ብሂወት ፍረሂወት ተሓተትቲ Josias denden

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024
  • ብሂወት ፍረሂወት ተሓተትቲ Josias denden
    ንሓፍታ ወይ ንተወሳኺ ምብርሂ ሓበሬታ ክትረኽብወን ምስ እትደልዩ ኣብዘን ቁ.ቴ ደውሉ፣ ፌቨን 0061402981117 ወይ ምጽላል 00966550149949 ኢልኩም ተወከሱና ፥፥
    VISIT AT JOSIAS DENDEN
    - linktr.ee/josi...
    - FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
    / josiassdenden
    - FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
    - FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
    / josiassdendentechno
    - INSTAGRAM Josias Denden
    / josiassdenden
    - TWITTER Josias Denden
    / josiassdenden
    - TIKTOK Josias Denden
    / josiasdenden
    #eritrean#feveneritrean#frehiwet

ความคิดเห็น • 769

  • @JosiasDenden
    @JosiasDenden  4 หลายเดือนก่อน +55

    ንሓፍታ ወይ ንተወሳኺ ምብርሂ ሓበሬታ ክትረኽብወን ምስ እትደልዩ ኣብዘን ቁ.ቴ ደውሉ፣ ፌቨን 0061402981117 ወይ ምጽላል 00966550149949 ኢልኩም ተወከሱና ፥፥

    • @blesseritrea1519
      @blesseritrea1519 4 หลายเดือนก่อน +2

      Hello

    • @AbrahamSolomon-wo1cs
      @AbrahamSolomon-wo1cs 4 หลายเดือนก่อน

      @@blesseritrea1519 Hallo was geht und wer bist du?

    • @rahelmichael9576
      @rahelmichael9576 4 หลายเดือนก่อน +3

      Deki gezawtey amlik msakn ykun ajokn gn bzhet eye nere abti 2008 ztefae 😢

    • @selamyemane5162
      @selamyemane5162 4 หลายเดือนก่อน +11

      ሰአሎም ኣይትከውሎ ኣቃልዓዮ መን ይፈልጥ ጎረባብትና ይኮኑ መታን ነዛ ሓፍትና ክንትሓባበራ

    • @teweldetewie6603
      @teweldetewie6603 4 หลายเดือนก่อน +16

      ብጣዕሚ ዩ ዘደንጹ 1ይ ንምንታይ ኢዩ ካብ ወዳ ተፈልያ ክትብገስ ተጌሩ እቶም 2 ዘሰጋግሩ ካኣ ማይ ከነምጽእ ምስ ከድና ጠፊኣ ዮም ዝብሉ ዘለዉ እዚ ኩልና ንፈልጦ ናይ ስደት መንገዲ ምሽ ዶ ጽንሑ ማይ ከነምጽእ ኢሎምናስ ኣብ ድላዮም በጺሖም ክሳብ ዝመጹ ኢና ተጨቢጥና ንጽበ ስለዚ ምስጢር ኣብ ውሽጢ ዞም ክልተ ከምዘሎ የረድኣካ ዳዊት ሰብኣያ ነበር ድማ ክሳብ 2011 ደልየ ረብሪበ ስኢነያ ዪብል ኣሎ ን 4ተ ዓመት ጥራይ ደልዩ ገዲፉዋ ማለት ዩ ኣንካን ዶ ብዓልቲ ቃል ኪዳንካ ኣጥፊእካ ጠለበጊዕ ኣጥፊእኻ ከማን ኣይትርብርብን ኢኻ እዚ ሂወት ሰብ ዩ 2ይ ፍሊሞን ካብ ሱዳን ተታሒዙ ን ኤርትራ ኣትዩ ካብ ኤርትራ ግን ሃዲሙ ኢልና ትብሉ ኣለኹም ተኣሲሩ ኤርትራ ከምዝኣተወኸ ዳዊት ሓቢርኩም ጥራይ ድዩ ወላስ ኣረጋጊጽኩም ኢኹም መሸፈኒ ጌጋታቱ ዪጥቀመላ ከይህሉ ነታ የእሲረዮ ትብል ቃል ኣብ ናይ ኤርትራ እስርቤት ከ ኣትዩ ድዩ ኣይ ኣተወን ኣጻሪዋ ምኽኒያቱ ናይ ኤርትራ ዝተኣሰሮ ቦታ ክፍለጥ ዪግባእ።

  • @MohamedEri22
    @MohamedEri22 4 หลายเดือนก่อน +66

    ኣቦ ወዳ ቀንዲ ተሓታቲ ኢዩ ንሱ ኣበጊስዋ ክንሱ ንምንታይ ጉዳይ ሸለል ኢሉ?
    ንምንታይ'ከ ቀልጢፉ ተመርዕዩ?
    ጌጋ ይክልኣለይ እምበር ኣቦ ወዳ ኣብዚ ጉዳይ ሰበይቱ ኣፍልጦ ዘለዎ ይመስለኒ።
    ብዝኮነ ረቢ ምስ ህልዋት ይግበራ🤲🏿ክሲ ጀምሪ ንሕና እውን ዓቅምና ንሕግዝ ሓፍተይ

    • @yaredokbe4377
      @yaredokbe4377 4 หลายเดือนก่อน +2

      Thannks bro

    • @selaminosium6048
      @selaminosium6048 4 หลายเดือนก่อน +4

      Abo weda qendi eyu tehatati eti genzeb ewn entay hizu awediwo

    • @amanluel98
      @amanluel98 4 หลายเดือนก่อน +1

      Bravo eziyom Sdira eyom hamikom

    • @ተመስገንካፈጣሪ-ኀ4ቨ
      @ተመስገንካፈጣሪ-ኀ4ቨ 3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣምላክ ጽቡቅ ደሃይ የስምዓየን እዘን ስድራ ግን እኮ ሰብኣይ ሓፍተን ንክሓትኦ ቃል ዓለም ዝገብራ ኣይመስለንን ምክንያቱ ተዘይተጋግየ ነቲ ቀንዲ ተሓታቲ ኣትሒዙ ናብ ሃገር የእቲዎ እቲ ኣስጋሪ ድማ ሃዲሙ ትብል ኣላ ስለዚስ ከምቲ ኢስያስ ዝበሎ ብኢንተርፖል ካልእ ኣማራጽን ኣተኩረን ነቲ ሰብ ክሕዝዎ ኣለዎም ምበልኩ ምክንያቱ እቲ ዝኮነ ነገር ካብኡ ዝሓልፍ ኣይመስለንን ምክንያት እቲ መጥፍኢኣ ብወገነይ ኣብኡ እዩ ዘሎ ይብል፡እዞም ስድራ ዓገብ ረኪቦም

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለየ

  • @Semiraasmara
    @Semiraasmara 4 หลายเดือนก่อน +95

    አጆኪ አነ ውን ልክዕ ከምታ ናትኪ አጋጢማትኒ ንእሽተይ ሐፍተይ አቦ ወዳ አብ እስራኤል ኮይኑ እዬ ኣበጊስዋ ሚያዝያ 2012 ምስ 2 ከምአ ጽብቃት ስጋብ ሕጂ ደሃይ የብለንን ! ብጸሎትከም ሐጉዙና እግዚአብሔር ምስ ኩለን ይኩን አጆኪ አምላክ እሙን እዬ❤❤❤❤❤❤

    • @aziebngse8197
      @aziebngse8197 4 หลายเดือนก่อน +4

      Aemlak yhagzkum

    • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
      @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 4 หลายเดือนก่อน +2

      🙏🙏🙏🙏🙏

    • @wintasami932
      @wintasami932 4 หลายเดือนก่อน +5

      Eway sdrana seb zrekbo ayktkebx ayktrekb eske eti kem seb zeykone Egziabiher talka yet.

    • @Amorawedigash
      @Amorawedigash 4 หลายเดือนก่อน +5

      ኣምላኽ ምሰአን ይኹን

    • @eriadijeganu746
      @eriadijeganu746 4 หลายเดือนก่อน +1

      Amlak yehagz

  • @efrem7433
    @efrem7433 4 หลายเดือนก่อน +50

    ንልዕሊ 10 ዓመት ሰብ ዝአክል አጥፊኦም እም ክአ አብ ዓዲ ሕጊ ተሓቢኦም ክነብሩ ሕጊ ፍጣርን ሕጊ ሰብን አይውፍቅድን ሕልና አልቦ ኢዮም
    ሕጂ ውን ብቀጥታ ክታሓዙ አለዎም !

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉🎉

    • @semereandebrehan1836
      @semereandebrehan1836 2 หลายเดือนก่อน

      Seq bale wadi deqala Sarmuta hsawe

    • @semereandebrehan1836
      @semereandebrehan1836 2 หลายเดือนก่อน

      Emo zay temaxe wadi ghfe

  • @Yosanbrhan-wk7ks
    @Yosanbrhan-wk7ks 4 หลายเดือนก่อน +22

    እቲ ምስጥር ምስ ኣቦ ወዳ እዩ ዘሎ ምክንያቱ እሱ እዩ ኣምጽዎም ቀዳማይ ተሓታቲ እሱ እዩ 2 ንምንታይ ኣብ ሱዳን የስርዎም ኣብ ስዊዝ ግን ደፍሩ ክከሶም ዘይ ክኣለ ኣብ ሱዊዝ እቲ ሕጊ ናቡኡ ስለ ትመጽእ እዩ

    • @HibaIbrahim-rt4dg
      @HibaIbrahim-rt4dg 4 หลายเดือนก่อน +4

      I agree with you

    • @cyber3708
      @cyber3708 4 หลายเดือนก่อน +1

      💯

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉🎉🎉🎉🎉

    • @TuwenYemane-b8o
      @TuwenYemane-b8o หลายเดือนก่อน

      Anta hawey nesbaya wala hade zehatewo yeblomn netom semserti gen betaemi eu zehtetom meknyatu eta zegatemt kenegrowm yegbae zey hegaweyan eyom

  • @hizbawit
    @hizbawit 4 หลายเดือนก่อน +15

    It hurts me to hear your story, but it also makes me angry. Angry at you, and angry at the men who made her disappear. Maybe she was murdered, we don't know yet. But I don't believe she can be found after 16 years. Why didn't you sound the alarm earlier? Why didn't you address the audience sooner? Why didn't you spread her photo on social media earlier with the question: help, I'm looking for my sister? She disappeared because of these people, so you should have posted their pictures. I would even have gone to England or Israel to ensure that these boys were put behind bars, to bring them to justice. But you didn't do that. You just begged, asked: please, tell me where my sister is. It was your right and duty to make sure you found your sister or find out the truth. But you didn't. Unfortunately, she didn't have a good sister to fight for her. Unfortunately, she didn't have good parents and siblings to fight for her.

    • @habenkahsai5794
      @habenkahsai5794 3 หลายเดือนก่อน

      Can you stop judging her and family 🤔 do you know what they did try to find their sister or going through? If can help them help otherwise stop blaming them.

  • @asmaytkidane2219
    @asmaytkidane2219 4 หลายเดือนก่อน +11

    ኣብ ኮመንት ኮነ ኣብ inbox message ብ ዕቱብ ተኸታቲልካ ንኽትሕግዛ ሓደራኻ ጆሲ ሓውና። ስለቲ ጽቡቕ ተግባርካ ካኣ ብኣምላኽ ተፈደዮ።

    • @JosiasDenden
      @JosiasDenden  4 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏

  • @Akiteylove
    @Akiteylove 4 หลายเดือนก่อน +21

    ጆሲ ሓወይ ኣነ ዝብል ብዓል ቤታ ውን ካብዚ ጉዳይ ሓራ ክከውን ኣይግብኦን ዩ ን16 ዓመት ስቅ ምባሉ ገለ ዝሃብኦ ምስጢር ኣለዎ

    • @habtom5113
      @habtom5113 4 หลายเดือนก่อน +1

      ኣነ ውን ጠርጢረ ኣለኹ

    • @abebakiflemariam8104
      @abebakiflemariam8104 4 หลายเดือนก่อน +1

      Ane wen kema ele lku

    • @SelamSium-m7m
      @SelamSium-m7m 4 หลายเดือนก่อน +1

      ቀንዲ ከማን ንሱ ኢዩ ኣጥፊእዋ ሰልዲ ኣውሪድላ እንታይ ምሠምዐ ክሕተት ኣለዋ ደሓር ከኣ ቐልጢፉ ተመርዕዩ ስለዚ እዚ ሰብ ክሕተት ኣለዋ።

    • @issaktsehaye4531
      @issaktsehaye4531 4 หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ

    • @issaktsehaye4531
      @issaktsehaye4531 4 หลายเดือนก่อน

      ኣነ ቀዳማይ ተሓታቲ ብዓል ቤታ ገለ ነገር ኣለው ክሳብ ሕጂ ስቁ ምባሉ ።

  • @peaceandLove-r2k
    @peaceandLove-r2k 4 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሕ ሓብተይ ልብካ ዝሰብር ታሪኽ"" ተማሳሳሊ ናይ ሄለን ጋል ገዛውተይ
    ሄለን ጋል ሓክም ፡ማይምነ
    ብ2004 ካብ ማይምነ ሰብኣይ ሓትናኣ ከስግራ ኣብ ኤሪካ ትቅመጥ ዓባይ ሓንታ ንሄለን ገብሪሃንስ ጋል ሓኪም
    ምስ ነገረቶ ሰብኣይ ሓትናኦ ክስግራ ካብ ማይምነ ብመንገዲ ዓዲ መርሆ ዝብሃል ዓዲ ናብ ትግራይ ከስግራ እንዳወሰዳ ምስኡ ድማ ኣብርሃም ዝብሃል ወዱ ወዲ ሓትናኣ ንሄለን ነይሩ እቲ ሰብኣይ ብጭካነ ብፋስ ገይሩ ሃሪሙ ንሄለን ቀቲልዋ
    ንወፉ ድማ ከይትነግሪ ብምባል ኣፋራሪሕዋ
    እዚ ኩሉ ድማ ዶላር ክወስድ እዩ ቀትልዋ።
    ድሕሪ ብዙሕ ናይ ስድራቤት ሻቅሎትን፡በክያትን ሬሳ ናይ ሄለን ምስ ታሴራኣ ኣብ ድፍዕ ብጋሶት ተረኩቡ።
    ጋሳት ድማ ንክፍለሰራዊት ስልያ ግንባሪ፡16 ሓቢሪዋም
    ስልያ ክፍለ ስራዊት 16 ኣብታ ድፋዕ ምስ፡ከዱ ዓስከሬን ታሰራን ሄለን ረከብዋ ።
    ብቀጠታ ናብ ስድራቤት ሄለን ፡ማይምነ፡መጽኦም ጋልኩም ኣበይ ኣላ ኢሎም ሓተትዋም ስድራቤት ድማ ኣሰመራ ኣላ በልዋም ዳሓሪ፡ስድራቤትን ሄለን፡ትኣሲሮም እቲ ሓቂ ምስ ተዛረቡ ግን፡ንሂለን፡ክስግሪ ዝተባሃለ ሰብኣይ ሓትንኣ ቀትልዋ እቲ ሰብኣይ ኣብ መደብ ከይሳዕረረ ቀሪቡ ነይሩ ንሕልፋት ተፈሩዱ ኣብ ሰንበል እስሪቤት ኣሎ።እቲ ወዱ ግን 5ዓመት ትኣስሩ ወጽኡ።

  • @ሞትንኢሰያስዲክታተር
    @ሞትንኢሰያስዲክታተር 4 หลายเดือนก่อน +9

    ዝገርም ዩ ግን ከም ናይ ሕጊ ምሁር ዳዊት ሰብአያ አብዚ ጉዳይ እፍልጦ አለዎ መክንያቱ ሓደ ማዕረ ወለዳ እዩ ዝብጽሖ እቲ ጉዳይ ተበግሶ ወሲዱ ከብገስ ዘይምክአሉ ዝፈልጦ ነገር አሎ ማለትዩ ተስፋ ዘቁረጾ እቲ አብ ውሽጡ ዘለዎ አፍልጦ ዩ ከተሓቫበር ዘይምክአል ውን እሱ ውን ታሓታቲ ዝኮነሉ ዕድል አሎ ስለዚ እቲ ምስጥር አብዞም ሰባት አሎ ምትሕብባር ዳዊት ውን ምስቶም ደላሎ አሎ እቲ ምስጥር ከይወጽእ እሱ ከረክቦም ዘይምክአሉ ነዚ ዩ ዘርእየካ አብ ሓደ ዓዲ ከአ ሞ ከለው ስለዚ ጀምርዎ እቲ ሕጋዊ ስራሕ

    • @yerusalemkidanebahta8002
      @yerusalemkidanebahta8002 4 หลายเดือนก่อน +1

      Wala Ane komue zbl gmt aleni

    • @mussieasmorum3206
      @mussieasmorum3206 4 หลายเดือนก่อน

      Xebuk hasab iu abo weda mestom delalo abhigi aqerbwom

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @seareabraham6840
    @seareabraham6840 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሓውና ጆሲያስ ፍጻሜ ንትዓዘብትኻ ኣገዳሲ እዩ ፡ ካልኦት ተቢዖም ሽግሮም ኽንግሩኻ ፡

  • @ravaayni4264
    @ravaayni4264 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኡፍፍፍ ሸይጦመን እዮም እዞም ሸይጣውንቲ ንራሻይዳ ሕማቅ ዝማሃሩ ንደቂ ኣንስትዮ ዓመጽን ክፍሊ ኣካላት ደቂ ሰባት ምሻጥን ስራሕና ኢሎም ዝሓዝዎ ገንዘብ ዝሃይማኖቶም ከይትገድፍዎም። ንዓኣ ከኣ ኣብ ዘይበልዕ የቁማ።

  • @wuhbetnatey8325
    @wuhbetnatey8325 4 หลายเดือนก่อน +60

    ንብዓት ዝደርዝ ልዑል ፈጣሪ ንኩሉ ይርአ!!!

    • @Sesu-nw2in
      @Sesu-nw2in 3 หลายเดือนก่อน

      ❤️ኣሜን

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለየ 🎉❤

  • @azt5187
    @azt5187 4 หลายเดือนก่อน +3

    1፡ዳዳዊትዊት ንፍረሂወት ከበግሳ ኮሎ ናብ ስደት ምስ ዮዲት ገዛኢ ሓዳር ጀሚሩ ነሩ።ስለምንታይ ኣበጊስዋ ንፍረሂዎት?
    ስለምንታይከ ንፍረሂወት ብዘይ ወዳ ኣበጊስዋ?
    2፡ ዳዊት ኣቦ ወዳ ንፍረሂወት ምስ ሮበል ደበሳይን ኣብ ሓደ ዓዲ እናነበሩ ከመይ ኢሉ እዩ ኣበይ ከም ዘሎ ኣይፈልትን እየ ዝብል?
    3፡ ዳዊት ስለምንታይ ኣብዚ ግዘ እዚ ንበተሰብ ፍረሂወት ሪሕቕዎም ወይ ዘይተሓባበር ዘሎ?
    4፡ ፊልሞን ነታ ቆልዓ ካብ እንዳ ፖሊስ ክሰርቃ ምስ ሓሰበ ፖሊስ ሱዳን እዮም ኣሲሮሞ፡ ንምንታይ ዳዊት
    ሓስዩ ኣነ የእሲረዮ ኢሉ?
    5፡ዳዊት ካብዚ ጉዳይ ነጻ እንተ ኮይኑ እቶም ኣሰጋገርቲ ኣብ ሕጊ ንክቀርቡ ስለምንታይ ዘይገበረ?
    6፡ ዳዊት ንፍረሂወት ክደልያ እንተ ፈቲኑ ንምንታይ ኣብ ኣስመራ ምስ ከደ ድሕሪ ሓጺር ግዘ ምድላይ ከምዘቑረጸ ንስድር ፍረሂወት ሓቢርዎም?
    7፡ ጆስያስ ን ዳዊት ምስ ስድራ ፍረሂወት ኣብ ሚድያ ክትዕድሞም ዝገበርካዮ ተበግሶ ኣሎዶ?
    8, ዳዊት ከምዚ ዓይነት ጭካነ ክህልወካ ዝገበረካ እንታይ ኣሎ ብድሕሪ መጋረጃ ?
    ነቲ ውላዶምከ ከመይ ዘይሓሰበ?

    • @yaredokbe4377
      @yaredokbe4377 4 หลายเดือนก่อน

      ኩቡር ሓዊ ወይ ሓፍተይ ብዝዓባ ኣዚ ጉዳይ ዓሙቅ ዝበለ ሐበሪታ ዘለካ አኻ ትመስል ወይ ነዚ መድብ አቶክርካ ዝራክዮ ትመስል ግን ካሓትካ ዝደልኩ ሕቶ ኣብ ቁጽሪ 4 ኤልካ ያ ዘለካ ጉዳይ ፍሎሞን ኣብ አንዳ ፖሊስ ሱዳን ነታ ቆልዓ ኽስርቃ አዩ ተታሕዙ ንኤርትራ ኣትዩ ትብላ ዘልካ ንሕና ከም ሰድራቢት መጠን ጊጋ ሓብሬታ ሰለ ዝጸናሓና በዚ ጉዳይ :ካብይ ዝርከብካዮ ሓብሬታ ሙኻኑ ክትታሕባብርና ብውሽጢ መስመር ርካበና ዋይ ነዚ መራሒ ምደብ ክትርኽቦ ፈትን ንስለ ምትሕብባርካ ደጊመ ይመስግን

    • @haru-uv9yx
      @haru-uv9yx 3 หลายเดือนก่อน

      Kendi about weda ademo wey family athzwo

  • @KokobLovely
    @KokobLovely 4 หลายเดือนก่อน +6

    Asgari ayu ab mengedi kgaseswen ms belu ante abyonaom yketlwen eyom neyrom.nkemau zkewn kara hizom ayom kab sudan tebegisom zemxawen neyrom.ab 2008 .nezi Flimon asegagari ayu neyru,bhgi htetwo knegrekum ayu .

  • @efremjirom4088
    @efremjirom4088 4 หลายเดือนก่อน +4

    ንሱ ንበዕሉ ኣብ ሕጊ ኽቐርብ ኣለዎ ምኽንያቱ ዝኾነ ኢድ ከይሃለዎ ኣይተርፍን ዩ ኩሎም ኣብ ሕጊ ይቕረቡ ብሓቅነቱ ከኣኒ ይወጽእ ሰበኣይ ጎልና ዝበሃል ኣይሰርሕን ዩ ኩሎም ኣብ ሕጊ ቐሪቦም ከኣኒ እጃሞም ይዉስዱ

  • @teweldetewie6603
    @teweldetewie6603 4 หลายเดือนก่อน +8

    ብጣዕሚ ዩ ዘደንጹ 1ይ ንምንታይ ኢዩ ካብ ወዳ ተፈልያ ክትብገስ ተጌሩ እቶም 2 ዘሰጋግሩ ካኣ ማይ ከነምጽእ ምስ ከድና ጠፊኣ ዮም ዝብሉ ዘለዉ እዚ ኩልና ንፈልጦ ናይ ስደት መንገዲ ምሽ ዶ ጽንሑ ማይ ከነምጽእ ኢሎምናስ ኣብ ድላዮም በጺሖም ክሳብ ዝመጹ ኢና ተጨቢጥና ንጽበ ስለዚ ምስጢር ኣብ ውሽጢ ዞም ክልተ ከምዘሎ የረድኣካ ዳዊት ሰብኣያ ነበር ድማ ክሳብ 2011 ደልየ ረብሪበ ስኢነያ ዪብል ኣሎ ን 4ተ ዓመት ጥራይ ደልዩ ገዲፉዋ ማለት ዩ ኣንካን ዶ ብዓልቲ ቃል ኪዳንካ ኣጥፊእካ ጠለበጊዕ ኣጥፊእኻ ከማን ኣይትርብርብን ኢኻ እዚ ሂወት ሰብ ዩ 2ይ ፍሊሞን ካብ ሱዳን ተታሒዙ ን ኤርትራ ኣትዩ ካብ ኤርትራ ግን ሃዲሙ ኢልና ትብሉ ኣለኹም ተኣሲሩ ኤርትራ ከምዝኣተወኸ ዳዊት ሓቢርኩም ጥራይ ድዩ ወላስ ኣረጋጊጽኩም ኢኹም መሸፈኒ ጌጋታቱ ዪጥቀመላ ከይህሉ ነታ የእሲረዮ ትብል ቃል ኣብ ናይ ኤርትራ እስርቤት ከ ኣትዩ ድዩ ኣይ ኣተወን ኣጻሪዋ ምኽኒያቱ ናይ ኤርትራ ዝተኣሰሮ ቦታ ክፍለጥ ዪግባእ።

    • @yaredokbe4377
      @yaredokbe4377 4 หลายเดือนก่อน

      Thanks bro 🙏🏼

    • @simi118
      @simi118 4 หลายเดือนก่อน

      እቲ ቆልዓ ክድሚ 16 ወዲ 3 ዓመተት ድዮ ዝከውን ዘሉዎ ከመይ ጌሩ ክሰግር ትሓስብ? 🤔

    • @simi118
      @simi118 4 หลายเดือนก่อน

      @@teweldetewie6603 ኦይ አንታ ከምኡ ዝገበርኩም ከኣ አለኩም ኢኩም እባ ሱቕ ጥዑም.።

    • @MerhawitIsaak
      @MerhawitIsaak 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@simi118normal deqi 6 werhi andyom tehazilom zsegru

    • @simi118
      @simi118 3 หลายเดือนก่อน

      @@MerhawitIsaaknormal si aykonen

  • @Onceinlifetime12
    @Onceinlifetime12 4 หลายเดือนก่อน +16

    እታ ቆልዓ ኣበይ ተረኺኣባ?።ካብ እንዳ ፖሊስ ወሲዶማ ዶ ኢላ ሓቀይ?።ካብ እንዳ ፖሊስ ስድርኣ እንተ ወሲዶማ፡ኣብ እንዳ ፖሊስ ናይቲ ዞባ ኦርኒክ ይተሓዝ እዩ።ካብቲ ከባቢ እንዳ ፖሊስ ኦርኒ ምሕታት ኣይምሓሸን?።❤❤

    • @gualbahtahagos7001
      @gualbahtahagos7001 4 หลายเดือนก่อน

      Ab sudan eiu mesleni sudan kea hji hmak kunetat alo

    • @merygualkeren
      @merygualkeren 4 หลายเดือนก่อน

      Nay sudan enda polis eiu

  • @wintasami932
    @wintasami932 4 หลายเดือนก่อน +4

    Natkum eti zkelele eyu maletey edl gerkum etom asgerti ab adi hgi alewu. Bhgi tray hazwom. Eti abo weda kea hadar geru ykewn sebay asha eyu. Guday hadarun nabrun atitwo ykewn weylu zweleda.

  • @ካናሪኤሬትሪያ
    @ካናሪኤሬትሪያ 4 หลายเดือนก่อน +1

    አሞ ሓቆም አንዲዩም ትግራይ ትስዕር አንዳበሉ አምኒ ክድርቢዩልና ዝውዕሉ ዘለው 😢 ከክንድዚ ገበን ተሰኪሞም አብ ሞንጎና ሓዊ ከአትውልና ዝውዕሉ ዘለው 😢 አሳቶም ንሃገሮም ክም ዘይአትው ስለ ዝፈልጡ 😢 ብድሕረይ ሳዕሪ አይትብቆል ዝብሉ ዘለው 😢 በጃካትኩም ከምዚ አንዳገበርኩም አጋልጽዋን ነቶም ክርዳድ ሃገር 😢

  • @fadumedia5571
    @fadumedia5571 4 หลายเดือนก่อน +4

    ሰላም መጀመርታ ብጥብቂ ክሕተ ት ዘለዎ ኣቦ ወዳ ንሓብትኹም ክኸውን ኣለዎ። ምኽንያቱ ኣብዛ ጉዳይ ሽርሒ ዘሎ ኮይኑ ይስመዓኒ። ሓደ ጥርጠራ ከተሕድሩ ይግበኣኩም እቲምንታይሲ ኣብዚ ምሳኺ መጺኡ ክተሓባበር ዘይምድላዩ ከይገረመኒ ኣይተረፈን ወዱ ብዘይ ኣደ ንዓሰርተ ሽዱሽተ ዓመት ብናፍቖት ኣደ እናተሳቐየ እንታይ ይስመዖ!?

    • @haru-uv9yx
      @haru-uv9yx 4 หลายเดือนก่อน

      Yes adgi selzkone zesmo never yeblun

  • @hadisha6457
    @hadisha6457 4 หลายเดือนก่อน +6

    ኣቦ ወይ ሰብኣያ ድዩ ነሩ ድራባ ንሰበይቱ ይሕተት ክሳብ መወዳእታ።ብሕጊ ጠልጠል ኣብልዎ።

  • @hagos-5626
    @hagos-5626 4 หลายเดือนก่อน +7

    ምቅባጽ ዝመስሉዎ የለን ፥ ምስዚኦም ተሓዊስና ኢና ንውዕል ዘለና ። ኣምላኽ አኢድና ይሃበና ፥ ንዝጠፍኡ ከኣ ኣምላኽ ሃልዮም ድዮም ሞይቶም ድሃዮም የስምዓና።

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mami4135
    @mami4135 4 หลายเดือนก่อน +30

    ኣቤት ኤርትራ ሓዚልክዮ ዘለኪ ጉድ

    • @sabahailemichael4043
      @sabahailemichael4043 4 หลายเดือนก่อน

      Kid komal agame entay nabzi zemtsi alaka naten ab tgaray zhreda zelewa dekalo gber

    • @SS-ck9xp
      @SS-ck9xp 4 หลายเดือนก่อน

      Bihaky 😢
      Egzabihar Yiwedialina Debs Eyob Yigberelu Hizbina Hagerina 🇪🇷

  • @nardostesfazghi9923
    @nardostesfazghi9923 4 หลายเดือนก่อน +14

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ነዞም ገበርቲ ክፉእ እግዝኣቢሄር ባዕሉ ይፍደዮም ንስኻትኩም ስድራ ፍረሂወት ግን አጆኹም ተስፋ አይትቑረጹ እግዝኣቢሄር ባዕሉ ቃንዛኹምን ሐዘንኩምን ርእዩ ክረደአኩም እዩ።

    • @haru-uv9yx
      @haru-uv9yx 4 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉❤🎉🎉🎉

  • @endiamo10
    @endiamo10 4 หลายเดือนก่อน +24

    ነዛ ጠፊኣ ዘላ ኣምላኽ ጺላሉ የብረላ
    ጆስያስ ግን ባሊብባል ኣቢልካ ትገድፍ እበር ሓንቲ መዓልቲ ኣብ ከምዚኣ በጺሓ ኢልካ ኣይትፈሊጥ ኢኻ ብዘዓባ ዩትብካ ጥራይ ኣይትሕሰብ ሓደ ጉዳይ ከተምጺእ ከለኻ ኣብ ንንታይ ከም ዝበጸሕ ነቲ ሰብ ሓብሮ
    ከምዚ ዝተዓዘብኹኻ ኣብ ካሊእ ጉዳይ ነቲ ምሳኻ ዝራኸብ ሰብ ጸግዒ ናቱ ኮይካ ነቲ ሓደ ትዝልፎ እቲ ዝተበደለ ክመጺእ ከሎ ከኣ ካሊእ ቃላት ትጥቀም

    • @JosiasDenden
      @JosiasDenden  4 หลายเดือนก่อน +6

      ክቡር ሓዉ 99 % ዝተዘርግሑ ኣብ መዕለቢኦም በጺሖም ኢዮም።

    • @ሻሎምተዋህዶ
      @ሻሎምተዋህዶ 4 หลายเดือนก่อน +12

      Emo kemti shigrom tinegrena hagosom ka akrbelna Josi hawey 🙏

    • @Stella-qt9ww
      @Stella-qt9ww 4 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤

    • @Nafkotaloni
      @Nafkotaloni 4 หลายเดือนก่อน +3

      Gn nmtay eka ab TH-cam amxikayom ezom sebat eziatom keytefeltu bhgi tewetitom nab kdmit kmexu aymhashen mknyatu kemti tdeltom zeleka nsatom kea mehbie Kem zdely ktrsie yeblkan bgezebom bkelil nabra ab Africa knebr ykiel eu

  • @ሕማቅይራገምንፉዕይዳራገም
    @ሕማቅይራገምንፉዕይዳራገም 4 หลายเดือนก่อน +11

    እቲ ሰብኣያ ነታ ዝጠፈኤት ካብ መጀመርታ ምስመን ተዛራሪቡ ኣበጊስዋ

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለየ❤❤❤

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe 4 หลายเดือนก่อน +15

    ድሕሪ 16ዓመት ደንጉኺ አንተ ዋሓደ ኣብ eroupe አንተ ኣለዮም ብፋላይ ኣብ swiss, uk ተልዮም ከቢድ አዩ የፈርሑ ከይኾኑ አቲ ሓቂ ከይዛረቡ ወይ ደማ ራሻይዳ ወሲዶም ሰበይቶም ገሮማ የኾኑ ቡዙሓት ኣለዋ ኣዋልድ ዘተሽጣ ናብ ራሻይዳ,😭😭😭

    • @nebiatmehari9838
      @nebiatmehari9838 4 หลายเดือนก่อน

      ewa kemu ybahal eu gn mara kenday hake eu endea ,ane kemu khaseb xaneha 💔💔

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea 4 หลายเดือนก่อน +36

    እዛ መንገዲ ሳዋ ክትርሕሶ እያ ሐጎስ ሒዙ ክወርድ እዩ ሐጎስ ናይ አዲኡ ኪዳነ ምህረት ትፈልጥ 🇪🇷🙏🙏🙏

    • @yaredokbe4377
      @yaredokbe4377 4 หลายเดือนก่อน

      Thanks nemen elwo goyta

    • @yordanosasres3452
      @yordanosasres3452 4 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏

    • @haru-uv9yx
      @haru-uv9yx 4 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏

    • @Upgraded_titanguest
      @Upgraded_titanguest 3 หลายเดือนก่อน

      Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
      Amlak entay ysano

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለየ

  • @merhawidesbele2383
    @merhawidesbele2383 4 หลายเดือนก่อน +4

    Ezi Sebay Haftki eza guday balu eyu wana. Ensisa kemzetsfes delye qebitse ybil.

  • @amanueladhanom3812
    @amanueladhanom3812 4 หลายเดือนก่อน +6

    ኣደ ወዱ ትኣክል ኣጥፊኡስ ደኺመ ክብል ንሱ ዉን ካብ ጥርጣረ ናጻ ከትገብርዎ

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉❤❤❤❤

  • @elsatekle3872
    @elsatekle3872 4 หลายเดือนก่อน +3

    ኣቦ ወዳ ውላ ትሃታት ኢዩ ንምንታይ ስቅ ዝበል

  • @selamyosef7829
    @selamyosef7829 4 หลายเดือนก่อน +3

    Ab eda polis ete betsihe dea afti bota mezgeb alondo nmntay abu kedkum zeythetu mknyatu amete mhretun werhun tefeltkum krekbwo btami kelil eyu gn sgrodob eti zkefe thetati zbahel zeyblu eyu mknyatu bzey hgi edina wetsina bzuhet amlak dea redina eber ezi kulu seheran bahrn ztefe sebsi men eyu tehettlu lomi bsmiet zeykone tzarebu zelekum netom weledn ahwatn ab kolel knebrusi etay geberu shetomado geledo tblu kea men alo tesheytu genzeb kfel ketebahle ztesewere kdmi hiji bzaba eta selam tewasaet hede seb ala ms rashydado geledo eli ab hwteta yetywom nerusi msa znebere gn no msay bhede wetsina bhiwet yelan elu kebitsom etom zeykone tblu eza heftna sgre dob zetfelto tkewn etom kemzi kemay bahrn saheran amlak dea redina eber etom zkefelnayom adrashom aka anfeltom

  • @tsegaisacc1294
    @tsegaisacc1294 4 หลายเดือนก่อน +7

    እግዚኣብሄር ካብ ኩሉ ሕማቕ ይዓቅባ ምስ ህሉዋት ይግበራ ኩሉኩም ስድራቤት ካኣ ሓዘንኩም ናብ ስሓቕ ይቀይረልኩም ኣጆኺ ፌቡ ሓፍተይ ካኣ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏❤️🙏

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለየ 🎉

  • @zizuwedi8034
    @zizuwedi8034 4 หลายเดือนก่อน +5

    ነቢዐ።እዚ ሰብኣይ ጋሎም ዝነበረ ብኩሉ ክሕተት ዩ፡ብ ወዱ ብስድራ ቤታ ፡ብ ኣምላክ፡ስለምንታይ ዘይሕግዞም? ቡዙሕ ሰብ። ኣሎ ደሃይ ዘይብሉ ፡ግዜ ግን ክምልሶ ዩ።

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤❤❤

  • @AbelTekeste-d2n
    @AbelTekeste-d2n 4 หลายเดือนก่อน +7

    Bjaku Ahwat aza gul ksae mewedaeta ab thti fetsrie nhagza ajokum deki eriy❤❤❤

  • @Furtuna2801
    @Furtuna2801 3 หลายเดือนก่อน +2

    Febu hafetey ajoke Amlak alo nekulu sedera amlak lebu yehalu , amlak teamerat kegebere eyu !

  • @miriam-g6546
    @miriam-g6546 4 หลายเดือนก่อน +7

    እዋይ ቺቺ ሓፍተይ ክሳብ ሎሚ ኣይተረኸበትን ኣምላኽ ምሳኣ ይኹን

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤❤❤

  • @EwanAleku
    @EwanAleku 4 หลายเดือนก่อน +8

    Selemntay dawit bezey weladu ketmxia deliyou?

    • @Sesu-nw2in
      @Sesu-nw2in 4 หลายเดือนก่อน

      ዘገርመኒ ነገር አዚ አዩ አንታይ አዩ አቲ ዕላማ ኔሩ?

    • @semereandebrehan1836
      @semereandebrehan1836 2 หลายเดือนก่อน

      Yeah

  • @fevawify
    @fevawify 4 หลายเดือนก่อน +3

    Oh my lord , (checho) my best friend in high school . You are always in my heart . Febu haftey betami sekay iu Amlake Mewedata yegeberlu sekaykum 💔 💔

  • @Tusfai
    @Tusfai 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ጉዳይ ብቀሊል ዝርአ ኣይኮነን ኣሕንቅወም ስቅ ኣይትበሉ ሸቀጥቲ ብሂወት ደቂ ሰባት ኣይትሕቆፉወም ኣታ ህዝቢ ኣይትሓሱ ኩሎም ኣስገርቲ ክሕነቁ ይግባእ እዩ ባዓል ኤልሳ ጭሩም ግን እንታዩ ስርሓን

  • @elsaabraham2671
    @elsaabraham2671 2 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ዉሽጢ ጆሲ ርኸበኒ እዚ ፊልሞን ኣብ ካርዲፍ ዘሎ ክትሓባበረኩም ከይደ ፖሊስ ክሕብሮም ምኽንይቱ ከምዚኦም ሰባት ብጣዕሚ እዮም ዘገድሶም

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 4 หลายเดือนก่อน +1

    እዝ ማስይስ ዝብሎ ዘሎ ልክዕ እዩ ኣነ ቅቡግረ ይፈልጥ ኣነ 2016 እቶም ናይሮጳ ሰኩርትይ መን ይባሃል እቲ ቢዝነስ ገንዘብ ዝተቐበለ መን ይባሃ ኢሎም ይሓቱ እንዳ መጽኡ ተኸኽ ኣብሎምና ነይሮም ኣሽኮይ ኩውን rekibom ብዝይቡ እኮ ከም ከልቢ ፖሊስ ኣብ ወርሒ 3ግዝ አናመጹ ይሓቱን ነይሮም እሞ እቲ ክስ እንተድኣ ጀምርክዮ ኣብ ሓጺር ጊዜ ዳሃይ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም ኣይታኣራጠርን አምላክ የግሕደልቅም ኣሜን.

  • @SalinaBielu
    @SalinaBielu หลายเดือนก่อน +1

    Kemey aynet chekan eu.dehay adegalu keyseme mnbar teraiwo.dehan fetari nay edu yhabo.zzerakayo exed.

    • @UfhDig
      @UfhDig หลายเดือนก่อน

      Yegerm! Nebynu aynet eu

  • @Habesha-1942
    @Habesha-1942 3 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ተሰነይ ን ከሰላ ሓጺር ጉዕዞ እዩ.....ማለት እንተ ነውሐ ናይ 8 ሰዓታት እዩ....እንተ ትመውት ውን ግዴታ እዩ ሬሳ ዝርከብ......ስለዚ እዛ ሓፍትና ምስ ራሻይዳ ክትህሉ ትኽእልያ.....ሓንቲ ቤተሰብና ድሕሪ 14 ዓመታት ምስ ራሻይዳ ተረኺባ እያ....

  • @wuhbetnatey8325
    @wuhbetnatey8325 4 หลายเดือนก่อน +12

    ኣጆኪ/ኩም፡ ጎይታ ይደግፍኩም!!! ልቦና ዝሓዘ ትሕዝቶዛ ንሰምዓ ዘለና ኣቅልብሉ።
    ንዉሉዳ ልዑል ምክንኻንን ሓልዮትን፡ ምሉእ ጥዕናን፡ ነዊሕ ዕድመን ምስ ኩሉ በረኸታት እግዚኣብሄር ኣቦን ንዕዑን ንዓኹምን ሰናይ ምንዮተይ ይገልጽ። ንብዓትኩም ቃንዛኹም ሻቅሎትኩም፡ ሻቅሎተዩ!!!

    • @trhastsige2295
      @trhastsige2295 4 หลายเดือนก่อน +1

      ብዓላ ክትፍትን ዶ ጠፊኣ ትኸውን ምናልባት ክዕምጽዋ ዶ ዱልዮም ይኽኑ??ወይ ገንዘብ ሪኡሙላ ይኾኑ??? እንድዒ ምስ ህልዋት ይግበራ 😢😢😢ግን please 🙏 ነታ ቆልዓ ስድርኣ ድለዩ

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለየ

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@trhastsige2295ሳብሰክራይብ ግበሩለየ ወገናተይ

    • @semereandebrehan1836
      @semereandebrehan1836 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@trhastsige2295seq bale eska demu nakie eu memaxe nayeru

  • @hayaluberha5887
    @hayaluberha5887 3 หลายเดือนก่อน +1

    Hzby nkulom asgerty ab kulu Alem be tkoma nkulom nab Frdy kmexu tkoma bmgbar nay kulom zmotu nxuhat Eritrawyan Dem khawy nab Frdy k kerbu Hzby kserhalu alewo

  • @yorsyosief6807
    @yorsyosief6807 4 หลายเดือนก่อน +6

    Egziabhier tsbuq yesmakum
    Ajokum 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @yonaskidane2874
    @yonaskidane2874 4 หลายเดือนก่อน +4

    Josi sela weside alku hawey ab schegrab alo kehato eye melsi kengrka eye

    • @adynahi5202
      @adynahi5202 4 หลายเดือนก่อน +3

      Bejaka hagzom nezom sdra..ufff anes dkas siene😢

  • @brhaneberakie5670
    @brhaneberakie5670 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ተለፍንኩም እዚ ትብሊዮ ዘለኺ ሪከርድ ክህልወኪ ተስፋንገብር

  • @freedompeace3359
    @freedompeace3359 4 หลายเดือนก่อน +1

    ንምንታይ ገጾም ጽቡቅ ጌርኩም ዘይተርኡና???
    ከመይ ገሪና ክንፈልጦም ንክእል።
    አብ uk ዘሎ ቀሊል ኢዩ ።
    ንጹር ስእሊ?????????!???????

    • @AbelMulugeta-ee3es
      @AbelMulugeta-ee3es 3 หลายเดือนก่อน

      Gorbetey endiyu kesab hegi kea nemidni neru wediza haswi meadi

  • @Rahwa20156
    @Rahwa20156 3 หลายเดือนก่อน +1

    1) መጀመርያ ሰብኣያ ክሕተት ኣለዎ ምኽንያቱ ነቲ ኣስጋረይ የእሲረዮ ሃዲሙ ወጺኡ ዝበላ ኣይተዋሓጠትለይን ክሕተት ኣለዎ 🤔ካልኣይ ንምንታይ ኣብ media ክትወጽእ ምስ ሓተተቶ ተሌፎን ምልዓል ኣብዩ 🤔ስለዚ ታሕተትቲ 2) እቶም ማይ ከነምጽእ ኢሎም ገዲፎማ ዝኸዱ 🤔

    • @Sesu-nw2in
      @Sesu-nw2in 3 หลายเดือนก่อน

      ክብርቲ ሓፍቲ እቲ ኣስጋር ፍሊሞን (ተወንጂ ) ተመሊሱ ነታ ቆልዓ ክሰረቕ እዩ ተታሒዙ ተኣስሩ: እታ ተለፎን ዘይምል ኣሉ እቲ ስድራ ሱቕ ሰለ ዝበለ ከምናቱ ዝረሰዓ መሲልዎ 😭. ኻልእ እቲ ማይ ክነምጽእ ዝበ ልዎ ቅድመ ኩነት ቃል ዘኣተውዎ ፎርመላ አዩ ንብዓት እዛ ንጽሕቲ ግን ውሕጅ ኾይኑ ክወስዶም አዩ ምስ ኣቦ ወዳ.

  • @wuhbetnatey8325
    @wuhbetnatey8325 4 หลายเดือนก่อน +24

    ብሓቂ ሓቂ ህዝበይ ሓጎስኩም ሓጎሰይ፡ ሓዘና ሓዘንኩምዩ፡ ርግጸኛ ዝኾነ ሓበሬታ ንክትረኽቡ እግዚኣብሄር ኣብ ጉዳይኩም ጣልቃ ይእቶ፡ ከምቲ ኣብቲ ኣርእስቲ ዘሎ ሓዲኡ ብሓቅን ብልቦናን ኣፍልጡ። ቀሊል ኣይኮነን፡ ተረድኡ።

    • @haru-uv9yx
      @haru-uv9yx 4 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለየ

    • @TuwenYemane-b8o
      @TuwenYemane-b8o หลายเดือนก่อน

      Eta zegatemet nesbaya negiromoalewu malet eu

  • @marinaer12
    @marinaer12 4 หลายเดือนก่อน +7

    እግዚአብሄር ዝሳአኖ የለን ጽቡቅ ወረ የስምዓና አምላክ አጆኩም 🙏🏼

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉

  • @selamyemane5162
    @selamyemane5162 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዝገርም ዩ አንታይ ዓይነት ሕማቃት ስድራ ኢኩም ን 16 ዓመት ጋል ሰብ ታክል ተፊኣ አሞ ከኣ ብዓል መን ከም ዘጥፍአዋ አንዳፈለጥኩም ወልሓንቲ ሕጋዊ ስጉምቲ ከይወሰድኩም አሞ ከኣ አዞም ገቤኔናታት ኣብ ኤሩፓ ከለዉ ። ኣነ ካብ ዕላልኪ ከም ዝተረዳአክዎ ካብ 2005 ክሳብ 2010 አቶም ኣስገርቲ ናብ ራሻይዳ ኢዮም ዝሸጥዎም ኔሮም አዚ ፊልሞን ዝበሃል ኮነ ኢሉ ሸይጥዋ ኣሎ ካብ ዕላልኪ ኣስተብሂለሉ ምክንያቱ መልሓሱ ይዓጻጽፍ ኣሎ ። ያላ ኣብ ሕጊ ኣቅርብዮ አመኒኒ አታ ሓቂ ከውጽ ኣ ኢዩ።

  • @lovetube9672
    @lovetube9672 4 หลายเดือนก่อน +3

    ይገርምዩ ክንድዚ ዓመት ሰብ አጥፊኩም ሱቅ ምባልኩም 🥹ከምዚ አይነት ታሪክ ይፍልጥ እዬ ጨውዮም ወይ ንሱዳን ወይ ናብ ሸፋቱ ይሸጥወን ስለዚ ብሂወት እያ ትህሉ አብ ሕጊ ይቅረቡ 👮🏽‍♂️🚓🚔

  • @afewerkiafewerki2701
    @afewerkiafewerki2701 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቱም ትሕተቱ ሰባቱ እዛ ጠፊኣ ዘላ ጋልና ሓብትና ኣዴና ኢያ ናህና ሕምቀት ስንፈት ኢዩ
    ሕጂ ክኣ ለባማት ስድራ የኪብኩም ትልመኑ ኣለኩ ነዛ ትልመንዋ ጽባሕ ኣይክትረክብዋን
    በጃኩም ዋላ ንዝቀተለ ቅተል ዝብል ብህልን ሕግን የብልናን ተለመኑ እንበር እዛ ሓብትና
    ንስድራኣ ተሓቢኡዋም እንበር ከተማ ከሰላ ምሉእ ዝፈልጦ ኢዩ ካልኣይ ኣይትህሰይዎም

    • @yaredokbe4377
      @yaredokbe4377 4 หลายเดือนก่อน

      የመስግነካ ኩቡር ሓዊ አንታይ ዝብል ምሰላ ኣሎ አዝኒ ንዋንኡ ጎና አዩ ዝባሃል : ዋላኾ ከምዚ አንተኾነ አዞም ሰባት ግን ምሽ 1-2 ግ ዜ ንብዙሕ አዋን አዮም በዲሎሞ ነዚ ስድራቢት : አንበር ካብ ይዓርክቶም መስርሕቶም ቡዝሑ ንሰምዐ አንታይ አዩ አቲ ጉዳይ ምስትብሎም ግን ሓላፍነት ዝወስድ ኣይትርክብን ንስኻ ውን ክምዚ ትብሎ ዘለካ አዚ ሓወይ ትፍልጦ አንተልካ አነ ብቀርባ ሓዋ ወዲ ኣቦኣ ወዲ ኣድኣ አየ ብውሽጢ መስመር ክትረክብነ ትኽል አኻ ንኹሉ ነገር ድልዋት አና ::

  • @teddyteddy642
    @teddyteddy642 4 หลายเดือนก่อน +4

    ሰብኣያ እንታይ ይጻበ ኣሎ እንተ ንሓፍትና ኣምላኽ ምስኣ ይኩን

  • @meazahabte5639
    @meazahabte5639 4 หลายเดือนก่อน +9

    Hayli nayza gal gn grimumi😢😢😢 ane mkal siene

    • @selamhagos9590
      @selamhagos9590 4 หลายเดือนก่อน +2

      Mskneyti 17 eko eyu koynu😢

  • @نعمه-ظ9ق
    @نعمه-ظ9ق 3 หลายเดือนก่อน +2

    የራክብክንፍጣሪ

  • @yoditfkrieuhiwetey3333
    @yoditfkrieuhiwetey3333 4 หลายเดือนก่อน +2

    Abo weda ka khtet alewu

  • @yoditfkrieuhiwetey3333
    @yoditfkrieuhiwetey3333 4 หลายเดือนก่อน +2

    Ajoki keydekmi bgenzebna bxolet knhgz nkel ena

  • @Dan5639_
    @Dan5639_ 4 หลายเดือนก่อน +8

    ንምንታይ ከባቢ ዓይኖም ክሽፈን ተደልዩ : ምኽንያቱ ሰብ ኣብ ዘለውዎ ቦታ ክሕግዘኩም ተኾይኑ ንጹር ስእሎም ክትዝርግሕዎ ኣይምሓሸን ::

  • @Yosanbrhan-wk7ks
    @Yosanbrhan-wk7ks 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንታይ ዘተኣማምን ኣለኪ ኣብ ኤርትራ ከም ዘእሰሮምን ካብ ኤርትራ ከም ዝሃደሙን ኣብ ኤርትራ ኣረጋግጺ 2… ከመይ ጌሩ እየ ሰበይቱ ትኣክል ደልየያ ኣየ ቀቢጸ ተስፋ ቆሪጸ ዝብል ዘሎ ካብ ናብዞም ሰባት ኣተኩሮ ትገብሪ ናብ ባዓል ቤታ ተትግደሲ ክንደይ ጽቡቅ ነሩ ኣነ ብወገነይ ኩሉ ምስጥር ብስ ዳዊት እዩ ዘሎ በዚ እስኪ ትብልዮ ዘለኪ ካብ መጀመርያ ይሕስወኩም ነሩ

    • @haru-uv9yx
      @haru-uv9yx 3 หลายเดือนก่อน +2

      Tekekl abo weda(dawit) 1st tehatati

  • @milioqube4078
    @milioqube4078 3 หลายเดือนก่อน +2

    Ewy ezi gize yegerem eyu ferhat Amlak zeybelom gohalalu bezihom

  • @amirjani4593
    @amirjani4593 4 หลายเดือนก่อน +2

    Selam josi
    Kemzi tibla zela ab Hagez agtimu neru hade wedi adina kemzia agatimato ksab Hji aytrkben

  • @edengirmay7186
    @edengirmay7186 4 หลายเดือนก่อน +1

    መቸም ሰብ ሕልና እንተኣጥፊኡ፡ሓጥያት ይገብር ከም ዘሎ፡ፍጹም ኣይፈልጥን እዩ።ከማኻ ሓውኻ፡ከምዚ ጌሩ ን ሂወት ሰብ ን ሞት ይኹን፡ን መሽጣ......ዛኣክል፡ክፍኣት።ሂወት ብ ገንዘብ ተተሚኑ።ከመይ ጌሩ ይወርደሎም፡ከመይ ከ ደቅሶም ይሓድሩ።እግዚኣቢሄር ብይቕቴታ ይባርኮም።ካልእ ዝበሃል የለን።

  • @gualbahtahagos7001
    @gualbahtahagos7001 4 หลายเดือนก่อน +7

    ዛንታና 😢

  • @HelenUkubaldet
    @HelenUkubaldet 3 หลายเดือนก่อน +1

    Febu haftey amlak mesakum yekun nay chicho ke zeyrsa kusli koynuna be selam trekeba zebel yesmeani fetari

  • @meksebey854
    @meksebey854 4 หลายเดือนก่อน +3

    Amlak aboy kab kufu yhlwa🙏Bael Beta wen kedamay tehatatay gberwo ?

  • @ngstigirmay9271
    @ngstigirmay9271 4 หลายเดือนก่อน +2

    Nayti sebaya guday des zeybleka any way amlak ms hlwat ygbera nay ametat hazelnum ydebskum fetari entay ysano

  • @sabahabtemicael5427
    @sabahabtemicael5427 4 หลายเดือนก่อน +3

    nibatkum elilta yiqeyrelkum sidr nihaftki bihiwet misakum yerakba fetari

  • @Msgan_Natey
    @Msgan_Natey 2 หลายเดือนก่อน

    በስመኣብ ን16 ዓመት ዝኣክል።

  • @amensamuel7219
    @amensamuel7219 4 หลายเดือนก่อน +4

    Eweyyy haftey beselam nab wedken sederaken ftari yethaqoqufki

  • @tirhasmogos9273
    @tirhasmogos9273 4 หลายเดือนก่อน +5

    Ach haftey 😢 amllak msa ykun

  • @ZewdiKishe
    @ZewdiKishe 7 วันที่ผ่านมา

    Amlake meshlewat yegbera adi weda yegbera😢

  • @eri100eritrawit9
    @eri100eritrawit9 4 หลายเดือนก่อน +1

    What a sad story and I know she is not the only victim for sure many beautiful lives had lost. Please go to human trafficking organizations both in Uk and Swiss. Don’t stop fighting please. God give you strength so sorry ❤

  • @habtom5113
    @habtom5113 4 หลายเดือนก่อน +6

    ገለ ምስጥር ኣሎ ሓፍተይ ኣሕሕ

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤❤❤❤

  • @abhiweteyeyezeneber
    @abhiweteyeyezeneber 4 หลายเดือนก่อน +2

    Mes reayewo nezi interview mes reayu kehadmu eyom bezekone amlak yehagezkum menalbat techewya keytekewen sudanyawyan chewyoma keykonu sebeytom selezegebrewen medenzez yegebrulen sebat kezekera wen aykelan eyen amlak mesakum yekun meskeneyti neas eta shegera baela eya tefelta

  • @hiyableomessi2020
    @hiyableomessi2020 4 หลายเดือนก่อน +2

    ክንደይ ህዝብና ብኸምዚ ጠፊኡ ኣሎ ብሰንኪ ኣስገርትን ሕልና ኣልቦን

  • @abitifili3597
    @abitifili3597 4 หลายเดือนก่อน +1

    ፍረሂወት (ችቹ) መትዓብይተይ ጓል ክላሰይ ጽብቕቲ ሓፍተይ ካብታ ጉዳይኪ ዝሰምዕ ካብ የእሙረይ ዘይትኸዲ ! ማይተመናይ ዓዲ ስሄል እንባጋልያኖ እዚ ኩሉ መንፍዓትኩም ምትሕልላይኩም ኣብዛ ናይ (ችቹ) ጉዳይ ወዲቕና ኢና ሕጂ ውን ተነፈዕና ኣብ መዕለቢታ ከነብጽሓ ነዛ ጉዳይ ከይትሓለልና ንኽእሎ ንግበር ። ሓፍተይ እዚ ጉዳይ ናብ ሕጊ ውሰድዋ እሞ እቶም ስድራ ሽዑ ከምዚኣ ቀሪብኩም ሓብሩ ናይ ጠበቓ ኣዋጺና ንዓጽዋ ኣነ ቀዳማይ ኣለኹ ኣብዚ ነገር ኣጀኹም በርትዑ ነፍቅረኹም ኢና ስድራና

    • @yaredokbe4377
      @yaredokbe4377 3 หลายเดือนก่อน

      Thanks 🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @yonastekleab4230
    @yonastekleab4230 4 หลายเดือนก่อน +1

    ወይ ሓፍተይ ኣምላኽ ምስ ህሉዋት ይግበራ ጽላሉ የንብረላ ቅሩብ ግን ደንጊኹም ። ብዝኾነ ኣጂኺ ፈቨን ሓፍትና ነዚ ክሰምዕ ከለኹ ንብዓት ይስዕረኒ ጉዕዞ ስደት ስለ ንፈልጦን ዝፈተናዮን ። እዚ ናይ ብዙሓት ዛንታ ኣሕዋትና እዩ ክንደይ ኣሕዋትና ብኸምዚ ዘይጠፍኡ። ብዝኾነ ክሳብ መወዳእታ ኣብጽሕዎ ዓቕምና ዝፈቕዶ ክንሕግዝ ኢና። ኣብዚ ምዕቡል ዓለም ክንደይ ሰረቕቲ ፡ መታለልቲ ፡ ሸየጥቲ ኣሕዋቶም ሕልና ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት ተሓቢኦም ይነብሩ ኣሎዉ ንኹሉ ግን መዓልቲ ኣሎዎ።

  • @WedebTsegay
    @WedebTsegay 4 หลายเดือนก่อน +4

    Eintey zeytegagye ab Warsay tiserih nera ab Asmera Gejeret 2008 . Newah gubzina zelewo xibkti🙏

    • @Sesu-nw2in
      @Sesu-nw2in 4 หลายเดือนก่อน

      Ewe abe Warsay

    • @WedebTsegay
      @WedebTsegay 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@Sesu-nw2in
      Sebayey misa yiserih nereu ab Warsay. Shu yixkereni bitaemi hazina. Gin hade Sudanawi chewiwa zifetwa zinebere eina semiena. Gin kisab hjis gin dahay bizey mirkabkum bitaemi hazine. Akkkkk akk Frehiwet xibkti😭😭😭😭

  • @tesfaytewelde8499
    @tesfaytewelde8499 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጆስያስ ብትገብሮዘለኻ ኣዝዩጽቡቅዝኾነ ኣገልግሎት ኒህዝብኻ ከመስግነካ ይደሊ ቀጽለ ኒስድራ ጠፋኢት ኣጆኹም ብሕጊጠልጠል ኣብልዎም ዝገበሩጌሮም ካኣስ ቲሓቂ ክነግሩ ኣይክእሉን ኒባዕሎም ጽቡቅናብራኪንነብሩ ኦሮፓ ኣትዮም ኒሰብ ኣብሓዘን የእትዮም
    ፈጣሪ ይሓግዝኩም😂😂

  • @haileabhabtemariam4393
    @haileabhabtemariam4393 4 หลายเดือนก่อน +5

    መተዓቢተይ ኣምላክ ኣምላክ ይሓልውኪ ምስናፍቆትና ችቾ ሓፍተይ

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለየ

  • @elsaberhe3671
    @elsaberhe3671 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሰብ ጓልሰብ ንአና ጥፊእካ ዶ ደኺመ ይብሃል ዩ ቀዳማይ ትሓታቲ ዩ ኣቦ ወዳ ዝኾነ ኢድ ኣለዎ ማለት ዩ ትሓታቲ ዩ ።

    • @haru-uv9yx
      @haru-uv9yx 4 หลายเดือนก่อน

      Yegrem eu

  • @stk8544
    @stk8544 29 วันที่ผ่านมา

    Wai seb kem insissa ishiet iliwwet allo. Bessimaam

  • @keseteyihdego-er9rp
    @keseteyihdego-er9rp 4 หลายเดือนก่อน +13

    ሰልም ጆሲ ሓወይ ብመጀምርያ ብትገሮ ምትሕብባር ከይምስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልይን እዛ ጋል እንተዝፍይተግየ ብሂወት ኣላ ምክንያቱ ኣብ ከባቢ 2017 ክሳብ 2018 ኣብ ሸገራብ ንይራ እንትተካኢሉ ፖሊስ ሸግራብ ጽቡቕ ሓበሪታ ክትርክብ ትክእል እያ

    • @JosiasDenden
      @JosiasDenden  4 หลายเดือนก่อน +1

      ሰላም ሓዉ ቴለ ናትካ ወይ ፈይስቡክ ክትሰደለይ ትኽእል ዶ

    • @keseteyihdego-er9rp
      @keseteyihdego-er9rp 4 หลายเดือนก่อน

      @@JosiasDenden Kesete yehdego

    • @fyametatv2613
      @fyametatv2613 4 หลายเดือนก่อน +5

      Ezi kesete yehdego zbehal zeblo. Zelo. Ab 2019 werhi February march. April may Abu. Nere. Hanti. Nay. Yemro xegem znebera. Gal Nera eti. Msla keman kurub. Nezia. Tefia tebehal zela. Haftna temesel. Please chek gberu shegerab. Amalak xlalu. Yenberla.

    • @wediokube1465
      @wediokube1465 4 หลายเดือนก่อน

      Selam hawey ane kea neferehiwet hawa eye Facebook kerekebeka ba bezia rekebeni Bekie Bekia tebel natey

    • @amanuel8706
      @amanuel8706 4 หลายเดือนก่อน +8

      @@JosiasDenden kiburat yehwat please tetenkeku ! ab kemzi iwan himakat sebat alewu xegem seb mezmizom ab kemzi rinaya genzeb sidedu ziblu hilina zeybilom sebat,,,,, silezi n kulu tedalewulu,,,,mekniatu hiliniom ziarebe kab kemzi keyterefe kirebhu zideliu alewu kab dehay zetfe nay kereba zemedey zegatemeni iu ,,,Amlak ab zelatu misaa yikun.

  • @genetrussom
    @genetrussom 4 หลายเดือนก่อน +1

    Kendi Abo wedau tehatati kalay kea etom asgerti msa zneberu

  • @Amorawedigash
    @Amorawedigash 4 หลายเดือนก่อน +3

    Betami zehezn zanta iyu gen etom sdrabiet btami gezie qetlikum kdsb kndzi gezie twesdu amlak mes hlwat ygbera🙏

  • @HattanHattan-is5xe
    @HattanHattan-is5xe 3 หลายเดือนก่อน +2

    Robel debesay wedi keren e
    yu.

  • @yemanefisehaye5647
    @yemanefisehaye5647 4 หลายเดือนก่อน +3

    ገርገፍ ናይ ሱዳን አሎ ፡ገርገፍ ናይ ኤርትራ ከኣ ኣሎ።

  • @tessola2169
    @tessola2169 4 หลายเดือนก่อน +3

    slemtay wedu ke zeyetu kisab 19 Amet zigebr eway 😢

  • @wuhbetnatey8325
    @wuhbetnatey8325 4 หลายเดือนก่อน +22

    ህምምም! በዓል ቤታ ምሕረት የውርደሉ ብሓቂ!!
    ኣካሉ ስለዝኮነት ኣንኳይዶ ዉሉድ ሃልዩካስ፡ ዘይብልካውን ህይወት ሰለዝኾነ ምቅሳን ኣይግብኦንዩኦ፡ ነእምሩኡ'ውን ምፍታሽ!!!

    • @lovetube9672
      @lovetube9672 4 หลายเดือนก่อน +1

      አይይ

    • @SelamSium-m7m
      @SelamSium-m7m 4 หลายเดือนก่อน +8

      ቀልቲፉ ኢዩ ተመርዑ ሃለዋታ ከየረጋገጸ ከማን

    • @luwamnega6042
      @luwamnega6042 4 หลายเดือนก่อน +1

      Ferihu ykewen genzeb sle zkefele bzkone Sgeu sle zeykonet u rgum u behaqi

    • @tessola2169
      @tessola2169 4 หลายเดือนก่อน +1

      neti wuladu ke bejakum habuni zeyblom sawa kikeyd abu dege alo ybhal 😢

    • @Sesu-nw2in
      @Sesu-nw2in 4 หลายเดือนก่อน +5

      Nesa zwetseto 2008 koynu nesu gen abe mengedu 2007 sebeyti kemzehaze yefelet

  • @EritreaAa-mc8tj
    @EritreaAa-mc8tj 4 หลายเดือนก่อน +1

    Chchom heftnan meteabitnam egzabiher bealu yhelki nsdera lbommeleslum amelak xbuqe ysmeana ajakum sderay

    • @haru-uv9yx
      @haru-uv9yx 4 หลายเดือนก่อน

  • @alexanderbirhane4611
    @alexanderbirhane4611 3 หลายเดือนก่อน +1

    Beli ajoki , family wn ajokum tesfa keyqorexkum guday ab meelebia ktbexih alewa.

  • @2wedierey156
    @2wedierey156 6 วันที่ผ่านมา

    Ezi dea flut endyu dawit u atfiwa ed alewo

  • @DrarAnd
    @DrarAnd 4 หลายเดือนก่อน +1

    እህ..... ዛንታ ኤርትራውያን፡ መፍቶ ሸፋቱን ምድረበዳን ኮይኑ። ወይ ኣነ ህዝበይ😢😢

    • @Sesu-nw2in
      @Sesu-nw2in 4 หลายเดือนก่อน

      😂

  • @hermonberhane5374
    @hermonberhane5374 4 หลายเดือนก่อน +4

    Ezi dawit zebhal zelo ab Bern eyu zekmet resi ketma nay Swiss hadar alewo keman mesnleni amlak yehgzkum 🙏 Abo weda senselt ab edu eyu nesu terah eyu abzi adi koynu kerkblom zekel wela neti Robel

    • @wediokube1465
      @wediokube1465 4 หลายเดือนก่อน

      Ya belek aleka nesu eyu eti dawit zbhal neti robel ewen yefeleto eyu gene telefeonu abzi seat kelel aykalen

    • @hermonberhane5374
      @hermonberhane5374 4 หลายเดือนก่อน

      @@wediokube1465 eti Abo weda aydlyen koynu eyu enber abzi Swiss koynu emo eti Robel zeblo zelo mesu ab Swiss kelo hanti Telefon dawelu terah nab police eti zeblo zenber zerba mes filmon metelfwo nerom. Dawit zebhal gen gual seb atfeka si temreyu 2 weldu kesab ane zeflto nere. Hegi wela eza hafta nab Swiss ketmse alewo guday hafta Police nay Swiss tehbrom selen document endhr alewo

    • @yaredokbe4377
      @yaredokbe4377 4 หลายเดือนก่อน

      Thanks 🙏🏼

  • @SelamSium-m7m
    @SelamSium-m7m 4 หลายเดือนก่อน +16

    ፌቡ ብጣዕሚ ዝቡቕ ኣገላልጻ ኣምላኽ ናይ ኢዶም ይሃቦም ካብ ኣቦ ወዳ ጀሚሮም ንዓኣ ከኣ ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረላ😢😢

    • @Sesu-nw2in
      @Sesu-nw2in 4 หลายเดือนก่อน +3

      ኣቦ ወዳ ሰለ ምንታይ ቀዳማይ ከሱስ ዘይኮነ? ሰለ ምንታይ ተሓቢኡ?

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለየ ❤❤❤

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@Sesu-nw2inሳብስክራይብ ግበሩለየ🎉❤❤❤❤