🚨ህጹጽ ሓበሬታ ካብ ሓዉ! 💔ፍቅራዊ ሂወት ኣብ ማስሜዳ ብምዉጽኡ ፍትሕ! ስነጥበባዉያን ሉሉ ቴድሮስ & ኣድያም ስባህቱ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ก.ค. 2022
  • 🚨ህጹጽ ሓበሬታ ካብ ሓዉ! 💔ፍቅራዊ ሂወት ኣብ ማስሜዳ ብምዉጽኡ ፍትሕ! ስነጥበባዉያን ሉሉ ቴድሮስ & ኣድያም ስባህቱ
    #Eritrea🇪🇷 #Etiopia🇪🇹 #Tgray💊

ความคิดเห็น • 77

  • @user-ut3tc8js4q
    @user-ut3tc8js4q 2 ปีที่แล้ว +19

    ኣቱም ትፃረፍለኩም ኣብዚ ኣትፃረፉ እዶ ኣይኮነን ዝብል ዘሎ🙄 ዋ ንመን ድዩ ዝናገር ዘሎ በጃኩም ልቢ ግበሩ 🤒 ንኣምላኽም ኣተቀይምጎ ቢሊስ 🙏

  • @user-hk4xk3sw4d
    @user-hk4xk3sw4d 2 ปีที่แล้ว +5

    ዳድየ ለባም ከማኻ ዝበለ ቡሱል ወለዶ የብዘሓዮ ተባረኽ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ👏♥እቲ ኣብ ፀገም ዘሎ ሓዉና አምላክ ምሕረት የዉርደሉ ኣቱም ትፃረፉ ከኣ አምላክ ናብ ልብኹም ይመልስኩም ሰላም ራህዋ የምፀአልና ፈጣሪ👏💖ንዝሞተ አምላክ ኣብ ገነት የንብሮ😢

  • @zeraykflesus6192
    @zeraykflesus6192 2 ปีที่แล้ว +16

    Mis habesha mirkab himam eu sle zi kab habesha zrkeb rebha yelen .so neza hasawit alem nbeyney kihalfa wesine eye selam kea yenebir aleku amlak yemsgen.

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 2 ปีที่แล้ว +7

    ጽቡቕ ኣቀራርባ ቡሱል ዝረባ ነዚ ሓውና ኣብ ደሓን ኩንታት ከሎ ንሓግዞ ፡🙏 ኤርትራዊ ምትሕግጋዝ ባህልና ኢዩ ኣብ ስደት ነንሕድሕድና ንትሓጋገዝ ነዚ ሓውና ምሕረት የውርደሉ🙏🙏 ቀጽሎ ንፉዕ መንእሰይ❤💕

  • @user-ij8wi8ty8p

    ዳዲ ሓወይ ፅቡቅ መደብ እዩ ቀፅልሉ❤❤ ሄሮሞን ሓዉና እዉን እግዛብሄር ኣምላክ ምሕረት ይወረድሉ ፆሎት ወልዱ እዉን ኣይፍልዮ ኣብ ስደት ሕስም ኩፉእ❤❤😢

  • @Erifunny333
    @Erifunny333 2 ปีที่แล้ว +15

    ትጭነቅ ዘለካ ካኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓስብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ።ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ከኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ።የቀኒለይፕ

  • @shewitsigementertainment1282
    @shewitsigementertainment1282 2 ปีที่แล้ว +1

    Bless you fani wedi

  • @KhanKhan-ex9fi
    @KhanKhan-ex9fi 2 ปีที่แล้ว +4

    ዕደመንጥዕናንይህብኸአቦፈቅርሰለምዶቆንጀ

  • @loveisbornfromunderstandin1467
    @loveisbornfromunderstandin1467 2 ปีที่แล้ว +1

    Bro im one of your followers and am always proud of you .You are a good person just keep going and help your lost generation bro we’re thirsting of knowledge,freedom, peace ☮️

  • @user-dl5jy6xu9v
    @user-dl5jy6xu9v 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዚኣብሄር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ኩቡር ሓዉና ናይ ፀርፊ እንታይ ክንብል ይገርም ዘይፀርፊ ካሊእ መፍትሒ ዘሎ ኣይመስሎምን

  • @whatabouttomorrow1990
    @whatabouttomorrow1990 2 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ብጣዕሚ ክክክክክክ

  • @lemlemyoutube
    @lemlemyoutube 2 ปีที่แล้ว +1

    ክብር ሓውና ከምቲ ነደረፍቲ ተተባብዐን ቻናለን ተፋልጠለን ዘለካ

  • @rahwabekitesaw5394
    @rahwabekitesaw5394 2 ปีที่แล้ว

    Amlak ybarka hawey

  • @huygygc2736

    ክብርሓወይሓቀቂ

  • @esromsenay1108
    @esromsenay1108 2 ปีที่แล้ว +1

    🙏

  • @Dembena
    @Dembena 2 ปีที่แล้ว +1

    💫🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @user-ty5rd6vz9l
    @user-ty5rd6vz9l ปีที่แล้ว +1

  • @faizaalalim534
    @faizaalalim534 2 ปีที่แล้ว +5

    Eway adyamn wintan ketbel gize aribeka, aresti keyer bejaka

  • @helentekle712
    @helentekle712 ปีที่แล้ว

    ❤❤

  • @user-xc7bt5td2r
    @user-xc7bt5td2r ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤