ኣሕዋተይ ሰብኣየይ ልገዝኦ ስጦታ ኣንሕና ገዝኢናዮ ኢሎም ሸዊዶም suppress ገይሮምኒ🤣🤣🤣

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2023
  • #smile #selamtsegay #video #tigray #youtuber #vlog #tigrignamusic #habesha #ethiopia

ความคิดเห็น • 570

  • @hazardhayet
    @hazardhayet 9 หลายเดือนก่อน +34

    ሕውነትኩም ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ማርያምን ክተቅንኡ ይመቸኹም የኣኽ ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ካብ ዓይኒ ጠባን የውፅእኹም 🙏🙏🙏❤

  • @gene6075
    @gene6075 9 หลายเดือนก่อน +24

    ኣሕዋትኺ ብሩኻትን ለባማትን እዮም በዚ ሎሚ ተልዓሊ ሰንበት ምድሪ ቤተክርስቲያን ኺዱ ዝብሉ

  • @mebrihitkidanu9362
    @mebrihitkidanu9362 9 หลายเดือนก่อน +20

    እውይ ማርያምን ቀደማኹም ክንደይ ደሰ ይብሉ❤ብሰሩ ኣፈወርቂ ማ ብሕልመይ ከይተረፍ እዩ ዝረአየን ዘሎ🤣

  • @SlamahSalim-px4yv
    @SlamahSalim-px4yv 9 หลายเดือนก่อน +28

    መሰሐቂ ብራንኪ መሳሊ ኣምፅእልና ብጭቀት ከንመዉት ሰሉተይ

  • @abigai3081
    @abigai3081 9 หลายเดือนก่อน +24

    ደስስ ክትብሉ ኣብ ስደት ዘለኒለ ብሰላም ተመሊስኒ ምስ ቤተሰብኒ ንራከብ ይግበረና ፈጣሪ ሰላም የውርደልና ነዓድና

  • @freweynidesta
    @freweynidesta 9 หลายเดือนก่อน +80

    ምስ ኣሕዋትካ ከሞዚ ምፅዋት ደስ ክብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ሰሉየ ንህርኹት ባዓል ቤትኪ እውን ምስ ዉላድኹም ሓዳርኹም ይባረክ ዕድመን ጥዕናን ፍቅርን ፈጣሪ ይዓድልኹም❤❤❤🙏🙏🙏

  • @tdf8250
    @tdf8250 9 หลายเดือนก่อน +16

    በእውነት በጣዕሚ ደስ ተብሉ ቤተሰብ በተለይ ሰብኣይክን የሕዋትክን ከምዚ ዓይነት ፍቅሪ ምህላዎም ንሓዳርኪ ዓብይ ግደ ኣለዎ እሞ ፍቅርኩም ይባርክ 🙏

  • @user-so6gv8fn4j
    @user-so6gv8fn4j 9 หลายเดือนก่อน +5

    ጎበዝ ዛሓፈተይ ኣብዓድኪ ጎቢዝኪ ስርሒ ኣተባብዓኣ ደቂ ዓደይ

  • @Jgggfgajhvggghhg
    @Jgggfgajhvggghhg 9 หลายเดือนก่อน +33

    አሰይ ሰልዋይ ታዓዲልኪ ዞም አሕዋትኪ ከም አሕዋትኪ ዝበሉ አሕዋት ይፍጠረልና አምላክ ንክሉና አብ ሰደት ዘለና ካዓ ብሰላም ናፍታ ንፎትዋ ወቅብቲ ትግራይ ዓደና ብሰላም ይምለሰና ምስቶም ንፎትዎሞን ንናፍቆምን ስድራቤትና ብሰላም የራክበና ናዓኪለ የምስለና ሰልዋ ❤❤💛💛

    • @jiiuuu959
      @jiiuuu959 9 หลายเดือนก่อน

      እሜን፫❤

    • @azmeraazmera9907
      @azmeraazmera9907 9 หลายเดือนก่อน

      አሜን ፫❤❤

    • @ZafuHadush-kv4kl
      @ZafuHadush-kv4kl 9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን//3//🙏🙏🙏

  • @fanafani2638
    @fanafani2638 9 หลายเดือนก่อน +32

    ዋውውው ባዕለይ ኣንደኛ❤እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ቡሉፃተይይ❤❤ትፅውት ውዒለምኪ ሰሉዋይ ደስ ክብሉ ኣሕዋትኪ ደስ ዝብል ነፀላ እዩ❤❤❤ኣነውን ተስፋ ኣለኒ ከምዝይ ገይሮም ከፃውቱኒ ኣሕዋተይይይ😢❤

  • @user-rh6zq2ty4s
    @user-rh6zq2ty4s 9 หลายเดือนก่อน +9

    ኣንቲ ሶሊተይ ተዓዲልኪ ቁዱስ ቅንኢ ቀኒአ በእውነት ኣነውን ድሕሪ ስደት ምስ ደቅነይ ከምዚኣ❤🎉

  • @selam801
    @selam801 9 หลายเดือนก่อน +19

    የምር የሕዋትኺ ደሰ ኽብሉ❤😊
    የሕዋተይ ዘኪረ ናፊቐ😢❤

  • @loasre8297
    @loasre8297 9 หลายเดือนก่อน +6

    ዋውው ተመሰገን መፂእኹሙልና ጠፍሽና ነይሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አሕዋተይ ንሕናውን ስደትና አሕፂሩ ናዓኹም የምስለና❤❤❤❤

  • @YggGgg-ov4co
    @YggGgg-ov4co 9 หลายเดือนก่อน +9

    ደስ ክብልል ዝነፀላ ዕጥርጥር ይበሃል ብጣዕሚ ልፈትዎ ነፀላ 🎉🎉❤

  • @ሳሌም
    @ሳሌም 9 หลายเดือนก่อน +4

    አዋይ ደስ ክብሉኻ አዚኦም የሕዋትኺ omg 🫶ቃላት የብለይን መግለጺ ብሓቂ ማራ ኬፍ ኣለዎም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣዝየ ኢየ ዘድንቀኹም ❤️❤️👏

  • @fhfh1940
    @fhfh1940 9 หลายเดือนก่อน +10

    ኣሰይይይይይ ደስ ክትቡሉ ፅሩያት ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኹም ፈጣሪ🙏😘 ኣነ ግርም ዝበለኒ ግን ካብ ናይ ሎሚ መናእሰይ መን እዩ ተሲኢ ንቤተክርስትያን ክዲ ተሳለሚ ዝበል ትዓዲልኺ ሰላም ሓፍተይ ብሩዃት ኣሕዋት ኣለውኺ🥺🥰

  • @dswffeef9659
    @dswffeef9659 9 หลายเดือนก่อน +4

    ደስ ክትብሉ ፅሩያተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰላም ሽኮር እረ ተዓዲልኩም ምስ ኣሕዋትኻ ፅዋታ ናፊቁና

  • @SalamSalam-ex1fr
    @SalamSalam-ex1fr 9 หลายเดือนก่อน +5

    Ferest comment ቦታ ንምሓዝ እየ እምበር ምርኣይ ኣቢኒ ተመሊሰ ሪአ ምስ ወዳእኩ ክውቅጥ እየ😉💛♥

  • @rfghjhhgc3429
    @rfghjhhgc3429 9 หลายเดือนก่อน +12

    ምስ ኣሕዋትካ ክብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ሰሉይ ሽኮሪናታት ❤❤❤

  • @mryammmoohh8354
    @mryammmoohh8354 9 หลายเดือนก่อน +7

    ኣሰይይይ ምስ ሓውካ ኩሉ ጥዑም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሽኮሪናታት😍😍😍😍😍😍

  • @JfG-em2mi
    @JfG-em2mi 9 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሕዋትኪ ደስ ክብሉ ❤❤❤ተዓዲሊኪ ሰላመይ❤❤❤

  • @user-qd3rc3in9m
    @user-qd3rc3in9m 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣስይ ደስ ባሃልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪም ፈጣሪ 🙏❤❤❤❤

  • @mulurom3315
    @mulurom3315 9 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሰይይይይ ፁሩያት ደስ ኽትብሉ ❤❤❤ኣሕዋተይ ናፊቀ ኣነ እፍፍፍ 😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-fe8yr2mo1i
    @user-fe8yr2mo1i 9 หลายเดือนก่อน +1

    እስይይ ደስ ክብሉ ኣሕዋትኪ ስሉየይይ ትዓዲልኪ♥♥♥

  • @user-qw1qm6ry8v
    @user-qw1qm6ry8v 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይይ ሓባይብ ሰሉዋይ ታዓድልኪ ዓድካ ጥዕም❤🎉

  • @berhanalami806
    @berhanalami806 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ደስከትብሉ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናንይሃብኩም❤❤❤❤❤❤

  • @user-zz2xm1eu3q
    @user-zz2xm1eu3q 9 หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ክትብሉ ሰላመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @mlatt7639
    @mlatt7639 9 หลายเดือนก่อน +2

    እውይ ደስክብሉ ዘም ኣሕዋትኪ❤❤

  • @user-xk1en2sp2p
    @user-xk1en2sp2p 9 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ትብሉ ስድራ ኢኹም ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ ፅሩያት🥰🥰🥰

  • @luwamfshaye1308
    @luwamfshaye1308 9 หลายเดือนก่อน +1

    Btami des bahli ms ahwatka lulu tum you xbuq gifti 🎉balki ablyo ❤

  • @almemu1214
    @almemu1214 9 หลายเดือนก่อน +3

    ሰሉ ብጣዕሚ አክባሪትኩም እየ❤❤❤❤ ትግርኛን አምሓርኛን ግን አይትቀላቅሉ ስጦታ፣ወጣት ትግርኛ አይኮነን😮

  • @DgfjSelam
    @DgfjSelam 9 หลายเดือนก่อน +6

    ኣታ ታእየም ማቻታት ዝኮኑ ቆልዑ ኬንዳ ቦሎ😂😂😂😂😂

  • @user-ph3pl5lm9x
    @user-ph3pl5lm9x 9 หลายเดือนก่อน +1

    Des zeblu geza tesiki cherch leytkefi ya ❤❤❤

  • @user-vd2gw6vm9t
    @user-vd2gw6vm9t 9 หลายเดือนก่อน +3

    እሰይ ደስስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኹ ፈጣር❤

  • @aedf4837
    @aedf4837 9 หลายเดือนก่อน +6

    ሰሉየይ መን ከም ወድነኻ ደስስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ 👏ህንድኣፍ ሰሉ ኣነ ክምሪቀኩም ንእስነቲኹም ያምንኹም ሰብ ይሓስብ እ/ር ክዓ ይፊፅም እዩሞ ድሓሰብኹሞ ሓሳብ ልቡኹም ያስምረሉኹም👏❤❤

    • @meazaabreha2897
      @meazaabreha2897 9 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ወለላይ❤❤🙏🙏🙏

  • @jdd8162
    @jdd8162 9 หลายเดือนก่อน +3

    ተዓዲልኪ ሰሉየይ ምስ ኣሕዋትካ ፍቅሪ ጥዑም 🎉🎉🎉🎉❤

  • @user-mc1xc2zn3r
    @user-mc1xc2zn3r 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰሉየይ ፅሪቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ኩሉኩም ስድራቤትም ምቁራት❤❤❤

  • @ffbh9535
    @ffbh9535 9 หลายเดือนก่อน +8

    ኣስይይይይይ ደስስስሰሰሰሰሰ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉መን ኣሎ ከማይ ናይ ዓዲ ፈቶ እንትርኢ ዝናፍቅ😢😢 ስደትና የሕፅረልና ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤

    • @user-yd7er8fu7o
      @user-yd7er8fu7o 9 หลายเดือนก่อน +1

      ኣነ ኣለኹ ብናፍቖት ልጃጀውኹ❤ 😢

    • @ffbh9535
      @ffbh9535 9 หลายเดือนก่อน

      @@user-yd7er8fu7o ኣጆና በርትዒ ሓፍተይ መዓረይ

  • @user-uw8tf5bw4r
    @user-uw8tf5bw4r 9 หลายเดือนก่อน +19

    ኣሰይይይ ሙቁራት ደስ ክትብሉ ተጋሩዋይ ሳብክራይብ በሉለይ ሰናይ ምሸት❤❤❤

  • @hansaahanssa3230
    @hansaahanssa3230 9 หลายเดือนก่อน +4

    ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም❤❤😂

  • @user-sf1pd5nm8p
    @user-sf1pd5nm8p 9 หลายเดือนก่อน

    እሰይ ፅሩያት ፈጥረት ደስ ከትቡሉ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ቅሳነትን ይሃብኹም ፈጣሪ አምላክ 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤

  • @user-gu1ns5sq2s
    @user-gu1ns5sq2s 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ደስበሃሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጣዕሚ ደስ በሃሊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-fz1su3cy6m
    @user-fz1su3cy6m 9 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፈጣሪ ፁሩያት❤

  • @lililove8991
    @lililove8991 9 หลายเดือนก่อน +4

    ፁሩያት ኪዳነ ምህረት ታሓሊኩም

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 9 หลายเดือนก่อน +4

    ደስ ዝብሉ አሕዋት አለውኪ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-mw6dz1hp9i
    @user-mw6dz1hp9i 9 หลายเดือนก่อน +3

    ናፊቀኩም ኣሕዋተይ መዓረይ እዩዋይ ❤

  • @user-gt1dl9jp9z
    @user-gt1dl9jp9z 8 หลายเดือนก่อน

    ኣፌ መማህርተይ መባእስተይ😂ያርየድከ ኣሻብ ጎቢዙ ኣርኪብኩም 😅❤ ድስ ትብሉ ሳሓቅኩም የብዛሓዮ

  • @user-ni1fm7lo2e
    @user-ni1fm7lo2e 9 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ፍቁራተይ❤❤

  • @brhienzmechile2167
    @brhienzmechile2167 9 หลายเดือนก่อน +3

    ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤

  • @bcffybcccxc9054
    @bcffybcccxc9054 9 หลายเดือนก่อน +3

    ኣስይ እቶም ኣሕዋትኪ ድስ ክብሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤

  • @user-vj9uh1ji2i
    @user-vj9uh1ji2i 9 หลายเดือนก่อน +2

    አረ አዝ ሓውኽ ከሰሕቅ ይመችኽም❤❤
    እሰኪ ኣይተናፍቅና ኣሕዋትና😮😢😢
    ደሰ ባሃልት🦋🦋🦋🦋🦋

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰዩይይይ ምቅራት ዕድሜን ጥዕናን የሃብኩም❤

  • @qsfdderr4927
    @qsfdderr4927 9 หลายเดือนก่อน +1

    ናፍቅናኪ ነይርና ሰሊተይ❤❤

  • @SaraSara-vx7nk
    @SaraSara-vx7nk 9 หลายเดือนก่อน

    Aseyy azom yehwatki des kbluka mukurat😘😘😘❤❤ kulu gze mutsu ekum ademen tanan yha kum

  • @syut3774
    @syut3774 9 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይ ደስ ክብል❤❤❤❤

  • @goodplaza795
    @goodplaza795 9 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይይይ ተዓዱሉኪ ሰሉተይ ዕድመን ጥዕናን የሃቡኪ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @mmgg5710
    @mmgg5710 8 หลายเดือนก่อน

    አሰይይይ ደስ ኪትብሉ መን ሃምደቅነኻ ዕዲመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ፈጣሪ🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @gfjh8228
    @gfjh8228 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይ ታዓድልኪ ሰሉዋይ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Hankewta12
    @Hankewta12 9 หลายเดือนก่อน +5

    ኣቲ ቱ ቅርሺ አዩ ዝብሃል ምምራፅስ ዓይኒ ዶ የብልናይ ኢና ያ😁😁😂😂😂😂

  • @uffjg7073
    @uffjg7073 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዐናን ይሃብኩም ሙቁራት😘😘😘

  • @axumtsion9216
    @axumtsion9216 9 หลายเดือนก่อน +1

    Desss kteblu ❤❤❤egiziabiher edmen tiana yehabku m

  • @hffvvg1770
    @hffvvg1770 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ፅሩያት❤

  • @user-dk5bg3lt7m
    @user-dk5bg3lt7m 9 หลายเดือนก่อน +1

    እስይ ደስ ክብል❤❤❤❤❤

  • @fewakonjo3453
    @fewakonjo3453 9 หลายเดือนก่อน +1

    አስተይ ፅሩያት አሕዋት ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም እግዛብሄር ❤❤❤❤❤😢

  • @user-br5ts3jp7v
    @user-br5ts3jp7v 9 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤ደስ ትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሞ ኣብ ስደት ዘለና ንዓኺ ይምስለና ሰሉየ ❤❤❤

  • @foteyenmezegbo3862
    @foteyenmezegbo3862 9 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይይይ ፁሩያተይ እግዚአብሔር አምላክ በፍቅር ያንብርኹም👏♥️❤❤😘😘

  • @user-xm3jg2et6p
    @user-xm3jg2et6p 9 หลายเดือนก่อน +6

    ኣነስ አሕዋተይ ናፊቀ እፍ🥺🥺🥺ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራት❤

  • @marym9462
    @marym9462 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይይ ደሰ ባሃሎ ሙቁራትይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤

  • @user-vn3oh1zc4i
    @user-vn3oh1zc4i 9 หลายเดือนก่อน +4

    ፅሩያት ደስ ክቡልኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏❤ሓድኦም ክታመርዕውን እኺ ሰሉተይ ዕድመይ ድማ 20 እየ ገይረ ዘለኹ 💊🥰

    • @SamiKhan-ph1ex
      @SamiKhan-ph1ex 9 หลายเดือนก่อน

      ፅርያተይ ደስ ክቡሉ❤❤❤❤❤❤

  • @user-ck7zb2mp1d
    @user-ck7zb2mp1d 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅሩያት❤❤❤❤

  • @hadguluul8785
    @hadguluul8785 9 หลายเดือนก่อน +2

    Eway des kitblu yehwat edmen tienan yhabkum fetari ❤❤❤❤

  • @user-cn9zq7yn7w
    @user-cn9zq7yn7w 9 หลายเดือนก่อน

    ሰሉ ፅሪቲ ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ኣሕዋት እኒአዉኺ ኣቅኒኢኽና ኣብ ስደት ኮይና ዓድና እኮ ተራኢና ሰብኣይኪ ኽዓ ደስ ብሃሊ እዩ ሒዝክዮ ምፂ ይሞችኺ ጓል ዓደይ ❤❤❤❤❤

  • @zaidtewelde2384
    @zaidtewelde2384 9 หลายเดือนก่อน +1

    Aseyyyy❤❤ xibukat

  • @MiriMiri-fb8fx
    @MiriMiri-fb8fx 9 หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ክትብሉ ፅሩያ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ANEZEKIRSTOS
    @ANEZEKIRSTOS 9 หลายเดือนก่อน +1

    Seluye ms ahwaltki behalti ...nay tlfi netsela aytebalshwiyo baby ❤

  • @user-cc3wf9sv2j
    @user-cc3wf9sv2j 9 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ባሃልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏

  • @Shewittigraweyti
    @Shewittigraweyti 9 หลายเดือนก่อน +4

    ምስ አሕዋትካ ምፅዋት ደስ ኪብል 🎉🎉❤❤💊😢

  • @han6242
    @han6242 9 หลายเดือนก่อน

    ሰላምኩምን ስሓቅኩምን የብዝሓልኩም ደቂ ዓደይ ደሞ ንኣናለ ምስድራና የረኽበና ልዑል ፈጣሪ👏👏👏❤❤❤

  • @user-kj3ho2rz1u
    @user-kj3ho2rz1u 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ፅርያት ኣሐወት♥️🙏

  • @jgsg5356
    @jgsg5356 9 หลายเดือนก่อน +1

    አቢዋይ ማማ❤❤

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq 9 หลายเดือนก่อน +1

    _ደስ ክትብሉ ጽሩያት💛_

  • @user-ex9gr7dc8q
    @user-ex9gr7dc8q 9 หลายเดือนก่อน +2

    አሰይይይ ደሰሰሰ ክትብሉ ምሰ ኣሕዋትኻ ንዓና እዉን ከማኺ ያምሰለና አብ ሰደት ዘለና❤

  • @user-dm8sb2rj8e
    @user-dm8sb2rj8e 9 หลายเดือนก่อน +3

    ቃደማኩም ደስ መባሎም አምላክ አይፋላሊኩም

  • @user-bg7rs3to9u
    @user-bg7rs3to9u 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብክሙ ብርካት ገዛ❤❤❤

  • @ethiopiaislovelove9620
    @ethiopiaislovelove9620 9 หลายเดือนก่อน +2

    shkorat edme yhabkum

  • @gotoytomberheberhe9842
    @gotoytomberheberhe9842 9 หลายเดือนก่อน +7

    ኣሰይ ዓዲና ጥዕም ዋላ ፆምኻ ላሓደርኻ ደስ ክትብሉ❤👏👏👏

  • @saddvzx9822
    @saddvzx9822 9 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራተይ

  • @user-oz9cl7mg9u
    @user-oz9cl7mg9u 9 หลายเดือนก่อน +2

    አስይይ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ኣሕዋተይ ❤❤❤❤

  • @user-lp4zd3jg1u
    @user-lp4zd3jg1u 9 หลายเดือนก่อน +1

    ደስስ ክትብሉ ኣምላኽ ፍቕርኹም የብዛሓዬ

  • @saffdsadsd50
    @saffdsadsd50 9 หลายเดือนก่อน +1

    አይ ዞም እሕዋትኪ ከቅንኡ😂ታዓዲልኪ ከበይ አምፂኢኩም ቅርሺ ያ😂 አታ ሎምስ አብ በይንና ገይርናዮ ዓርፍና ቅርሺ😂❤

  • @user-js7ib8yw6b
    @user-js7ib8yw6b 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ እንታይ እየም ደስ ክብልካ😍❤

  • @user-rr7le8rx7t
    @user-rr7le8rx7t 9 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይይይይይይይ ቆናጁ❤❤❤❤❤

  • @Selam-ro7rr
    @Selam-ro7rr 9 หลายเดือนก่อน

    Des ktblu des kblu zom Ahwatki ❤

  • @user-le4dq9iv9p
    @user-le4dq9iv9p 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰይይይይ ምሰ አሕዋትካ ኩሉ ጡዑምምም❤❤❤❤

  • @user-zx9ks7bs6m
    @user-zx9ks7bs6m 9 หลายเดือนก่อน

    አሰይ ደስ ክትቡሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ፈጣሪ

  • @smkle7079
    @smkle7079 9 หลายเดือนก่อน +1

    ወይ ደሰ ኽትብሉ 🥰🥰😘😘😘

  • @tttt5305
    @tttt5305 9 หลายเดือนก่อน

    ሰሉዋይ ኣነ እዉን ካብዝኣ መፂአ ሳብራይዝ ክገብረኪ እየ ናተይ🎉😂❤

  • @jdyyet7tttet903
    @jdyyet7tttet903 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይይይይይይ
    ደስ ክትብሉ ሙቑራተይ

  • @user-hv2yd7jd3x
    @user-hv2yd7jd3x 9 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤

  • @user-bf3zr3fj8k
    @user-bf3zr3fj8k 4 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ሰላመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤