ATV: ኣቦይ ስብሓት ነጋ ኣብ ቤት ፍርዲ ዝተዛረብዎ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 23 ม.ค. 2021
- Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ
PayPal: www.paypal.com/cgi-bin/webscr...
GoFundMe: www.gofundme.com/f/support-at...
Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on TH-cam.
እንኳዕ ኻባኹም ተፈጠርና ። ኣቱም ጀጋኑ ኣያታትና።
አቲ ንዓይስ ድንፅው እዩ ዝብለኒ ።
በየናይ ዕድለይ እየ አነ ትግራወይቲ ኾይነ ።
❤️💛❤️💛💪💪💪💪👏👏👏👏👏
@@selamrar2620 ኣብዚ ኸዚ ሰዓት ትግራዋይ ምኹን ኹርዓት እዩ። ኹሉ ኣብኸብዱ ገይሩ ልቢ ኣዕብዩ እምቢ ኣይግዛእይ ልምልኪ ልብል ህዝቢ ኹሉ ግዜ ተዓዋቲ እዩ።
ትግራይ ሃገር እያ።
ዝኽርን ሞጎስን ንሰማእታትና
ዓወት ልሓፍሽ
ህዝቢ ትግራይ ይስዕር።
@@danaytgualmekelle812
ትግራይ ትዕወት ።❤️💛❤️💛💪💪💪
አትወ, I am happy too, to born from theme!!!!!!!
@O Z ሞት ላተና ለቤተሰቦችህ ያድርግልህ
ኣምላኽ ይሓልኹም...ከብድኻ ዝበልዕ ዋላ tplf ኣይደግፎም እምበር በምሓራይ ክዋርዱ ግን የሕዘነኒ 💔
Tplf n eritrea netsa zewtsiau eyom hze eritrea ms dergi sherka nTigrayn n TpLf n nay akma kulu ab alem zelo gifie engeberun tgigray enaworerun eyom
Wala nhzbnan etom abeyti biedmen btienan abgeza zneberu nebarat tplf yegafiau awtgn nay TPLF nay Hzbi Tigray eyu ok hzbi eritrea 95%~98% mietawi kahdamn lmusn haymanot zeyblu nbur zeyfelt arawit mukanu hju aregagitsualo
Merahtn serawitn degfti eritrawiyan kufatn bedeln wrdetn entemlkun entserhun
Meratn jeganu hayli mklkal tgrayn merhti Tiplfn gn kbtn jignnetn hakn hizom trie wala abed tselae tegaru nkorie nhben nhrn meantana nestim nkales newet wale lieli nay seb sne lbona ykbed eti werari nhzbna zgebro zelo bedel nay edu knihbo ena enate demsese eu dma eti arawit werari serawit merahtn eritrea seytan bklte edu ykebelom amen
Tigray ado haki ado fikri ado kulu ado fthi legass eza adi yared menberi Keduss kuburn tsiyon Mariyam Axsum
Tigray bhaki B hagezn fthn frdn egziabher bdeka bserawitajeganu tsier
Tplf ymerh yemhr
Min cigr alew enquan alimotu enji ashenifew yiwotalu
@@tigraway490
ዋእ እንታይ ዝበልዎ ሃተው እዩ እዚ tplf ንኤርትራ ነጻ ከም ዘውጽኣ ካብ ብኣፈ ታሪክ ብጭብጥ ኣምጽእ/ኢ... ሓሶት ታሪክ ን 🇪🇹ከማን ኣይጠቃማን ህግሓኤ ኣበይ ምስ ከደ እዩ tplf ሓራ ዘውጽኣ n🇪🇷😂😂
አቦይ ሰብሐትን ካልኦት ጀጋኑ ትጋሩ መስዋእቲ ይከፍሉ አለው ንዓና ኤርትራውይን ትምህርትን አርእይ እዩ፡አብቀረባ እዋን ሃገር ትግራይ ክትከውን እይ።
ኩሉ ክሓልፍ እዩ ፍቃድ እግዚአብሄር ይኩን ሰበይ
ጅግና ኣቦታትና
ጅግና እንኳዕ ካባኹም ተወለድና ተመስገን🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
Ay jegninet zuriya tekedinka ab gudgad tetahizu jegna eti jegninet kemey deyu.
✊🏾💛♥️💪🏾
Amen Amen amen ⛪⛪⛪☝️🙏🙏🙏
ጅግና ኣቦይ ሰብሓት ነጋ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን።
Amen Amen amen ⛪⛪⛪☝️🙏🙏🙏
እዞም ዲስላይክ ጌሮም ዘለዉ ጅግንነትን ዘይምምብርካኽ ናይ ኣቦና ስብሓት ድዮ ኣሕሪሩዎም 💪✊
#ትግራይ ትስዕር💪💪💪✊
ተባዕ🙏
ክቡር🙏
ማለት እዚ እዩ👍
አምላክ ምስ ቅኑዕ ልቦም ይኩን🙏
አሜን🙏አሜን🙏አሜን🙏
ኣሜን ❤❤❤
💕💕💕💕💕አቦይ ሓቦኛ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ አያታትና ትግራይ ትዕወት
ጅግና አቦና ብወጠትካ ን ድርጊ አጎምቢሕካዮ ኢካ አንታ ጅግና አቦና
ክቡር አቦና 💪💪💪💪🇻🇳💪
ኣቢተይ በዛኩም ድፍእ የብለኒ ኣቢተይ እዝዶናዓኩም ታሞ ንቁሩብ ሮኦዮ ዝበለካ ዜይ ቀሪ ኮኑ እበር ዓቢኩም ዓወት ንደቁኩም ኣሕሊፍኩም ኢኩምካብ ቀደሙ ነቶም ጨካናት ግና ዓደይ ንዝበሎዶ እዝኩሉ ፍሪዶም ካብ ኣምላክ ይፀበዩ ☝
⛪⛪⛪☝️🙏🙏🙏
ጅግና ወላዲ ጅግና💪💪💪💪💪
ፈጣር ኣብዝሃለክም ይሓልውክም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን ንመን ኢሉሆ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣጆና
Amen Amen amen ⛪⛪⛪☝️🙏🙏🙏
ጀግና አየና ❤ እንኳዕ ናትና ኮንካ ❤💛💪💪 አጀና ደቂ ዘሃገር ትግራይ
Honors for our heroes Tigray .Tigray will be prevail. You are forever in our heart of Tigray .
ትግራይ ዓደይ ማዓር ወለላ
ተወሊደ ዝዓብኩላ
ኣሰይይይይይይይይይይ ኣቦይ ስብሐት ጀግና ብዙሓት ስብሓታት ኣፍሪኩምላ ኢኩም ንትግራይ ኣነ ንባዕለይ ካብቶም ዘፍረኩሞም ስብሓታት ሓንቲ ስብሓት እየ ኣነ ዝወልዶም እውን ታሪክ ስብሓት ነጋ ክደግሙ እዮም ሕድርኩም ኣይነዕብርን 💪
ትግራይ ብዘፍረየትም ስብሓታት ገና ክትሰብሕ እያ እዛ comment ካብ ማዓሙቅ ልበይ እየ ጺሒፈያ
እንካዕ ካባኩም ተፈጠርና ጅግና ኣቦና
ዓሽሽሽሽ ኣቤት ጅግንነት ኣምሓርኛ ብዘይምዝራቦም ማራ የሐጉሲኒ
ኣቦይ ጅግና በዓል ሰለስተ ምዕራፍ
ጅግና አባና ጅግንነትኩም ዓለም ይምስክረልኩም አባይ ጅግና ኢካ
ኣቦይ ስብሓት ነጋ ድምብርጽ ዘይብሎ ጅግና ማለት እዚ እዩ ውርደተኛ ዝኾነት ሃገር ኢትዮጵያ ሓዊ ይብላዓያ።
Ethiopia bher bheresoboch kitbilu do 30 Amet aysmemkimnan!!
ትግራዋይ ተማሳሲሉ ኣይነብርን ብስሩኡ ብቅልፅሙ እምበር እንካዕ ካባኹም ተወለድና ጅግና ኣቦና ኣቦይ ስብሓት 💪❤❤❤❤
Ajokum Geganuna God will help you 🙏 and Tigray will win soon viva tplf
Jeghna nay jeganu jeghna abona sbhat awet nhezbi tgrayn Eritrean Amen
አሰይይ ክቡር አቦና
Thank you brother for reporting great news. Aboy Sibhat is a hero and very intelligent. He is an amazing man, God bless.
Wow very exciting God save them,
Thanks Asena
ኣየ ሓሞት ናይ ትግራዎት ሲ ንበይና እያ። ናትና ናይ ኤርትራዉያን እሞ ሓሞትና ፈሲሳ ኢያ ። ኣብ ሓዉና ኢና ሰብኡት። ኣቦይ ስብሓት ናይ ጀጋኑ ጅግና💪💪💪 ኣብ ግንባሩ ዝዉቃዕ ሓየት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ🙏
ጅግና ኣቦና💪💪💪
ብአንግሊዝ ጌሮሞ ዘረባ በምሓርኛ ተዛረቡ ኢሎሞም ኣይክአልን ኢየ ኢሉ ስለምንታይ ምስተባህሉ ንሕና ካብ በራካ ዘይኮንና ካብ ገዛና ናብ በረኻ ተወሲድና ኢሎም
ናይ ብሓቂ ጅግንነት ኣቦና ዋና መልሲ እያ ሕማም ርእሲ ተልዒልዎም ይኮን እዞም ኣእዱግ ከምዚኣ እያ ናይ ትግራዎት ጅግንነት ኣብ ዕላም ፅኑዕ ኣጀኩም ኣቦና ክሓልፍ እዩ ኩሉ ብሓይሊ እግዚአብሄር ሰላምን ምሕረት ንህዝብና ትግራይ ትዕዎት
ድንግርግር ተብል መልሲ ኢያ
እንኳዕ ካባኻ ተፈጠርኩ
Aboy sebhtu jigina enka natina kenu
Tigray tiwet 🇻🇳🇻🇳💪💪
ኣያኒ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💔🙏💊
Amen Amen amen ⛪⛪⛪☝️🙏🙏🙏
Merhab bro 💥👈
ወያናይ 👈ዘይሕለል ጽኑዕ’ዩ ቓልሱ ❕💥🇻🇳
ኣንኻዕ ካባኹም ተፈጠርና።
አምላክ ምሳኩም ይኩን ህዝቢ ትግራይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
God bless you Aboy sbihat Nega🇪🇷🇪🇷
እግዚኣብሔር ይሓልኹም ኣቦይ ስብሓት።
እግዚኣብሔር ሰላሙ የውርደልና ኣሜን።
Wow!!! What a man. What a hero. I thought this kind of men with integrity had become extinct. This restores your faith in humanity. Thank you aboy Sibhat. You have done your duty to your country and humanity.
ጅግና ኣቦ ትግራይን ኤርትራን ኣቦይ ስብሓት እግዚኣብሔር ምሳኩም ይኩን ጀጋኑና ሰናይ ሕልና ካባኩም ኢና ንመሃር
ኣቢ ን ኤሰያስ ምስጣ ኣቦይ ስብሀት ይውርደሎም ኣቱም ሰርኽቲ .
Is there a difference between Sibhat Nega and Isayas afeworki?
Amen Amen amen ⛪⛪⛪☝️🙏🙏🙏
እዋይ ኣቦይ
ርእይ ከብሎምስ ንብዓት ይመጸኒ
ዓቢ ሰብ ክካላባት ተሪአ ይበኪ
We proud of them
❤️💛❤️💔
ኣቦና ኣዮኻ ሕድሪ ተቐበልቲ ደቅኻ ኣለና
TIGRAY ADEY 💥💥💥💥💥👈
መን ከም ትግራዋይ ተባዕ ጂግና🐅🐅♥♥♥
ጅግና አቦ.. ጀግና ውሉድ ይፈጥር ማለት እዚ እዪ::
ትግራይ ድማ ብደቃ አብ ቀረባ ዕልልታአ ከምንሰምዕ ምንም ጥርጥር ይብልናን:: ህጅውን ጽባህውን "ትግራይ ትስዕር" 4 ነጥቢ:
ኣቦይ ስብሓት ጀግናና ፈጣሪ ይሓልውኩም 💔🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@@user-uy3nw9uz1p AMEN kbretey
አዮኹም አያታትና አሰርኩም አይነዕብርን አቦይ ጅግና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ትግራይ ድማ ክትስዕር እያ ✊✊✊✊
You are truly Legend, Father of all Tigrina with out any additional to your story. You are the reason, the example for all Tigray.
ናይ ብሓቂ እንኳዕ እው ናህና ኮኑ 💖💛💖
Proud of u our hero father's and Mathers💪
❤💛
ዝጉባሕ ትግራዋይ የለን ራአይዉም እዞም ኩቡር አቦና አገናዕ 🤝 እዚዮም ዘምህሩና ንዘሎን ንዝመጵእን ዎሎዶ 😘 ትግራይና ትስዕር ✊❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛👌💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
❤❤❤
ጅግና ናይ ጀጋኑ
ንዝምፅእ ወለ ዶ
ሓበን ናይ ሓበን
ብእንግሊዝኛ ምዛረብኩም ልሳነይ ትግርይና እዩ ማለትኩም
ደጊም ንሕርነት ትግራይ ምትስፋውኩም
ናይ ብሕስባቂ ዘኹርዕ'ዩ
ኣምላ ድማ ፅማኹም ንኹሉኹ ጅድጋኑ ይኽፈልኩም።
እንካዕ ካባኩም ተፈጠርና ካብ ኣቦይ ስብሓቱ ጅግንነት ስብእነት ሓቅነት ትማሃር 🙏🙏🙏🇻🇳🇻🇳👌😘💘ከም ባዓል ኢሳያስ ኣብይይ ኣሕመድ ድማ ስርቅን ዘየድሊ ሕሸትን ትማሃር ፎእ ዓለም ክንደይ ፀይራ ትከድ ኣላ ሶ ኣጀና ተጋሪዋንይ ጀጋኑ ሒዝና ኣይንሰንፍይ ተወሊድና እኮ ካብ ሰብ ስረ🙏🙏🙏🇻🇳🇻🇳👌😘💘
Kab fetewti nebsom mikanka do!
@@hisabubirhane8792 ታይ ትብል ኣታ
Respect. He a real G.
አቦይ ስብሐት ጅግና 🤙🏾🤙🏾💪🏾💪🏾
ትግራይ ትሕወት 👍🏾👍🏾💪🏾💪🏾
ጅግና ኣብ ዝኾነ ቦታ ጅግና ዪ
ወይለኦም እዞም ናትና ስብሓት እንበር ብዘይ ታሪኽ ጠፊኦም
ጅግና ኣቦና
አቦይ ሰባሓቱ አታ ጀግና አኑካዓ ናትና ከንኬም
Egziabher kab zelewuwo mehayir biselam yewuxayom.
ኣቦይ ስብሓት ነጋ ጅግና እንኳዕ ካባኩም ተፈጠርኩ💪💪💪💪✊✊✊✊💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💊💊💊💊💪💪💪💪✊✊✊✊
ምስኪን ጅግና አቦይ ስብሃት ነጋ
አቦይ ስብሃት እሜሪካ ጥገኝነት ጠይቀው መኖር ይችሉ ነበ ር ግን ጅግና ትግራዋይ ከህዝቡ ጋር እንደማንኛው ተራ ዜጋ በአገሩ በመቀመጡ ያናደዳቸው ብዙ ነበሩ ያሳዝናል ሰው ከአገሩ ወጥቶ ወዴት ይሂድ ነው የምትሉት???
ጅግና 💊💊💊💊💊💊💊💊✊✊✊✊✊✊
እንኳዕ ካባኹም ተፈጠርኩ አዮና
💪💪💪💪💛❤️💛❤️💛❤️🙏
Jigna kulu gize jigna eyu✌🇻🇳❤❤❤❤❤
Abatye alahe kenanete gar yehun atume jeganu 👊👊👊👊👊👊👊
ኣቦይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ኣያይ እንቃዕስ ካባኹም ተወለድና ❤❤❤❤❤
እሰይ እኳዕ ካብዙ ጅግና ህዝቢ ተወለድና አቦና ክብርን ሞጎስን ናዓኹም ይኹን እዞም ረሳሓት አብ ኽዳኖም ዝሸኑ ካብ ገዝኦም ወሲዶም ማሪኽና ኢሎም ክጉረኖ ንእሽተይ ሕፍረት ዘይብሎም
አንካዕ ናትና ኮንኩም ኣጆኹም ጅጋኑና
Proud father of Tigray, you made all Tegaru proud. Victorious Tigray forever.
We stand united with Tigray
❤❤❤❤
ጀግና ኣቦና😢
እሰይ አቦታትና ጀጋኑ እወ ብሓቂ
እሰይይይይይዮጀግናወደትጎራይ አቦይሰባሓት👍👍👍👍👍👍💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፈጣሪ ይሓልየለይ
ባብየኮ ❤💊🐅ጅግና ናይጀጋኑ እዮም
እንኳዕ ብሰላም መጻኹም ኣጆኹም ኣጆና ትግራይ ትዕወትኩቡር ኣቦና ስብሓት ክኣ ጅግና ጀጋኑ እዮም ኩሉ ክኣ ክሓልፍ እዩ ልዑል እግዛብሄር ኣሎ ንእሽተይን ዓብይን ሽማግለን ኣንስትን ጥኑሳትን ሓራሳትን ኣካለ ስንኩናትን መናኣሰይን ዘይፈሊ ጨፍጫፉ ታሪክ ንምስራቅ ዝገብርዎ ፍሹል ስራሕ ስርዓት ዝብኢ ቀትሪ እግዛብሄር ክፈድዮም እዩ ናይዚ ዘይዱብ ተግባሮምስ ዓወት ንትግራይ ኪዳነ ምህረት ሰላማ ተውርደሉ ንውጹዕ ህዝብና ንዓና ክኣ በብዘለናዮ ሰላም ይኩነልና ኣሜን 3+⛪✝️⛪️💖💞🤲🙏💔😭☝️
ክቡር ጅግና ኣቦይ ስብሓት ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን::
ኣብ ዘለኹሞ ኣምላኽ ይሓልውኩም::
ኣቦይ ስብሃቱ ነጋ ጅግና
Courageous and bold Men
ጂጊና አባና ባአኩም ክርዕና ፍጠሪ ምሳካትኩም ይኩን
PROUD to be part our hero, VICTORY FOR HERO TIGRAI PEOPLE 🇻🇳🦁🐯💪🏾💪🏾💪🏾
ኣቦና ኣጆካ
Eway Assena mesaweti gerkumo Eritrawi beal Petros Solomon beal Haile weldetnsaee Beal Sherifo Teresiom!!Tarik Aboy Sbhat kinger yweel alo!!
They are heroes ❤️💛❤️💛💪💪💪👏👏👏👏
We are sooo proud of u our great hero and stay blessed 🙏🙏❤❤😍✊🏻✊🏻✊🏻✌
Eway zomgegna enkae natna konkum korae welidky tegray adey nzelalem nberi
ኣቦዋይ ሰብሓት ጅግና 💊💊💊💊💊💊
እንኳዕ ካባኹም ተፈጠርኩ ጅጋኒ ኣየታትና
Best man with meles they make one ethiopia unified all ethnicity he is retired but still love his country united. All ethnicity.
አቦይ ስብሐት ጅግና
ሽልማት ዝግብኦ አቦ እዮም