መደብ ድርሳን፡ ደርዘን ሕቶታት ንደረስቲ፡ ዕላል ምስ መምህር በየነ ቀላቲ፡ ጸሓፊ 4 መጻሕፍቲ ታሪኽን ባህልን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 72

  • @habengebreluul7762
    @habengebreluul7762 6 หลายเดือนก่อน +6

    ናይ ብሓቂ ብሉጽ ትምርቲ
    መምህር በየነ ❤🙏.
    ናይ ብሓቂ ትጠቅመና ኣለኻ ብሉጻት
    ሰባት እንዳምጻካ መምህር መኮነን
    ይቀኔልና ቀጽሎ ❤🙏.

  • @mulubrhannegasi
    @mulubrhannegasi 6 หลายเดือนก่อน +7

    ኣቦና መምህር ኣብነት ምልክት ቅኑዕ ሕብረተ ሰብ ኤርትራ❤❤❤❤

  • @bisratgoitom6279
    @bisratgoitom6279 6 หลายเดือนก่อน +3

    ክቡር ኣቦና መምህር በየነ ቀላቲ ንብሩህ ኣእምሮኹምን ቅንዕናኹምን ኣገልግሎት ንህዝብኹምን ብልቢ ከመስግነኩም እደሊ። ቀጺለ ንሓላፍነታዊ ስራሕኩም እትህብዎ ቃለ መሕተታትን ቀጽልዎ ጥዕና ዕድመ ይሃብኩም።

  • @rufaelfeshazion9100
    @rufaelfeshazion9100 6 หลายเดือนก่อน +2

    ዝኽበርኩም መምህር በየነ ታረኽና ንኽንፈልጥ እትገብር ዎ ዘለኹም ጻዕሪ ብዙሕ አመስግነኩም።
    ብታሪኽ ሰለስተ ሽሕ ደኺምና ሕጂ ኸአ ሐድሽ ታሪኽ ብጉልባብ ሐደ ቋንቋ ንዛረብ ተባሒሉ ታሪኽና ንምጥፋእ ይጽዕሩሉ አብ ዘለውሉ ግዜ ድሕሪ ብዙሕ ጻዕሪ ታሪኽና ክንፈልጥ ዝገበርክሞ ዘይሕለል ጻዕሪ ብዙሕ የመስግነኩም።

  • @tesfuhaile8149
    @tesfuhaile8149 6 หลายเดือนก่อน +5

    ናይ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕቲ መምህር በየነ❤🙏

  • @henokhiyabu9981
    @henokhiyabu9981 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዝሕግስ ኣቦና።።። ኣሰር ድርሰት ኣስረስ ኣስረስ ተሰማን ኢሳቅ የሴፍ።ገዚእና ንነብቦ።ምስጋና ንኣቦናን ኣቅሪብን።

  • @efremyemane205
    @efremyemane205 6 หลายเดือนก่อน +5

    መምህር በየነ ኳዕናን፡ ልዙብ ኣቦ።

  • @luchiagebremichael6161
    @luchiagebremichael6161 3 หลายเดือนก่อน +1

    መም/በየነ ቀላቲ ክቡርን ፈላጥን ኢካ"ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @qebaxeburete
    @qebaxeburete 13 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሃቂ መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ፡ ብጣዕሚ ዓቢ ትምርቲ❤❤❤

  • @medhanietesfayohannes1554
    @medhanietesfayohannes1554 6 หลายเดือนก่อน +3

    ተባዕ ኣቦ፣ ብርዕኹም ትሰስን!!

  • @samigonnetz1664
    @samigonnetz1664 6 หลายเดือนก่อน +3

    ጽቡቕ ኣዚዩ መሃሪ መደብ።
    የቅንየልና!

  • @AndebrhanTeklom
    @AndebrhanTeklom 6 หลายเดือนก่อน +2

    መምህር ኣቦና ዕድመን ተዕናን ይሃበልና ኣምላክ ወርቃውያን መጽሃፍትኩም ተዘከርቲ አኩም

  • @tesfit2518
    @tesfit2518 6 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላም ንዓኹም መምህር ንመምህር ቦኽረ ቀድምኩሞ ሓትምኩማ እንካዕ ሓጎደኩም መምህር በየነ

  • @ttek9180
    @ttek9180 6 หลายเดือนก่อน

    መምህር በየነ ቀላቲ ብጣዕሚ ዝምስገን አገላልጻን ጭብጢታት መወከሲ ዘማልኤ ስነ ጽሑፍ ምቕራቦም ብሐቂ ዝምስገን ኢዩ።

  • @tesfit2518
    @tesfit2518 6 หลายเดือนก่อน +3

    መምህር ዕድመን ጥዕና የሃብኩም ኣነ ከማን ተዳናግር ነይረ ኤርትራውያን ተጋሩ እና ብዝል ካብ መምህር ቦኽረ ዝወሰድክዎ ገጋ ሕጅ ግን ተማህር ኣለኹ ንመምህር ሞከይ ተጸበዮ ነይረ ሕጅ ግን በርህለ የቅነለይ ኣብ እስራኤት ክትህሉ እዛ መጽሓፍ ተስፋ ይገብር❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @feef315
      @feef315 6 หลายเดือนก่อน

      Eritreawn Tegaru ena zeykones,Tigrigia tegaru ena eu

    • @okbatnsaeelyas
      @okbatnsaeelyas 6 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤100%

  • @Eritreashikor
    @Eritreashikor 6 หลายเดือนก่อน

    Thank you ኣቦና መምህር በየነ 👑🇪🇷✊🏾

  • @amanuelhabtayeyenumberone1581
    @amanuelhabtayeyenumberone1581 6 หลายเดือนก่อน

    Thankyou memhr Beyene.Kubur Abo🇪🇷🇪🇷

  • @absienice5013
    @absienice5013 6 หลายเดือนก่อน +1

    ክብረት ይግባኣኩም ኢዩ መምህር ኣቦና በየነ ቡዙሕ ክንጽበይ ኢና ብሕጂ ውን ጽቡቅ ስራሕ ❤❤❤❤❤❤

  • @misgunokbay3500
    @misgunokbay3500 6 หลายเดือนก่อน +2

    የቐንየልና መምምህር ሞኬ ነመስግነካ ከምዚኣቶም ዓይነት ቅርሲ ዝኮኑ ሰባት ምምጻእካ። ብከመይ ክንረክቦም ንክእል ገለ ኣድረስ ባ ሃበና ናይ መምህር በየነ

  • @ሳሚሳሚ-ዀ9ተ
    @ሳሚሳሚ-ዀ9ተ 6 หลายเดือนก่อน +3

    ኣቦ ጅግና

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 5 หลายเดือนก่อน

    ኩቡር ሓው መምህር መኮነን
    ምስ ኩቡር ኣቦና መምህር በየነ። ከምዚ ጌርኩም ታሪኽና
    ባህልናን ሕብረተሰብኣዊ መነባብሮናን ክትምህሩና ንእትገብርዎ ዘለኹም ጻዕርታት
    ነመስግነኩም። እንቋዕ ከምዚ ዕይነት ናይ ሃገርን ባህልን ሕብረተሰብን ምርምር እተካይዱ
    ኣቦታት ሃለኹሙና
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።🙏🙏🙏💐💐💐

  • @Abi-hero
    @Abi-hero 6 หลายเดือนก่อน +4

    ዓቢ ህያብ ንመጻኢ ወሎዶ ኤርትራዉያን አበርኪትኩም ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም። ቡዙሕ የቀንየልና God bless you 💙🌿💙🌿👍👍👍👍

  • @henokhabtezgi4136
    @henokhabtezgi4136 6 หลายเดือนก่อน +1

    የቐንየልና መምህር ኣብ ታሪኽ ባህልን ስልጣኔን ኤርትራ ንዝገበርኩሞ ኣበርክቶ። ነታ ነዚ ዕድል ምጽሓፍ ዘጣጥሐት ጓልኩምን ስድራኹምን ከኣ ስለ እቲ ዓቢ ውዕለቶም ምስጋናይ የቕርብ።

  • @eyasuasfaha7665
    @eyasuasfaha7665 6 หลายเดือนก่อน +1

    ክብረት ይሃበልና ክቡር ኣቦና

  • @husenidrisibrahim
    @husenidrisibrahim 5 หลายเดือนก่อน

    Wawww very amazing father.thanks more mr.moke

  • @mekonnen233
    @mekonnen233 6 หลายเดือนก่อน +1

    Congratulations teacher and researcher wish all best.

  • @omarnurhussein5435
    @omarnurhussein5435 6 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዝናኣድ ፕራግራም እዩ ቀጽለሉ ንመምህር እወን ብጣዕሚ የምስጋን ሓንቲ ብጣዕሚ ኣገዳሲት ሕቶ ከይሓተትካዮም ሓሊፍካ ኣበይ ክንረክቦ ንክእል እዚ ምጻሕፍቲ ተትሕቡሩና ጽቡቅ ነይሩ ይቀንየለን

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  6 หลายเดือนก่อน +2

      Www.semayat.com

    • @omarnurhussein5435
      @omarnurhussein5435 6 หลายเดือนก่อน

      @@MosaicBahli thanks keep it up the good works. X

  • @desbeleyohannes8819
    @desbeleyohannes8819 6 หลายเดือนก่อน +1

    ብጠዓሚ ሰሓቢ መደብ! ኣነ ድሕሪ ናጽነት ዝተወለድኩ ኢየ:: ሕቶይ ግን መን የ ኣነ ወይ ንሕና መንነትና ክሳብ ሕጂ ክበርሃለይ ኣይከኣለን? መን የ ኣነ ኤርትራዊ: ትግርና: ትግራዋይ: ወይ ኣግኣዚ ተወጃቢርኒ ኮ? ከም በዓል መም. በየነ ቀላቲ, መአምር ቦኽረ ብጠዓሚ ዘድንቀኩም ኣቦታተይ ኢኹም:: መን ኢና ዝብል ሕቶ ግን ዝተፈላለየ ኣረኣእያ ኣለኩም ስለዚ ናይ መን ዪ ቁኑዕ ዝብል መልሲ ክንፈልጥ ኣሸጊርና:: ለብዋይ ግን እቶም ምሁራት ኣቦታትና ኣብ ሓደ መኣዲ ተዛቲኹም ሓደ ቁኑዕ ዩ ዝበልኩሞ ብሔራዊ መንነታዊ መጸውዒ የድልየና ኣሎ:: መም. መኮነን ብጠዓሚ ብሉጽ መደብ ቀጽለሉ::

  • @FilmonKalab-vz6qv
    @FilmonKalab-vz6qv 6 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ መምሃራን
    Weldeab keshi Ghebremeskel ኣብዚኣ መደብ ኣቅርበልና ብዚሕ መጽሓፍት ዝጸሓፈ ኢዩ ኣብዚ ሳልስቲ ከኣ ሓዳስ መጽሓፍ ናብ ዕዳጋ ኣቅሪቡ ኣሎ
    የቀኔለይ 🫶👍

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  6 หลายเดือนก่อน

      ሰላም ፊልሞን፡ ወልደኣብ ኣበይ ይነብር ኣድራሽኡ ወይ ኢመይሉ ስደደልና። ወልደኣብ ኣብ ጀርመን ዘሎ ሕጂ ኣሰራርሓ ቢራ ዝጸሓፈ እንተኾይኑ ኣብ መደብ ኣሎ። ካልእ ተኾይኑ ጸሓፈልና።

    • @FilmonKalab-vz6qv
      @FilmonKalab-vz6qv 6 หลายเดือนก่อน

      @@MosaicBahli ሰላም መምህር E mail natu ayhazkun gin FB neneih ametat ynetf eyu weldeab keshi Ghebremeskel elka trekbo tkiel eka komu win ab TH-cam win ynetif eyu

    • @Ayla-Gundet
      @Ayla-Gundet 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@MosaicBahliኣብዚ ሊንክ ኣቲኹም ረኣይዎም መምህር መኮነን! TH-cam ወልደኣብ ቀሺ ገብረመስቀል
      th-cam.com/video/JDzo7Wo4vT0/w-d-xo.htmlsi=Xo8C_O2MRWrjVEPK

  • @efrembahta6040
    @efrembahta6040 6 หลายเดือนก่อน

    Thank you so much

  • @abrhaleyweldetnsae6260
    @abrhaleyweldetnsae6260 6 หลายเดือนก่อน

    Betami des zbel xanhit nayrkum ayterdeanan 1hr mimhr mekonen & memhir alona beyene

  • @simonmussie86
    @simonmussie86 6 หลายเดือนก่อน +1

    www just amazing ❤❤❤

  • @NatanRahase
    @NatanRahase 6 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤

  • @akiyor3615
    @akiyor3615 6 หลายเดือนก่อน

    መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መታን ብ ኣእምርዕ ኽተዕብዩናን ፋና ክተትሑዙናን ንእሳት ደቅኩም።

  • @TesfayGyesus
    @TesfayGyesus 6 หลายเดือนก่อน

    ተኪኤ ተስፋይ እውን ንፉዕ ጸሓፊ ተረሲዑ

  • @SiempreDan
    @SiempreDan 6 หลายเดือนก่อน

    ክብረት የሃብርልና መምህር ❤❤❤❤

  • @samigilay139
    @samigilay139 6 หลายเดือนก่อน

    Admen tanan yehkum abona❤❤❤❤ btami abi sebn Abi Gerben ayklana ❤❤❤

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 6 หลายเดือนก่อน +3

    መምህር በየነ ከማኹም ኤርትራውያን ይብዝሑልና። ንሃገርናን ህዝብናን መታን ክሕሸና፡ ምሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን ይሃብኩም። ለባም ኢኹም እሞ፡ ኣብ ምድልዳል ሓድነት ኤርትራውያን እንተትሰርሑ ጽቡቕ ይመስለኒ። ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ብጸላእትና፡ መንእሰያት ኤርትራ ብውራጃዊነት ከምዝብከሉ ተጌሩ፡ ናቱ ነጸብራቕ ኸኣ ኣብ ስደት ንርእዮ ኣለና። ቓብዚ ጉዳይ ካባኹም ንላዕሊ ከስምዕ ዝኽእል ስለዘየለ፡ ብዛዕባ ሓድነት ህዝብና እንተትጽሕፉ፡ ጽቡቕ ምኾነ። ክብረት ይሃብኩም !

  • @tesfaldetmedhanie7843
    @tesfaldetmedhanie7843 6 หลายเดือนก่อน

    selam mekonen tesfay tekefonka sdedeley

  • @teklueyob9617
    @teklueyob9617 6 หลายเดือนก่อน

    Hawboy edmen tnan yhabka fetari

  • @eliaskidane391
    @eliaskidane391 6 หลายเดือนก่อน

    ዝከበርካ ኣቦና በየነ ቀላቲ ፡ ስለቲ ሓቀኛ ምስክርነትካ ነመስግነካ ❤። # ፍልጠት ምድላብ ፡ ወገነኛ ኣይገብረካን እዩ# ዓባይ ትምህርቲ 🎉🎉

  • @eyasutesfagabreal6099
    @eyasutesfagabreal6099 6 หลายเดือนก่อน

    Kuber Mekonen,Temkedamot Ahizab ,enemenemen eyom etom kedamot sebat..Kalaye kea keihi bahri ,Eritrea tirah diya tirkeb ,abti kebabi bota? Bezterefe yibel sirah miss kashaka.Egzabiher missakatkum yikun❤🎉🎉🎉❤

  • @danielbarnabas2206
    @danielbarnabas2206 6 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና መምህር ስለቲ ሓቀኛ መግለጺኩመ:: ኤርትራውያን ብርጌድ ዝአበዱ ካብዞም ኣቦና ተምሓሩ ካብ ድንቁርና ክትወጹ:: እቶም ተጋሩን ተወልጀን ናይ ኣቦም እዮም ዝገብሩ ዘለው::

  • @Eritreahornafrica291
    @Eritreahornafrica291 6 หลายเดือนก่อน

    Edmen tenan yhabkum abona beyene kelati ❤

  • @meronhabtemariam4169
    @meronhabtemariam4169 6 หลายเดือนก่อน

    ከይተረድኣኒ ዛኒመያ ዕላልኲም። ኲሉ ጥዑም፡ ብፍላይ ኣብቲ መወዳእታ ዝበልዎ ብዛዕባ ሜድያ ካልኣይ ክፋል እንተ ትገብሩላ ጽቡቅ ነይሩ።

  • @abdatsaeed1747
    @abdatsaeed1747 6 หลายเดือนก่อน

    መጻሕፍቲ ናይ ኣቦና ቀላቲ ኣበይ ይርከበ ይከውን

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  6 หลายเดือนก่อน

      www.semayat.com

  • @mnbar_tum_eyu
    @mnbar_tum_eyu 6 หลายเดือนก่อน

    ተድንቅዎ ጽሓፍቲ/መጽሓፍቲ ኣዮነት ኢየን ምስ በሎ፥ ዕድሚኡ ምሉእ ንኢሰያስ ዘገልገለ ፕሮፖጋንዲስታ ኣለምሰገት ጠቂሱ።

  • @actoncovid-19responsibly26
    @actoncovid-19responsibly26 6 หลายเดือนก่อน

    Teacher Beyene, used to be my Favorite English teacher when I was a high school student. May I know where can I get those books please? Thank you!

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  6 หลายเดือนก่อน +1

      Selam Daniel you can find them at www.semayat.com or call me at 016162726546

  • @NoneQuitter
    @NoneQuitter 6 หลายเดือนก่อน

    Is he a writer or an author?

  • @MG-vs8xt
    @MG-vs8xt 6 หลายเดือนก่อน

    መጀመርያ የቀንያልና ክብለኹም ንስለ ኣበርክቶኹም መም በየነ።
    ቀጺለ ብዛዕባ ዝሓለፉ መግዛእቲታት ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዘውርድዎ ዕንወት ጽሒፍኩም ኣለኹም ታሪኽ ንኽንርዳእ ከም ዝሕጉዝና ኣይጠራጠርን እየ።
    እንተኾነ ብዛዕባ እዚ ኣብ ዘበንና ንዓና ዘዕነወና ስርዓት ህግደፍ ከ ምዓስ ኢኹም ክትጽሕፉ።ወይስ ወዲ ሃገር ስለ ዝኾነ። ኣብ ልዕሌና ዘውርዶ ግፍዒ ከም በደል ኣይቆጸርኩሞን።
    የውሃንስ ካብ ለንደን

  • @TeweldeGyohannes
    @TeweldeGyohannes 6 หลายเดือนก่อน

    ክቡር በየነ ሓወይ: ከመይ ቀኒኹም። እታ ምስ መኮነን ዝተገብረት ኢንተርቭዩ ኣዝዩ ንኡድ ኢዩ ኔሩ። ኪባሃል ዚከአል ተባሂሉ።

  • @MaDiD2006
    @MaDiD2006 6 หลายเดือนก่อน

    ንሓቂ ብግዜ መሳፍንቲ ንቁልቁል ኣፋ ክትገብራ ኣይክኣልን:: ኣብዛ ሕጂ ኤርትራ ትብሃል ዘላ ከማን ሓደ መስፍን ኣይነበራን: እቶም መሳፍንቲ ዝነበሩ እውን ኣብ ነንሕድሕዶም ሓመድ እዮም ዝጋበሩ ነቢሮም: ንግዳማዊ እንትርፎ ብሃይማኖታዊ ኣይተሃጋገዙን እውን ነቢሮም::

  • @GoboGobo-b4b
    @GoboGobo-b4b 6 หลายเดือนก่อน

    Ab gize kalsi eritrea abey ahlifwo???

    • @rufaelberhe7279
      @rufaelberhe7279 6 หลายเดือนก่อน +2

      እዚ ሕቶ ንምንታይ ኣልዒልካዮ ኣይተረድኣንን
      ኣነ ከብርሃልካ ግን
      ኣብ ኤርትራ ንኤርትራውያን ብብሉጽ ዓቅሙ ይምህር ነሩ
      ክልተ ንኣሽቱ ኣሕዋቱ ከምኡ ውን ወዲ ሓዉ ተጋደልቲ ናይ ህዝባዊ ግንባር ነሮም እቲ ንእሽቶ ሓዉ ተሰዊኡ እቲ ሓደ ግን ምስ ወዱ ኣትዩ ካብ ገድሊ ንሱ ኣብ ኣስመራን ካልእ ቦታታትን ንህዝቡ የግልግል ነሩ
      በሪሁልካ ይከውን
      ሰብ ኣክብር ከተዳክም ኣይትፈትን

    • @GoboGobo-b4b
      @GoboGobo-b4b 6 หลายเดือนก่อน

      @@rufaelberhe7279 hito aytifrah
      Eti melsika kea nay ziferhu eyu
      Bizaeba sidriu zezarb yeblkan
      Seb binatu eyu zieken
      Sikk elkum emenu aytbelu
      Bejakatkum ziamin aykonen zisean zelo hitotat zimlis eu zeyele
      Nihna wedikna telina hitotat alewuna malet eyu
      Niahzab kea teamitka aytimhromin eka
      Gezaeti nabzi awdikomna zibl aykonen zedliyena zelo
      Entay dea gegatatna nabzi awdikna elu ziamin mo
      Mengedi zikyir zedliyena
      Tenki widketna gorebabtna tekoinom gin nisatom tebayom kisab zikyiru dina kintsbeyom
      Hgi ziamin memhr zedli zelo
      Nisu zifeltom ashhat sebat teasirom wey tefiom zeytshfelom nimntay
      Kab degiat kisto mesfin kisto aerab gele
      Zihalefe kulu halifu eyu
      Zedli zelo mekabir mifhtar zeykones
      Zelo kunetat kemey yimehayesh eyu
      👍

  • @zemluandehaymanot7533
    @zemluandehaymanot7533 6 หลายเดือนก่อน

    ካብ ዝገርመኒ አዞም ኣቦ ሙሁር አዩ ብገዛአ ፍዋዱ ስለምንታይ ድንቁርና መሪጾም ?
    1ይ ሓደ ሕብረተሰብ ኣብ ክልተ ሃገር ኮይኑ ክንብር ይካኣል አዩ
    ጊን ክልተ ዓሊየት ጉዋና ናይ ሓባር ማኒነት ዘይ ብሉ ዘይፋለጥ ክትገብሮ ምፍታን ይካኣል ዶ ?
    ምፍላዩ ንምንታይ ከ ኣድለየ
    ህዝቢ አርትራን ህዝቢ ትግራይን
    በበይኑ ተፍላልዩ ድሰዓሮ ጸላኢ የለን ።
    ፉሉይ ታሪኽ ዘይብሉ ህዝቢ አዩ

  • @wediseb993
    @wediseb993 6 หลายเดือนก่อน

    ኣነስ ሕቶ ነይሩኒ 300 ዓመት ቱርኪ ግዜኢዋ መኣስ እዩ ገዝዋ ካበይ ናበይ ገዚኡዋ? እዛ ሕጂ ኤርትራ ዘላ ድያ ምድረ ባሕሪ ትባሃል ነይራ? ብሓበሻ ተገዝና ዝብል ሓበሻ ንሓበሻ ድዩ ገዝዎ? ኣብ ኩሉ ትተገዝና ከ ኣበይ ኣለና ታሪክ ዳኣ ታሪክ ነይሩ ገለ ዝብሃል እዞም ናይ ብሕሪ ነገስታት ዝነበሩ ነገስታት ካን ተደምሲሶም ወላስ እንታይ በየነ ቀለተ ካብታ ህግደፍ ዝበሉና ተገዝና ተገዝእና ትብል ኣይወጹን ዝወጹ መስልዎም እንበር። ኤርትራ ኣብ ንግስነት ኣኹሱም በይና ድያ ነይራ? ክክክ ብመሰረቱ እዚ ታሪክ ጠዋይ እዩ ንግስነት ኣዶሊስ ኣብ ግዜ ምድረ ኩሽ ከላ ዝቆመ ናይ ኩሽ እዩ ናይዞም ሕጂ ዘለዉ ቢሄር ኣይኮነን ፡ድሕሮም ዝመጹ ሰማውያን ህዝቢ ሓበሻ እዮም ንሶም ድማ ንግስነት ኣኩሹም ኣቁሞም ዳሓር ናብ ንግስነት ተሳጋግሮም ሓበሻ ንሓበሻ ዝተጋዛዘኡሉ እንተልዩ መኣስን ኣበይን ንክንደይ ተገዚኦም መን ንመን እዩ ከ ገዚኡ ንመን? ዝብል ሕቶ ክምለስ ኣለዎ።

  • @mebrahtom1989
    @mebrahtom1989 6 หลายเดือนก่อน

    Nezi hzbi tgrina 2 nimgbar tikeduwo rhket gin kisab meas you 😂

    • @majitey
      @majitey 6 หลายเดือนก่อน +1

      2 endina emo. Nihna Eritrawiyan nebehal. Etom hade kea ethiopiyawiyan eyom. Kunkana dema tigrina akle.

    • @AAGTOSS
      @AAGTOSS 6 หลายเดือนก่อน

      ምሽ ተጋሩ ኣብ ስልጣን ከለኹም፡ " ሕብሪ ዓይንኹም ኣይፈተናዮን" ኢልኩም ካብ ምሉእ ኢትዮጵያ ገፊፍኩም፡ ንብረቱ ዘሚትኩም ኣባሪርኩምዎ።
      ሓሓደ እግሮምን ሓሓደ እግሮምን ቆሪጽኩም ንኤርትራውያን ንዓዶም ዝሰደድኩምን ተጋሩ ዶ ኣይኮንኩምን ፧

  • @weredelugano1015
    @weredelugano1015 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @meronyemane5574
    @meronyemane5574 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤