ኤርትራውያን ሃገሮም ክኣትዉ ኣለዎም ጀዲዳ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @meronsat7665
    @DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

ความคิดเห็น • 269

  • @okubagabrteklit3920
    @okubagabrteklit3920 3 หลายเดือนก่อน +16

    ጀዲዳ ጽቡቅ መልሲ ምስ ደስ ዘብል ትዕግስቲ።
    እዚ ሜሪ ዝሓታ ዘሎ ሕቶ እዚ ሃይማኖትን ኣውራጃውነትን ካብ ምንታይዩ መበገሲኡ ዝብላ ዘሎ
    ኣነ ብወገነይ ክምልሰሉ ካብ ርእስካን ኣተዓባብያካንዩ ዝምንጩ ስድራካ ክርስትያን ተኮይኖም ኣስላም ጸላእትካዮም ኢሎም ተዕብዮምካ ከመይ ኣቢልካ ኢካ ምስ ኣስላም ፍቅሪ ክትምስርት በጻሩ ኣስላም ንደቆም ብከምኡ መልሚሎም ተዕብዮሞም ንሱዩ እቲ ቀንዲ ጠንቂ ኣውራጃውነት ኣብ ልዕሊ ሃገርካን ህዝብካን ብጽልእን ቅርሕንትን እንተዕብዮምካ ንዑዑ ወሪስካ ተዓቢካ ፍረ ናትካውን ንሱዩ ፍሬካ።
    ሜሪ ክትፈልጦ ዘለካ ኤርትራ ተቃዋሚ የብላን እቲምንታይሲ ጸላኢ ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ግናለዉ እዚ ድማ ብጉልባብ ደንበ ተቃውሞ ብጸላእትን ደመኛታት ህዝቢ ኤርትራ ኮነ ኢሉ ዝተፈብረከ ከምቲ ኣበሓጎታቶምን ኣቦታቶምን ሕጂ ድማ ንሳቶም ጽባሕ ድማ ደቆም ዝቅጽልዎ ኤርትራ መሬታ እንበር ህዝባ ኣየድልየናን ዝብልዎ እዞም ሃሱሳት ዉሑዳት ዑሱባት ኤርትራውያንን ትጋሩን ናይ መቦቆል ጸገም ዘለዎም መንነት ኣልቦን ኣካኪብካ ተቃወምቲ ኣለዉ ዝበሃል ካብ ሃልኪ ማስሚድያ ሓሊፉ ፍረ ኣልቦዩ።
    ደሓር ክትፈልጦ ዘለካ ሜሪዲሞክራሲ ዶ ወላ ጂኒዕፍሪት ዝበሃል የለን እንታይ ደኣ ኣሎ ተልካኒ ክትበልዓ ዝደለካ ኣቦ ጉንባሕ ዛግራ በላ ኣሎ ተተረዲእካ ስለዚ ንሕና ጻዕዳ ክዳን ዝተከደና ቲዲፍ ኢና ትግራይ ትስዕር ህዝቢ ትግራይ ብሻዕቢያ ጆነሳይ ተፈጺሙዎ ዝብሉ እዚ ዓዋን ህዝቢ ህዝቢ ኤርትራ ወላ ተተኮስተረ ኣየገድሰንንዩ ዝብሉ ኤርትራ ክትብደል ክትግፋዕ ክትጭቆን ዝሕጎሱ ኤርትራ ብእገዳን ፋንክሽን ብክባን ዕጽዋን ክትጭነቅ ምስ ጸላእቲ ኮይኖም ዝጉስጉሱን ዝጽዕሩን ነዚኦም ዲካ ተቃወምቲ ኢልካ ትቆጽሮም ዘለካ ነዚኦም ተኮንካ ንስካውን ካብኦም ትገድድ ስለዚ ኤርትራ ተቃወምቲ የብላን ኣብ ድያስፖራ ደሎ ኤርትራዊ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ኣብዝደለዮ ቦታ ኮይኑ ንዝሕጎስ ብእምንን ጎዘሞን በትርን ንዓበይትን ህጻናትን ክሃርምን ከካላብትን ዲሞክራሲ ከምጸኣልካ እንዳበለ ኣብ ዓዲ ዲሞክራሲ መሰላት ዝግህስን ዝጭክንን በጋሚንዶ ግብረ ሽበራ እንበር ተቃዋሚ ኮይኑ ኣይፈልጥን።
    ካልእ ምወሰኩካ ነይረ እዞም ብስም ደንበ ተቃውሞ ተሓቢኦም ግብረሽበራ ደርሑ ደቂ ወልደገባን ላኣክቶምን ኣብ ቀጽሊ ይኩነልና ንስካ ግን ተማሃር ኣብ ቀረባ ዘለካ ትመስል ግን ሓንቲ ክብለካ ዝክእል ከም ሰፍኢ ግምጥል ግምጥል ኣይትበል ወደሓንካ።

    • @GhenetGhebremicael
      @GhenetGhebremicael 3 หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ መልሲ ኢያ ::

    • @ht4032
      @ht4032 2 หลายเดือนก่อน

      Aye dnkurna!

  • @ukbayc
    @ukbayc 3 หลายเดือนก่อน +23

    ጀዲዳ ኣንበሳ !!!
    ኣጆኻ ን 4 ከደምቲ ስርዓታት ምስ ኣኸደምቶም ኣለሽ ኣብሎም ሀገራዊ ናጽነት ዘምጽኡን ኣብ ዳግማይ ንምጉባጥ ሀገር ዘውሐሱን ጀጋኑ ንጽርግያ ህንንጻ ትካላት ፍጹም ዘጸግሞም ኣይኮነንን ናይ ኣዋርሕ ሕቶ እዩ !!!!
    እንቃዕ ጥራይ ከምዚ ከማኻ ኣብ ስደት ኮይኖም ኣጆኻ ህዝበይ ክሐልፈልና እዩ ኢሎም ኣብ ጎኑ ኣለኹም እንበር ናይዞም ቅዋም ዶ ፍትሒ ዶ ዝብሉ መልሶም ጎራባብትና ረኣዮ እሞ ብድሕሪኡ ትዛረቡ ኢልካዮም ጥረይ ምሕላፍ እያ ተቓዋማይ እየ ኣንተ ደኣ ኢልኩካ ተኣለ ዓጋመ ኢልካዮ ምሕላፍ ጥራይ እያ ግዜኻ ምስኡ ኣይተቃጽል

    • @weyniissac2053
      @weyniissac2053 3 หลายเดือนก่อน

      🤣🤣🤣🤣ዕብዳን😢😢

    • @eriblood803
      @eriblood803 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@weyniissac2053 kondaf agame

    • @meronbekure75
      @meronbekure75 3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣልግስ ባርያ ለሓሲ

    • @eriblood803
      @eriblood803 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@meronbekure75 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...ghena kinkustirekum ina...degalat duhurat duhulat funfunat fitret

    • @ukbayc
      @ukbayc 3 หลายเดือนก่อน

      @@meronbekure75 kkkk

  • @ukbayc
    @ukbayc 3 หลายเดือนก่อน +7

    መንነት ዘይብሎም ከም ኤርትራውያን ተመሲሎም ዝዛረቡ እዮም እሞ ተኣለ ዓጋመ ኢልካዮ ጥራይ ኢኻ ትብሎ!!!!

  • @hygytth6tsjtj395
    @hygytth6tsjtj395 3 หลายเดือนก่อน +10

    ጀዲዳ ንቑሕ

  • @kalMHe
    @kalMHe 3 หลายเดือนก่อน +2

    Ata Meron hawey, seb yelen dyu ? Kurub bsil zbelu seb sienka!

  • @MusieMasho
    @MusieMasho 3 หลายเดือนก่อน +6

    ኣውራጃ ኣብ ካልኦት ሃገራት መዋዳደርን በብዘለካ ጽባቐኻ ምዕባለ ምፍጣር ኢዩ እንተ ኢሪትርን ግን 0+0=0

    • @eriblood803
      @eriblood803 3 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂 only agameguzai

  • @Bitew12
    @Bitew12 3 หลายเดือนก่อน +2

    jedida riesi kubo ab eretra internet entekoynu hizbi bi awraja kibeas eu elu yigerim eu america tekemitu nay sahil zihasib dumu eu.

    • @ht4032
      @ht4032 2 หลายเดือนก่อน

      @@Bitew12 💯% ✅

  • @AdayHiwet
    @AdayHiwet 3 หลายเดือนก่อน +4

    ዋላ ኣብዚ ውን ህዝቢ ኤርትራ ናይ ኣውራጃ ናይ ሃይማኖት የብሉን፡ እዚ ሽግር ዚ ናይ ተጋሩ ኣጀንዳ እዩ፡ እቶም ተጋሩ ብኽመይ ጌሮም ህዝብና ሕንፍሽ ፍሽ ነእትወሉ እዩ፡ ምኽንያቱ ብኻልእ ክስዕሩና ስለዘይከኣሉ ። ኣግሂዶም ዝብልዎ እዩ ነንሕድሕዶም ነባእሶም ኢሎም ዕድል እንተገበሩ ንኤርትራ ንምዕብላል እዩ። ስለዚ ኣይትዓሹ ህዝቢ ወያነ ዝመሃዝዎ ኣይትከተሉ።❤

    • @sebselam8300
      @sebselam8300 2 หลายเดือนก่อน +1

      Mewaelna Weyane kinbel beka aye nihna

  • @StellaG-michael
    @StellaG-michael 3 หลายเดือนก่อน +1

    Meron! Why are you criticizing the Eritrean heroes all the time.? JEDDIDA, tell him that sanctions are the reason why we have economic problems in Eritrea, but not most of idiots could understand. It is above their comprehension. Go back home & fix the problem, instead of blaming the whole country and its people. Eritrea is a young nation, with a lot of problems because of the TPLF bandits.

    • @ht4032
      @ht4032 2 หลายเดือนก่อน

      @@StellaG-michael Sunctions ....🤣🤣🤣🤣🤣 you must be getting tired of repeating sanctions..sanctions..sanctions. The sanctions of the barbaric dictator Isaias regime's is worst of the sanctions that all the barayu use as an excuses. Viva Blue Revolutionalists 💙💚🌿💚💙

  • @zera1464
    @zera1464 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ata izi dea ay hade Zeyrebih meshikuat seb Indyu gexu Tirhak zeymenesey Banda dictator

  • @eritrea63
    @eritrea63 3 หลายเดือนก่อน +13

    ኣብ 21 ክፍለዘመን ብሃይማኖትን በኣውራጃን ክባላልዑ ክትሪኢ ኣዝዩ ዘሕዝን ኢዩ።ኣበየናይ ፕላኔት ኢዮም ዝነብሩ እንድዒ።

    • @AT-ut7yx
      @AT-ut7yx 3 หลายเดือนก่อน

      They don't understand global 21century sad going back not forward.❤

  • @amikaltesfay-fk4ul
    @amikaltesfay-fk4ul 2 หลายเดือนก่อน +1

    እንታይ ከንካ ደኣ ተሰዲዲካ አባ በሎ እንዲሕር ሰላም አሎ ኤርትራ እንታይ ዲኣ ተመልሲካ በሎ

  • @Eruna757
    @Eruna757 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኤርትራውያን እንታይ ትኮኑ ኣለኩም? መፍተት ጸላእቲኩም ትኮኑ ኣለኩም። ዘገድስ ኤርትራዊ ምካን እዩ። 🇪🇷🙏🏿

  • @habtomgebre1523
    @habtomgebre1523 3 หลายเดือนก่อน +1

    aye gedida sk bel bklsmna knatu ena brged nhamedu

  • @ghenettekie6597
    @ghenettekie6597 2 หลายเดือนก่อน +1

    Haswi lekbate tekwami kounka eritrea ateka aytesern gena ab air port tekblome ab Contanier yetweka

  • @eritreansportsfocustigrign9161
    @eritreansportsfocustigrign9161 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ዓስታኽ ነብሱ ኣልዩ ጸፊፉ ከማን ኣይከደን። ቶምባኽ ኖን ብዛዕባ ኣብ ሃገርና ዘሎ ሽግር ምሳና ክዛረብ። ባርያ ዋሒድ

  • @tzehaiainom3524
    @tzehaiainom3524 2 หลายเดือนก่อน +1

    If he do not have a problem what he is doing here

  • @robelshimendi1963
    @robelshimendi1963 3 หลายเดือนก่อน +1

    Kemzi seb ezi donkoron hasawin ende rie zeyfelet maga resu ztehateto gedifo zeytehatoto zmles medengex

  • @kibromgebre6726
    @kibromgebre6726 3 หลายเดือนก่อน +3

    እዋይ እዛ ወዲ ክትሕሱ ዝሐለፈ ሰሙን እንፖሲ ኣሜርካ እንመርጀንሲ ፖስፖርት ክሕድስ ሐቲተ 2% ናይ ጣዕሳ መላእ ኢሎሙኒ ናይ 15 ዓመት ክከፍሎም ኣይተገደድኩን ቀዲዳ ይኣክለካ ሐሶት ንመን ኢካ ከተእምኖ ዝሐመመ ጥራይ ክከዉን ኣለዎ

    • @abelkidane6968
      @abelkidane6968 3 หลายเดือนก่อน

      Tigrja metsehaff,temaharrr

  • @GennetAraya
    @GennetAraya 3 หลายเดือนก่อน +1

    Meron nothing Just Talking. You are Not fighter. You make people confused.

  • @bergednhameduqawqaw7701
    @bergednhameduqawqaw7701 3 หลายเดือนก่อน +1

    Jedida xemam hade derfu, wedi xorona eye kea ybl menxoror yhazka hamli

  • @Tesfa325
    @Tesfa325 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሜሮን እዚ ጀዲዳ ወላሕንቲ ሐሳብ ከምጽእ ዓቅሚ ዘይብሉ ሐደ ባኮ እዩ he west of time.😂

  • @biniamisak9037
    @biniamisak9037 3 หลายเดือนก่อน +1

    Sebawnet khlweka alewo seb kemey elu ab eritrea ynebr alo

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሜሮን ንዓኻ ዝሓስበካ የለን ተማሃር ስራሕ ሂወትካ ኣማሓድር

  • @medhaniekesete5588
    @medhaniekesete5588 3 หลายเดือนก่อน +1

    ንዚ ጀዲዳስ ኣብ ኤርትራ ከም ድላይካ ጎስጉስ ኣብ ደገ ግን ምስኪንኪን ኢልካ ጎስጉስ ኢዮም ኢሎም እመስለኒ ምስኪንኪን ይብል ኣሎ።

  • @filifilimon4361
    @filifilimon4361 3 หลายเดือนก่อน +5

    Ata Merry kem Seb hasibkayo bhedidas tizarebo Aleka. Kibret yihabka😂

  • @Asmera-1
    @Asmera-1 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኣብ ኤርትራ ጽሒፎም ተባሂሎም ዝተኣስሩ የለውን ንኡሰይ። እተን ነጻ ጋዘጣታት ስለ ዝጸሓፋ ዘይኮነስ ዝተኣሰራ ወይ ዝተወገደ ዝጽሕፍኦ ንህዝቢ ዝመቓቕልን ሕዝቢን መንግስትን ዘናቑት ናይ ኣመሪካ ኢድ ክኣትዎ ስለ ዝጀመረ እዩ። ንኣምነት ስክፍትኡ ዘስምዐ መጀመርያ ሕዝቢ እዩ። ኣነ ዝዝክሮም 7 ዓበይቲ ኤርትራውያን ብዙሕ ግዜ ካብ ሲነማ ኢምፓሮ ሻሂ ኽሰትዩ ዘይጠፍኡ ብሓንሳብ ኾይኖም ናብ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ኸይዶም ብዛዕባ እዘን ጋዜጣታት ገለ ግበሩ ኢለሞ ንፕረሲደን ኢሳያስ፣ መልሲ ድማ እወ ንካታተሎም ኣሎና መን ኣሎ ብድሕሪኦም ኣብ መጽናዕቲ ኣሎና ተባሂሎም። ኣብታ ተመሳሳሊት መዓልቲ ካብ ከባቢ ባድመን ሽላሎን ዝመጹ ኤርትራውያን ብጠራሮ ንግፋዕ ኣሎና ኽብሉ ናብ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ጥርዓኖም ኣቕረቡ። ስለዚ እተን ጋዘጣት ብቕሬታ ናይ ሕዝቢ እየን ተዓጽየን። በዚ ምኽንያት ብቤተኽርስትያን ካቶሊክ እትሕተም ንመጀመርያ ተዓጽያ።
    ብዛዕባ G-15 እንተኾይኑ ኽጅምሩ ኸለዉ 23 ኔሮም ግዕዘኦም ድማ ብኣሜርካ ዝምወል ሓዲሽ ስርዓት ንምምጻእ ኣብ ስልጣን ብናይ EU Ambassador Antonio ይውደብ ኔሩ፣ ኣኼባታት ናይ እዞም ኸዳዓት ድማ ኣብ መንበሪኡ ይካየድ ኔሩ። እዚ ኹሉ ጣጣ ዝተፈጥረ ናይ IMF , World Bank ኣብ ኣስመራ መጺኦም ምስ ተመልሱ እዮም። ነብስኻ ምኽኣል መትከል ኤርትራ ንምዕራባውያን ነዚ ሕጂ ዘሎናዮ ጸበባ ንኽፍሕሱ ደሪኹ። ንኣምነት CIA ኣብ ኤምባሲኦም ዝሰርሑ 3 ኤርትራውያን ንጀነራላት ኤርትራውያን ኣብ ዕልዋ መንግስቲ ንኽሳተፉ ብገንዘብ ኸስድዑ ፈቲኖም። ድሕሪ ጽጹይ ስለላን መጽናዕቲን ብሃገራዊ ድህንነት ኤርትራ Ambassador Antonio ኣብ፣ውሽጢ 24 ሰዓታት ተባሪሩ ካብ ኤርትራ G15 ድማ ተኣሲሮም። ነዚ ኹሉ ሸርሒ ንኽቃላዕ እቶም ምስ G15 ኣብ ገዛ Antonio ዝእከቡ ዝነበሩዓቢ እጃም ኔሩ። ስለዚ እስኹም ንኡስ ወለዶ ስለ ዘይትፈልጡ እቲ ሓቂ ኣፍኩም ዝሃበኩም ትዛረቡ ኣለኹም። መንግስቲ ምስጢር ምሓዙ ጽቡቕ ኣይኮነን በሃላይ እየ። እንተ G-15 live television ክርሸኑ ይግብኦም።

    • @AdamBelay-q1y
      @AdamBelay-q1y 3 หลายเดือนก่อน +3

      እዚ ትብሎ ዘለኻ ናይቶም ዘይተኣሰርና ህዝቢ ቃል እንተኾይኑ ናይቶም ታኣሲሮም ዘለዉ ቃል ከ ክስማዕ ዶ ኔሩዎ? ዘረባ ሓደ ሰሚዕኻ ኣይትፍረድ ኮይና እንተሃለወት ከ?

    • @abelkidane6968
      @abelkidane6968 3 หลายเดือนก่อน

      Yasss❤❤❤❤

    • @Selam-GualMeley
      @Selam-GualMeley 2 หลายเดือนก่อน +1

      እሺ ነዞም ንጹሃን ጋዘጠኛታት'ሲ፡ ምኽኒት ኣምጺኻ ከም ከዳዓት ትዛረብ ኣለኻ! እቶም ስለ መሰሎም ሓቲቶም ዝተረሸኑ ስንኲላን'ከ ኤመሪካ ድያ ተሓታቲት?

    • @Asmera-1
      @Asmera-1 2 หลายเดือนก่อน

      @@Selam-GualMeley እቶም ስንኩላት ትብልዮም ማለት ናይ ማይ ሓባር እንተኾይኑ ድማ ጠለቦም ሕግን ስርዓትን ዝተኸተለ ኣይነበረን። ኣዝዮም ስንኩላት ብኻኖም ነዛ ሃገር ኣምጺናያ እናበሉ ልዕሊ ሕዝቦም ኽርኣዩ ብዙሕ ብድዐታትን ሓለፋን ደለዩ። ኣብ ውሽጢ ዝቕመጥሉ ኻላሽን ሓቢኦም ኔሮም መንግስቲ ብዙሕ ፈቲኑ ኸተሓዳድኦም። ግን ጠለባቶም ስሬኻ ብርእስኻ ኣውጽኣያ ኔሩ ንመንግስቲ። እንተ ኾነ ግን ካብ ውሽጢ ካላሽ ምስ ተቐልቀለት ስዒቡ ዝውተወሰደ ስጉምቲ ሕጋዊን ርትዓዊን ነበረ። It’s called maintaining law and order. ምማቶም ዘሕዝን እኳ ይኹን እምበር፣ እቶም ናዕበኛታት ተጋደልቲ ስርዓት ንምትሓዝ እሱ ኔሩ እቲ ኣማራጭ። ካብዞም ስንኩላት ገለ ኣብ ሜዳ ብስነ ምግባሮም ጉድለት ዝተኣስሩ ኔረሞም። ኣብ ጀብሃ ንሞት ዘፍርድ። ድሕሪ ናጽነት እውን ዕብዳኖም፣ ስኽራን ካብ ስነ ምግባር ወጻኢ ንተራ ሕዝቢ ዘቐየመ ኔሩ። so they got what they asked for. Period!!!!! 🇪🇷💪

    • @Asmera-1
      @Asmera-1 2 หลายเดือนก่อน

      @@AdamBelay-q1y ስማዕ ንኡሰይ ሃገር ምምራሕ እኮ ከምዚ ናይ በዓል ኣደይ ዑቁብ ናይ ኣደ ማርያም ወይ ስላሰ ጸበል ኣይኮነን ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ምፍራድ ዝብሃለሉ ኣይኮነን ።ናይ ሓንቲ ሃገር ሕጋዊ መዋቕር ኣብ ክልተ ይኽፈል፦
      1. ሲቪላዊ ሕጊ ገበናዊ ሕጊ፣ ኣብዚ ፍርድ ቤት ዳኛን ዓቃብ ሕግን፣ ፓሊስን ይዋስኡሉ
      2. እዚ ኻልኣይ Marshal court ዝብሃል ወተሃደራት፣ ከድዓት ሃገር ዝፍረድሉ ሚስጢራዊ ቤት ፍርዲ ኣብ መላእ ዓለም ዝስረሓሉ ኣገባብ ፍርዲ እዩ። ኣብ እዚ ዳኛን ፣ ጠበቓ፣ ኣቃቤ ሕጊ ፣ ይዋስኡሉ። ከም ፓሊስ ዘገልግሉ ድማ ሃገራዊ ድሕንነት እዮም።
      3. ስለ ዝኾነ ድማ በዚ መገዲ ዝተኣስሩ ጉዳዮም ብሚስጢር ይተሓዝ። ወይ ( classified ) ይኸውን።
      4. ንኣብነት ሓደ ኣሜሪካዊ Dr. David Chen ዝተባህለ scientist classified technology ናብ china ኣሰጋጊርካ ተባሂሉ በዚ መገዲ ንሞት ተፈሪዱ። G-15 ድማ በዚ መገዲ እዩ ጉዳዮም ተታሒዙ። ገበኖም ኽሕደት ሃገር ምስ ኣመሪካ ተመሻጢርካ ምዕላው መንግስቲ ስለ ዝነበረ።

  • @biniamisak9037
    @biniamisak9037 3 หลายเดือนก่อน +1

    Nab eritrea kedka yearukutkan mesatukan ab fekodo gonder shuwa tefiam nska kea kedka Asmara shefah elka metsika

  • @ghennettesfagiorgis9074
    @ghennettesfagiorgis9074 3 หลายเดือนก่อน +2

    Gedida !! you are the best keep doing the good work 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕👍👍👍

  • @hermonrobel4451
    @hermonrobel4451 2 หลายเดือนก่อน +1

    Jedida real eritrawi araya menesey ❤❤❤

  • @haniSeid-q4r
    @haniSeid-q4r 3 หลายเดือนก่อน +1

    In any country that has its own problem, and any government that does not accept publishing or speaking about my negative image, this is not only in Eritrea, but in the whole world, if you speak about the government, you will be arrested. I personally am against the absolute press, so you must know when to speak, where and at what time.🇪🇷♥️🇪🇷

  • @yohanamhreteab3319
    @yohanamhreteab3319 3 หลายเดือนก่อน

    Mieron 2 opposite negerat tzareb aleka. Law should be implimented and updating I agree, but the integration of the people is not daunting. Ethnicity or religion is not big deal in our country. Ppl living in abroad just brain washed by our enemies's failed manifest. This tactic happened to our great grandfathers grand fathers and our fathers. History repeats itself🇪🇷. But awarness is always the power.

  • @StellaG-michael
    @StellaG-michael 3 หลายเดือนก่อน

    Meron Hade Derfu! Esurat is the question he asks to all he interviewed.
    Our Prisoners are Eritreans and we love them, but this kind of seeking justice as you idiots say is not the right way to go. Eritrea is not only the country of the prisoners. Defend Eritrea and Eritreans from the ABAY Tigray bandits, then you can defend our prisoners.

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 3 หลายเดือนก่อน +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @Idferi525
    @Idferi525 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዓዲ ነዚኦም ጥራይ ክትርኢ ንበዓል ጀዲዳ እግሮም ጠዋያት ኣብ በረኻታት ጫዓ እንዳወግኦም ዝዓበዩ ኣስመራ ከይረኣይዋ ዝተሰወሩ ብዛዕብኦም ክትዛረብ ሓዚነላ።
    ኣብ'ቶ ደሮና ናይ ጸሮና ዓብዩ። ደሮና ፈሪሁ ኣይከደን ደቂ ዓዱ ድማ ከየትሕዝዎ።
    ደስ ዝበለካ ቦታ ንክትበጽሕ ምኽሪ ኣየድልዮን ኢዩ። ፋይናንስን ግዜን ጸኣትትታን ኢዩ ዘድልዮ። ባዕልኻ ኣሰንቢድካዮ ሃዲምካብተሰዊርካስ ሕጂ ከመይ ጌርካ ኢዩ እተዉ ዝበሃል።
    እሞ የለን።

  • @binijapi8724
    @binijapi8724 3 หลายเดือนก่อน +10

    king jedida

    • @hello-nz4hy
      @hello-nz4hy 3 หลายเดือนก่อน

      He is a slave lier. He ran away from Eritrea. Now supports the same dictator he ran from.

  • @shikorskorina1198
    @shikorskorina1198 3 หลายเดือนก่อน +1

    Intay iyo zeyrdakum zelo REGIME CHANGE ina ndelu::

  • @mehretbaire6212
    @mehretbaire6212 2 หลายเดือนก่อน

    Good job Gedida There is a law in Eritrea I don’t know what he is saying don’t listen to him 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 people in jail for a reason

  • @AdayHiwet
    @AdayHiwet 3 หลายเดือนก่อน +2

    5:14 ንፉዕ እንቋዕ ዓድኻ ከድካ፡ ❤
    እቲ ዘይምእሳር ብምዝራብካ ሕጂ ተማሓይሹ እዩ ፡ ግን ቅድም ከምኡ ኣይነበረን ሰብ ይእሰር ነይሩ እዩ እንተተዘራብካ ኣብ ውሽጢ ይኹን ኣብደገ ዕዲ ምስከዱ ይእሰር ነይሩ፡ ሕጂ ግን ከምኡ ኣይኮነን፡ እዚ ኸኣ ጽቡቕ እዩ።
    ኩሉኹም ዓድኹም ስድራኹም ሪኢኹም ምጹ፡ ንዓኹም ጽቡቕ፡ ንወለድኹም ጽቡቕ፡ንሃገርኩም ጽቡቕ።
    ዓወት ንሓፋሽ ! ❤

  • @WediHayile
    @WediHayile 2 หลายเดือนก่อน

    Anta meron ezi nska tdelyo zeleka nethiopiyan nsudann zeytwkes etay getimwom alo htetom eski wala abti zelekayo democracy alena enabelkum dilikum tgebru zelekum tedelekum seb tketlu tedelekum txarefu twielu zelekum

  • @omerabdella5944
    @omerabdella5944 2 หลายเดือนก่อน

    Jedida why temeliska ab xorona kof zeybellka hager hager kab texawet ms hgedf habirka ab xorona kof zeytbl

  • @peaceeritrean9735
    @peaceeritrean9735 2 หลายเดือนก่อน

    ህዝብና ብፍርሒ እዩ ዝነብር ዘሎ። ዘየሎ propaganda ኣይትዛረብ ጀዲዳ። ተሕዝን መንእሰይ ተባሂልካ፣
    ብርጌድ ንሓመዱ ይዕወት።

  • @meley755
    @meley755 2 หลายเดือนก่อน

    ኢድ ሻዕብያ ትርከብኩም፣ ጸበሎም ይልከይኩም፣ ነዊሕ ኢዶም ይጽፋዕኩም፣ መርገሞም ይውረድኩም፣ እቶም ዝተበደልና መስጣና ኣብ ልዕሌኹም ይውረድ፣ ኣሜን። ጥዕምቲ ተኾይና፣ ንሶም ይርከብኹም።

  • @elsakahsay3612
    @elsakahsay3612 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጅጋኑ ዝምጽእዋ ናጽነት ኣውራጃውያን ጽገም የምጹኡላ

  • @user-vq4jz4uz7n
    @user-vq4jz4uz7n 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብዚ ደገ ዝነብር ሰብ ብዛዕባ ኤርትራ እዝን እትን ኢሉ ክልፍልፍ ኣይምልከቶን እዩ ናይ ትነብርሉ ዓዲ ግበሩ ኣይምልከተኩምን እዩ ።
    ብዛዕባ ኤርትራ ክትዛረቡ መጀመርያ ንበርሉ።

  • @ghrmaygebreyesus385
    @ghrmaygebreyesus385 2 หลายเดือนก่อน

    ከምቲ ኣቦታትኩም ኣዴታትኩም ሃገር ብረዚን ዋጋ ከፊሎም ዘረከቡኩም፡ ዝተረፈ ካኣ ናታትኩም አዩ፥ ከመይ ትገብርዋ ንዓኩም ይምልከት! ግን ናይ ቤትካ ጸገም ምስ ጎረበት ኮንካ ክትፈትሕ ምፍታን ሳዕቤኑ ከቢድ አዪ፥ ስልዚ መንስያት ድማ አቲ ቀንዲ ሓልፍነትኩም ሓድንትኩም ብንቅሓት ምሕላው አዩ።
    መሮን ብዛዕባ ሕጊ ትዝረብ ኣልካ፥ ኤርትራ ሕጊ ኣልቦ ገርካ ትገልጻ ኣልካ፣ ግን ክነግረካ ሕዝቢ ኤርትራ ከኣ ጭዋህዝቢ ብሕጊ ተማዚዙ ዝክይድ አዩ፣ ሰውራ ኤርትራ ጽንዕ ሕጊ ተዘይ ሂልዎ ኣብ ዓወት ኣይምብጽሕን!
    ከምቲ ጀዲዳ ዝብሎ ሻዕብያ ማለት ሚስጢር አዩ! ዓቕምካ ምፍላጥ ብልሒ አዩ! ስለዚ ናታኩም ተራ ነዞም ብዘይ ምፍላጥ ወይ ምርዳእ ኣብ ሁጉም ዝኣትው ዘለው ደቂ ሓገር ምድሓን አዩ፡

  • @adonayafewerki8457
    @adonayafewerki8457 2 หลายเดือนก่อน

    Jedida jgna lke gelixkaya aleka bzaeba nay awrajan alitn jgna jgna jgna jedida

  • @dh4343
    @dh4343 3 หลายเดือนก่อน

    እንቋዕ ዳሓን መጻእካ ጀዲዳ ወዲ ኤረ፡🇪🇷
    ሜሮን ሎቕማጽ ለመጭመጭ'ና በልካ ናባኻ ክትስሕቦ ከተ ጋግዮ ዲኻ ትፍትን ዘለኻ፡ኣብ ሕብረተ ዝፍጠት ሽግር ህውከትኮ ብጽሑፍን ብዘረባን'ዩ ዝፍጠር ሎቕመጽመጽካ ኣቋርጽ።

  • @BT-ck3wx
    @BT-ck3wx 3 หลายเดือนก่อน

    እዋ እንታይ ሰለ ዘምጽኦ ሸግር ድዩ ዓዱ ሲኢኑ አዲኡ ስድራቤቱ ናፉቁ አንጽርጽሮት እኮ እዪ አብ ኤርትራ ኩሉ የለን እቲ ሐቂ ዋሓጣ አውራጅነት ንስኹም ተምጽእዎ ዘለኹም ኢኹም አብቲ ምድያ ዘለኹም ሐንሳብ ወዲ ከተማ ትብሉ ዕንኪልል ተብልዎ ዘለኹም ንስኻትኩም ኢኹም ስቅ ኢልካ ዘረባ ጥራይ ኮይንኩም ደቂ ከተማ😅😅😅😅

  • @meseretmichael4461
    @meseretmichael4461 3 หลายเดือนก่อน +1

    Dinkurina yitifaaii kidim , kab nab shaibiya tray point tigebirr edka, netom tekualu tenki tselaity eritrea kithilu zeydeliyu tokualu point litgebiirr fetin

  • @TeameNuguse
    @TeameNuguse 2 หลายเดือนก่อน

    ስርዓተ ሕጊ እንተሎ እዚ ትብሎ ዘለኻ ኣይክህሉን ዩ ስለዚ እቲ ጠንቂ እዚ ሕብረተሰብ ኤርትራ ኣብ ደገ ዘሎ ደስ ዝበሎ ክዛላለፍ ዝውዕል ዘሎ ኣብ ዓዱ ስርዓተ ሕጊ ስለ ዘየለ ዩ ስልዚ ዋላ ዓዲ እንተ ተመልሰ ሕጊ እንተሎ ሕጊ ማዕረ ክንደይ ከም፡ዝእዝዘካ ፈሊጥቃ ከምዚ ናይ ደገ ንገብሮ ዘለና ኣይኮነን

  • @nemielol.6036
    @nemielol.6036 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @azeizakarar7931
    @azeizakarar7931 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @GereNecho
    @GereNecho 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሜሮን ሓወይ ሕጂ ውን ከምኡ ኢዩ እኮ ብነብሶም እንበር ብህዝቦም ዘይሓስቡ ኢዮም ብዓልዚ ባርያ ብእሱራት ምንም ኢዮም ዘይግደሱ

  • @ጓልባሕሪሰገንኤርትራ
    @ጓልባሕሪሰገንኤርትራ 2 หลายเดือนก่อน

    Meron lekbat.. what if and buts doesn’t work. Go and do the right thing

  • @ninijone1206
    @ninijone1206 3 หลายเดือนก่อน

    How all problem came because of tigray gave u money don't act u love eritera

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 2 หลายเดือนก่อน

    Eritrawi ashunkay tekawami degafi ewn ayietiwan eyu ziamewe adien yifetwo.

  • @selunatey3008
    @selunatey3008 3 หลายเดือนก่อน +1

    ተረድኻኒ ተረድኻኒ ተረድኻኒ ተረድኻኒ ተረድኻኒ ተረድኻኒ ተረድኻኒ ተረድኻኒ ተረድኻኒ ተረድኻኒ ተረድኻኒ 😅

  • @GereNecho
    @GereNecho 3 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ እዚ ጀዲዳስ ኣነ ኣይ ኣሰሩንን እሞ ንስኹም እተው ይብል ንዓኻ ህግደፍ መሳርሒ ኢዮም ዝጥቀሙልካ

  • @jonathan.mesquina9430
    @jonathan.mesquina9430 2 หลายเดือนก่อน

    እስካ ሐደ ሎቁማጽ ኢካ በግዕ መሰል ቶኽላ እስካ ናይታ ቶማም ኤልሳ ጭሩም ተላአኪ ምኻንካ ንፈልጥ ኢና ስቅ በል ቆማል

  • @ninijone1206
    @ninijone1206 3 หลายเดือนก่อน

    Our problem u and tigray you work for this all problem are Eriteran

  • @militetesfatzion2418
    @militetesfatzion2418 2 หลายเดือนก่อน

    Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 FOR EVER God blessed Eritrea 🇪🇷 🙏

  • @user-bl1qv3cx7i
    @user-bl1qv3cx7i 2 หลายเดือนก่อน

    ጀዲዳ ብሱል ኣይኮነን መሮን just we wasting our time to listen his opinion

  • @BizenAbrha
    @BizenAbrha 3 หลายเดือนก่อน +2

    Haswiiii😢😢😢

  • @HassenAbdu-tp1vr
    @HassenAbdu-tp1vr 3 หลายเดือนก่อน

    Jedida tegagika entay tseti aleka nabnet nat senay keleka kemue aygbern eyu

  • @Kahsay-z2v
    @Kahsay-z2v 2 หลายเดือนก่อน

    Ata.haswi
    Serhika
    Sedraka
    Hagize
    Kab
    Tezarebe
    Ab
    Meda
    Ateka
    Tekalese
    Kab
    Tehuwtete
    Berete
    Hizka
    Tekalse
    Kab
    Zereba
    Nia
    Tekalese

  • @GhenetGhebremicael
    @GhenetGhebremicael 3 หลายเดือนก่อน +4

    ሜሮን ልምዓንትስ ጀዲዳ ሲዒርካ እዩ :: ርእስና ከይተቐየረ ኣፍና ዝሃበና ስለዝተዛረብና ፍታሕ መጺኡ ማለት ኣይኮነን

  • @tesfahansgerezgiher8776
    @tesfahansgerezgiher8776 2 หลายเดือนก่อน

    ከዲጃ ነብሲ😂 ዜሮ ዩ ምስኪናይ ክተሓዞ ውን ኣይግባእን!

  • @ErkoDeriba
    @ErkoDeriba 3 หลายเดือนก่อน +2

    ምስጢር ህግደፍ ህዝቢ ንምጥፋእ ኢዩ ካልእ ምስጢ የብሎምን መንደፍ የጥፍአዮም

    • @kibromzeru671
      @kibromzeru671 3 หลายเดือนก่อน

      ጁንታ Game is Over by by by by 💊⚰️💊⚰️💊⚰️💊⚰️💊⚰️💊⚰️

    • @sarajoh313
      @sarajoh313 3 หลายเดือนก่อน

      agame

    • @Freeworld-k8r
      @Freeworld-k8r 3 หลายเดือนก่อน

      Yes 100%

  • @fuad.er.291
    @fuad.er.291 3 หลายเดือนก่อน +1

    Meron seb ay merexkan

  • @shikorskorina1198
    @shikorskorina1198 3 หลายเดือนก่อน +1

    Hjis yeasro indiyom hasawi

  • @ninijone1206
    @ninijone1206 3 หลายเดือนก่อน

    I have u pic with elsa chrum and melles zenawi

  • @tyamche7716
    @tyamche7716 3 หลายเดือนก่อน +1

    I like you guys honest talk show...keep it up the great job ❤❤❤.

  • @binites7284
    @binites7284 3 หลายเดือนก่อน +6

    Haswei bezaba esuratn gefan eyu zezerabna zelo telammmm

  • @shikorskorina1198
    @shikorskorina1198 3 หลายเดือนก่อน +1

    Lekbat

  • @bokuretsnat3676
    @bokuretsnat3676 2 หลายเดือนก่อน

    mery tsbuk. Hasab. Aleka.

  • @ninijone1206
    @ninijone1206 3 หลายเดือนก่อน

    New weyani game over u act like crazy

  • @ElEl-el7eu
    @ElEl-el7eu 2 หลายเดือนก่อน

    Yesssss haki 🇪🇷🥰🎉🎉🎉🎉 bingo🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @awetnihafash9233
    @awetnihafash9233 3 หลายเดือนก่อน +1

    Only when you become traitor.

  • @ninijone1206
    @ninijone1206 3 หลายเดือนก่อน

    You never work stand for Eritrea

  • @nebyatgebregziabher147
    @nebyatgebregziabher147 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Jedida nifue

  • @ብርጌድንሓመዱንቲዲፍንኽል
    @ብርጌድንሓመዱንቲዲፍንኽል 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሱኡራት፣ተማሓሩ ናብራኩም ኣማሓይሹ፣ ናይ ኣዉራጃ መቀንጸሊት ኤርትራውያን ባላንችና ኣንፊስናዮ ደሓዩ የለን። ሕጂ ናብራካ ግበር ኣብቲ ትሕተተሉ ጊዜ ድማ ትምልስ።

  • @ninijone1206
    @ninijone1206 3 หลายเดือนก่อน

    Maybe you have G 15 family

  • @fretamaher7215
    @fretamaher7215 3 หลายเดือนก่อน

    ን አሽቱ አሕወተተይ አድኩም እቱ ❤❤❤❤ሰብ አብአዱ እክሊ አብ አዉዲ እዩ

  • @SunnyEri-m4k
    @SunnyEri-m4k 3 หลายเดือนก่อน +3

    Meron, I know you're younger than me, but some of the things you've said lack foundation. You talk a lot about lack of law in Eritrea, as if there's no one. If that's the case , why's the most stable and disciplined country in East Africa is Eritrea ? I think you've forgotten that Eritrea was one of the fastest developing countries right after independence until war was declared against Eritrea by Weyans. Since then Eritrea's government energy and strength were focused on keeping Eritrea's sovereignty. The problem is, people like you who fled and abandoned our country have a nerve to talk about what's lacking in Eritrea, from far away living luxurious. My dear, you've a country strong and sovereign because of SHAEBIYA who stays behind and fought with unbreakable SPIRIT. So, stop talking nonsense and come to your senses and contribute to progress and developmen of the country. AWET NEHAFASH AND HGDEF 🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷❤️

    • @ht4032
      @ht4032 3 หลายเดือนก่อน

      Question for you, why are you living as an immigrant if you believe there is rule of law in Eritrea? Why not go back and try to live under the barbaric regime then instead writing comments while enjoying the western countries luxury and rule of laws?

    • @SunnyEri-m4k
      @SunnyEri-m4k 2 หลายเดือนก่อน +1

      @ht4032 First of all, I'm not surprised that you responded very defensely, out of feeling guilty. Even though I'm still living in a diaspora, I don't insult and betray my own government. I do the right thing of what's required to do as devoted Eritrean. Also, l visit my beloved country, ERITREA, as much as I can . In the opposite, all you've done is let down your own country. At least you could stop working against Eritrea and the government who gave you a country. AWET NEHAFASH AND HGDEF 🇪🇷 ❤️ 👍

    • @ht4032
      @ht4032 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@SunnyEri-m4k contrary to what you think you believe, I love and want the best for my beloved Eritrea and Eritreans. The incompetent barbaric dictator regime you seem to worship didn't bring a country, Eritrea was liberated because my brothers and sisters gave their ultimate lives for me to have a better life in a free and democratic Eritrea. All that dream was hijacked when the existing coward evil dictator Isaias and his old cronies betrayed our martyrs and the Eritrean people which are enduring all the hardship while the children of the puppets enjoying a luxurious lifestyle. For instance, look at the lifestyle of coward Filipos family. You are trying to justify your worship to the barbaric regime while only echoing your love for Eritrea. We, Eritreans deserve to have a government for the people not the other way around. Shame, Eritreans are scattered around the world like a sheep without their Shepard. Dictator Isaias has never been interested in governing Eritrea but has a mission to destroy Eritrea and Eritreans society. All Afcherki want is to be president for all the horn Africa but didn't accomplish that long dream of his.. Let me leave you with a word of advice: have a gut to speak to what's happening to the Eritrean society under the incompetent barbaric dictator regime which has no competency to govern a a small country Eritrea let alone the horn Africa. Viva Blue Revolutionalists 💙🌿💚🌿💚💙

  • @ninijone1206
    @ninijone1206 3 หลายเดือนก่อน

    First of all did you go to school

  • @semharhabtom520
    @semharhabtom520 2 หลายเดือนก่อน

    Kab megemrta kfyuka eka wextika
    Ezi heji halefilef tblo zeleka belex eu

  • @tzehaiemengstu9852
    @tzehaiemengstu9852 3 หลายเดือนก่อน

    ሜሮን ንስኻ ንነብስኻ ከም
    ፖለቲከር ትቖጽራ ጌርካ ይርደኣካ ይኸውን ኤርትራዊ
    ነጻ ኮይኑ ክዛረብ ስለ ዘይከኣለ ዜጋታት ስለ
    ዝእሰሩ ኣይኮነን ዓለም
    ጎሮቤት ሃገር ኢትዮጵያን
    ብሓንሳብ ድልየቶም ከማሉኡ ኪናት እገዳን
    ኣውጆም ሽግር ክገጥመና
    ክመረናን ሰሪሖም ሰብ ከም
    ዝስደድ ጌሮሞ ከምዚ ናትካ
    ለፍለፍቲ ልዕሊ ንሉኡላውነት ኣውሒሶም
    ሃገር ዝሃንጹን መንእሰይ
    ተማሂሩ ክስልጥን ትምህርትን ሕክምናን
    ብነጻ ዘርጊሑ ናይ ምግቢ
    ዉሑስ ጌሩ እታ ሃገር ብሕጊ
    ተቐይዱ ይኸይድ ኣሎ ሽግር
    ኣብ ኢትዮጵያ ትግራይ ሱዳን
    ኣሎ ኣብ ኤርትራ ሰላም ኣሎ ሰላም ከሊእኩሞ ዘለኹም እዞም ተቓወምቲ
    ትበሃሉ ለፍለፍቲ ሃለውለው
    በሃልቲ ጥዑያትን ጹሉላትን
    እቶም ጥዑያት ሓለይቲ መሲልኩም ብዘረባ ኣንጻር
    ሃገርን መንግስትን ሓሶትን
    ክስን ምንዛሕ እቶም ጽሉላት ድማ ይእማን ምድርባይ ሰባት ምድማይ
    ኣካል ምግዳል ምቕታል
    ህውከት ዕግርግር ባእሲ
    ጽልኢ ምዝራእን ኢኹም
    ነታ ሃገር እተበርክቱ እቶም
    ቅዋም የለን ሕጊ የለን ሃገርና ብወልቃዊ መላኺ
    ኢሰያስ እያ ትመሓደር ኤለትሪክ የለን ማይ የለን
    መራሕቲ ከይበደሉ ተኣሲሮም በሃልቲ ለባም
    ለባም ተመሲልኩም ብናትኩም ፕሮፓጋንዳ
    እዞም ናይ ሕጂ ብርጌድ
    ኣድጊ ንሓመዱ ፈጢርኩም
    እሞ ነቲ ብዛዕባ ፖለቲክ ብዛዕባ ምሕደራን ቅዋምን
    ምስ ጀዲዳ ዘይኮንካ ክትካታዕን ክትሓትትን
    ዘለካ ምስ በዓል ኣኪለ
    ምስ በዓል ግሎብ ሪጎል
    ኣሸናፊ ምስ ብዙሓት ካልኦት
    ምስ በዓል የማነ ገብርኣብ
    ኮታስ ምስ ክምልስልካ ዝኽእሉ ሰባት ተዛረብ እሞ
    ንሕቶኻን ተቓውመኻን ግቡእን ቅንዑን መልሲ ክትረክብ ተዘየሎ ስቕ ኢልካ
    ንፋስ ሕዝዎ ዝኸይድ ዘረባ
    ምስ ክምልሱልካ ዘይክእሉ
    ሰባት ምዝራብ ፍረ የብሉን
    ኣይተደናግር።

  • @hiwetbariagaber5959
    @hiwetbariagaber5959 2 หลายเดือนก่อน

    One world one religion

  • @anderberhantesfaledet5671
    @anderberhantesfaledet5671 3 หลายเดือนก่อน +1

    Intaway ika drbay men konka ika bzaba Ertra mzrab kelbi

    • @yosiefkbrom-u6c
      @yosiefkbrom-u6c 2 หลายเดือนก่อน

      nska ke entaway ika kelbi agame

  • @amikaltesfay-fk4ul
    @amikaltesfay-fk4ul 2 หลายเดือนก่อน

    ከይ ፈተወ አዩ ዝሳማማዕ ከይ እሰር ፈርሑ አዩ

  • @abelgere601
    @abelgere601 3 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙

  • @nahomtekeste5060
    @nahomtekeste5060 3 หลายเดือนก่อน

    Anit.kemey.zimeseluka.wika.ika.loqoshwa.iy.dey.belikan.hashwi

  • @milusayo
    @milusayo 3 หลายเดือนก่อน

    እቲ ጠንቂ ዘይትፈልጦ ኣይኮነን ኣብማዓስከራት ትግራይ በቢኣውራጃኹም እንድዮም ዝምድቡኹም ኔሮም

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea 3 หลายเดือนก่อน

    አበታትኩም እኮ ንሐንቲ ኤሪትራ እዮም ተሰዊኦም እዞም ደቀይ አውራጃውነት የለን🇪🇷🇪🇷🇪🇷✝️☪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sabasimon356
    @sabasimon356 3 หลายเดือนก่อน +4

    ጀዲዳ ኣንበሳ ወዲ ጀግና ❤️❤️🙏

  • @nahomhaftom7784
    @nahomhaftom7784 3 หลายเดือนก่อน

    Eska zkone aflto yblkan

  • @fretamaher7215
    @fretamaher7215 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @ninijone1206
    @ninijone1206 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤ gidida

  • @ninijone1206
    @ninijone1206 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤ gidida