ኣገደስትን ጠቐምትን ምኽርታት

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 34

  • @emhahabtab6482
    @emhahabtab6482 4 ปีที่แล้ว +14

    ኣብዚ ናሃለካ ዝኣምነሉ መክሪ ኩሉ ጊዜ እየ ዝካታተልካ ሞኮነን ሓወይ ንፉዕ ቀጽሎ ከምዚ ገርካ ማሃረና ደኣ ሃየ ይሕዋት ከኣ ነተባባዓዮ መታን ካብዚ ንላዕሊ ክብርትዕ ኣጆኻ ሞኮነን ሓወይ እዝጋቢሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @tesfaledethailu6315
    @tesfaledethailu6315 4 ปีที่แล้ว +4

    ብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ ክብረት ይሃበልና::

  • @user-bn6gi6dy5b
    @user-bn6gi6dy5b 4 ปีที่แล้ว +9

    ዝረኣካያ ጋል ምፍታው ከይገደፍካ ሓዳር ከይትገብር 100% አዚ ምክሪ ብኻ ቅድሚ ሓዳር ምግባረይ ሰሚዐያ

  • @user-uy1pt6pt2d
    @user-uy1pt6pt2d 4 หลายเดือนก่อน

    Thank you 🙏 ነዞም ከምዚኦም ዘኣመሰሉ ቡሉጻት ኣህዋትና please ነተባብኣዬም ከፊልካ ኢካ እዚ ምኽሪ ትረኽቦ bless you brother 🙏

  • @user-vw8oi9ls3b
    @user-vw8oi9ls3b 4 ปีที่แล้ว +1

    የቐንልና ሞኬ ብጣዕሚ ለባም ዝኾነ ምኽሪ።

  • @user-ml6jg2sx8q
    @user-ml6jg2sx8q 2 ปีที่แล้ว +2

    ከማኻ ንዝኣመሰሉ ኣያታትን መምህራንን ይብዝሓልና ፈጣሪ ! ኣምላኽ ንዓኻን ንቤትካ ይባረኽ ባባ መኮነን♥️🙏🏽

  • @filimonfilimon6072
    @filimonfilimon6072 ปีที่แล้ว

    ዋውውውውውውው ኣብዚ ኣለካ ምክሪ ካብ ዘይከዉን ምስማዕ ሓንቲ ከብዚኡን ሰሚካ ምትግባር ይሓይሽ ❤❤❤❤❤❤❤ ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላሊ ክንጽበየካ ኡና

  • @tesfayhaile2629
    @tesfayhaile2629 ปีที่แล้ว

    Good job behaki AZYUE Eyue hanxi and Meharin Eyue.Belibi dima nemsginka.

  • @efremmichaelw8467
    @efremmichaelw8467 4 ปีที่แล้ว +2

    Good motivtional Advice

  • @kiflomghebrezgiabiher2621
    @kiflomghebrezgiabiher2621 4 ปีที่แล้ว

    ክቡር ሓው ፥ ብሓቂ ልቢ ዝትንክፍ መሃሪን ዘደንቕን ምኽሪዩ። ኣብ ገለ ድማ ካብ ድቃስካ ዘበራብር ሓረጋት። እዚ ብጽሑፍ ተታሒዙ ኣብ መደቅሲ ንጉሆን ምሸትን ክሳብ መወዳእታ ህይወት ክመርሕ ዝኽእል ፍሉይ ህያው መኽሪዩ።
    የቐንየልና ክብረት ይሃብካ።

  • @rigatteklezghi6743
    @rigatteklezghi6743 ปีที่แล้ว

    Thanks evrywards you said was good and I important well said

  • @danielandemeskel9571
    @danielandemeskel9571 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ምሃርን ሃናጽን ምክሪ የቀንየልና

  • @bsratbeyene705
    @bsratbeyene705 ปีที่แล้ว

    መምህር ሂወት ብስራሕትካ ኩሉ ግዜ መንፈሰይ ርጉእ ዩ።

  • @tsegubahta5155
    @tsegubahta5155 2 ปีที่แล้ว

    ወትሩ እትገግብሮ ኣበርክቶ ብጣዕሚ ነመስግን።

  • @tekleberhe786
    @tekleberhe786 4 ปีที่แล้ว +3

    ንካልእ ዝኮንዎ ክትሓስብ ፡ንገዛእ ርእስካ ትኮኖ ከይተጥፍእ።100%√

  • @yordanosmebrahtu1676
    @yordanosmebrahtu1676 ปีที่แล้ว

    Thank you! This is priceless! I love it! God bless 🙏

  • @kaleabmekonen7662
    @kaleabmekonen7662 4 ปีที่แล้ว +2

    የቀኔልና!!

  • @tfggtbbb3754
    @tfggtbbb3754 4 ปีที่แล้ว

    Thanks kubr hawey Bethban temhrt azna nemsgan

  • @abadihagos7620
    @abadihagos7620 ปีที่แล้ว

    ዎዎዎዎ ሓሪፍ

  • @sidonaissak1253
    @sidonaissak1253 2 ปีที่แล้ว

    thanks brother

  • @mesgnaneghasi1873
    @mesgnaneghasi1873 4 ปีที่แล้ว

    Thanks thanks 🙏🏾🙏🏾

  • @samrawitsolomon9783
    @samrawitsolomon9783 4 ปีที่แล้ว +2

    Be A leader not Boss#wawww

  • @mansurmansurmansur-bi8ll
    @mansurmansurmansur-bi8ll ปีที่แล้ว

    👍👍

  • @thth6608
    @thth6608 2 ปีที่แล้ว

    ኣዝዩ ደስ ዝብል ምክሪ

  • @biniamafewerki1906
    @biniamafewerki1906 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣዚዩ መሃርን ሃናጽን ምኽርታት የቐንየልና ::

  • @filmontesfay
    @filmontesfay 4 ปีที่แล้ว +1

    Teawet ❤️❤️❤️💯💯

  • @Paak9877-vk9yr
    @Paak9877-vk9yr 27 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @tfggtbbb3754
    @tfggtbbb3754 4 ปีที่แล้ว

    Kebrat yehbln mamher

  • @biniamqeshi9471
    @biniamqeshi9471 2 ปีที่แล้ว

    Nay bahaqi blixiti mekri.

  • @danielandemeskel9571
    @danielandemeskel9571 4 ปีที่แล้ว +2

    ኮርዒዳ እንቁዓ ድሓን መጻእካ

  • @abrahamasmelash9239
    @abrahamasmelash9239 4 ปีที่แล้ว +2

    Werki zikone mikiri zihawey ketsilo

  • @calitusabonitucalitusaboni2994
    @calitusabonitucalitusaboni2994 2 ปีที่แล้ว

    ሠላም ሠላም ሐው እዚ ትብሎ ብጣዕሚ ሉስሉስ ሙቑርዩ ከባቢ ዓድታት ቓንቓታት ሕብሪ ቆርበትኻ እምነታት ዝተፈለኻ ተኾንኻ ግን አይራከብንዩ ኽሪኡኻ ዘይደልዩ ብእምነትኻ ዝፍንፍኑኻ አብዘሉኻዩ ቦታ ኽትነብር ኸለኻ ትብሎ ኹሉ አይሰርሕንዩ አብ ንዓኻ ዝመስሉ ሃገርኻ ልሣንኻ ተለኻ ግን ይሰርሕዩ ወዲ ሐወቦይ ሰላም ንዓኻ

  • @yoni.muliye76
    @yoni.muliye76 4 ปีที่แล้ว +1

    Tefika