ደርዘን ሕቶታት ንደረስቲ፤ ዕላል ምስ መንእሰይ ሳሚኤል ዑቕባይ; ኣብ ሞዛይክ ባህሊ ቻነል መበል 1000 ቪድዮ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 172

  • @ermiase5884
    @ermiase5884 9 หลายเดือนก่อน +1

    Timami gelaxi zikone information and very talented thanks teacher.

  • @musse121
    @musse121 9 หลายเดือนก่อน +3

    Great Job mosaic Bali Thank you so much for your contribution

  • @angishaangisha8925
    @angishaangisha8925 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዋዉ ዋዉ ከምዚኦም ዓይነት መንሰያት ክትሪኢ ከለካ ብጥዓሚ ትተባባዕ ኣዚዩ ማህሪ መደብ ። ሳሚ ብሱል መንሰይ ኢነርጂና ንመን ከዳምነት ንህብ ክንፈልት ኣለና ፖፖፖ ይበል ኣጋላልጻ ። መምህር መኮነን ካኣ ከጽሎ ጽቡቅ መደብ ማሃሪ ዝኮነ መደብ ዩ ።

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 9 หลายเดือนก่อน +1

    Excellent ❤❤❤ ጽቡቕ ትሕዝቶ። ምስጋና ንኽልቴኹም።

  • @ElIt-ct3xh
    @ElIt-ct3xh 9 หลายเดือนก่อน +1

    Betami eyu xubk memhrey Thank you so much

  • @ariemeb7923
    @ariemeb7923 9 หลายเดือนก่อน +1

    ደረጅኣ ዝሓለወት channel
    ደረጅኡ ዝሓለወ ኣቅራቢ
    ደረጅኦም ዝሓለዉ ዕዱማት
    ደረጅኦም ዝሓለዉ ተከታተልቲ, amazing

  • @teklabtesfagebriel6247
    @teklabtesfagebriel6247 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም መም መኮነን ትገብሮ ዘለኻ ኣስተዋጽኦ ብጣዕሚ ጽቡቕ ደስ ዘብል ዩ ሳሚኤል ውን ብጣዕሚ በሊሕ ራኢ ዘለዎ መንእሰይ ።
    ብፍላይ ግን ዝሓለፈ ሰሙን ዘምጸኻዮ ተስፋምህረት ዘይምኖ ተፈታዊ ዕላላትን ትምህርትን ምስጋና ይብጻሕካ ብዝያዳ ተውሳኺ መደብ ውን ንጽበ።

  • @isra12afewerki80
    @isra12afewerki80 9 หลายเดือนก่อน +1

    መማህራን ሂወት ምስጋናን ወሰን የብሉን ብዘይ ምቁራጽ ናሃካ ትምህርቲ የሕሊፈዮ ኣይፈልጥን እየ መምህር ሞክየ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @estifmehari1249
    @estifmehari1249 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ ትሕዝቶን ዕላማን ኢዩ መምህር ቀጽልዎ ።

  • @antihgdef
    @antihgdef 9 หลายเดือนก่อน +1

    ካብቶም ናይ ሰላም ጀጋኑና ሳሚ ምስ ሞኬ❤❤❤❤

  • @mhretabtesfai2754
    @mhretabtesfai2754 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ መምህር ሞክየ
    ሳሚ ኣብ ልዕሌካ ዘለኒ ኣድናቆት ወሰን የብሉን
    መምህር ሞክየ እንተተካኢሉ ንደራስን ከማኡ እውን ኣነቓቓሒን መንእሰይ ዳኒኤል ጴጥሮስ እተተቅርበልና ክንደይ ጽቡቕ ኔሩ
    የቐንየለይ

  • @dilomdilom6625
    @dilomdilom6625 9 หลายเดือนก่อน +2

    Great job keep your best eductional program thanks more sepcilay mr mekonn.

  • @solomontinsu5629
    @solomontinsu5629 9 หลายเดือนก่อน +1

    ካብቶም ብስሚዒት መደብካ ተኸታተሊ የ :ንፉዕ ተራኺ ኢኻ መምህር መከነን keep going

  • @yohanamengsi4147
    @yohanamengsi4147 9 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you so much memhr mokie.

  • @habeng4067
    @habeng4067 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሞዛይክ ባህሊ መንገዲ ስነ-ጽሑፍን ዓቃቢት ባህልን ክብርታትን ሕብረተሰብ ከም ምዃና መጠን መምህር ሞኬ ክብረት ይሃበልና።❤

  • @miliontekali3534
    @miliontekali3534 9 หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ዝብል እዩ ዕጫ ኽትበጽሓኒ ኽኣ ተስፋ ይገብር😊።

  • @Weldatfese
    @Weldatfese 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብታዕሚ ሓጋዚ ኣበርክቶ፡ እዋናዊ ምስ ግዜ ዝከይድ ምኳኑ ብዘይመጠን ምስጋና። መንእሰይ ሳሚ ብንግህኡ ኣብ ፍልጠትን ልቦናን ነዊሕ ከይካ፡ እዚ ከኣ ግዜ ብግቡእ ከም ዝተጠቅምካሉ ዩ ዘርኢ። you are a good smart and intelect man.

  • @aram10D
    @aram10D 9 หลายเดือนก่อน +2

    wel come sami hawey

  • @yikalogebrehiwet4016
    @yikalogebrehiwet4016 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዝዩ ደስ ዝብል ምህሮ መምህር ሞኬ ከምኡውን ሓው ሳሚ በሊሕን ትሑትን ኣብነታዊ መንአሰይ ደስ ዝብል መሳጢ ምሃርን ዕላል ደስ ዝበለትኒ ሰብኣውነት ይሃልወና ዝበላ ካብ ንሰብ ንድሙን ከልብን ንድንግጽ ዝገርም ዩ ምሕደራ ግዜ ዝምልከት ገለ ኣምጻልን መምህረይ ካብ ልቢ ነመስገን

  • @henoktadese3313
    @henoktadese3313 9 หลายเดือนก่อน

    ናይ ሳሚ ደስ ዝብለኒ እንታይ ይብል ጥራይ ዘይኮነ ከመይ ይብል ይፈልጥ'ዩ። ትግርኛ ብጣዕሚ'ዩ ዝዛረብ❤

  • @YonatanTeklzghi
    @YonatanTeklzghi 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ ስራሕ መምህረይ ናይ ምንባብ ልምዲ ንከጥሪ ዓቢ እጃም ኣበርኪትካልና ኢካ። ሳሚ ሓውና ከኣ ካብቶም ኣዝየ ዘድንቆ ኣብነታዊ መንእሰይ እዩ። ኣብ ኣፍሪቃ ሕጽረት መጽሓፍቲ ስለ ዘለና ጎደና ኣንተርፑነር ጥራይ ኣንቢበያ ኣዝያ ብልጽቲ መጽሓፍ'ያ ።

  • @ariamhaile5365
    @ariamhaile5365 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቀዲመ ዕዙዝ ምስጋናይ የቅርበልኩም ብምቅጻል ሳሚ ትጉህ መንእሰይ ነቲ ናቲ ኩርናዕ ጠመተ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዜጋ ዘገድሶ እሞ ከኣ ዕድመ ዘይፈሊ ኣብ ምምዕባል ዓቅሚ ሰብ ዝጠመተ ኮይነ ረኪበዮ መሸም ሀገርና ማዕረ ክንደይ ተስፋ ሃገር ዝኮኑ ጌዛታት ከም ዘለዉና ከኣ ተስፋና ይብርክ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @mercytes9397
    @mercytes9397 9 หลายเดือนก่อน +1

    Mosaic bahli kabten entay ዓይነት ኣተሓሳስባ፡ኣራኣእያ ፡ኮታስ ብዙሕ ጥበብ እና ተማሃኩላ ዚከይድ ዘለኩ ብሊጽቲ መርበብ 'ያ ፡ብጣዕሚ የመስግን ፡ብቀጻሊ ኪትዓብየልና ይምነ።
    ጻሓፊ ሳሙኤል ኣዝዩ ብሉጽን፡ቡዙሕ ዚምህረናን ፡ዘዕብየናን ዘሎ መንእሰይ ፡ መጻሕፍቱ 'ውን ኣዝየ ብሉጻት የን ።እሞ ብዙሕ ኢና ንማሃር ቡሉጻት መምሃራን!!❤❤❤❤

  • @mebrahtom1989
    @mebrahtom1989 9 หลายเดือนก่อน +1

    Bitihbena agelgulot kablibi enaamesgenku ❤ congratulation🎉 kea abzi kerba ztirgom zelo mxahifti eyou rietoy nikanka tigrina ab kindi zeibiyo buzuh nay English kalat ytikemu eyom emo ezi bkemey kimehayeshe tixierelu
    Thank you

  • @ngusetsegay2104
    @ngusetsegay2104 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኢካ ትሰርሕ ዘለካ መምህር ፡ ብዘለካዮ በርቲዕካ ቀጽል ። ሳሚ ከኣ ንፉዕ መንእሰይ ብንእሱ ብዙሕ ኣበርኪትልና የቀንየልና ።

  • @mihreteabmengisteab8449
    @mihreteabmengisteab8449 9 หลายเดือนก่อน +1

    1000🎉🎉 ኣዝዩ መሃሪ መደብ ነይሩን ኣሎን፡፡ካብዚ ንላዕሊ ክቅጽል ውን ኣይጠራጠርን፡፡ከይትሓለልኩም ቀጽሉ ክቡር መምህር፡፡
    ሳሚ ከኣ ስለቲ ዘይጽንቀቕ ኣበርኩቶካ ብስም ተከታተልቲ ሞዛይክ ባህሊ የመስግነካ፡፡

  • @meronhabteslase5876
    @meronhabteslase5876 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዝዩ ብሉጽ መደብ ምስ ብሉጽ መንእሰይ።❤

  • @ttesfa54
    @ttesfa54 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ አዝዩ እዋናውን አገዳስን መደባት ኢዩ ዘለካ ኩቡር ሓው መምህር መኮነን እደገና ኣዝዮም አዝዮም ጸለውቲ ሰባት ከምተቕርበልና ፍልጥ ኮይኑ ሎሚ ንሳሚኤል ዑቕባይ አብነታዊን በሊኣህን መስተውዓልን መንሰይ ክተምጻአልና ብምኻአልካ አዝየ የመስግን ብጣዕሚ መሳጥን ደስ ዝብል ማሃሪ መደብ ነርኩም ይቐንየልና ከም ኩሉ ግዜ ቅጽሎ
    እደገና ከምጠለባትካ ን ወልድሽ ሰለሙን ክተቕርቦ ደስ ይብለኒ ምጽንናዕ ትብል መጽሓፍ ዝጸሓፈ አዝዮም ብዙሓት መንሰያት ዘሰልጥን ዝሕግዝን ለባም መስተውዓልን ሰብ ኢዩ። የቕንየለይ።

  • @ብዘይሃገርክብረትየለን
    @ብዘይሃገርክብረትየለን 9 หลายเดือนก่อน +1

    በሊሕ መንእሰይ ብሉጽ ስራሕ ሰሪሕካ 🤙

  • @aronandemichael6803
    @aronandemichael6803 9 หลายเดือนก่อน +2

    ሳሙኤል ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ ዝበሰለ ብሉጽ ዜጋ። መም. መኮንን ድማ በቲ ትገብሮ ዘለኻ ዕዮ ልዑል ምስጋና ይግበኣካዩ።

  • @berihgebremariam9020
    @berihgebremariam9020 9 หลายเดือนก่อน

    የቐንየልና መምህርን ምስ ኩቡር መንእሰይ ሳሚኤልን ጽቡቕ መልእኽቲ ኣሕሊፍኩሙልና ቀጽልዎ

  • @ownyourself1111
    @ownyourself1111 9 หลายเดือนก่อน +1

    Amazing Channel congrats on your 1000 Video ምዕሩጋት መደባት ናይብሕቂ🎉❤

  • @berye9830
    @berye9830 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሞዛይክ ባህሊ ሓንቲ ካብተን ደስ አሉኒ ዝከታተለን ቻነላት እያ ቀጽልዎ።
    ሳሚ ድማ ካብቶም ኣዝየ ዘድንቖምን ዝከታተሎምን ጸሓፍቲ ደረስቲ ኢኻ ቀጽሎ ብሓፈሻ ኩሉኹም ደረስትና ጸሓፍትና ሰስኑልና ዕበዩልና ንዓና ክሕሸና። ናይ ወትሩ ተኻታታሊኹም ሓዉኹም በሬ ካብ ሆላንድ!❤❤

  • @yohannesweldeyesus4057
    @yohannesweldeyesus4057 9 หลายเดือนก่อน +1

    መምህር መኮነን ብጣዕሚ ብሉጽን መሃርን መደባት ተቅርብ ኣለኻ ሳሙኤል ናይ በሓቂ ብሱል ሰብ ኢዪ

  • @82tadi
    @82tadi 9 หลายเดือนก่อน +1

    Mosaic ባህሊ፡
    One of my favorite TH-cam channels, Thank you Mr Tesfay for all your hard working and efforts, and Great interview with talented Samiel 👍🏾

  • @saliemteklite1398
    @saliemteklite1398 9 หลายเดือนก่อน +1

    Azyu des zbl medeb. Nzserahkayo 1000 vidiyotat 60% teketatileyom. Kulu btaemi meharn atebabaen neyru, qexlo.

  • @danielhagos7254
    @danielhagos7254 9 หลายเดือนก่อน +1

    መምህር ሞኬ ፡ኣዝዩ ሰሓብን መሃርን መደብ ኢዩ ዘለካ፥ኩሉ ተቅርቦ መደባት ብጣዕሚ ኢዩ ንግዕዞ ሂወትና ተስፋ ሂቡ ዘጋዕዘና ዘሎ ቀጽሎ፥ንሳሚ ድማ ካብቶም ናይ ግዜና ብሉጻት ኣሕዋት ብምምጻእካ ነመስግን!

  • @tsigegrmation3093
    @tsigegrmation3093 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሰለ ኣዝዩ ኣገዳስን ደስ በሃልን መደብ ምቅራብኩም ምስጋና ይኹንኩም።

  • @mybestselamvideoselamvideo126
    @mybestselamvideoselamvideo126 9 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you Mr.Samuel Ogbay for sharing your wonderful experience I will buy your book .mk

  • @SamsomHanibal
    @SamsomHanibal 9 หลายเดือนก่อน +1

    Mosaic bahli btami xbuq medebat ekum teqrbu motivation zbezho des zbl u qexlwo samiel wn hade kabtom ab nus edmiu bruh mexae zelewom menieseyat eka so bertiu. Bzaeta eta zbelkaya echa kea neay ktbexhani eya thank you.

  • @zefari445
    @zefari445 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ወሰናይ፡ ጹቡቅ መደብ ኢዩ፡ ካብቶም ጹቡሕን ዘይጽቡሕን ዘቅሩቡ፡ ከምዛ ናትካ ዘይተጽብሐ ምቅራብ ሕብረተሰብ ዝምሃረሉ ኢዩ እሞ ቀጽሎ።

  • @lieltiteame7753
    @lieltiteame7753 9 หลายเดือนก่อน +1

    Wow ❤. Kem kulu gzie xbuk elal neru memhrey kndi 1000. Echa entebexihatni n sami shelmeley.

  • @amnuelGhebrezghi
    @amnuelGhebrezghi 9 หลายเดือนก่อน +1

    Azyu mehari medab.

  • @kudusghebreslasie2139
    @kudusghebreslasie2139 7 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ ኣቐራርባ መምህር መኮንን ኣብቲ ናይ ቐደም መጽሓፍቲ ድማ ዳህሳስ ተትገብር ደስ ምበለና

  • @hope2426
    @hope2426 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ ስራሕ መምህር

  • @mikea7288
    @mikea7288 9 หลายเดือนก่อน +1

    Everything is good, just keep going
    Thank you 🙏,

  • @marsman5843
    @marsman5843 9 หลายเดือนก่อน +2

    To be honest one of best and educational channel I ever seen

  • @jerubbaalzere4402
    @jerubbaalzere4402 9 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you bedebkum aytekarxu ab gonkum alena

  • @wedihaileab8917
    @wedihaileab8917 9 หลายเดือนก่อน +1

    እንቋዕ ብድሓን መጻኻ መምህረይ ኣነስ ምሸት ምሸት ወልፊ ኮይኑኒ ብፍላይ ማሰን ማልቀስን ናይ ቀደም ከይሰማዕኩ ኣይድቅስን'የ: ሰላም ኣብ ሂወትካ ምስ ምሉእ ስድራቤትካ❤

  • @keseteokubay6723
    @keseteokubay6723 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤ Edmen tinan yfterelkum

  • @AbrahamBeyene-n3u
    @AbrahamBeyene-n3u 9 หลายเดือนก่อน +1

    Wow wow congrats! Teacher Mokonen for 1k, መንእሰይ ሳሚ ንባዕሉ ውሽጡ ኣደናቒ መጽሓፍ እዩ፡ plz ካባኻ ንኽንከስብ ምጽሓፍ ኣይተቃርጽ።

  • @hagossolomon6654
    @hagossolomon6654 9 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you, Samuel and Mokie. your podcast is very interesting and educational

  • @awettadese7530
    @awettadese7530 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም መምህር መኮነን ዓወት ኢየ ካብ ጀርመን .
    ብመጀመርያ ንዓኻ ን መምህር መኮነን ከመስግነካ ይፈቱ ምኽንያቱ ደኺመ ከይበልካ ብዙሕ ትምህረና ዘለኻ ብዝተፈላለየ ። ኣብ ሞዛይክ ባህሊ ዝቀርቡ መግለጺ የብለይን ቃላት ኢዮም ዝሓጽሩኒ ስለዚ ቀጽሎ ።
    መምህር ሳሙኤል ዑቅባይ ዉን ብጣዕሚ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዎ ሓደ ካብቶም ተኻተተልቱ ኢየ
    መጽሓፉ ዉን ጎደና ኣንተር ፑነር ትብል መዛዘሚ ናይ 2023 መጽሓፈይ ኢያ ብጣዕሚ ጽብቅቲ መጽሓፍ ኢያ ከተንቡብዋ ይምሕጸን ። ካብ ሰማያት ብኩስ ዉን ሓንቲ ሸር ክብል ምክእኣል ትብል መጽሓፍ ገዚእኩም ከተንብቡ ይምሕጸን ነዚኣ ኮመንት ዘንበብኩም
    ሰሱኑልና መምሃራና 🙏

  • @Tesfaeusinkey
    @Tesfaeusinkey 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሳሚ ካብቶም ብሉጻት ብሱላት መንእሰዪት እዪ እሞ ሞራል ንሃቦ 👍👍👏👏

  • @mydave1467
    @mydave1467 9 หลายเดือนก่อน +1

    Congratulations for your 1k videos
    ንእትገብሮ ጻዕሪ ምስጋና ይግበኣካ መ/ም ሞኮነን ተስፋይ

  • @mussieakale6796
    @mussieakale6796 9 หลายเดือนก่อน +1

    M/mekonen btaimi tsubuk nakum zfeterelna fetari ymesgen

  • @habengebreluul7762
    @habengebreluul7762 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቕ መግለጺ 🙏.
    መ /ም መኮነን ብዙሕ ትጠቅመና ኣለኻ
    ቀጽሎ ❤.

  • @AmanuelTsegaberhan
    @AmanuelTsegaberhan 9 หลายเดือนก่อน

    Mekonen Tesfai. I hear almost one Video everyday, while I am working, eventhogh it is not allowed at working place. I have big respect for you Memhir.

  • @sulusghebreamlak2613
    @sulusghebreamlak2613 9 หลายเดือนก่อน

    Thank you Memhir Mokonen. I have been following your TH-cam channel for a long time and thank you so much for inviting Sami. Samuel Okubay is one example of this young generation, especially in our society. He is Brilliant of brilliant..

  • @mekonenkesete4242
    @mekonenkesete4242 9 หลายเดือนก่อน +2

    መምህር መኮነን ተስፋይ (ሞኽሲ) ስለ'ቲ ትህቡና ዘለኹም ኣገልግሎት ብልቢ ነመስግን። ብዙሕ ንጥቀም ኣለና።
    ትስፉው መንእሰይ ሳሙኤል ዑቕባይ 'ውን ሓደ ካብ'ዞም ንኢንተርኔት ብግቡእ ተጠቒሞም ንህዝቦም ዘንቅሑ ዘለዉ ኢኻ 'ሞ ክብረት ይሃበልና።

  • @henokkinfe4344
    @henokkinfe4344 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም መም መኮነን መደባትካ ብጣዕሚ መሃርን ን ሕብረተሰብ ድማ ኣነቐቓሒ ዩ ሞ ቀጽሎ

  • @MeronAbrahaley-x8q
    @MeronAbrahaley-x8q 9 หลายเดือนก่อน +1

    I am so proud of u 😍

  • @ardan2291
    @ardan2291 9 หลายเดือนก่อน +1

    Keep it up memhir

  • @muss5435
    @muss5435 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም መምህር መኮንን ብትገብሮ ኩልግዜ አንዳመስገናን ኢና።እዛ
    "እቲ ዝሃብተመ ሰበኣይ ኣብ ባቢሎን "
    ትብል ደጊምኩም ተተሕትምዋ ደስ ምበለና ኣብ ኩሉ ስዪናያ።
    ሳሚ ከም ወትሩ ኣንባባይ መጸሓፉን ተኸታታላዩን'የ ሓደ ካብቶም ኣለዉና ንብሎም እዩ የቐንየልና።

  • @abdumohammed6657
    @abdumohammed6657 9 หลายเดือนก่อน +1

    Well came back✅✅✅

  • @y7k31
    @y7k31 9 หลายเดือนก่อน +2

    Samuel the best man of the year keep it up bro.

  • @ablelommeles8062
    @ablelommeles8062 9 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላማት መኰንን ተስፋይ። ዓብለሎም እየ ካብ መቐለ። ፅቡቕ ተግባር ኢኻ ትውግን ዘለኻ።
    ክብሪ ኣለኒ።

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  9 หลายเดือนก่อน

      selam Ablelom congratulations 3y ewut eka dehay giber.

  • @robelokubay6346
    @robelokubay6346 9 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ዝብል መደባት ኣለካ መ.ሞኬ ዳርጋ ኩሉ ሰሚዐዮ እየ
    ክሕተት ክቀርብ ዘለዎ ዝብሎ ኣነ ኣክሊሉ ተካሊ
    መርዓ ወጋሕታን ዝርርብ ልቢ መርዓ ዝብላ ዝጸሓፈ።

  • @HenosMichael-l6b
    @HenosMichael-l6b 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @robeldawitt6282
    @robeldawitt6282 9 หลายเดือนก่อน +1

    Kem kulu gzie blux medeb memhir.

  • @mihreteabafona4604
    @mihreteabafona4604 9 หลายเดือนก่อน +1

    God bless you all guys. It is so interesting.

  • @AlexWedi
    @AlexWedi 9 หลายเดือนก่อน +1

    Glad u brought samuel, he is very talented & knowledgeable youth and he is great example for other youngsters, keep it up sami! & congrats mekonen on reaching 1000 videos, ure channel has great source of information and would like to admire u for ure immense contribution! 👏 👏

  • @medhanietesfayohannes1554
    @medhanietesfayohannes1554 9 หลายเดือนก่อน +1

    It was excellent discussion Mokie and Samuel !! I enjoy it so much. Thank you for all the work you are doing to impact our people positively!!!

  • @samuelbanteriga4750
    @samuelbanteriga4750 9 หลายเดือนก่อน

    Xbuk medeb thanks 👍

  • @yonasghebremariam4698
    @yonasghebremariam4698 9 หลายเดือนก่อน +1

    Congratulations on this milestone. Keep it up . Books change world.

  • @NabielHadish1
    @NabielHadish1 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዝዩ መሳቲ ዝኮነ ትምህርቲ ወሲድና ይከነልና ብልቢ ነመስግን

  • @aminerussom4733
    @aminerussom4733 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሞዛይክ ባህሊ ትነኣድ መደብ ኤያ ሳሚ ንኩህ መንሰይ ክብሎ ይደፍር

  • @asmeromabraham6874
    @asmeromabraham6874 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም መምህር መኮነን ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ጥዕናን ይምነየልካ። ንስኻ ሓደ ካብቶም ውሑዳት ሕብረተሰብና ኣብ ባህሎምን ክብርታቶምን መበቆላውነትን ስነ ኣእምሮኣውን ዕብየት ከርኢ ዝተፋላለዩ ክኢላታት እንዳምጻኻን ዝተፈላለዩ ዓይነት መጽሓፍቲ (ናይ ኩሉ ዓውዲ) ዝተተርጎሙን ብትግርኛ ዝተጻሕፉን እንዳቕረብካ ብትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ የመስግነካ። ካልእ ኣብ መበል 1000 ቪድዮኻ ኣቕሪብካዮ ዘለኻ ጋሻ መንእሰይ ጸሓፊ ሳሙኤል ዑቑባይ ንዓይ ብወገነይ ካብቶም መደባቱ ብቐጻሊ ዝከታተሎን ሓንቲ ካብ መጽሓፍቱ ቢትኮይን ዘንበብኩን ስለ ዝኾንኩ ኣማሃህርኡን ብዕምቆትን ብፍልጠትን ኣገላልጽኡን ኣዝየ እየ ዘድንቖ። ሳሙኤል ብዘለዎ ጻዕርን ሓያል ድርኺትን መላግቦ ኮይኑ ንቕድሚት ክስሕበና ካኣ ተስፋ ኣለኒ። እቲ ዝደልዮ ለውጢ ኣብ ሕብረተሰብና ክርኢ ከኣ ተስፋ ይገብር።
    ተወሳኺ ርኢቶ ኣብዚ ግዜ'ዚ ኣብ ስደት ዝነብር ሕብረተሰብና ካብ ባህሉን ክብርታቱን እንዳወጸ ይኸይድ ስለ'ዘሎ ፡ ቤት ማለት ሓዳር ከኣ መሰረት ኩሉ ስለ ዝኾነት ኣብ ሓዳርን ኣተኣላልያ ቆልዑን ፡ ኣፈታትሓ ግርጭትን ተወሰኽቲ ክኢላታት እንዳምጻኻ ኣስተምህሮ ክትህበና የተባብዓካ።

  • @shewitgofar8152
    @shewitgofar8152 9 หลายเดือนก่อน +2

    መጀመርያ መምህር መኮነን ከም'ኡ ውን ሓው ሳሚ ሰላም ክብለኩም ይፈቱ። ብምቅጻል ኣብዛ ቻነል ዘለኒ ሓፈሻዊ ትዕዝብቲ ክገልጽ እንተድኣ ኮይነ ብጣዕሚ ኣወንታዊ ተራ ክትጻወት ጸኒሓን ኣላን ። ገለ ካብቲ ብፍሉይ ዝምስጠኒ ኣብ መዳይ ባህልን ክብርን ታሪኽን ሕብረተ- ሰብ ከም'ኡ ውን ኣዝዮም ኣነቓቓሕቲ ትረኻታት ናይ ዝተፈላለዩ ዕውታት ወይ ውን ጸለውቲ ሰባት ዝቐርብ መደባት ኢዩ። ስለዚ ኻኣ ንዓኻ መምህር መኮነን ከም'ኡ ውን ነቲ ናይ ትርጉም ዘዳልዉ ኣካላት ሉዕል ምስጋናይ እናቕረብኩ በርትዑ ክብለኩም ይፈቱ።
    ብምቕጻል ሓውና ሳሚ ኣብ መዳይ ቁጠባን ሓፈሻዊ ምዕባለ ቴክኖሎጂን ቁሩብ መንቋሕቋሕታ ክንረክብ ንትገብሮ ዘለኻ ሉዑል ዝኾነ ኣበርክቶ ከመስግነካ ይፈቱ።
    ካብ መጻሕፍትኻ ክሳብ ሕጂ ኣንቢበያ ዘለኩ ቢትኮይን ኢያ።ኣብዛ መጽሓፍ ዘለኒ ተምሳጥ ብኸፊል ክገልጽ እንተድ'ኣ ኮይነ ንኽትርድኣ ብቕልል ዝበለ ብኣዝዮም ገለጽቲ ኣብነታት ዝተሰነየት ሰፊሕ ዝኾነ ፍልጠት አተጨብጥ ማራኺት ኮይና ረኺበያ።ገለ ካብቲ ኣብነታት ንምጥቃስ አቲ ናዮቶም 2 ጀነራላት ሓቢሮም ንኸይጥቅዑ በቲ ኣብ ሞንጎ 2ቲኦም ዝነበረ ርሕቀትን ዝሰዳደድድዎ ዝነበሩ መልእኽቶምን ብግቡእ ምብጽሑን ዘይምብጽሑን ዝሽገርዎ ዝነበሩን ነቲ ሓሳብ ናይታ መጽሓፍ ንኽርዳእ ዝሓገዘኒ ኢዩ።
    ጎደና ኣንተርፑነር እውን ሎሚ ወይ ጽባሕ ክትመጻኒ ይጽበ ኣለኹ።

  • @apromisinglifeትስፉዉናብራ
    @apromisinglifeትስፉዉናብራ 9 หลายเดือนก่อน +1

    Memhir mokonen azika blux nemhir eka adnakotey wesen Yebilun bzuh eye zimhar kabaka ❤
    Sami hawey ein kemu kexilo gobez eka eska win kexilo ❤🙏😊

  • @tesfugebrhiwet4934
    @tesfugebrhiwet4934 9 หลายเดือนก่อน +2

    Btami xbuk medeb u memhr mokonen and sami ka btami nfua n kulu meniasey xbuk metababie u

  • @hagermebrahtu2334
    @hagermebrahtu2334 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሰላም መምህር መኮንን ተስፋይ,ካብ ተካታታሊ መደብካ እየ ብጣዕሚ"የ ዘድንቀካ ሰባት ኢካ።ኩሉ መደባትካ ጽቡቕን መሃርን እዩ።ሳሚኤል ዑቕባይ ብጣሚ ብሉጽ ኣንተርኘረር እዩ መጽሓፋቱ እተን 2 ኣንቢየን እየ፤ ሳሚ ዓርከይ ህያብ ሂቡኒ እዩ እሞ ምስጋና ይግብኦ። ናይ ሳሚ ትምህርቲ እውን ወሲደ ነየረ ለውጢ ዉን ገየረ ካብቲ ትምህርቲ፣
    ብዝኮነ የቀንየልና ብዙሕ ተማሂርና።❤

  • @isaiaskidane651
    @isaiaskidane651 9 หลายเดือนก่อน +1

    መምህር ብትገብሮ ዘለካ ኣዝየ የድንቀካ።ሞዛይክ ባህሊ አታ ኣዝየ ዝፈትዎን ዝከታተላን ኣብዚ ዝሓለፈ ሰለስተ ዓመት ኣብ ባህሊ፡ታሪክ ብዙሕ ዝማሃረትኒ ቻለል ኢያ ስለዚ ቀጽሎ።
    ብዛዕባ ናይ ሳሚ ክዛረብ አንተ ኮይነ ብዕድመ ንአሽቶ ኢዩ ግን ብዙሕ ራኢን ዕላማን ዘለዎ ኮይኑ ይመስለኒ።ብፍላይ ኣብ ሕብረተሰብና ብሓባር ኽዓቢን ክምዕብልን ኣለና ኢዩ ዝብል።ኣብ ቻነሉ ውን ይከታለሎ ኢዩ ።ካብታ ደስ ዝበለንትኒ ኣዘራርባ ናይ ሳሚ፡(ሓደ ወለዶ ናቱ ሃብታማት፡ኣክትቪስት፡ምሁራት ክፈጥር ኣለዎ ትብል ኢያ።
    የቅንየለይ ኣይትሕመቅ ሳሚ።

  • @filmonyonas4362
    @filmonyonas4362 9 หลายเดือนก่อน +1

    መምህር መኮነን! እትገብሮም መደባት ኩሉም ትሕዝቶ'ለዎም: ኣገደስቲ ክኣ ንዓና ከም ሕብረተሰብ:: ሳሚኤል እውን ሓደ ካብቶም ዘድንቆም መዝናይዩ ሞ : ናይ ሎሚ መደብ ክኣ ብጣዕሚ ተመሲጠ ወዲአያ: ዳርጋ ክሳብ ትውዳእ የ እንዳጀመረት ዛላ ኮይኑ እንዳ ተሰመዓኒ ተወዲኣ:: ናይ ብሓቂ (pro human)
    By the way ኣብ ዚ channel ዝቐርቡ ትሕዝቶ ኣብ TH-cam ካብ ዝሪኦም ብእወንታ ካብ ዝጸለውኒ'ዮም::

  • @admasfltet4753
    @admasfltet4753 9 หลายเดือนก่อน +2

    ብዘይ ቀላዓለም ሞዛይክ ባህሊ ኣብ ሂወተይ ዓቢ ዝላ ክገብርን ንኣብውሸጠይ ተደግኡሉ ዝነበረ ተውህቦይ ከለሊ ዝገበረትኒ መዘና ኣልቦ ቻናል እያ።
    ጎደና ኣንተርፑነር ኣዝያ ካብ ዝመሰጠትንን ዘነቃቃሓትንን መጻሕፍቲ እታ ቦክሬ እያ እንተ ኢለ ምግናን ኣይከውንን እዩ፡ ❤

  • @MeronAbrahaley-x8q
    @MeronAbrahaley-x8q 9 หลายเดือนก่อน +1

    Woww enqae mexakumuna deqi abeyti buzuh zthantenala medeb 😍

  • @CoralMedia16
    @CoralMedia16 9 หลายเดือนก่อน +2

    Nice to hear that you uploaded your 1000 video I was waiting for it eagerly.

  • @yacobson
    @yacobson 9 หลายเดือนก่อน +1

    መምህር ሞኮነን በቲ ተቅርበልና ኣዚና ነመስግን
    ሳሚ ድማ ዝነኣድ መንእሰይ ኢኻ እሞ ቀጽሎ

  • @teklezghiteklemariam1987
    @teklezghiteklemariam1987 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ፡ የቐንየልና ንመምህር መኮንን'ን ንደራሲ ሳምኤልን። ኣዝየን ዝሰሓባኒ መልእኽቲ፥
    1. Time management (ምሕደራ ግዜ) = Energy management (ምሕደራ ጸዓት)። ኣቶኩሮን ዲስፕሊንን ምህላው፡ ህጹጹነትን ኣገዳስነትን ዘለዎም ቀዳምነት ምሃብ።
    2. ንሕብረተሰብና ናብ ማእከል ፋይናንስ ( finance hub) ምርኻብ ዝብል ናይ ዝመጽእ 10-20 ዓመት ሓሳብ (ፕሮጀክት) ኣዝዩ ዝነኣድ ኢዩ። ዓወት እናተመነኹ፥ ሰሰናዩ!!

  • @MerhawiGeremeskel
    @MerhawiGeremeskel 9 หลายเดือนก่อน

    Amazing

  • @BeruShikor
    @BeruShikor 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሰላም መምህር ሞኮነን ከምኡ ውን ሳሚኤል እንቋዕ ዳሓን መጻእኩም፥ ቀጺለ ኣብ ሞዛይክ ባህሊ ዘለኒ ኣድንቖት መግለጺ የብለይን ግን ኣብዛ መደብ ካብ ዝተማህርክዎ ጥራሕ ሊዕሊ እቲ ገንዘበይን ጉልበተይን ከፊለ ዝቕሰምክዎ ጠቒማትንን የዕብያትንን እያ'ሞ ኣኽብሮተይን ምስጋናይን ወሰን የብሉን ውሑዳትን ሩቡሓትን ተኸታተልቲ ዘለናያ ኮይኑ ካኣ ይስማዓኒ. ንኹላትኩም ኣባላት ሞዛይክ ባህሊ ድማ ምስጋናይ ይብጻሕኩም ክብል ይደሊ የቐንየለይ፡ ሓወኹም በረኸት ተስፋልደት❤🧠🙏

  • @berhanekifle7360
    @berhanekifle7360 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም መምህር መኮነን ተስፋይ!!
    ብመጀመርታ ንጻዕርኻን ትግሃትካን ብፍላይ ኣብ ግዜ ንዘለካ ናይ ምምሕዳር ብቕዓት ካብቶም ብቕጻሊ ዝግረሙ ሰባት ኢየ።
    ዘለዋና ናይ ለይትን ቀትርን ግዜ ማዕረ'ኳ እንተኾና ንስኻ ካብቶም ግዜኦም ብግቡእ ዝጥቀሙለን ሙዃንካ ደስ ይብለኒ።
    ብዘለኻዮ ምስ ሓይልኻ ክትቅጽል ድማ ኣምላኽ ይደግፍካ።
    ቀጺለ ብእተቕርቦም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ዘተኮሩ መደባት፡ካብቶም ከየባተኹ ዝከታተሉኻ ሰባት ሙዃነይ ውን ኩርዓትን ደስታን ይስመዓኒ ኩሉ ግዜ ድማ ቀጽለልና።
    ሳሚ ሓወይ ውን ዘለካ ዓሚቕ ፍልጠትን ርድኢትን ናብ ሕብረተሰብ ንምምሕልላፍ ዘለካ ክፉት ሸውሃት ብጣዕሚ ዝድነቕ ኢዩ'ሞ ደጊመ ብዘለኻዮ መታን ክትቅጽለልና ሓይልን ጸጋን ይሃብካ።
    ከም'ቲ ተኻፋሊ መበል 1000 መደባት ናይ ሞዛይክ ባህሊ ዝኾንካዮ፡ብመንገዲ መምህር ዮሴፍ ወርቀ ኣስራት እትመሓላለፍ መደብ መልሕቕ ብኣይ ብምጅምራ ኣዝዩ ደስ ይብለኒ።
    ኣብ መደብ ደርዘን ሕቶታት ንደረስቲ ክቐርቡ ኣለዎም ዝብሎም፦
    ዳኒኤል ሰመረ ተስፋይ
    ይርጋኣለም ፍሳሃ
    ኣብ መወዳእታ ዝላበዎ እንተሎ።
    መደብ ደርዘን ሕቶታት ንደረስቲ መብዛሕትኡ ሕቶታት ተመሳሳሊ ኮይኑ ይስመዓኒ።
    ከም'ኡ ውን እተቕርባ ሕቶ ካብ ተዓዘብቲ ሓንቲ ውሒዳ ኮይና ተሰሚዓትኒ'ሞ፡ወይ እንተትውስኸላ ወይ ድማ ካብ ኣብ ተመሳሳሊ ዓውዲ ዘልዉ ሰባት እገለ/ሊት ከምዚ ኢሉ ሓቲትካ ኢልካ ተወሳኺ እንተተቕርብ ጽቡቕ ምኾነ ኮይኑ ይስመዓኒ።
    ጉዳይ ሽልማት ናይ 5 መጻሕፍቲ ከኣ ኣቐዲምና ነመስግን😉 ኣድራሻና ከኣ ክንሰደልኩም ኢና።
    የቐንየለይ

  • @bereketyikalo1102
    @bereketyikalo1102 9 หลายเดือนก่อน +1

    Congratulations on this mileston memhr meki well done 🎉

  • @AwatTesfu
    @AwatTesfu 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዝዩ ማሃሪ መደብ ኢዩ ዘለካ መምህር መኮነን
    ንትህበና ኣገልግሎት ብልቢይ የመስግን

  • @Goyta-Nebsu
    @Goyta-Nebsu 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም መምህር መኮነን ከምኡ‘ውን ሳሚኤል ዑቕባይ፡
    ነዚ ልዕሊ ሓደ ሰዓት ዝወሰደ ቃለ-ምልልስኩም ብሓቂ ብዘይ ሓቲ ምስልቻው‘ኳ ክሰምዖ ኪኢለ። ከመይ‘ሲ መምህር መኮነን ሕቶታትካ ተራ ሕቶታት ኣይነበሩን፡ ንዓና ከም ሕብረተ-ሰብ ኣዝዮም ኣገደስቲ ሕቶታት ኣቅሪብካ። እቲ ቀንድን ብሉጽን ኮይኑ ዝረኸብክዎ ግን ሕቶትት ናይ ምቕራብ ዘለካ ዝናኣድ ክእለት እዩ። ሕቶታትካ ኣዝዮም ኑጹራት ነይሮም። ስለ‘ዚ ከኣ ንሕና ተኻታተልቲ እንታይ ትሓትት ከም ዘለኻ ብዘይ ዋላ ሓደ ምድንጋር ክንርዳእ ኪኢልና። እዚ ከኣ ሓደ ብሉጽ ተረኽቦ‘ዩ፡ ምኽንያቱ ንሕቶ ክትርድኦ ምኽኣል ከምቲ ሰቁራጦስ ዝበሎ ፍርቂ መልሲ‘ዩ። ስለ‘ዚ ንስለ ንጹር ሕቶታትካ አመስግን። ብዘይክኡ ግን ንሕብረተ-ሰብ ብመገዲ ሞዘይክ ባህሊ ብተበርክቶ ከድንቐካን ከመስግነካ እደሊ። ኣነ ልዕሊ ሓሙሽተ ዓመታት እኸውን‘የ ተኻታቲለካ። ካብ ቪድዮታትካ ብዙሕ ድማ ተማሂረ። ብፍላይ‘ኳ ደኣ ብዛዕባ ሕብረተ-ሰብና። ኣናብባኻ ንዓይ ኣዝዩ እዩ ዝምስጠኒ። ኣብ ቪድዮታትካ ተዘውትሮም ኣብሃህላታትን ቃላትን‘ውን ከምኡ።
    ኣብ ሕብረተ-ሰብና ዘሎ እምብዛ ድኹም ናይ ምንባብ ልምዲ፡ በንጻሩ ንምግባር መጽሓፍቲ እናላለኻን ጽሓፍቲ እናዓደምካን ትኸዶ ዘለኻ ከይዲ፡ ቀጽሎ እብለካ። ንማልባት፡ ጻዕርኻ ኣብ ዉሑዳት ሰባት ጥራይ ለውጢ ይራእዮ እህሉ‘ዩ። ሓደ መዓልቲ ግን ተባሪዑ ሕብረተ-ሰብ ምሉእ ከቃጽል‘ዩ። ሰውራ ንባብ ድማ ክዕወት‘ዩ። ንስኻ ድማ ክትዝከርን ክትከብርን ኢኻ!
    ንኣንፈይ ንትህቦ ስሉጥ ኣገልጉሎት መሸጣ መጽሓፍቲ‘ውን አመስግን። ኣብ ስደት ካብ ዘንበብክውን ብትግርኛ ዝተደርሳ መጽሕፋቲ፡ እተን ቀዳሞት ካብ ድኳንካ‘የ ዓዲገየን። ናብ ጀርመን ከኣ ብሱሉጥ ሰዲድካለይ ነይርካ።
    ካልእ ከምዚ ክብል ምደለኹ፡ እዛ ቻነልካ ዕድሚኣን ተቕርቦ ጥሕዝቶታትን ኣብ ግምት እንተኣእቲና ብዙሕ ተኸታተልቲ የብላን። ርሃጽካን ጽዓትካን ተፍስሰሉ መደባት ብቡዙሓት ሰባት ክረአ ኣለዎ። ስለ‘ዚ ካብ እቶም ቃለ-መሕትት ዘይኮኑ፡ ሓጸርቲ ፊድዮታትካ ንእሽቶ ብምቁራጽ ምስ መላግብኡ (link) ኣብ ከም በዓል tiktokn facebookn እንተትዝርግሖ‘ሲ፡ መደባትካን ቻነልካን ዝግበኦም ኣቓልቦ ምረኸበ ነይሩ እብል።
    ብዛዕባ ጋሻ ሳሚ
    ኣብ ሳሚኤል ዑቕባይ ዝረኸብክዎ ብሉጽ ነገራት ኣለዉ። ብርግጽ። ሳሚ፡ ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ድሓን ምልከት ከም ዘለዎ፡ ከም ገለስ ክርዳእ ክኢለ ኣለኹ። ዕድሚኡ ኣብ ግምት ብምእታው። ከም ዝመስለኒ፡ ኣብ‘ቲ ዕድሚኡ ዝርከቡ መንእሰያት፡ ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ሰንኮፍ ምልከት‘ዩ ዘለዎም። እዚ ድማ ግናይን ኣሰካፍን።
    ይኹን‘ምበል ሳሚ ንምግላጽ ሓሳባቱ ብዙሓት ናይ እንግሊዘኛ ቃላት ይጥቀም ነይሩ። እዚ ተርእዮ‘ዚ ኣብ እንግሊዘኛ ዝዝረቦ ዓዲ ብምህላዎ ዝሰዓበ ክኸዉን‘ኳ እንተኸኣለ፡ ክእረም ዘለዎ ኮይኑ ግን እስመዓኒ። ምኽንያቱ ዕላማ ዘረባታት ሳሚ ነቶም ትግርኛ ዝዛረቡ ሕብረተ-ሰብ እዩ፡ ስለዚ ሰማዕቲ ሳሚ ብርግጽ እንታይ ይብል ከም ዘሎ ክርድእዎ ስለ ዘለዎም፡ ምሉእ ብምሉእ ብትግርኛ እንተኾነ ኣድማዕነት ይርከቦ። ብዘይክኡ ሓደ ደራሲ ነቲ ቋንቁኡ ብዝግባእ እንተዘይ ተጠቂምሉ'ስ፡ መን ደኣ‘ዩ ክጥቀመሉ፧ ኣይ ደራሲ እንድዩ ምስ ቋንቋ ብዙሕ ቅርበት ዘለዎ ግዲ። ብሓፈሻ‘ዚ ቃላት ናይ ዝተፈላለየ ቋንቋታት ምስ ትግርኛ ሓዊስካ ሓሳባትካ ምግላጽ ኣብ መንእሰይ ተለሚዱ ዘሎ ክእረም ዘለዎ ኣሰካፊ ተርእዮ‘ዩ።
    ካልእ ሳሚ፡ ሕቶታት መምህር መኮነን ብምስማዕ ሓሳባቱ ኣስፍሕን ኣንጽርን ኣቢሉ ገሊጹ። ኣዝዩ ዝድነቕ ነገር‘ዩ። ኣነ ኣብ ሳሚ ዝረኸብክዎ ዝዓበየ ብልጫ ግን፡ ኣፍልጦ ሕብረተ-ሰቡ ኣብዚ መደይ‘ዚ ንምዕባይ ዝከዶ ዘሎ ከይድን ኣበርክትኡን‘ዩ። ኣብዚ መዳይ‘ዚ ሕብረተ-ሰብና ብሓፈሻ ክረአ እንከሎ፡ እንዶ የብሉን። እቶም ዘለዎም ሰባት ኣመና ዉሑዳት‘ዮም፡ ንሶም‘ውን እንተኾነ ብካልእ ቋንቋታት ኣንቢቦም ዘጥረይዎ ኣፍልጦ‘ዩ ዘለዎም። ስለዚ ሕብረተ-ሰብ ምሉእ ብዝመልኮ ቋንቋ ብዛዕባ ቴክኖለጂ ምጽሓፉ ቀሊል ስራሕ ኣይኮነን። እሞ ይቐኔልና እብሎ። ምኽንያቱ እዚ ግብሪ‘ዚ ዝኾነ ሰብ ዝገብሮ ኣይኮነን። ውሑዳትን ሓላፍነታውያንን ሰባት ጥራይ ዝገብሮ ግብሪ‘ዩ።
    ኣብ መወዳእታ፡ ነቲ ህድኣት ዘስፈነ መሃሪ ቃለ-ምልልስኩም ብሓፈሻ መሳጢ ከም ዝኾነ ክነግረኩም ደስ እብለኒ። ዕላላት ኤርትራውያን ብህሉው ኩንታት ፖለቲካ ዓድና ዝተዓብለለ ብምዃኑ፡ እዚ ሃዲእካ ኢሂን ሚሂን ምባል ኣብ ኤርትራውያን ድሙቕ ሕብሪ ዘለዎ ኣይኮነን።
    ካልእ ኣብ ዕላላትኩም ኣተኲረ ብዙሕ ክብል ምኸኣልኩ፡ እንተኾነ ምስ ምብዛሕ ርእይቶ፡ ስፍሓት‘ዚ ጽሑፍ ካብ መጠን ንላዕላ ክኸውን ስለ ዝኽእል ኣብ‘ዚ ከኣኽለኒ መሪጸ ኣለኹ።
    ወደሓንኩም።

  • @filmonembaye2335
    @filmonembaye2335 9 หลายเดือนก่อน +1

    Mesayik bahli kabi neshito welodo eiyu Sami Anika xelawi menesey

  • @efremalay3283
    @efremalay3283 9 หลายเดือนก่อน +1

    Congra🎉🎉🎉 1k

  • @luabmedia9071
    @luabmedia9071 9 หลายเดือนก่อน +1

    መምህር መኮነን ኣዝዩ ጽቡቕ መደብ'ዩ፡ ን ሳሙኤል ዑቕባይ ምዕዳምካ ኸኣ ኣብ "ልዕሊ ጠስሚ ሽሮ" ከም ዝበሃል ኢዩ ኾይኑ እሞ ንኽልቴኹም ኣዚና ነመስግን። መምህር ከኣ ዓዲ ምስ ተመለስና ምስ ከልቢ ክንዓርቀኩም ኢና 😂።

  • @TomTom-jl4lq
    @TomTom-jl4lq 9 หลายเดือนก่อน +2

    መደባትካ ኩሉ ግዜ ጠቓሚ'ዩ:ሃሰስ ከይበልክዋ ኣይሓልፍን'የ::ዝነኣድ ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ::

  • @AmanuelTsegaberhan
    @AmanuelTsegaberhan 9 หลายเดือนก่อน

    Congratulations Mekonen for the 1000 Videos sharing to our society. Samuel Keep doing helpful works to our generation . I will buy your 3 Books any time. 🎉