +4

    ዋይ አቲ ታወሪድኪ ጀሚርኪ እስካብ ትውድኢ ለበይ ስብርአቢልክዮስ ከምዚይ ትገብርኒ ኣይ ሰሉ ሽኮር ብዝኮነ ሕቅኪ አሎ እዩ ከምኡ ዘጋጥመን ፅቡቕ ትምህርቲ እዩ ቀጽልሉ

  • @hagoshaile4397
    @hagoshaile4397 2 ปีที่แล้ว +1

    ይርደኣኪ ኣሎ ድዩ ፍቅሪ ጀሚረ ኢኺ ትብሊ ዘለኺ ትሓልሚ ከይትህልዊ ህጻን ቆልዓስ ፍቅሪ ፍቅሪ ተጻዊትኪ ደሓን ኣጆኺ ከተርክብሉ ኢኺ ንቅድም ዕበይ

  • @abanaban6824
    @abanaban6824 2 ปีที่แล้ว +17

    ድሓን ንስኪ ቀልዲ ኣነ እንበር ልበይ ኣብ ዘይ ወፅኦ ማዕበል ኣእቱይኒ ኣሀ ልበይ 💔💔💔💔💔😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😔😔😔😔😔😔😔 ፈጣሪ ኣቦይ ካብዚ ስቃይ ኣውፀኣኒ ።።💘💘💘💘💔💔😥😥😥

    • @Tgirawey__6542
      @Tgirawey__6542 2 ปีที่แล้ว

      ትቀልድ ላ ዘይኮነትስ ተመህረና እያ ዘላ

    • @abanaban6824
      @abanaban6824 2 ปีที่แล้ว +2

      እሺ ከምዝይ እንተሪኣ ብጣዕሚ እየ ዙጉዳኢ 😔😔😔

    • @selam801
      @selam801 2 ปีที่แล้ว

      አጆኺ መዓረይ ንኹሉ ግዜ አለዎ ማንም ሰብ በሰላ ዘይብሉ የለን

    • @abanaban6824
      @abanaban6824 2 ปีที่แล้ว

      እሺ ዛሓፍተይ

    • @loieakors2894
      @loieakors2894 2 ปีที่แล้ว +1

      እኔም

  • @sarahbash7031
    @sarahbash7031 2 ปีที่แล้ว +7

    የኔ ውድ ለቤትሽ አድስነኝ ትግረኛ ባልችልም ትንሽ ትንሽ እሰማለሁ🤗💙

  • @betimodel6712
    @betimodel6712 2 ปีที่แล้ว +3

    ዓብዪ ትምህርቲ ኢኪ እሕሊፍኪ neci 💛❤️🥰

  • @user-wt5gh5ub2l
    @user-wt5gh5ub2l ปีที่แล้ว +8

    ብዙሓት ኣሕዋትና ከምዚ ዘጋጥመን ኣለዋ መሃሪ እዩ 💝

  • @rumanaabdelalim4310
    @rumanaabdelalim4310 2 ปีที่แล้ว +1

    Wawww nay behaqi ktnefi ab social hiwet zegatm eki aqribki nana ndeqi anstyo wn memhari ykonena eu ♥ Qexlyo xbuq srah Zhaftey I am from Eritrea❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-ex9gr7dc8q
    @user-ex9gr7dc8q 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋይይይይይ ኣነሰ ብጣዕሚ ሓዝነ ጸንሐ ክክክክ ሰሉየ ምቅረት

  • @titiyemulutalak6220
    @titiyemulutalak6220 2 ปีที่แล้ว +4

    በኽየስ ፕራንክ 😣😍😍ብዝኾነ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ቀፅሉሉ ግን ካብ ፕራንክ ትብልያ ድራማ ተትብልያ ይሓይሽ መዓረይ 😍😍😍👌👌❤️💛

  • @abrshaabrshakeshi272
    @abrshaabrshakeshi272 ปีที่แล้ว +1

    ሶሊተይ ሓፍተይ ናይ ብሓቂ ለባም
    ብጣዕሚ ምሃራይ ሓሳብ ኣቅሪብክልና
    ንዓና እውን መስተውዓላይ ልቦና ይሃበና
    እና ናይ ብሓቂ መሲሉኒ ነይሩ ካብ ልቢ ደማ ሓዚነ ነይረ ፕራንክ ምስኮነ ደሞ ደስ ኢሉኒ ቀፅልሉ

  • @user-qe9tb5qq6x
    @user-qe9tb5qq6x 2 ปีที่แล้ว +2

    ክክክክክክክክ ሰሉዋይ ከይወዳእኩ ክንደይ ነብዐ ግን እንኳዕ ፕራንክ ኮነ ተመስገን😘😘😘😘😘

  • @user-oh5ye6zr4s
    @user-oh5ye6zr4s 2 ปีที่แล้ว +9

    ኣሰይ ዝፈትዋ ሰብ ሪኢየ ጽብቕቲ ፍጥረት ኣቲ መኽሰብ

    • @suge2370
      @suge2370 2 ปีที่แล้ว

      ዋይ ታ ሃህ ኤለ ጅክሰምዐ ዶሞ mestewaalit 💘💘🤣🤣🤣🤣🤣

  • @mamamom9069
    @mamamom9069 2 ปีที่แล้ว +6

    ዋይ ናብራ አነስ አመንጉኡ ብሞት ዝተፈለየኪ መሲልኒ ብጣእሚ ሃዚነ ነይረ እዋይ ኪሳራ ለለስ ኮሜንት አየንበብኩን ስቅ ኢለ ተመሲጠ ሰሚአኺ እዋይ😁😁😁ግን አነለ አብ ሱዑዲ ወዲ ዝፍቀር አይምስለነን ታይ ከምዝክንኩ ግን አይፈልጥን አብዚ ሃሙሽተ አመት ገይረ አለኩ ግን አብ ሳዑዲ ሃዳር ምንም ትዝ አይብለንን ማርያምን

  • @allugalltigray7766
    @allugalltigray7766 2 ปีที่แล้ว +7

    ሰሊተይ ቆንጆ ጓሎ ትግራይ ዋዕሮ 💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @user-vz8ov4sv7j
    @user-vz8ov4sv7j 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ማረያምን ከም ናይ ሎማዕንት ርእየ አይፈልጥን 😂😂😂😂ናይ ብሓቅ መስልን ነይሩ ብጣዕም እየ ሓዝነ ነይረ ለማንኛውም ብጣዕም ሙምሀር እዩ ዝያዳይ❤❤❤❤❤

  • @sosoli8781
    @sosoli8781 2 ปีที่แล้ว +5

    ሰሉ ፅብቅተይ🥰🥰🥰

  • @SaidSaid-wc9cb
    @SaidSaid-wc9cb 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓደገፅ ተጋግኪ እኪ ሰላመይ ሓደገፅ ደሞ ፅብቅ ገይርኪ ኢኪ እቲ ግጋ ዘይምርግጋፅኪ መቀኛ ስለዘሎ ማለት እዩ እትፅብቅ ደሞ
    ሕማቅ ከይሓብኪ ምውሳኪ እዩ መማሃሪ ሄወት ታሪክ
    እዩ ዘለኪ የቀንየለና❤👌

  • @user-tp5yg5cs5m
    @user-tp5yg5cs5m 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሓቂ መስልኒ ነይሩ😢 ይመችኪግን ፅብቅ ትምህርቲ❤❤❤

  • @chbi4544
    @chbi4544 2 ปีที่แล้ว

    ዋይ ሰሉየ ምስኪ ይነብዕ ነይረ ብዝኮነ ቀፅልሉ ምቅርቲ ፍጥረት

  • @tesfaygidey3881
    @tesfaygidey3881 2 ปีที่แล้ว +3

    ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ቀፅልሉ ሰሉየየ

  • @user-wk3kq2ve4f
    @user-wk3kq2ve4f 2 ปีที่แล้ว

    Wayyy ንስኪ ብሽጉርቲ አነ ብንባዓትኪ ናይብሓቂ መሲልኒ ዘፍቀር ክነብዕ ከሎ ፈጺመ ዓቅሊ ዝብሃል የብለይsoልበይ ልበይ ንድሕሪት ትዝታ መሊስክዩ🥲

  • @user-pq9id1ie3u
    @user-pq9id1ie3u 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰሉየ ብጣዕሚ ኢኺ ንፍዕቲ ግን ኣነስ ናማን መሲልኒ ክትነብዒ ምስ ረኣኩኺ ሰሉተይ ብዙሓት ኣሕዋትና ኣለዋ ከምኡ ዘጋጠመን እና ኣጆኺ 💐💐💐💐💝💝💝😂

  • @user-yf7zd7ts4o
    @user-yf7zd7ts4o 2 ปีที่แล้ว +1

    እሰይ ሰሉተይ ከመይ ዲኪ መሀነን ሃነን እኳ ኣቢልክኒ ኣነሰ ብሓቂ መሲልኒ ሓዚነ 💔ብዝኳነ ብጣዕሚ መምሀሪ እዩ ቀፅልሉ😘😘😘❤❤🌹🌹🌹🌹❤😘😘😘❤❤❤🌹🌹❤❤❤🌹🌹

  • @user-uc9sc5nl3e
    @user-uc9sc5nl3e 2 ปีที่แล้ว +16

    መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ቀዲሙ ናብ ኮመንት ዝጎይይ🏃😁🙆 ንንብዓት ቀረባ እየ ምስኣ ክነብዕ ነይረ ቀዲመ ኮመንት ምንባበይ ጠቒሙኒ🙏😁🙆

    • @user-qz6mi6vw5o
      @user-qz6mi6vw5o 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣነ😂❤

    • @user-ni3jh5un6i
      @user-ni3jh5un6i 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣነ 🙋‍♀️ከይሰማዕኩ ብኮምንት እየ ዝርዳእ😅😅

    • @user-cy2qe1nh4b
      @user-cy2qe1nh4b 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣነለ

    • @yfdf9558
      @yfdf9558 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣነ ውን ብሓቂ ምስ ዝበከየ እየ ዝበኪ ሐዚ ግን ሪኢቶ ምርኣይ ጠቂሙኒ

    • @user-xx7uf8xy5c
      @user-xx7uf8xy5c 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣነ

  • @amamanking7802
    @amamanking7802 2 ปีที่แล้ว

    ኣቤት ኣዘጋጀልኪ ዝነበርኩ ፀርፍታት ሶሊተይ so ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ

  • @Wedi_asmerom_abraham
    @Wedi_asmerom_abraham 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝባን ሕጊ ካብ እግረይ ከይትተርፍ ዋይ ግዜይ 16 ደቅቂ ክሳራ 🤣🤣 so ጽቡቅ መልእክቲ ኣጆኪ ንፍዕቲ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @abitube3753
    @abitube3753 2 ปีที่แล้ว +2

    ፅብቅ ትምህርት እዩ በርተዒ ሰሉየ

  • @sasdfasdf9128
    @sasdfasdf9128 2 ปีที่แล้ว +5

    መቐረተይ ኣጆኺ❤

  • @galtigray9301
    @galtigray9301 2 ปีที่แล้ว +5

    ሰልየይ ምቅረቲ ❤❤❤❤

  • @user-em3rw9un7f
    @user-em3rw9un7f 2 ปีที่แล้ว +4

    ዋይ ከብ መጀመርያ ፈሊጠኪ ሰሉ ዓይነይ ብዝኮነ ኬፍ ዘለኪ መ/ር

  • @seuaerfe6894
    @seuaerfe6894 2 ปีที่แล้ว

    ዋይ ኣነ ከማን ናይ ባሓቂ ምስልን ንስኽ ዝነባዕክዮ ክነብዕ እንድየ ምስየ ብዝኾነ ዓብይ ትምህርት ኣለዎ ሰላምየ ለባም

  • @user-io4bw1wp8l
    @user-io4bw1wp8l 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋይ ዊዒልክልና ሰሉየ ሶ ናማን መሲልና😃😃😃😂😂😂😂😂😂😂 ግን ማሃሪት እዩ ቀፅሊ💓💛

  • @user-bq2hm4qh8w
    @user-bq2hm4qh8w 2 ปีที่แล้ว +2

    አቲ ሶልየ እንኳዕ ሓቂ አይኮነ

  • @kasahungebrebrhan5810
    @kasahungebrebrhan5810 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ተፃዊትክልና ሓቂ መስሉኒ ፀጥ ኢለ ምድማፀይ ይገድድ

  • @youtube8394
    @youtube8394 2 ปีที่แล้ว +2

    መሀረት እያ ሰሉ ሓፍተይ ግን በጠዐሚ ኢኪ አሐዘንክን ክንደይ አሕዋተና ለ ይገጠመን እዩ ቀፀሉሉ❤❤💔

  • @hjejrjr5573
    @hjejrjr5573 ปีที่แล้ว

    ወይ ሰሉዋ ረብሽኺና አነ ንባዕለይ እናወቀስኹ ናወዳት ኩሉ እናተራገሙኩ ተፃወትኺልና ሑብዋ ዝሮዝሮ ይመቺኺ

  • @newaccount5252
    @newaccount5252 2 ปีที่แล้ว +3

    ንዓይ ተጫዊትክኒ እምበር😂🤣 ምሳኪ ነቢዐ እዋይ ብዝኮነ ይመቸኪ 💓❤️❤️❤️💕

  • @user-yn6nz1ul2s
    @user-yn6nz1ul2s 2 ปีที่แล้ว +6

    ሂወት ተሞክሮይ ኢኺ ተናጊርኪ ሰሉየይ 😥💔

  • @AsdDsa-jf8pf
    @AsdDsa-jf8pf 2 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ መስልኒ ነይሩ ዋይ 💋💋💋

  • @selamgoytom8175
    @selamgoytom8175 2 ปีที่แล้ว +8

    እብይ ትምሕርቲ ንኩሉ ፆታ አሕዎትና እዩ እዚ እብ ኩሉ ዝበፅህ እዩ ❤️⛱

  • @user-il5ee6oi8z
    @user-il5ee6oi8z 2 ปีที่แล้ว +6

    ዋይ ኣነ ይገድድ ካብ ትጅምር ክሳብ ትውድእ ምስክነይቲ ሓፍተይ ናበልኩ ወዲአያ ድሕር ከዚ ብድሕሪት ምስማዕ ክጅምር እንበር ታይ ክገብር

  • @maazuyetewahdolj4257
    @maazuyetewahdolj4257 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋ በበይ ጀሚረ በበይ ከም ዝወዳእኩዎ ተሓዋዊሱኒ😌😁

  • @user-pf5ur5ov8l
    @user-pf5ur5ov8l 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣላህ ይኣኹዚክ እንሻኣላህ ታይ ክትረክቢ🤣🤣🤣🤣🤣 ግን ከይትግረሚ ብውሽጠይ የተሓሳስበኒ ነይሩ እዩ ምክንያቱ ኣየጋጥማን ኣይበልኩን ግን ዝወለድኪ ሰበይቲ ደፊርኪ ከምዚ ኢልኪ ብምዕላልኪ ክገርመኒዩ ጸኒሑ ክስጋዕ ሕጂ የፍቅሮ ኤ ክትብሊ ከለኪ ኣቦ ወድኪ ክተሓሳስበኒ ጸኒሑ ኣልሙህም ንፍዕቲ😅❤️❤️

  • @user-gq2gl2xf6v
    @user-gq2gl2xf6v 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰሉየ ምቅርቲ ኣነ ካዓ ናማንኪ መስሉንስ ምሳኺ ክነብዕ ጸኒሐ ❤❤❤ብዝኾነ ጎበዝ ኢኺ ማሃሪ ፕራክ እዩ 😘😘😘😘

  • @user-fs5gh7sp2l
    @user-fs5gh7sp2l 2 ปีที่แล้ว +3

    ምዓረይ♥😍😘💊

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋይ ሕራረት 🙄ኣነ ይገድድ ሃህ ኢለ ዝፅበ😂😂ናማን መሲሉንስ ብጣዓሚ ኣሕዚንክኒ ሰሉየይ😰እና ብጣዓሚ ማሃሪ እዩ ክንደይ ኣሕዋትና ከምዚ ዘጋጠመን ኣለዋ😰

  • @yorda302
    @yorda302 2 ปีที่แล้ว +2

    ምቅርተይ ነቢዕኺ ኣንቢዕኽኒ ሓቂ ሞሲሉኒ ማዓረይ አና የቀንየልና

  • @Yrgutube
    @Yrgutube 2 ปีที่แล้ว +6

    1ይ ባዕለይ

  • @meirygalhalush9839
    @meirygalhalush9839 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣንቢዕኪኒ💔😥 ክሊ እማን መሲሉኒ ምንም ት/ቲ የብሉን እኮ ዳኣስ ንቡዙሕ ሰብ ካምኡ ዘጋጠሞ ኣንቢዕኪ ኩሉ ይካታተለኪ እየ ደስ ይብለኒ እዩ ሰሉየ ናይ ለማዓንቲ ማራ ኣናዲድክኒ😎

  • @yemanebrhane4111
    @yemanebrhane4111 2 ปีที่แล้ว +6

    ዋይ ሓሸው የብልኪ ሓሾት ኣይበለትይ እዙ ኩሉ ዕንጋርይ ንብሓትይስ ሓሾት ኣነ ይገድድ ብኣኪ ልምሰጥ ስለ ልፈትየኪ እዩ ይመስለንማ ልበይ ሸለው ላበለኒ ፀኒሑ

  • @liligaltigray2089
    @liligaltigray2089 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ብሒቂ እዩ መሲሉኒ ነይሩ ሶሊተይ ግን የቀንየልና ሶሉየይ ቀፅሉሉ🙏

  • @slamaor6578
    @slamaor6578 6 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መፀኢኪ ማዓረይ❤❤

  • @user-lj1dh5yh9z
    @user-lj1dh5yh9z 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋይ ዋይ ብጣዓሚ እንድ መምህርት ግና ማለት እዩ መጀመርይ ብጣዓማ እኪ እሕዘኺን ናይሪኪ
    ከም ለማዓንት ግሪ ሰንበዲ እፍለጥኒ ኣብ መወደእቲ ፓረንክ እዩ ምሰ በለኪሰ እንታይ ከም ዘኹንኩ ሰንበደ ናይር እንኮዕ ግና ፓርክ ኸኒ

  • @ajmandubai6371
    @ajmandubai6371 ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ መክሪ ዛሓፈተይ መምህሪት

  • @berhanhaylu6523
    @berhanhaylu6523 2 ปีที่แล้ว +2

    😍😍😍😍😍😍ሰላምኪ ይብዛሕ ገይረ ሲሒቀ መሲልኪ😀😀😀😀😀