ስግደት ንመን ይግባእ፧ ዘተ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 1.6K

  • @yesusgoytayu7794
    @yesusgoytayu7794 ปีที่แล้ว +702

    ብሓቂ ሎሚ ሳላ ስልጣን ሓወይ ሂወተይ ፈሊጠ። ጽን ኢለ ክከታተል ውዒለ ኩሉ ክምህሮ ዝወዓለ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ኢዩ።ብጣዕሚ የቐኔልና ስልጣን ሓወይ። ቅድሚ ሕጂ ትምህርትኻ ንኽሰምዖ ኣይደፍርን ኢየ ኔረ ሎሚ ግን ብሓቂ ኣድኒቐካ። ናይ ሓውና መገስ ዝነበረ መልሲ ብፍጹም ኣይዓገብኩን ኮለል ጥራይ ዝብል ኔሩ። ካብ ሎሚ ናብ ቅድስት ቤተይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ተመሊሰ ኣለኹ። ክብሪ ንጎይታ ይኹን።

    • @godolyastube4733
      @godolyastube4733  ปีที่แล้ว +137

      ኣነ ብጣዕሚ የ ዘመስግነካ ዓቕሊ ጌርካ ብጽሞና ብምክትታልካ

    • @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
      @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ ปีที่แล้ว +26

      እልልልልልል ተመስገን እስቲ እንኳዕ ደሓን መፃካ ተመስገን

    • @yesusgoytayu7794
      @yesusgoytayu7794 ปีที่แล้ว +68

      ሎሚ ብጣዕሚ'የ ተሓጒሰ ዘለኹ። በቃ ፍኹስ ኢሉኒ። ተመስገን ጎይታይ

    • @akezaberhe6216
      @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +11

      ተመሰገን እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ።

    • @user-up3rc4ke5v
      @user-up3rc4ke5v ปีที่แล้ว +17

      ዕልልልል እንኻዕ በሰላም ተመለስኪ ክብርቲ ሓፍተይ ኣሰይ ፅን ኢልካ ምስማዕ ብዝሕ ጥቅሚ እዩ ዘለው 🥰🥰🥰✝️💛

  • @neshnesh_show
    @neshnesh_show ปีที่แล้ว +207

    ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ከምዚ ኢልኩም ብስነ ስርዓት ክትዘራረቡ ክትካትዑ ምርኣየይ ኣሐጉስኒ ።ጽቡቅ መደብ ኔሩ ።ኣብዛ ምሸት ብዙሕ ፈሊጠ ።ንቐጻሊ ውን ከምዝታት ቀጽልዎ ኢኩም ። ብሩኽ ለይቲ 🙏🙏🙏

    • @godolyastube4733
      @godolyastube4733  ปีที่แล้ว +36

      ክብሪ ንእግዚአብሔር ይኹን። ኣጆኻ በርትዕ ንስኻ ውን!

    • @fanielbrhane8206
      @fanielbrhane8206 ปีที่แล้ว +1

      Seltan kerekbkea deliye telfonka bea sededley

    • @fanielbrhane8206
      @fanielbrhane8206 ปีที่แล้ว

      Tnx zehawey

    • @fanielbrhane8206
      @fanielbrhane8206 ปีที่แล้ว

      Edmen tenane kubur hawey tewhedo eiye haymanotey gen hanti heto alateni ba melseley tegdiska hawey hade seb bezuhe xebuke geru xebuke yeserhe ne dekatate yehgze ne dekatate be shem sematate bsem dengle mariam bezhkone kudusane yehbe neiru gen dengle mariam kal kidan atiya eiya beshmey ne deka maye zestye wey megbi zehabe mengseti amlake kem zewerse kal kidan atiya eiya gen abe mewdata neabnet hade seb nebsu atfiu tehniku neblo gen ezi seb nebsu nab siuol wey gente yetu malte du nebsu detfe tefridewo sele zehkone tethnika abeu tehnika tenbre sele zetbahle eti kal kidan ke be shem dengle mariam ka xebuke sele zegbre malte tethaniku aytnashen beshema zegbro gen wala tethanke ketwheso tekele diya walase abrhalena eske hawey selutan zerakemo kea abxhuley yehwate

    • @MorgenwirdbesseralsHeute
      @MorgenwirdbesseralsHeute ปีที่แล้ว +1

      @@fanielbrhane8206 ጽብቅቲ ሕቶ እያ ግን ዝሓወይ ኣምላኽ ከም ሰብ ኣይኮነን፡ ሰብ ብተፈጥርኡ ድኹም ክንሱ ን ዝበደሎ ካብ እቲ በደሉ ሰናይ ግብሩ ዝበዝሕ እንተኮይኑ ነቲ ጽቡቅ ርእዩ እዩ ምሕረት ዝገብረሉ ስለዚ ሰብ ድኹም ከምዚ ካብ ገበረ ኣምላኽ ግዳ ከመይ ብዕጽፊ ዘይገብር። ግን ከኣ ሰናይ ግብረይ እዩ ዝበዝሕ ኢልና ኣምላኽ ዘይፈትዎ ክንገብር ፍጹም ጌጋ እዩ😊

  • @MiliMillan-u6r
    @MiliMillan-u6r 5 หลายเดือนก่อน +9

    ኣድነቅቲ መምህር ስልጣን like🤲🤲🤲

  • @semharbrhane4170
    @semharbrhane4170 ปีที่แล้ว +9

    ስልጣን ሓውና ናይ ኣገልጉለት ዕድሜካ ይባርከልካ ከማካ ይብዝሑ ከምኡ ወን ዘማሪ ሓወይ ተዋህዶ ንዘላለም ትንበር።

  • @user-zl6iu3fd8x
    @user-zl6iu3fd8x ปีที่แล้ว +245

    _ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ
    ኦርቶዶክስ ብሙካንኩም እትሕጎሱ እስኪ ሓንቲ መዝሙር ክጋበዘኩም
    ትምክሕተይ እኽ ማርያመይ
    ሞጎሴይ እኽ ንዘልአለም
    ንድንግል ኣደይ የለን ዝመስላ
    ክዝምር እየ ክሽብሽበላ
    እመብርሃነይ ብዘይ ኣኽ ከመይ እለ ኽነብር ይኽእል ክብር ንእግዚአብሔር ይኹን_

    • @እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ
      @እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ ปีที่แล้ว

      ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና ወለላይ🥰

    • @agboyemane5193
      @agboyemane5193 ปีที่แล้ว

      Amennn

    • @azebzeray2835
      @azebzeray2835 ปีที่แล้ว

      Zmarie melak yesmeana

    • @user-yg9fz5sy2e
      @user-yg9fz5sy2e ปีที่แล้ว

      ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና

    • @AAAA-tn1ny
      @AAAA-tn1ny ปีที่แล้ว

      ቃል ህይወት ቃል በረከት ይስመዐልና ስሎጣን ሐወይ ኣጎልግሎት ዘመንኻ ይባርኸልኻ ❤️❤️😍😍😍😍🤲

  • @mariamathyoubi839
    @mariamathyoubi839 ปีที่แล้ว +9

    ቃለ ሂወት ይሰማል መምህር እግዚአብሔር ይመሰገን ✅🍂🍂🍂🍂🍂 ተመስገን ሰደት መከራ እካ እንተበዘሐ ሰም አምላክ ዘፈሐጠኒ 🍂🍂🍂🍂እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመሰገንካ 🤲🤲🤲🤲

    • @slama4086
      @slama4086 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ
      ቃለህይወት
      ያሰማልን
      ስልጣነይ

  • @user-do1gl5zy3x
    @user-do1gl5zy3x ปีที่แล้ว +31

    ተመስገንኻ ፈጣር መርፅኻ ተዋህዶ እምነተይ ንዘልኣለም ፀንዓ ትንበር 🙏ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ እግዛብሄር ኣምላክ ክቡር መምህርና🙏ንዓና እዉን ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ጎይታ እስራኤል🙏🙏🙏💒💚💚💚💚

  • @senaythabteab7257
    @senaythabteab7257 ปีที่แล้ว +2

    Egziabher kabzi ysewrena anes enkan gal tewahdo konku temesgen amlakey temesgen 💒💒💒💒🙏🙏🙏

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3r ปีที่แล้ว +18

    ብሓቂ ቃልህወት ያስመዐልና ስልጣኑ ሓውና ደስስስ ዝብል ትምህርት ትምህርና ዝስማዕናዮ እግዝአብሄር አምላክ አብልብና የድሕድረልና እት ልዑሉ አምላክና ተመሲገን ተዋህዶ ገብርኻ ዝፈጠርኻን ስልጣኑ ሓውና እኖይ ወድይ ይሓጉዝኻ ናይ አጎልጉሎት ዘመንካ

  • @desu.egelawi
    @desu.egelawi ปีที่แล้ว +8

    መምህር ሥልጣን እንጀራ ያዓድልካ ፍጣሪ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኣምላኽ ኣኩሪዕካኒ የኩርዕካ ኩርዓት ያዓድልካ ፈጣሪ ኣጆካ ዛሓወይ

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu ปีที่แล้ว +8

    ኣየ ስልጣነይ ለባም መስተዉዐሊ ትሕተና ብንእሹተካ ዓቢ ስብ ፀግኡ ወሲኩ የብዝሕ ክቡር ሓዉና ሰልጣነይ
    ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ፅቡቅ ትምህርቲ ተሚህርና ካባካ ስልጣነይ እግዚአብሔር የክብረና 🙏🙏🙏
    ዓስብካ ከእግዚአብሔር ርከቦ 😘😘

  • @yohannesberhane8532
    @yohannesberhane8532 ปีที่แล้ว +14

    Exodus 20 (ትግ) - ዘጸአት
    3: ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።
    4: ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር።
    5: ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡
    6: ንዚፈትዉንን ትእዛዛተይ ንዚሕልዉን ግና ክሳዕ ኣሽሓት ምሕረት ዝገብር እየ።

    • @yafetsimon1011
      @yafetsimon1011 ปีที่แล้ว

      ኣቱም ሰባት መስምዒ የብልኩሙን እንድዩ ንሕና ንሓደ እግዚአብሔር ኢና ነምልክ ግን ልቦናኩም ይክፈተልኩም

    • @merkebtube7760
      @merkebtube7760 ปีที่แล้ว

      እዚኣ ኣነ ውን ብጣዕሚ እየ ደጋጊመ ዘንብባ፣ ኣብ ስእሊ ሽምዓ ነብርህ፣ ንሰግደሉ ውን፣ ንምንታይ ግን? ኣይትጠቀሙ ይብል።

    • @MeksenHaile
      @MeksenHaile 8 หลายเดือนก่อน +1

      ንሱ እስራኤላውያን ጣኦት የምልኹ ይሰግዱን ስለዝነበሩ ኢዩ ኮምኡ ዝበሎም

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว +110

    ሰለማይነገር ሰጦታው እግዚአብሔር ይመሰገን በእውነት ቃለ ህይወት ያሰማልን ውድ የተዋህዶ መምህራችን እውነት እምዬ ኦርቶዶክ ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር🥰

    • @dejenhadgu5288
      @dejenhadgu5288 ปีที่แล้ว +1

      Ati haftey tigrigna aytklin dikiy koynkis walas entay eu eti mister kulu Gizeh bnay gorebet titikemi kem hito eya??

    • @ጽዮነየቅድስቲአዴና
      @ጽዮነየቅድስቲአዴና ปีที่แล้ว

      @@dejenhadgu5288 ክክክክ አጋጣም ደስ ይብላ ይኾን

    • @dejenhadgu5288
      @dejenhadgu5288 ปีที่แล้ว

      @@ጽዮነየቅድስቲአዴና do kkkkkkk adia imo nebsa tselia amalet eu

    • @musemamilove4519
      @musemamilove4519 ปีที่แล้ว +2

      @@dejenhadgu5288 ቋንቋ ታይ ፀገም አለዎ ?

    • @dejenhadgu5288
      @dejenhadgu5288 ปีที่แล้ว +1

      @@musemamilove4519 Brigits yeblun Gin abzi zgebriwo zelew zete by tigrigna imber by amharigna aykonun emo.kalay ka quanqaka enda haleweka ke by bikali mitkam ke mis mintay yqutser eske ?

  • @hiwetgaltigray2147
    @hiwetgaltigray2147 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስመዓልና ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህረቲ እዮ ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ንሓወና እውን ዝማሬ መላእክቲ ይስመዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ

  • @user-nm5kw3tw7u
    @user-nm5kw3tw7u ปีที่แล้ว +26

    ባሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ መምህረይ ቃላት ሰእነልካ ኣነሰ

    • @Muler-rx8zc
      @Muler-rx8zc ปีที่แล้ว

      _ብሓቂ ማማየ_

  • @wwee1889
    @wwee1889 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ብሓቂ ስልጣን ሓውና ቃል ሂወት የስማዓና🙏🙏🙏እተ ናዓካ ዝገልፅ ቃላት የብለይን እግዝኣቤሄር በረከቱ የብዘሓልልካ ስልጣነይ😘😘😘

  • @avg4628
    @avg4628 ปีที่แล้ว +4

    ሰም እመብርሃን ምስተለዓለስ
    ኣየ ሞጎስ ታይ ዝዓፈነካ
    ታይዓነት ጋንየን ከምዘለካ ፍለጦ
    ኣምላክይምሓሮ ስልጣን ሓወይ ኣስሒቅካኒ

  • @selamtes9795
    @selamtes9795 ปีที่แล้ว +26

    I am not an orthodox &i am not from protestant too!but i like the way brother sultans answer,which is really convincing!i can see that sultans biblical perception is really reasonable to follow!God bless you sultan.

  • @አፀደማርያም-መ7ቘ
    @አፀደማርያም-መ7ቘ ปีที่แล้ว +37

    እግዚአብሔር ይመስገን ስልጣን ሓወይ ፀገኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ አቤት ትሕትና አቤት ዓቕሊ አቤት ግርማ ሞጎስ አቤት ፍልጠት አቤት አጠቃቅማ ቃላት ኩሉ ተዓዲልካ እግዚአብሔር ይሓልውካ ስለ መዝሙሩ ዝማሬ መላእኺቲ የስምዐልና ፀገኡ የብዝሕ አጅካ በርትዕ

    • @temesgenberhane5755
      @temesgenberhane5755 ปีที่แล้ว

      Bhaqi ygbeo nhawna sltan
      Amenn ጸጋ ዕድመ ይሃቦ

  • @user-yg9ok7lw2y
    @user-yg9ok7lw2y 4 หลายเดือนก่อน +2

    Amen amen amen qalhiwet zesmakana Sultan hawey

  • @ngstihagos4343
    @ngstihagos4343 ปีที่แล้ว +24

    ስልጣን ሓወይ ብርክ እግዚአብሔር ኣብዝሑ ይባርካ ንሕና ተጋሩ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካን ንኮርዐልካን ብእነት እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ልዕሊ ኩሉ ህድኣትካ መንፈስ እግዚአብሔር ከምዘለካ ይንበብ

  • @user-mo3wt9zm6d
    @user-mo3wt9zm6d ปีที่แล้ว +24

    ከይሰማዕኩ ቃል ህይወት የስመዐልና ይብለኩ ምክንያቱ ስልጣን ሓወይ ትቃሉ ናብ እግዚአብሔር ዘቅርብ መልሲ ስለዝህብ፡ቱነጸልኡ ዝበለ ይአክል ናይ ዘመና ኃዋርያ ስልጣነይ
    ናሰራሕኩ ናብ ስራሕ ከየቅልብ እየ ፡ብደንቢ ከዳምጽ ሐዚ💐

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 ปีที่แล้ว +76

    ሥልጣን ሓውና ቃላት የብለይን ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡን በረከቱን የብዚሐልካ ዝሰመዕናዮ ኣብ ልብና ጽላት የንብረልና 🙏💛❤

    • @harinetaskale-sb4ug
      @harinetaskale-sb4ug ปีที่แล้ว

      ♥️♥️❤️amlak ጸጋኡ የብዝሓልካ

  • @trhasbrhane6259
    @trhasbrhane6259 ปีที่แล้ว +4

    አሰይይይ ባሓቃ ቃል ሂዊት የሰመዕልና ፀጉኡ የበዘሐለካ ሰለጣን ሓዊይ በእወናት በመምህር ሰለጠን ሃይመነተይ ፈለጠ ተመሰገን እምለክይ🙏🙏🙏

  • @komaistekle4512
    @komaistekle4512 ปีที่แล้ว +24

    መምህረይ አመብርሃን ትሓልወልና ካብዚ ንላዕሊ ንአግዝአብሄር ክተገልግሎ ናቱ ፍቃዱ ይኩን አሜን ቃላት የብለይን ብዛዕባካ ንበረልና ስልጣነይ ናይ መናፍቃን መድሓኒት 😘😘😘 ዳኛ ግን ንአሽተን ይዝንግዕ ነይሩ

    • @مرحبامرحبا-د5ع5و
      @مرحبامرحبا-د5ع5و ปีที่แล้ว +1

      ብሓቂ መምህረይ ቃላት የብለይን አምብርሃን ትሓልወልና ህያበይ 🌹🌹🌹

  • @user-gq5gx4iq9c
    @user-gq5gx4iq9c ปีที่แล้ว +4

    ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህርና ስልጣን እግዚአብሔር ዕድመንጥዕናን ይሃብኻ እመብርሃን ፅላላ ተምብረልኻ ኸማኻ ዝበሉ መማህራን የብዘሐልና እግዚአብሔር💚💚💚👏👏👏

  • @mahlatabrha4867
    @mahlatabrha4867 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ሰልጣን ሓወይ👏🏻👏🏻👏🏻

  • @luligualtigray5555
    @luligualtigray5555 ปีที่แล้ว +1

    ኣስይ ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ብእውነት ቃላት የብለይን ዝገልፅ ናዓካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣጎልግሎትካ ዘመን ይባርክን ይቀድስን እ|ሄር ኣምላክ

  • @RobiHaile
    @RobiHaile ปีที่แล้ว +41

    Am proud of my Orthodox Tewahdo god bless all Thank you God🙏🙏🙏

  • @ghgh4028
    @ghgh4028 ปีที่แล้ว +11

    ቃል ህይወት ያስማልን ፀጋዉን ይብዛልቹ እግዝእቤሔር ኣምላክ በቤቱ ይፅንቹ ስልጣን ሓወይ ኦሮቶዶክስ ቶዋህዱ ለዝለዓለም ትኑር አሜን አሜን አሜን👏✝️🕯

  • @ናይመጀመርያጥበብፍርሃትእ
    @ናይመጀመርያጥበብፍርሃትእ ปีที่แล้ว +6

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ስሉጣነይ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን አርቶዶክስ ሃይማነትና ንዘላኣለም ትንበር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ክብር ሓወይ🙏🙏🙏

  • @እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ
    @እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ ปีที่แล้ว +6

    ቃልህወት ያሰመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ ስልጣነይ ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ይባርከልኻ አሜን♥️ሞጎስ ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ልብኻ ይኽፈተልኻ ብመገዱ ይምራሕኻ አይይ ክሳብ ማአዝ ይኡ ሰፈር ሰያጥን ንኾን እግዚአብሔር ምሕረቱ ሰላሙ ካውርደልናይዶ ንመለስ አምላክ ሆይ ድኔኔውየ ድምለስ ልቢ ሃምድሃብኻዮም ዳሕናውን ልብና አብርሀልና ሞጎሰይ ሕሰበሉ🤲😔

  • @edeneden889
    @edeneden889 ปีที่แล้ว +5

    እግዝኣቢሄር ይመስገን ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @metkel100
    @metkel100 ปีที่แล้ว +3

    ኣብ ትግርኛ ስግደትን ኣምልኾን ብተመሳሳሊ ኣብ ጥቕሚ ስለዝውዕላ ቁሩብ ምንድንጋር ከጋጥም ይኽእል ኢዩ። ስግደትን ኣምልኾን ግን ፍልልይ ኣለዎ ሞጎስ። ንምሳሌ worship ዝብል ናይ እንግልዘኛ ቃል "ኣምልኾ ምምላኽ እምበር" ስግደት ኢሉ ኣይትርጉሞን ኢዩ። ብመሰረቱ እዚ ኣይኮነን እቲ ከካትዕ ዝነበሮ ኣተገባብርኡ ኢዩ ክዝረበሉ ዝነበሮ። ስግደት ብፍታው ድዩ ብግዴታ ማለት ከም ትእዛዝን ስርዓትን ኮይኑ ክረአ ዘለዎ ወላስ ናይ ዉልቂ ሰብ ምርጫ ኢዩ ክኾውን ዝነበሮ። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተፈላለዩ ሰባት ንመልኣኽቲ ወይ ንናይ ኣምላኽ ኣገልገልቲ ዝኾኑ ሰባት ብገጾም ተደፊኦም ፍግም፡ዝበሉ ኣለዉ እዚ ብመንጽር ግዴታን ትእዛዝን ወይ ስርዓት መርሒ ስለዝነበሮም ድዮም ወይስ ዉልቃዊ ዉሳኔን ምርዳእን ኢዩ ዝብል ዛዕባ ኢዩ ዕሙቕ ዝበለ መልእኽቲ ከሕልፍ ምኸኣለ። እምበር እቲ ሓደ፡መልኣኽ መጾኡካ ኢድ ትነስኣሉ ዶ ኣይትነስኣሉን ትሕት ኢልካዶ ዶ ትሰግደሉ ኣይትሰግደሉን ኣይኮነን ከዛርብ ኔርዎ። መጎስ ንስኻ ኣብ ኣዲስ ኔርካ ኣምሓሩስ ፍግም ኢሎም፡ኢዮም ሰላም፡ዝብሉኻ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ውን ብብዝሒ ኣሎ ኣብ ኤርትራ ውን ብመጠኑ ይረአ ኢዩ። ስለዚ እቲ ክትዕ ኣብ ኣተገባብርኡ ኣተኲሩ እንተዝኾውን ዝያዳ መሃሪ ምኾነ ነሩ።

  • @user-ki8th7fn7p
    @user-ki8th7fn7p ปีที่แล้ว +3

    ደስስስስ ክብል መዝሙሩ ዩትይብ እንተለዎ መን ይብል
    ስለቲ ቅዱስ ቃሉ ናይ ቃሉ ባዓል ቤት ልዑል እግዚአብሔር አምላክ ስሙ ንዘለአለም ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን አሜን

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin7460 ปีที่แล้ว +7

    🌻❤️ እግዚአብሔር ይመስገን ❤️🌻
    አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና ክቡር ሓውና ስልጣን .
    ክብር ምስጋና ነዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ክቡር ወዳ መድሀኒአለም ክርስቶስ 🌻🙏❤️🙏🙏

  • @ፅዮነይህዝብኪሓደራቃንዛአ
    @ፅዮነይህዝብኪሓደራቃንዛአ ปีที่แล้ว +10

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኩቡር መምህርና ስልጣኑ እግዚአብሔር አምላክ ብመንገዱ ይምረሐልና

  • @selamyemane6859
    @selamyemane6859 ปีที่แล้ว +1

    Kale hiwet yesmalna orthodox nzelAalem tnber xbuk tmrti kesimna seltene hawna❤❤❤❤❤

  • @ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ
    @ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ ปีที่แล้ว +12

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀግኡ ያብዝሐልኩም ክቡር መምህርና ስልጣነይ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና አምላከ ቅዱሳን ንሓዋርያት ሓይልን ፅንዓትን ዝሃበ አብ ልዕለኹም ዕፅፊ ኮይኑ ፀጋ አምላክ ይዓድልኩም።
    ተዋሕዶ ንዘለአለም ትንበር። አብዛ ቅንዕቲን ሓቃዊትን ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ሃይማኖት ፀንዕና ያንብረና❤🙏

  • @user-dq5kv7bz2q
    @user-dq5kv7bz2q ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ መምህረይ ኣቦ ትዕግስቲ ስልጣነይ መምህር ሂወተይ
    ሞጎስ ሓውና እውን ዓይነ ልቦናካ ይከፈተልካ ናብቲ ቅንዕቲ ሃይማኖትካ ክትምልስ

  • @yoni4422
    @yoni4422 ปีที่แล้ว +7

    ዳኛ ኣይተሰክፎ ሓው ሰልጠነ : ናይ ብሓቂ ዓቅሊ ዘለዎ ድያቆን!

  • @ሰላምጓልተዋህዶ-ዀ8ጸ
    @ሰላምጓልተዋህዶ-ዀ8ጸ ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ካብዚ ንላዕሊ ንከተገልግል እግዚአብሔር አምላክ ጥበቡን ምስጥሩን ይግለጸልካ ስልጣነይ ተዋህዶ ብምኳነይ ንአምላክና የመስግኖ❤

  • @dyykejtkj
    @dyykejtkj ปีที่แล้ว +5

    ብልበይ ዘድንቀካ መምህር ሂወት አካ ብሓቂ
    ስልጣን ሓወይ
    አምላክ ነዊሕ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ
    ተባዕ ወዲ ተዋህዶ 🙏🙏🙏

  • @abrhamgebremedhin9553
    @abrhamgebremedhin9553 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዘሐልካ ንዘይ ተረደኦም ድማ ዘረድእ መንፈስ የውርደሎም
    ሓንቲ ኢያ ዘረባኦም ንሳ ድማ ኣነ ይፈልጥ ክቡር መምህር ኩሉ ዝመለስካዮ መሊሶም የሓቱ ኣለዉ እዚከኣ ዘመልክት ካብ ፍልጠት ናፃ ብምኳኖምዩ
    ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ እግዚአብሔር

  • @ትጂጓልተዋህዶ
    @ትጂጓልተዋህዶ ปีที่แล้ว +27

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህርና ደስስ ዝብል ትምህርቲ አምሽና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልካ ስልጣነይ አቦ ሓቂ ! እመቤቴ ወላዲት አምላክ ተሓሊካ መምህረይ ♥️🥰 ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ፀንታ ለዘለዓለም ትኑር♥️✝️✝️

  • @سلامةاتلة
    @سلامةاتلة ปีที่แล้ว +2

    ስልጣን ሓወይ ብሓቃ ቃላት ይበለይን ኣግዚአብሄር አምላክ ዕድመን ጥዕናን የብዘሐልካ ቃል ሂወት የስመዕልና ካብ መንገድና ንዝወፀና ለ አምላክ ብቅኑዕ መንገዲ ይምረሐና

  • @የድንግልልጅነኝ-ደ3ኘ
    @የድንግልልጅነኝ-ደ3ኘ ปีที่แล้ว +9

    ኣሰይይይይይይይይይይ ብሓቃ ቃል ህይውተ ያሰመዐልና ስልጣነይ ብዕድመን ጥዕናን ይሃበለና ፈጣሪ ተመሰገን ኣምላካ 🤴🌷🌷🌿🌿👏👏👏♥️♥️♥️♥️🥰🥰🥰🥰

  • @terchasavraham5942
    @terchasavraham5942 4 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ሰልጠነ ሓወይ እግዝኣብር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ❤❤❤

  • @ስላምየማርያምልጅ
    @ስላምየማርያምልጅ ปีที่แล้ว +24

    ብሓቂ ቃል ሂዉት የስመዐልና ፀጉኡ የበዘሕልካ መምህርና 👏❤🥰

  • @user-us5fr2jj4l
    @user-us5fr2jj4l 8 หลายเดือนก่อน

    ሰልጣን ሓወይ እግዝኣብሄሪ ኣምላክ ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ኩቡሪ መምህሪይ ፀጉኡ የብዝሓልካ ብእውነት ኣብ ፀሎትኻ ዘኪሪን ሰልጣነይ ኣሜን(3)❤❤❤🙏🙏🙏👏👏👏

  • @user-et8xb1hu9n
    @user-et8xb1hu9n ปีที่แล้ว +18

    እሰይይይይ ስልጣነይ ከመይ ድኻ ፍሉይ ፍጥረት ብአኻ ሕጉስት እየ
    ቀፅለሉ ❤🙏
    ቃለ ህይወት የስመዐልና

    • @SetasStars-ux5bw
      @SetasStars-ux5bw ปีที่แล้ว

      Sltany ezgabhar yekbrka

    • @SetasStars-ux5bw
      @SetasStars-ux5bw ปีที่แล้ว +1

      Aynshwed ab kanati haymanotna tewahdo ntanaa sltan hawna kale hawat ysmealna

  • @ry8319
    @ry8319 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዘሐልና ክብራት አሕዋትና ደስስስ ዝብል ትምህርት እዩ ስልጣን ሓውና ፀጉኡ አብዙሑ ያሃብካ እግዚአብሔር አምላክ ለሞጎስለ ልበኑኡ ይክፈተሉ እግዚአብሔር አምላክ🤲🤲🤲✝️✝️✝️

  • @shidenteklzghi9356
    @shidenteklzghi9356 ปีที่แล้ว +3

    ስልጣን ሓወይ መግለጺ እኮ ሲኢነልካ ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዕልና

  • @ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ
    @ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ ปีที่แล้ว +2

    _ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ መምህረይ ተመስገን አምላከይ_

  • @user-nl5nb6nd2l
    @user-nl5nb6nd2l ปีที่แล้ว +4

    ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክዉር መምህረይ ጸጋኡ ያብዘሐልካ ስልጣንይ ማዓርይ አንስ ናይ ሞጎስ እናፅለእን እሕልፍ አብለ ናይ ስልጣን ሓወይ እየ ተማህር ብዝኾነ መጎስ ሓወይ ቡዝሕ ተረድእካ ትኾን ተስፋ እግብር ሓደ ማዕልት ኦርቶዶክስ ኾይንኻ ንምመስካር እግዚአብሔር አምላክ ያብቅዕካ አሕዝንካን ብሓቂ 💔

  • @gizekhalfeyu
    @gizekhalfeyu 5 หลายเดือนก่อน +1

    በሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልካ መምህረይ ብዙሕ ትምህርቲ ተማሂርና ❤❤❤

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og ปีที่แล้ว +26

    አሜን(3) ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ
    መናፍቃን ትሕትና ኣይፈልጡን
    ጽን ኢልካ ውን ምምሃር ኣይፈልጥን
    ናብ ልቦም ይምለሶም
    ጽቡቕ መደብ ቀጽሎ

    • @absiblessed8542
      @absiblessed8542 ปีที่แล้ว

      Bhade seb nkulu ktmezn aytikielin ika slezi mwnjal ayedlin

    • @tsebakitmebrahtom7612
      @tsebakitmebrahtom7612 ปีที่แล้ว

      amen nab libom yimlesom seytan enduyu ziaserom neziom yu ortedekus xolot zigebrolom

    • @shaishayhedru4157
      @shaishayhedru4157 ปีที่แล้ว

      Mogush menafkan aykonen weylukum orthdeks

  • @hagerteklesenbet2107
    @hagerteklesenbet2107 ปีที่แล้ว +1

    amen amen amen zemar mekat yesmalena kebutt yhwaty amka nay zemen aglgultukm yebrkum fekura yhewaty

  • @abadralbadr6370
    @abadralbadr6370 ปีที่แล้ว +4

    ቡጣዕሚ ይገርም እቲ ኣፍሉጦካ ስልጣን ሓውና 🙏👏👏👏

  • @tsegagebreyesus5576
    @tsegagebreyesus5576 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዙሕ ተማሂረ ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወና እግዚኣብሔር ኣምላክ 🙏🙏🙏ኣብ እምነትና የፅዕና ልኡል ፈጠሪ 🙏🤲🤲

  • @muezselam
    @muezselam ปีที่แล้ว +20

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ስልጣነይ ፅቡቅ ትምህርቲ ተማሂርና👏👏👏👏👏

    • @zhraazhraa1794
      @zhraazhraa1794 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐና ካብረ ሓወን ሰልጣነይ ፀቡቅ ትምህርቲ

    • @lebaleba3086
      @lebaleba3086 ปีที่แล้ว

      እንታይ ስሚዕካ ክብሪ ኣምላኽ ምዉሳድ ዝዓበየ ሓጥያትዩ

  • @luwamOkubay-r2m
    @luwamOkubay-r2m 8 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalena kubur memhrena nesatom ka sane fletome eyome ezabher aynileboneom ykfetelome

  • @ጓልራያራዩማ-ጐ1ሐ
    @ጓልራያራዩማ-ጐ1ሐ ปีที่แล้ว +26

    ቃለ ህይወት የስማዓልና ስልጣን ሓወይ ❤️

  • @hiwetnegash4133
    @hiwetnegash4133 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓውና ናይ ኣጎልጉለት ዘመንካ ይባረክ ኦርተደኩስ ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር

  • @SalamSalam-fg6tg
    @SalamSalam-fg6tg ปีที่แล้ว +6

    ስላም እግዚአብሔር አምላኽ የብዝሓልኩም ክብራት ኣሕዋተይ
    ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላኽ
    ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ እግዚአብሔር አምላኽ
    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ልኩሉ መልሲ አለዋ
    ዘፍ 19 : 1
    ኢያ 5 : 14
    ዘሁ 22 : 31
    ዳን 8 : 16 : 17

  • @abrahamkiros9446
    @abrahamkiros9446 ปีที่แล้ว +1

    Subuk sltan hawey, orthodox nzelam tineber. Egzabher amlakna seomna bselam yfsemena.

  • @brhanukahsay3557
    @brhanukahsay3557 ปีที่แล้ว +28

    ኣነሲ ዝገርመኒ ንባዕላቶም ኣብ እግሪ መናፍቅ ናተደፈኡ ናዋዓሉ እመላእክቲ ምስጋድና ታይ ሓጥያቱ

    • @fqadkaamlakey9489
      @fqadkaamlakey9489 ปีที่แล้ว +2

      ብሓቂ ረኪብካዮም ንባዕሎም ኣብትሕቲ ከምኦም ሰባት እንዳ ሰገዱስ ኣታፍ ኢዩ እዚ ወዲስ ከሰልቺወካ

  • @mlatasay
    @mlatasay 4 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ስሌጣን ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ🎉❤❤

  • @user-ys9yj7en6v
    @user-ys9yj7en6v ปีที่แล้ว +14

    ስልጣን ሓወይ ተባዕ ወዲ ክርስቶስ እመብርሃን ሃይሊን ጠንካራን ትዕድልካ ክብረተይ❤❤❤🍃🍃🍃

  • @temesgenberhane5755
    @temesgenberhane5755 ปีที่แล้ว +2

    Very amazing ካብ ኮፍ ኣባህልኡ ይጅምር እቲ ድፍረቱ first set your self politely then open your heart to listen first
    Dngle Maryam adey kab tek kemzi aynet kbri zeyblu tekula halwana kbri nkulom ,ጻድቃን ቁዱሳን ኣሜን,!!

  • @Muler-rx8zc
    @Muler-rx8zc ปีที่แล้ว +23

    _ኣምሊጥለይ ሊቭ ብሓቂ ስልጣኑ ሓውና ደስ ዝብል ትምህርቲ ቃለ ህይወት የስመዐና🌅_

  • @ጽዮነየቅድስቲአዴና
    @ጽዮነየቅድስቲአዴና ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ስለ ኹሉ ነገር መጀመርታ ነዚቃል ዝመሃረና ዝመገበና ካብኡ ቀፂሉ ንስልጣንሓወይ ምስኡ ዘለኻ ሓወይ ወዲ ተዋህዶ ቃለ ህይወት የስመዕልና ፀግኡ።የብዘሐልኩም።እግዚአብሄር አምላክ ንሓውና ፕሮቲስታን።ትዘረበኡ መእሰሪ የብሉን ዋኢ ዓይነ ልቦናኡ ይኽፈተሉ ፈጣሬ ኩሉ ዓለም

  • @redaeyacob1307
    @redaeyacob1307 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ሂወት የስምዓልና ሓውና ስልጣን ናይብሓቂ ጹቡቅ ገሊጽካዮ ኢካ ጸግኡ የብዝሓልካ🙏🙏🙏

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 ปีที่แล้ว +2

    ክብሪ ነቲ ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኹን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ስልጣን መምህርና ፡ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ንጽህተ ንጹሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ትሓልወና ኣሜን።

  • @bsratbereket5853
    @bsratbereket5853 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይይይ ቃለ ሂወት የስመኣልና ሓውናን መምህርና ናይ ባሓቂ ደስ ደብል እድመን ጥዕናን የሃበልና እግዝኣቢሄር ጸጉ የብዘሓልኩም ስልጣን ሓውና

  • @sabakflom1780
    @sabakflom1780 ปีที่แล้ว

    ናይ ባሓቂ ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ ይብዝሓልካ፥ መጎስ ሓውና ካኣ ኣምላክ ናብ ልብካ ይምለስካ

  • @cucumberoct1156
    @cucumberoct1156 ปีที่แล้ว +8

    ናይ ጴንጤ መልሲ ኮለል ጥራሕ እዩ ተመስገን ፈጣሪ ኣቦይ ልቦናይ ከፊትካ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝገበርካኒ ቃለ ህይወት የስመዓልና ንፎትወካን ነኽብረካን ስልጣን ሓውና ንበረልና እግዚኣብሄር ኣብዚሑ ምስጥሩን ጥበቡን ይግለፀልካ❤

    • @monarjuec1068
      @monarjuec1068 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ ኦሮቶዶኩሰ ተዋህዶ ንዘላአለም ትንበር ተመሰገን አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልካ ሰልጣን ሓዉና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ

  • @terhasmehreteab2100
    @terhasmehreteab2100 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስማዓልና መምህር ስልጣን ኣምላክ ይባርካ ኣብ ልብናየህድሮ

  • @yohannesberhane8532
    @yohannesberhane8532 ปีที่แล้ว +11

    Matthew 4 (ትግ) - ማቴዎስ
    9: ፍግም ኢልካ እንተ ሰገድካለይ፡ እዚ ዅሉ ኽህበካ እየ፡ በሎ።
    10: ሽዑ የሱስ፡ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ስገድ፡ ንእኡ በይኑ ድማ ተገዛእ፡ ጽሑፍ አሎ እሞ ኪድ ርሐቕ፡ ሰይጣን፡ በሎ።

    • @hanahana2514
      @hanahana2514 ปีที่แล้ว

      True yohannes hawina Eza tksi hgi ayenbubwan eyom zeliloma khalfuo eyom ember bruh zkoea tkisi eyuo

    • @rutaruta5920
      @rutaruta5920 ปีที่แล้ว

      Yewhanns Berhane ሓወይ እሞ ከምቲ በይኑ ተገዛእ ዝበሎ ንበይኑ ስገድ ኣይበለን

  • @hayatube7832
    @hayatube7832 ปีที่แล้ว +2

    ደስ ዘብል ትምህርቲ አዩ መምህር ሰልጠና ሓውና ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላኽ ፀጋኡን በረኸቱን ያብዘሕልኻ

  • @ኣአግዚኣብሔርተዘኪሩኒበው
    @ኣአግዚኣብሔርተዘኪሩኒበው ปีที่แล้ว +5

    እስይይይይይይይይ እልልልልልልል ሥለልጣኑ ሐወይ ካዕ ናዪና ኽንኻ ወዲ ኢመታችን ፀጋ በረክቱ የብዝሐልኻ ዲያቆነይ

  • @mostafaa663
    @mostafaa663 ปีที่แล้ว

    ቃል ሕይወት ያስማልን አሜን አሜን አሜን🙏
    ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና አሜን አሜን አሜን

  • @ጋልዚጅግናተጋዳላይትግራወ
    @ጋልዚጅግናተጋዳላይትግራወ ปีที่แล้ว +38

    ስልጣነይ እንካዕ ናትና ኮንካ ተመሰገን ቃል ሂወት የስመዐልና❤️😘

    • @MaryMary-wq9iy
      @MaryMary-wq9iy ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen Temsegen ➕️🙏🏽➕️🙏🏽➕️🙏🏽🤲🤲🤲🤲

    • @sfirsirsh9320
      @sfirsirsh9320 ปีที่แล้ว

      ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ቃል ህይውት ይስምዐልና ተዋህዶ ብምዃነይ ብጣዕሚ ሑግስ እየ
      🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @goggo5414
    @goggo5414 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሰልጣን ሓወይ አምላክ አቦይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፅበቅ ገይርካ ቀፅሊላ አንሕና አሕዋትካ ዘይንፈልጥ ለ ምእንቲ አጥዕና ክንፈልጥ ምእንቲ ዘሓውይ

  • @seluselu6245
    @seluselu6245 ปีที่แล้ว +3

    መምህረይ ክፈትዎ አነሰ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪይ ናዓና ክጥዕመና 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @meronmeron5249
    @meronmeron5249 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውናን መምህርናን ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባረኸ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣዕሚ ልቢ ዘረስርስ ትምርቲ

  • @ጌታዬመጨረሻዬአሳምረው
    @ጌታዬመጨረሻዬአሳምረው ปีที่แล้ว +7

    በእውነት ቃል ህይወት ያሰማልን ውድ የተዋህዶ እንቁ መምህራችን ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ትኑር ማስተዋሉን ያድለን ከበቱ አያናውጠን የአባቶቻችን አምላክ ይክበር ይመሰገን

  • @atheeralfarsi344
    @atheeralfarsi344 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዐለና ስልጣን ሓወይ ኣሜላኽ ኣብ በቱ የፂንዕኻ
    ሰልጣን ሓወይ መምህረይ ቢጣዕም እኻ ታቅስን🙏🙏🙏❤❤❤🤲🤲🤲

    • @danielandia
      @danielandia ปีที่แล้ว

      Amen amen amen qal hiwet yesmalna sltan hawna amlak abyemanay edu ykebeleka

  • @user-vk2vz8iy6j
    @user-vk2vz8iy6j ปีที่แล้ว +14

    አሜን(3) ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና መምህረይ ስልጣነይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ ፈጣር

  • @hntsawelday7809
    @hntsawelday7809 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓውና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @yonihabte936
    @yonihabte936 ปีที่แล้ว +10

    ቓል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና እግዝኣቤሄር ጸግኡ የብዝሓልካ

    • @rezenegebreslasie5404
      @rezenegebreslasie5404 ปีที่แล้ว

      ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኩቡር ሓውናን መምህርናን ስልጣን ቀጽሎ ዘሓወይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን

  • @MakiMaki-jj3kf
    @MakiMaki-jj3kf 3 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስምዐልና ክቡር ሓውና መ ር ስልጣን ቀፅለሉ ትምህርትካ

  • @ዛፉጋልትግራይ-ቸ3ለ
    @ዛፉጋልትግራይ-ቸ3ለ ปีที่แล้ว +7

    ስልጣን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ አሜን ድንግለይ ልሳን ኹንዮ ❤💛🌹

  • @fiyorikidane6508
    @fiyorikidane6508 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna Egzabiher xega yebzhahlkum Godolyos hawey Natey❤️♥️♥️❤️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️♥️♥️❤️❤️❤️

  • @apap5407
    @apap5407 ปีที่แล้ว +20

    አስይይይይይይ ስልጣነይ ቃላት ይብለይን አነስስ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ መምህረይ ኦርቶ ዶክስ ተዋህዶ ንኩሉ መልሲ አለዋ🙏🙏✝️

  • @gideomberhe7620
    @gideomberhe7620 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜንንን ዝማሬ መላእክቲን ቃል ህይወትን የስማዓልና እግዚአብሄር አምላክ ጸጋኡ የብዚሕ

  • @galzomweyenti129
    @galzomweyenti129 ปีที่แล้ว +5

    ስልጣን ነዓኻ ዝገልፅ ቃላት የብለይን በእውነት እስኪ አብ መፈፀምታ የብፅሕካ ፈጣሪ🙏🙏🙏🌹🌹

    • @user-mo3wt9zm6d
      @user-mo3wt9zm6d ปีที่แล้ว +1

      ናይ ብሓቂ ብጾሎት ንሕሰቦ

    • @የንጉስክርስቶስልጅነኝ
      @የንጉስክርስቶስልጅነኝ ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን መዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ንኩላትና ህዝበ ክርስትያን ጀመርቲ ዘይኮናስ ፈፀምቲ ይግበረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-dz3ow7rr4x
    @user-dz3ow7rr4x ปีที่แล้ว

    ቃለህይወት የስምዓልና ስልጣን ሓውናን ክቡር ዳኛን ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ እዩ ካብ መናፍቃን ዳኣ አንታይ ጥዑይ መልሲ ክርከብ ጥረታት እንድዮም ኣጆኩምጥራይ ኣብጎድንኩም ኣለና ንዘይሰምዕ እግዚኣብሄር ዓይነልቦናኡ ይክፈተሉ ኢለ ይዓጹ

  • @eyobtesfamariam1683
    @eyobtesfamariam1683 ปีที่แล้ว +5

    More Understanding is better than more reading. ኣብ ኽትዕን ህልኽን ከይኣተኹም ክትረዳዱኡን ክትማያየጡን ሰናይ ሓሳብ ክህልወና ይኽእል ምላኣኽቲ ክሉ ግዜ ኣይትስገዱ እዮም ዝብሉ ትብል ኣለኻ፡፡ ስግደት ንስእሊ ኣይኮነን ኣብ ህዋ ካብ ንሰግድ ንፓስተር ፈውሰኒ ኢልካ ካብ ምስጋድ እዩ፡፡እቲ ስእሊ መልኣኽቲ ኣጀማምሩኡ ምፍላጥ የድልየካ፡፡ልኽዕ ብዙሕ ብናይ ስእሊ መላእኽቲ ዝነግዱን ዘታልሉን ከም ዘለዉ ፡ዘይከሓድ ሓቂ እዪ፡፡ስግደት ናይ ኣምልኾት ንሓደ ፈጣሪና ብልብና ከም ንሰግድ ክትርድእዎ ይግባእ እቲ ምስልን ዝተቐርጹን ክብል ከሎ ከም ናይ ባዓል ማኦ ፡ናይ ሃይለስሴ፡ናይ ጣኦት ምስሊ ዳኣ እምበር ንመልኣኽቲ ዝተሳእሉ ኣይኮነን፡፡ምስሊ ስእሊ ትርጉሙ ናኣብነት ናይ መስቀል ምስሊ ትገብሩ ኢኹም እታ መስቀል ንባዕላ ስእሊ እያ፡፡ብጸቢብ ኣተሓሳስባ ዝትርጎም ዘሎ እዚ ቃል ካብ መታዓቢተይ ድያቆን የውሃንስ ፡ኣማረ ኣብታ ዝተጠመቅኹላ ቤት ክርስትያን ብዛዕባ ፍልልያት ሃይማኖት ኣብዛ ዓለም መጽናዕቲ ምዓለም ደረጃ ኣብ ቤተክርስትያን ፓቲካን መደምደምታ ተጌሩሉ፡ኣብዘን ዝስዕባ ነጥብታት ኣቶኪሮም ነፍሲ ወከፍ መራሕቲ ሃይማኖት ናይተን ቀዳሞት ሃይማኖት በብናቶም መጽናዕቶም ሂቦም፡ብ ሕግታት ቶፊት፡ቑኔኔ፡ደጉማ፡በዚኣተን ተኸተልቲ ሃይማኖት ጲንጠ ብቶፊት ቤት ክርስትያን ክእረም ኣለዎ ዝበልዎ፡ኣቅሪቦም፡ኣይትስገድ፡ኣብ ቤትክርስትያን ክትኣቱ ከለኹም ጫማ ኣውጹኡ ዝብል የለን ንዝብላ ሃውለከ ሕቶታት ዝበዙሑ 223 ዝኾኑ ሓደ ዓይነት ምላሽ feedback(ግብረመልሲ)ሂቦም ናኣብነት 2 መርትዕ ክህበካ መጎስ
    1 ንምንታይ ኣብ ቕዳሴ ምስ ተወደአ ነቲ ወንጌል መጽሓፍ ሒዙ ከስተምህር ዝጸንሐ ኣእዳዉ ይሳለምዎ ንዝበል ምላሽ ናይ ብዙሓት 223 ዛኣኽሉ እዚ ዝስዕብ ምላሽ ሂቦም
    * እቲ ህዝቢ ነተን ኣእዳዉ ክሳለሙ ከለዉ በረኸት ካብቲ ቃል መጽሓፍ ቅዱስ ክንባረኽ ዝብል ብልቡ ሒዙ ይሳለሞ ናይ ልቡ ድማ ፈጣሪ ይፈልጥ ነቲ ናይቲ ወንጌል መጽሓፍ ዝሓዘ ክብሪ ክኾኖ ኣይኮነን ብፍላይ ከንብብ ንዘይክእል ካብቲ ዝተነበ ኣእምሮኦም ኣብ ልቦም ከሕድረሎም ምኻኑ እዩ፡ብዛዕባ ቤትክርስትያን ጫማ ኣምሊቕካ ምእታው ውን ኣምጺኦማ ነይሮም ንዓኣ ድማ ከምዚ ክብሉ መሊሰሞ፡
    2 ቤት ክርስታያን ንጽህና ክህልዋ ከሎ ውሽጥናን ደግኣዊ ኣልባሳትናን እዩ፡ናኣብነት ኣብ እምነት ምስልምና ቕድሚ ስግደት ዶኣ ይገብሩ ይሕጸቡ ኣእዳዎም ፡ጫሞኦም ውን የውጹኡ ፡ኣብ ኦርቶዶክስ ድማ ጫማን መሬት ንረግጾ ኣይኮነን ንዛረቦ ውን ስለ ዘይንፈልጥ ጫማና ኣብ ግዳም ጻዕዳ ክዳን ከምታ እዮሱስ ክርስቶስ ዝተገንዘላ ጌርና ልብና ከነንጽህ ምስ ዝተባኣስናዮም ብጾትና ክነመስግንን ፡ክንልምኖን ፡ከነቐድስን ንመጽእ፡ ስለዚ መጎስ ኣብ መብራት ሃይሊ ይፈልጠካ እየ ኣብ ኣዲስ ድያቆን እንተዳኣኔርካስ እዚ ዝብልካ ዘለኹ ፡ካብተን ባኣእምሮይ ቕድሚ 12 ዓመት ዝተማሃርክዋ፡፡መልእኽቲ ጳውሎስ ኣቦታትካ ዘጽንሑልካ ደረት ኣይተዝብል ትብል ኣንብባ፡ዘንቢልካ ንሓና ክርስትያን ኢልካ ሞሊቑካ ብሃይማኖትን፡ፖሎቲካን ኣብ ማስ መድያ ምዝራብ ቅሩብ ይኸብድ ግን
    1 * ጽቡቅ ምዝራብ ዳርጋ ጽድቂ
    2 * ስቕ ምኽኣል ዳርጋ ወርቂ ኣብ መውዳእታ ስልጣን ዘይረዳኣካ ስግደት ናይ ኣምልኮን፡ናይ ክብርን፡ናይ ይቅሬታን፡ናይ ሰላምታን ፈላልዮ፡ብዛዕባ ስእሊ መልኣኽቲ ድማ ኣብቲ ዳእራኤል ቤትክርስትያን ንስኻ ትውዕሎ ሰፈር ፡ምስሊ ኣዴና ማርያም ስእሊ ሳንቲም ዕውርቲ ከይተቀበልኩ ንዝኽሪ ብስም ወላዲተይ ኣብቲ ብሕጂ ንዝስራሕ ቤትክርስታይ ኣረኪበያ ታሪኽ ኣጀማምራ ናይታ ስእሊ ድማ ኣቡኡ ንዝመላለሱ ሕተቶም ካብታ ስእሊ ንላዕሊ ግን ዝቅረብክዎ ሓሳብ ናብ ቤት ክህነትን ኦርቶዶክስ ቤት ጽሕፈት ኣብ ቤት ክርስትያን ክስራሕ ከሎ ሰብ ጸጋን ጥበብን ኣብ ቤት ክርስትያን ክኽፈል ከምዘይብሉ ብዘሎ ንዋትን ሞያን ብወፈራ ንኽስራሕ ከምቲ ቐደም፡፡ብዝኾነ ኣብ ኣተራጋጉማ ፍልልይ ይሃልውና እምበር ክራዳዳእ ጽቡቕ እዩ፡፡ቃል ሂወት ይስማዓና 10 be keep it up condamidents ( ዓሰርት ትእዛዝ ንኽብር) ብድሕሪኡ ብሃይማኖት ንዛረብ 3 ስብ ብተግባሩ እምበር ብሃይማኖቱ ኣይምዘንን እዩ፡፡ " ብጸጋ እግዛብሔር እምበር ብ ሕጊ ስለ ዘይትነብሩ ሓጥያት ኣይክመልከኩሙን እዩ፡፡ትብል መልእኽቲ ሃዋርያ ጳውሎስ ተረዳኣያ፡፡ሕጊ መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ እዩ ዝብል ኢልካ ከተረድእ ኮለካ ብናይ ባዕልኻ ቱርጋሜ ጥራይ መደምደምታ ኣይትኪድ ሞጎስ ብግቡኡ ተረዳእ፡፡

    • @eyobtesfamariam1683
      @eyobtesfamariam1683 ปีที่แล้ว +2

      ንፓስተር ክሰግዱ ዘየሕፈሮም ማሕበር ሰይጣውንቲ ኦርቶዶክስ ኢሉ ክዛረብ ከሎ መንፍስ ቅዱስ ናይ ሰይጣን ዓሲልዎም ብካራተ ዝፈውስ ፓስተር ጩፌ ፡ንመስፍን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንፈልጦም ኢና ህውቱታት ካብ ንፓስተር ምስጋድ ዳኣ እሞ ን ኣብ ሰማይ ዘለዉ መልኣኽቲ ናይ ክብሪ ንሰግድ ንጎይታናን መድሓኒና ድማ ይቅሬታን ሓጥያትናን ክሓድገልና ንሰግድ።

  • @mesieabash
    @mesieabash ปีที่แล้ว +1

    ናይብሓቂ ሞካኣ ድሕሪ መንፈስቅዱስ ምቅባሉ ድሕሪ ብዙሕ ናይ ወንጌል ገድሉ ከምዚ ዓይነት ጌጋ ክገብር ኣይክእልን እዩ ስለዚ ናይ ጸጋ ስግደት ይግባእ እዩ......