ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
የፍቅረካ'የ ንስኻ ትፈልጥ እምበር ❤️ይኣምነካየ ሰንከልከል በዚሑ'ኒ እምበርክስዕበካየ ምሉእ ፍቅሪ ዓድለኒጉድለት እምነተይ ኣርሒቅካ ተቀበለኒጸልማት እንክወረኒተስፋይ ማሲኑ ልበይ ክደሚርእዪ ክፈስስ ንብዓተይ ሰማይ ሰንጢቁ መጺኡ'ኒ ጎይታይ ጸሓይ ኮይኑኒ ዓንዲ ብርሃነይ እየሱስ ንዓይ ህይወት መንገደይ ኣይተሰዓርኩን ጎይታይ ኣሎኒ ጉድጎድ ደፊኑ ህይወት ሂቡኒ ከም ኣምላኸይስ ማንም የለን X2ከም እግዚአብሔር ማንም የለን X2ከም ፈጣርየይ ማንም የለን X2ከም ኣማኑኤል ማንም የለን X2ግሩም ድንቂ'ዪ ኣምላኸይ ግሩም ድንቂ'ዪግሩም ድንቂ'ዪ ጎይታየ ግሩም ድንቂ'ዪሰብ ዝደርበዬ ካብ ምድሪ የልዕሎ እዪዝተረስዐ ኣምላኸይ ይዝክር'ዪኣብቲ ብርቱዕ ማዕበል ክትኮነኒ ጸጥታጭንቀይ እንዳ ረገጽካ መጺእካኒ ጎይታሓይሊ ናይ ሰብ እሞ ኣበይ ኣድሒኑኒ የማነይቲ ኢድካ ተዘይትድግፈኒታሪኸይ ቀያሪ መልክዕ መንነተይጸዋዕካኒ ጎይታይ ንስኻ ዕረፍተይ ተላዒለ ክውርውር ድምጺ ምስጋና ከናፍረይ ኣፈልፊለ ተላዒለ ልሳነይ ትምስክር ኣላ ምድሓኑ ርእየ ዓጊበተላዒለ እግረይ ናብ ቅዱስ መቅደስካእንሆ ኣንጊሀ ይግስግስ ተላዒለ ከም ብርቱዕ ገላቢ ፈረስ ብምስጋና ይመላለስ ንዑ ንሕበር ንምስጋና 🤩ንዑ ንሕበር ንውዳሴንዑ ንሕበር ንኣምልኾ ንዑ ንሕበር ኣብ ጉባኤ #Zemari Henok Fikadu 🥰🙏🏻Zmarie melakt yesmelna Henii hawey bruk 😍#wedi_kristos1
Thank you for the lyrics ☺️❤️
Thanks for the lyrics!!
Thanks edthabher edmen tenan yhabka
God bless you
Zmare melaekt yesmealna
ነዛ መዝሙር ካብ ዝሰማዕክዋ ጊዜ ኩሉ ግዜ ንግሆ ንግሆ ግድን ይሰምዓ ሞ ብሩክ መዓልቲ ከኣ ይውዕል ክብሪ ንኣምላክ ይኹን 🙏🙏🙏❤️
ኣሰይይ ብርክተይ ❤❤❤❤
Me too🙏♥💒
@@FilateyStar ❤️❤️❤️❤️🙏
@@zufanbayray899 ❤️❤️❤️🙏
ኣሰይ ❤❤❤
ሰመዐ ዘይፀግባ መዝሙር ❤😢ዝማሬ መልእክት የስመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ኣምላክ ይባርከልካ
Wela ane 😢😢😢 zimare melakti yesmealna hawina ka nay agolgulet zemenka Amilak yibarkelka
ነዛ መዝሙር ንግሆ ክሰምዓ ከለኩ ልበይ ትትንኽፈኒ ኣበይ ከም ደለኩ ተዘክረኒ ክብሪ ንእዝጋቤሄር 🙏🙏🙏
ከም ኣምላከይ ማንም የለን ከም እግዚአብሔር ማንም የለን ብሓቂ ፀግኡን በረከቱን የብዝሐልካ ቡሩክ ሓዉና ዝማሬ መልኣክት የሰምዐልና 🙏🙏🙏♥💦💒
Amen.
Amen
Zmare melaekt yesmealna 🙏✝️🥰👏👏👏👏👏👏👏
ኲሉ ሳዕ እባ ዘምር!
እንዛ ኮመንቲ ብጣዕሚ ደስ ኢላትኒ ኩሉ ሳዕ እባ ዘምር ጸጉኡ የብዛሓልካ ፈጣሪ ❤❤❤
እወ please
ኣምላከ ቅዱሳን ጸጉኡ የብዝሓልካ ሓወይይይ ናተይይይ ብጣዓሚ ዝፈትዋ መዝሙር እያ ከምዚ ናተይ ዝፈትዋ እንተሃልዩ like ረግጽካ ሕለፍ ቡሩኽ መዓልቲ
ዝማሬ መልእክተ የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ እናዘመርካ ይንብረካ ክብር ሓወይ👏♥️
ጉሩም ድንቂ እዩ ኣምላከይ ቡሩክ ሰንበት ይግበረልኩም
ምንም ዘይምኖ መዝሙርቃል ህይወት የስምእካየፍቅረካ'የ ንስኻ ትፈልጥ እምበር ይኣምነካየ ሰንከልከል በዚሑ'ኒ እምበርክስዕበካየ ምሉእ ፍቅሪ ዓድለኒጉድለት እምነተይ ኣርሒቅካ ተቀበለኒ
ከም ኣምላኸይስ ማንም የለን ማንም የለን🥺❤🌍🙏ከም ፈጣሪየይስ ማንም የለን ማንም የለን🥺❤🌍🙏ከም እግዛቤሄልስ ማንም የለን ማንም የለን🥺❤🌍🙏ከም ኣማኑኤልስ ማንም የለን ማንም የለን🥺❤🌍🙏ታሪኸይ ቀያሪ መልክዕ ማንነተይ🥺❤🌍🙏ጉድለት እምነተይ ኣርሕቀለይ ክስዕበካ 'የ😭🌍❤🙏ሓይሊ ናይ ሰብ ሞ ኣበይ ኣዲሒኑኒ የማነይቲ ኢድካ ተዘይትድግፈኒ🤝🙇♀️🙏💉✝️
እንባዬን መቆጣጠር አቃተኝ በድምፅህ ውስጤ ተረበሸ ልቤ ወቀስኩት ወንድሜ፡ ሠናይ ውእቱከኢትዮጵያ
እዛ መዝሙር ክሰምዕ ከለኹስ ውሽጠይ ደስታ ሓጎስ ሓቦ ይስመዓኒ❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ኩቡር ሓውና ጸጉኡ የብዛሓልካ ፈጣሪ ❤❤❤
Menfeska zehda mezmur agziabher tsegu yebzhalkum 💕🙏🏽💐💒✝️
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉
ንዘማሪ ሓውና ሄኖክ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና !!! ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበ ኢና keep glowing.
❤I like 👍 I love ❤️ 😍 💖 ❣️ 💕
ቲክቶክ ላይ ሰምቼው በጣም ስለወደድኩት ነዉ ዝማሬ መላእክት ያሰማልን
🥰🥰🥰
Me too❤❤❤❤❤
Betrgumnew mesmat trgum yelewm tigrgna kalchalsh
እባካችሁ ተስፋ ረጉሙን???
ماشاء الله صوت في غاية الروعة تحياتي للشعب الاريتري جميعا من السودان 🇸🇩
🥰🥰🥰🥰
💓💓💓🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
تسلم كتير 🙏 كلك ذوق❤
Thank you so much God bless you
Thanks a lot 🙏
ከመይ ዝበለ ህድኣት ዘለዎ መዝሙር እዩ !ፍሉይ ውሽጣዊ ሰለም ይፈጥረልካ፡ ተባረክ ብሩክ ሓወይ፡ ኣምላክ ሰማይ መመሊሱ ብመዝሙር ይባርክካ.. blessed🙏🙏
ውሽተይ ተንኪፋትኒ ትእምቲ መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና❤❤❤❤
ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ከም ኣምላከይ'ስ ማንም የለን ። አልልልል ዝማረ መላክቲ የስማልና
እዛ መዝሙር እበር ደጋግመይ ይሰማዓ እሞ ስቅ እለይ ይነብዕ እፍፍፍፍፍ ዘማሪ መላኣክቲ የስመዕልና 🙏🙏🙏
ኢየሱስ ንዓይ ህይወት መንገደይ🎧💙
ልቢ ዝማረኸ ዝማሬ ባህ ዘብል ሂወት ዝህብ ኣምላክ ልሳንካ ይባረክ 🙏
ከም ኣምላከይ ሲ ማንም የለን ከም እግዛብሄር ማንም የለን ብፉጹም ሎሚ ትማሊ ጽባሕ ድሕሪ ጽባሕንዘላለም ብፍጹም ይለን ኣይክህሉን ድማ ዩክብርም ኣምልኮን ውዳሴ ነዓካ ይኩን ጎይታይ ዝማሬ መላእክት የስምዕልና ኩቡር ሓው
ደቂ ተዋህዶ ዕልል እስከ ንበል ኩላትና እንኳዕ አብፀሐና ከኣ🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ልዑል እግዚአብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልካ ሓውና፡ ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና።ብጣሚ ኣገዳስን ዘድልየና መግቢ ነብሲ ስለዝቐረብካልና የመስግነካ። ልዑል እግዚአብሄር ጸግኡ ኣብዚሑ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና። ኣጆኻ በርትዓልና! መዝሙርካ ወንጌል ኮይኑ ይሰብኽን ነፍሳት ይፍውስን ስለዘሉ፡ ልዑል ዓስብካ የብዝሓልካ።ሓውኻ ተስፋማርያም።
ሄኖክ ሓዉና ዝማሪ መላእክት የስምዓልና🙏.ጾምና ጾመ ድሕነት, ሰላም,ጾመ ፍቅሪ ብምሉእ ልብና ንምለሰሉ ዓስቢ ናይ ጾምና በረኸት ንረክበሉ ይኹነልና ሽኾሪናታት የሕዋተይ. ኣብ ዘለኩሞ ሰላምን ፍቅርን ንዓኩምን ስድራቤትኩምን.ብሩክ ሰንበት 🙏🤗🤗😘
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብርክተይ 🙏🙏🙏
Amennnn brukey nkulu ftur egziabiher selamu yewrdelna
amen amen amen
Amen Amen Amen hamwe mearey
Amen amen amen
ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ናተይ ሓወይ❤❤❤
Amen zmarie melaikti yesmialna zemari hawna henok. ኣብዚ ዓለም ብጓይካን ዳንኬራን መሊኣትሉ ዘላ ዘመን መንፈሳዊ መዛሙርና ከምዚ ገርኩም እናቅረብኩም ሓደራ በርትዑ።ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ።
እዛ መዝሙር ፍሉይ ትዝታ አብ ሕይወተይ አለዋ አብ 2012 ተሃድሶ ክንዝመራ ናብ ፈጣሪ ክንልምን ይዝከረንን አምላክ ረድኡና ክብሪ ንጎይታ ይኩን
ተሰምቶ የማይጠገብ መዝሙር ፈጣሪ ቡ ቤቱ ያጽና 🙏🙏🙏😍😍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዛ መዝሙር መግቢ ሂወት ኢያ ብሓቂ❤❤ንግሆ ተንሲኤ ኩሉ ግዜ ይሰምዓ።❤❤
I just lost my job 😢... i dont know why but im feeling blessed thank u jesus.. ከም ኣምላከይ ሲ ማንም የለን. ማንም የለን ከምእግዛብሄር ማንም የለም.... ጸጉኡ የብዝሓልኩም የሕዋተይ
ዝማሪ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን የኤርትራ ኦርቶዶክስ መዝምሮች በጣም ነው ደስሚሉት
እረ የአማርኛ መዝሙር ነዉ ተርጉሞት ነዉ: የዳግማዊ ግሩም ድንቅ ነዉ የሚለዉና የዘርፌ ታሪኬን ቀይሪ የሚለዉ ቀላቅሎ ነዉ ችግር የለዉም መዘመሩ ግን የማን መዝሙር መሆኑን እንወቅ
ብሓቂ ከም ኣምላኸይ ማንም የለን፡ ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና
Zemarie mellaekti yesmaelna kubur zemari henok hawna xegue ybezhalka
በጣም የወደድኩት ዘማሪና መዝሙር ነው በርታ ወንድማችን
ቃል እግዚአብሔር ይስማዓልናተመስገን ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏❤❤❤🎉🎉🎉
ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ ክብር ሓዉና❤❤
Born and raised in American (Tigrinya) but I feel something every time I hear this mezmur. 🙏🏽
ጸግኡ የብዝሕ ሓውና ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና ኣዝያ ጥዕምት መላሲትን
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ቅዱስ እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Amen amen amen zmare melaekti yesmalina❤❤
ደስ ዝብል ዝማሬ ሓወይ ቃል ሂወት የስመዓልና ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ እግዚአብሔር አምላክ በርትዕ።
I like the mezmur it’s very good. It sounds like an angel.🌸🕊👼
እንደ አምላክ ያለ ማንም የለም 》》ሰው የጣለውን አምላክ ያነሰዋል፣አጆኹም ናይ ተዋህዶ ቁላታት
ዝማሬ መለአክትን ያሰማልን ወንድማችን
ዝማሬ መላእኪት የስመዓልና ክቡር ሓው! ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ፈጣሪ።
ተመስገን ኣምላኸይ ስለ ኩሉ ነገር ዝገበርኻለይ ❤❤❤
ክብርን ኣምልኾን ስግዳንን ዕልልታን ንዘልኣለም ምስ ክብርትን ርህርህትን ድንግል ማርያም ይኹን ጌታየ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ ሓወይ ኣሰይይይ 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🌺🌺🌺💞💞🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
My heart melts when i listen it ❤❤❤
ዝማሬ መላክትን ያሰማልን
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ካብ ትዕቢት ሓልዩ ብዙሕ ዕዮ ትሰርሕ ይግበርካ፡ክንጽበ ኢና እመ ብርሃን ትሓላካ፡፡
ከሉ ሳዓ ተሐጐሱ ኣማኑኤል የየየየየየ የሱሰ ደሰ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ልቢ ዘረስርስ ጥዑም ዝማሬ ፀግኡ ያብዝሐልኩም ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና🙏
ታሪኬ ቀያሪ ነህ የኔ ጌታ ክብር አለኝ ለአንተ ጌታ ሆይ አመሰግነሀለው 🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤
ወይኔ ምን ልበልህ ትግረኛ አልችልም ግን ቃለህይወት ያሰማልን
Wowwww eza mezmur mes semakwa ab weshtey kabzi mexyu zeyblkwo hagos mexini kebri namlak ykun
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓለይ !!ከምቲ ልበይ ትደልዮ ዘማሪ ብዙሕ ይጽበ ኣለኩ ሄኖክ ሓወይ ጸጋ ኣምላክ ይብዛሕካ !!
ልብካ ዘረስርስ መዝሙር ዝማሬ መላኣክቲ የስማዓልና
🥺 I can't stop listening this mezmur. GBU bro my favorite mezmurat yen.🙏🙏🙏
ክንደይ ግዜ ደጋጊመ ሰሚዐያ _እየ‘ሞ ክመንዋ ኣይክኣልኩን! ካብዚ ንላዕሊ ብዓውታ ክትዝምር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓውና!_
ዝማረ መላእክት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኻ ይባርኸልካ
ዝማሬ🌿 መላአክቲ🌿 የሰመአልና🌿 ኩሉ🌿 መንእሰይ🌿 ከማካትኩም🌿 ተትከውን🌿 ክንደይ ምሕረት ምሐለወ ብፀጉኡ የንብርካ ዛአ 🌿ወደይ 🌿ምእቅርቲ 🌿
My heart melts when i listen it❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኸቲ የስምልና ጸግኡ የበዝሓልካ ክቡር ሓዉይ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉
ዋውውውው ዝማሬ መላእክት ይስምዓልና ክቡር ሓው ከምዚ ጌርካ በጃካ ብዙሕ ነዊሕ መዛሙር ኣምፅኣልና ክንፅበ ኢና። ሜጀር ድማ ኣቦትኡ ዩ ጎበዝ!
😢❤😢 Amen amen amen 2:04
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እድመ ጥዕና ይሃብካ❤⛪️❤🙏 ሰላም የውርደልና አምላክና❤
I have no words to explain the feelings I feel when I listen to this mezmur except joyful tears🥲... I just wanna say thank you so much kbur hawey....Amlak xegu ybzhalka 🙏
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሜን
ብመንግድካ መራሓኒ ጌታይዝምሬ ማላክቲ የስምዐልና 🙏🙏🙏
I can listen to this mezmur on repeat 💕💕💕🙏🏽🙏🏽🙏🏽
my tears rolled down what a voice our dear broo may the almighty father bless you abundantly. 🙏 ❤ ♥
Zneberka mezmer Henok hawna braemi tiumat mezmur gerka berikana eka imo braemi nemesgn zmare melakti yesmealna. Zfqed inte koinu eta begena yeliel aleka kembhadsh rimex gerka inte tzmra btaemi des zbl hdue dmxi eu. Zeleka så afqidka nhaftna zemarit inte bmezmur tbarkena braemi tsbuk nieru. Hehmaqu arhiqu tetiemu yesmana brukatey haftkum ❤❤❤❤❤
አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ክቡር ሓዉና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ
Such a beautiful song! So peaceful and calming.
Amen Amen Amen 🙏🏾 May your prayers and blessings be with us all🙏🏾
😭😭😭🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️ amlak aboy hagzeni
ዝማሬ መላኣክቲ የስማዓልና። ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ኣምላክ ይባርክ ዝሓወይ!!!የቀንልና!!!
Amen kale hiwet yesmalna 🙏🙏🙏
Tsegiu yebzehalka Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
ዝማሬ መልኣኽቲ የስማዓልና ክቡር ሓው ❤❤❤
እዛ መዝሙር ገለ ዝስሕብ ኣለዋ 🤲7/7/2023 ዝሰምዓ ኣሎዶ?
ኣሜን ዝማሬ የሱስ የስማዓልና
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዝሓወይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ፈጣሪ ,ቁሩብ ሓጺራ ሓንቲ ምልእቲ መዝሙር እንተ ትኸዊን ነራ ኸኣ ኣዚያ ምመቀረት ነራ ቁሩብ ተኾላሊፈን እተን መዝሙር እግዚኣቢሄር ይመስገን
❤ AMEN 🤲🏼💝CHEM IGZIABIHER CHEM FETARI MANM YELEN💝
ቃል ህወት የስማልና 😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏💝💝💝💝💝💯💯💯💯
Enasha menfeska tehdes mezmur .temesgen amlakey
ሄኖግ ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ ኣጎልጎሎትካ ይባረኽ
Bmegemerya selam heni hawna kexile zmare malakt yesmana bruk kexielo edmen tenan yhabka fetariii🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት ያሰማልን መንግስተ ሠማያት ያዋርስልን
Amen zmarie melaekti yesmealna ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ብሰማው ብሰማው የማይጠገብ መዝሙር ወንድምዬ ቃል ህይወት ያሰማልን አሜን❤🙏
ብሓቂ ከም ኣምላክ ማንም የለን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐና ክብር ሓውና
AMEN AMEN AMEN zemari melakti yesmealina kubur hawina Egzabiher amlak xegiu yebzihalika 🙏🙏🙏🤲🤲🤲💕💕💕💕💕
Ykenyley hawey beza mezmurka enuho nebsey rekibe...nab amlak temliese aleku kabza saet iza....thank God for everything u did
የፍቅረካ'የ ንስኻ ትፈልጥ እምበር ❤️
ይኣምነካየ ሰንከልከል በዚሑ'ኒ እምበር
ክስዕበካየ ምሉእ ፍቅሪ ዓድለኒ
ጉድለት እምነተይ ኣርሒቅካ ተቀበለኒ
ጸልማት እንክወረኒ
ተስፋይ ማሲኑ ልበይ ክደሚ
ርእዪ ክፈስስ ንብዓተይ
ሰማይ ሰንጢቁ መጺኡ'ኒ ጎይታይ
ጸሓይ ኮይኑኒ ዓንዲ ብርሃነይ
እየሱስ ንዓይ ህይወት መንገደይ
ኣይተሰዓርኩን ጎይታይ ኣሎኒ
ጉድጎድ ደፊኑ ህይወት ሂቡኒ
ከም ኣምላኸይስ ማንም የለን X2
ከም እግዚአብሔር ማንም የለን X2
ከም ፈጣርየይ ማንም የለን X2
ከም ኣማኑኤል ማንም የለን X2
ግሩም ድንቂ'ዪ ኣምላኸይ ግሩም ድንቂ'ዪ
ግሩም ድንቂ'ዪ ጎይታየ ግሩም ድንቂ'ዪ
ሰብ ዝደርበዬ ካብ ምድሪ የልዕሎ እዪ
ዝተረስዐ ኣምላኸይ ይዝክር'ዪ
ኣብቲ ብርቱዕ ማዕበል ክትኮነኒ ጸጥታ
ጭንቀይ እንዳ ረገጽካ መጺእካኒ ጎይታ
ሓይሊ ናይ ሰብ እሞ ኣበይ ኣድሒኑኒ
የማነይቲ ኢድካ ተዘይትድግፈኒ
ታሪኸይ ቀያሪ መልክዕ መንነተይ
ጸዋዕካኒ ጎይታይ ንስኻ ዕረፍተይ
ተላዒለ ክውርውር ድምጺ ምስጋና
ከናፍረይ ኣፈልፊለ ተላዒለ
ልሳነይ ትምስክር ኣላ ምድሓኑ ርእየ ዓጊበ
ተላዒለ እግረይ ናብ ቅዱስ መቅደስካ
እንሆ ኣንጊሀ ይግስግስ
ተላዒለ ከም ብርቱዕ ገላቢ ፈረስ
ብምስጋና ይመላለስ
ንዑ ንሕበር ንምስጋና 🤩
ንዑ ንሕበር ንውዳሴ
ንዑ ንሕበር ንኣምልኾ
ንዑ ንሕበር ኣብ ጉባኤ
#Zemari Henok Fikadu 🥰🙏🏻
Zmarie melakt yesmelna Henii hawey bruk 😍
#wedi_kristos1
Thank you for the lyrics ☺️❤️
Thanks for the lyrics!!
Thanks edthabher edmen tenan yhabka
God bless you
Zmare melaekt yesmealna
ነዛ መዝሙር ካብ ዝሰማዕክዋ ጊዜ ኩሉ ግዜ ንግሆ ንግሆ ግድን ይሰምዓ ሞ ብሩክ መዓልቲ ከኣ ይውዕል ክብሪ ንኣምላክ ይኹን 🙏🙏🙏❤️
ኣሰይይ ብርክተይ ❤❤❤❤
Me too🙏♥💒
@@FilateyStar ❤️❤️❤️❤️🙏
@@zufanbayray899 ❤️❤️❤️🙏
ኣሰይ ❤❤❤
ሰመዐ ዘይፀግባ መዝሙር ❤😢ዝማሬ መልእክት የስመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ኣምላክ ይባርከልካ
Wela ane 😢😢😢 zimare melakti yesmealna hawina ka nay agolgulet zemenka Amilak yibarkelka
ነዛ መዝሙር ንግሆ ክሰምዓ ከለኩ ልበይ ትትንኽፈኒ ኣበይ ከም ደለኩ ተዘክረኒ ክብሪ ንእዝጋቤሄር 🙏🙏🙏
ከም ኣምላከይ ማንም የለን ከም እግዚአብሔር ማንም የለን ብሓቂ ፀግኡን በረከቱን የብዝሐልካ ቡሩክ ሓዉና ዝማሬ መልኣክት የሰምዐልና 🙏🙏🙏♥💦💒
Amen.
Amen
Zmare melaekt yesmealna 🙏✝️🥰👏👏👏👏👏👏👏
ኲሉ ሳዕ እባ ዘምር!
እንዛ ኮመንቲ ብጣዕሚ ደስ ኢላትኒ ኩሉ ሳዕ እባ ዘምር ጸጉኡ የብዛሓልካ ፈጣሪ ❤❤❤
እወ please
ኣምላከ ቅዱሳን ጸጉኡ የብዝሓልካ ሓወይይይ ናተይይይ ብጣዓሚ ዝፈትዋ መዝሙር እያ ከምዚ ናተይ ዝፈትዋ እንተሃልዩ like ረግጽካ ሕለፍ ቡሩኽ መዓልቲ
ዝማሬ መልእክተ የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ እናዘመርካ ይንብረካ ክብር ሓወይ👏♥️
ጉሩም ድንቂ እዩ ኣምላከይ
ቡሩክ ሰንበት ይግበረልኩም
ምንም ዘይምኖ መዝሙር
ቃል ህይወት የስምእካ
የፍቅረካ'የ ንስኻ ትፈልጥ እምበር
ይኣምነካየ ሰንከልከል በዚሑ'ኒ እምበር
ክስዕበካየ ምሉእ ፍቅሪ ዓድለኒ
ጉድለት እምነተይ ኣርሒቅካ ተቀበለኒ
ከም ኣምላኸይስ ማንም የለን ማንም የለን🥺❤🌍🙏
ከም ፈጣሪየይስ ማንም የለን ማንም የለን🥺❤🌍🙏
ከም እግዛቤሄልስ ማንም የለን ማንም የለን🥺❤🌍🙏
ከም ኣማኑኤልስ ማንም የለን ማንም የለን🥺❤🌍🙏
ታሪኸይ ቀያሪ መልክዕ ማንነተይ🥺❤🌍🙏
ጉድለት እምነተይ ኣርሕቀለይ ክስዕበካ 'የ😭🌍❤🙏
ሓይሊ ናይ ሰብ ሞ ኣበይ ኣዲሒኑኒ የማነይቲ ኢድካ ተዘይትድግፈኒ🤝🙇♀️🙏💉✝️
እንባዬን መቆጣጠር አቃተኝ በድምፅህ ውስጤ ተረበሸ ልቤ ወቀስኩት ወንድሜ፡
ሠናይ ውእቱ
ከኢትዮጵያ
እዛ መዝሙር ክሰምዕ ከለኹስ ውሽጠይ ደስታ ሓጎስ ሓቦ ይስመዓኒ❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ኩቡር ሓውና ጸጉኡ የብዛሓልካ ፈጣሪ ❤❤❤
Menfeska zehda mezmur agziabher tsegu yebzhalkum 💕🙏🏽💐💒✝️
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉
ንዘማሪ ሓውና ሄኖክ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና !!! ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበ ኢና keep glowing.
❤I like 👍 I love ❤️ 😍 💖 ❣️ 💕
ቲክቶክ ላይ ሰምቼው በጣም ስለወደድኩት ነዉ ዝማሬ መላእክት ያሰማልን
🥰🥰🥰
Me too❤❤❤❤❤
Betrgumnew mesmat trgum yelewm tigrgna kalchalsh
እባካችሁ ተስፋ ረጉሙን???
ماشاء الله صوت في غاية الروعة تحياتي للشعب الاريتري جميعا
من السودان 🇸🇩
🥰🥰🥰🥰
💓💓💓🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
تسلم كتير 🙏
كلك ذوق❤
Thank you so much God bless you
Thanks a lot 🙏
ከመይ ዝበለ ህድኣት ዘለዎ መዝሙር እዩ !ፍሉይ ውሽጣዊ ሰለም ይፈጥረልካ፡ ተባረክ ብሩክ ሓወይ፡ ኣምላክ ሰማይ መመሊሱ ብመዝሙር ይባርክካ.. blessed🙏🙏
ውሽተይ ተንኪፋትኒ ትእምቲ መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና❤❤❤❤
ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ከም ኣምላከይ'ስ ማንም የለን ። አልልልል ዝማረ መላክቲ የስማልና
እዛ መዝሙር እበር ደጋግመይ ይሰማዓ እሞ ስቅ እለይ ይነብዕ እፍፍፍፍፍ ዘማሪ መላኣክቲ የስመዕልና 🙏🙏🙏
ኢየሱስ ንዓይ ህይወት መንገደይ🎧💙
ልቢ ዝማረኸ ዝማሬ ባህ ዘብል ሂወት ዝህብ ኣምላክ ልሳንካ ይባረክ 🙏
ከም ኣምላከይ ሲ ማንም የለን
ከም እግዛብሄር ማንም የለን
ብፉጹም ሎሚ ትማሊ ጽባሕ ድሕሪ ጽባሕ
ንዘላለም ብፍጹም ይለን ኣይክህሉን ድማ ዩ
ክብርም ኣምልኮን ውዳሴ ነዓካ ይኩን ጎይታይ
ዝማሬ መላእክት የስምዕልና ኩቡር ሓው
ደቂ ተዋህዶ ዕልል እስከ ንበል ኩላትና እንኳዕ አብፀሐና ከኣ🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ልዑል እግዚአብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልካ ሓውና፡ ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና።
ብጣሚ ኣገዳስን ዘድልየና መግቢ ነብሲ ስለዝቐረብካልና የመስግነካ። ልዑል እግዚአብሄር ጸግኡ ኣብዚሑ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
ኣጆኻ በርትዓልና! መዝሙርካ ወንጌል ኮይኑ ይሰብኽን ነፍሳት ይፍውስን ስለዘሉ፡ ልዑል ዓስብካ የብዝሓልካ።
ሓውኻ ተስፋማርያም።
ሄኖክ ሓዉና ዝማሪ መላእክት የስምዓልና🙏.
ጾምና ጾመ ድሕነት, ሰላም,ጾመ ፍቅሪ ብምሉእ ልብና ንምለሰሉ ዓስቢ ናይ ጾምና በረኸት ንረክበሉ ይኹነልና ሽኾሪናታት የሕዋተይ. ኣብ ዘለኩሞ ሰላምን ፍቅርን ንዓኩምን ስድራቤትኩምን.ብሩክ ሰንበት 🙏🤗🤗😘
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብርክተይ 🙏🙏🙏
Amennnn brukey nkulu ftur egziabiher selamu yewrdelna
amen amen amen
Amen Amen Amen hamwe mearey
Amen amen amen
ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ናተይ ሓወይ❤❤❤
Amen zmarie melaikti yesmialna zemari hawna henok. ኣብዚ ዓለም ብጓይካን ዳንኬራን መሊኣትሉ ዘላ ዘመን መንፈሳዊ መዛሙርና ከምዚ ገርኩም እናቅረብኩም ሓደራ በርትዑ።ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ።
እዛ መዝሙር ፍሉይ ትዝታ አብ ሕይወተይ አለዋ አብ 2012 ተሃድሶ ክንዝመራ ናብ ፈጣሪ ክንልምን ይዝከረንን አምላክ ረድኡና ክብሪ ንጎይታ ይኩን
ተሰምቶ የማይጠገብ መዝሙር ፈጣሪ ቡ ቤቱ ያጽና 🙏🙏🙏😍😍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዛ መዝሙር መግቢ ሂወት ኢያ ብሓቂ❤❤ንግሆ ተንሲኤ ኩሉ ግዜ ይሰምዓ።❤❤
I just lost my job 😢... i dont know why but im feeling blessed thank u jesus..
ከም ኣምላከይ ሲ ማንም የለን. ማንም የለን ከምእግዛብሄር ማንም የለም.... ጸጉኡ የብዝሓልኩም የሕዋተይ
ዝማሪ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን የኤርትራ ኦርቶዶክስ መዝምሮች በጣም ነው ደስሚሉት
እረ የአማርኛ መዝሙር ነዉ ተርጉሞት ነዉ: የዳግማዊ ግሩም ድንቅ ነዉ የሚለዉና የዘርፌ ታሪኬን ቀይሪ የሚለዉ ቀላቅሎ ነዉ ችግር የለዉም መዘመሩ ግን የማን መዝሙር መሆኑን እንወቅ
ብሓቂ ከም ኣምላኸይ ማንም የለን፡ ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና
Zemarie mellaekti yesmaelna kubur zemari henok hawna xegue ybezhalka
በጣም የወደድኩት ዘማሪና መዝሙር ነው በርታ ወንድማችን
ቃል እግዚአብሔር ይስማዓልና
ተመስገን ኣምላክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏❤❤❤🎉🎉🎉
ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ ክብር ሓዉና❤❤
Born and raised in American (Tigrinya) but I feel something every time I hear this mezmur. 🙏🏽
ጸግኡ የብዝሕ ሓውና ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና ኣዝያ ጥዕምት መላሲትን
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ቅዱስ እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Amen amen amen zmare melaekti yesmalina❤❤
ደስ ዝብል ዝማሬ ሓወይ ቃል ሂወት የስመዓልና ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ እግዚአብሔር አምላክ በርትዕ።
I like the mezmur it’s very good. It sounds like an angel.🌸🕊👼
እንደ አምላክ ያለ ማንም የለም
》
》
ሰው የጣለውን አምላክ ያነሰዋል፣
አጆኹም ናይ ተዋህዶ ቁላታት
ዝማሬ መለአክትን ያሰማልን ወንድማችን
ዝማሬ መላእኪት የስመዓልና ክቡር ሓው! ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ፈጣሪ።
ተመስገን ኣምላኸይ ስለ ኩሉ ነገር ዝገበርኻለይ ❤❤❤
ክብርን ኣምልኾን ስግዳንን ዕልልታን ንዘልኣለም ምስ ክብርትን ርህርህትን ድንግል ማርያም ይኹን ጌታየ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ ሓወይ ኣሰይይይ 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🌺🌺🌺💞💞🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
My heart melts when i listen it ❤❤❤
ዝማሬ መላክትን ያሰማልን
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ካብ ትዕቢት ሓልዩ ብዙሕ ዕዮ ትሰርሕ ይግበርካ፡ክንጽበ ኢና እመ ብርሃን ትሓላካ፡፡
ከሉ ሳዓ ተሐጐሱ ኣማኑኤል የየየየየየ የሱሰ ደሰ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ልቢ ዘረስርስ ጥዑም ዝማሬ ፀግኡ ያብዝሐልኩም ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና🙏
ታሪኬ ቀያሪ ነህ የኔ ጌታ ክብር አለኝ ለአንተ
ጌታ ሆይ አመሰግነሀለው 🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤
ወይኔ ምን ልበልህ ትግረኛ አልችልም ግን
ቃለህይወት ያሰማልን
Wowwww eza mezmur mes semakwa ab weshtey kabzi mexyu zeyblkwo hagos mexini kebri namlak ykun
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓለይ !!ከምቲ ልበይ ትደልዮ ዘማሪ ብዙሕ ይጽበ ኣለኩ ሄኖክ ሓወይ ጸጋ ኣምላክ ይብዛሕካ !!
ልብካ ዘረስርስ መዝሙር ዝማሬ መላኣክቲ የስማዓልና
🥺 I can't stop listening this mezmur. GBU bro my favorite mezmurat yen.🙏🙏🙏
ክንደይ ግዜ ደጋጊመ ሰሚዐያ _እየ‘ሞ ክመንዋ ኣይክኣልኩን! ካብዚ ንላዕሊ ብዓውታ ክትዝምር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓውና!_
ዝማረ መላእክት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኻ ይባርኸልካ
ዝማሬ🌿 መላአክቲ🌿 የሰመአልና🌿 ኩሉ🌿 መንእሰይ🌿 ከማካትኩም🌿 ተትከውን🌿 ክንደይ ምሕረት ምሐለወ ብፀጉኡ የንብርካ ዛአ 🌿ወደይ 🌿ምእቅርቲ 🌿
My heart melts when i listen it
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኸቲ የስምልና ጸግኡ የበዝሓልካ ክቡር ሓዉይ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉
ዋውውውው ዝማሬ መላእክት ይስምዓልና ክቡር ሓው ከምዚ ጌርካ በጃካ ብዙሕ ነዊሕ መዛሙር ኣምፅኣልና ክንፅበ ኢና። ሜጀር ድማ ኣቦትኡ ዩ ጎበዝ!
😢❤😢 Amen amen amen 2:04
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እድመ ጥዕና ይሃብካ❤⛪️❤🙏 ሰላም የውርደልና አምላክና❤
I have no words to explain the feelings I feel when I listen to this mezmur except joyful tears🥲... I just wanna say thank you so much kbur hawey....Amlak xegu ybzhalka 🙏
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሜን
ብመንግድካ መራሓኒ ጌታይዝምሬ ማላክቲ የስምዐልና 🙏🙏🙏
I can listen to this mezmur on repeat 💕💕💕🙏🏽🙏🏽🙏🏽
my tears rolled down what a voice our dear broo may the almighty father bless you abundantly. 🙏 ❤ ♥
Zneberka mezmer Henok hawna braemi tiumat mezmur gerka berikana eka imo braemi nemesgn zmare melakti yesmealna. Zfqed inte koinu eta begena yeliel aleka kembhadsh rimex gerka inte tzmra btaemi des zbl hdue dmxi eu. Zeleka så afqidka nhaftna zemarit inte bmezmur tbarkena braemi tsbuk nieru. Hehmaqu arhiqu tetiemu yesmana brukatey haftkum ❤❤❤❤❤
አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ክቡር ሓዉና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ
Such a beautiful song! So peaceful and calming.
Amen Amen Amen 🙏🏾
May your prayers and blessings be with us all🙏🏾
😭😭😭🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️ amlak aboy hagzeni
ዝማሬ መላኣክቲ የስማዓልና። ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ኣምላክ ይባርክ ዝሓወይ!!!
የቀንልና!!!