ናፍቆት ተበልካ ህዉከት ህዉከት ተበልካ ፀገም! ህልዉ ኩነታት ኣዴታት ትግራይ😭

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 เม.ย. 2022
  • #smile #ሰላምፀጋይ #selamtsegay #habesha #tigraygenocide #ትግራይ

ความคิดเห็น • 91

  • @hulubersuhone1356
    @hulubersuhone1356 2 ปีที่แล้ว +21

    ኡፍፍፍ መድኃኔዓለም አቦይ ብዓይነ ምሕረት ተመልከተና አሜን አሜን አሜን አልዓስር ዝባላ ከዉፅእ ሹርጣ ቆሊቡኒ ኔሩ ድንግል ማርያመይ አመስግኑለይ ደቂ ትግራይ መዓረይ

  • @Nuroinamerica
    @Nuroinamerica 2 ปีที่แล้ว +9

    እዙውቲ ትኽእልሉ❤️💛 ብሰላም ምስ ህዝብና ምስ ወለድና የጋኒየና

  • @AaAa-ep3dy
    @AaAa-ep3dy 2 ปีที่แล้ว +1

    አየ ናፍቆት እሰክ ሰላም የውረድልና ፈጣሪ ምቂርቲ ከመ አዱታታ

  • @user-tq2lu5mb9n
    @user-tq2lu5mb9n 2 ปีที่แล้ว +6

    እፍፍፍፍ ኩሉ ኣይፂእኪዮ በይዛኪ ኣሰይ ምቅርቲ እመብርሃን ክተዉግሖያ ኣይዞና ከምቲ ቁዱስ ቃሉ መድሃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ብተስፋ ተሓጎሱ ብፀበባ ተዓገሱ ፆሎት ኣዘዉትሩ ሮሜ

  • @HK-rn8yx
    @HK-rn8yx 2 ปีที่แล้ว +11

    ናፍቆት 😭😭

  • @milihabesawit8861
    @milihabesawit8861 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰሉየይ ኡፍፍፍፍ ናዴታትና ስቃይ ገሊፅክዮ😢

  • @omqmlsoso
    @omqmlsoso ปีที่แล้ว +1

    አቤት ትኽእሉሉ እስይይይይ ወለላ ማዓር ምስላ አድዋኣ ❤️😍

  • @user-yd7er8fu7o
    @user-yd7er8fu7o 2 ปีที่แล้ว +8

    ዓደይ ዓደይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ ትግራይ ሃገረይ ኡፍፍፍፍፍፍ ናፊቐ ካብ እግሪ ድሕርቤት እንጨይቲ እርይርይ ኣቢልኪ ሓዊ መናደዲ ኣምፅኢ ትብለኒ ነበረት ኣደዋኒ

  • @asugaltigray1659
    @asugaltigray1659 2 ปีที่แล้ว +3

    ዉይ ሰሉየይ ማዓረይ ኣናፊቅክና እምበር ትግራይ ዓደይ ማዓዝ እዩ ሰላምኪ ዝምለስ ብናፍቆት ሓሪርና ክንመዉት ኢለና😭😭😭💔

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 2 ปีที่แล้ว +7

    ዓደይ ዓደይ ማዓረይ ሰላምኪ ይመለስ ስሉየ ሽኮሪና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ እግዚአብሔር አምላክ ጀግና

  • @user-fk8mc6fb9k
    @user-fk8mc6fb9k 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰሉዋይ ማዓረይ ቀፅልሉ ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣብ ናይ ኣሕዋትና ሚዲያ ንተባብዕ ኣብእንዳማትና እናኸድና ኣይንርኣ ፕሊስ 🙏🙏🙏

  • @herutigraweti1726
    @herutigraweti1726 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰሊተይ ማዓረይ ዝያዳ ኩለን ኩሉ ትክእልሉ ዛምቤተይ🥺💛❤

  • @wudassiekiros7447
    @wudassiekiros7447 2 ปีที่แล้ว +7

    መፀኒዒት ናፊቐት ክፈትዋኪ መዓረይ 😍😍😍❤️❤️❤️🌻🌻🌻🎍🎍🎍🎍🎍🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @user-zj9ns3xk7j
    @user-zj9ns3xk7j 2 ปีที่แล้ว +3

    ገዛና ኣዘክርክን ሰሉየ ማዓረይ

  • @user-hr4mz2gq3v
    @user-hr4mz2gq3v 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣይ ኣደዊተይ ኣዘከረኪኒ💝 i love you mom💖 ኩሉ ግዘ ኣብ ልብይ ኢኺ ማማየይ ማዓረይ

  • @tsega3999
    @tsega3999 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰሉየይ ዓድና ቤተሰብና አናፊቅክናዋ ግን ብጣዕሚ ዓቅሚ አለኪ ጎበዝ ኢኪ ቀፅልሉ

  • @user-xc7wp6fi5e
    @user-xc7wp6fi5e 2 ปีที่แล้ว +1

    ኡፍፍፍፍፍ ህዝበይ መዓረይ

  • @user-we5pe6db7d
    @user-we5pe6db7d 2 ปีที่แล้ว +1

    ዓደይ ናፍቅት💝💝💝💝💘💘💘💘💘💘

  • @meri6388
    @meri6388 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ሰላምና ይምለሰልና ሰሉየ

  • @slama2680
    @slama2680 2 ปีที่แล้ว +1

    አቲ ናይ አዴታትና ዘረባ ዋላ ሓንቲ ዘይገደፍክሉ ዝያዳይ አዘኪርክኒ አደይ🍎🍎🍎🍎🍎🍎🍊🍊🍊🍊🍊🍊🍊🍊🍊🍅🍅🍅🍅🍅🍎🍎🍎🍎🍎