Mind grows: ane wen kem nateka temesasali reyto iyu zeleni. Ane ne bereket betami azeye zedeniko zemaray iyu. Hiji gn feleleyat enda reaku yemexie aliku and zema kabti nay menfesawi zetkeyere koynu tesemiuni. Kaleyti reyto wen alateni ne adena kirestos kidusan mariam ente tezemrela des mebeleni.
I don't have any word to explain this mezmur🥹 I listen this mexmur after 3 yrears when i got a big problem but this mezmur gave me a full of power, and i hope to pass my big examination work, "BETI HAYLI ZHBENI KULU KKELO EYE"🙏🥹🙏♥️
ጸጋን ሰላምን ካብ ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ንዓኹም ይኹን ።
ኣብ ኣምላኽ ተወኪሉ ድሕሪት ዝተረፈ የለን ፡ ምኽንያቱ ንሱ ሓይልና ፡ንሱ ተስፋና ፡ንሱ እቲ ካልኣይ ሳልሳይ ዘይብሉ እንኮ ምርጫና እዩ። ነዛ ዘይርግእቲ ዓለም ክንስዕራ ናብ ጎይታ ንመለስ ።
ንትህቡና መንፈሳዊ ድጋፍ፡ ሃናጺ ርኢቶኹም.......ካብ ልቢ ነመስግን.
ዘማሪ በረኸት ትኩእ
amlak ybarkika bere hawey ajoka kabzi nilaeli kitiabi elotna eyu
@@MaranataTv ftuw hawey hanti hto khateka fqedeley entay ms tkewn eka tbarek? Maletey bereket tikue nay goyta mezmur tray aykonen zzmir nay eme brhan adena kdste kudusan dngl mariam wn yzmr eu Slezi taemi nay eme brhan enkolay ketestemaqr nedmeka kubur haw sle rieytoy gn aythazeley zeqeym tezaribe keykewn .
Kale hiwet yesmealna bruk hawna xegeu yebzhalka
@@MaranataTv ኣነ ካኣ ናይ ኣደይ ማርያም መዝሙር ክሰደልካ እየ መጎስ ሓወይ በዚካኣ መጺካ ወይ ጉድ መትሓዚ እኮ ሲኢንናልኩም
@@birhanemebrahtu2869 ትክክል ኣለካ ፍትወይ።
ኣሕዋት ጸልይለይ በጃኩም ነብሰይ ተሳቀ ኣላ ብፈተና 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ሓወይ/ሓፍተይ ናተይ ኣጆኻ ኩሉ ንሰናዩ,ጸሎት ጥራይ ግበር ኩሉ ክሓልፍዩ, አንተኬልካ/ኪ ርከበኒ ከዕልለካ
Egzabher alo msaki ajoki dgl maryam blja aytfeleki ajoki bertki negzabher zsano yele eti hji zechenqeki wey fetena koynki zelo tarik kkewn u xbah bertei
fqadena tekonki / tekonka bkemey krekbaka/ krekbeki ykel
ኣጆኪ ኣጆካ ክብር ሰበይ ኣይትሰንፍ ጾልት ኣዘውትር ምስ ኣምላክ ይኩን ርክብካ ክንደይ ይጥዕም ምሳካ ምንባር ክትብል እካ ኢኪ።
ኣጆኻ /ኣጆኺ ክርስትያን ተስፋ ኣይቆርጽን ዩ ብጸሎት ንበርትዕ ኣብ ኣምላኽ ዝተወከለ ዝሓፈረ የለን።
ሕጂ ውን ኣብ ሂወተይ ንዝመጸኒ ዓቢ ፈተና ኣሜን ኢለ ተቀቢለዮ!!!!
እዛ መዝሙር ከኣ ከምዚ ኣብ ውሽጠይ ዘሎ ዘንበቦስ መሊሳ ሓይሊ ሂባትኒ።
ሓወይ ጸግኡ የብዘሓልካ ፈጣሪ
⛪🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤❤❤
Aygermekan do ane wn mara ms semaekwas Xorey fokisley mara tesfa giere zmarie melaekt yesmealna berie hawey 😍🥰🥰🥰💕😘😘😘😍😍😍💌💌🤩🤩🤩🥰🥰🤩🤩🤩🤩🤩
ኣነሲ ብስንኪ ዞም ናኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ አቦታት ብሰንኪ ዳንኤል ክብረት ፖሎቲካን ሃይማኖትን እናሓወሱ ሃይማነተይ ክሳብ ምፅላእ በፂሐ ነይረ። ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶስ ፔጅ ክከድ ተሎኹ ብጣዕሚ ይሕጎስ ውሸጠይ ሓጎስ ይሰመዕኒ። እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሕልኹም ተባረኹ ዞም ኣሕዋተይ!!
Keberti haftay
Tseray abe emnat eki tseni
Eti zemanu hemak sele zelo
Bertu tsenkaki kedelyeki eu
Mekneatu devil tser kersetos sel zekon
Abi fetene alo
Egzabehir abe emnateki tsenaten hayeken yehabeki!!!
Nay adina kedesti dengal mareyam tsolota ayeflayeki!!!
Heftey natey kemeu aytbeli bilom yfeltu nsom nski sle orthodox heymanotki imeni🙏🙏🙏🙏gn aythezley
Zhaftey ety haymanotki trgum neaki eyu ember nkalie seb elki wey kalie seb Ab Orthodox zelo sle snemgbar zexebeke kkwun yeblun memzenki ewa esom sebat eyom bnebski eki thtety bseb aytesabbi Nsha atyki sgu demun tekebely bmdrawi mennetki aytmekhi kulu halafay eyu
Amen Nardos haftey. Ajoki amlak entay yesano.
መንፈሳውነት ክሳብ ዝርዳኣና ነጥንክርን ኩሉ ግዜ ኣብ ዘሕጉሰኪ መንፈሳዊ ቻነል ጥራይ ተከተታሊ። ናይ እመነት ሓይሊ ይወስኸልና ጎይታና።
"ትሕት ምባል እፈልጥ፡ ሕልፍን ትርፍን እፈልጥ እየ። ጽጋብን ጥሜትን ምስ ትርፉ ምህላውን ስእነትን፡ ኣብ ኵሉን ብዅሉን ልሙድ እየ።
በቲ ሓይሊ ዚህበኒ ብክርስቶስ ንዅሉ እኽእሎ እየ።" ፊሊጲ 4:12-13 በረኸት ሓወይ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ። ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና
እታ ብህንጥዩነት ነዊሕ ዝተጸበክዋ ስራሕ💒
*እንዃዕ ድሓን መጻካ በሬ ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ*
Egzqbher amlak xgu ybzhalkum
Ermi love ሞሞና
ኣነስ ንዓክ ዝመስል ፕሮፋይልን ሽምን ዝትቀም ስብ ዳኣ ከይህሉ እንበር ብኾመንት ምጽሓፍ ቀዳምይ ኢልካ ኣለኹ ኣብዛተኹዎ ኮመንት ናትካ ከራኣኹ ዘበት ዘይወጻእ
@@Ahferomwerede ሃሃሃይ ዋላ ንስካ ከማን
@@Ahferomwerede kkkkk wela ane kemaka eye 👁️ ab kulu yrekbo
@@nfkriyeznebr4336 asyebhlkulu do wedey🤔
እግዚአብሔር በጸጋ ያሳድጋችሁ። ወድጄና ደስ ብሎኝ ደጋግሜ የምሰማቸው መዝሙሮች ያሉበት ቻናል ነው።
ዝደከመት ነብሰይ ዘብራተዐት መዝሙር ተመስገን ኣምላከይ !!!
እልልልል! ኣብ እምነትና ጸኒዕና ክሳብ'ታ ምወዳእታ ኽንጸንሕ እግዝኣቢሄር ብ' የማናይ ኢዱ የደግፈና። ኣሜንንን
amen
Amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ይሰመዐልና በረከት ተካፊለ ቃደመይቲ ፀጉኡ የብዛሓልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር ሓዉና 🙏🙏🙏💒💒💒
ክብር በርከት ሓወይ ኣቀድመ ሰለ ነዚ ዓቢ መንፈሳዊ ስራሕ ክትስርሕ ጸጋ ዝዓድለካ ልዕል እግዝኣብሄር ኣምላክን፡ ምስ ምክንያት ድሕነት ኣዳም ዝከነት ወላዱቱ ፡ብሓደራ ዝተቀበልናያ ንዓና ድማ ወላድትና ድንግል ማርያምን ዝከበርን ዝተመስገኑ ይኩኑ።ናይ ብሓቂ ንፍዕ ፡ካብቶም ንመዝሙራትካ ዘድንቅ እየ።ኩሉ ግዘየ ድማ ብእምነት ሓወይ ክትከውን ጸሎት ይገብር ፡ማለተይ ብታ ሓንቲ እምነትን ፡ሓንቲ ጥምቀትን ፡መፈጸምታ ሂወትና ክንዛዝሞ ኣምላክ ሰናይ ፍቃዱ ይኩን ።ብምቅጻል ፍቃድካ እንተኮይኑ በሪየ ሓወይ ክልተ ሪኢቶ ኣለዋኒ።እዚ ሪኢቶይ ድማ ካብ ናይ ባዕለይ ትዕዝብትን ፡ዘሎኒ ስክፍታን እንበር ፡ንዓካ ብቀተታ ይኩን ብተዛዋዋር ክምህር ዝክእል ዓቅሚን ብቕዓት፡ግብርን ይብለይን።ገለ ካብ ርኢቶይ ~~~
1፥ነቲ ኣብ 6th ክፍለ ዘመን ሰማይዊ ዜማ ዝተዓደለ ቅዱስ ያሬድ ፡ያሬዳዊ ዜማኡ ጎሲካዮ ትሓልፍ ዘሎካ ኮይኑ ይስመዓኒ።ነዚ መለክዒ ዝኮነና ኣብ ኤርትራ ኮንካ ትዝምሮ ዝነበርካ ያሬዳዊ ዜማ ክሰምዕ ከሎኩ ምስ፥ዚ ናይ ሎሚ ዘሎ ዜማካ ዓቢ ፍልልይ ዘሎዎ ኮይኑ ይስመዓኒ።ማለት ኣነ ብወገንይ እቲ ናይ ቀደም ኣንጉዕ ዘጥልል መዛሙራትካ ያሬዳዊ ዜማ ዝተከተለ ዝነበረ ይመስለኒ ።
2፥ኦርቶዶክሳዊ ተዋህዶ ቅዱሳን ኣልባስት፡ንብረታትን ፡መረጻ ቦታትትን ካልእን ፡ ድማ ናይ ልክዕ ከምዚ ኣብ ላዕሊ ዝጠቀስኩልካ ፡ ምስ ናይ ቀደም ቀደም መዛሙራትካ ዓቢ ፍልልይ ረኪበሉ ኮይኑ ተሰሚዕኒ እሞ ።በርያ ሓወይ ገለ መርዳእታ እሲኪ ሃበኒ ፡ሕማቅ ትዕዝብቲ ወሲደ ከይከውን ።
#መትሓሳሰቢ
እዚ ርእቶይ ግን ዝያዳ ብሉጽ ኮንካ ፡ክርእየካ ስለ ዘድሊ ፡ኣብ እምነት ድማ በርቲዕካ ፡ከምዚ ከማይ ድኩማት ካብ ድክመትና ፡ጉድለት እምነትን ከተውጽእናን፡ከተበርትዓና ፡እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክተፍለጠና ኢለ እየ እበር ዋላ ሓደ ምክንያት የብለይን።ስለ ድክመተይ ኣብ ጸሎት ውዳሴ ማርያምካ ዘክረኒ ።
የቀንየል
በርየ ሓወይ ርሑስ በዓለ ልደት ፡ቅነ ጥምቀትን ይግበረልና። ዓቅሊ ጌርካ ንሓሳበይ ስለ ዘምበብካዮ ብልቢ የመስግነካ ።
ስብሃት ንእግዝኣብሔር ልዑል
ምስ ወላዲቱ ድንግል
ምስ ምስ መስቀሉ ክብር
ኣሜን
ብርግጽ ፉቁር ሓወይ
ክቡራት ኣሕዋት ምስራሕ ከቢድ እዩ ምንቃፍ ወይ'ውን ርእይቶ ምሃብ ግን ኣዚዩ ቀሊል እዩ። ዘማሪ በረኸት ሓውና በቲ ካብ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ዝተዋህቦ ናይ ምዝማር ጸጋ ፡ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽና ንምውዳስን ንኣመንቲ ከኣ ተስፋ ንምስናቕን ዝጸዓሮን ዘሎን ውሑድ ኣይኮነን። ርግጸኛ እየ ኩላትና ንመዝሙራትና እዚኣስ ክትጥዕም እዚኣ'ባ ክትጥዕም ንብል ኢና ።ከምዚ ከብለና ዝኸኣለ ድማ ድምር ናይ ትሕዝቶ ግጥምን ዜማን እዩ። ሕጂ ዘዛርብ ዘሎ ግን ዜማ እንዲዩ ፡ እወ ቤተክርስቲያና ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ያሬዳዊ ዜማ ትኽተል እያ እምበር ካብ'ዚ ወጻኢ ዜማ ክህሉ የብሉን ዝብል መምርሒ ወይ ድማ ገዳዲ ሕጊ የብልናን ።ሕጊ ቤተክርስቲያና ኩሉ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ ወላ'ውን እቶም ቤተክርስቲያና እትጥቀመሎም ካልኦ ቅዱሳት መጻሕፍቲ ኩሎም ኣብ ትሕቲ ጽላል ሓደ መጽሓፍ ቅዱስና እዮም። ስለዚ መጽሓፍ ቅዱስና እንታይ እዩ ዝብል፡ ዳዊት 150 (Psalms)
1፤ ሃሌሉያ። ንኣምላኽ ኣብ መቕደሱ አመስግንዎ፣ ኣብ ጠፈር ስልጣኑ ኣመስግንዎ፣
2፤ ስለቲ ግብርታት ሓይሉ ኣመስግንዎ። ከም ብዝሒ ዕቤቱ ኣመስግንዎ።
3፤ ብድምጺ መለኸት ኣመስግንዎ፣ ብበገናን መሰንቆን ኣመስግንዎ፣
4፤ ብኸበሮን ብሳዕስዒትን ኣመስግንዎ፣ ብቓና ኣውታርን እምብልታን ኣመስግንዎ።
5፤ ጭልጭል ብዚብል ጸናጽል ኣመስግንዎ፣ ብጥዑም ዝደሃዩ ጸናጽል አመስግንዎ።
6፤ ትንፋስ ዘለዎ ዅሉ ንእግዚኣብሄር የመስግኖ። ሃሌሉያ። ዘማሪ በረኸት ሓውና ድማ ካብዚ ሕጊ ኣምላኽ ወጻኢ ዝተጠቕሞ ኣገባብ ኣዘማምራ ይኹን መሳሪሕታት መዝሙር ሓንቲ እኳ የለን። መናፍቓን ዝጥቀሙሉ ኣገባብ ኣዘማምራን መሳሪሕታት መዝሙርን ምስ'ቲ ናይ ዓለማዊ ደርፊ ሓደ እዩ። ስለዚ ምስኡ ከተዛምድዎ ከይትፍትኑ። ርእይቶታት ኣብዘይ ቦቱኡን ኣብዘይ ምልከቶ ሰብን እንዳጸሓፍና ነቲ ዝሰርሕ ድሕሪት ንምምላስ ነቲ ምእመን ድማ ብሓሳብት ክምዝፈላለ ኣይንግበር ። ርእቶ ቅድሚ ምጽሓፍና ብዙሕ ክንፈልጥ ንፈትን ።ርእይቶ ንምጽሓፍ ህዉኻት ኣይንኹን። ጎይታ ኩሉ ዝኾነ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ዝተመስገነ ይኹን ኣሜንንንንንን!!! የቕንየለይ።
Mind grows: ane wen kem nateka temesasali reyto iyu zeleni. Ane ne bereket betami azeye zedeniko zemaray iyu. Hiji gn feleleyat enda reaku yemexie aliku and zema kabti nay menfesawi zetkeyere koynu tesemiuni.
Kaleyti reyto wen alateni ne adena kirestos kidusan mariam ente tezemrela des mebeleni.
@@teamehaile9803 xibuk aleka hawey tekedadimna rieto pls aynihab ab sdet mihlawu aytresieu kulu kemti zdeliwo kiserihuwo kebid eyu GBU 🙏🙏🙏
Azyu xebuki zkone serh alwo mo azeyu rieto zwhbo aykonen ...mazmur zbhalie klo n mesgina eyu mo netie godlo koynu zrieyna ..gdifna kenmsgnlu teray eyu zlwo...kulu mezmurattt nay beri ka kab kedim kesab hjie zenaida eyu.nexiela do ka bielka kem abotat kem nay Orthodox...plzz an nay abotat elika aytfiean eyu mo...nay abotat elika rieto aywhben eyu ..nmsgiena eyu zezmar n mesgna ne yesus memzgien teray bieka .....tebrkuu
አላቅም የዚህን ልጅ መዝሙሮች መስማት ማቆም አልችልም....Bekiye My blessed brother God bless you more.
በቲ ሓይሊ ዝህበኒ ንኹሉ ክኽእሎ'የ 🙏🏿
በቲ ሓይሊ ዝህበኒ ብእዮሱስ ኩሉ ኪክእሎ የ😥
ዝማሬ መላእክቲ የሠመዐልና🙏
እክሰምዓ ንብዓት ዝስዕረኒ መዝሙር
ኣሜን 🙏🙏🙏
ዝማረ መላኽቲ የስመዓልና 😇
ተባረኽ ቡሩኸይ 👏👏👏
ብስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ አሜን አሜን አሜን ዘማሬ መልእክት የስመዐና እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
1 ጢሞቴዎስ 1 (1 Timothy)
12፤ ኣነ ነቲ ሓይሊ ዝሃበኒ ክርስቶስ የሱስ ጐይታና ነገልግሎቱ መዲቡ፡ እሙን ክኸውን ስለ ዘብቅዓኒ፡ ኤመስግኖ አሎኹ። Gbu bere hwy !!!
Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤ god blees Bereket hawey
በቲ ሓይሊ ዝህበኒ ብኢየሱስ ኩሉ ክክእሎ'የ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና አሜንንን
ክቅበሎ’የ ብሓጎስ ንፈተናይ ❤️
ብግዚኡ ክሓልፍ እንድዩ ግዝያዊ ዩ ጾረይ ❤️
ይሕንኩለኒ እምበር ወዲቐ ኣይተርፍን ተስፋ መሊአ’የ❤️
በቲ ሓይሊ ዝህበኒ ብ ኢየሱስ ኩሉ ክኽእሎ የ❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዘማሬ መላእኽቲ ይስምዓልና ኩቡር ሓወይ እግዚአብሔር አምላኽና ጸግኡ የብዝሓልኩም 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
D
ማዓልታዊ መዝሙረይ ሰሚዕን ዘሚረዘን ዘይጸግባ. ኦ ኣምላከይ ካብ ፈተና ዓለምን ጭንቅን ብሓይልካ ኣዉጸአኒ😢😢😢
ኣብ ጸሎትኩም ሕሰቡኒ ህዝበ ክርስትያን ኣሕዋተይ!
ኣሜን "በቲ ሓይሊ ዝህበኒ ብክርስቶስ ኩሉ ክኽእሎ እየ"! ዝማሬ መላእክት የስምዕካ በሬ ሓወይ ጸጋ ምሳኻ ይኹን!
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና
ርእይቶ
1, ኣብ ዜማ ካብ ያሬዳዊ ክወጸካ ደልዩ ይመስል ነዚኣ ተኣረመላ።
2,ክሊብ ድማ ኣልባሳት ኩሉ ናውቲ ቤተ ክርስቲያን ኣይተጠቀምካን ናብቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ መዝሙራትካ ተመሊስካ ተመልከት ኣብኡ ክትረኽባ ኢኺ ኢኻ ነብስኻ በዘይ ናውቲ ቤተ ክርስትያን ኩሉ ጎደሎ እዩ ስለዚ እዛ ናይ ሕጂ ብዙሕ ምስ ቤተ ቤተክርስትያና ዘይራኸብ ኣሎ ንኣብነት ኣብ ጸላም ኮንካ ምስ ምንታይ ሓሲብካዩ ካብ ጸላም ናብ ብርሃን ዘውጽእ ኣምላኽ ደይኮነን ዘለና ስለዚ ንኹሉ ርእይቶ ምሃብና ብመጀመርያ እዚኦም ይታኣረሙ።
tsbuq Hasab endiu kab yatedawi mezmur gin aywexen kemey ente ilkani kabza zima bgibui yaredawi mezmur eu zelo.geez,ezil,array bezen 3 ab yaredawi zima alo.qiniea b gibuii tifelit tekoynu
2.ab tseliamt zibelkayo eti fanus entay eu beten denagil meriawi kiqibela ziwexa win ymisel eu
3.neti b himam zestemasil
b dikinet zemarir ab hiwet seb zelo anabra ygelits alo.kab nay church ziwexe yeblun
@@nardostesfu713 ኣሜን ናርዶስ ሓፍተይ ብርኽቲ፡፡ ኣብ ክንዲ ምትብባዕ ናብ ነቀፌታ ዝጎዩ፡ ዘማሪ ሓውና ብዙሕ መጽናዕቲ ኣካይዱ ብጸሎት ተመሪሑ ዝሰርሖም ሙኻኑ ዘየገናዝቡ ብዙሓት የሕዋትና እግዚኣብሄር ይቅረ ይበለሎም።ኩላትና ክንዝምር ንደሊ ኢና ግን ንኽትዝምር ጸጋ ካብ እግዚኣብሄር ክወሃበና ኣለዎ።
ንበረኸት ሓውና ኸኣ እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓሉ።
@@eyerusendriass8191 ውጻእ ስለ ዝረኣኽሉ እየ ሓፍተይ ግድን ክሳናኽሎ ኢለ ኣይኮንኩን እቶም ዜማ ሰለስቱ ድማ አኣምሮሙ ስለዚ ብምሌታት እንተ ኣምጻትሎም ሓፍትና ሕጅውን ኣይተረድኡኑን ዘለዋ ብዛዕ ዜማ ድማ ዝዓበኽሉ ዝሰልጠንክሎም ካብ ንእስነተይ እዩ( ሀ) ኢለ ቅኔ ዝቆጸርክሎም እዩ ስለዚ ሓፍተይ ውጻእ ኣለዎ።
Abzia do kihiwesekum, ezen yehwatey zibelio selestu zematat bhaki alo abzia mezmur, abe nay alem definitely entesemina keman alewa ezen zema. Nmukanu kulu music nay alem kab yetedawi zema zimexe aykonen dyu. Ezi hawuna kab mesmer yiwexie alo sile zibelo gin, natki trgum amxiki kitdigifi aygibeakin. Wey kea protestant eye beli, zeybotana mukanu felitna afna kiniaxu.
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሕጂ ውን ንኹሉ ፈተና በቲ ትህበኒ ሓይሊ ክቅበሎ እየ!! ብሓቂ ኣጆና የሕዋት ድሕሪ ምጽልማቱ ምብሩሁ ኣይተርፍን እዩ ሞ፡ ተስፋ ኣይንቑረጽ።
ሕጂ ውን ንኹሉ ፈተና በቲ ትህበኒ ሓይሊ ክቅበሎ እየ !!
ጎይታ የሱስ ይባርኽካ መዛሙራትካ ይብዛሕ ካብ ማዓልቲ ናብ ማዓልቲ ብሓዱሽ መዝሙር ምትንሳእ ይኹነልካ ኣይትታሓዝ ንስኻ ብሩኽ ኢኻ
Amen Amen amen.nnewih gize ztexebekwa mezmur. ab fetena zegatemeni gize mmxia.nkulu beti hayli zhbeni goyte nkulu ksero eye.kqbelo eye bhagos nfetenay.
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኻ ይባርከልኻ
Be Iyasus hulum tekenawnii amen
Wendma geta yaberkek 🥰🥰🥰
From Ethiopia
ዝማሬ መላህክት ያሰማልን ነብስን የሚያለመልም መዝሙር ወድማችንን ፀጋውን ያብዛልህ አሜን
I always remember this mezmur blc ma brother is sick cancer and I believe ma Lord will make everything ok ❤😭
እዛ መዝሙር ንዓይ ኮታ መጸናንዒተይ እያ
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን
ኣምላኽ ብጸግኡ ፍቅሩን የብርካ ኩቡር ወድና!!!🙏🙏🙏🤲🤲🤲⛑️⛑️⛑️
ዝማረ መላእክት የስመዓልና ዲያቆን በረኸት ኩሉ ብሓይሊ ፈጣሪ ዝስገር'ዩ
ክብርን ምስጋናን ኣምልኮን ውዳሰን ንእግዚኣብሄር ይኩን !!!!
When I listened this spiritual song my mind feels peaceful....God bless you abundantly Bereket
I love this mezmur, enksemia nbiat zsereni mezmur ya .god bless you bere.
በቲ ሓይሊ ዝህበኒ ፡ ብክርስቶስ ኩሉ ክኽእሎ እየ
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዝከበርካ ሓውና ዘማሪ በረከት ትኩእ:: ናይ ብሓቂ በቲ ሓይሊ ዝህበና ጌታ እየሱስ ክርስቶስ ኩሉ ፈተና ክሓልፎ ኢና። ብድጋመ ክብረት ይሃበልና ስለ'ቲ ኣብ ሰዓታን ኣብ ግዜኣን ዝወፀት መዝሙርካ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና። በረኽት ሓወይ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ።🙏🙏🙏❤️❤️
ክቕበሎየ ብሓጎስ
ክቅበሎ'የ ብሓጎስ ንፈተናይ
ብግዚኡ ክሓልፍ እንድዪ ጊዝያዊ ጾረይ ይሕንኩለኒ እምበር ወዲቀ ኣይተርፍን ተስፋ መሊአ'የ
በቲ ሓይሊ ዝህበኒ ብእየሱስ ኩሉ ክኽእሎ'የ(2)
ነፍሰየ ንምንታይ እትህውኽኒ ትጉህዩ ኣብ ውሽጠይ ባዕሉ ክሓልፎ'ዩ ናይዛ ስጋይ ቃንዛ ኣብ ኣምላኽ'ዩ ተስፋይ መቁጸሪ ዘይብሉ ንውሽጠይ ዝጎድእ
ፈተና ወዲቀ ተንሲአ ረኺበ ስኢነስ ከመስግኔ ገና.............ኣዝ
ይትረፍ ክገጥመካ ክትሰምዖ ዝሰቅቅ ስቃይ እንክኸብዶ
ብቅንኢ ድያብሎስ ኣብ ቤቱን ኣብ ነብሱን መከራ ክወርዶ
ኩሉ ስኢኑ'ሞ ፍረ'ታ ትዕግስቱ ዝተንስአ ዳግማይ ኢዮብ'ዩ መምህረይ ጽንዓቱ ለቢሰስ ዕጽፊ'ዩ ምክሊተይ ..........ኣዝ
ነቲ ንባርያኻ ዘተስፈኻዮ ቃል ዘክሮ ኣምላኸይ ጽንዓተይ ንሱ'ዩ ህያው ዝገበረኒ ኣብ ኩሉ መንገደይ ተስፋይ ከይጎደለ ፍቅርኻ ክሓስብ ምስ ምልእቲ እምነተይ ኣለኹ በለኒ ኣብ ቅድመይ ይገለጽ ምሕረትካ መድሕነይ .....................ኣዝ
ዝማሬ ማላእኽቲ የስመዓልና በሬ ሓውና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
I can not thank you enough, Jesus Christ may bless you with abundant life!
ዘመንካ ቅዱስ እግዚኣብሔር ይባርኽ ፡ ድያቆን ሓወይ ቤተ ክርስትያና ከምዚ ከማኻ ብርቱዓት ኣገልገልቲ እዩ ዘድልያ ፡ ኣጆኻ በትዕ መንፈስ ቅዱስ ምሳኻ ኾይኑ ይዕየ።
እግዚኣብሔር ብሓይሉ የበርትዕና፥ ንፈተና እዛ ዓለምን የኽእለና። ኣሜን!!!
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዘማሪ በረኸት ሓውና። ብዝለዓለ ክትዓብን ከተበርክትን፥ ንቅዱሳን ምስጢሩን ጥበቡን ዝገለጸ እግዚአብሔር ንዓኻ ውን ይግለጸልካ።
What?ezi orthodox mezmur aymesln Hawey mearey yistekakel nabey nkeyd Alena ?
Amlak nkulna mesteweli lbona yihabena Amen🙏
Amen amen amen kal hiwet yesmalna 🙏🏼👏🙏🏼🙏🏼👏🙏🏼💒💋👏🙏🏼
Beti hayli zhbeni beyesus kulu kikelo eiye zmare melaekti yesmalina hawey🙏🙏🙏
እግዚአብሄር ኣምላክ ጸጉ የብዝሃልካ ዘመኣሪ በረከት ሓወይ መዝሙርካ ኩሉ ሓይሊ፡ ተስፋ, ጽንዓት ንኣምላክ ሓዲካ ክትጽበ ከምዘለካ ጽምህር ኢዩ ሞ ኣምላክ ይባርካ።ኣምላክአይ ተመስገን እንካዕ ሓፍቲ እዞም ደቂ ኦርቶዶክስ ገበርካኒ ዕድመ ንስነቶም ባርክ።
ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና በረከት ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዝመንካ ይባረክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብካ ፈጣሪ ኦርቶሎክስ ተዋህዶ ንዝልኣለም ትንበር በቲ ሓይሊ ዝህበኒ ክርስቶስ ኩሉ ክክእሎ አየ ብሓቂ ኣምላከይ ምሓርቲ የእዳውካ ሰድደልና
Amen amen amen zmare melaekti yesmealna egziabher amlak xegau yebzhalka ❤❤❤
Beti hayli zehebeni be eyesus kulu kekelo eye 😌
Zemarie melaekt yesmealey berukie hawey. Xegeu yebezehalka , leul egziabhier amlak mesaka yekeun. Xelot eme berhan ayefeleka!
ክቅበሎ' የ ብሓጎስ ንፈተናይ
ንግዚኡ ክሓልፍ እንድዩ ግዝያዊ ጾሮይ
ይሕንኩለኒ እምበር ወዲቐ ኣይተርፍን ተስፋ መሊአ 'የ
በቲ ሓይሊ ዝህበኒ ብኢየሱስ ኩሉ ክክእሎ'የ(2)🙏 ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
Zmarie melaekti yesmealna hawna .tsega Tbebu yebzhalka.
Zmare melaekti yesmealna
እታ ንነዊሕ ዝተጸበክዋ ስራሕ ኢያ አግዛቢሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልግሎት ዘመን ይባርክ ብታሚ ደስ ዘብል ተስፋ ትህብ መዝሙር መላክቲ የስመልና
ዝማሪ መልእክቲ የስመዐልና እናዘመርካ አብ ቤቱ የንብርካ እግዚአብሔር አምላክ 👏 ክብር ሓወይ ♥️🌿🌿
በቲ ሓይሊ ዝህበኒ ክርስቶስ ንኩሉ ክኽእሎ የ።ዝማሪ መላእኽቲ የስምዓልና ዘማሪ በረኸት ።
በቲ ሓይሊ ዝህበኒ ብ ኢየሱስ ኩሉ ክኽእሎ እየ፡ክብሪ ን ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና፡፡
Kal hiwet yesmelna nay dingl Maryam eba zemrelna hawuna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝምሬ መለአኸቲ የሰመሰዕነ እግዝኣብሄረ ጸጋ ይብዘሐለኪ
ብሓቂ ብቲ ሓይሊ ዝሀበኒ ክሮሰቶሰ ክከአሉ ያ🤲🤲🤲🤲
Aseyyyyyy eza mezmur ktem bhaqui zmare melaikt yesmealna zemera bereket hawey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤newih edme yhabka zhawey bruk❤❤❤
Zmare melaekiti yesimialina bereket hawey kabzi bertieka kitikiel kea egziabiher amlak bxegue ydegfka bruk hawey selamn tienan ymineyelka 💒💒💒❤❤❤
Hiwetka teqeyer mezmur lebi seb tetenkef eya kab meten ne laeli tenbaka nay lebeka reshat tehaxbo mezmur eya🤲🤲🤲🤲🤲🥺🥺🥺🥺🥺😓🥺🥺🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🫀
Btaemi zfetwa mesmur xegu yebzhalka zemari bereket hawna amlak nay agelgulot zemenka ybarkh
Bereket Xbuk mezmur Amlak ybarka, Edmen tienan yhabka!!!
አማን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን እልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልል
zemare melakt yasemalen betiga yetabek
Amen Amen Amen zmare melaekt yesmaelna bereket hawna🙏🙏🙏
Amen amen zmarye melekat yesmealna hawey 🙌🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️😭😭😭💔💔💔
Egziabihier amlak nay agelgulot zemenka ybarek bereket hawey nay behaki lbka zmels mezmur ellllllll elllllllllllllllllll elllllllllllllllllll zmarie melaekt yesmealna yehwatey 😍🤩😘💌😍😍😘😘💕
Tesfa meliei ey beti hayeli zehabni bey eyesuse kersetose zemare melaketi I ❤🙏🙏🙏
Kulu mealti eye zesema neza mezmur kulu mealti kesema keleku kea fuluy haylen tesfan eya tehbeni, Amlak aab zelenayo edmen tenan yehabena, zemare melakti yesmeana Amen Amen 🙏🏿
Egziabhier xegeu yebzehalka GBU ❤❤❤❤❤❤
More hayli thbeka mezmur edmen tenan yhabka fetari bereket hwyy
የሕዎተይ በዛ መዝሙር ነብሰይ ኣተሲአ ተመስገን ኣምላከይ ስለ ኩሉ ነገር ዝሃብካኒ 🙏🙏🙏
ደጋጊመ ሰሚዐ ዘይመንዋ መዝሙር
አምልካ ፀግኡ የብዘሐልካ🙏🙏🙏
እመቤተይ ድንግል ማርያም ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ትወስኸልካ ዘማሪ በረኸት,,,ከም ስምካ ብበረኸት ዝተመላእካ ,,,,ዝማረ መልእክቲ ይስምዓልና 😇😇😇
ጸጋን ሰላምን ከብ ጎይታ አዩሱሰ ከርሰቶሰ ንዓኸም የከን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ኣመላኽ የሰማለን 🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና በረከት ሓወይ ካብ ጸጋ ናብ ጸጋ የሳጋግርካ ፈጣሪ
ናይ ብሓቂ ልበይ ተንኪፋትኒ እዛ መዝሙር መሃሪት፥ፈተና ኣብ ዝመጸና ግዜ ክንቅበሎ ከምዘለና ክንጭነቀሉ ከምዘይብልና። ናይ ብሓቂ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ። ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።
ዘማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና ጽንዓት ትምህር ሞዝሙር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ነዚ ዘዳሎኹም የሕዋት 💒✅✅✅
Beti hayli zehbeni kerstose kulu kehelo eye🙏🙏🙏 zemari hawena berekt teku xegeu yebzhalka fetari
Zmare melaekti yesmalna hawna
Eta harer ele kxbeya zxenahku mezmur. Bhaqi ka hayli thb koyna xenihatni🙏🙏🙏
ZMARE MELAEKTE YESMEALNA EHWAT BETI HAYLI ZBENI BYESUSS KRSTOS KULU KKELO EYE 💒💒❤🌄🌄🌄🌻🌻🕊
Yhnkuleni ember wedike ayterfn btesfa, melia eye.
Beti haiyli zhbeni beyesus kulu kkuelo eye.(3) tebarek🙏, zmare melaekty yesmealna👏.
ETA hayli zhabetni mezmur! Eyob eyu memhrey.☝️
Egziabher tsegau yebzhalka Berie hawna naybhaqi teum mezmure, Ajona🙏😇
Zmare melaekti yesmialni Berekrt hawna nay Behaqi mexenanit mezmur E/her xegiu yebzihalka❤❤❤
Amen Amen Amen!!! God please everything!!! 🙏❤️👈
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና❤❤❤❤
Bereket nufue Amlak xgeu yebzhalka kulu mezmurka btaemi teum eu
ኣሜን በቲ ሓይል ዝህበኒ ብአዮሱስ ኩሉ ክክአሎ አየ ናይ ብሓቂ
Amen! Zmarie melaekti yesmealna
Tebarek berie hawey anes mezamuratka mulue malti ksemo ywiel emo tesfay ybrk amlak aezizu ybarka zehawey
zemari bereket zmare melaekt yesmalna
Ahwat xelyuly bejakum.nebsey be fetne tray koyna edey hibe😢😢😢😢😢😢😢
I don't have any word to explain this mezmur🥹 I listen this mexmur after 3 yrears when i got a big problem but this mezmur gave me a full of power, and i hope to pass my big examination work, "BETI HAYLI ZHBENI KULU KKELO EYE"🙏🥹🙏♥️
በርኪ ድንቅ መዝሙር ነው በእውነት ቃለ ህይወትን ያስማልን ያገልግሎት ዘመንህ ያቆይልን ወዲማችን።I can Do all things through Christ who strengthen me!!
Philippines 4:13
Amen Amen Amen
ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና ብትክክል በቲ ሓያሊ ዘህበኒ ብክርስቶስ ክሉ ክክእሎ እየ
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐና ኩቡር ሓዉና ብሓቂ ብጣዕሜ ማሃርን መሳጥንዩ መዝሙርዩ ፀጉኡ የብዝሓልካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zmarie melaekt yesmealna Brukie, amlak xegeu yebzhalka
Qal hiwet yesmana beyesusu kulu kkulo eye
ቓል ሂወት የስመዓልና ኩቡር ሓዉና በረከትካ ይብዝሓዮ መድሃኔዓለም
Zmare melakti yesmalna berket hawna ab xeletkum zekuruni yehewatey 🙏🙏🙏