ዛንታ ደግያት ንጉሰ ወዲ እልፉ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 469

  • @tesfalemhagos7879
    @tesfalemhagos7879 5 ปีที่แล้ว +24

    ብጣዕሚ መሳጢት ዛንታ ናይ ብሓቒ ማዕረ ክንደይ ፍትሒ ከም ዝነበረ ብሓይሊ ከምዘይከውን ናይ ኣቦታትና ታሪኽ ይበልጽ ሕጊ ኣኮሎጉዛይ ጥልያንን እንግሊዝን ከይተረፈ ኣሚኖሙሉስ ይሰርሕሉ ኣለዉ ንሕና ከኣ ኣብ ክንዲ ነማዕብሎ ክንጻረፍ ንውዕል

    • @barcelonalovelyclub3340
      @barcelonalovelyclub3340 3 ปีที่แล้ว +1

      እንጀራ ዓለም ብላዕ

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 3 ปีที่แล้ว +2

      ናይ ብሓቂ ስም ኣከለጉዛይ ክትጽውዕ ከለኻ ኣውራጃዊ ይብሉኻ

  • @WelduFeshatsion-s4k
    @WelduFeshatsion-s4k หลายเดือนก่อน +2

    ክቡር ሓዉና ታሪክና እዩ 'ሞ ቀጽሎ ሃብሮም ነመግነካ

  • @robitirueben4219
    @robitirueben4219 5 ปีที่แล้ว +17

    በጃኻ እባ መምህረይ ናይ ዮሃንስ ወዲ ዞሞ ኣምጸኣልና ምስናይ ምስጋና!!!

  • @henoksegeneyti6647
    @henoksegeneyti6647 3 ปีที่แล้ว +31

    ጎልጎል ኣምሃራ መሬት( ሓድሽ ዓዲ &ማይ ወይኒ) ጽቡቅ ታሪክ ናይ ወዲ ኡልፉ ባዓል ድርብ ስረ❤❤❤

  • @huruygebreslassie4679
    @huruygebreslassie4679 5 ปีที่แล้ว +112

    ታሪኽ ሕማቅን ፅቡቅን የብሉን ኩሉ ታሪኽ ክተቅርበልና ይላቦ ቀፅለሉ ሞኬ

  • @Dandaana2020
    @Dandaana2020 5 ปีที่แล้ว +21

    ጽቡቕ ኣቕሪብካዮ ኣሎኻ እቲ ኣንበሳ ዝቐተለሉ ሩባ ዒን ገርገር ይልሃል
    በረኻ ደቅሽሓይ
    ደርፊ ውን ኣላ ኣብ ሩባ ዒን ከም ዝቐተለ
    ትትርኽ

  • @aaabarbosa4571
    @aaabarbosa4571 5 ปีที่แล้ว +12

    Excellent true story I am proud I am from this generation I feel deep in my heart but I am not near these heroes
    Amazing I wish I was like Nguse hero
    Long live Eritrea
    Nkulom zebelom hade
    Eritrea never kneel down

  • @teweldeberhe212
    @teweldeberhe212 3 ปีที่แล้ว +2

    ምምህር ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ብዝካኣለካ ካብ ዝሓለፉ ጀጋኑ ምስ ማሰኛታትን ናይ ቡዙሕ ዓመታት ክተቅርበልና ንላቦ ከምዚ ታሪኽ እዚ ዝሰምዕ ወለዶ ጅግና ኢዩ ዝኸዉን ዝፍጠርን

  • @asterhaile9504
    @asterhaile9504 3 ปีที่แล้ว +2

    ዋው ብጣዕሚ ናይ ኣበሳ ኣበሳ ታኪከኛ ጽቡቅ ታሪክ እታ መጽሓፍ ግን ኣበይ ክዕድጋ ይክእል። ታሪክ ዓድና ብጣዕሚ እዩ ዘድልየና ። this amazing history I like it I really need to book to buy please let me know where to buy. Thank you my Eritrean people

  • @brockennation2756
    @brockennation2756 3 ปีที่แล้ว +23

    እሞ ስቕ ኢሉስ ኣይኮነን ዝምካሕ እዚ ህዝቢ ኣታ 👍

    • @WediDebas
      @WediDebas 3 ปีที่แล้ว

      ብልክዕ።

  • @tigrinyatube3156
    @tigrinyatube3156 3 ปีที่แล้ว +8

    ጽቡቕ ኣለኻ ኣነ ዓደይ ጎቓት የ 2010 ቤተሰቡ ንዓድና መጽዮም ዓስካሬኑ ወሲዶሞ

    • @hawetkalesiayeeritrewi3625
      @hawetkalesiayeeritrewi3625 2 ปีที่แล้ว

      Ewa aye kameyi gare sabe tekbalewo

    • @tigrinyatube3156
      @tigrinyatube3156 2 ปีที่แล้ว

      @@hawetkalesiayeeritrewi3625 ኣይተረደኣንን እንታይ ማለትካ ዩ ሓወይ

  • @adunyaasmera3581
    @adunyaasmera3581 4 ปีที่แล้ว +5

    ንጉስ ወደቦይ እልፉ ጅግና ሓርበኛ።
    ሞኬ ታሪኽ ምትራኽ ዝሒልካና ኣይከምቀደምካን

  • @simretteferi4529
    @simretteferi4529 2 ปีที่แล้ว +3

    I like the way you read the story. Keep it up ! God bless Eritrea 🇪🇷 🙏. I like to hear more story ♥️.

  • @dawitmebrahtom9671
    @dawitmebrahtom9671 5 ปีที่แล้ว +7

    መምህር መኮነን ተስፋይ በቀራርባ ታሪኽ ደግያት ንጉሰ ወዲ እልፉ ኣዝየ ተገሪመ ። በቲ ፍጻመ ክኣ ዓይነይ ብንብዓት ዘቕቢበን። ብፍላይ እቶም ሰራዊቱ እንታይ ገደሰና ኢሎም በይኑ ገዲፎሞ ምስ ሃደሙ እሞ ንበይኑ ክገጥም ጀሚሩ ምስ በርትዕዎን ሰናድሩ ምስ ዓከሰትን ንድሕሪት ክሃድም ኣብ ዝፈተነሉ ኣቡኡ ጸዊዖሞ ተመሊሱ ምግጣሙን ብትብዓትን ብጅግነንትን ምውዳቑን ኣሕዚኑኒ ።

  • @ABRAM-ni1og
    @ABRAM-ni1og 3 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ መቓብር ንጉሰ ይፈልጦ እየ ኣነ

  • @wolodoyproduction9023
    @wolodoyproduction9023 3 ปีที่แล้ว +4

    መምህር መኮነን ብጣዕሚ ነመስግን 💡💡💚💚✍️✍️🖊🌱

  • @binihabte6064
    @binihabte6064 5 ปีที่แล้ว +4

    This is great Eritrean Story. Thank you for your presentation.

  • @CCRUUS
    @CCRUUS 7 หลายเดือนก่อน +2

    አንታይ ኢዮም ሰሪሖም ሓሊፎም አንትርፎ ኩናት ከምዛ ናይ ሕጂ። አንታይ ስልጣነ ገዲፎም ከይዶም። ብንፋስ ዝሰርሕ መጥሓን፡ ብንፋስ ዝሰርሕ መብራቲ ፡ ሕርሻ፡ ጽሩይ ዝስተ ማይ፡ መድሃኒት፡ በት ትምህርቲ ሰሪሑ ንብሎ ሰብ ስጋብ ለይቲ ሎሚ የብልናን።

  • @wedimehari8321
    @wedimehari8321 2 ปีที่แล้ว +2

    መምህር መኮነን ብሉጽ መደብ ዩ ተቕርቦ ቀጽሎ።
    ብፍላይ ከምዚ ታሪኽ ኣቦታትና።

  • @ABRAM-ni1og
    @ABRAM-ni1og 3 ปีที่แล้ว +13

    ኣነ ወዲ ሰራየ እየ ኣብ ዓዲ ንጉሰ ማዕዶ ሩባ፡ምርጋጽ ፡ይነብር ኔረ እታ ዓዲ ንፉዓት ኣለውዋ

  • @tesfamichaelshewit4469
    @tesfamichaelshewit4469 5 ปีที่แล้ว +48

    ሰብኣይ ናይ ሰቡኡት እዚሲ ኣማኢት ኣሽሓት ክወልድ ነይሩዎ ታሪክ ይሕመቅ ይጸቢቅ ታሪክካ ታሪካ እዩ እዚ ታሪክ እዚ ከኣ ታሪክ ኤርትራዊ ስለዝኮነ ክስነድን ክዝቶን ሓላፍነት ኩሉ ኤርትራዊ እዩ ዝግባእ ።

    • @Aloha83
      @Aloha83 5 ปีที่แล้ว +6

      Tarik Tigrnya elka arimo

    • @samsomsamsom5731
      @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +2

      @@Aloha83 ብሄር ትግርኛ እሞ ኤርትራ ዶ ኣይኮነን

    • @Rezene1973
      @Rezene1973 4 ปีที่แล้ว +2

      Samsom Samsom ደስ ዘብል እቲ ቆጽሊ ከነንብረልካ ዝበልዎ ህዝቢ ኣከለ ብሓቂ ዲሞክራሲ ነቢርዎ እዩ::

    • @abrhamtareke6075
      @abrhamtareke6075 5 หลายเดือนก่อน

      ካብዚ ንማሃሮ እንተደኣ ሃሊዩ ህዝቢ ኣከለ ጉዛይ ዘይመረጾ መራሒ ክመርሖ ከምዘይ ክእል እዩ ዘረደኣና። እዚ ናይ ሕጂ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ ህዝቢ ኣከለ ጉዛይ መቐጸልታ ናቱ እዩ ። እዚ እዩ ድማ እቲ ተጋሩ ዘብሎም ዘሎ ። ዝመሃር እንተሎ ካብዚ ይመሃር ፡ዝስዕብ እንተሎ ውን ካብዚ ተማሂሩ ይስዓብ ። ባህታ ሓጎስ ውን መቐጸልታ ናቱ እዩ ።

    • @destalemtesfa8659
      @destalemtesfa8659 29 วันที่ผ่านมา

      ዋላ ኤርትራዊ ይኹን ታሪኽ ትግርኛ ዩ

  • @michaelmeharena9964
    @michaelmeharena9964 5 ปีที่แล้ว +6

    ጽቡቅ ትረካ መምህር ::
    የውሃንስ ወዲ ዘሞ ከ ከመይ ኢዩ ታሪኩ

    • @angesomghebrengus6995
      @angesomghebrengus6995 5 ปีที่แล้ว

      Eza nay Yohanness wedi zemo tarik bi Angesom Isac ztetereket ab TH-cam kirekba fetine sieneya. Zfelta ente halu bejakum habruni

  • @zeraetisemaeti2589
    @zeraetisemaeti2589 5 ปีที่แล้ว +21

    ናይ የውሃንስ ወዲ ዘሞ ከኣ ኣምጸኣልና መምህር

    • @Ayla-Gundet
      @Ayla-Gundet 5 ปีที่แล้ว +1

      ክቅድመካ"ንዳበልኩ

    • @mekonnenhaile9961
      @mekonnenhaile9961 3 ปีที่แล้ว

      ናይ ዮውሃንስ ወደቦይ ዘሞ ስ ዶንጒዩና ኣሎ

    • @Robielm
      @Robielm 2 ปีที่แล้ว

      @@mekonnenhaile9961 ኣላ እኮ ተሰሪሓላ ረኣይዋ ኣላ

  • @nosignal320
    @nosignal320 5 ปีที่แล้ว +9

    I must visit Ngusse's temple when I back to Eritrea

  • @johnthebrain7990
    @johnthebrain7990 5 ปีที่แล้ว +11

    ንጉሰ ሓየት ኔርካ ሓየት
    ካብ ራእሲ ወ/ ሚካኤል ዘምጻእካያ ሽመት
    ልቡና እንደሞ ኣጉዲልካ መሪጽካ ዕሽነት
    እታ ሰናድርካስ ስድረኣ ከትከተት
    ወሪሮም ቀተሉኻ ባ እና በሉ ክተት
    ነዓኻ ሚዒዶም ከይኾኑ ጎይቶት
    ብዘጣዕስን ዘሕዝን ሓሊፍካያ ሂወት
    ዮሃንስ ኔሩ እቲ ጅግና ወዲ ዘሙ
    ዝደለዮ ዝገብር ዘይተርፍ ጓዚሙ
    ኣነጻጺሩ ተኲሱ ዘይምሕር
    ካብ መተከሉስ ዘይብል ድሕርሕር
    ከመኻ ሓየት ዳግም ኣይተፈጥረን
    ማሕራይ ኔሩ ይዳረገካ ኔሩ ኣብቲ ግዜ ጥልያን
    ኣሸጊርዋ ንዓዲ ክትጻበኦ ጀሚራ
    ብመግዛእቲ ጥልያን ሰፊሩ ናኹራ
    ጅግና ዘይጸዓድ በቲኽዋ ባሕሪ
    ተመሊሱ ንዓዱ ተዋሂቡ ክብሪ
    ዳግም ከይኣበሰ ኣዲስ ተሳፊሩ
    ብጅግንነቱ ግን ኣብ ክብሪ ሰፊሩ።
    ኣያታትና ወትሩ ኣብዝኽርና።
    ዘ ኣሸናፊ !!!

  • @brgednhamedu1
    @brgednhamedu1 5 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ሰላም ጥዕና እሃበለይ መምህር መኮነን ከመይ ኣለካ። ናይ ብሓቂ ታሪክ ንጉሰ ብጣዕሚ ሰፊሕ ታሪክ ኢዩ። እታ ሽም ንጉሰ ጥራይ ኢየ እፈልጣ ነይረ ሕጂ ግን ኩሉ ተረዲኡኒ ኢዩ። መምህር ከኣ እቲ ተቅርበልና ኩሉ ኣዝዩ ጠቃሚ ኢዩ'ሞ ቀጽሎ።
    ካብ ተመሃራይካ ነበር ጠዓመ ተክለ!

    • @brgednhamedu1
      @brgednhamedu1 5 ปีที่แล้ว

      @@toyotaw2500 መኣስ ግዜ'ዩ፧

    • @brgednhamedu1
      @brgednhamedu1 5 ปีที่แล้ว

      @@toyotaw2500 ኣይመስለንን ብዝያዳ ከኣ ካብ ኣፉ ትሰምዖ እምበር።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 5 ปีที่แล้ว +1

      @@brgednhamedu1 oky thank you may be anther person ።

  • @teweldomichael9145
    @teweldomichael9145 5 ปีที่แล้ว +5

    ጎልጎል ኣምሃራ ሓመዳ ቁሒመ ድዓበላ ኣይወ ዛዓደይ ግርምቲ ከላእ ናፍቖት ትበልዓዮ።

    • @MIHIRU31
      @MIHIRU31 5 ปีที่แล้ว

      Teweldo Michael abey bota eyu amhara brother ?

    • @ቲቲ-ቐ1ጀ
      @ቲቲ-ቐ1ጀ 5 ปีที่แล้ว

      Amhar ab kebabi may seraw nuos zoba segenyti

    • @bahgialeni1183
      @bahgialeni1183 4 ปีที่แล้ว

      ድዓበላ አንታይ ማለት ኢዩ አንታይ ገደሰካ ብዛበካሉ ላህጃ ተዛረብ

    • @wedierisouth325
      @wedierisouth325 4 ปีที่แล้ว

      @@bahgialeni1183 dabekula kbl elu eyu mesleni xhfet eyu tegagyu mesleni

    • @DjRobi43378
      @DjRobi43378 2 ปีที่แล้ว +1

      ​@@MIHIRU31 ዞባ ዶቡብ ኢዩ ጎልጎል ኣምሃራ ( መሬት ሓድሽ ዓድን& ማይ ወይኒ) ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ካብ ሰገነይቲ ኣስታት 10 ኪሎ ሜተር ተዶኲና ትርከብ ብሽነኽ ምብራቅ ምስ( ማይ ሰራዉ )ዓዲ ሓዲድ ትዳዉብ ፣ብሰሜን ምስ ድግሳ ፡ ብደቡብ ምስ ኣሠጣሕ ፡ብም ዕራብ ምስ (ሽማሕ )ዓደዉሒ

  • @ghirmalemyohannes864
    @ghirmalemyohannes864 5 ปีที่แล้ว +18

    ኢዋይ ኣደይ ማረይ፡ኣስማቱ ሚስ ሰማኩዎ ከም ገለ ገሩኒ።

    • @eritreaneritrean1570
      @eritreaneritrean1570 5 ปีที่แล้ว

      ክክክ ፈሪህካ

    • @ghirmalemyohannes864
      @ghirmalemyohannes864 5 ปีที่แล้ว +1

      @@eritreaneritrean1570 ኢንታይ ክፈርህ ደኣኒ፡ኣደይ ኢንድዩ።ግና ካብ ዝወጺኢ ብዙህ ስለ ዝገበርኩ።ናፊከዮ መስለኒ ከን ገለ ገሩኒ

    • @rosera7549
      @rosera7549 5 ปีที่แล้ว

      @@ghirmalemyohannes864 tarikumu bmelke filim ktserhwo tesfa ygeber

  • @tsehayetesfaldet4066
    @tsehayetesfaldet4066 ปีที่แล้ว

    anes degagime semiaya kmenwa zeykones kem hadsh smietey tkskseni, nay nguse jgnnet jgnnet eritrawyan zgerm eyu. eti kale zednekwo eti keraray, neti wrzuy agebab afetatha gonxi xbuk geru gelixwo, anbesa. anbabay memhr mokonen azika sehabi teraki eka. gn zyada nay nguse wey kemu zameselu kfelt dlet aleni emo etom xehafti tesfa abakum alena ybl.🥰🥰

  • @senaytezareb5842
    @senaytezareb5842 5 ปีที่แล้ว +6

    ታሪኽ ምጽሃንን ምዝንባዕን ኣይጽቡቅን ዩ ብፍላይ ዓሳኽሩ እምባኾኻት ከም ብዓል ካሳ ነሮም ዮም።እምቤት ሓጎሳ ዓባይ ኡ የን ንከንቲባ እልፉ ኣዲ ኦም ማለት ዩ ።ንንጉሰ ኣዲ ኡ ሰንጋሊት የን ዝብሃላ ።እቲ ፈረስ ውን ኣብ መረት ወልቃይት ዘይኮነን ኣብ ምድሪ ዓደቡ ኡ ዩ ፡ቲ ዋና ፈረስ ብ ዓል ሓለቦሎ ዩ ነሩ ።ታሪኽ ግን ምስ ግዝየ ይጣመዝዝ ምኳኑ ትምህረና ኣለላ መኮነን ተስፋይ ብዝያዳ ንስኻውን ምንባብ ጥራሕ ዘይኮነስ ምስናድ ውን ቀሊል ክእለት ኣይክህልወካን ዩ ሰባት ጠወኪስካ ሓቀኛ ምስናድ ፈልም ።

  • @whyalwaysme4990
    @whyalwaysme4990 ปีที่แล้ว +1

    እዞም ኣከለ ዝብሃሉስ እንኳዕ ብዓል ንጉሰ እዚ ዘለናዮ ኣይርኣይዎ ቡትዃት

  • @semeretesfamaryam9199
    @semeretesfamaryam9199 ปีที่แล้ว +1

    Wow Des zbl zanta ayu Send nay abotatna knfelt hagizatna aya

  • @eseyasgebremedhn6470
    @eseyasgebremedhn6470 ปีที่แล้ว

    Good job looking for history my bro❤

  • @muluehaile9405
    @muluehaile9405 5 ปีที่แล้ว +5

    Please tell me the name of song nguse nguse

  • @UnitedWorldLife195
    @UnitedWorldLife195 4 ปีที่แล้ว +3

    Wedi golgol Amhara mukaney haben yismani 💝💝💝💝

  • @fessahayetukue697
    @fessahayetukue697 5 ปีที่แล้ว +2

    ይበል! ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ኣቀራርባ። ግቡኡ ሪኺቡ። ክብረት ይሃብኩም። ኣጆኹም።

  • @ZewdiBeyene
    @ZewdiBeyene ปีที่แล้ว

    Tank you for the true story

  • @asmeromkebrom6024
    @asmeromkebrom6024 5 ปีที่แล้ว +1

    bejakum aba aza muzica nguse wedi alfu tbl derfi delye

  • @ZewdiBeyene
    @ZewdiBeyene ปีที่แล้ว

    ክቡር:ባዕልካ:አያይ: ተሕብን: በዚ: ሐቂ: ትዘረብ: ከም:ንጋሰ:አሽሐት: አለዉና: ኧሞ: ወለዶ(ክማሀሮ) አለወ: ንጉሰ: ወዲ:ቀሺ:እልፋ:ቀሺ:መንግስቱ:------- ሰላም: ቀኒ: ዘዉዲ: በየነ:

  • @ghirmayteame4615
    @ghirmayteame4615 4 ปีที่แล้ว +1

    Bhaki des zbl anbesa qexlo aythmek eka nice

  • @teameshishay9734
    @teameshishay9734 5 ปีที่แล้ว +1

    SBS Nay Yohannes wedi Zomo zanta eba bejaka akrbelna btaemi eye Zednkeka

  • @muluberhanbisrat4831
    @muluberhanbisrat4831 5 ปีที่แล้ว

    Negus elfu betasebey iyu Ane Bahru negash eye temesgen Ferrari lab jeganu likownti eritawian tewelidw amen

  • @robelbeletse3030
    @robelbeletse3030 5 ปีที่แล้ว +2

    Thankis you memhr mekonen tesfai eza nigusey tibl zenta kitdref enber entay tibl kemzela yirdeani ayineberen maharena da memhrey nay wetiru tekatetelti ena

  • @ts69977
    @ts69977 ปีที่แล้ว +1

    ዛንታ ንጉሰ ሰሚዕካ ዘይ ሙኖ ታሪክ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ConfusedArmadillo-sq2dy
    @ConfusedArmadillo-sq2dy 5 หลายเดือนก่อน

    Good Zaire abttey

  • @Filifishation-vo8jk
    @Filifishation-vo8jk ปีที่แล้ว

    Wedi seray ke 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @መጀመርያጥበብ
    @መጀመርያጥበብ 5 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቕ ታርኽ እፍተራሪ ወልደግርግስ ሰራየ ኣቕርበልና ባባ መኮነን

  • @BobMarley-ro8xo
    @BobMarley-ro8xo 5 ปีที่แล้ว +5

    ዝከበርካ ብሩክ ሃው ኢዛ መጽሃፍ ታሪክ ሰንሰለት ወሎዶታት ትብል ኣበይ ክረክባ ይክኢል

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  5 ปีที่แล้ว +1

      Www.semayat.com elka atika onkine kiteziza tkeel eka.

    • @muluehaile9405
      @muluehaile9405 5 ปีที่แล้ว

      @@MosaicBahli bejaka abzi video derfi zela nigera

  • @meradc6960
    @meradc6960 5 ปีที่แล้ว +2

    Tnx more መም፡መኮነን ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታ ።

  • @ስደተኛመከረኛ-ኈ8ጐ
    @ስደተኛመከረኛ-ኈ8ጐ 5 ปีที่แล้ว +12

    ናይ ብሓቂ ብራቮ ይቐንየልና

  • @Starlove-fl2yg
    @Starlove-fl2yg 5 ปีที่แล้ว +5

    Away azi wedi azi ako kexelleni u ,tarik nguse bmqrabka amegneka kab libi

  • @meronghebreigzabiher1634
    @meronghebreigzabiher1634 5 ปีที่แล้ว +3

    Memhr Mokenen Tesfay xbuk aqerariba tarikna ab mwras tgebro zeleka xaeri blbi yemesgneka ETA nguse teqebirula znebere adi Embakuakuat eya tbhal .

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  5 ปีที่แล้ว

      ሰላም ሜሮን ክብረት ይሃበለይ ንጉሰ ግን ኣብ ጋቃት ኢዩ ተቐቢሩ ኔሩ። ካብ ኡ ኢዩ ድማ ኣስከሬኑ ተፋሒሩ ወጽዩ ናብ ማዕዶ ሩባ ዚኣተወ።

    • @meronghebreigzabiher1634
      @meronghebreigzabiher1634 5 ปีที่แล้ว

      @@MosaicBahli okay thanks memhr Mokenen ane tegagye kimewn yikiel eye. Nguse wedi quatit wedi maedoruba wedi slasye wedi ruba mihmasye Embakuakuat hamed zlebese. Ybhal neru .

  • @filieri9056
    @filieri9056 5 ปีที่แล้ว +4

    Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meramera9335
    @meramera9335 5 ปีที่แล้ว +12

    👏 adina adi trik yak 💪❤

    • @meramera9335
      @meramera9335 3 ปีที่แล้ว

      Ya Nay bhaqi natka tarik msrah eya bro kab gzeat iseyas knewxea

    • @delinamekonen8921
      @delinamekonen8921 3 ปีที่แล้ว

      @Bray tkilo ebayu kkkkkk

  • @robelmelake5735
    @robelmelake5735 3 ปีที่แล้ว +2

    Thanks memeher🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @belaygirma4485
    @belaygirma4485 5 ปีที่แล้ว +4

    ሞኮነን ተስፋይ እቲ ዘይርብርብ ወሓለ ጸሓፊ። ሽምካ ካብ ዝሰምዓ 20 ዓመት ጌሩ ይከውን እዩ።

  • @johnmebra3584
    @johnmebra3584 5 ปีที่แล้ว +2

    Ezi kulu mexahfti kabey wey bkemey kngezo nkiel (zkone mexhaf Tigrigna) bejaka eba thababerena

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  5 ปีที่แล้ว

      Www.semayat.com elka atika kiteeziz tkeel eka.

  • @angesommehari70
    @angesommehari70 5 ปีที่แล้ว +1

    Hanti nies zibelet meremta kibla zideli ITA NIGUSE KETILU NIGEXEBEREKET NI. RASI WELENKIELSOLOMUN ZEKREBELOM ZAGRA ZEYKONETIS KOKAH IYA NERA MIKNIYATU ZAGRA BIBAHRIA NINEWIHN LUUL BIRAKEN. ZAGRA AYTIBERIRIN IYA
    MIS LUUL YIKRETA

  • @ablelkidane8472
    @ablelkidane8472 4 ปีที่แล้ว +7

    አዚ ናይ ንጉሰ ታሪክ ጅግንነትን ፊሊም ክስራሓሉ ይግባአ ኔሩ ።?

  • @robirobinaymediuguebeleszk6396
    @robirobinaymediuguebeleszk6396 ปีที่แล้ว

    Abti zemen kfter nerni amawtaka keman trik ygedf

  • @misiambeyene2568
    @misiambeyene2568 3 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ነዛ ኣዳላዊ መደብ !
    ብምቅጻል በቲ ተመሓላልፎ መድብ ዕጉብ እካ እንተ ኾንኩ ግን ሕልፍ ሕልፍ ኢልካ ጌጋ ክርከብ ስለ ዝኽእል ካብ ተኻታተልቲ ይኩን ካልእ ብዝህብዎ ርኢቶ እሩም መኣረምታ ክግበር ኣለዎ።
    ኣነ ኣፋዊ ታሪኽ ይኹን ማሰን መልቀስን ካልእን ካብቶም ክሰምዖም ሃረር ዝብል ሓደ እየ።
    እዚኣ ግን ከመይ ከመይ ገይራ ከም ዝሓለፈትኒ ከይ ገረመኒ ኣይ ተረፈን።
    ብዝኾነ ናብቲ ክጽሕፍ ዘገደደኒ ክኣቱ።
    ምሕረታን ብጭርን ይብሃላ። ብጭር ኣብ ምርጋጽ ኣላ።
    ምሕረታ ምስቲ ናይ መጀመሪኣ ኣይ ቀጸለትን ብድሕሪኡ ክልተ ሰልስተ ሰብኡት በጺሓ እያ። ካብ ኣቦኤን ክልተ ኣሕዋት ጥራይ እየን ኣቦኤን ቀሺ ገርኪኤል ይብሃል። ኣብቲ ዓዲ ዑና ኣቦ ዝወርስ ስለ ዘይ ነብረ፡ ዓና ኣቦይ ክሕሉ እየ ብምባል ናብ ኣሺራ (ዓዲ ኣቦኣ) ተመለሰት።
    ኣብ ዓዲ ኣቦኣ ኮይና ድማ ብወሰን ሓደ ወዲ ወሊዳት ። እቲ ወለዶ ድማ ቀጺሉ ክሳብ እዚ ኣነ ዘለኹዎ በጺሑ ኣሎ።
    ስለዚ ታሪኽ ቁጭል ኣቢልካ ኣይ ዝቶን እዩ ብምስትውዓል እንተ ዝዝንቶ ጽቡቅ ነይሩ።
    ከምቲ ንስኻ ትብሎ ዘለኻን ወይ ጽሓፊኣን፡ ክልተ ኣሕዋት ብሓንሳብ ከም ተመርዓዋ ዳኣ እምበር ኣስማተን ይኹን ኣቦኤን ኣይ ጠቐስካዮን ።
    ካልእ ውን ኣሎ ንጉሰ ነተን መርዑት ከፊቱ ምስ ረኣየን ነታ ጽብቅቲ ዝበላ ንዓርኪ ከም ዘረከቦ ይዝንቶ።
    ኣብዚ ብዙሕ ዘዛርብ ኣይ ኮነን እቲ ቀንዲ ዓዲ ተጋጊኻ ኣለኻ።
    ደጊምካ ክትእርማ ይላቦ።
    ካልእ ጽቡቅ ኣሎ ዓዲ ግን ብኣሽራ ትቀየር ።
    ክጽበየካ እየ ታሪኽ ናብ ዋናታቱ ይመለስ።
    ሰላም ወሰናይ!!!

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  3 ปีที่แล้ว +1

      ሰላም ምስያም በያን ፈለማ የቐንየለይ ተገዲስካ ምምላስካ። ብምቕጻል ኣብዚ መደብ ዝቐርብ እቲ ናይ ባዕለይ ስመይ ጠቒሰ እቲ ካል ኦት ጸሓፍቲ ከኣ ስምን ምንጭን ጠቒሰ'የ ዘቕርቦ። እዚ ማለት ሓላፍነት ናይቲ ጽሑፍ ዝወስድ ስም እቲ ዝጥቀስ ዘሎ ጸሓፊ'ዩ። እዛ ዛንታ ከም ዘለታ በረኸት ኣማረ ካብ ዝጸሓፋ መጽሓፍ ታሪኽ ሰንሰለት ወለዶታት ኢያ ተወሲዳ። ኣብቲ ዛንታ ተፈጢሩ ትብሎ ዘለኻ ገይጋ ከኣ ሓላፍነት ዝወስደሉ ጸሓፊታ መጽሓፍ'ዩ። ካልእ ናይ ንጉሰ ኣፋዊ ዛንታ'ዩ። በረኸት ኣማረ ሰባት ካብ ዝበሉዎ'ዩ ጽሒፉዎ። ኣቡኡ ኸኣ ሰባት ዝንቡዕ ሓበረታ ክህቡዎ ይኽእሉ። እቲ ዝንቡዕ ሓበረታ ኸኣ ብኻል ኦት ሰባት ይእረም። ካልእ ኣብዚ ክትእርሞ ተበጊስካዮ ዘለኻ ጽሑፍ ንገዛእ ርእሱ ንጹር የለን ብጭርን ምሕረትን ኢልካ ኢኻ ጀሚርካ። መንያ ብጭር መንያ ምሕረት ምስ ንጉሰ ዘተኣሳስረን ዘሎ ኣይሓበርካን። ብዝተረፈ ታሪኽ እናተመላላእካ'ዩ እሞ ንምእራም ኣይትሰልኪ። የቐንየለይ።

    • @misiambeyene2568
      @misiambeyene2568 3 ปีที่แล้ว

      ሰላም ኣብ ሂወትካ ዓወት ኣብ ስራሕካ ክህወካ ሰናይ ትምኒተይ እዩ።
      ብምቅጻል ስለቲ ተገዲስካ ምምላስካ ክብረት ይሃበለይ።
      ኣብቲ ምሕረታን ብጭርን መንየን ዝበልካየን ። ኣብ ላዕሊ ጠቒሰዮ ኣለኹ ። ግን ከብርሆ ክፍትን እየ።
      ምሕረታን ብጭርን ክልተ ኣሕዋት እየ። ኣቦኤን ካኣ ቀሺ ገርኪኤል ይብሃል። ዓደን ድማ ኣሽራ ይብሃል ምስ ዓድጎቢሽ ግሮባብቲ እየን።
      ምሕራታን ብጭርን ናይ መርዓ ግዜ ምስ በጽሓ ብሓንሳብ ካኣ ተመርዓዋ። እቲ ኣርእስቲ ውን ንሰን እየን ። ምስ ንጉሰ ዘራኽብ የብለንን፡ ዘራኽብ ኣብታ መርዓ ጥራይ እያ።
      ምሕረታ ንምርጋጽ ብጭር ድማ ብርግጽ ኣይ ፈልጣን እየ እታ ዓዲ።
      ብናይ ንጉሰ ዝገላቦጦ ግን ብጭር ንምርጋጽ ኣትያ ኣብ ምርጋጽ ድማ ወሊዳን ተዋሊዳን ።
      ናይ ምሕረታ ግን ኣብ ላዕሊ ጠቒሰዮ ኣለኹ።
      በቲ ይኹን በቲ እታ ዓዲ ጌጋ ኣላ ካብ ኣሽራ እየን ።
      ሰላም ወሰናይ!

  • @bahgialeni1183
    @bahgialeni1183 5 ปีที่แล้ว +8

    Akeleguzay sefer jgnnet

    • @edeted506
      @edeted506 5 ปีที่แล้ว

      Vravo please tarik hiwet meharena wedi kaatit zinebere angize derg delika teteqribelna tsubuq neyru

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 2 ปีที่แล้ว

    እንታይ ዝዓብስ ዉላድ ክንድዚ ዝኸዉን ዘሐብን ታሪኽ ከለዎ።☝️ብሕጂ ዶ ጂግና ከይወልዱ☝️ ትብል መልቀስ ግን ዓባይ መልእኽቲ ያ ✍️✍️✍️

  • @ilovebobforever5326
    @ilovebobforever5326 5 ปีที่แล้ว

    Wow eta 5 amet delye krekba deykealku tarik lomi handebet rekibeya just wow.Eta gtmi ke men getimwa shu ms ketelwo diyoms bdehar eyom kale seb bkemey eya eta derfi dawit shlan ato Brhan segid y derfwa eyom

  • @erilove3431
    @erilove3431 ปีที่แล้ว

    ጅግና ዩ ነይሩ ንጉሰ መዓንጣ ትበተክ ግን ዘረባ ዓባይቲ ዘይሰምዕ ኮይኑ እንበር እቲ ድፍረቱ ማራ ከም ገለ ኮይኑ ዘረባ ሰብ ዘየስምዖ ኮይኑ

  • @msgnanguse6069
    @msgnanguse6069 5 ปีที่แล้ว +3

    Welcome memhrey fuluy memhr memhr nay memharan

  • @TZere-dh9yf
    @TZere-dh9yf ปีที่แล้ว

    እቲ ዘገርም ናይ ንጉሰ፡ ኣብ ዓዲ ሓማሴን ሽመትን ክብርን ለቢሱ፡ ኣብቲ ዝተወለደሉ ዓዲ ግን ተደፊሩን ተቐቲሉን፡ ብደቂ ዓዱን፡ ኣሕዋቱን ኣቡኡን 'ውን ተጠሊሙ?!!! ዘገርም ታሪኽ። ዘሕዝን ታሪኽ ኮይኑ፡ ንብድሕሪ ሕጂ ከምዚ ከይድገም ህዝብና ክምሃረሉ ዘለዎ ንወለዶታት ክርሳዕ ዘይብሉ ታሪኽ 'ዩ።

  • @Gtromr_tr
    @Gtromr_tr 3 ปีที่แล้ว +1

    You are the best Tigrigna narrator.

  • @meashoghebretnsae9455
    @meashoghebretnsae9455 5 ปีที่แล้ว +1

    Good ስቶርይ ሥቶርይ
    I love this program
    God bless you
    Viva Eritrean people
    Veri. Enteristing story,

  • @meramera9832
    @meramera9832 4 ปีที่แล้ว +1

    ብያዕሚ'የ ዘመስግነካ። ወዲ ዓዱ'የ ማሌት ወዲ ማዕዶ ሩባ። ከምቲ ኩላትና ንፈልጦ፡ ኣብ ኤርትራ ከለና ዳርጋ ዝበዛሕና ብዛዕባ ትረኻ ምንባብ ወይ ምስማዕ ንግደስ ስለ ዘይነበርናስ ሙሉእ ብሙሉእ ኣይፈልጥን ኣይሰምዕን ኔረ። ሕጂ ግን ብጉቡእ ፈሊጠዮ የቐንየልና። ናይ ጸጋይ ሓደራ ወዲ ሓደራ ክኣ ከተምጻኣልና ብትሕትና ይላቦ።

  • @ConfusedArmadillo-sq2dy
    @ConfusedArmadillo-sq2dy 5 หลายเดือนก่อน +1

    Tarke abttey azkrkane

  • @amanuelhabtayeyenumberone1581
    @amanuelhabtayeyenumberone1581 5 ปีที่แล้ว +2

    Thankyou nezi kulu kemzi geirka mdlawka.kab kalea hollow nbl si azi Eu xbuq.

  • @eribo550
    @eribo550 3 ปีที่แล้ว

    btaemi xbuk zanta naeme alena Nay Ato gele hayal sebay kea tetekrba btaemi xbkti zanta ya neyra

  • @Amoreeastafro
    @Amoreeastafro 3 หลายเดือนก่อน

    Just woww🇪🇷

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  3 หลายเดือนก่อน

      th-cam.com/video/K7GA9v7QEYk/w-d-xo.html&lc=UgxL2cUwk16cTm6K5KF4AaABAg

  • @ልንጆልበይ
    @ልንጆልበይ 5 ปีที่แล้ว +8

    መምህር ሞኮነን የቀንየልና ናይ ዮሃንስ ወዲ ዘሞ ድማ ኣቅርበልና መልስለይ ኣብዚ ሪፕላይ ድማ

  • @afro-tv9015
    @afro-tv9015 5 ปีที่แล้ว +6

    ንጉሰ ወዲ ሓወቦይ ዩ ዓድና #ምርጋጽ ዩ ዝበሃል

    • @delinamekonen8921
      @delinamekonen8921 3 ปีที่แล้ว

      Qaetit deykone adu

    • @nazuhayle3680
      @nazuhayle3680 3 ปีที่แล้ว

      @@delinamekonen8921 aykenan medarb eyu abi adu medreba tekberu ke

  • @habengerezgiher1301
    @habengerezgiher1301 5 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ዮውሃንስ ወዲ ዞሞ ኻኣ ትፈልጦ እንተ ለካ ኣምጻኣልና መምህር ሞኮነን ብጣዕሚ ጽቡቕ ታሪኽ ብጽፉፉ ኣቃራርባ ኣቕሪብካልና ብሉጽ ከም ወትሩ ኣጆኻ ቐጽሎ።

  • @danites
    @danites 5 ปีที่แล้ว +8

    Wed golugol amhara eske like habuley

  • @asfehaBerhe
    @asfehaBerhe 9 หลายเดือนก่อน

    ስብእነትኣከለጉዛይ❤

  • @habenhaben5268
    @habenhaben5268 5 ปีที่แล้ว +9

    1 kendi 1000, ade welida timken. Atum sebat......adi mis temelesku nay gidin filim kesrehalu eye. Genzeb Zewede yiwedie.

  • @Sulinaist
    @Sulinaist 5 ปีที่แล้ว +2

    Thanks hawina 🌹🌹🌻👏❤️🌞🇪🇷

  • @ሊዮመሲ10
    @ሊዮመሲ10 5 ปีที่แล้ว +5

    ኩቡር ሓው፡ ናይ ጸጋይ ሓደራ ወዲ ሓደራ ትብል ዛንታ ባ ኣቅርበልና?

  • @hagostesfamarian2753
    @hagostesfamarian2753 3 ปีที่แล้ว

    ኣፈታሪኽ ከተውርዩ ጸሓይ ዓሪብኩም ! እዚ ናይ ብነብሰ ምትሓት ዝተጠቕዑ ሰባት ናይ ስነ ኣእምራዊ ስቓይ ዘለዎም ሰባት ሃለውለው እዩ።

  • @gualbahtahagos7001
    @gualbahtahagos7001 3 ปีที่แล้ว +1

    Eza derfi abey knrekba nkiel?

  • @habschafunnyvideos5057
    @habschafunnyvideos5057 5 ปีที่แล้ว +5

    Wey nguse bal fano tarik nebari gn kabzi hadami wedi medhn nusu yihaysh

  • @akilemuluberhan2516
    @akilemuluberhan2516 5 ปีที่แล้ว

    Hayet jegna arha betes tekilasay neyrkum kubr abona degyat neguse wedi elfu gn kemti zbahl jegna aynebern u tariku u zewres

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 3 ปีที่แล้ว +2

    Wawww faktisk 👍👍👍👏👏👏👏🇪🇷

  • @merhawinegasi6280
    @merhawinegasi6280 5 ปีที่แล้ว +3

    ከይ ኣድነቁካ ክሓልፍ ኣይደልን ግን ዝባን ዳንደር ከምኡ ው ጎልጎ ኣምሃራ ናይ መን መሬት ምካኑን ኣበይ ቦታ ይርከብን ኣይነገርካናን?

    • @user-uj4wl5su9n
      @user-uj4wl5su9n 5 ปีที่แล้ว +1

      Merhawi Negasi ጎልጎል ኣምሃራ ናይ ማይወይንን ሓድሽ ዓዲ {ቡጉነይ} እዩ። ንዝያዳ ሓበሬታ {ጎልጎል ኣምሃራ ወይ kidanemhret golgol amhara or holy water {ማይ ሂወት } ብምባል ከምዘለወን ኣጸሓሕፋ ጺሒፍካ ምስሊብስእሊ እቲ ቦታ ክትረኽቦ ትኽእል ኢኻ ኣብ ካርታ ጎጉል። ግን ኣብ ከባቢ ሰገነይቲ
      እዩ ዝርከብ። ዝባን ዳንዴር ካብ ጎልጎል ኣምሃራ ናይ ቁሩብ ርሕቀት ዘለዎ ኮይኑ ርግጸኛ ኣይኮንኩን ግን ወይ ናይ ዓደበነ፤ ወንከብ፤ ኣሰጣሕ እዩ። ናይ ዓደበነ ግን ይብል ኣነ።

    • @biniambranane8857
      @biniambranane8857 5 ปีที่แล้ว

      Zban dender nay wenkeb eyu

    • @gabsha9722
      @gabsha9722 3 ปีที่แล้ว

      Meret Eritrea u period

  • @iloveu3112
    @iloveu3112 3 ปีที่แล้ว

    ደስ ዝብል ኣገላልጻ መምህር ሞክየ

  • @bariatventertainment657
    @bariatventertainment657 5 ปีที่แล้ว +4

    የቀንየልና እተ ናይ ሎሚ ወለዶ ሞ
    ግዓት ክንፍልጽ ዝይንኽእል ፍርሕን ትዕቢትን ተዋሕጥና

  • @wedisenafewedimetera277
    @wedisenafewedimetera277 5 ปีที่แล้ว +3

    Nice mara eye zekatateleka buzhe eye zemahar kabak kexelo

  • @nosignal320
    @nosignal320 5 ปีที่แล้ว +4

    I proud Ngusse's story
    Love him so much

  • @meazakifle8937
    @meazakifle8937 5 ปีที่แล้ว +6

    ጎቓት ኣብ ኣከለጉዛይ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ ( መረታ ቅያሕቲ) እትርከብ ዓዲ እያ

    • @ኣዱሊሳዊ
      @ኣዱሊሳዊ 4 ปีที่แล้ว +2

      ዞባ ጎሓፎ ሓወይ ኣይውክለናን አዩ ነዓና።

    • @tigrinyatube3156
      @tigrinyatube3156 3 ปีที่แล้ว

      ጽቡቅ ኣለኻ ኣነ ወዲ ጎቃት የ ትፈልጣ ኢኻ ትመስል

  • @Starlove-fl2yg
    @Starlove-fl2yg 5 ปีที่แล้ว +3

    Mas neru ( wehn was this sitory )please Teacher

  • @samuelfutsum5929
    @samuelfutsum5929 3 ปีที่แล้ว +10

    ከምዚ ሎሚ ስደት ከይ ሰፈርና ታሪክና ይምስክር ኣከለ ጉዛይ ኤቨ

    • @solomo5847
      @solomo5847 3 ปีที่แล้ว

      ዓደበኹም ስለ ዘዋረድኩም ድዩ ታሪኩም ዝምስክር ክክክ ፡ እዚኣ ንዓኻ ንጽሑፍካ እየ መሊሰልካ ፡ ታሪኽ ንጉሰ ወዲ እልፉ ግና ኣብ ኤርትራ እየ ዝፈልጦ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ።

    • @gabsha9722
      @gabsha9722 3 ปีที่แล้ว

      እንታይ ሎምን ትማልን ኣበለከ ኣኮሎግዕዛይ ዘበሃል ሕጂ ቀረባ ዩ መጺኡ ኣንታ በካዕ ወዲ ስግር መረብ።

    • @solomo5847
      @solomo5847 3 ปีที่แล้ว +1

      @@gabsha9722 ኖ ከሙ ኣይትበል ወዲ ኤረይ ጸላእትና ንምፍልላይ ዝብልዎ ገይም እዩ ። ጸላእትና ዝበልዎ ለባም ኣባሃህላ ኢዩ ኢሎም ዝኣምኑ የውሃት ደቂ ሃገር ኣለዉና ፡ ከመይ ኣብ መትከል ኤርትራ ጸኒዕና ኤርትራ ንሃንጻ ንሕሰብ ። ህዝቢ ኣኮሎግዛይ ግን ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ኣካል ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ። ብዘይ ኣከለ ውን ኤርትራ ጎዶሎ እያ ። ስለዚ ሙሉኣት ንሙኻን ናይ ኩሉና ሓድነትን ጽንዓትን ስራሕን ናይ ኩሉና ግደ ክኸውን ይግባእ ።

    • @gabsha9722
      @gabsha9722 3 ปีที่แล้ว +1

      @@solomo5847 ጽቡቅ ኣለካ 6 ዞባ ሓንቲ ሃገረ ኤርትራ ምካና ይ ኣምን የ ኩሉ ነገር ሓላፋይ ዩ ኤርትራውያን ታሪክና ካብ ብሉይ ኪዳን ን ሓዲሽ ኪዳንን ይበዝሕን ይበልጽን።

    • @filimonkahase5214
      @filimonkahase5214 2 ปีที่แล้ว

      @@gabsha9722 eritrea eyu hji mexieu akele guzay tabi bedme kab eritrea slezi xerfi gdef

  • @Nicklessization
    @Nicklessization 2 ปีที่แล้ว +1

    We have a proud history. 🇪🇷🇪🇷

  • @fififogoghdidofofo306
    @fififogoghdidofofo306 5 ปีที่แล้ว +7

    ዋይ ሓደ ዶ ከም ንጉሰ ተሳኢ ኑ ን ናስያስ ዝኾውን ጉራ ዴ ገሩ ክሳዱ ዝቕንጥቦ

  • @adunyaasmera3581
    @adunyaasmera3581 5 ปีที่แล้ว +1

    Thank U mokie nebsi tarikna U meseretna!
    Nay raesi gomida ksabta zitetelemela dekik tetemxalna Bella nieru

  • @abibajo9074
    @abibajo9074 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣበይ ዲዩ ደኣ ተቀቢሩ ኔሩ ኣስካሬኑ ኣብ 2008/2008 ናብ ዓዱ ኣምጺኦሞ ይዝከረኒ

    • @jonenafakiselam6377
      @jonenafakiselam6377 5 ปีที่แล้ว

      Abi Bajo abey adi malet eyu

    • @tigrinyatube3156
      @tigrinyatube3156 3 ปีที่แล้ว +1

      ክቡር ሓወይ ጎቃት ትበሃል ዓዲ ዩ ተቀቢሩ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ

    • @delinamekonen8921
      @delinamekonen8921 3 ปีที่แล้ว

      Ja ab edaslase tekebiru

    • @delinamekonen8921
      @delinamekonen8921 3 ปีที่แล้ว

      @@tigrinyatube3156 Qaetit eyu adu eda slase tkbiru ane ab eritrea neyre teteskiru

    • @tigrinyatube3156
      @tigrinyatube3156 3 ปีที่แล้ว

      @@delinamekonen8921 ሃብተይ ጽቡቅ ኣለኺ ኣብ ዓድና እዩ መይቱ ተቀቢሩ ኣብ 2008 10 ከባቢ ካብ ዓድና ኣስካሬኑ ወሲደሞ

  • @danielberaki539
    @danielberaki539 ปีที่แล้ว

    Nguse jegna tebai sebay