ማዕረ 10 ዓመት ተቐሚጥክስ ገዛ ዘይብልኪ 😔 ንዝበልክን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.พ. 2024

ความคิดเห็น • 1.4K

  • @TGgf-vr1ly

    🥰🥰🥰♥️♥️♥️♥️♥️

  • @SamiraIslam-hi4jg

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-gc5ps6ol6x

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @selamSelu-im4je6jh1s

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ff4hc3bv9e

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-jp4zi4ej7k

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-ni2ck4gn3f

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-zg9hp6lp1u

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-qh4gm7nv7m

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @AaaHjk-no8ru

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ዩቱብ
    @ዩቱብ  +233

    ሓቂ ዘረባ አብ ዓዲ ሓደ ስራሕተኛና ነይሩ ግን ማርያምን ከም ሓውና ኢና ንሪኡ ነይርና ካብ ካብና ወፂኡ እንቆቅሖ ስራሕ ጀሚሩ ካብእ ዝእሽትይ ሰሪሑ ተቀይሩ ናዓበይ ሓፍተይ ናሓደር ለሚኒ ቤተስብ ታይ ይብልወ ሰራሕተኛ ነይሩስ ንጓልና ይልማን ይብልወ ኸዚ እሱ ኣብ መቀለ ክልተ ዒማራ አለወ ወያ ደቂ ሃፍታም ዝትብሃልና አነ ሐፍተይ ስደት 10ዓመት ምንም ዘይብልና ሰብ ዘይምንዓቅ ስራሕ ዘይምንዓቅ❤❤😢

  • @Fanu1951
    @Fanu1951  +103

    ኣነ ኣብ ስደት 3ተ ዓመተይ ይአ ግን ማኣዝ ይአ ገዛ ድሰርሕ ይብል ነብረ ሐዝ ግን ብናይኽ ቃላት ትፅናዕንዐ ብትኽክል መጀመርታ ሙሉእ ጥዕና ይኡ ጥዕና ተሃሉዩካ ኹሉ ይብፃሕ ይኡ❤❤

  • @lemlemlemlem5087

    እተን ሕማቕ ዝዛረባኺ ኣይትገደስለን ነብስኺ መሲልኺ ስለትመጺ እዩ ቓኒአን መርኣያና ኢኺ ኣጆኺ ሶሉዋይ በርትዒ❤❤❤❤

  • @trhastsige2295

    ሰሉ ጽብቕቲ ቤት ኣብርሃም ቤት ኣቢዳራ ዝባረኸ ኣምላኽ ቤትኩም ይባርኸልኩም 🙏🙏🙏 ምጺ ድኣ ኣሪኢና ኩሉ ግዜ ገዛኺ ካልእ ኣይትስምዒ 🥰🇪🇷🇺🇸

  • @rdfgrfv7135

    ናይ ደቅ ሰባት ሽግሪናስይ ኩሉ ግዜ ተሰዲትኻ ዛሓልፊ እዩ ዝመስለና ❤❤❤❤❤❤

  • @Melat____

    ካብ ወጺኻ ምትራፍ ይሰውረና 😢❤

  • @saddvzx9822

    ብሓቂ ሰሉየይ ፅሪቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ከሙ ኢልክን ትሓታ ነውሪ ገዛ እኳ ሓዲግናዮ ኢና ንከድ አይትገደስሉ ናይሰብ ዘረባ

  • @hgf6568

    ሰሊተይ ለባም ብሓቂ ኩሉ ፅብቅ ገይርኪ ገልፅኪዮ እኪ እና ተምሰገን ፈጣሪ ብቻ ጥዕና ካብ ቃንዚ ስጋ ይምሓረና እምበይ ኩሉ ብዓቅሊ ይርከብ አዩ

  • @user-xh6sl4hd6j

    ብሓቂ ሰሉየ እግዚኣቢሔር እንድሐር ለይፈቆዶ ምንም ይኩን ምንም ኣይከንንን

  • @user-mc1mg2rm5z

    ዘረባኪ ይኩን ላዛኪ ይኩን ኣቀራርባኪ ይኩን ኩሉ ደስ ኢልክኒ ሎሙስ❤💋