ደርዘን ሕቶታት ንደረስቲ፥ ዕላል ምስ ተስፋምህረት ገብረመድህን(ተስፈኦም) ጸሓፊ ሜላ ኣተዓባብያ ቆልዑ ኣብ ስደት፥ ስልማትን ተርጓሚ ናይ ነመቸክ ፕሮቶኮልን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 27

  • @beruwaberuwa5859
    @beruwaberuwa5859 9 หลายเดือนก่อน +1

    It's really helpful guys thank you so much

  • @AwetAbraha-i1b
    @AwetAbraha-i1b 9 หลายเดือนก่อน +2

    I really appreciate it thank you so much

  • @tesfit2518
    @tesfit2518 9 หลายเดือนก่อน +4

    ኣነ ኣለኹ ኮሯ ናይ መምሀር ተስፎም ዝወሰድኩ
    ሜላ ኣተዓባብያ ቆልዑን
    ወፍር ኣብ ኣበይት ወስደ ኣዝዩ ቡሉጽ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @feef315
      @feef315 9 หลายเดือนก่อน

      Entay ybehal website nay memhr Tesfom
      Yeqenyeley

  • @lulamusgun7417
    @lulamusgun7417 9 หลายเดือนก่อน +2

    Good job, keep it up, tesfome hewey

  • @tesfit2518
    @tesfit2518 9 หลายเดือนก่อน +3

    welcome azye zednqo memhr tesfom ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @berihgebremariam9020
    @berihgebremariam9020 9 หลายเดือนก่อน +2

    ብሉጽ ሓሳብ
    ክብረት ይሃበልና

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 9 หลายเดือนก่อน +3

    ተባረኸ መ / ም መኮነን ተስፋይ
    ምኸንያቱ ወዲ ሰብ ካብ ፍልጠት እዮ ዚቢገስ እሞ ጽብቅ ሲራሕ

  • @ትኩል-እምኒ
    @ትኩል-እምኒ 9 หลายเดือนก่อน +2

    ❤ሞዛይክ ባህሊ❤

  • @tesfalemberihu5109
    @tesfalemberihu5109 9 หลายเดือนก่อน +2

    Very nice, good job brother. ❤

  • @MengisTeafay
    @MengisTeafay 9 หลายเดือนก่อน +2

    Good job bro

  • @MiTe521
    @MiTe521 9 หลายเดือนก่อน +1

    Eza Mela Ateababya Qolut abey kirekba Ykieal please.

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  9 หลายเดือนก่อน

      Www.semayat.com

  • @meharihabtegergishzeru9297
    @meharihabtegergishzeru9297 9 หลายเดือนก่อน +1

    Btaemi blux haw memhr Tesfom abta zbelkayo ab kemzi aynet interview eza mexhaf atababya qoliu kitzrgah geyrwa ybl Ane ewn msaka ysemamae eye. Abzuh chanelat interviwe natka semie aleku btaemi blux memhr mkanka yedneqeka, eza ateababya qoliu tbl mexhafka msay enw ala btaemi blxti mexhaf eya, kemzi aynet srah kea qexlo Amlak kea ab guezeka ydegfka❤

  • @Gl.f
    @Gl.f 9 หลายเดือนก่อน +2

    ተስፋ ምህረት
    ተስፋ ዓለም ኢኻ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ
    ዝብዝሕ ሕብረተሰብና ኣብ ሃልወሳ ኢዩ ዝነብር ። ኣብ ስደት እኹል መወከሲ ኣይጸንሖን ነዚ ተረዲእካ መጽሓፍ ምጽሓፍካ ኮርሳት ምሃብካ ብጣዕሚ የድንቐካ

  • @berhaneh7587
    @berhaneh7587 9 หลายเดือนก่อน +3

    ኣዝዩ ኣገዳሲ ዛዕባ። ኣብ ስደት ምዕባይን ምእላይን ቆልዑ ኣዝዩ ከቢድ ስለዝኾነ ነቶም ድሮ ዝወለድናን ገና መደብ ዘለዎምን ሰባት ዘገድስ ሓበሬታ ኢዩ።

  • @binibini7484
    @binibini7484 9 หลายเดือนก่อน +1

    100 Seat tezhbena dey mno seb wawwww

  • @ziyadanegash4050
    @ziyadanegash4050 8 หลายเดือนก่อน

    💙🙏💙

  • @mebrihittakle731
    @mebrihittakle731 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 9 หลายเดือนก่อน +2

    I feel sad about Tesfaldet .
    RIP

  • @zefari445
    @zefari445 9 หลายเดือนก่อน +4

    ካብቲ ኣገደስቲ ዛዕባ ሒዝካልና ብምብጻካ ብዙሕ ትምህርቲ ከሲብና።ወጻኢታት ናይ ቆልዑ እንተገርካ እቲ ዝበለጻ ወጻኢታት ኣብ ምእላይ እትወስዶ ትምህርቲ ምካኑ ሕብረተሰብና ክርድኦ ኣለዎ።

  • @s.t8644
    @s.t8644 9 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላም ኣቅረብቲ ሞዛይክ ባህሊ ብእትገብርዎ ጉሩም ዝኮነ መደባትኩም ንሓዉና ተስፎም ዘቅረብኩምልና ከመዝግነኩም ይፈቱ ብምቅጻል ን ብሉጽ መምህር ,ኣላይ, ኣማካሪ, ማዓዲ, ኣቦ ሕብረተሰብ ኮታ ኩሉ ኢዩ ከመዝግኖ ይፈቱ ።ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ኣብ ክልተ ኮርስ ሚሂርኒ ኢዩ ። ኣማሃህርኡ ዕምቆት ዘሎዋ ኣብነት ብዝርዳኣና ብቅልል ዝበለ መበቆል ኣዱን ኣከባቢኡን እንዳወሰደ ከም ስታንድኣብ ኮመድያን እንዳዛናገዐ ብዘይ ኣሰልቹ ኣገባብ ይምህረካ ብታሚ መሳቲ ሰብ ኢዩ ንዘይ ተማሃርኩም ከድኩም ክትሳተፉ ይምህጸነኩም ። ብዝኮነ እግዛብሀር ዕድመን ትዕናን ይሃበልና ነዚ ሕብረተሰብና ክተቅሞ ።

  • @ariamhaile5365
    @ariamhaile5365 9 หลายเดือนก่อน +2

    ብመጀመርያ ምስጋናይ የቅርብ ብምቅጻል ዝበለጸን ብአቀራርብኡ ይኩን ብትሕዝቱ ኣዝዩ መሃርን ምስ ዘሎ ህልው ኩነታትና ዝከይድ መደብ ደጊመ የመስግን። ንሓውና ተስ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ። ዝዓበተት መልእክተይ ከኣ ካብቶም ብሂወቶ ከለዉ ምስጋና ዝግበኣኩም ኣፍረይቲ ዜጋታት ኢኩም እሞ ኣኽብሮትን ምስጋና ይግበኣኩም እዩ ብሩክ ሰንበት ኣሕሊፈ ምስ መደብኩም የመስግን።

  • @johnkibreab7261
    @johnkibreab7261 9 หลายเดือนก่อน +2

    Where can I found this book

  • @natnael746
    @natnael746 9 หลายเดือนก่อน +2

    ተስፋልደት please ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣዲስ ኣበባ ክትሕተም እንተትገብራ ክንደይ ሰናይ ምኾነ፡ ከነንብብ ኣይከኣልናን

  • @Riribabamq9cm
    @Riribabamq9cm 2 หลายเดือนก่อน

    Abey krekba ykel eza book