ንጀርመን ምስየእተኽዋ ኣብ ክልተ ወርሓ ጠፈኣ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024
  • ንጀርመን ምስየእተኽዋ ኣብ ክልተ ወርሓ ጠፈኣ
    VISIT AT JOSIAS DENDEN
    - linktr.ee/josi...
    - FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
    / josiassdenden
    - FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
    - FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
    / josiassdendentechno
    - INSTAGRAM Josias Denden
    / josiassdenden
    - TWITTER Josias Denden
    / josiassdenden
    - TIKTOK Josias Denden
    / josiasdenden
    #eritrean#medhanieeritrean#medaeritrean

ความคิดเห็น • 794

  • @Eritrea3091
    @Eritrea3091 5 หลายเดือนก่อน +205

    ኣነ ፍልይ ዝበለ ርእይቶ ኣለኒ፡እዛ ጓል ይኹን ስድረኣ ንወዲ ካሕሳ ናይ 6 ዓመትን፡ ናብ ኤውሮጳ ናይ ዘምጻእካያ ካብ 15-20 ሽሕ ዩሮ ክትህበካ ኣለዋ።
    እዚ ሸለል ኢልካ ዝሕለፍ ኣይኮነን።
    ተጠንቀቕ እዚ ተንኮል ዝተሓወሶ ኢዩ።
    ብዝኾነ ሕልና ኣይነጥፍእ።
    እዚ ሓውና ክህሰ የብሉን።
    ስድራ ጓል እዛ ብዓልቲ ቤቱ ጠፊኣ እንተዘይኮይና፡ ብመደብ ዝገበረቶ እንተኾይና ወዲ ዝግበኦ ካሕሳ የድልዮ።

    • @zemenzemen9268
      @zemenzemen9268 5 หลายเดือนก่อน +6

      ትኽክል

    • @khtt8663
      @khtt8663 5 หลายเดือนก่อน

      Haki eyu​@@zemenzemen9268

    • @kesetehabte1955
      @kesetehabte1955 5 หลายเดือนก่อน +1

      ኣብ ስድራ ሓዊ ኩኡገድ ዒብ ንዑኡ ዝሓይሽ ይፍጠረሉ

    • @Eritrea3091
      @Eritrea3091 5 หลายเดือนก่อน +9

      @@kesetehabte1955
      ስማዕ/ዒ ዝኸበርካ/ኪ
      እዚ ሓውና ብሕጂ ውን ብውሕዱ ወረቐት ፍትሕ ንምእታው ብቤት ፍርዲ 1 ሽሕ ዩሮ የድልዮ'ዩ ይመስለኒ።
      ስለዚ ሕልና ጌሮም ብዓልቲ ቤቱን ስድራኣን ክኽሕስዎን ክሕግዝዎን ይግባእ።

    • @devetu5666
      @devetu5666 5 หลายเดือนก่อน +2

      Yes tkikil at least gele kurub hagez yedlyo eyu ahh hawey mskinay kebid eyu, gdefa bejakin yehwatkin ab dem aytetwom 😢😢😢

  • @ኤረይወይሞት
    @ኤረይወይሞት 5 หลายเดือนก่อน +189

    😢😢😢😢ኣሕሕ ኣነ ዝገርመኒ ሲ ሂወት ከፊልካ ስድራኻ ከሊእኻ 6 ዓመት ተጸቢኻ ሲ መሽካ ኸኣ ሰበይተይ ጠፊኣትኒ ክትብል ሲ ክልተ ሞት ዩ 😢😢እንተ ንስኻ ግን እንጀራ ዓለም ብላዕ ኣጆካ ወገነይ ካብቲ ቅትለትን ሕማቅ ስራሕን ጥራይ ተጠንቀቅ 😢ስደት ሓግዘና ባ😮

    • @nohimini750
      @nohimini750 5 หลายเดือนก่อน

      😢😢😢😢

    • @sawatube
      @sawatube 5 หลายเดือนก่อน +10

      ይገርም እዩ እንታይ ይኮና አለዋ እዘን የህዋትና መጨረሸአን የጸብቆ

    • @eritreafirst9003
      @eritreafirst9003 5 หลายเดือนก่อน

      Bihaki yigberkum eyu

    • @rasmusern9974
      @rasmusern9974 5 หลายเดือนก่อน

      Azi seb azi se ate zqetla se tay mbeluwo sdra???? 6 amet texebika dmen seb tesanu tibl derfi ala SM-start nay #Hermon brhane

    • @Adina809
      @Adina809 5 หลายเดือนก่อน +6

      አየቅንዓላ እግዚአብሔር ይፍደያ እንተ አዚ ንጹህ ሐውና ግን ብሐቂ የሕዝነካ አሕ 😢

  • @Unsere278
    @Unsere278 5 หลายเดือนก่อน +79

    😢😢😢ንብሎ የለን ሓወይ ብሩኽ እግዚአብሔር ን ጻዕርኻን ድኻምካን ግርህነትካን ይርኣየልካ❤❤❤

  • @yordanossemere369
    @yordanossemere369 5 หลายเดือนก่อน +26

    slemntay kab Africa temtsu. bzuhat alewa ab Germany 🇩🇪. why waste money and time.

    • @restinkifle5299
      @restinkifle5299 5 หลายเดือนก่อน +2

      You're right 💯

    • @helenshifere8150
      @helenshifere8150 5 หลายเดือนก่อน +13

      Right! The issue is that they think women in Africa are better, and easy to control. But believe me, when they get their papers, they are worse then the ones born in America, Canada, and Europe.

    • @Eritrea4ever-vo1wc
      @Eritrea4ever-vo1wc 5 หลายเดือนก่อน

      Exactly that’s the problem

    • @abitesfa7198
      @abitesfa7198 5 หลายเดือนก่อน

      Abey alewa bzuhat? Kemarxan kiebeyan kawlo ymesla knsen nebsen laili zsekla.

    • @Himunich
      @Himunich 5 หลายเดือนก่อน

      Because they want control the woman …they think African woman are dumb

  • @TsegaybariTsegaybari
    @TsegaybariTsegaybari 5 หลายเดือนก่อน +44

    ብልክዕ ልባ ኣዝዩ እሾኽ እዩ።ሕማቅ እሾክ ስዲ።ንሱ ግን፡❤❤❤❤ ለባም ሰብ ብሓቂ።

  • @DawitGoitom
    @DawitGoitom 5 หลายเดือนก่อน +3

    ገዛ ጠፊእዋ 😂😂😂😂😂 ብሮ ኣነ ዝጥርጥር ኣብዚ ናይ 6 ዓመት ጉዕዞ ምሳኻ ጥራይ ዘይኮነ ካልእ ታሪኽ ምስ ሓደ ኣብ ኢንግላንድ ዝቕመጥ ውን ኔርዋ ኢዩ።ንዓኻ መምጽኢ ኢያ ተጠቂማትልካ፡እተን ምሳኻ ዝነበረተን ጊዜ ከኣ ንኢንግላንድ ንምኻድ ኢያ ኣማቻቺኣትለን፡እዚ ግን 80% ጥርጣረይ ኢየ ዝነግረካ ዘለኹ።ምሓዛይ call ክገብር ጸኒሐ፡እቲ ናይ ጀርመን፡ኖ እቲ ናይ ኢንግላንድ ዝባሃለሉ ጊዜ ኢና በጺሕና ብሮ።ብእምነትካ እንበር ብስንፍናኻ ኣይኮንካን ተበዲልካ እሞ ኣምላኽ ዘውጻእክዮ ብዕጽፍታት ይተክኣልካ።

  • @yordanosghebrehiwet201
    @yordanosghebrehiwet201 5 หลายเดือนก่อน +20

    ሐወይ ናተይ ብክፋአት እንድሕር ጠፊአ እንቃዕ ብእዋና ጠፈአትልካ ንዐኻ ትኸዉን መባሌትኻ አምላኽ ይሀብካ

  • @meronberhane-jc6dt
    @meronberhane-jc6dt 5 หลายเดือนก่อน +18

    ደቂ ኣንስቲዮ የሕዋተይ በጃኽን ፍርሃት እዝግኣብሄር ይሃልኽን ነዴታትክን ምሰላ። ኣሰር ኣዴታትና ንኺድ በጃኽን በጃኽን ፍርሓት እዝግኣብሄር ነሕድር

  • @efremtesfai1743
    @efremtesfai1743 5 หลายเดือนก่อน +31

    ሓፍተይያ መትዓቢተይ ኢያ እንዳበልና እባ ይጻወታልና ኣለዋ።ሕማቕ ዝገበረ ጽቡቕ ኣይረክብንዩ Its just a matter of time ,what goes wrong comes back.

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe 5 หลายเดือนก่อน +23

    ሓወይ ማራ ገርሂ አካ 6ዓመት ምሳይ ሓዳር ጌራ ትበል ቁሩብ ሕሰብ ክም ምእተዊ ናብ eroupe ተጠቂማ ደርብያትካ ናብ ዘሕሻ ከይዳ ኣላ ኣብዚ 6ዓመት ክትጥነስ ኣይካኣለትን ዕላማ ኔሩዋ በቃ ኣትያ ናብ ካልእ ዓዲ ከይዳ ኢዳ ክትህብ ማለት አዩ አቲ ዘመዳ ውን ኣይትእመኖ ዘኾነ ሰብ ለይቲ ዘሕደማ ካብ ገዛኻ ክም ዘሎ ክትፈልጥ ኣለካ ወላ ተመልሳትካ ውን ኣይትእመና ልባ ምሳኻ የለን በቃ...... ክምዚ ገርክያ ዘለኺ ግን ኣብ ካልእ ዓዲ ከድኪ ውን ኣይሰልጥኽን አዩ ዕንክሊል ክትብሊ ክትነብሪ አኪ መስጣኡ ግዜ የነውሕ አምበር ክትፈደያ አኪ.
    ድሓር ተለፎና ደኣ simcard ክትግሕፎ ትኽእል አያ.. ካብ ገዛኻ ሰባት አዮም ምጽዮም ኣሕዲሞማ ዘለዉ ኣይትገራህ አካ

    • @tesfiedaniel6384
      @tesfiedaniel6384 5 หลายเดือนก่อน

      ካመራ ይለን ዲዩ ኣፍቲ ኣፍደገ ገዛ ?

    • @tesfiedaniel6384
      @tesfiedaniel6384 5 หลายเดือนก่อน

      ካመራ ይለን ዲዩ ኣፍቲ ኣፍደገ ገዛ ?

    • @asmeraroyalcafe
      @asmeraroyalcafe 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@tesfiedaniel6384ክሁሉ ይኽእል አንድዩ ኣብቲ ከባቢ camera ግን አዚ ወዲ ገርሂ ይመሰል

  • @naevsuperstar6013
    @naevsuperstar6013 5 หลายเดือนก่อน +2

    Eta Mobile abounoment bsmka entekoyna, netom supplier dewilka, mewedaita ztedewaweleto number kthatom tkl eka.

  • @theeverlastingfather1111
    @theeverlastingfather1111 5 หลายเดือนก่อน +65

    ኣቱም ሰባት ኣወዳድቃ ፈረስ ኢና ወዲቅና ዘለና። ካብ ትዕቢት ወጺና ምስ ፈጣሪና ንተዓረቅ።

    • @heriefi3178
      @heriefi3178 5 หลายเดือนก่อน +1

      Tebarek ❤

  • @afeworkitesfu572
    @afeworkitesfu572 5 หลายเดือนก่อน +23

    ኣይተምጽወን ክሳብ ሰለስተ ቆልዓ ዝወልዳ ኣይትዓሸው ሎሚ ኩለን ብጎኒ ክዕልልወን ኢዮም ዝሓድሩ

  • @nahomeritrawiy2449
    @nahomeritrawiy2449 5 หลายเดือนก่อน +5

    በጃኻ ኢዚ ኸምዚ ዜና ብኣኻ ኣይተጀመርን በቃ መእተዊ ጥራይ ተጠቒማትልካ ሓንቲ ክትገብራ ዘለካ ዝኸፈልካ ኸፊልካ ምስ Police ኮይንካ ኣቢታ ዝነበረታ ቦታ Addis Abeba ምለሳ

  • @onelove4923
    @onelove4923 5 หลายเดือนก่อน +39

    ይገርም ኢዩ ወገነይ ኣብ ሂወትካ ተጠንቀቅ ዝኮነ ሕማቅ ከይ ትሓስብ ኣብ ጥቃካ ዘልዉ ዓበይቲ ሰባት ወይ ናይ ሞያ ምህራት ምክሪ ዉሰድ ብዝተረፈ ኩሉ ብሕጊ ኪዶ እቲ ዝዓበየ ከኣ ሂወትካ ናብራካ ከምታ ናይ ቀደምካ ኣብ ቤት ጽሕፈት ዘጋጠመካ ኩሉ ሓብሮም ጊዜ ከይወስድካ ጠበቃካ ሓብር
    ከዕለካ ዓርከይ ከሙኡ ኣጋጢምዎ ካብ ኣየርፖርት ክትሃድም ንእንግልዝ ክትከይድ ሒዞማ ሰባያ ኣመልኪቱ ጸኒሑ 48 ሰዓት ናብታ ዝነበረትታ ሃገር መሊሶም
    ስለዚ መጀመርታ ንዝኮነ ብልቦና ስነስርዓትን ሓዞ ዝኮነ ወርቃቅቲ ኩይቱን ከይተረፈ ሓዞ ንጠበቃ ሃቦ ኣንሳይገ ከኣ ግበር ብፍቅሪ ዝመጸካ ብፍቅሪ
    ሕማቅ ዝመጸካ ከኣ ብሕጊ ቡዝሕ ዘደዉል ዉን የብልካን ንዝኮነ ብስነስርዓት ሓዞ ወገነይ ንዓኣ ዉን እንተ ብሕመቕ ወይ ብጽቡቅ ሕማቅ ኣይግጠማ ብዝተርፈ ኣምላክ ንሰናይካ ቡዝሕ ሒዝልካ ስለዘሎ ንስካ ጥራሕ ተመስገን ኢልካ ንቅድሚት መርሽ እዚ መበርቲዒካ ከመይ ገርካ ሓይልካ ትወጽእ ጥራሕ ሕሰብ ቅድሜካ ኩሉ ብርሃን ኢዩ ።
    ብዝተረፈ ሰስናዩ ንኩላትና በብዘለናዮ የሕዋተይ ኣይንሕመቅ ንተሓጋግዝ ።

  • @zak-o3k
    @zak-o3k 5 หลายเดือนก่อน +25

    ኣጆኻ ኩሉ ግዜ ይነውሕ እምበር ናይ ኢዱ እዩ ዝረክብ

  • @josibrhane4058
    @josibrhane4058 5 หลายเดือนก่อน +3

    Entay Yu Sielkum share tiblo Gega Tay yu social media kigebrelka hji Baelka Fetika temeriekaya Amxiekaya hji Tay tbl aleka Himum...

    • @fetawihaki3672
      @fetawihaki3672 5 หลายเดือนก่อน

      Sekit Donkoro

    • @josibrhane4058
      @josibrhane4058 5 หลายเดือนก่อน

      @@fetawihaki3672 Amshi Sebeytka kemeow gera diya

    • @Aster24-y4l
      @Aster24-y4l 2 หลายเดือนก่อน

      @@josibrhane4058zemedka dia?

    • @ZemenZemen-j4m
      @ZemenZemen-j4m 13 วันที่ผ่านมา

      Awannn

  • @weldabhabtab2259
    @weldabhabtab2259 5 หลายเดือนก่อน +15

    ስላም መዳ ኣርከይ አንታይ ዝበለ አዩ
    ዳኣ ሕማቅ ስማአ አዩ
    ኣረ ድቂ ኣንስትዩ ፍጣር ፍርሓ 🙏 ንስብ በድልካ ናይ ሕልፍ ድቃስ የለን ኣንትርፍ ንባኣት ንቲ ቀዳማይ ማስዋኣቲ ዝክፍለልኪ በዲ ልኪ ናብቲ ካልኣይ ክትክዲ ክልኪ ንጊዚዊ ክቅበለኪ ይክ ኣል አዩ ፍቅሩ ምስ ወደኣ ውጽለይ ይብለኪ ከይ ሓስብኪዮ ናይቲ
    ስብ በደል ኣብላኣለኪ ይድገም
    መዳ ኣርከይ ድማ ካብኣ ንላኣሊ ኣምላክ
    ክፍጥርልካ አዩ ሕማቅ ጥራይ ኣይትሕስብ
    ኣጅካ
    💚💚

  • @eyorzeray7526
    @eyorzeray7526 5 หลายเดือนก่อน +10

    ጠፊአዶ ኢልካ This is her long term plan...

  • @ማኩማኩ-ሸ8ፐ
    @ማኩማኩ-ሸ8ፐ 5 หลายเดือนก่อน +17

    እቲ ሽግርና ንሕና ደቂ ተባዕትዮ ነዘን የሕዋትና ብልብያ ይኹን ብቱርኪ, ብፕሮሰስ,ነምጸአን ብገንዘብና ንገዝአን ኮይኑ እዩ ድስመዐና ኣመና ጸቅጢ ንገብረለን ስለዚ ክንጥንቀቅ ኣለና ንሕና ውን

    • @eru5343
      @eru5343 5 หลายเดือนก่อน

      መን ይርድኣልና ኩሉ ሰብ እንድዩ ወገን ናይ ወዲ ሒዙ ዝፈርድ ዘሎ 100% ቨርፌክት ጌሮም ንነብሶም ኩሉ ናብ ጋል ይዝንብዎ ኣለው ትጌጋ

    • @BiniamGhirmayfuns
      @BiniamGhirmayfuns 5 หลายเดือนก่อน +1

      lke tezaribka bro 🤝

  • @TsegaybariTsegaybari
    @TsegaybariTsegaybari 5 หลายเดือนก่อน +6

    1፡እንተጠፊኣ ክዳውንታ ጠርኒፋ ኣይምወጸትን
    2፣ክትከይድ ኮላ ውን ተሌፎን ማሓበርት።
    3፣ኣብ ጀርመን ውን ጋሻ እያ።
    ስለዚ ኣብ ግምታተይ ሃዲማ ክትከውን ተኽእሎ ኣሎ።
    ዝለመደቶ ክህልዋ ይኽእል እዩ።
    ካልኣይ ነገር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝለመደቶ ኣዝዩ ዝሕዝን ልምድታት ንእስነትን እንተጸኒሒዋ ኣሰካፊ እዩ።

  • @okubaygerehans
    @okubaygerehans 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣንታ ደንደን ወረ ናይዛ ቆልዓ ኣምጸልና, ተረኺባ ዶኒ??

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 5 หลายเดือนก่อน +1

    መስኪናይ ኣውዲቃ ሓስያትካ ኣላ መካላኸሊ ትሓቢኣ ትቁሕሞ አዋይ ይህሚላትካ ኣላ ገርሂ ኢኻ ኣንትን ኣዋልድ ዓገብ ዓገብ ገንዘቦም ቆርጢምክን ዓገብ ጎሪሖምልካ ኣለው

  • @mazafrezghi7329
    @mazafrezghi7329 5 หลายเดือนก่อน +19

    ናተይ ሐውይ አዷካ እታ ናይቃልኪዳን ዝአተወታ ማሕላ ናይ6 ዓመት ራሀጽካ አምላክ ምሳኩም ይኩን
    God always for a reason believe me just pray❤

  • @SamsomAraya-mc4lg
    @SamsomAraya-mc4lg 5 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ አዲሳበባ ደአ ሕማቅ ለሚደን እንድየን መድሃኒት ዘግዝፍ ነዚይ ንብረቶም
    ወወሲዶም አፍሪቃዉያን ኢትዮብያዉያን ምስ አግፍሕወን ናትካ አይጠቅመንን እዩ ስለዚይ
    እዞም ካብ አዲስ አበባ ተመሪዒኹም ተምጽኡ እዝጊሄር ዝጸልአልኩም ኢኹም 😕😕😕😕😕😕😕😕😕

  • @Loveyouhem
    @Loveyouhem 5 หลายเดือนก่อน +4

    እቶም ኣፍሪቃ ከይድኩም ትምርዓው ተጠንቀቁ ጠኒሳ ክሳብ ትወልድ ፕሮሰስ ዝብሃል ከይትጅምሩለን። ምስ ወለደት ከማን ናትካን ዘይናትካን ክትፈልጥ ድኤንኤ ክትገብሩለን ኣለኩም ሽዑ ፕሮሰስ ትጅምሩ። ኣድሊወን ይቅጽላ ኣየድለየንን ክኣ ሻሕ ይበላ።

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298 5 หลายเดือนก่อน +1

    አነኳ ዝገርመንስ አዋልድ ዲኹም ስኢንኩም ካብ አፍራቃ እናምጻእኩም ትዋረዱ ዘለኹም እቲ ንዓዓተን ተምጽሉ ገንዘብ ንስድራኹም ትካል ዘይትኸፍቱ አዳኻ ጨቆቅ እናበለትስ እዋእ አአብዘለኹሞ ዓዲ ተመርዓው ቁሩብ አይትምሃሩን ዲኹም

  • @hawashayetrn5175
    @hawashayetrn5175 5 หลายเดือนก่อน +18

    አዋልድ ድየን ዘየለዋ አብ ጀርመን ናብ አፍሪቃ ትኸዶ እዞም አሕዋተይ:: ብዐድመ አጽቢቀን ዝንእሳኹም ብተወሳኺ ብቆጠባ ዘይመጣጠናኹም ናይ ብሐቂ ፍቅሪ የብለንን:: በጃኹም ካብ ኤውሮጳ ዘለዋ ተመርዓዎ:: አምላኽ ይሐግዝኻ::😢😢😢

    • @hiwotgebremichael1803
      @hiwotgebremichael1803 5 หลายเดือนก่อน

      Kebor hawey wey haftey.
      Kemey zebela nefeoat abzi kelewa neaean gedifom kekeydom zemereawo. Hegi do yehayesh??
      Waga kefile eye 6 amet kea yebel.
      Waga keykefelo meseom eko alewa. Kaneka zekela, bekolo kolo zetedeladela , nefeoat hadar zedeleya alewa.
      Moda geremo til til endabelo yekedo mes metsea kea yebekeyu. Waga kefilella gelemele yebelo. Tsebok gerato ala.

    • @eru5343
      @eru5343 5 หลายเดือนก่อน +7

      ኣለዋ መሊአን ኣውሊዶም ገፊዕመን ኢዮም ኣፍሪቃ ከይዶም ዝምርዓው። እተን ናይ ኣፍሪቃ ድማ ምስ ኣምጽኡወን ይሃድማ ምስጣ ኣብዚ ዝግፍዓ ዘለዋ ምስ ደቀን ኢዩ ዝወርዶም ዘሎ ዝበዝሓ ሲንግል ማም ኮይነን ደቆም ከማን ቁሊሕ ኢሎም ኣይርእዩን ኢዮም ኢድ ሸናሒት ጸናሒት ኢያ😢

    • @hawashayetrn5175
      @hawashayetrn5175 5 หลายเดือนก่อน

      @@eru5343 ብጣዐሚ እዩ ዘሕዝን::

    • @sebirna7872
      @sebirna7872 5 หลายเดือนก่อน

      Gefieoum yekedou nay eidoum ka yerekbou😂😂

    • @hiwotgebremichael1803
      @hiwotgebremichael1803 5 หลายเดือนก่อน +1

      Beka moda geromo til til endabelo yekedo.Hegi mebkay do yehayesh.
      Bezoh waga kefilella eye kea yebel.
      Waga zeykeflella hafto abzi kelato. Anes tsebok kone eye zebel.besenkom bezohat ahwatna nab kaleot alett keyfetewa yeatewa alewa. Gezey kab zehalfeni endabela.
      Ezeiean eyen zedengetsaka.
      Ember eziomsi gedefom dea . Yegebeom eyu.

  • @KebareAman
    @KebareAman 5 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይ ገበራኹም ካባኹም ንላዕሊ ጠላም የለን መን ይፈልጥ ማስቃ ናይ ካልእ ጓል ኣነስተይቲ ኣሕሊፉ ሂቡካ ይኸውም ኣነ 2ተ ዓመት ሙሉእ ብእምነት ብዝኣተወለይ ቃል ልበይን እምነተየንን ደርብየ ተፀብየዮ ብዘይካ ፍቕሩ ዋላሓንቲ ታዕሪፋ ዕውርቲ ኣየሕለፈለይን ክልእኸልኪ እንተይሉኒኳ ኣይደልን እየ ዝብሎ እቲ ምንታይ ብዙሕ ዝሕገዙ ስድራ ስለዘለዎ ንኽንደይና ክኾን ካብ ዝብል ድንጋፀ ኣየፀገምኩልን ንሱ ግን ባዓል ሓዳርን ንሳ ፕሮሰስ ጌራ ከምዝወሰዶቶን ሃንደበት ኣብ fb ናይ እንኳዕ ደስበለካ መልእኽቲ ብዘመሓላለፈሉ ዓርኩ እየ ፈሊጠ ኣነ ግን ዋላ ሓንቲ ሕማቕ ከይሓሰብኩ ካብ ሂወቱ ወፅየ ትውሰዶ ደኣ እምበር ምሳኣ ክቕፅል ከምዘይደሊ ብዕድመ እውን ከምትዓብዮ ምሳይ ክነብር ከም ዝደሊ በቲ ጣፍ ዝቖሉ መልሓሱ ከእምነኒ ፈቲኑ እንተኾነ ግን እምነት ሓንሳብ እንተተሰይራ ከም ብርጭቆ እያ ምንም ንዑዑ ኣሚነ ዝጓዓዞ ሂወት ከምዘየለ ነጊረ ሰናይ ተመንየ ተፈልየዮ ብዙሕ ከበላሽወሉ ዝኽእል ነገር ነይሩ ግን ክገብሮ ኣይመረፅኩን ኩሉ ነገር ንኣምላኽ ሂበ ተፈልየዮ ካሕዳም ሰብ ክልተ ሰለስተ ግዜ እዩ ዝብድለካ ካብቲ ንሱ ዝብድለካ ንላዕሊ ኣብ ሂወትካ ኣወንታዊ ሓቀኛ ፍቕሪ ሒዞም ማዕፆ ልብኻ ንክትከፍቶ ንዘንኳሕኩሑኻ ሓቀኛ ሰባት በቲ ዝካሓደካ ካሕዳም እንዳመዘንካ ሕራይ ከይትብሎም ይገብረካ ናይ ኩልግዜ ፀሎተይ ድማ ፍቕሪ ገፊዕካ ኬድካ ፍቕሪ ፀዊዕካዮ ኣቤት ኣይበልካ ፍቕሪ ዝራኣየ ዓይኑ ይብራህ እናበልካ ንበር ኢለ እየ ዝረግሞ እስካብ ሕዚ እውን ከምቲ ኩሉ ወድኣዳም ድሕሪ ሓዳር ዝፅበዮ ዉላድ እዩ ውላድ እውን ኣይረኸበን ኮታስ ንዓይ ኣይጣዓመኒ ንዑዑ ኣይጣዓሞ ብኡኡ ድማ እየ ኣወዳት ከምዚ ክብደሉ ምንም ዘይድንግፀሎም

  • @21cent.ERITREA
    @21cent.ERITREA 5 หลายเดือนก่อน +1

    6 ዓመት ፡ ን ኣዲስ ተመላሊስካ፡ 6 ዓመት ክራይ ገዝኣ፡ 6 ዓመት ቀለባ፡ ናይ 6 ዓመት መምሃሪኣ፡ ናይ 6 ዓመት ክዳና፡ ናይ 6 ዓመት ገንዘብ ኣብ ጁባኣ፡ ናይ 6 !ዓመት ተለፎን ምድዋል፡ ናይ 6 ዓመት ካብ A-Z ዓይነት ቴሎፎን፡ ናይ 10 ዓመት ዘብልዕ ድግስ መርዓ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ ናይ 6 ዓመት ወረቐት ዘሳልጥ ጠበቓ፡
    ናይ 6 ዓመት ወርቃዊ ግዜኻ፡
    ዘሕዝን ኢዩ። ደቂ ኣንስትዮ ሓቀን ኢየን፡ ምኽንያቱ ኣብዚሕኩሞ፡ ቁሩብ ኣይትሓስቡን ዲኹም። ባርያ ክከውን ኢየ ዝበለ ፍርዱ ንሳ ኢያ። ስለዚ ሕጂ እውን ሓፍተይ ኢያ ኮ ትብል ዘለኻ፡ ጌና ኣይተማሃርካን። ሓፍትኻ ኣይኮነትን ፡ ጓል ዓደይ ኢያ ትብሎ ዘለኻ፡ እሞ ሃየ ሓፍትኻ ዶ ከምዚ ጌራ ትህምኾካ ኢያ። ጓል ዓድይ፡ ጎረቤተይ ክትብሉ ነተን መሳኪን ትሰግርወን። እሞ ሃየ፡ ሓፍተይ ትብላ ኮ ትገዽድ። ስለዚ ንስኹም እዉን ጌጋ ኣሎኩም። ኣነስ ካብተን ጽጉማት ኣብ ጎደና ዘለዋ ምምጻእ ይሓይሽ ይብል። ንሳስ ሽግራ እካ ትፈትሓላ። እዚኤን ከ በሊዐን ዛጥ።ጓል ዘመድ ዓዲ ጎረቤት ኣይትፈልጥን ኢያ። ንሳ ዘመዳ ገንዘብን ፡ ምህላልን ጥራይ ኢዩ። ስለዚ ተማሃሩ ለብሙ፡ ስድራኹም እለዩ፡ ንነብስኹም ኩኑ። ሰበይቲ 6 ዓመት ኣብ ኣዲስ ኣቐሚጥካ ዶ ይድቀስ ኢዩ። ወደሓንኩም።

  • @ኣከለ.ዓዲቀይሕ
    @ኣከለ.ዓዲቀይሕ 5 หลายเดือนก่อน +43

    ሰላም ጆሲ✋ ጉዳይ ጀርመን ትመጽጽ ኣላ።
    ዓቅሊ ይሃብካ ዝሓወይ

    • @tedutetu2431
      @tedutetu2431 5 หลายเดือนก่อน

      You are right

    • @Merike-ts5eo2nl4b
      @Merike-ts5eo2nl4b 5 หลายเดือนก่อน +1

      Entay ala dya guday Germany ayfeletkun koyne eye😮

    • @kerenansebatey9766
      @kerenansebatey9766 5 หลายเดือนก่อน

      😅😅😅😅

  • @hasansaid2059
    @hasansaid2059 5 หลายเดือนก่อน +112

    እዘን ኣብ ኣፍሪቃ ዘእለዋ ኣዋልድ ህርፋን ናይ ደጌ እዩ ዘእለወን ተእጠንቀቁ ኣወዳት ጉርሕለን ከይ ወእለዳ ብሮሶስ ከይ ትጅምርዎ ። ምስ ወእለዳ ትጅምሩለን ።

    • @milenmebrahtom5380
      @milenmebrahtom5380 5 หลายเดือนก่อน +8

      Bhade klte nkulen ab Africa zelewa aytlekmen kndey anabs alewa okay😏

    • @JabrAli-z8m
      @JabrAli-z8m 5 หลายเดือนก่อน

      @@milenmebrahtom5380 kulen hade eye gexkn trhak deki rgmti

    • @HenokGebi-we8vg
      @HenokGebi-we8vg 5 หลายเดือนก่อน

      ጽቡቅ ኣለካ ኣነ እውን ምሳካ ይሰማማዕ እየ ግን ከብድ እዩ ዋላ ወልደን ከምኡ እየን ግን ካብ ከይወለዳ ክተምጸኣን ግን ወልድካ ክትምጽኣን ይምረጽ ።

    • @MerhawiGhirmatsion
      @MerhawiGhirmatsion 5 หลายเดือนก่อน +9

      Hlnan fqrn ember wlad ab hadar ayexnhen u deqen guhifen kkeda ykela yen

    • @መሓረናኣምላኽ
      @መሓረናኣምላኽ 5 หลายเดือนก่อน +2

      Gega aytlekmna nkulna

  • @akberetafom7234
    @akberetafom7234 5 หลายเดือนก่อน +9

    እዋይ ሓወይ አምላክ ይፍረደልካ በል 😢😢😢 ኣትን ኣዋልድ ቅሩብ ፍርሓት አምላክ የብልክንን ድዩ ወደይ ንኩላትና ተጽርፋና ኣለክን

  • @ttlove-nk4dl
    @ttlove-nk4dl 5 หลายเดือนก่อน +23

    በጃኹምም አወዳት ቅድሚ ምምጽኤን ተዋሐደ ምስወለዳ አምጽእወን / ብፍላይ በዚ አፍሪቃ ዝመጻ ብጣዕሚ ሐደገኛታት እየን ብዙሕ ለሚደን እየን አብዚ ኢሮፕ ዝመጻ ። አጆኻ ሐዉና እግዚያብሄር ምሳኻ ይኹን 🙏🇪🇷

    • @ምንባርብዓቅሊ
      @ምንባርብዓቅሊ 5 หลายเดือนก่อน +3

      Kulatna hade aykonan aytigage

    • @dahabhabteslasie6736
      @dahabhabteslasie6736 5 หลายเดือนก่อน +6

      Ane bi meria ye mexe mis sebayey bhansab alena kilite welidina kulatina hade aykonan kindey nedetayina mensilità nikeyd alena 😢😢

    • @yonastsegay8849
      @yonastsegay8849 5 หลายเดือนก่อน

      Qsanet ms tena yfterelki ms sebaki deqki ajoki hmaq sle ztesemom yom ember kulen hade dea kemey geren kkona ​@@dahabhabteslasie6736

    • @blm5287
      @blm5287 5 หลายเดือนก่อน

      @@ምንባርብዓቅሊኢክን ኩላክን ደቂሸርሙጣ ሰብ ኣጸሊልክን😢

    • @loveall892
      @loveall892 5 หลายเดือนก่อน +2

      Wladen hizen kea ykeda tedelyen si zklklen yelen

  • @fitsumfitsum6839
    @fitsumfitsum6839 5 หลายเดือนก่อน +3

    እንታይ ኢኹም ኩለል ተብልዋ ዛጉዳይ እዛ ጓል ኣብ ጀርመን ኣትያ ንምጥፋእ 6 ዓመት ወሲዱላ መወዳእታ ሰሊጥዋ ።
    እዛ ሰብ ዋላ ጋሻ ትኹን እምበር ምሸት ክሳብ ሰዓት 8:50 ብሓንሳብ ኣብ ገዛ ኣምስዮም ድሕሪኡ ከመይላ ትጠፍእ ???እዚ ኮነይላ ናብ ደስ ዝበላ ዓዲ ወይ ናብ ደስ ዘበላ ሰብ ከይዳላ ።

  • @yodittesfazgi7572
    @yodittesfazgi7572 5 หลายเดือนก่อน +17

    Gerhi eka hawey kem lbka yfterelka 😢😢

  • @yonatankelati2858
    @yonatankelati2858 5 หลายเดือนก่อน +20

    ን ሓዳር ዘይኮነስ ን process አያ ዋጋ ከፊላ ሃወይ6 ኣመት፡

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 5 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂 hmaq aynzareb dhaya ksab zrkeb +ve nkun

    • @samiwedi5977
      @samiwedi5977 5 หลายเดือนก่อน

      እዝጊ ኣፍለተካ ወደይ ምክናት ደይ ብሉ ዶ ይግደፍ ኡ ሕልና ደይ ብለን

    • @npamen8090
      @npamen8090 5 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂 where is the lie

    • @merryrussom5338
      @merryrussom5338 5 หลายเดือนก่อน

      awalde keblukne si keme deynasore ketxnta eyu zegbakne

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 5 หลายเดือนก่อน

      @@merryrussom5338 nr'eska keygebrelka hji ewn hmaq aynzareb seb euko eunqi aykonen tesheribu zshreb yegdas zeymhwak.

  • @michaelmebrahtomm530
    @michaelmebrahtomm530 5 หลายเดือนก่อน +5

    Kbur hawna Lbonaka sefih eyu,be strong, Amlak msaka ykun.❤

  • @pkpkpk-mz7jg
    @pkpkpk-mz7jg 5 หลายเดือนก่อน +33

    ስድርኣ ጋሎም ጠፍኣ ሰምዖም ስቅ ምባል ኣፍልጦ ስለ ዘለዎም እዩ፡ውላዱ ጠፍኡ ሰምዑ ስቅ ዝብል 99 ኣላታ 60 ኣላታ ውሕዱ

    • @ghideyokbamichael2595
      @ghideyokbamichael2595 5 หลายเดือนก่อน

      atum sebat kemey gerom meneiseytt zgbrwo sdra zeatwwo entay geremukum wedey men alo eu nsdet kwx sdrue zfltu ewa hukot

    • @kokobnegassi7558
      @kokobnegassi7558 5 หลายเดือนก่อน

      Ane keman kemu hasibe sdra galna tefia elom kshakelu eka txbe

    • @Wedi_bitweded
      @Wedi_bitweded 5 หลายเดือนก่อน +2

      ዘረባ ለባማት ተዛሪብካ ሓወይ። ስድራ ድኽነቶም ይኣኽሎም ፡ እንተ ኾነ ግን ደሃይ ጌራትሎም እንተኾይና ዘላቶ ኣይንፈልጥን እምበር ረኺብናያ ኔርና ክብሉ ግቦኦም ይመስለኒ።

  • @mannyseretse
    @mannyseretse 5 หลายเดือนก่อน +5

    ኣጆካ ኩቡር ሓወይ! እዜኣን ርእሲ ኩቦ ናይ ኣእምሮ ድክነት ዘለወን ኢየን። በቃ ደጊም ኣብቀዐ! ኣምላክ "ኣይጎይን ኢዩ ግና ካኣ ኣይቅደመን ኢዩ" ንጠላማት ከዳዓትን ቀስ ኢሉ ንሓዋሩ ኢዩ ዝቀጽዕም! ንግዚኡ ክትጉህይ ኢካ ግን ቸጥ ማዓንጣ። ካባካ ዝሓሸ ሰብ ከምዘይትረክብ 100% ርግጸኛ ኢየ። ደናቁር ኢየን ዝሓሸ ሂወት ዝነብራ ኢዩ ዝመስለን እንበር ግዳይ ኢየን ዙኮና 😅

  • @ኣኪ3212
    @ኣኪ3212 5 หลายเดือนก่อน +20

    ናይ ብሓቂ ብሱል ሰብ❤❤❤❤❤

  • @tedrosmanna5465
    @tedrosmanna5465 5 หลายเดือนก่อน +40

    God give power to this guy! It is heartbreaking to hear him talking😢.

  • @erishowmedia
    @erishowmedia 5 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ኢዳ ኣይክትስእንን እያ ምናልባት ካባኻ ሃዲማ ከይዳ እንተ ኮይና ኣይክጥዕማን እዩ ዓለም እሾኽ ኮይና ክትዘርያ እያ፡ ንስኻ ግን ኣጆኻ ኣመት ጥዕናኻን ስራሕካን ጥራይ ግበር በርትዕ ንመን ኣለዎ እዝጊ ኣለዎ እዩ ክቡር ሓው። ሞራልካን ተስፋኻን ሰማይ ሰቕልካ ካብቲ ዝነበረ ዝበልጽ መዳ ኩን ሓወይ ብሩኽ ነብስኻ ዕርፍቲ ብምውሳድ ግዜ ሃባ ካብ የሕዋትካ ወይ ናይ ቀረባ የዕሩኽትኻ ኣይትርሓቕ ብሮ ደጊመ በርትዕ ምናልባት ንጽቡቕካ ውን ክኸውን ይኽእል እዩ በቲ ናይ 6 ዓመት ዘይኮነ ነቲ ክስብ 80 ዓመት ትነብሮ ኣማዕዱ፡

  • @AbdoZaz-yi1xl
    @AbdoZaz-yi1xl 5 หลายเดือนก่อน +2

    Eten ab africa ghufomen zelwu awld ke wehdat dyen koinen abzi kemzi aynet telmet awdat ykun awld mare eu zelo kultkum ne awld teray aytxarfu dem zenba awled wen alwa

  • @Kokob100
    @Kokob100 5 หลายเดือนก่อน +19

    Enquau niska aytelemika ❤ eza chenawit kindey keytiuma nutsuh seb bedila

  • @tekiekesete489
    @tekiekesete489 5 หลายเดือนก่อน +4

    ካብ ንቡር ዝወጸ ሕብረተሰ ኣብ ምጥልላምን ምቅታልን ይበጽሕ።ኣብዚ ሰንኩፍ ግዝየ ዕዉት ናይ ሓዳርካ ኮይንካ ክትውጽእ ኣዝዩ ጸቢብ እዩ፡ብዝኾነ ኣኽእሎ ይሃብካ።

  • @AblelomAblelom
    @AblelomAblelom 5 หลายเดือนก่อน +5

    ገንዘብካ ጥራይ ትምለሰልካ ኣለዋ። ወዲ ኣምላኽ ሓወይ❤❤❤❤❤

  • @MerryWeldemichael
    @MerryWeldemichael 5 หลายเดือนก่อน +1

    Meskinay hmak kzareb sle zeydeleye eyu ember sure hadima eya 😢😢

  • @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ
    @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ 5 หลายเดือนก่อน +2

    በዳሊ በደሉ ኣይዛረብን ኢዩ ስለዚ ንስካ በዚ ተምሃር ኦርቶዶክስ ተመሲልካ ምምርዓውካ ቤንጠ ክንስኻ እዚ ንገዛእ ርእሱ ገበን ኢዩ ።

    • @yossiefmer733
      @yossiefmer733 5 หลายเดือนก่อน

      Bzey hade neger ayttefien ya emo kea dhri werhi aflto zeleka eika tmesl

  • @selammehari9640
    @selammehari9640 5 หลายเดือนก่อน +10

    ኣቲን ኣዋልድ በጃክን ብልቢ ሰብ ኣይ ትጻወታ ፕሊስ 😢😢😢😢😢😢

    • @abrhaleydrar3529
      @abrhaleydrar3529 5 หลายเดือนก่อน

      Hii xbkti kemey aleki

    • @DebelaAsefa-x7k
      @DebelaAsefa-x7k 5 หลายเดือนก่อน

      kebitsena be awaldna kentu fetret

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya 3 หลายเดือนก่อน

    እዞም ዋጋ ከፊሎም ኣብዚ ዘብጽሑኽን ጠሊምክን ትኸዳ ኣብ ዝኸድክንኦ ኣይጥዓምክን😢😢😢😢😢

  • @ynwaliverpool37
    @ynwaliverpool37 5 หลายเดือนก่อน +5

    ካል ኢዝ ጉዳይ ካብ ምንታይ መካነ ተፍልጥ ዶ እምንትን ዘይ ምህላዉ አዩ ምክንያቱ ሓዳ ስብ መስ ዘይ ተፍቅሮ ምንባር ግዴታኣ ኣይኮነን ግን 6 ዓመተ ሙሉ ኢዝ ኩሉ ቀልቡ ናብ ጀርመን ኣውጽኡዋ ብሰለማዊ መንገዱ ካ ዘይ ትፋኣትሕ ርግምቲ አያ ናይ ብሓቒ

  • @Meheret-u8g
    @Meheret-u8g 5 หลายเดือนก่อน

    ናይ ፡ ለይቲ ፡ ከትሰርሕ ፡ አይነበረካን ፡ ንሱ ፡ እየን ፡ ዝፈትዋ ፡ ደቂ ፡ ሎሚ ፡ ብሕጂ ፡ ሰራሕካ ፡ አሰተካክል ፡ እታ ፡ ትመጽእ ፡ ከኣ ፡ ከምኡ ፡ ከይትገብረካ።

  • @sawatube
    @sawatube 5 หลายเดือนก่อน +16

    ክግርህ እዚ ወዲ ፣ተሐቢኤን አየን መከላከሊ ዝወስዳ

    • @attasemir984
      @attasemir984 5 หลายเดือนก่อน +2

      Ya really fara yawsad alikow ketblo dalyou ganzbka balitka maskin

    • @hermongebreyesus6763
      @hermongebreyesus6763 5 หลายเดือนก่อน +1

      Mekelakeli ywesid aleku ktblo texebyu 6 amet🤔🤔

    • @sawatube
      @sawatube 5 หลายเดือนก่อน +1

      ​​@@hermongebreyesus6763ይገርም እዩ እብ ግምባራ ድያ ክትልጥፎ ዝመስሎም

    • @eyasuasfaha7665
      @eyasuasfaha7665 5 หลายเดือนก่อน +1

      ምስኪን ኢዩ ብሓቂ

    • @midnightmoon1318
      @midnightmoon1318 5 หลายเดือนก่อน +2

      Niweri Diu mermera nigber entay u xegem zeymeweladna ente Bela ke neweri do yemeslokum ab Zi 6 amet mekniyatu bifikryi hade ente haliiom si ?

  • @DanielGidey-kr9cw
    @DanielGidey-kr9cw 5 หลายเดือนก่อน +1

    ንሰን እዉን ጉድ ረኺበን:ምሰ ዘይፈልጣኦ ወዲ ክነብራ ንደገ ክብላ::
    ሰለዚ መርዓ ዝበሃል ብኽልተ ተጻመዲ ብድልየቶም ዝግበር ውዕል ዩ:ንሰኹም ግን ጸገመን መዝሚዝኩም ምሰ ዘይትፈልጥወን ደቂ አንሰትዮ ኢኹም ትምርዓዉ ካብ ደገ ከይድኩም:ደሓር ከኣ ገዲፋትኒ ኢልካ አውያት:ዝገርም ዩ ናይዚ ህዝብና ናጽነት እሰከ ሃብወን::
    Jesus Christ is Lord,

  • @selamtesfahanes4589
    @selamtesfahanes4589 5 หลายเดือนก่อน +4

    ኣነ ዝገርመኒ ኣዉኡ ምሳኩም ዘለዋ ዘይትምርዓዉ ።ፍቅሪ የብለንን እዚኤን ካኣትዋ ጥራይ እየንዝደልያ ናብ ኤውርጳ ።

  • @DebelaAsefa-x7k
    @DebelaAsefa-x7k 5 หลายเดือนก่อน +1

    aytemerawe awdat seke elkum abe adi atenesewen kemetsa yebelenen eti kolam tsebuk yeabiye

  • @mlateymlatey7059
    @mlateymlatey7059 5 หลายเดือนก่อน +1

    Hawey ane zbil eti nay leyti ktserh ay neberekan malet hadas sle zkeneni gze kthba nerika kab tlomdo malet xmawa keyniwa ykewin Eta nay leyti srah gega gerka

  • @Wedi_bitweded
    @Wedi_bitweded 5 หลายเดือนก่อน +2

    መጀመርታ እዛ ጓል ጠፊኣ ከይትኸውን ኣምላኽ ብሰላም የጽንሓያ፡
    ቀጺለ እዚ ወዲ ኣብ ዘረብኡ ናይ ቃላት ድዩ ዋላ ናይ ኣረዳድኣ ጌጋታት ኣለዎ
    1.እዛ ጓል ዘመደይ ኢያ ኢሉ ፡ዘመድካ ዶ ሰበይትኻ ትኸውን ያ፧
    2.ን6 ዓመት ዋጋ ዝኸፈለትሉ ሓዳር ኢዩ ይብል፡እንታይ ዋጋ ኢያ ከፊላ ተጸባዪት ዝነበረት።
    3.ግልጺ ኮንካ ተዛረብ ከኣ በሎ እንታይ ፍሉይ ባህርያት ተርእዮ ከምዝነበረት፧
    4.እቲ ፓስፖርትን ካልእን ዝገደፈቶ ንብረት መፍትሕ ዲኻ ዓጺኻዮ ኣብ ቦርሳ መኽፈቲ ስኢና ዋላ ኣብ ኢዳ ኮሎ ኢያ ገዲፋቶ፧
    5.ትፈትዎን ዝፈትዋን ወዲ እንተ ሒዝዋ ተረኺቡ ግን ብዘይወዓል ሕደር ዋላ ሓግዙኒ ኢልካ ናብዛ ሜድያ ኣምጸኣዮም ፡ካብቲ ወዲ ካሕሳ ውን ይግበኣካ ኢዩ ካብ ስድራኣ ኣይኮነን።
    6.እዞም ከማኹም ወዲ ካብ ኣፍሪቃ ክሳብ ዘምጸኣልኩም ተጸቒጥኩም ጸኒሕኩም ምስ ኣተዋ ትሰርቅወን /ትወስድወን ዘለኹም ኣወዳት ከኣ ዓገብ /shame on you.
    7.ከምዚ እንተኾይኑ ድማ ዝተለከማ ይለከማ ፡ኣለና ጥዑያት ገለ ምባል ኣይኮነን ካብ ኣፍሪቃ ከይትወስድወን ፡ኣብኡ ተመርዓዉ፡ ተዘይኮነ ግን ወጻኢታት ዘይምብዛሕ ፡

  • @lulaahmed8369
    @lulaahmed8369 5 หลายเดือนก่อน +1

    Guahf ketguhf wesia gele semia koyna keytekewen ? Hadash kolku nay zi delkewo adi konka tigrina dezarb seb desmeku tesmini wetse kab gaeza mulu malti tefie wele kemy kemles selzi aynefred xelot gebrelom

  • @okubaygerehans
    @okubaygerehans 5 หลายเดือนก่อน +1

    ደንደን ወረ ናይዛ ቆልዓ ኣምጸልና, ተረኺባ ዶኒ?

  • @firstoflove6828
    @firstoflove6828 5 หลายเดือนก่อน +4

    ዝሕዝን እዩ 😢 ሰብ ምስ ሰብ እዩ ዝነብር ፡ ካብ ምስ ጋል ዓዱ ወይ ጋል ሃገሩ ሓሊፎም እዞም መንእሰያት ናይ ጀርመን ። ዘገርም እዩ ንሓደ ሰብ ዶ ገንዘቡ ።ዕድሚኡ ፡ ብመጻኢኡ ትጻወት ኢኻ ፡ ብዝኮነ ጥራይ ብሂወት ትሃሉ ኣጆኻ እዚ ሓወይ ፡ ዝብሃል የለን ።

  • @shikorinashikorina2085
    @shikorinashikorina2085 5 หลายเดือนก่อน +6

    ኣምላክ ኣበይ ንኩሉ ሰብ ምሕረት ኣውርደልና እንትን ኣውልድ ከኣ በጆክን ኣይ ተጽርፋና ናብ ደገ ኢልክን ኣይ ትመርዓዋ

  • @anghesomghebremeskel1695
    @anghesomghebremeskel1695 5 หลายเดือนก่อน

    ኣዲስ ኣበባ ኬድኩም ኣይትመርዓው። ሓወይ ኣይትገራህ። ብዙሕውን ኣይትለምልም። ሃገር ቀይራ ትኸውን እያ። ምናልባት ናብ ሆላንድ። ረስዓያ። ተጣዒሳ ክትዝክረካ እያ። ግን ቆራጽ ኩን።

  • @asmeromasmerom4765
    @asmeromasmerom4765 5 หลายเดือนก่อน +3

    ብኡ ጊራ ፈጣሪ የጥፋኣያ ኣብ ሂወታ ኣይትቅሰን ዘይትፈልጥወን ኣይትመርኣዉ መርኣ ደሊን ዘይኮናስ proses ደልየን የን ዝምርኣዋኹም ዘለዋ ስለዚ ነዎ በልወን ዝኮነ ደቂ ካልኦት ዜጋ ተመርኣዉ

  • @user-sf4rq3sc9s
    @user-sf4rq3sc9s 5 หลายเดือนก่อน

    ❤መሳገሪ ንጀርመን ድልድል እያ ገራትካ ንጥቅሚ እንበር ፍቅሪ አይነበራን ድሌታ ምስረከበት ቻው ከይሪኢካ ኢላትካ ምክንያቱ ፍቅሪ ፍፁም የብላን❤

  • @samiraboehm2381
    @samiraboehm2381 5 หลายเดือนก่อน

    Rgumat dekianstyo... Metsiom yewrdelkin... Abey keytiemekin. Ufffffff 😭

  • @dl4055
    @dl4055 5 หลายเดือนก่อน +6

    Eway bejakn alena kndey tuyat aytlekmnana,kndey waga kefilom amtsiomkun,kndey leytn qetrn serihom waga kefilim kemzi tgebra,mastha kwerdekn eyu

    • @blm5287
      @blm5287 5 หลายเดือนก่อน

      ሃሶት ኩላክን ሓደ ኢኩን ደቂ ሎቅምጻት 😢

    • @dl4055
      @dl4055 5 หลายเดือนก่อน

      Hawey aytgage,kemu aybhaln eyu,kndey alewa lewhat

  • @abebateklay5646
    @abebateklay5646 5 หลายเดือนก่อน +2

    አጆካ። መዳ ወደይ። አምላኽ። አቦይ። ምሳኻ። አዩ። ዝበልዓቶ። አይሰዳን። አዩ ቀሲና። አይትሓድርን። አያ ዕድመን። ጥዕናን። ይሃብካ። ኩሉ። ዘበንካ። ይባረኽ

  • @mebrhithadish8822
    @mebrhithadish8822 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኤህ ኣድጊጽካኒ ሓወይ ኣትን በጃክን እተን ኩምዚ ጌርክን ምስ ኣምጹኡክን ታሃድማ ዘለክን ሕልና ግበራ ዋእ ቁሩብ እንታይ ትኩና ኣለክን ባኣክን ክንዋረድ ናዓል ኣቦኽ ኣጆካ ዛሓወይ ኣምላኽ ዛሓዘልካ ኣሎ😢😢

  • @hagostesfamarian2753
    @hagostesfamarian2753 5 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ወዲ ሱቕ ኢልካ ሃለውለው ኣይትበል ! ዋጋ ጥልመታ ክትረኽቦ እያ። ረስዓያ ብዛዕባኣ ኣይትሕሰብ፡ ትኾነካ ድለ።

  • @medmak1494
    @medmak1494 5 หลายเดือนก่อน

    ምናልባት ጓል ሕድርትና ኔራ ትኸውን? ኣጆኻ ሞራልካ ኣይተውድቕ! ዘይተነግረ እምበር ብዙሕ ጉድ ኢዩ ዘሎ።

  • @ruthhaile7030
    @ruthhaile7030 5 หลายเดือนก่อน

    አቱም ሰባት ዛጓል ገለ ገጢሙዋ ይኸውን ወይ ገለ ዓፊኖም ወሲዶምዋ ይኾኑ ፈሊጣ ከምዝወፀት አምሱሉ ወሲዶም ቀቲሎምዋ ይኾኑ በጃኹም አይትፍረዱ ከይርኣኩም ከይሰማዕኩም፡ተኪኢልኩም ፀልዩላ ኤርትራውያን ግን ችኩላት ኢኹም።

  • @yonasweldetnsae1209
    @yonasweldetnsae1209 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣባይካ ወገነይ ንስካ አንጀራ ክትኣሪ ናይ ለይቲ ድፍአ ክትብል ሐዲርካ ንሳ ናብ ዝምአማኣ ተመርቒፋ ብክፋአ አንተ ኮይና ኣምላክ ናይ ኢዳ ይሃባ አንተ ንስካ አሞ ሐወይ 6 ዓመት ክትኮነኒ ኢልካ አዚ ክትፍደ ከብደይ በሊዕካኒ ኣሕ 😢

  • @CCRUUS
    @CCRUUS 5 หลายเดือนก่อน +1

    Our biggest problem is ignorance. To understand this, you can consult Abraham Maslow's pyramid. He clearly defines the main needs of human beings. If someone needs money and you have enough money, he/she loves you to feel his/her needs.
    There are five levels in Maslow's pyramid. The bottom two levels are physiological needs and safety needs which, together, make up basic needs. She love you only to feel her basic needs. After she got that , the game is over.

    • @helenshifere8150
      @helenshifere8150 5 หลายเดือนก่อน

      In other words, he got played. My question is why do they marry in Ethiopia?

  • @ሓኔታ-ጸረህግደፍ
    @ሓኔታ-ጸረህግደፍ 5 หลายเดือนก่อน

    ቤተሰቦም መቕርቦም ብ ናይ ሓሶት መርዓ ገይሮም ናብ ኦይሮጳ ሰሜን ኣመሪካ የእትዮም ፣ ብሽጣራ "ሃዲማ- ጠሊማ- ተሰዊራ "ብምባል፡ ነቲ ሲቪላዊ ስርዓት ሃገር ዝብዝብዙ ውን ኣለዉ ።

  • @berhaneghebremeskel328
    @berhaneghebremeskel328 5 หลายเดือนก่อน

    ካብ ኤርትራ ደቂ ኣንስትዪ ተመርዕዩ ዘምጽእ ሰብ እንተልዩ ዕሽነትዩ ኩለን ክወጻ እምበር ሓዳር ክገብራ ዝደልያ ኣይኮናን እዚ ከኣ ሕጂ ዝተጀመረ ኣይኮነን።ስለዚ ኣብዘለኽሞ ሃገራት ነቲ ትነብርሉ ዘለኹም ሂወት ዝፈልጣ ክትመርዓው ይምረጽ።

  • @weghifeshaye1143
    @weghifeshaye1143 5 หลายเดือนก่อน +1

    Antay ktgebru kab Africa temxu ab tkakum zelewa zeyetemxu baeilkum eikum ab hashewye tnebru sorry kugedaka eile aykonkun bejakum tetekeku ab tkakum zelewa temerau please

  • @ተመስገንካፈጣሪ-ኀ4ቨ
    @ተመስገንካፈጣሪ-ኀ4ቨ 3 หลายเดือนก่อน

    ሓወይ ናተይ እዚ ዘረባኻ ጥዕም ቕኑዕ ልቦና ዝመልኦ እዩ ምናልባት እዛ ሰብ ሰብ ሙዃና ከይተርፍ ሕማቅ ክገጥማ ይክእል እዩ ኣይግበሮ ሓፍትና እያ ፡ግን ድማ ልቦናካ ርእያ ክፉእ ሓሲባ ተኮይና ግና እንቛዕ ብኣጋካ ንዝምልከቶ ሓበርካ ስድርኣ ይኩን ፖሊስ ፡እዛ ሰብ ልዕሊ ዕድመ ክሳብ ዝኮነት ድማ ሓላፍነት ናታ እዩ ዝከውን ፡ንስካ ካልእ ኩነታታ ክትብል ድማ ካልእ ሽድሽተ ዓመት ከይትውስክ ንስድራኣን ንዝምልከቶ ሓቢርካ ሓዳርካ ግበር ፡እንበር ፈሊጡ ዝደቀሰ ኮይኑ እዩ ዝስመዓኒ ፡ግን ድማ ክሓተካ እዛሓፍትና ብምጥፍኣ ንስካ ጥራይ ዲካ ደዊልካ ትሓቶም ንስድርኣ ፡እወ ተኢልካ ግና መልሱ ኣብኡ ኣለካ ኣይትድከም ፡እዛ ቆልዓ ድንገት ጠፊኣ ተኮይና ግና ስድራኣ ክድውሉ ድቃስ ምከልኡካ ኔሮም ፡ስለዝስ ብወገነይ ዝገበርካዮ ጻማካ ብኣምላክ ተከፈሎ መዓልቱ ሓልዩ ብሂወት እንተላ ድማክትሕመሎ ክትከፍሎ እያ፡፡ብወገን ስድርኣ ድማ ዋላ ተፈለጡ እቲ ሓዳር ኢድ ክህልዎ ስለዝክእል ደሃይ ጓሎም ረኪቦም ክሕቡርካ ኣይትጸበ ምክንያቱ ጉሂካ ኣብ ልዕሊ ጓሎም ሓደጋ ከይተውርድ ስለ ዝሰግኡ ፡ እዛ ሰብ ነቲ ወረቃቅቲ ዝገደፈትሉ ምክንያት በኣይ ወገን ኣብ ካልእ ሃገር ኢዳ ክትህብ ኢላ ትከውን እያ ፡ነዛ ሓፍትና ብሂወትን ብጥዕናን ነዓካ ድማ ሓጎስ ደስታን ክፈጥረልካ ኣምላክ ይምነ ኣጆካ ኩሉ ካብ ኣምላክ እዩ፡፡ክትገብሮ ትክእል ጌርካ ኢካ መምሃሪ ብምግባርካ ለባም ሙኳንካ እዩ ዘርእይ ፡ሰላም ነዓካ ንኣዳልውን እዚ መደብ ድማ ግዜ ይሓጽር ኣሎ ሓሳባት ምሉእ ክከውን መደባትካ ኣስፍሓዮ ወሰሓንካ ቻው

  • @Hosimekseb
    @Hosimekseb 5 หลายเดือนก่อน

    ንስኻ'ከ 6 ዓመት ክትጠንስ ዘይምክኣላ ክትሓስብ ኣይትክእልን ዲካ እዚ'ኮ ርዱእ ኢዩ ንሳ ዕላማ ኔርዋ ኢዩ ንስካ ግን ኩሩብ ከተመዛዝን ኔርካ ዝሓወይ ሕጂ ውን ዳግማይ መጺካ ኣብ ሜድያ ከይትዛረብ Just ካልእ መደባትካ ግበር እቲ ዝኾነ ኮይኑ ኢዩ ንሳ ግን ዕላምኣ ሃሪማ ትኣልኣትልካ ኣላ 44።

  • @y0hannesbereket607
    @y0hannesbereket607 5 หลายเดือนก่อน

    Gin sidra bet tefia kitblom kelekas shekelkel yiblu diyom walas regiom eyom dimluslika mizan dibeyal elo tefia tekoyina shekelkel eyom diblu gin abeyi kemdela felitom teliyom shekelkel ayiblun eyum

  • @yonesyemane8723
    @yonesyemane8723 5 หลายเดือนก่อน

    Eza gale xbuk gare yfelta eya ab adis . Ayat zbehal gezawti .eya tkmet.neyra.tefia zeykonet.kone eila eya tefia zela.

  • @WahazitDebesay
    @WahazitDebesay 5 หลายเดือนก่อน +2

    ይቅሪታ ድኣ እንበር ፡ዝኮነ ክትገዝእ ኢላ ምስ ወጸት ገለ ገጢምዋ ከይከውን ? 😢

    • @saliba9052
      @saliba9052 5 หลายเดือนก่อน

      Eti kedawenti metrnaf ke nay mentay yebhal mo

  • @senaigoitom7459
    @senaigoitom7459 5 หลายเดือนก่อน +4

    Mata Foto nab Social Media zergihka ab Europe hgawi wereqet kem zey trekeb genera

  • @RegimeChangeEritrea
    @RegimeChangeEritrea 5 หลายเดือนก่อน +1

    ቅበጻ ዓርኮም፥ Already ሓንጎላ ቀይሮማ ምስ ገለ ወዲ ተሱማሚዓ ጠፊኣ ላ። ምስሓሰማ ክትዝክረካ እያ፥ ጽንዓት ይሃብካ ዝሓወይ።

  • @user-bj8ix9zl7m
    @user-bj8ix9zl7m 5 หลายเดือนก่อน

    ካብ ሰበይትን፣ መስተን እንተ ርሒቕካ ነዊሕ ዕድመ ክትነብር ኢኻ ፣፣

  • @Shabay_mender
    @Shabay_mender 5 หลายเดือนก่อน +14

    ናይ ገለ ሰብ ርእይቶ 'ስ እንታይ ከምዘጋጠማ ከይፈለጡ ምስ ጥልመት ኣተሓሒዞሞ ። ኣሕዋት ካብ ገዝኡ ምስወጸ ዘይተመልሰ ፡ መዕለቢኡ ዘይተፈልጠ ፡ ዝሓመመ ፡ ሞይቱ ዝተረፈ ብዙሕ ሰብ 'ዮ እሞ ኩሉ ምስ ጥልመት ኣይነተሓሕዞ ....

    • @Amorawedigash
      @Amorawedigash 5 หลายเดือนก่อน +1

      እዚ ኣይትሕሰቦ ኮነይ ኢላ ኢያ ጌራቶ ዘላ እዚ እኮ ዓዲ ሒጊ ኢዪ እሞ ከኣ ተሎፎና ዓጽያቶ ቁሩብ ኣማዛዝን ኢካ ሕልና እንተ ሃልይካ 🤔

    • @profic9222
      @profic9222 5 หลายเดือนก่อน +1

      @selamowi እዚ ርኡይ ጥልመት ዩ ምኽንያቱ ድሕሪ ሰዓት 9:00 ካብ ገዛ ትወጻሉ ምክንያት የሎን ዳሓር ከኣ ንጽቢሒቶ ቆጸራ ነይርዋ ክዳውንቲ ክኣ ሒዛ ያ ከይዳ ትጠፍእ ዓይነት ተትኸውን ኣብ ኣዲስኣበባ ምጠፈአት ኣብዚ መጺያ ኣይኮነትን ትጠፍእ ::

    • @loveall892
      @loveall892 5 หลายเดือนก่อน

      Aygermekan kulom deqenstyo yxerfu alew nay hade seb semieka aytfred

  • @dians1273
    @dians1273 หลายเดือนก่อน

    Brother God bless you I want to tell all habesha men merry a women who r already in Europe and USA cause if u marry & bring a woman from back home they will use your $and want to come out from Eritrea or Ethiopia God blessed you 🇪🇷🙏🇺🇲

  • @simon-cn3yp
    @simon-cn3yp 5 หลายเดือนก่อน +2

    ሽዱሽተ ዓመት ተመላሊስካ ናብ ኣዲስ ክንደት ግዜ ምስኣ ደቂስካ ተከያቲፍካላ ኢካ ፡ብገንዘብ ተተሚንካዮ ኣይከሰርካን ስለዚ ተቀበሉ win win እዩ ዘሎ እቲ ነገር።

  • @yonasgede7258
    @yonasgede7258 5 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ለባም ሰብ ሎሚ ገዲፉካ ምካዱ ዘይኮነስ ሀለዋት ናይ ሰብ እሞ ከአ በዓልቲ ቤትካ ከይፈለጥካ ምክንያት ዘይብሉ አዝዩ ዘሕዝን ካብ ምካኑ ሐሊፉስ ድቃስ ዝከልእ እዬ:: ነገር በዓል ጉዳይ አዝዪ ለባም ሰብዪ ሰብ እንተዘይደልዩካ ግድን አይኮነን (ናይ ለባማት ዘረባ እዪ) እግዚአብሔር ጸገምካ ተረዲኡ የርህወልካ

  • @Aster24-y4l
    @Aster24-y4l 2 หลายเดือนก่อน

    Memlas aytmlesn iya, gn bezgebereto gega kititeas iya, yeEynti liba yikfetela. NeEu kea kabA tibelx yifterelu.

  • @abrahamtesfai6597
    @abrahamtesfai6597 5 หลายเดือนก่อน +1

    ልዕል ኣቢላ መቸም ክጠፍእ ኢለ ኣይሓስብን። ገለ ነገር ዝይጣዓማ ክህሉ ይኽእል።

  • @awetkidane2367
    @awetkidane2367 5 หลายเดือนก่อน +1

    ከመይ እግራ ትሰበር

  • @suzan698
    @suzan698 หลายเดือนก่อน

    Check on her report maybe somthing bad happen..if not than find another its ok ..dont expose her like that ..stop whinning ..many fish in the sea

  • @Ostirch
    @Ostirch 5 หลายเดือนก่อน +9

    ኣይ ዝገርም እዩ ኣጆካ ሓወይ😢😢😢

  • @eri100eritrawit9
    @eri100eritrawit9 5 หลายเดือนก่อน +1

    I don’t know what is going on with my people. The marriage became a business. It’s very sad he is doing that right thing so far. Please find love in the place you don’t have to pay high price. Good luck and thanks for sharing this story.

  • @Spatolina
    @Spatolina หลายเดือนก่อน

    ajioka zghabher zhblo aytrfhn kone ila tegerato Ida aythshan

  • @fikerfiker7922
    @fikerfiker7922 5 หลายเดือนก่อน

    I do believe she planned it and she maybe will go to other European country,
    That’s sad sorry bro God will give you the right person at the right time.
    Maybe she wasn’t meant to be

  • @awelkiersaid3649
    @awelkiersaid3649 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኣብ ፈረንሳ ሰብ እንተሊዩካ ኣብ ካሊት ረኣያ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ክትከይድ ሓሲባ ከይትከዉን

    • @blm5287
      @blm5287 5 หลายเดือนก่อน

      ቢንጎ❤

  • @Muqur-we6di
    @Muqur-we6di 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ኢድካ ይምለሰልካ

    • @Aster24-y4l
      @Aster24-y4l 2 หลายเดือนก่อน

      Kabta tibelx eba yifetrelu yikewn