New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ኣምላከ ዮሴፍ ዘማሪ ሳሙኤል ቴድሮስ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.ย. 2024
  • እዛ መዝሙር ዮሴፍ ኣዚዩ ጸገም ከምዝረከበን ብሃይሊ ኣምላኩ ድማ ከምዝደሓነን ክብሪ ከምዝረኸበን ትገልጽ ኦርቶዶክሳዊት መዝሙርያ ዘማሪኣ ድማ ሳሙኤል ቴድሮስ ዩ ሰሚዕኩም ተባረኹላ
    This is an orthodox hymn about Joseph who was in great trouble and was saved and glorified by the power of his God

ความคิดเห็น • 879

  • @hamerehiwet
    @hamerehiwet  2 ปีที่แล้ว +639

    ኣምላከ ዮሴፍ ተመስገንካ ኣማኑኤል
    ምሳይ ምካንካ ኣማኑኤል
    ምሉኦይ ኢካ እምንቶይ ኣኪልካ ትተርፈኒ
    ክንዲ ኣሽሓት ወገነይ ኮንካ ትድግፈኒ
    ዓለማት ዝወሰንካ ዘይቅረብ ብርሃን ትነብር
    ምድርን ሰማይን ናትካ ዝደለካዮ ትገብር
    ሃብታም በዓለ ጸጋ ተሓቢነ እግዚኣብሄር
    ጎይታይ ምሳይ ምኻንካ ከመስግነካ ይነብር
    ኣሕዋተይ ሽይጦሙኒ ካብ ኣዝማደይ ተፈሊየ
    ኣብ ስደት ምድረ በዳ ኮይነ ዉን ኣይሕለልን የ
    ተስፋ መንግስተ ሰማይ ሂብካኒ ኢንዲኻ ጎይታይ
    ሞት እካ ኣይፈልየንን ንስካ ኢካ ዕላማይ
    ጽባሕ እንታ ክከዉን ኢለ ፈጺመ ኣይጭነቅን
    ብዛዕባ ዝበልዖን ዝሰትዮን ትሓልን ትፈልጥን
    ኢደ እግረይ ዓይነ ብርከይ ልቦናይ ቃላት ትንፋሰይ
    ኩሉ በኣካዩ ዝኮነ ኣምላከይ ናትከየ ኣነ
    ከም ምዉት ተተረሳዕኩ ረዳኢ ተሰኣንኩ
    ናባኻ ምስ ጸለኩ ኣጆካ ኢልካኒ ኣለኩ
    ከመይ ኢሉ ክጽምወኒ ማርያመይ ከላትኒ
    ቅዱስ ሚካኤል ገብሪኤል ምስ መላእክቲ የዕልል

    • @gaulymun2475
      @gaulymun2475 2 ปีที่แล้ว +14

      🥰

    • @luwammedhanie7324
      @luwammedhanie7324 2 ปีที่แล้ว +9

      🤲🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    • @selamrezene542
      @selamrezene542 2 ปีที่แล้ว +10

      Bhaki AMLAK ageglotkum ybarkelkum zelalem sem EGZIABIHIER ktwdsu yenbrkum kemzi gierkum mxhafkum kea nemesgn mknyatu kabakum knxhfo kelna eyu zbelexe.

    • @febenkndya5770
      @febenkndya5770 2 ปีที่แล้ว +8

      ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @biniamermyas9157
      @biniamermyas9157 2 ปีที่แล้ว +7

      Biniam

  • @user-pm2ul5pg1r
    @user-pm2ul5pg1r 7 หลายเดือนก่อน +51

    ኣበይ ደኣ ነረ ክሳብ ሎሚ ዘይሰማዕኩዋ
    ክሰምዓን ንብዓት ክስዕረንን ሓደ ኮይኑ 😢ብሓቂ ጡዑም መዝሙር ብፍላይ ንኣብ ስደት ዘለና ተጽናንዕ አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም🙏💟

    • @abaditaweale3041
      @abaditaweale3041 5 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መለአክት የስመኣልና ብሩኽ ሐውና

  • @semharghebre119
    @semharghebre119 9 หลายเดือนก่อน +51

    ኣዝያ ጥዕምቲ መዝሙር!!.ኣበይ እያ ተሓቢኣትኒ ኔራ ኣብ ቲክቶክ እየ ሰሚዐያ መጼ.1ሚሊዮን ነብጽሓያ ደቂ ተዋህዶ.

  • @HriHri-vz5rc
    @HriHri-vz5rc 4 หลายเดือนก่อน +27

    ናብራ ሰደት ምስ ኣህዛብ ምንባር ምርር ትበለኒ ተሎ ተጽናነዐኒ መዝሙር😭💔

  • @TekelaAlazar-nm8uj
    @TekelaAlazar-nm8uj 3 หลายเดือนก่อน +16

    ሰሚዐ ዘይጸግባ መዝሙር ንመንፈሰይ ተርግእ ❤

    • @NgstiNgsti-j7o
      @NgstiNgsti-j7o หลายเดือนก่อน +1

      @@TekelaAlazar-nm8uj ዋላ ኣነ😟በተለይ ቅድሚ 2 ዓመት 😭

  • @ghebrughrmay3045
    @ghebrughrmay3045 2 ปีที่แล้ว +225

    ኣቤት ክጥዕም መዝሙር ብሓቂ ክብሪ ንእግዘኣቢሄር ይኹን ቃለሂወት የስመዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኹም ይባርክን ይቐድስን

    • @alonsmnsajha6344
      @alonsmnsajha6344 10 หลายเดือนก่อน +5

      AmenAmenAmen🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️

    • @helenbaryagabr9964
      @helenbaryagabr9964 9 หลายเดือนก่อน +7

      ናይ ብሓቂ ማዓስ ጥዕምቲ ጥራይ ቁምነገር ሓዘል መሰረቱሲ ስብከት ቃለእግዝኣብሄር እኳያ ኣነ ክሰምዓ ከለኹ ነዛ መዝሙር እንድዒ በቃ ዉሽጠይ ሓጎስ ይስማዓኒ እንደገና ክኣ ኩሉ ሂቡኒ ዘየመስግን ምኻነይ ክኣ ነዛነብሰይ ማራ ይወቅሳ ብዝኾነ ዝማረ ቁዱስ ዳዊት ዝተቀበለ ኣምላኽ ዝማሬኸረ ይቀበል ሓወይ ናተይ ተባረኽ

    • @tewentsegezeab4906
      @tewentsegezeab4906 9 หลายเดือนก่อน +2

      ​@@helenbaryagabr9964 nay bhaki wala neay ttnkfeni 😢

    • @mogosaregay
      @mogosaregay 8 หลายเดือนก่อน

      ​@@helenbaryagabr9964ኣሜን ኣሜን ኣሜን ✝️⛪️🙏❤️✅

    • @alonsmnsajha6344
      @alonsmnsajha6344 8 หลายเดือนก่อน +1

      Amenamenamen💒💒💒💒💒🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🌿🌿🌿🌿

  • @user-er5vo5yn9e
    @user-er5vo5yn9e 2 ปีที่แล้ว +37

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽት የስመዕልና ክብረሰ ሓወይ ሳሙኤል እግዚአብሔር ኣምላክ ዝማሬ መላእክት ዘተቀበለ ዝማሬካ የቀበለልካ ክብረይ እልልልልልልልልልልልልልልልል
    ከም ማዓር ትጥዑም መዝሙር እዩ ቀፅለሉ 🍃🍃🍃🍃🍃🍃🍃🍃❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሼር ኮማንቲ ላይክ ኣይትሕመቁ ተካተልቲ ሃመረ ህይወት ንዕበያ ንሃመረ ህይወት ኣሕዋተይ ሼር ቅርሺ ኣይከፈሎይ🍃

    • @terhasyharegaygerelase4402
      @terhasyharegaygerelase4402 2 ปีที่แล้ว

      ልልልልልልልልልል ልልልልልልልልልል ልልልልልልልልልል ዝማሬ መልእክት የስመዕልና ክብርና ሓወይት

  • @rodas7016
    @rodas7016 2 ปีที่แล้ว +9

    ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ዝማሬ መላኢክት የስመዓልና ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልካ ❤❤🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿❤❤❤❤🌿🌿🌿🌿ኣምላክ ኣብ ትገብርዎ ስራሕኩም ጸግኡ የብዝሓልኩም በርትዑ

  • @------7948
    @------7948 4 หลายเดือนก่อน +8

    ሰሚዐ ዘይጸግባ መዝሙር ዝማሬ መላኣኽት የስማዓልና ✝️🙏

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 หลายเดือนก่อน +1

    ዕልልልልልልልልልልልል 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🌿🌿🌿🌿🌿👏👏👏👏 አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት አሕዋተይ👏❤️❤️❤️

  • @marierouhana5319
    @marierouhana5319 2 ปีที่แล้ว +10

    አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላኣክቲ የሰመዐልና ክብር ሓዉና ፀጉኡ የብዘሐለክ🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🍀🍀🍀🍀🍀💐🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇👏👏👏👏👏👏

  • @muluemehari6914
    @muluemehari6914 2 ปีที่แล้ว +37

    ዝማርየ መላእክት የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሓልካ ሓወይ በርትዕ ዝሓወይ

  • @afewerkimeskele5542
    @afewerkimeskele5542 2 ปีที่แล้ว +8

    ዝማሬ መላእኽቲ ይስመዓልና ክቡር ሓው ልቢ ዝትንክፍ መዝሙር፡እዚ ከይንስእን ከኣ እግዚኣቢሄር ንኹላትኩም ኣብኡ ዘለኹም ኣዕዚዙ ጸጋ መንፈስ ቅዱሱ ይሃብኩም።

  • @nebaynegasie6251
    @nebaynegasie6251 2 ปีที่แล้ว +19

    ዛማሬ መላእክት የስመዓልና እግዝኣብሔር ዕድመ ይሃብካ ሓወይ ኣምላከ ሙሴ ዘወትር ኣብዝርያኻ ይኹን

  • @selamangesom3096
    @selamangesom3096 2 ปีที่แล้ว +16

    ዝማሬ መላኽቲ የስምዓልና ሓውና የዕንተልቦናና ይክፈተልና ዝሸፈተ ልብና ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና የሕዋተይ ማዓረይ

  • @outalem1523
    @outalem1523 2 ปีที่แล้ว +9

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኩሉ 100 ሳሚ ሓወይ

  • @nawafnawaf7127
    @nawafnawaf7127 2 ปีที่แล้ว +59

    ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ክብር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምስጥሩን ጥበቡን ይግለፀልካ ❤️🕊🕊🌹🍃

    • @dahab8993
      @dahab8993 2 ปีที่แล้ว

      Zimareyyy melakti yesmeaelna sami haweyyy 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏xegiae yebzehelka egzeabeher amlak mestrun tbebun ❤❤❤yglexelka 👏👏👏👏👏👏👏sami haweyyy 💒💒💒💒💒💒💒⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @adolinaadu8134
      @adolinaadu8134 ปีที่แล้ว

      qale hiwet yesmalna🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @trhashadish6175
      @trhashadish6175 11 หลายเดือนก่อน

      ​@@dahab89939ä

  • @Gal_emebrhan
    @Gal_emebrhan 10 หลายเดือนก่อน +17

    ኣሰይይይይይይይ ሰሚዐ ዘይፀግባ😢 ዝማሬ መላኣኽት የስማዓልና 👏💚🥰🕯

  • @አክሱማዊት
    @አክሱማዊት 4 หลายเดือนก่อน +3

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾 በጣም ልብን የሚመስጥ መዝሙር ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን

  • @tigstiteame1155
    @tigstiteame1155 2 ปีที่แล้ว +15

    ኣሰይይይይይ እልልልልልልልልልልልል
    ዝማረ መላእክት የስማልና ናይ ኣገልጉሎት አድሜኩም ይባርኽ😍😘😍😍

  • @user-ji5rd2fb2h
    @user-ji5rd2fb2h 2 ปีที่แล้ว +11

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የንብርኩም

  • @welekesete8182
    @welekesete8182 4 หลายเดือนก่อน +6

    ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ብሓቂ ንብዓት ይስዕረካ ክትሰምዓ ከለኻ። ኣምላኽ ነዊሕ ናይ ኣገልግሎት ዕድመ ይሃብካ።

  • @siemmeresie3625
    @siemmeresie3625 2 ปีที่แล้ว +17

    ሳሚተይይይ ደስ ዝብል ዝማሬ ኣምላክ ይፍተወልካን ይቀበለልካን ኣምላክ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልካ

  • @Dianatesfamariam
    @Dianatesfamariam 2 ปีที่แล้ว +4

    Amen amen amen zmare melaekti yesmalan

  • @momlove2020
    @momlove2020 4 หลายเดือนก่อน +6

    መግለጺይ ሲነላ ዛመዝምር ዘማር ሳሚ ቃለህወት የስማዓልና ናይ አገልግሎት ዘበንካ ዩብዛሓዮ ፈጣሮ🎉🎉🎉🎉

  • @user-jx8rz4nd5y
    @user-jx8rz4nd5y 2 ปีที่แล้ว +10

    አሰይይይ እልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ይሰመዐልና ፀጉአ የብዘሐልካ ክቡር ሓዉና

  • @slamh2481
    @slamh2481 2 ปีที่แล้ว +9

    ዝማሬ መላኣክቲ ይስምዕልና ኩቡር ሓወይ ስሚዐ ምምናይ ዝኣበይትኒ መዝሙር ክጥዕም ብእነት ልሳንካ ይባርክ እመ ብርሃን ኣደይ ጣዕሚ ፍቅራ ኣብዚሓ ትዓድልካ ዝሓወይ

  • @wintaweldemariam2629
    @wintaweldemariam2629 2 หลายเดือนก่อน +2

    Bitami zifetwa mezmur wishtey gele ysmaeni beka 😢

  • @AzmeraHailemichael
    @AzmeraHailemichael 2 หลายเดือนก่อน +1

    እልልልልል ዘማሬ መላእክት የስመዓል ❤️❤️🙏🙏

  • @user-ry8ti6os9i
    @user-ry8ti6os9i 10 หลายเดือนก่อน +6

    ዝማሬ መላኣክቲ ይስምዕልና ኩቡር ሓወይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @meronsolomon6236
    @meronsolomon6236 2 ปีที่แล้ว +7

    ዝማሬ መላእክት የስማልዓልና ኩቡር ሃውና ብጣሚ ጥዕምቲ መዝሙር ቀጽሎ ክንጽበየካ ኢና🥰🤲🙏🌿⛪️⛪️💒✝️💟

  • @nazretghebrekirstos4445
    @nazretghebrekirstos4445 9 หลายเดือนก่อน +1

    Aseyyyyy elllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll ellllllllllllllllllllllllllll mezmur malaekti yesmana zhawey mearey
    Ewayyyyy neza mezmur kseme keleku Kab lbey yhgosssss
    Amlake yosief ybarkena

  • @KhanKhan-fr4zs
    @KhanKhan-fr4zs 2 หลายเดือนก่อน +1

    እልልልልልልልልልአሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ይሰመዐልና ❤❤❤

  • @wuludbereketeab5295
    @wuludbereketeab5295 8 หลายเดือนก่อน +5

    ክብርን ምስጋናን ንልዑል እግዚኣብሔር ይኹን ፡ ዝማሬ መልኣኽቲ ሰማይ የስምዓልና ኩቡር ሓውና ።

  • @YosiefTesfamariyam
    @YosiefTesfamariyam 4 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን/3/ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ክብር ሓውና ዘማሪ ድያቆን ሳሚ እልልልልልልልልልልልልልልልልል🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @habenteklom9180
    @habenteklom9180 2 ปีที่แล้ว +1

    zmare melaekti yesmaalna sami hawey amlak xegu yebzahalka

  • @user-rx6pt8ps3z
    @user-rx6pt8ps3z 5 หลายเดือนก่อน +1

    zmare melaekt yesmaelna AMEN💠💠💠♥♥♥👏👏👏

  • @andomftwi1771
    @andomftwi1771 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen zmare melkti yesmealna

  • @loveyourenemiesmarat3955
    @loveyourenemiesmarat3955 10 หลายเดือนก่อน +5

    I’m in love 🥰 with dis mezmur😂❤😇😇😇😇😇😇🙏🙏

  • @hagosatekla
    @hagosatekla 3 หลายเดือนก่อน +3

    ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ክቡር ሓውና ጸግኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሄር ❤❤❤❤❤❤

  • @aslihabtom4315
    @aslihabtom4315 2 ปีที่แล้ว +1

    Amien buruk hawey zmare malakti yesmna egzabihier amlak nay agelgulot zemenkum ybark

  • @abellllllllllllll
    @abellllllllllllll 10 หลายเดือนก่อน +5

    ዝማሬ መላእኽየ የስማዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ዝዓበየ ደረጃ የብጽሕኹም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ።

  • @thtnakeshi5197
    @thtnakeshi5197 2 ปีที่แล้ว +5

    ሳሚ ሓወይ ናይልበይ ረኺብካኒ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ዝሓወይ ኣጆኻ በል ኣይትሕመቕ ካብሎሚ ውን ናይ ጽባሕ ከምዝብልጽ ኣሚንካ ተጓዓዝሞ ኩሉኸኣ ክኾነልካ እዩ

  • @Teame-vk4pw
    @Teame-vk4pw 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤zmare melakti ysmalna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zaryebrhin1091
    @zaryebrhin1091 2 ปีที่แล้ว +2

    nay agelglot zemenka ybark amlak

  • @user-xj8mh6gu8e
    @user-xj8mh6gu8e 2 ปีที่แล้ว +17

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር ሳሚ ሓወይ ኣምላክ ናይ ኣጎልጉለት ዘመንካ ይባርኽ ቀጽሎ ኣይትሕመቕ

  • @saraxxx5046
    @saraxxx5046 9 หลายเดือนก่อน +4

    ጥዑም ውእቱ ዝማሬከ ኩቡርኃውየ እግዝእየ ይደርብፀጋ በድበፀጋ ኣሜን

  • @selamnkulualem710
    @selamnkulualem710 2 ปีที่แล้ว +2

    Zmare melaekti yesmealna Sami hawey

    • @almazgezae186
      @almazgezae186 2 ปีที่แล้ว

      Zmare melaekti yesmealna sami hawey 🙏🥰

  • @user-hc8ib2ss1c
    @user-hc8ib2ss1c 7 หลายเดือนก่อน

    Aseyyyy desi zebil mezmur egzabher xegueu yebizahalka sami hawey ❤❤❤❤

  • @selam801
    @selam801 2 ปีที่แล้ว +50

    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ውንድማችን እግዚአብሄር በቤቱ ያፅናህ ያገልግሎት ዘመንህ ይባርክልህ

    • @selam801
      @selam801 11 หลายเดือนก่อน

      ​@@fthawitnuwaye1293 ምን🙄😳

    • @user-nw8jr2jm9h
      @user-nw8jr2jm9h 10 หลายเดือนก่อน

      Zmare melaeikt yesmeana zterefe nay agelglot zebenka yibarek

  • @ntsababentsababe4347
    @ntsababentsababe4347 2 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyyy zmare melakti yesmalna btami des tbl mezmur

  • @user-cv9ye1iu9x
    @user-cv9ye1iu9x 10 หลายเดือนก่อน +5

    መንፈስካ ዘሐድስ ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ብሩክ ሓወይ

  • @user-ds4pv9by5r
    @user-ds4pv9by5r 2 ปีที่แล้ว +14

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኻ ክቡር ሓውና

  • @user-lo1ty8pz2m
    @user-lo1ty8pz2m 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ zemare melakti yesmealna

  • @tsegatesfahanes7325
    @tsegatesfahanes7325 2 ปีที่แล้ว +8

    እልልልል ዝሜረ መላእክቲ የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልካ🙏

  • @user-ws7pk2sz2y
    @user-ws7pk2sz2y 4 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ፀጉኡ ይብዘሐልካ ❤🙏

  • @zaryebrhin1091
    @zaryebrhin1091 2 ปีที่แล้ว +2

    zmare nelaekt yesmealna

  • @user-sk1ec3ed9y
    @user-sk1ec3ed9y 10 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክቲ የስማዓልና ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @manayebio9715
    @manayebio9715 20 วันที่ผ่านมา

    Abet degagime semieyia zeyxgba mezmur amlak xegiu yebzhalka bedgame zemare melaekti yesmealna❤❤❤❤

  • @user-wo1vg3nj7g
    @user-wo1vg3nj7g 2 ปีที่แล้ว +5

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልለልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓውና

  • @saliembeyene2026
    @saliembeyene2026 2 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyyyyy kulu gze blux samitu edmen tnann yhabka tum dmxi miss tum gtmi zmare melakti zhawey bruk

  • @selamhailemichael2044
    @selamhailemichael2044 7 หลายเดือนก่อน +1

    Zmarie melakti yesmealna ❤❤❤❤

  • @user-so4wz5tq4t
    @user-so4wz5tq4t 2 ปีที่แล้ว +1

    Zemarie melaekti yesmaelna kubur hawey xegueu ybezhalka

  • @sandroghirmay7592
    @sandroghirmay7592 2 ปีที่แล้ว +5

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ እግዚኣብሄር

  • @bsirateisak5304
    @bsirateisak5304 2 ปีที่แล้ว +1

    Zmarey melakti yesmalna btaemi des tbl mezmur

  • @ghirmaymebrahtom4456
    @ghirmaymebrahtom4456 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይይይ ብሩኽ ሓወይ ዝማረ መላእኽት የስምዓልና።

  • @feruzyemane6604
    @feruzyemane6604 2 ปีที่แล้ว +1

    Zmare melaAkiti yesmealna

  • @kiflaygebreslasie3719
    @kiflaygebreslasie3719 2 ปีที่แล้ว +9

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸግኡ ይብዝሓልካ እግዚአብሔር ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባርኽ

  • @fereselamazmera2017
    @fereselamazmera2017 2 ปีที่แล้ว +15

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና ሳሚ ሓወይ 💒❤🙏🙏🙏🤲

  • @HeriKefleyesus
    @HeriKefleyesus หลายเดือนก่อน

    Nay behaqi abey dea neyre zesemakuwa ygerm u tamti mezmur zmarye melakti yesmalna nkulatkum❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @natsnetfsehaye2500
    @natsnetfsehaye2500 2 ปีที่แล้ว +1

    Ellllllllllll ellllllllll Zemere melakti yesmalna kubur hawna xegu yebzhalka egzabir amlak

  • @user-zf6ye1gy2j
    @user-zf6ye1gy2j 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @AkberetAndebrhan-hv9tc
    @AkberetAndebrhan-hv9tc 8 หลายเดือนก่อน +1

    Zmare melakti yesmalna hawey 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤❤❤

  • @firtunagilay2945
    @firtunagilay2945 2 ปีที่แล้ว +1

    Zimare melakti yesmalna Hawey xegu yebzhalka Ezgabher Edimen tinan yihbka

  • @user-op1dv4wh3m
    @user-op1dv4wh3m 11 หลายเดือนก่อน +5

    ጥዑም ድምጺ ሓወይ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና (3)ኣሜን❤❤❤

  • @tsinatmichael8962
    @tsinatmichael8962 2 ปีที่แล้ว +1

    Zmarie melaekti yesmalna xegu yebzh fetari

  • @weldemussiemegos6380
    @weldemussiemegos6380 2 ปีที่แล้ว +7

    ዝማሬ መላኣክቲ የስመዓልና ሳሚየ ናይ ኣጎል ጉለት ዘመንካ ኣምላከ ዮሴፍ ይባርከልካ

  • @duy6703
    @duy6703 2 ปีที่แล้ว +15

    ዝማሬ መላእክት ይስመዐና ክብራትን ፍትዋትን አሕዋተይ

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane7402 9 หลายเดือนก่อน +1

    Tesemia. 1000 gize zeytimino Abeya tehabiatina Nera. For the future. We are waiting your song God bless you with lovely family ❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷

  • @user-kk9mh7si3m
    @user-kk9mh7si3m 2 ปีที่แล้ว +2

    ዕልልልልልልል ልልልልልልልልልልል ልልልልልልል ልልልልልል 🍃🌿🍃🌿🍃🌿🍃🌿🍃ልልልልልልልልልልልልልል 🌿🍃🌿🍃🌿🍃🌿🍃ልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ💞💞💞💞💞 መልእከት የስምዐልና ክብር ሓወይ 🌺🍃🌺🍃🌺🍃🌺🍃🌺🍃🌺🍃🌺🍃🌺🍃🌺🍃🌺🍃🌺💚

  • @arsemaghirmay116
    @arsemaghirmay116 2 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyy ellllllllllllllllllll zmare meleakti yesmealna zmareka ykbel des zbel mezmur xeagu yebzhalka 😇😇😇🥰🥰🥰

  • @user-sf5iu1bi1h
    @user-sf5iu1bi1h 8 หลายเดือนก่อน +1

    እስይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልል ክነደይ ደስ ዝቡለ መዝሙር እዩ ፀጉኡ ይብዘሕልኻ ዲያቄነይ❤❤

  • @letishhaile7343
    @letishhaile7343 2 ปีที่แล้ว +1

    Zemare melakit yesimealana kibur hawey tsegu yebzehlaka

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti 2 ปีที่แล้ว +17

    🥀🥀🥀🥀❤👏ዝማሬ መላአክት የሥመዐና ብሩክ ሓወይ ጸጉኡ የብዘልካ እልልልልልልል ዘመንኩም ይባረክ❤❤❤❤👏👏👏

  • @hayahname9355
    @hayahname9355 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ ምላአክቲ የሰመዐና ""

  • @azahelazahel2921
    @azahelazahel2921 2 ปีที่แล้ว +1

    Egziabher Amlak tseguu yebzahalka bruk hawey &zmare melakti yesmalna

  • @selihom5916
    @selihom5916 2 ปีที่แล้ว +1

    Zmare melaekt yesmalna sami hawey 🙏

  • @selinaghirmay9754
    @selinaghirmay9754 2 ปีที่แล้ว +1

    zmare melakiti yesmealna des tbal muzumer ezgbihir ymesgen

  • @hvvhggu8635
    @hvvhggu8635 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ክብር ሓወና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምስጥሩን ጥቡን ይግለፀልካ ክብር ሓወይ😍

  • @abrahamafewerki4633
    @abrahamafewerki4633 2 ปีที่แล้ว +1

    zmare melaekti yesmealna samuel wedey amlak azyu ybarkka nay behaki abi trgum zelewa xbkti mezmur ajoka bertie kexlo xega amlak msaka ykun !!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @hanilove5389
    @hanilove5389 2 ปีที่แล้ว +4

    ሰሚዐ ምምናው ዝኣበየትኒ መዝሙር አንተ ሃሊያ አዚኣ ኢያ አንድዒ ብጥዓሚ ደስ ትብል መዝሙር 3 ጊዘ ክትድገም ከማን ኣይጸልኣን ኣነ ድኣ

  • @hanayemane4977
    @hanayemane4977 2 ปีที่แล้ว +1

    Zmare melaekt yesmealna hawey xegu yebzehalka

  • @natsnetmulugetatesfazgi2670
    @natsnetmulugetatesfazgi2670 27 วันที่ผ่านมา

    ኣበይ ድኣ ነይረ ኽሳብ ሕጂ ዘይሰምዓክዋ ተመስገንካወ ኣምላኸይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤

  • @user-ys1cg9dv8g
    @user-ys1cg9dv8g 2 ปีที่แล้ว +4

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባረክን ይቀደስን

  • @alxandertekle2008
    @alxandertekle2008 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen 🙏 🙌 👏 ❤️teume zemari ab weshtka teatu yiknylena kubur hawey

  • @user-xz2ix2xm5f
    @user-xz2ix2xm5f 2 ปีที่แล้ว +1

    Naybehaki kndshat wegeney zmare melakti yesmealna

  • @tsegatewldebrhan
    @tsegatewldebrhan 9 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና አልልልል

  • @abebagrmay2619
    @abebagrmay2619 11 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐና

  • @danielberaki539
    @danielberaki539 5 หลายเดือนก่อน +1

    Semika zeytmeno mezmur zmare mealti yesmalna hawna ❤

  • @saronyohannes9
    @saronyohannes9 11 หลายเดือนก่อน +7

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና ኣምላክ ዕጽፍታት ጌሩ ጸግኡ የብዝሓልኩ